ንኽትፈልጡ ግና እቲ ሓቂ እዚ እዩ....!

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 20

  • @davesolobeloved
    @davesolobeloved  2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እዚ ዝስዕብ ጽሑፍ እቲ ናይ ንቅያ ጉባኤ ዘውጸኦ መግለጺ እምነት እዩ!
    ኣነ በቲ ኩሉ ዝኽእል ሓደ እግዚኣብሄር ኣቦ፣ በቲ ንዝርኤን ዘይርኤን ዝገበረ ፈጣሪ ሰማይን ምድርን እኣምን ኣለኹ።
    ኣነ ብሓደ ወዲ እግዚኣብርሄ፣ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ እኣምን ኣለኹ። ንሱ ቅድሚ ዘመናት ካብ ኣቦ እተወልደ፣ ምስ ኣቦን ምስ ባህርዩን ማዕረ ዝኾነ፣ ኣምላኽ ካብ ኣምላኽ፣ ብርሃን ብካ ብርሃን፣ ሓቐኛ ኣምላኽ ካብ ሓቐኛ ኣምላኽ፣ እተወልደ እምበር ዘይተፈጥረ እዩ። ኩሉ ብእኡ ተፈጥረ ንሱ ንዓና ከድሕን ካብ ሰማይ ወሪዱ፣ ካብ ማርያም ድንግል ብመንፈስ ቅዱስ እተጠንሰን ሰብ ዝኾነን፣ ብዘመን ጴንጥዮስ ጲላጦስ እተሰቕለን እተሰቀየን እተቐብረን፣ ከምቲ ጽሑፍ ዝብሎ ብሳልሳይቲ መዓልቲ ዝተንሰኤን ናብ ሰማይ ዝዓረገን፣ ኣብ የመን እግዚኣብሄር ኣቦ እተቐመጠን፣ ንህያዋንን ንምዉታትን ክፈርድ ብኽብሪ ዝምለስ እዩ። መንግስቱ ውን መወዳእታ የብላን።
    ኣነ በቲ ጎይታ ወሃብ ህይወትን ዝዀነ መንፈስ ቅዱስ፣ ካብ ኣቦን ካብ ወድን ዚመጽእ፣ ምስ ኣቦን ምስ ወድን ዝስገዶ ዚኸብርን፣ ብኣፍ ነብያት እተዘርበ እኣምን ኣለኹ. ድማ ብሓንቲ ቅድስቲ ናይ ሃዋርያት ቤተክርስትያን እኣምን ኣለኹ። በታ ንሕድገት ሓጢኣት እትኸውን ጥምቀት እኣምን፣ ትንሳኤ ምዉታትን ህይወት ዘልኣለምን ድማ እጽበ ኣለኹ.

  • @HabenBisrat
    @HabenBisrat ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amlakh ybarika Dave hawey

  • @akiltekle5235
    @akiltekle5235 26 นาทีที่ผ่านมา

    God bless you

  • @estifanosgebremeskel2296
    @estifanosgebremeskel2296 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you Brother

  • @destateklia
    @destateklia 28 นาทีที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ይባርኽካ ሓወይ ጽቡቕ መደብ ኣለካ

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 16 นาทีที่ผ่านมา

    ኣነ ኣባል ተውሃዶ ኢየ። ኩሉ ብዛዕባ መጽሓፍ ቁዱስ ድማ ካባኻ ኢየ ዝመሃሮ ዘለኹ።ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢኻ ተረድእ👍👍👍👍

  • @Graceblessed-v6c
    @Graceblessed-v6c 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @danieltekle619
    @danieltekle619 48 นาทีที่ผ่านมา

    ዲቭ ሓወይ ብሩክ ኢካ ጽቡቅ ማሓርን ትምርቲ ኢዩ ቀጽሎ ብዙሕ ንማሃር ኣለና

  • @mhrethabte7299
    @mhrethabte7299 3 นาทีที่ผ่านมา

    Ggna nay zemena hawaria

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya77 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ane baka azye hugus eye qexlo tewahdo eye kabaka buzuh ymahar aleku
    Hanti kbleka zdeli gn nhna Eri and Etho entay mtessar alena ms eyesus pleas anexrelna eyesus nana kemey yreyena kulu gzie tethasasbeni eya ab yhdawyan ezi hzbi mtessar alewo diyu ❤
    Amlak abzihu ybarka

  • @Graceblessed-v6c
    @Graceblessed-v6c 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dev burkkkk nay amlak ybarka

  • @mikaelat4557
    @mikaelat4557 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam naka kubur haw .... Iyesus amlak iu, wey mare amlak iu tblo zelka ane wun maska yesemae iye, gn .....ke...kemaldena wey klemnelna ykel do? Ktmlseley tesfa ygber.....

  • @fif7797
    @fif7797 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    shalom i love the bible you use it online how can i dawnload it in my lap or phone.

  • @Graceblessed-v6c
    @Graceblessed-v6c 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Dev burk Ayahodi entay yaminu eba nigerana

  • @Danpanda1
    @Danpanda1 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bravo qxlo bro✍🏽

    • @davesolobeloved
      @davesolobeloved  2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Thanks for your kind word!

  • @halezgigebremedhin4781
    @halezgigebremedhin4781 3 นาทีที่ผ่านมา

    ጸለተ ሃይማኖት ሽዕ እዩ ተጻሓፉ።

  • @rora3757
    @rora3757 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣርዮስ ጨካን ንምባል ዩ

    • @davesolobeloved
      @davesolobeloved  2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ኖ! ናይ ስሕተት መምህር ንምባል እባ!