ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣብ ቀፃሊ ጀነራል ምግበይ ይቅረበልና ትብሉ like ግበሩ
❤❤❤❤ምግበይ ቀፃሊ ይቅረበልና ❤❤
የቐንየልና ካብ ዕሸል ዕድመኻ ምእንተ ትግራይን ትግራዋይነትን ሂወትካ አወፊኻ ዝሃብካና ክብር ኣያና ጀነራል ጉዑሽ ክቡሪ ይብፃሕካ ዕድመን ጥዒናን የሃብካ ነዝገበርካዮኩሉ ናመስገና ክበረልና አያኒ
እኔ ሱማሌ ነኝ ስለ ተጋሩ በምገባ አዉቃለሁ ትግራይ ክልል በሻዕቢያ ወረራ ጊዜ ብዙ ግምባር ተዋግቻለዉ ተጋሩ ሁሉም ጀግኖች ናቸው
ሻእብያ አልወረረም ወራሪ ኢትዮጵያ ነች። ይህን የውሸት ታሪክ ማውራት አይሰለቻችሁም በስመኣብ የምትገርሙ ጉዶች። ሁሉም ተሰንዶአል እንዲሁ እንደቃዣቹሕ ትኖራላቹህ
Wshetam Agame😂😂😂!!!
ጀግና ጀነራል ጉዑሽ ገብረ ❤❤❤ ቀፃሊ ድማ ጀነራል ምግበይ ሃይለ አቅርቡልና የቅንየልና አንጎሶም ሓውይ ጎበዝ ብርትዕ❤❤❤❤
YENEBRU ALOWU 1 MILLION ESHEL TEGARU LEKIMOM
Tadika yimlketeka wedza dikala dkuei tigray kid adeka nbur aftna ab tigray zterfrefu ahwatka@@nakfaalgena5920
@@nakfaalgena5920 እኸ ክነብሩ ፈረቃን ዓዲ ዘይኣቲ ብኹን ዝገበረኹ ንመራሕትኻ ግዳ ዘይትወቅስ
መግለፂ ዘይርከቦ ጅግና ትሑት ሓውና ተጋዳላይ ጉዕሽ። ክብርን ምስጋናን ይብፃሕካ።
Thanks!
You are most welcome!
ጀግና ጀነራል ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ካብቶ ክብር ዝግበኦም ጀጋኑ እካ እሞ ህዝባውነትካ ዘመስከርካ ጀነራል እካ እሞ ቀጽለሉ 😊❤
#ክስማዕ ዘለዎ ናይ "ኣንደበተ-ርቱዕ" ጀኔራል ጉዕሽ ገብረ ቃለ መሕትት ፤ "#ብኣንደበተ ርቱዕ "ጋዜጠኛ #ኣንገሶም ኣብርሃ ዝተዳለወ❗❗💪💪
ናይ ብሓቂ ህዝባዊ ተጋዳላይ ማለት ከም ጀነራል ጉዕሽ ገብረ ዩ ።ዳግማይ ኣሉላ ኢኻ ።ክብሪ ይሃበልና ጅግናና .።
ናይ ጀጋኑ ጀግና ሰለስተ ምዕራፍ ሓየት ጀነራል ጉዕሽ ትግራየይ ታብ ትምክሓሎም ጀጋኑ መራሕቲ መከላኸሊ ሓይሊ ሰራዊት ሓደ በምኻንካ ንኾርዓልካ ንትህቦ ዘለኻ መስተንክር ዝመሎኦ ኣገልግሎት ዘለኣለማዊ ኽብሪ ይግብኣካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ምስ ምሉእ ብፆትካን ቤተሰብካን ንምነየልካ::
ጅግና ጀጋኑ ንበሩልና
ተስፋ እንዳቖረፅካ ትፀንሕሞ ከምዚ ጀነራል ጉዑሽ ዝኣመሰሉ እንክትሰምዕ ድማ ሞራል ትረክብንቲ ኣገልግሎትካን ቃልስኻን ነመስግን
የዒስ ጀግና ተጋዳላይ ጀነራል ጉዕሽ ገብረ መርኣያ ፅንዓትን ማሃንዲስ ናይ ውግእ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይብለካ ኣሎ ህዝቢ ትግራይ !!
ጅግና አያና በአል ክብሪ እድመን ጥእናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉አንገሶም ሓወይ እውን ክብሪ ይሃብካ ጅግና ወዲ ጀጋኑ❤❤🎉🎉
54:16
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሰራሕ እዩ ኣንገሰሞይ ቀፃሊ ድማ ንጀነራል ምግበ ኣቅርበልና
ጀነራል ምግበይ ተምፂካዮ ትግራይ ኣብ ኢድ ፀላኢ እንከላ ብማእኸል መቐለ ሐሊፍና ኔርና ኢሉ ነይሩ ጠይቐልና
መግለፂ ዘይርከቦ ጀግና ጀነራል ጉዑሽ ገብረ ክቡሪ ይብፃሕካ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ::
የቀንየልና አያና
መዘና አልቦ ጅግና ባእል 3 ምዕራፍ ጉዑሽ ገብረ ዕድመን ጥእና ይሀብካ ፈጣሪ
ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀነራል ጉዕሽ ገብረ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ክቡር ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ብዙሓት ሕቶታት ክትሓቶም ዝግበኣካ ኣምሊጡካ፣መብዛሕተኦም ድማ ድሕሪ ኲናት ክሕተቱ ዘለዎም እዮም ኔሮም።with respect.
ክብርን ምጎስን ይግበኣካ ክቡር ኣያና ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ጀነራል ጉዑሽ ገብረ ዘለኒ ክብርን ኣድናቆትን ክገልፅ እደሊ ። በሊሕ መስተውዐሊ ውግንናካ ንህዝቢ ሙዃና ካብ ቀደሙ ፍሉጥ እዩ ስለ እቲ ረዚን ወሳኒ ምክሪ የቅንየልና ።
,ጉዑሸ ገብረ ወትሩ አብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ልቢ አለካ ዘለኒ ጁግንነትካ ፈታውን ፀላእን ዘሰደመመ ዘገረመ ጁግና ትግራራዋይ ኢካ ኩራዕ።
ዕድመንጥዕናንይሃብካጅግናና
❤❤❤አብ ትግራይ መፄ እንተትረኩቦ ዝምነ አያ ዳርጋ 100ሚልዩን ዶላር ዝበፅሐኒ እየ
ጅግና ተጋዳላይ ጉዑሽ ገብረ ንናይ ህዝቢ ተሳትፎ ኣብቲ ውግእ ወይ ግንባርን ናይ ሰራዊትና ስብእና ኣብ ምህናፅን ዝነበረ ብዝግባእ ኢኻ ገሊፅካዮ ትኽክል ኢኻ
😊 🙏 ጅግና ክብሪ ይግበአካ አፍቱ ሕጂ ዘሎ ናይውሽጥና ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ እውን እጃምካ ክትዋፃእ ብአክብሮት ይጥይቅ ዓወት ንደላይ ፍትሒ
ተጋዳላይ ጉዑሽ ገብረ ፍሉይ ኢኻ ከም መራሕየይ ነበር ምኽንያት ከቀምጥ1 ብጣዕሚ አዩ ተጋደልቲ ዘኽብር2 ሐቀኛን ዘየዳሉን አዩ 3/ ፍትሐኛ አዩ4 ቁንዕ አዩ5ዓቅሙ ወታደራዊ ጥራሕ አይኮነን ማኔጅመንት ብጣዕሚ ኪኢላ ኢዩ ብሐፈሻ ብናቸይ ዓቅሚ ዝግለፅ አይኮነን ጀግና ግን ዘሩባ አይፎትን ናይተግባር ሰብዩ ክብሪት አለኒ ህዚ ካብቶም ዝተሰናበቱ እየ ተጋ አንገሶም የቀንየልና❤
ጅግና ዕድመና ጢዒና ይምነየልካ ጀነራል ጉዕሽ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ዝገርም ሙቑር ኣገላልፃ ፣ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ንዓኻ ኣያና ጀነራል ጉዕሽ ገበር ፣ ሓውና ብሄራዊ ጅግናና።
ዘለአለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ (አያታትና)
ጅግና ጀጋኑ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣንጊስ ቀፃሊ ንጀነራል ምግበይ ኣንጊድካ ብዛዕባ ጅግንነቱን ብዛዕባ እቲ ዝናፈስ ዘሎ ወዕደና ወርቂ ተትሓተልና❤❤❤❤❤❤
ጅግና ኢካ ብፍላይ ጥቅምቲ 2015 ግንባር ዓዲግራት ብጣዕሚ ብሱል ናይ ኣመራርሓ ታሪክ ኢካ ሰሪሕካ።
ጅግና ኣቦና ንበረልና ንኮርዕ ባኣኻ :ኣርሚ 15 ኮር51
ጉዕሸ ገብረ ናይበሃቂ ጀነራል💪
Kbrn mogesn NSWETI HAFTNA ABREHET KIBRN MOGHESN YKNA.
ንበሩና ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም ይኩን
ኣንግሽ ጀነራል ምግበይ ኣብቀፃሊ ኣቅርበልና
ወርቂኸ መን ክኣርየሉ
@HenokChris ቆርማድ
የቅንየልና ኣንገሶ ቀፃሊ ከዓ ጀነራል ዘነበ ክፍለ
ጀግና ጀነራል ጉዕሸ ለባም በሳል መራሒ እዩ።እታ ናይ 1983 ቤተመንግሰቲ አትዩ ዳሓር ድማ አነን መሳርሕተይን ንመርሓ አሃዱ ተረኪብናዮ ዳሓር ድማ ጀነራል ጉዕሸ መራሒና ኮይኑ መፂኡ ጉዕሸ ሩህሩህ ንሰብ ተንኮል ዘይሓሰብ ዝረአዮ ሓሳብ ብግልፂ ዘቅርብ ሃናፃይ ሓሳብ ዘቅርብ ብፆቱ ዝሃንፅን ዝፎቱን በሳልን ቅኑዕን ጀግናን መራሒ እዩ
Our Hero,thank you for your life long service. Tigray is proud of you. Surprisingly,Tigray generals are not only military experts but are also wise politicians
ጂግና አያና ጀነራል ጉዕሺ ገብረ ዝገርም ታርኺ ዝሰረሓ እዩ የቀንየልና¡¡¡
ጅግና ኣያና ጀነራል ጉዕሽ ዕድመ ይሃብካ ሕዚ ግዜ ኣይትውሰዱ ኦሮሙያ ቀዲማህና ሃገር ከይትኮን መራሕትና ሕትኩቱክ ያኣክሎም እኒ ጀነራል ልእኩቶ ማኣከላይ መንግስቲ ዝፈፁሙ ግዜኩም ከይተባክኑ ዕድመ ይወከልካ ኣምላክ የቀንየልና ኣቅራቢ ንዕ በርትትዕ
