Dave Solo
Dave Solo
  • 74
  • 262 795
ንኽትፈልጡ ግና እቲ ሓቂ እዚ እዩ....!
እዚ ዝስዕብ ጽሑፍ እቲ ናይ ንቅያ ጉባኤ ዘውጸኦ መግለጺ እምነት እዩ!
ኣነ በቲ ኩሉ ዝኽእል ሓደ እግዚኣብሄር ኣቦ፣ በቲ ንዝርኤን ዘይርኤን ዝገበረ ፈጣሪ ሰማይን ምድርን እኣምን ኣለኹ።
ኣነ ብሓደ ወዲ እግዚኣብርሄ፣ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ እኣምን ኣለኹ። ንሱ ቅድሚ ዘመናት ካብ ኣቦ እተወልደ፣ ምስ ኣቦን ምስ ባህርዩን ማዕረ ዝኾነ፣ ኣምላኽ ካብ ኣምላኽ፣ ብርሃን ብካ ብርሃን፣ ሓቐኛ ኣምላኽ ካብ ሓቐኛ ኣምላኽ፣ እተወልደ እምበር ዘይተፈጥረ እዩ። ኩሉ ብእኡ ተፈጥረ ንሱ ንዓና ከድሕን ካብ ሰማይ ወሪዱ፣ ካብ ማርያም ድንግል ብመንፈስ ቅዱስ እተጠንሰን ሰብ ዝኾነን፣ ብዘመን ጴንጥዮስ ጲላጦስ እተሰቕለን እተሰቀየን እተቐብረን፣ ከምቲ ጽሑፍ ዝብሎ ብሳልሳይቲ መዓልቲ ዝተንሰኤን ናብ ሰማይ ዝዓረገን፣ ኣብ የመን እግዚኣብሄር ኣቦ እተቐመጠን፣ ንህያዋንን ንምዉታትን ክፈርድ ብኽብሪ ዝምለስ እዩ። መንግስቱ ውን መወዳእታ የብላን።
ኣነ በቲ ጎይታ ወሃብ ህይወትን ዝዀነ መንፈስ ቅዱስ፣ ካብ ኣቦን ካብ ወድን ዚመጽእ፣ ምስ ኣቦን ምስ ወድን ዝስገዶ ዚኸብርን፣ ብኣፍ ነብያት እተዘርበ እኣምን ኣለኹ. ድማ ብሓንቲ ቅድስቲ ናይ ሃዋርያት ቤተክርስትያን እኣምን ኣለኹ። በታ ንሕድገት ሓጢኣት እትኸውን ጥምቀት እኣምን፣ ትንሳኤ ምዉታትን ህይወት ዘልኣለምን ድማ እጽበ ኣለኹ.
มุมมอง: 1 486

