Orthodox Tewahedo Mezmur-Neme Brhan - ንእመ ብርሃን By Zemari Samuel Tedros

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ก.ย. 2024
  • © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብ'ዚ ዳውንሎድ ምግባር ንዘመርቲ ብዙሕ ጉድኣት ሰለ ዘለዎ ዳዉንሎድ ምግባርን ብኢደ ዋኒንካ ምዝርጋሕ ክልኩል እዩ ተኺእልኩም ሸር ብምግባር ሊንክ ብምስዳድ ክትሕግዙና ከምእዉን Subscribe ብምግባር ክትድግፋና ብሰናይ ይቅሬታ ክንሕብር ንፍትዉ፡፡

ความคิดเห็น • 11

  • @kibreabzere579
    @kibreabzere579 3 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስማልና ዘሓወይይ

  • @samueokubamichael716
    @samueokubamichael716 3 หลายเดือนก่อน +7

    ንእመብርሃን ከንሸብሽብ`የ
    ንእመ ብርሃን ከመስግን ከንሸብሽብ’የ
    ጉዳይ ኣለኒ ምስኣ
    ንድንግል ጽዮን ውዳሴ እልልታ
    ፍቕሪ ኣለኒ ምስኣ {2}
    ኣየ ኣደይ እንታይ ርኢኽለይ
    ንሓጢኣተይ ኩሉ ክኢልክለይ
    ተሸኪመ ጾረይ መጻእኩ {2}
    ኣብ ቅድሚ ስእልኺ ተምበርከኽኹ
    እመ ኣምላክ ኣነ ንዑቕ'የ
    ሕዘንለይ ጥፉእ ወዲ'የ
    ንህይወተይ ፈውሲ ኹንኒ {2}
    ንቁስለይ መድሃኒት እንዶ ሃብኒ
    ጭንቀት ሓዘን ስቃይ ኣሎኒ
    ብፍቕርኺ ተስፋ ሃብኒ
    ሰአሊ ለነ ቅድስት ለምኒ {2}
    ንፍርዲ ኣብ ሚዛን ኣጽልልኒ
    ድንግል ማርያም ንግሆን ምሸትን
    ንምስጋና ምስ ቅዱሳን
    ንህዝብኺ ኢድኪ ዘርግሒ {2}
    ኣብ ቅዱስ መቅደስኪ ተፈስኂ
    ይፈልጥ'የ ንጽድቂ ኣብየ
    ንኣበሳይ ነቢዐ በኽየ
    ኣፍሲስክለይ ዘይቲ ጸጋኺ {2}
    ውዳሴ ምስጋና`ውን ንዓኺ {2}
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤

  • @fyorikubrom5423
    @fyorikubrom5423 3 หลายเดือนก่อน

    Zmare melakti yesmalna edmen tenan yhabkum fetari

  • @helengebreselassie241
    @helengebreselassie241 3 หลายเดือนก่อน

    Zmare melakt yesmalna fetarei 🙏❤️

  • @yodiymeles1938
    @yodiymeles1938 2 หลายเดือนก่อน

    Elllllllllllllllllllllllll
    Ellllllllllllllllllll

  • @eyobdesale4830
    @eyobdesale4830 3 หลายเดือนก่อน

    Ellllllllllll zmare melaekti yesmealna wedi emebrhaney egziabher abzihu ybarkka ❤❤❤

  • @ezgharya3596
    @ezgharya3596 3 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማረ መላእኽት የስማዓና ጸግኡ የብዝሓል ሳሚ ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @meharigebrekidan4329
    @meharigebrekidan4329 3 หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen zemar melaketi ysemalena

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 3 หลายเดือนก่อน

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ ዘማሪ ሳሚ ሓወይ ጥዕም ድምጺ

  • @raheltesfalem-uu6xn
    @raheltesfalem-uu6xn 3 หลายเดือนก่อน

    Zmare melakti yesmealna xegu yebzhalka hawey bruk 🥺❤️🙏🏾

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመአልና