መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ፧ ~~ # - 4 ናይ መወዳእታ ክፋል ~~

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ต.ค. 2024
  • እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ ሰባት ኣተሓሳስባኦምን ቅዲ ኣነባብራኦምን ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ፡ ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል (comment) ይዕድም። እዚ ኣብዛ መደብ ዝተኸታተልክሞ ቀሪቡ ዘሎ መደባት ንዓኻትኩም እንተጠቐመኩምሲ ነቶም መሓዙትኩምን ኣዕሩኽኩምን ከተካፍልዎም (share) ክትገብርዎም ይሓተኩም፡

ความคิดเห็น • 3

  • @davesolobeloved
    @davesolobeloved  3 หลายเดือนก่อน

    ኣብዛ ቻነል ሓደስቲ ዝኾንኩም ተኸታተልቲ እቲ ብርሃን ሓቂ ዝኾነ ወንጌል ናብ ኩሉ ሰብ ንኽባጻሕ ርእቶኹም ብምስፋር ከምኡ ድማ ኣባላት ናይዛ ቻነል ክትኮኑ (subscribe) ክትገብሩ ይሓተኩም! እግዚኣብሄር ይባርኽኩም

  • @tsegakiflemariam
    @tsegakiflemariam 2 หลายเดือนก่อน

    Goyta mglaxka yesfhayo blessed agedasi zkone tmhrti GBU

    • @davesolobeloved
      @davesolobeloved  2 หลายเดือนก่อน

      Amen Tsega Thank you so much!