วีดีโอ

መንግስቲ 1000 ዓመት ነዚ ትመስል.....!
มุมมอง 12K16 ชั่วโมงที่ผ่านมา
. . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል ...
መጽሓፍ ቅዱስ ቀደም ዝበሎ! እንሆ ምስጢሩ....?
มุมมอง 14K14 วันที่ผ่านมา
. . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል ...
ምስጢር ካብ ኣፉ ኣሙሊቑ ....?
มุมมอง 16K21 วันที่ผ่านมา
. . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል ...
እዚ እዩ ጠንቒ ናይዚ ኩሉ ኩናት፡ (መስጊድ ኣል-ኣቕሳ ኸ...?)
มุมมอง 31K28 วันที่ผ่านมา
. . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል ...
ሕቡእ ምስጢር ናይዛ ቤተክርስትያን ነዚ ይመስል..!
มุมมอง 17Kหลายเดือนก่อน
. . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል ...
እንተደሊኹም ኣብዚ ቅበርዎም.....!
มุมมอง 4.2Kหลายเดือนก่อน
. . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል ...
ዕድል ናይቲ ህጻን ኣብ ኤርትራ......!
มุมมอง 15Kหลายเดือนก่อน
. . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል (comment) ይዕድም። እዚ ኣብዛ መደብ ዝተኸታተልክሞ ቀሪቡ ዘሎ መደባት ንዓኻትኩም እንተጠቐመኩምሲ ነቶም መ...
"ትንቢት" ናይቲ "ዓቢ" መምህር ኣይሁድ!
มุมมอง 43Kหลายเดือนก่อน
. . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . . እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል (comment) ይዕድም። እዚ ኣብዛ መደብ ዝተኸታተልክሞ ቀሪቡ ዘሎ መደባት ንዓኻትኩም እንተጠቐመኩምሲ ነቶም መ...
ሓራ ካብ ኮንኩ ከም ድሌተይ ዶ...?
มุมมอง 1.8K2 หลายเดือนก่อน
. . . . . . . . እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል (comment) ይዕድም። እዚ ኣብዛ መደብ ዝተኸታተልክሞ ቀሪቡ ዘሎ መደባት ንዓኻትኩም እንተጠቐመኩምሲ ነቶም መሓዙትኩምን ኣዕሩኽኩምን ከተካፍልዎም (share)...
እዚ ዘገርም ጭካነ ብኸመይ መፍትሒ ረኺቡ...?
มุมมอง 3.8K2 หลายเดือนก่อน
እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ 1- ሰባት ኣተሓሳስባኦምን 2- ቅዲ ኣነባብራኦምን ...ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ። ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል (comment) ይዕድም። እዚ ኣብዛ መደብ ዝተኸታተልክሞ ቀሪቡ ዘሎ መደባት ንዓኻትኩም እንተጠቐመኩምሲ ነቶም መሓዙትኩምን ኣዕሩኽኩምን ከተካፍልዎም (share) ክትገብርዎም ይሓተኩም፡ ...
ነዞም ናይ ኦርቶዶክስ ኣቕሽሽቲ ዘይፈልጥ ኣሎ? #davesolo
มุมมอง 6K2 หลายเดือนก่อน
እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ ሰባት ኣተሓሳስባኦምን ቅዲ ኣነባብራኦምን ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ፡ ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል (comment) ይዕድም። እዚ ኣብዛ መደብ ዝተኸታተልክሞ ቀሪቡ ዘሎ መደባት ንዓኻትኩም እንተጠቐመኩምሲ ነቶም መሓዙትኩምን ኣዕሩኽኩምን ከተካፍልዎም (share) ክትገብርዎም ይሓተኩም፡
ጭርሖ መንግስቲ ቻይና!!
มุมมอง 2K2 หลายเดือนก่อน
እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ ሰባት ኣተሓሳስባኦምን ቅዲ ኣነባብራኦምን ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ፡ ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል (comment) ይዕድም። እዚ ኣብዛ መደብ ዝተኸታተልክሞ ቀሪቡ ዘሎ መደባት ንዓኻትኩም እንተጠቐመኩምሲ ነቶም መሓዙትኩምን ኣዕሩኽኩምን ከተካፍልዎም (share) ክትገብርዎም ይሓተኩም፡
"ንዮው በሎ! ነዚ ለጢፍካ ኣይትወዳደርን"፧
มุมมอง 1.3K2 หลายเดือนก่อน
እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ ሰባት ኣተሓሳስባኦምን ቅዲ ኣነባብራኦምን ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ፡ ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል (comment) ይዕድም። እዚ ኣብዛ መደብ ዝተኸታተልክሞ ቀሪቡ ዘሎ መደባት ንዓኻትኩም እንተጠቐመኩምሲ ነቶም መሓዙትኩምን ኣዕሩኽኩምን ከተካፍልዎም (share) ክትገብርዎም ይሓተኩም፡
ንሕናኸ ካብዛ ቤተክርስትያን እንታይንመሃር፧
มุมมอง 1.9K2 หลายเดือนก่อน
እዛ ቻነል ንውልቀ ሰብ፡ ንስድራቤት ከምኡ ውን ንመላእ ሕብረተሰብ ዝሃንጽ ሓሳባት ሒዛ ሰሙናዊ እትመጽእ ማእከል መራኸቢ እያ፡ ሰባት ኣተሓሳስባኦምን ቅዲ ኣነባብራኦምን ብምልዋጥ ሓቀኛ ህይወት፡ ሓቐኛ እምነት፡ ሓቐኛ ፍቕሪ ከምኡ ውን ሓቀኛ ፍልጠት ሒዞም ክመላለሱ ድማ ትዓዪ፡ ዝኾነ ይኹን ቋንቋ ትግርኛ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ ኣብዛ ቻነል ብምምዝጋብ (subscribe) ንኹሉ ኣብዛ ቻነል ዝመጽእ መደባት ክከታተል ሓሳባቱ ውን ከካፍል (comment) ይዕድም። እዚ ኣብዛ መደብ ዝተኸታተልክሞ ቀሪቡ ዘሎ መደባት ንዓኻትኩም እንተጠቐመኩምሲ ነቶም መሓዙትኩምን ኣዕሩኽኩምን ከተካፍልዎም (share) ክትገብርዎም ይሓተኩም፡
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ፧ ~~ # - 4 ናይ መወዳእታ ክፋል ~~ #davesolo
มุมมอง 2333 หลายเดือนก่อน
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ፧ # - 4 ናይ መወዳእታ ክፋል #davesolo
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ፧ ~~ # - 3 ~~ #davesolo
มุมมอง 2613 หลายเดือนก่อน
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ፧ # - 3 #davesolo
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ፧ ~~ # - 2 ~~ #davesolo
มุมมอง 2973 หลายเดือนก่อน
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ፧ # - 2 #davesolo
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ፧ ~~ #- 1 ~~ #dave_solo
มุมมอง 4965 หลายเดือนก่อน
መጽሓፍ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ድዩ፧ #- 1 #dave_solo
ጎደሎ መከራ ክርስቶስ!
มุมมอง 4735 หลายเดือนก่อน
ጎደሎ መከራ ክርስቶስ!
ካብ ዘካርያስ እንታይ ንመሃር #ቃል_ኣምላኽ #dave_Solo {ስብከት // Preaching}
มุมมอง 1K6 หลายเดือนก่อน
ካብ ዘካርያስ እንታይ ንመሃር #ቃል_ኣምላኽ #dave_Solo {ስብከት // Preaching}
ስለምንታይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢበ ዘይርደኣኒ? #dave solo
มุมมอง 9816 หลายเดือนก่อน
ስለምንታይ መጽሓፍ ቅዱስ ኣንቢበ ዘይርደኣኒ? #dave solo
ምዝካር ውዕለት ኣምላኽ // ቃል ኣምላኽ // #davesolo
มุมมอง 4437 หลายเดือนก่อน
ምዝካር ውዕለት ኣምላኽ // ቃል ኣምላኽ // #davesolo
ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ።// Bible overview by #Dave_Solo
มุมมอง 6587 หลายเดือนก่อน
ሓፈሻዊ ኣፍልጦ ብዛዕባ መጽሓፍ ቅዱስ።// Bible overview by #Dave_Solo
#መጽሓፍ_ቅዱስካ_ከመይ_ተንብቦ፧
มุมมอง 1.4K8 หลายเดือนก่อน
#መጽሓፍ_ቅዱስካ_ከመይ_ተንብቦ፧
መጽሓፍ ቅዱስ ንምንባብ ንዝሽገሩ/ 6 ነጥብታት #eritreanmusic #eritrea #eritreanfilm #tigray #tigraytv
มุมมอง 7968 หลายเดือนก่อน
መጽሓፍ ቅዱስ ንምንባብ ንዝሽገሩ/ 6 ነጥብታት #eritreanmusic #eritrea #eritreanfilm #tigray #tigraytv
ስለምንታይ ንመጽሓፍ ቅዱስ ከነንብቦ የድለየና፧እዛ ቪድዮ መልሲ ኣለዋ።#eritreanmusic #eritrea #eritreanfilm #tigray #tigraytv
มุมมอง 6458 หลายเดือนก่อน
ስለምንታይ ንመጽሓፍ ቅዱስ ከነንብቦ የድለየና፧እዛ ቪድዮ መልሲ ኣለዋ።#eritreanmusic #eritrea #eritreanfilm #tigray #tigraytv
ክልተ ካብ ሞት ዝተንስኣ ኣዴታት ተረኺበን! ከም ናይ የሱስ ትንሳኤ ድየን ተሲኤን፧ How the resurrection of Jesus differs?
มุมมอง 3719 หลายเดือนก่อน
ክልተ ካብ ሞት ዝተንስኣ ኣዴታት ተረኺበን! ከም ናይ የሱስ ትንሳኤ ድየን ተሲኤን፧ How the resurrection of Jesus differs?
🌟🌟🌟🌟🌟"ካብ ዝና ናብ ክርስትና" #jidion ጂድዮን ስለምንታይ ሓሳባቱን መገዱን ቐይሩ፧why did Jidion changed his mind?
มุมมอง 1K9 หลายเดือนก่อน
🌟🌟🌟🌟🌟"ካብ ዝና ናብ ክርስትና" #jidion ጂድዮን ስለምንታይ ሓሳባቱን መገዱን ቐይሩ፧why did Jidion changed his mind?
ኣብ ትሕቲ ጽላሉ | 'Abthti Tsilalu' | New Eritrean gospel song | Solyana,Luna,Mussie official music video
มุมมอง 11K9 หลายเดือนก่อน
ኣብ ትሕቲ ጽላሉ | 'Abthti Tsilalu' | New Eritrean gospel song | Solyana,Luna,Mussie official music video

ความคิดเห็น

  • @tedrostesfandias
    @tedrostesfandias นาทีที่ผ่านมา

    ናይ ንስጥሮስ እውን ክንጽበ ኢና !

  • @tedrostesfandias
    @tedrostesfandias 3 นาทีที่ผ่านมา

    318 ርትዓን ኣቦታት ዝጸሓፍዎ ጸሎተ ሃይማኖት ይበሃል ታሪኽ ቤተ ክርስትያን እውን እዩ ቤተክርስትያን እትምህሮ እውን እዚ እዩ ኤፌሶን 4፥5 ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ኣርዮስ ዝተወገዘሉ እዩ ኔሩ ጌጋ ንዝመሃር እውን ትውግዝ ቤተክርስትያን ክሳብ ሕጂ እውን ትዓየሉ ኣላ ! እየሱስ ክርስቶስ ኣምላክ ፍራዲ ፈጣሪ ንጉስ ኩሉ ፍጥረት እውን እዩ !

  • @alemadal6277
    @alemadal6277 11 นาทีที่ผ่านมา

    God bless you for ever❤

  • @MichaelIssack-c1r
    @MichaelIssack-c1r 20 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @HdatKahsay
    @HdatKahsay 33 นาทีที่ผ่านมา

    ኣሜን ዮሱስ ኣልፋን ኦሜጋን🙏🙏🙏

  • @GodlovesS3
    @GodlovesS3 35 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉

  • @HdatKahsay
    @HdatKahsay 36 นาทีที่ผ่านมา

    ተባረክ ዮሱስ ጎይታይ ኢዩ❤

  • @efizenat8712
    @efizenat8712 39 นาทีที่ผ่านมา

    Wawww amazing man of God dave hawey ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 you are our blessings 🙌

  • @tsegakiflemariam
    @tsegakiflemariam ชั่วโมงที่ผ่านมา

    GBU dave mglax amlak ybzhalka ❤

  • @yakobtesfamariam8004
    @yakobtesfamariam8004 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ድንግል ማርያም ብጸሎታ ትርድኣና

  • @filmonbeyene6477
    @filmonbeyene6477 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ✝️💞🫶🙏

  • @halezgigebremedhin4781
    @halezgigebremedhin4781 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጸለተ ሃይማኖት ሽዕ እዩ ተጻሓፉ።

  • @mhrethabte7299
    @mhrethabte7299 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ggna nay zemena hawaria

  • @warrihabesha
    @warrihabesha 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣነ ኣባል ተውሃዶ ኢየ። ኩሉ ብዛዕባ መጽሓፍ ቁዱስ ድማ ካባኻ ኢየ ዝመሃሮ ዘለኹ።ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢኻ ተረድእ👍👍👍👍

    • @SegenAraya-m4w
      @SegenAraya-m4w 51 นาทีที่ผ่านมา

      ብሩኽ ሓወይ ወይ ሓብተይ ንጎይታ የሱስ ተቐበሎን ሳዓቦን ሂወት ዘልኣለም ክትረክብ ጎይታ የሱስ ይባርካ ❤❤❤

  • @akiltekle5235
    @akiltekle5235 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you

  • @destateklia
    @destateklia 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣምላኽ ይባርኽካ ሓወይ ጽቡቕ መደብ ኣለካ

  • @danieltekle619
    @danieltekle619 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዲቭ ሓወይ ብሩክ ኢካ ጽቡቅ ማሓርን ትምርቲ ኢዩ ቀጽሎ ብዙሕ ንማሃር ኣለና

  • @fif7797
    @fif7797 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    shalom i love the bible you use it online how can i dawnload it in my lap or phone.

  • @alemxaerieya77
    @alemxaerieya77 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ane baka azye hugus eye qexlo tewahdo eye kabaka buzuh ymahar aleku Hanti kbleka zdeli gn nhna Eri and Etho entay mtessar alena ms eyesus pleas anexrelna eyesus nana kemey yreyena kulu gzie tethasasbeni eya ab yhdawyan ezi hzbi mtessar alewo diyu ❤ Amlak abzihu ybarka

  • @estifanosgebremeskel2296
    @estifanosgebremeskel2296 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless you Brother

  • @mikaelat4557
    @mikaelat4557 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Selam naka kubur haw .... Iyesus amlak iu, wey mare amlak iu tblo zelka ane wun maska yesemae iye, gn .....ke...kemaldena wey klemnelna ykel do? Ktmlseley tesfa ygber.....

    • @hermonKidane-gk1ti
      @hermonKidane-gk1ti 15 นาทีที่ผ่านมา

      yessus fuxum amlak eu fuxum seb kea ab yeman amlak koyinu kea mienti hatiyetina yemalidelina yiliminelina mikiniyatu nab sielo keyinikeyid yessus amlak kelo seb koyinu mienti hatiyatina moyitu ab yeman amlak koyinu yemalidelina

  • @HabenBisrat
    @HabenBisrat 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amlakh ybarika Dave hawey

  • @tesfalemokubamikarl828
    @tesfalemokubamikarl828 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen

  • @Graceblessed-v6c
    @Graceblessed-v6c 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dev burk Ayahodi entay yaminu eba nigerana

  • @davesolobeloved
    @davesolobeloved 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ዝስዕብ ጽሑፍ እቲ ናይ ንቅያ ጉባኤ ዘውጸኦ መግለጺ እምነት እዩ! ኣነ በቲ ኩሉ ዝኽእል ሓደ እግዚኣብሄር ኣቦ፣ በቲ ንዝርኤን ዘይርኤን ዝገበረ ፈጣሪ ሰማይን ምድርን እኣምን ኣለኹ። ኣነ ብሓደ ወዲ እግዚኣብርሄ፣ ብጎይታና የሱስ ክርስቶስ እኣምን ኣለኹ። ንሱ ቅድሚ ዘመናት ካብ ኣቦ እተወልደ፣ ምስ ኣቦን ምስ ባህርዩን ማዕረ ዝኾነ፣ ኣምላኽ ካብ ኣምላኽ፣ ብርሃን ብካ ብርሃን፣ ሓቐኛ ኣምላኽ ካብ ሓቐኛ ኣምላኽ፣ እተወልደ እምበር ዘይተፈጥረ እዩ። ኩሉ ብእኡ ተፈጥረ ንሱ ንዓና ከድሕን ካብ ሰማይ ወሪዱ፣ ካብ ማርያም ድንግል ብመንፈስ ቅዱስ እተጠንሰን ሰብ ዝኾነን፣ ብዘመን ጴንጥዮስ ጲላጦስ እተሰቕለን እተሰቀየን እተቐብረን፣ ከምቲ ጽሑፍ ዝብሎ ብሳልሳይቲ መዓልቲ ዝተንሰኤን ናብ ሰማይ ዝዓረገን፣ ኣብ የመን እግዚኣብሄር ኣቦ እተቐመጠን፣ ንህያዋንን ንምዉታትን ክፈርድ ብኽብሪ ዝምለስ እዩ። መንግስቱ ውን መወዳእታ የብላን። ኣነ በቲ ጎይታ ወሃብ ህይወትን ዝዀነ መንፈስ ቅዱስ፣ ካብ ኣቦን ካብ ወድን ዚመጽእ፣ ምስ ኣቦን ምስ ወድን ዝስገዶ ዚኸብርን፣ ብኣፍ ነብያት እተዘርበ እኣምን ኣለኹ. ድማ ብሓንቲ ቅድስቲ ናይ ሃዋርያት ቤተክርስትያን እኣምን ኣለኹ። በታ ንሕድገት ሓጢኣት እትኸውን ጥምቀት እኣምን፣ ትንሳኤ ምዉታትን ህይወት ዘልኣለምን ድማ እጽበ ኣለኹ.

  • @Graceblessed-v6c
    @Graceblessed-v6c 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Dev burkkkk nay amlak ybarka

  • @Graceblessed-v6c
    @Graceblessed-v6c 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @rora3757
    @rora3757 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣርዮስ ጨካን ንምባል ዩ

    • @davesolobeloved
      @davesolobeloved 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኖ! ናይ ስሕተት መምህር ንምባል እባ!

  • @Danpanda1
    @Danpanda1 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bravo qxlo bro✍🏽

    • @davesolobeloved
      @davesolobeloved 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Thanks for your kind word!

  • @عليف
    @عليف 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሙስሊሞች ትናንትናከ1400አመት የሆነዉ በነብያት የማይታወቅ እምነት ይዘዉ ስራኢል የኛናት ይላሉ ገገሞች ታሪክ የማያቃቸዉ ገዛ የኛናት ይላሉደሞ

  • @SabaKefali
    @SabaKefali 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen

  • @SabaKefali
    @SabaKefali 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @amanuelkidane7993
    @amanuelkidane7993 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤ Jesus goyta eu ❤❤❤ Dave hawey dma goyta Jesus yibarka

  • @Naomi7942
    @Naomi7942 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Blessed man of God.❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @dawitmebrahatu9950
    @dawitmebrahatu9950 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    GBU ጌታ ኢየሱስ ይባርካ ሓወይ። ብጣሚ ተማሂረ። አምላክ ይባርካ❤❤❤

  • @emafilimedia9562
    @emafilimedia9562 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen❤❤❤❤ 😊

  • @meazakifle7652
    @meazakifle7652 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen 🙏🏿 🙌 👏 ❤️ my Jesus 🌷 🌻

  • @meazakifle7652
    @meazakifle7652 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Tebarek Tebarek Tebarek

  • @JOSEPHGoitom-m8k
    @JOSEPHGoitom-m8k วันที่ผ่านมา

    Dave hawey Eritrea 🇪🇷 keyhalefela please goytA keymex hadera xnah belo

  • @JOSEPHGoitom-m8k
    @JOSEPHGoitom-m8k วันที่ผ่านมา

    Dave hawey u r too much. u r amazing bro

  • @helenkahsay6372
    @helenkahsay6372 วันที่ผ่านมา

    Wawwww ybazhalka bruk hawey ❤❤❤

  • @JohnKifletion-x1w
    @JohnKifletion-x1w วันที่ผ่านมา

    Zemen hiwetka ztebareke ykun

  • @SimonOkubay-z4l
    @SimonOkubay-z4l วันที่ผ่านมา

    JJgna ❤

  • @HdatKahsay
    @HdatKahsay วันที่ผ่านมา

    Tebarek❤

  • @HdatKahsay
    @HdatKahsay วันที่ผ่านมา

    Amen

  • @NatsnetMlash-r2y
    @NatsnetMlash-r2y วันที่ผ่านมา

    ተባረክ ብሩኽ ብዙሕ ተማህረ በሓቂ 🙏