ካናዳ ኣብ ከቢድ ቅልውላው 👉 (ምፍላጥ ፍታሕ የምጽእ ዩ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 432

  • @geralegas47
    @geralegas47 14 วันที่ผ่านมา +83

    ሰላም ሐፍትና ጽቡቅ ኣለኺ ስደት ኣብዝኾነ ጥዑም ኣይኮነን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ኩሉ እዩ ጸንኪሩ ዘሎ እቲ ዝዐበየ ድማ ተመስገን ምባል ናብ ኣምላኽ ድማ እዩ ሕጂ ኣነ ኣብ ኣዉሮፓ ኣለኹ 8 ዐመት ጌሩ ሽዑ ዝነበረን ሕጅን ሰማይን ምድርን እዩ ዘሎ ስለዚ ኣምላኽ ጥዕና እንተሂብካ ዘይ ስገር ነገር የለን ድሐር ካኣ ካናዳ ኣብዝመጽእ ዐመታት መበሪ ኣባይቲ ባኣሽሐት ክትሰርሕ ዉጥን ኣዉጺኣ ኣላ ኣጆኹም ዐቅሊ ግበሩ ኣይቲጨነቁ ኣምላኽ ጥራሕ እመኑ ተስፋ ድማ ልዕሊ ኩሉ እያ ።

    • @rahwamengisteab7753
      @rahwamengisteab7753 14 วันที่ผ่านมา +1

      እንካዕ ድሓን መጻእኪ ከምዚኣ እናበሊ ጸገም ኣሕዋትኪ ፈሊጥኪ ንምኽሪ ምቅራብኪ ጽቡቕ ስራሕ ክሳብ ኣብ ሃገርና ሰላም ዝርከብ ቃልሲኺ ኣይተቃርጺ

    • @samarahalie9125
      @samarahalie9125 14 วันที่ผ่านมา +4

      መን እሞ ይፈልጦ'እዚ ህውኽ መንፈስ ኣለና ኣምላክ ይርዳና ጥራይ

  • @user-cw9lz7bn1p
    @user-cw9lz7bn1p 14 วันที่ผ่านมา +16

    አየ ኤርትራዊ ካናዳ እንተአትዩ ጨርቅን ወርቅን ዝኸውን ዝመስሎ ዓለም ሙሉእ ሓርጎጽጎጽ ዩ

  • @user-qo2rh7of3h
    @user-qo2rh7of3h 12 วันที่ผ่านมา +10

    Thank you. ብጣዕሚ ኣገዳሲ ትምህርቲ እዩ። ኣብ ኢትዮጵያ ከለና 4 - 5 ዓመት ጸኒሕና ኣብ ክንዲ ንመሃርን ሞያ ንቀስምን ልክዕ ዩኒቨርሲቲ ዝኣተና ክንመስል ዝኾነ ሰብ እንታይ ትገብር ኣለኻ እንተ ኢሉና ናብ ካናዳ ፕሮሰስ ይጽበ ኣለኹ ንብል።ልክዕ ሞያ ንሓስቦ ንምጽባይ!!!

  • @user-xv6ed7mz4o
    @user-xv6ed7mz4o 14 วันที่ผ่านมา +76

    🌻🌻🌻ፅቡቕ ዕድል🌻🌻🌻
    ዕላማኻ ብሰላም ምንባር እንተኾይኑ። ስድራቤታት ካብ ካናዳ ናብ ኣፍሪቃ ክመጹ ርኢኹም ዶ? ስድርኦም ኣብ ካናዳ ገዲፎም እዮም ዝመጹ።
    ነቶም ኣብ ሱዳን፡ ኡጋንዳ፡ ኢትዮጵያ፡ ኬንያ፡ ሊብያ፡ ግብጺ፡ ማእከላይ ምብራቕ፡ ... ናብ ካናዳ ምስ መጻእኩም ትዕገሱ ቀሊል ህይወት ኣይትጸበዩ፡ ንኣምላኽ ኣመስግኑ።
    1ይ ዓመት ስፖንሰርካ ንመግብን መጽለልን ሓላፍነት ይወስድ። ነዚ ኣብ መጀመርታ ፈሪሙ ኣሎ ግን ዶክተር ክትሪኢ ትኽእል ኢኻ፣ ቋንቋ እንግሊዝ ብነጻ ተማሃር። ዓበይቲ ከተማታት ክቡራት እየን ንኣሽቱ ከተማታት ክትከይድ ፈትን። መጽናዕትን ናይ መራሕቲ መካይን ክፍሊ ፈተና ምውሳድን። ሽዑ ምስ ካልኦት ተዓጂብካ ክትዝውር ትኽእል ኢኻ። ንኣሽቱ ከተማታት እንተኾይነን ድሕሪ ሓደ ዓመት መኪና ከድልየካ ይኽእል እዩ። ንቐሊል ህይወት ናብዚ ኣይትምጽኡ። ንኽትነብር ኣብዚ ክትሰርሕ ኣለካ። ክረምቲ በረድ እዩ። ብኣወንታዊ ኣእምሮ ናብዚ ምጹ። ንኣምላኽ ድማ ኣመስግን። ካብቶም ካልኦት ናብዚ ክመጹ ዝሓልሙ ትበልጽ።
    ስራሕ፡ ንነብስኻ ምምሃር፡ መጽናዕቲ ኮርስ ውሰድ። ካናዳ ጸጋ ዝመልኣን ሓንቲ ካብተን ዝበለጻን እያ።
    ፅቡቕ ዕድል🌻🌻🌻
    ነቶም ኣንጻር ርእይቶይ ሕጉሳት ዘይኮኑ ።☹☹☹
    ካልእ ሃገር ንስደተኛታት ክኽፈት ርኢኻ?
    ንገሩና ። እቲ ንርእዮ ባሕሪ ማእከላይ ባሕሪ ኮይኑ፡ ብዙሕ ህይወት ዝወስድ እዩ።😭😭😭
    ዝኾነ ሰብ ካብ ሃገሩ ክፍለ ኣይምዕድን እየ። ነቶም ኣብ ሳልሳይ ዓለም ኣብ ስደት ዘለዉ ግን ካናዳ ዕድለኛ እንተኾንካ ካብተን ውሑዳት ኣማራጺታት ሓንቲ እያ።
    ገሊኦም ዋላ ኣብ ካናዳ ምስ በጻሕካ ተስፋ ኣይህቡኻን እዮም።
    ቀዳማይ ዕላማኻ ብሰላም ምንባር ምዃኑ ዘክር፣ ንነብስኻ ካብ ጽግዕተኛነት ካልኦት ነጻ ክትከውን ብህይወት ምጽናሕ: ሕሉፍ ታሪኽካ ኣይትረስዕ።
    ነዛ 🌻ሓፍትና ድማ ስለቲ ተወፋይነታ የመስግና ፡፡
    ንዓኻ ዝበለጸ ምኽሪ ውሰድ።
    🤔ተወሳኺ፣
    ቅድሚ ምምጻእካ ምምርዓው፡ እዚ ኣብ ተመሳሳሊ እዋን ኣብ ካናዳ ስድራቤትካ ክትሃንጽ ክሕግዘካ እዩ። ክልተ ምስ ኮንካ ዕንቅፋታት ክትሰግሮ ትኽእል ኢኻ። ብውሑድ ክትዓግብ: ኣዝዩ ኣድላዪ ዝኾነካ ነገራት ጥራይ ግዛእ። ኣብቲ ትሰርሓሉ ዘለኻ እዋን ትምህርትኻ ክትቅጽል ኣለካ።ዲፕሎማ ወይ ናይ ሞያ ምስክር ወረቐት ምርካብ።
    እቲ ዝዓበየ ዕንቅፋት ደቅኻ ምዕባይ እዩ። ኣይትፋታሕ። ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ቆልዓ በይኑ ምዕባይ ኣዝዩ ከቢድ እዩ። ንመጻኢ ደቅኻ ሕሰብ። ደቅኻ እንተ ኣስተምህርካዮም። ኩሉ ዝደለይዎ ናይ ምዃን ዕድል ኣለዎም።