Tigray proud of our leaders God bless you 🙏🏾❤️❤️🙏🏾
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና ዓብዩ ክብሪ ኣለና ብፍላይ ኣነ ኣርሚ26 ኮር 3 ስለ ዝነበርኩ ኣብቲ ናይ ካብ ፋፂ ክሳብ ፊያ ቀሺ ዝነበር ውግእ ብዝገርም ኢካ መሪሕካዮ
Much love and respect gueshey ❤❤❤
መዘና አልቦ ጅግና አያና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you, our hero for your service ❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥
ጅግናአያናየንብረልና
ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦና❤❤❤❤
ጉዕሽ ገብረ መፅዩ እንትበሃል ናይ ደርጊ ሰራዊት ጭርኡ ደጊሉ እዩ ዝሃድም ነይሩ።እወ ናይ ብሓቂ ጀግና።። ❤❤❤እድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ።
ምርሒና ኣቦ ኣርሚ 15 ጉዕሽ ገብረ ጀግናና ካብ መከተ ክንዲ ክልተ
ናይ ብሓቂ ጅግና ቅድሚ እዚ ኹፉእ ግዜ ውን ዝገርም ናይ ምስትውዓል ፀጋ ነይርዎ ሕጂ ኻኣ ብስለቱን ብቕዓቱን ብልሑን ተማሂርና ሕጂ ዘድልየና ከምዚ እዩ።
ጀነራል ምግበይ እዙ ጅግና ሎሙውን ፀላእቲ ብሽሙ ዘባህርር አብ ሶሻል ሚድያ ኛርርርርር እናበሉ ይውዕሉ 😂🙉ዓብዬ ክብሪ አለኒ ንዙ ጅግና ናይጀጋኑ ❤🙏🙏🙏🙏 አብ ሚድያ ተትዕድሞ ደስ ምበለኒ ❤ 😊
ብጣዕሚ ጅግና ኣያና ኢኻ እሞ ትግራይ እቲ ሕጂ ገጢሙና ዘሎ እንወፀሉ ኩነታት ተዝፍጠር::
Tigrai will prevail in Jesus👌🏽 ❤️❤️❤️❤️❤️
ጅግንነት ሓቂ ርሑሩሕ ፈታዊ ዓዱ ሳሪሃ መሪሃ ዘይፈልጥ ነፃ ገልፅን አብ ምንም ቀንጠብጠብ ዘይቀርቦ ብትኽኸል ሓቀኛ ተ/ላይ እዩ ጉዑሽ ገብረ ክብሪ ንኣኻ።
ከምዙይ ዝኣመሰሉ ሓዊ ዝኾኑ ጀጋኑ እናሃለው ብእኒ ደብረፅዮን ፈዛዝ ትግራይ ትምራሕ
ታሪክ በሰራሒኡ ክግለፅ ከሎ ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና💪🙏
ሓሞትና ንእሰር ዕጥቅና ነስጥም ንፈንቅል ክ/ሰራዊት ዘተባባዕካሉ መንገዲ ቅድሚ ምግበ ተዘካሪ እዩ❤❤
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ጅግና አያና
ጀግናናናና ጀናራል ጉዕሸ እድመን ጥዐናን ይሐብካ አንጎሶም ኸአ ይቅንየለና
ንቀፃሊ ቃለመሕትት ኣብ ትገብረሉ እዋን ማይ ሶፍቲ ዝመሰሉ ነገራት ኣይፈለኻ
ዋው ዋው. ዝብላዕን ዝስተን ሓሳብንትግራይ ዝጠቅም ኢዚ ኢዩ ኣብኣ ርገጽ ጅግና ጀነራል
General Guesh..long live with your TDF and the whole Tigray people. Big respect my hero.
ጀኔራል ጉዕሽ ገበረ ፡ዘይድፋእ እምኒ ዓረ ኢካ ፡ጅግና ኣቦና
ከምዚኦም ዝበሉ ጀጋኑና ብሂወት ከለው ናይምሰጋኒ ኒሻን ክንሽልሞም ይግባእ ሰብ ምሰሞተ ታይ ዋጋ አለዎ 😕❤🙏 ሳሎኦም ክሳድና ኣቕኒዕና ንኸድ ዓለም ዘስደመመ ጅግንነት ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ብተዋረድ ናይ ምስግና ሽልማት ሞራል ይግባእ 😊
Very Clam and Peaceful ❤
Glad you like it!
ጀግና ሀውና አቦና ነዊህ እድመን ጢኣእናን የሀበልና 💕💕💕💕🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አንደበተ ርቱኡ ጅግና ጉዕሽ ገበረ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ርጉእ መሰተውዐሊአንገሶም እትሰርሖ ስራሓቲ ይበል የብል እዩ በርትዕ
ጀጋኑና ባአኹም ኩርዓትን ሕቡናትን ኢና ሕዚውን እምነትና አባኹም እምበር አብቶም ሐወልትን ደጀንን ዘለውማ አዋሪዱምና እዮም ። ክብርን መጎስን ንሰማእታትናን !!
ጂነግና ተጋዳላይ አገሶም ንኹሎም ጀጋኑና ዱምጿም አስመእና
መዘና ኣልቦ ጅግና ኣያና! Best ወታደር
አንጎሶመይ እንኳዕ ዳሕና መጻኹም ጅግና አቦና ክብሪ ይግበአካ❤❤❤🎉👌
ጅግና ተጋዳላይ ጥሒሳይ ጉዕሽ ከማካ ዝበሉ ይብዝሑ
ጅግና ወዲ ህዝቢ ኦፕሬተር ኮይነ ጉዕሸ ገብረ ዝብል ስም ተደጋጋሚ ይፈትሕ ነይረ😊
ጅግንነትኩም ዓለም ዝመስከረሉ እዩ ናይ በሓቂ ጀጋኑ
አንገሶም የቅንየለይ ናይ ቅደም መራሕይ ምቅራብካ ካብልቢ የመስግን ካልኦት ጀጋኑ ከምዚ ክትቅርብ ይምነይ ኣብቲ ሕዚ ተፈጥሩ ዘሎ ናይ መራሕቲ ትግራይ ዓገብ ክግብሩ እጃምኩም ከተበርክቱ ይምነይ ኣብ ናይ ትግራይ ታሪኽ ሕማቅ ነገር ከይፍጠር ብዕቱብ ክትስርሑ ይብል ክብርን መጎስን ንምእንቲ ህላወ ትግራይ ዝተሰወኡ ጀጋኑና፡፡
ጅግና ክቡር አያና ጀነራል ጉዕሽ ገብረ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ክብሪ ይግበአካ አንገሶም ሐውና እውን ክብሪ ይግበአካ
Thank you
አንጌ ከምዚኦም ዝበሉ ብሉፃት ጆጋኑና ዘአንገድኻና ነመስግነኻ እና ኣብታ ናይ ጅግና ስውእቲ አብረሀት ሰዓት ምስ ጌታቸው ንደዋወል ነይርና ኢሉ አጀኩም አስተውዒልኩም ፈርሙ ንብሎም ነይርና ይብል ጅግና ጀነራል ጉዑሽ ጌታቸው ግን ንዝይ ብግልባጥ እዩ ዝገልፅ ቐልጢፍኩም ፍርሙ ይብልና ነይሮም ኢሉ ይዛረብ ሰሚዐዮ ነይረ እዛ ፕርቶርያ ብሽርሒ እዮም ፈሪሞምዋ ጌታቸውን መማክርቱን ሓቂ ገና ቐስ ብቐስ ክትወፅእ እያ እና የቐንየልና አንጌዋ 🙏🙏🫶🫶
Thank very much our hero !! God bless you 🙏❤
ጅግና ተጋዳላይ ኣቦ ፅናዓት ❤❤❤❤❤❤❤❤
ካብጅምሩ ብሉፅ በሊሕ ህዝባዊ አብ ዝገብሮም ውግአት ዕውት ኩሉ ግዜ አነ ፐርሰናሊ ብጥዓሚ የ ዝፈልጦየና ጅግና ዩ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ጉዕሸይ።
እሰኪ ጀነራል ምግበይ ሃይለ አቅርበልናብፍላይ ድማ ትግራይ ዘላቶ ኩነታት ጠይቀልና
እንታይ ኢሉ ክጥይቆ ወርቂ ክንደይ ኣላ ንግራም ባዕለይ ክነገግረካ እየ
ምስ ሕዝቢ ትግራይ ዘኣሎ ምሰልው 😂😂💔@@kante5318
ካብ ሀ-ፐ ተኸታቲለዮ ጉራን ፈኸራን ዘይብሉ ብዓል ምጡቅ ኣእምሮ ጅግናና ዕድን ጥዕናን ተመንየ።ንብፃይን ጋዜጠኛን ኣንጌ ድማ በርትዕ።
ጅግና ናይ ብሓቂ ብሱል ተጋዳላይ
ጀነራል ጉዕሽ ዝበሎ ትኽክል ኢዩ። እዞም መራሕትና እዙ ናይ ሎሚ ስራሖም ክትርኢ ከሎኻ ብቐደሙ በረኻ ዝወፈሩ ንህዝብ ትግራይ ክስውኡ ዘይኮነስ ነብሶም ከድሕኑ፣ ብVIP ክሕለዉ፣ ክብሮም ከይጎድሎም ክብል እኽእል።
ጉዕሽ ገብረ ጅግና ናይ ጀግና ጅግና ንበረልና
ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤ብጣዕሚ በሳል ጀነራል ትሕተኛ ዕድመ ይሀብካ ጀግና አቦና።❤❤
ንበረልና ጀግና ኣቦና ኩሉ ክንሓልፎ ኢና
ዕድሜና ጥዕና ይሃቦ ዝጅግና ኣያና ንበረልና ጅግና ጅግና እዩ
ጀጋኑና ብጣዕሚ ነመስግን ረዚን በዓል ታሪክጀነራል ምግበይ አቅርበልና ቀፃሊ ፕሮግራም አንገሶም
የእስስስስ ጉኡሽገብረ ከምዚይእዩምበር❤❤❤❤❤❤
tsbuk understanding zelewo jegna #much respect
ዕድመን ጥዕናን ንጅግና ኣያና 🙏🙏🙏🙏👍👍👍❤️❤️❤️
ብጣዕሚ ዝገርም ታርክ እዩ ነክብሮ ጋሻ እውን ኣቅርብካልና ግን ሕቶ ኣለኒ ንኣንጎሶም ንጥያቄ ትብል ሕቶ ብዝብል ኣማሓይሾ
ጅግና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ ቀፃሊ ጀነራል ምግበይ ይቅረበልና ትብሉ like ግበሩ
❤❤❤❤ምግበይ ቀፃሊ ይቅረበልና ❤❤
የቐንየልና ካብ ዕሸል ዕድመኻ ምእንተ ትግራይን ትግራዋይነትን ሂወትካ አወፊኻ ዝሃብካና ክብር ኣያና ጀነራል ጉዑሽ ክቡሪ ይብፃሕካ ዕድመን ጥዒናን የሃብካ ነዝገበርካዮኩሉ ናመስገና ክበረልና አያኒ
እኔ ሱማሌ ነኝ ስለ ተጋሩ በምገባ አዉቃለሁ
ትግራይ ክልል በሻዕቢያ ወረራ ጊዜ ብዙ ግምባር ተዋግቻለዉ ተጋሩ ሁሉም ጀግኖች ናቸው
ሻእብያ አልወረረም ወራሪ ኢትዮጵያ ነች። ይህን የውሸት ታሪክ ማውራት አይሰለቻችሁም በስመኣብ የምትገርሙ ጉዶች። ሁሉም ተሰንዶአል እንዲሁ እንደቃዣቹሕ ትኖራላቹህ
Wshetam Agame😂😂😂!!!
ጀግና ጀነራል ጉዑሽ ገብረ ❤❤❤ ቀፃሊ ድማ ጀነራል ምግበይ ሃይለ አቅርቡልና የቅንየልና አንጎሶም ሓውይ ጎበዝ ብርትዕ❤❤❤❤
YENEBRU ALOWU 1 MILLION ESHEL TEGARU LEKIMOM
Tadika yimlketeka wedza dikala dkuei tigray kid adeka nbur aftna ab tigray zterfrefu ahwatka@@nakfaalgena5920
@@nakfaalgena5920 እኸ ክነብሩ ፈረቃን ዓዲ ዘይኣቲ ብኹን ዝገበረኹ ንመራሕትኻ ግዳ ዘይትወቅስ
መግለፂ ዘይርከቦ ጅግና ትሑት ሓውና ተጋዳላይ ጉዕሽ። ክብርን ምስጋናን ይብፃሕካ።
Thanks!
You are most welcome!
ጀግና ጀነራል ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ካብቶ ክብር ዝግበኦም ጀጋኑ እካ እሞ
ህዝባውነትካ ዘመስከርካ ጀነራል እካ እሞ
ቀጽለሉ 😊❤
#ክስማዕ ዘለዎ ናይ "ኣንደበተ-ርቱዕ" ጀኔራል ጉዕሽ ገብረ ቃለ መሕትት ፤ "#ብኣንደበተ ርቱዕ "ጋዜጠኛ #ኣንገሶም ኣብርሃ ዝተዳለወ❗❗💪💪
ናይ ብሓቂ ህዝባዊ ተጋዳላይ ማለት ከም ጀነራል ጉዕሽ ገብረ ዩ ።ዳግማይ ኣሉላ ኢኻ ።ክብሪ ይሃበልና ጅግናና .።
ናይ ጀጋኑ ጀግና ሰለስተ ምዕራፍ ሓየት ጀነራል ጉዕሽ ትግራየይ ታብ ትምክሓሎም ጀጋኑ መራሕቲ መከላኸሊ ሓይሊ ሰራዊት ሓደ በምኻንካ ንኾርዓልካ ንትህቦ ዘለኻ መስተንክር ዝመሎኦ ኣገልግሎት ዘለኣለማዊ ኽብሪ ይግብኣካ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ቅሳነትን ምስ ምሉእ ብፆትካን ቤተሰብካን ንምነየልካ::
ጅግና ጀጋኑ ንበሩልና
ተስፋ እንዳቖረፅካ ትፀንሕሞ ከምዚ ጀነራል ጉዑሽ ዝኣመሰሉ እንክትሰምዕ ድማ ሞራል ትረክብ
ንቲ ኣገልግሎትካን ቃልስኻን ነመስግን
የዒስ ጀግና ተጋዳላይ ጀነራል ጉዕሽ ገብረ መርኣያ ፅንዓትን ማሃንዲስ ናይ ውግእ ኢኻ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይብለካ ኣሎ ህዝቢ ትግራይ !!
ጅግና አያና በአል ክብሪ እድመን ጥእናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉አንገሶም ሓወይ እውን ክብሪ ይሃብካ ጅግና ወዲ ጀጋኑ❤❤🎉🎉
54:16
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሰራሕ እዩ ኣንገሰሞይ ቀፃሊ ድማ ንጀነራል ምግበ ኣቅርበልና
ጀነራል ምግበይ ተምፂካዮ ትግራይ ኣብ ኢድ ፀላኢ እንከላ ብማእኸል መቐለ ሐሊፍና ኔርና ኢሉ ነይሩ ጠይቐልና
መግለፂ ዘይርከቦ ጀግና ጀነራል ጉዑሽ ገብረ ክቡሪ ይብፃሕካ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ::
የቀንየልና አያና
መዘና አልቦ ጅግና ባእል 3 ምዕራፍ ጉዑሽ ገብረ ዕድመን ጥእና ይሀብካ ፈጣሪ
ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጀነራል ጉዕሽ ገብረ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ክቡር ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ብዙሓት ሕቶታት ክትሓቶም ዝግበኣካ ኣምሊጡካ፣መብዛሕተኦም ድማ ድሕሪ ኲናት ክሕተቱ ዘለዎም እዮም ኔሮም።with respect.