    • @hiwetalmedom4943
      @hiwetalmedom4943 14 วันที่ผ่านมา +4

      Tebareki

    • @dubdub8927
      @dubdub8927 14 วันที่ผ่านมา +1

      ሓሳዊ ኢካ

    • @dubdub8927
      @dubdub8927 14 วันที่ผ่านมา +2

      ሓሳዊ

    • @mihretyemane7301
      @mihretyemane7301 14 วันที่ผ่านมา +4

      ኣይተደናግር እቶም ካብ እስራኤል ዝኸዱ ከማን ካብ እስራኤል ዝከፍእ ዘየለ ብኻ ኣቡኡ ጸንሓና ይብሉ ኣለዉ ካብ ቀረባ ዘመደይ ዝረኸብክዎ እዩ ።

    • @user-xv6ed7mz4o
      @user-xv6ed7mz4o 14 วันที่ผ่านมา +5

      @@mihretyemane7301 ንምንታይ ዘይምለሱ።
      እስራኤል ብህይወት እንተሃሊኻ ሞይትካ ኣይግድሳን እዩ።
      ኣብ እስራኤል እንታይ መጻኢ ኣለካ። ሓደ መዓልቲ ክጥረዙኻ ይኽእሉ እዮም።

  • @russombana3378
    @russombana3378 13 วันที่ผ่านมา +5

    ኣንበሲት ሓቂ ዘረባ ኢዩ ምግናን ዝበሃል የብሉን ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ❤

  • @zayedegebreynas1517
    @zayedegebreynas1517 11 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቕ ኣለኺ ኣብ ካናዳ ካብዚ ሕጂ ዘለናዮ ግዝየ ንኽትቅጽል ማዕረ ክንደይ ከቢድ ምኻኑ ንማንም ኣብ ካናዳ ዝነብር ሰብ ብሩህ እዩ”
    ኣጀ ኺ ግን ቀጽልዮ ምኽሪ ነቶም ኣጋይሽ ህይወት ከናዳ ተላልየሞ መታን ክመጽኡ

  • @MesmerBAylay-sl1pf
    @MesmerBAylay-sl1pf 14 วันที่ผ่านมา +5

    I really admire you great advice, Because Back home in Africa people have very high Expectations in North America, I live in the State my self the last couple years cost of living is skyrocketing,

    • @teweldenegusse1345
      @teweldenegusse1345 14 วันที่ผ่านมา +1

      You need to work one full-time and second job part-time.

  • @Aynalem-bf9rl
    @Aynalem-bf9rl 11 วันที่ผ่านมา +3

    ንፍዕቲ ብሓቂ እቲ ኩንነት ሓቂ ምዝራብኪ ኣነ ዓመት ገረ ኣለኹ ስራሕ የብለይን

  • @መረብመስሓልEntertainment
    @መረብመስሓልEntertainment 13 วันที่ผ่านมา +5

    እቲ ጸገምና ካብ ዓቀኑ ዝሓለፎ ትጽቢታትን ዓቀኑ ዝሓለፎ ኣጉል ዕላማታትን ሕዝና ብፍላይ ናብ ምዓራባውያን ሃገራት ስለ ንስደድእዩ ግን እቲ ሓቂ ግን ኮሙ ኣይኮነን ኣብዚ ዓልም እዚ ገነት ዝብሃል ነገር የለን ገነት ኣብ ውሽጥኻ ኣብ ተመስገን ኣብ ዓቅሊ ኣብ ተስፋ እያ ዘላ ንኩሉ ከከም ኩነታቱ ክትቅበሎን ክትብድሆን ጥራይ እዩ ዘለካ ወላ ንጽጋብ ይኩን ። ብዝረከብካዮ ዕድል ድማ ዘይምጽዋት ዕድላት ናይ ስራሕ ይኩን ናይትምህርቲ ኣጠቃቅማ ግዜን ገንዘብን ብሓፈሻ ዕላማ ምህላው።

  • @KidunHabte
    @KidunHabte 14 วันที่ผ่านมา +3

    Good advice sister ..thank you for your time.

  • @lemlemluulay6843
    @lemlemluulay6843 14 วันที่ผ่านมา +5

    ሜሪ ለባም ሰብ እቲ ትብልዮ ደለኪ ቅኑዕ ምክሪ'ዩ እቶም ነዊሕ ዓመት ጌሮም ገዛ ገዚኦም ትብልዮም ደለኪ ድማ ናይ ባንክ ገዛ ከምዝኮነ ዘይምርሳዕ ሞርገጅ ከፊልካ ከይወዳእካ ንብረትካ ኣይኮነን ምክፋል ንባንክ ኢካ ወለድ ሂብካ ትቅልቦም ደለካ ንኩሉ ርግእ ኢልካ ምርኣየ ኣገዳሲ እዩ ስራሕ ናይ ምርካብ ከም ቀደም ኣይኮነ ንዝተወሰነ ግዜ እቶም ስፓንሰር ዝገበሩካ እዮም ኩሉ ዝክእሉካ ስለዚ ምትሕልላይ ጽቡቅ እቶም ዓዲ ሰብ ዘብጽሑካ ኣመስጊንካ ተረዳዲእካ እታ እዋን ክትሓልፋ ፈትን❤

  • @TimktueGebremskel
    @TimktueGebremskel 14 วันที่ผ่านมา +1

    ,ሰለ እዚ ኩሉ ሓቤረታ ምሃብኪ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ሜሪ ሃብትና አምላክ አአብዘለናዮ ጥዕና ይሃበና ፈጣሪ

  • @mussietewelde3546
    @mussietewelde3546 14 วันที่ผ่านมา +3

    ንፍዕቲ ኣብ ኩሉ ሓደ ዓይነት ኩነታት አዩ ዘሎ።ስደት ኣብቂዑ አዩ ።

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 14 วันที่ผ่านมา +10

    ኣብ ሕማቅ ጽቡቅ ኣሎ። ኣብዚ ቅልውላው ጽቡቅ ዕድል ክርከብ ኢዩ።

    • @I-condem-Isreal-killer
      @I-condem-Isreal-killer 14 วันที่ผ่านมา

      ሱቅ በል ሓሳዊ ጹቡቅ ዝባሃል እንተዝህሉ ዳኣ ኣብ ከምዚ ዓይነት ቅልውላው እንከለኹ ዳኣ ብሽክለታይ ሰሪቆምኒ ዘለዉ ኣበይ እዩ እቲ ጽቡቅ ሄሄይ ኣይትጋገ ኣንታ ገጽ ዘይበሰለ በለስ

  • @selemunhaddas161
    @selemunhaddas161 14 วันที่ผ่านมา +15

    እታ ሐቂ እዚአ እያ ተባረኺ

  • @em7770
    @em7770 14 วันที่ผ่านมา +25

    👌🙏ንፍዕቲ እቲ ሓቂ ዘሎ ምግላጽኪ💃🌹

  • @solomonimesghen5959
    @solomonimesghen5959 14 วันที่ผ่านมา +12

    ክብርቲ መሩ እቲ ሐበረታ ምሀብኪ ጽቡቅ ኢዩ :: ግን አብ ግምት ከተእቱ
    ዉዮ ዘለኪ ::
    1) ቅልዉላዉ ናይ ኤኮኖሚ አብ ኩሉ
    ኢዩ ::
    2) አብዚ ግዜዚ ብዘይካ ካናዳ ካልእ
    ስደተኛ ዝቅበላ የለዋን : ስለዚ ካል
    እ አማራጺ እንታይ አሎ ?
    አነ ከምዝርድአኒ መንግስቲ ካናዳ
    ከየጽንዔ ስደተኛታት ዝቅበል አይመ
    ስለንን::
    3) ሰላም ዝዐበየ ናይ ህይወትና ምዕ
    ራፍ ኢዩ : ካብቲ ሸለብ ገለብ ዝብ
    ልዎ ዝነበሩ ወጹኦም ብሰላም ይነ
    ብሩ :እቲ ካልእ መጋየጺ መነባብሮ
    ግዜ ሐሊኻ ዝመጽእ ኢዩ ::
    4) ነጻ ትምህርቲ ይረክብ ወ.ዘ.ተ.
    ከምዚ ካብ ሐደ ክሳብ አርባዕተ
    ተገሊጹ ዘሎ አዎንታ ይበልጽ
    ይብል ::
    11:40

    • @Yacob-bn1jw
      @Yacob-bn1jw 14 วันที่ผ่านมา

      UR RIGHT!
      KULOM TH-camRAT ERITRAWYAN?
      ZERO!
      AKNDI MORAL...POSITIVE...ZEKHONE ZEKIREBU?
      KULU BANTZAREU EYU.
      HANTI MEALTI KOKUA (LANGUAGE) TEMEHARU ZBIL AYSEMAEKUN.

  • @RHT395
    @RHT395 14 วันที่ผ่านมา +4

    ጽቡቅ መልእኽቲ ክውንነት ዘለዎ፥ ኣነ እኮ ተቀማጢ ካናዳ ኣይኮንኩን ግን ዝበልክዮ ሓቂ እዩ። ንፍዕቲ ጅግና ሕልናዊት ጽቡቅ መልእኽቲ።

  • @hakibrhan
    @hakibrhan 12 วันที่ผ่านมา +1

    Brkti haftey,,,, eti zelo hakegna hiwet eta hager abrihkyo aleki, bezi mentsr bzuhat yehwat kab chnketn hmamn adhinki malet eyu emo yekenyelna,,, tebareki brkti haftey🙏

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 14 วันที่ผ่านมา +10

    ከናዳ ጥራይ ኣይኮነን ኩሉ ስደት ብዶሆታት እንጻዓቐ ክሳድካ ኣድንካ ውን ከምዘይካኣል ኮይኑ ኣሎ

  • @TT-ky6rz
    @TT-ky6rz 14 วันที่ผ่านมา +3

    All you said is very true thank you!!

  • @zidik313
    @zidik313 14 วันที่ผ่านมา +13

    ካናዳ ዓዲ ሰላም ዓዲ ሰራሕ ኔራ ትፍለጥ ካብ ኣለም ድሕሪ ኾፒድን ዘይ ሕጋውያን ስደተኛን ንትምህርቲ ስኾላርን ብስራሕ ኩንትራት ኢሎም ድመጽኡ ብሰንኾም ኢዩ ዛሕቲሉ ሕጂ ግና ኣብ ድሓጸረ ክዕረይ እዩ ኣጆኩም

  • @mehretnegusse8569
    @mehretnegusse8569 14 วันที่ผ่านมา +3

    I impressed 👏 Bravo 👏 tell them every day 👏.

  • @saeedsaad7481
    @saeedsaad7481 11 วันที่ผ่านมา

    Thank you sister for advice and reminder our people ❤️ 💕

  • @Robelsoimon
    @Robelsoimon 13 วันที่ผ่านมา +6

    ትክክል 100% ናይ ትማሊ ካናዳ ሎሚ የላን ምክንያቱ ኩናት ተሎ ባኒ የላን ሰላም ተሎ ባኒ ኣላ፡ኩናት ኣብ ዓለም ደው ይበል እንጀራ ሰሪሕና ክንበልዕ!!!!!!

  • @SidonYonas-wl9dh
    @SidonYonas-wl9dh 11 วันที่ผ่านมา +1

    10q agedasi haberieta kthbna nmftanki sister..hanti hto gn khateki ddeleku b'qeyh mesqel wey wn red Cross ente wexika ke eti kunetat maere kndey u dxelweka ba aredeni plz

  • @meharittesfom9930
    @meharittesfom9930 14 วันที่ผ่านมา +6

    Zelenayo gelixkyo, thanks

  • @kahsaytesfay3115
    @kahsaytesfay3115 14 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ብሓቂ ሜሪ ሓብተይ ብፍላይ ኣብዚ ግዜ እዚ ካናዳ ኣዝዩ ዝኸፍአ ኮይኑ ኣሎ ናብ ክልተ ዓመት ዝቀረቡ ክሳብ ሕጂ ስራሕ ዘይረኸቡ ኣለዉ ።

  • @Love7..
    @Love7.. 5 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ሓበረታ ኢዩ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ
    ብ UNHCR ዛትዉ ከ እንታይ ሓለፋታት ይግበረሎም ወይ ምስ ኣተዉ እንታይ ክገብሩ ኣለዉ ትብል/ትብሊ

  • @user-wk7cr6mw7m
    @user-wk7cr6mw7m 13 วันที่ผ่านมา

    Hakiy, Mzrab Aeyfetwun Eyom.

  • @tirhasaraya1895
    @tirhasaraya1895 14 วันที่ผ่านมา +11

    ለባም ምኽሪ ሜሪ ሓፍትና ምኽንያቱ እዚ ተፈሊጦም ድልዋት ክኾኑ ይኽእሉዮም ኣብ ዘይተደለየ ስትረስ ክኣትዉ ኣይኪእልንዮም❤

  • @frtunaaman6534
    @frtunaaman6534 11 วันที่ผ่านมา

    She is talking honest most of people's leaving in Africa is no need to come to Canada

  • @mhrettesfazgi7124
    @mhrettesfazgi7124 14 วันที่ผ่านมา +1

    Tebareki brkti, this is true

  • @TsigeYigzaw
    @TsigeYigzaw 14 วันที่ผ่านมา +16

    Haqki meru haftey ab toronto alena 2 ametina kab nmexei nabra kebidu geza kray laeli bexihu srah yelen asbeza kebiru amlak selam yewrdelna adna knmles ❤❤❤❤

    • @hallowiegehts477
      @hallowiegehts477 14 วันที่ผ่านมา

      Amennn GBU more and more Eritrea

    • @jeremiah5707
      @jeremiah5707 14 วันที่ผ่านมา

      😅😅 ajoka mekto enber ewe shewaya guday xenkira eya temsel zela

    • @andebrhanteklemariam9739
      @andebrhanteklemariam9739 14 วันที่ผ่านมา +2

      ንፍዕቲ ጽቡቕ ምኽሪ እቶም ስደት ንግደቶም ነዚ ዘረባኺ ክንሰየናይ ከይሰምዑዎ ሂወት ኤውሮጳ ብሓፈሻ ከም ቀደም የለን ወርሓዊ ኣታዊኻን ንኽራይ ገዛን ኣስቤዛን ካብ ሓቂ ሓሊፉ ከቢሩ ብፍላይ ድሕሪ ኲናት ዩክሬን ዘሎ ብድሆታት ንኩሉ ርዱእዩ የግዳስ እቲ ኣብ ኣፍሪቃ ዘሎ ኣማራጺ የብሉን እቲ ካብ እስራኤልን ካልእ ኣብ ስራሕ ዘለዎ ሃገር ዘሎ ግን ካልእ ኣማራጺ ከናዲ መሓሾ ።

  • @michealghetachew
    @michealghetachew 14 วันที่ผ่านมา +3

    እወ ቲ ዘሎ ሓቂ ክሕበር ጽቡቅ እዩ ነቲ ዝመጽእ ጋሻ ቁሩብ ናይ የእምሮ ምድላው ይገብር ።ካብ ኣብዚ ምስ ተበጽሕ ምጭናቅ ተስፋ ምቁራጽ ።ብሓይሊ ፈጣሪ ድማ ዘይ ስገር የለን ።

  • @liyamekonen6352
    @liyamekonen6352 14 วันที่ผ่านมา

    Goyta ybarki Maru brekti ezi da entay knenahseyelu comment kngeber ena enber eti zelo hlwe kunetat endeyu. Keep shining God bless you ❤️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @muluweldemariam8091
    @muluweldemariam8091 14 วันที่ผ่านมา

    Good advice 👍

  • @merhawiyohannes9263
    @merhawiyohannes9263 14 วันที่ผ่านมา +2

    ሂወት ብሙሉኣ ሃልኪ : ዘለው ሙኻኑ መጀመርያ ክንርዳኣ ኣለና. ክንስደት ከለና ግን ተማሂርካ language መልኽካ : ሞያ ተምህርካ : አንተትስደት ዘቀለለ ሙኻነ : ኣብ አዲስ : ክስምፓላ ካሌኦት ደክስኹም 4, 5,.. ዘሕለፍኩሞ ሕጂ ካናዳ ከድካ ምምረር ትርጉም የብሉን. ካልኣይ ካናዳ ከማን english language ዩ ዘለዎም : ከም ካልኦት ናይ europa language ኣይኮነን. ስልዚ ተማህሩ ኣብ ዓለም ገነት የለን : በቃ ትህርት ትምህርት ትምህርት.........

    • @wediasmera7074
      @wediasmera7074 12 วันที่ผ่านมา

      Selam hawey aderashakA mhabkani do melelna nerna

  • @mhretabarayasemere6687
    @mhretabarayasemere6687 14 วันที่ผ่านมา +2

    Special at this time most of eritreans are homeless pleas be aware onthis situations

  • @muluyeaslawi7999
    @muluyeaslawi7999 14 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቕ ምኽሪ ቀጽልዮ ሓፍትና

  • @biniambahram5549
    @biniambahram5549 11 วันที่ผ่านมา

    This is real and factual .Canada is not what it use to be and what you think .

  • @asratmebrahtu
    @asratmebrahtu 3 วันที่ผ่านมา

    Sebuk hasab eyu❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 7 วันที่ผ่านมา

    Right 😭 ✅️ dear sister I come to Canada 🇨🇦 2017 Ontario I t was good 👍 😊😊

  • @hudaabdelklalik9701
    @hudaabdelklalik9701 10 วันที่ผ่านมา

    You are right 2005 mesiaa. Everything changed in Canada.

  • @michaeltito3438
    @michaeltito3438 14 วันที่ผ่านมา +1

    Ganda is always the best

  • @teshomewehazit1416
    @teshomewehazit1416 14 วันที่ผ่านมา

    Meru shikorrr Kemey selam dyu Ewe entay emo kengber sedet hesum eu ab kulu hager eu zelo Habibti ana Bravo qtslyo tsbqi medeb eu zyday 👌

  • @selineceline3596
    @selineceline3596 10 วันที่ผ่านมา

    I agree 100%.

  • @hagosmichael5798
    @hagosmichael5798 14 วันที่ผ่านมา +1

    Medebki xbuk eyu
    Kab kulu neti hadsh zmexe seb ab Canada ms atewe zeytexebeyo metan keykono.
    Sne amrawi mdlawat geru ymexe kab adeda xnketn srah siene elu aklu zexbb entehameke srah sgab zrekb b tiegsti kixbe ykielo.
    God job.

  • @berhaneberaki1565
    @berhaneberaki1565 14 วันที่ผ่านมา +1

    ትምህርቲ. ናይ ቋንቋ እንግሊዝ አገዳሲ እዩ ሓደራ ሓደራ
    ህልው ኩነታት , ስራሕ የለን ብዝያዳ ነቶም ክእለት ወይ ሙያ ዘይብሎም

  • @timnitmehari1247
    @timnitmehari1247 13 วันที่ผ่านมา +1

    Hakiki eki mera haftey wala Abe Europe keman nabra kebidu eu zelo

  • @user-ns7ic2sq6q
    @user-ns7ic2sq6q 14 วันที่ผ่านมา +3

    መሩ ሽኮር ኣነ ካብ እስራኤል መጺአ ብዘይ ስራሕ ንዓመት ዝኸዉን ስራሕ ኣይረኸብኩን እተን ሒዘየን ዝመጻእኩ ጥራሕ እየ ዝናበር ዘለኹ ሙሽ ዶ ገንዘብ ከፊልካ ብጥርሑ ካናዳ ኪትመጽእ ኣይትምነዮን 🤭🤭🤭

    • @biniamokbe8238
      @biniamokbe8238 12 วันที่ผ่านมา

      Kidmi amet negirkina entetikoni nabxi getsna aymishenan.

    • @azmeraberhe1417
      @azmeraberhe1417 7 วันที่ผ่านมา

      ሰላም ዛሓፍተይ አነስ ካብ አፍሪካ ናብ እስራኤል ክከይድ ደልየ እንታይ ትመክርኒ እስራኤል ወይሲ ካናዳ አበይ እዩ ዘሎ እታ ሰሪሕካ ተትርፎ በጃኪ ተገዲስኪ መልስለይ

  • @tsegazeabzemichael3784
    @tsegazeabzemichael3784 13 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም ኣነ ኣብ ቶሮንቶ እየ ዝነብር ፡ እወ ናብራ ከቢድ እዩ እዚ ከኣ ብደረጃ ዓለ እምበር ኣብ ካናዳ ጥረይ ኣይኰነን፡ ናትና ናይ ኤርትራውያን ሽግር ግን 1.ቋንቋ እዩ ኢንግልሽ 2. ንሓድሕድና ሓበሬታ ኣንለዋወጥን 4.ሞያ ወይ ናይዝዀነ ተሞክሮ ይብልናን አጸሚምናውን ሞያ ክንምሃር ኣይንደልን ኢና ንኣብነት ፎርክ ሊፍት ምዝዋር ናይ 2 መዓልቲ ክላስ እያ ዋጋ ካብ ቦታ ናብ ቦታይፋላለይኸውን ግን 250 - 300 ካናዳዶላር እዩ 4. ቻለንጅ ኣይንፈቱን ኢና 5. ስራሕ ንደሊ ግን ብካሽ ኢና ክንሰርሕ ንፍትን 6 ብጣዕሚ ብጣዕሚ ኢና ብችን ፓርክን ንፈቱ ... ስራሕ መሊኡ ኣሎ ኣነ ኣብ ሰሙን ክሳብ 60 ስዓታት ይሰርሕ ኣብ ጎጉል ከም ብዓል ኢንደድ ስራይ ኣየምጽእልኩምን እዮም ኣለዉ ግን አጀንስታት ከም ብዓል staff plus, Kelly ኢንፐርሰን ከድኩም ብዛዕባ ሴፍትይ ፈተና ኣሎ ካብ መጽሕፍ ዋላ ሰርች ገይርካ ትምልሶ። ምጹ ስርሓ ፈቐዶ ባራትን ቤት መግብን ከለል ኣይትበሉ። ኣነ ኣብ ዳውንፎርስን ፋርማስን ትነብሩ ከመይ ስራሕ ትረኽቡ ክተሓባበረኩም ደልው እየ።