ክብርን ምጎስን ይግበኣካ ክቡር ኣያና ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ጅግና ጀነራል ጉዑሽ ገብረ ዘለኒ ክብርን ኣድናቆትን ክገልፅ እደሊ ። በሊሕ መስተውዐሊ ውግንናካ ንህዝቢ ሙዃና ካብ ቀደሙ ፍሉጥ እዩ ስለ እቲ ረዚን ወሳኒ ምክሪ የቅንየልና ።
,ጉዑሸ ገብረ ወትሩ አብ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ልቢ አለካ ዘለኒ ጁግንነትካ ፈታውን ፀላእን ዘሰደመመ ዘገረመ ጁግና ትግራራዋይ ኢካ ኩራዕ።
ዕድመንጥዕናንይሃብካጅግናና
❤❤❤አብ ትግራይ መፄ እንተትረኩቦ ዝምነ አያ ዳርጋ 100ሚልዩን ዶላር ዝበፅሐኒ እየ
ጅግና ተጋዳላይ ጉዑሽ ገብረ ንናይ ህዝቢ ተሳትፎ ኣብቲ ውግእ ወይ ግንባርን ናይ ሰራዊትና ስብእና ኣብ ምህናፅን ዝነበረ ብዝግባእ ኢኻ ገሊፅካዮ ትኽክል ኢኻ
😊 🙏 ጅግና ክብሪ ይግበአካ አፍቱ ሕጂ ዘሎ ናይውሽጥና ዘሎ ፀገም ንምፍታሕ እውን እጃምካ ክትዋፃእ ብአክብሮት ይጥይቅ ዓወት ንደላይ ፍትሒ
ተጋዳላይ ጉዑሽ ገብረ ፍሉይ ኢኻ ከም መራሕየይ ነበር ምኽንያት ከቀምጥ
1 ብጣዕሚ አዩ ተጋደልቲ ዘኽብር
2 ሐቀኛን ዘየዳሉን አዩ
3/ ፍትሐኛ አዩ
4 ቁንዕ አዩ
5ዓቅሙ ወታደራዊ ጥራሕ አይኮነን ማኔጅመንት ብጣዕሚ ኪኢላ ኢዩ ብሐፈሻ ብናቸይ ዓቅሚ ዝግለፅ አይኮነን ጀግና ግን ዘሩባ አይፎትን ናይተግባር ሰብዩ ክብሪት አለኒ ህዚ ካብቶም ዝተሰናበቱ እየ ተጋ አንገሶም የቀንየልና❤
ጅግና ዕድመና ጢዒና ይምነየልካ ጀነራል ጉዕሽ ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
ዝገርም ሙቑር ኣገላልፃ ፣ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ንዓኻ ኣያና ጀነራል ጉዕሽ ገበር ፣ ሓውና ብሄራዊ ጅግናና።
ዘለአለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ (አያታትና)
ጅግና ጀጋኑ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣንጊስ ቀፃሊ ንጀነራል ምግበይ ኣንጊድካ ብዛዕባ ጅግንነቱን ብዛዕባ እቲ ዝናፈስ ዘሎ ወዕደና ወርቂ ተትሓተልና❤❤❤❤❤❤
ጅግና ኢካ ብፍላይ ጥቅምቲ 2015 ግንባር ዓዲግራት ብጣዕሚ ብሱል ናይ ኣመራርሓ ታሪክ ኢካ ሰሪሕካ።
ጅግና ኣቦና ንበረልና ንኮርዕ ባኣኻ :ኣርሚ 15 ኮር51
ጉዕሸ ገብረ ናይበሃቂ ጀነራል💪
Kbrn mogesn NSWETI HAFTNA ABREHET KIBRN MOGHESN YKNA.
ንበሩና ጀጋኑና ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም ይኩን
ኣንግሽ ጀነራል ምግበይ ኣብቀፃሊ ኣቅርበልና
ወርቂኸ መን ክኣርየሉ
@HenokChris ቆርማድ
የቅንየልና ኣንገሶ ቀፃሊ ከዓ ጀነራል ዘነበ ክፍለ
ጀግና ጀነራል ጉዕሸ ለባም በሳል መራሒ እዩ።እታ ናይ 1983 ቤተመንግሰቲ አትዩ ዳሓር ድማ አነን መሳርሕተይን ንመርሓ አሃዱ ተረኪብናዮ ዳሓር ድማ ጀነራል ጉዕሸ መራሒና ኮይኑ መፂኡ ጉዕሸ ሩህሩህ ንሰብ ተንኮል ዘይሓሰብ ዝረአዮ ሓሳብ ብግልፂ ዘቅርብ ሃናፃይ ሓሳብ ዘቅርብ ብፆቱ ዝሃንፅን ዝፎቱን በሳልን ቅኑዕን ጀግናን መራሒ እዩ
Our Hero,thank you for your life long service. Tigray is proud of you. Surprisingly,Tigray generals are not only military experts but are also wise politicians
ጂግና አያና ጀነራል ጉዕሺ ገብረ ዝገርም ታርኺ ዝሰረሓ እዩ የቀንየልና¡¡¡
ጅግና ኣያና ጀነራል ጉዕሽ ዕድመ ይሃብካ ሕዚ ግዜ ኣይትውሰዱ ኦሮሙያ ቀዲማህና ሃገር ከይትኮን መራሕትና ሕትኩቱክ ያኣክሎም እኒ ጀነራል ልእኩቶ ማኣከላይ መንግስቲ ዝፈፁሙ ግዜኩም ከይተባክኑ ዕድመ ይወከልካ ኣምላክ የቀንየልና ኣቅራቢ ንዕ በርትትዕ
Tigray proud of our leaders God bless you 🙏🏾❤️❤️🙏🏾
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያና ዓብዩ ክብሪ ኣለና ብፍላይ ኣነ ኣርሚ26 ኮር 3 ስለ ዝነበርኩ ኣብቲ ናይ ካብ ፋፂ ክሳብ ፊያ ቀሺ ዝነበር ውግእ ብዝገርም ኢካ መሪሕካዮ
Much love and respect gueshey ❤❤❤
መዘና አልቦ ጅግና አያና❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you, our hero for your service ❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥✊❤️🔥
ጅግናአያናየንብረልና
ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አቦና❤❤❤❤
ጉዕሽ ገብረ መፅዩ እንትበሃል ናይ ደርጊ ሰራዊት ጭርኡ ደጊሉ እዩ ዝሃድም ነይሩ።እወ ናይ ብሓቂ ጀግና።። ❤❤❤እድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ።
ምርሒና ኣቦ ኣርሚ 15 ጉዕሽ ገብረ
ጀግናና ካብ መከተ ክንዲ ክልተ
ናይ ብሓቂ ጅግና ቅድሚ እዚ ኹፉእ ግዜ ውን ዝገርም ናይ ምስትውዓል ፀጋ ነይርዎ ሕጂ ኻኣ ብስለቱን ብቕዓቱን ብልሑን ተማሂርና ሕጂ ዘድልየና ከምዚ እዩ።
ጀነራል ምግበይ እዙ ጅግና ሎሙውን ፀላእቲ ብሽሙ ዘባህርር አብ ሶሻል ሚድያ ኛርርርርር እናበሉ ይውዕሉ 😂🙉
ዓብዬ ክብሪ አለኒ ንዙ ጅግና ናይጀጋኑ ❤
🙏🙏🙏🙏
አብ ሚድያ ተትዕድሞ ደስ ምበለኒ ❤ 😊
ብጣዕሚ ጅግና ኣያና ኢኻ እሞ ትግራይ እቲ ሕጂ ገጢሙና ዘሎ እንወፀሉ ኩነታት ተዝፍጠር::
Tigrai will prevail in Jesus👌🏽 ❤️❤️❤️❤️❤️
ጅግንነት ሓቂ ርሑሩሕ ፈታዊ ዓዱ ሳሪሃ መሪሃ ዘይፈልጥ ነፃ ገልፅን አብ ምንም ቀንጠብጠብ ዘይቀርቦ ብትኽኸል ሓቀኛ ተ/ላይ እዩ ጉዑሽ ገብረ ክብሪ ንኣኻ።
ከምዙይ ዝኣመሰሉ ሓዊ ዝኾኑ ጀጋኑ እናሃለው ብእኒ ደብረፅዮን ፈዛዝ ትግራይ ትምራሕ
ታሪክ በሰራሒኡ ክግለፅ ከሎ ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣያና💪🙏
ሓሞትና ንእሰር ዕጥቅና ነስጥም ንፈንቅል ክ/ሰራዊት ዘተባባዕካሉ መንገዲ ቅድሚ ምግበ ተዘካሪ እዩ❤❤
ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ጅግና አያና
ጀግናናናና ጀናራል ጉዕሸ እድመን ጥዐናን ይሐብካ አንጎሶም ኸአ ይቅንየለና
ንቀፃሊ ቃለመሕትት ኣብ ትገብረሉ እዋን ማይ ሶፍቲ ዝመሰሉ ነገራት ኣይፈለኻ
ዋው ዋው. ዝብላዕን ዝስተን ሓሳብ
ንትግራይ ዝጠቅም ኢዚ ኢዩ ኣብኣ ርገጽ ጅግና ጀነራል
General Guesh..long live with your TDF and the whole Tigray people. Big respect my hero.
ጀኔራል ጉዕሽ ገበረ ፡ዘይድፋእ እምኒ ዓረ ኢካ ፡ጅግና ኣቦና
ከምዚኦም ዝበሉ ጀጋኑና ብሂወት ከለው ናይምሰጋኒ ኒሻን ክንሽልሞም ይግባእ ሰብ ምሰሞተ ታይ ዋጋ አለዎ 😕❤🙏 ሳሎኦም ክሳድና ኣቕኒዕና ንኸድ ዓለም ዘስደመመ ጅግንነት ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ብተዋረድ ናይ ምስግና ሽልማት ሞራል ይግባእ 😊
Very Clam and Peaceful ❤
Glad you like it!
ጀግና ሀውና አቦና ነዊህ እድመን ጢኣእናን የሀበልና 💕💕💕💕🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
አንደበተ ርቱኡ ጅግና ጉዕሽ ገበረ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ርጉእ መሰተውዐሊ
አንገሶም እትሰርሖ ስራሓቲ ይበል የብል እዩ በርትዕ
ጀጋኑና ባአኹም ኩርዓትን ሕቡናትን ኢና ሕዚውን እምነትና አባኹም እምበር አብቶም ሐወልትን ደጀንን ዘለውማ አዋሪዱምና እዮም ።
ክብርን መጎስን ንሰማእታትናን !!