    • @meseretaregawi-qz2fb
      @meseretaregawi-qz2fb 12 วันที่ผ่านมา

      ሰላም
      ስልክካ እባ ልአከለይ ብጣዕሚ ከዎግዐካ ደልየ አለኩ

    • @wediasmera7074
      @wediasmera7074 12 วันที่ผ่านมา

      Selam hawey aderashaka sdedely eba hasab knlewawet nay Instagram

    • @user-tj7qw8sj3c
      @user-tj7qw8sj3c 12 วันที่ผ่านมา

      ቢችን ፓርክን 😂😂😂😂😂

    • @bisratokbitbisrat287
      @bisratokbitbisrat287 12 วันที่ผ่านมา

      Thanks hawey natey hji tesfa rekibna ane 3kolu alewuni gn bhji eye ncanada katu hawey gn canada alo srah ayrekeben kdmi 1 werhi eyu atyu fkadegna ente konka

  • @SelamTV.
    @SelamTV. 5 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @mulugetamuler464
    @mulugetamuler464 11 วันที่ผ่านมา +1

    4:49 4:49

  • @solomnmahray7253
    @solomnmahray7253 12 วันที่ผ่านมา

    Thanks enkae haberkelena ne alem zelo seb haki haki eyu

  • @Amanuel2000
    @Amanuel2000 9 วันที่ผ่านมา

    You're right everything is out of control.canada the worst ever rightnow .unemployment rate dramatically increased and cost of living extremely high. We don't what's going fir the future.finally I highly recommend for people who have process to came to Canada particular from Africa must have communication skills by english other ways it to challenging to settle here.

  • @aronhaile5251
    @aronhaile5251 11 วันที่ผ่านมา

    💯 right life is extremely hard in canada

  • @redseaeritrea3722
    @redseaeritrea3722 13 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ አለኺ ተዛረቢ ድአ ዝሰምዕ እንተተረኪቡ

  • @helenormike8338
    @helenormike8338 10 วันที่ผ่านมา

    You are right good job.

  • @MussieAndehaimanot
    @MussieAndehaimanot 11 วันที่ผ่านมา

    Absolutely 💯

  • @medhaniegebreab1347
    @medhaniegebreab1347 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Canada not developed country
    It’s not industrialized country
    Most people thinking Canada is industrialization but it’s wrong
    Canada it’s farming & warehouse land ,
    It’s better to go Europe or us,
    Thx

  • @ahmedani6931
    @ahmedani6931 14 วันที่ผ่านมา

    Good description my sister

  • @habtemariamtesfay5354
    @habtemariamtesfay5354 14 วันที่ผ่านมา

    እንጀራ ዓለም ብልዒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ .
    እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ንሱ እዩ.

  • @lueldebase1653
    @lueldebase1653 14 วันที่ผ่านมา

    Aysemun eyom Gin haki Mizrabki thank so much.Bhji nab Canada zimetsie bhaki kidanu kikedid eyu. 3:12

  • @elsatesfamichael258
    @elsatesfamichael258 14 วันที่ผ่านมา

    ኣምላክ ዓድና ሰላም ይግበረልና እምበር ሰበትስ ጸንኪሩ ሎምስ ኣምላክ ትዕግስቲ ይሃበና ❤❤❤

  • @yonastesfom3564
    @yonastesfom3564 14 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብ ኩሉ ዓለም እዩ ❤️💙

  • @yohannesmedhane635
    @yohannesmedhane635 14 วันที่ผ่านมา +9

    እንታይ ገራትኪም እዛ ካናዳ? ሰብ ይምጻእ ዕድሉ ይርኢ።ሽግር ጥራይ ኣተውርዩ።ዓለም ድማ ጻዕሪ ኢዩ።ካናዳ ድማ ጥዑም ሃገር ኢዩ።

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay 13 วันที่ผ่านมา

      ኣይግርመካንዲ ጭንቂ ዕላለን ስደት ደኣ ክሳብ ገለ እዋን ኪክብድ ግዲን እዩ ግን፡ምስ፡ክብደቱ ኣይንብርን እዩ ኣብ ኤርትራ እኾ ሰብ መዋኣሉ ኣገልግሎት ኮይኑ እና ነበረስ ስቕ ኢለን እየን

    • @yohannesmedhane635
      @yohannesmedhane635 13 วันที่ผ่านมา

      ኩሉ ዕደል ተዋሂብካ ኣሎ ኣብ ካናዳ ተጠቀመሉ።Do what ever you like to do in Canada by respecting the rule of law.Canada is not only Toronto or the big cities please move on.All day you sit and complain.መጀመርታ ኩሉ ከቢድ ኢዩ ፡እንታይ ኣለኩም ነብሰኩም ሕተቱ ከም ካናዳ ንስደተኛ ድጥዕም ዓዲ ኣብ ዓለም የለን።

    • @biniamokbe8238
      @biniamokbe8238 12 วันที่ผ่านมา

      Nisika hade kabtom sirah sienom zitecheneku enadelelka timin,eom zeleka eka timesil anta ebud.

    • @yohannesmedhane635
      @yohannesmedhane635 11 วันที่ผ่านมา

      ከምዚ ከ ኣሎ ድዩ?ስሪሕኩም ብልዑ ኣብዚ ምኒን ኣይትበሉ።ካናዳ ዓዲ ስራሕ ኢዩ።

  • @hallowiegehts477
    @hallowiegehts477 14 วันที่ผ่านมา

    GBU more and more Eritrea ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sharon.91
    @Sharon.91 14 วันที่ผ่านมา +13

    ሚሩ ሓፍተይ ኣነስ ኣይትምጽኡ ምበልኩ ፡ ስራሕ ኣብቲ ኣፍሪቃ እንተኣለዎም ኣብኡ እንተዝጸንሑ ምሓሾም ኣነስ ካብ ካናዳ ዝኸፍእ ዓዲ የለን ኣዝዮ ዝሞተ ሃገር'ዩ !!

    • @Bri-i4r
      @Bri-i4r 14 วันที่ผ่านมา +6

      ኣፍሪቃኺ ዘይትምለሲ ባዕልኺ?

    • @KisanetAlemseged-js5by
      @KisanetAlemseged-js5by 14 วันที่ผ่านมา

      Ewey mare kndewu diyu afrihkni

    • @Mile.nm4dz
      @Mile.nm4dz 14 วันที่ผ่านมา +2

      ንዒ ድሓን ፈትንዮ ኣፍሪቃ፡ንዓል ከም ገለ

    • @Sharon.91
      @Sharon.91 14 วันที่ผ่านมา +8

      ብሩኻት ኣነ ኣብ ካናዳ 6 ዓመት'የ ገይረ " ዝሰሓተን ይምከርካ ዝወዓለን ይንገርካ እንድዩ ካብ ተመኩሮይ ድማ ካናዳ መክሰብ ዝበሃል የብሉን፡ ስራሕ ዝኾነ ቢዝነስ ዘለዎም ሰባት ትካላቶም ሸይጦም ገለ ክመጹ ከለው ስለ ዝገርመኒ'የ ፡ ነቶም ብ ሓዋላ ዝናበሩ ኣይኮንኩን፡ ካናዳ ከም ናይ መወዳእታ ኣማራጺ ክርአ ዘለዎ ሃገር'ዩ ፍተውዋ ጽልእዋ ።

    • @edenseyoum2096
      @edenseyoum2096 12 วันที่ผ่านมา +1

      ​@@Sharon.91Canada leli kulu Selamawit Hager eya Kab arena selam Siena Ena tesedidena ezi derived Covid zemetse nay serah mesean sheger dema kemeles eyu nab nebur kemeles eyu neseki 6amet Tera selezegebereki enber kedemi 10 amet kemezi nearu temelisu nab nebur

  • @user-cf4my7pt7d
    @user-cf4my7pt7d 14 วันที่ผ่านมา +1

    Canada eya zeqmat Edmonton eti zeqalal nemebar etibalku meginan aykonan hiji gen kilu hade koinu kabze zebalkio zeqier selzeiblay amilakh yerhwalna eya Zabel ❤❤❤

  • @SamsomAbate
    @SamsomAbate 14 วันที่ผ่านมา

    ሐሳብኪ ጽቡቅ ሰለ ዝመሰለኒ ላይክ ገይረልኪ አለኩ ሳብሰክራይብ ግን መሰ ተረአኪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shishaymichaelgaym1111
    @shishaymichaelgaym1111 14 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ፅቡቅ ኣለኪ ኣነ ኣብ canada 5 ወርሒ ገረ ኣለኹ ምንባር ከብዱኒ ናይ ብሓቀይ እየ እመኑ ኣይትእመኑ ኒ ውርሒ 1200 ዶላር እንዳከፍለኹ ይነብር ኣለኩ 🙄🙄🙄🙄🙄🙄🙄🫣🫣🫣

    • @awetabrham4438
      @awetabrham4438 14 วันที่ผ่านมา

      Entay dyu eti srah whidu

    • @shishaymichaelgaym1111
      @shishaymichaelgaym1111 13 วันที่ผ่านมา

      @@awetabrham4438 እወ ስራሕ ብዙሕ የለን ከምኡ እውን ተዳሊኻ ዘይምምጻእ እውን ናቱ ተወሳኺ ዩ ዘይምምሃር ወይ ሞያ ዘይምሓዝ

  • @fioriselihom6506
    @fioriselihom6506 14 วันที่ผ่านมา

    Nay behaqi Goyta yebarekiki haftey sel Senayki ❤

  • @Saron3
    @Saron3 12 วันที่ผ่านมา

    Thank you for your information dear

  • @berekettekle5057
    @berekettekle5057 12 วันที่ผ่านมา

    you are right sister 🇨🇦🇨🇦

  • @wedibalila2130
    @wedibalila2130 14 วันที่ผ่านมา +9

    ኣንታ ኣበይ ዳኣሉ ጹቡቁ ዘሎ
    ኣብ ማርስ ጡዑም ስደት የለን
    ምምካት

    • @bereketgebre4685
      @bereketgebre4685 14 วันที่ผ่านมา

      😂😂

    • @WediAbrham-sv3gq
      @WediAbrham-sv3gq 14 วันที่ผ่านมา

      እታ ጽብቅቲ ዘላ ኣብ ኤርትራ ኢያ ስራሕ ዘላ

    • @sarilove7988
      @sarilove7988 13 วันที่ผ่านมา

      Adekia eyio eti zihashe at least sobukin himakin mis sdrakea kolu timekiteo

    • @semhartekleab1106
      @semhartekleab1106 13 วันที่ผ่านมา

      Kid eritrea guhaf​@@sarilove7988

  • @berhanemeskeltewelde4301
    @berhanemeskeltewelde4301 13 วันที่ผ่านมา

    Habesha- avoid that word for Eritreans as possible.
    Better to use Eritreans.
    Thanks.
    BRAVO for your advice.

  • @peacefullife7520
    @peacefullife7520 14 วันที่ผ่านมา +6

    ክብርቲ ሓፍቲ ዝኾነ ሓድሽ ትሕዝቶ የብላን እዛ video :ዳርጋ ኩሎም ዩቱበራት ቅድሚ ሕጂ ዝሰርሕዎ video ኢኺ ትደግምዮ ዘሎኪ :መደባትኪ ላዛ ክህልዎን ሰማዕኪ ክዓብን ሓድሽ ትሕዝቶ ዘለዎ እዋናዊ ዛዕባ እንተትሰርሒ ጽቡቅ ምኾነ ::

    • @dubdub8927
      @dubdub8927 14 วันที่ผ่านมา

      ሓሳዊ

    • @anenogead6807
      @anenogead6807 14 วันที่ผ่านมา +1

      ናይ ግልኻ ጽሊኢ እንተሊካ ደዊልካ ኣዛራርባ እንተዘይኮነ ትብሎን ትዛረቦን ዘላ ኣዝዩ ኣገዳስን ሓቅን እዩ

    • @peacefullife7520
      @peacefullife7520 12 วันที่ผ่านมา

      @@dubdub8927 ክቡር ሓው ወይ ሓፍቲ :ጸርፊ ሓሳብ ናይ ዝዉሕዶም ሰባት መመላእታ እዩ :ኣነ ኣይተጻረፍኩን ሓሳበይ እየ ገሊጸ ::ንስኻ ድማ ሓሳብ ክትህብ እዩ ዝግብኣካ እምበር :ንዓይ ምጽራፍ እንታይ ትርጉም ኣሎዎ ::ምስ ብዙሕ ኣኽብሮት

    • @dubdub8927
      @dubdub8927 12 วันที่ผ่านมา

      @@peacefullife7520 ሰላም ሓወይ ኣብ ካናዳ ዘሎ ሂወት ኣዝዩ ከቢድዩ ምባሎም ዓሰርተ ግዝየ ጽቡቅዩ ስለዚ እንታይ ኣይትድገምዮ ዘብል ኣለካ ሰብ ሂወቱ ደይኮነ ከፊሉ ዝመጾ ካናዳ ስለዚ እስካ ውብ ደጋግሞ ማለትዩ።

  • @eliltatesfe1427
    @eliltatesfe1427 14 วันที่ผ่านมา

    You are right sister & thank ❤

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju 11 วันที่ผ่านมา

    Well said, ilaborated!

  • @nebiatmehari9838
    @nebiatmehari9838 14 วันที่ผ่านมา +2

    ante haftey nabra ab kulu eu ,kem tom Indian ayntehabern ena ember mesgarnayo ,fetah kea hezke mexea nabra kabedna ena waxena ember adna zaynkawen Eritreawen netahababer do nhadesh nay sega yhzena,do balea dake kalea zbazhu bhabar eyom zsarhu

  • @SelamawitDubus
    @SelamawitDubus 13 วันที่ผ่านมา

    You are very true

  • @awetberaki5910
    @awetberaki5910 14 วันที่ผ่านมา +1

    Antay dea ati gexki hmak zeleki zytmesli??

    • @dasnaextrab2034
      @dasnaextrab2034 13 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂😂 እንተከፊኡኪ ኒዓድኺ ተመለሲ ፡ ግን ገጽኪ ከምኡ ዘይመስል ደኣ ! ሰብ ሰላም ደልዩ እዩ ዝስደድ ፡ ሰላም ተደኣ ረኪቡ ኣኸለ ፡ ስራሕ ከኣ መሊኡ ኣሎ ክሳብ 18 ሰዓት ክትሰርሒ ትኽእሊ ።

  • @user-ti3ip8mf5o
    @user-ti3ip8mf5o 12 วันที่ผ่านมา

    Kemaki ybzihu thak you eza haftey

  • @fotobrzaf
    @fotobrzaf 14 วันที่ผ่านมา

    Ati haftey kab africa zeyhaysh yelen kalayka gebreley elkayo men habesha eyu process zgebr bjeka hade klte tmali tmali mesana neyrom telephone keman aydwllunan metavitna ykunu mesana ab africa zbeberu hmaq aymxae msziom

  • @heirtedros1870
    @heirtedros1870 11 วันที่ผ่านมา

    Thank you sis❤

  • @WediKeshi-sf6hr
    @WediKeshi-sf6hr 14 วันที่ผ่านมา +1

    Neshnesh .aeb selam zelewo aedi tekemitki.s grum eba nsiki

  • @laveleable
    @laveleable 14 วันที่ผ่านมา

    Thank you for sharing 🙏God is in control ✝️🙏

  • @astertesfamariam89
    @astertesfamariam89 13 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 14 วันที่ผ่านมา

    Behaki xbuk aleki Meri haftey ab kulu xbuk yelen beabiu gn kab Africa ktmexu kelekum kale ytref eta qanqa entehizka nay srah edlat ykfetelka eu mo yehwat tmhrti bteami eu agedasi mhurun zeytemahren bzuh flly eu zelewo

  • @AlmazTekel
    @AlmazTekel 14 วันที่ผ่านมา

    ትክክል አለኪ ፅብቅቲ

  • @HiriytiHiriyti
    @HiriytiHiriyti 9 วันที่ผ่านมา

    🎉🙏🙏🙏👌

  • @raheltekle4302
    @raheltekle4302 14 วันที่ผ่านมา

    ሐቂ እዩ ።ተባረኺ።❤

  • @fiyoriyemane298
    @fiyoriyemane298 14 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaqi qnuie zerebaq eu Maru habibti ❤❤❤ anes kulu negerki ftuw eye zebleki Edmen tienan yhabki fetari❤❤❤❤

  • @HiwetAberh
    @HiwetAberh 14 วันที่ผ่านมา

    Hiwet bizey ❤ sirahi Entay ❤ mekeret ❤ Alewa ❤ fetari ❤ zibareko ❤ U ❤ zilezi❤ Tiserihi ❤

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita 14 วันที่ผ่านมา +1

    ካናዳ ንሙኻኑ ብካናዳ ዋላ ትጸዋእ ብኣመሪካ ትማሓደር ሃገር ምኻና ርኢናያ ካብ ረብሓ ህዝቢ ካናዳ ረብሓ መንግስቲ ኣመርካ ዝሕሉ መንግስቲ እዩ ዘለዋ :: ሕጂ ጥራይ ዘይኮነ ዓመታት ዋላ ሓደ ኣይራኣናን 15 ዶላር ንሳዓት እንታይ ጽቡቕ ይባሃል እቲ ቀንዲ ሕመቕና ሰለማዊ ሰልፊ ኣይንወጽእ ኣይንጠርዕ ሱቕ ኢልካ ብምንታይ ክፍታሕ ትደልዩ

    • @ZemeronEyasu
      @ZemeronEyasu 14 วันที่ผ่านมา

      ኣይገርመካን ንእራኤል ክኣ ዘይተኣደነ ሚልዮንት ዶላርት ትሕግዝ ካናዳ ዕደ

  • @redseaeritrea3722
    @redseaeritrea3722 13 วันที่ผ่านมา

    This is very True

  • @missfreedom2143
    @missfreedom2143 14 วันที่ผ่านมา

    Thank you ❤❤❤

  • @biniamtsegay4350
    @biniamtsegay4350 13 วันที่ผ่านมา +1

    Bsenki ezom btmhrti elom zmexu hndawuyan eu srah tesanu zelo

  • @emanuel650
    @emanuel650 14 วันที่ผ่านมา +4

    thanks for your information meru haftey