ጂነግና ተጋዳላይ አገሶም ንኹሎም ጀጋኑና ዱምጿም አስመእና
መዘና ኣልቦ ጅግና ኣያና! Best ወታደር
አንጎሶመይ እንኳዕ ዳሕና መጻኹም ጅግና አቦና ክብሪ ይግበአካ❤❤❤🎉👌
ጅግና ተጋዳላይ ጥሒሳይ ጉዕሽ ከማካ ዝበሉ ይብዝሑ
ጅግና ወዲ ህዝቢ ኦፕሬተር ኮይነ ጉዕሸ ገብረ ዝብል ስም ተደጋጋሚ ይፈትሕ ነይረ😊
ጅግንነትኩም ዓለም ዝመስከረሉ እዩ ናይ በሓቂ ጀጋኑ
አንገሶም የቅንየለይ ናይ ቅደም መራሕይ ምቅራብካ ካብልቢ የመስግን ካልኦት ጀጋኑ ከምዚ ክትቅርብ ይምነይ ኣብቲ ሕዚ ተፈጥሩ ዘሎ ናይ መራሕቲ ትግራይ ዓገብ ክግብሩ እጃምኩም ከተበርክቱ ይምነይ ኣብ ናይ ትግራይ ታሪኽ ሕማቅ ነገር ከይፍጠር ብዕቱብ ክትስርሑ ይብል ክብርን መጎስን ንምእንቲ ህላወ ትግራይ ዝተሰወኡ ጀጋኑና፡፡
ጅግና ክቡር አያና ጀነራል ጉዕሽ ገብረ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ክብሪ ይግበአካ አንገሶም ሐውና እውን ክብሪ ይግበአካ
Thank you
አንጌ ከምዚኦም ዝበሉ ብሉፃት ጆጋኑና ዘአንገድኻና ነመስግነኻ እና ኣብታ ናይ ጅግና ስውእቲ አብረሀት ሰዓት ምስ ጌታቸው ንደዋወል ነይርና ኢሉ አጀኩም አስተውዒልኩም ፈርሙ ንብሎም ነይርና ይብል ጅግና ጀነራል ጉዑሽ ጌታቸው ግን ንዝይ ብግልባጥ እዩ ዝገልፅ ቐልጢፍኩም ፍርሙ ይብልና ነይሮም ኢሉ ይዛረብ ሰሚዐዮ ነይረ እዛ ፕርቶርያ ብሽርሒ እዮም ፈሪሞምዋ ጌታቸውን መማክርቱን ሓቂ ገና ቐስ ብቐስ ክትወፅእ እያ እና የቐንየልና አንጌዋ 🙏🙏🫶🫶
Thank very much our hero !! God bless you 🙏❤
ጅግና ተጋዳላይ ኣቦ ፅናዓት ❤❤❤❤❤❤❤❤
ካብጅምሩ ብሉፅ በሊሕ ህዝባዊ አብ ዝገብሮም ውግአት ዕውት ኩሉ ግዜ አነ ፐርሰናሊ ብጥዓሚ የ ዝፈልጦየና ጅግና ዩ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ጉዕሸይ።
እሰኪ ጀነራል ምግበይ ሃይለ አቅርበልና
ብፍላይ ድማ ትግራይ ዘላቶ ኩነታት ጠይቀልና
እንታይ ኢሉ ክጥይቆ ወርቂ ክንደይ ኣላ ንግራም ባዕለይ ክነገግረካ እየ
ምስ ሕዝቢ ትግራይ ዘኣሎ ምሰልው 😂😂💔@@kante5318
ካብ ሀ-ፐ ተኸታቲለዮ ጉራን ፈኸራን ዘይብሉ ብዓል ምጡቅ ኣእምሮ ጅግናና ዕድን ጥዕናን ተመንየ።ንብፃይን ጋዜጠኛን ኣንጌ ድማ በርትዕ።
ጅግና ናይ ብሓቂ ብሱል ተጋዳላይ
ጀነራል ጉዕሽ ዝበሎ ትኽክል ኢዩ። እዞም መራሕትና እዙ ናይ ሎሚ ስራሖም ክትርኢ ከሎኻ ብቐደሙ በረኻ ዝወፈሩ ንህዝብ ትግራይ ክስውኡ ዘይኮነስ ነብሶም ከድሕኑ፣ ብVIP ክሕለዉ፣ ክብሮም ከይጎድሎም ክብል እኽእል።
ጉዕሽ ገብረ ጅግና ናይ ጀግና ጅግና ንበረልና
ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤ብጣዕሚ በሳል ጀነራል ትሕተኛ ዕድመ ይሀብካ ጀግና አቦና።❤❤
ንበረልና ጀግና ኣቦና ኩሉ ክንሓልፎ ኢና
ዕድሜና ጥዕና ይሃቦ ዝጅግና ኣያና ንበረልና ጅግና ጅግና እዩ
ጀጋኑና ብጣዕሚ ነመስግን ረዚን በዓል ታሪክ
ጀነራል ምግበይ አቅርበልና ቀፃሊ ፕሮግራም አንገሶም