ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024
  • ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ኣተሓሳስባኻ ብምቕያር ህይወት ለውጥ best tigrigna Motivation
    #lbonamedia
    #eritreanmotivation
    #tigrignamotivation
    ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ነብስይ ክረክብን ክልውጥን ክእለ። ነብስኻ ምቕባል፡ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት እማዕብልካ ሕጉስ፡ጥዑይን ዕዉትን ትኾነሉ መንገዲ።
    ብቐዳምነት ነቶም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቀጻልነት ናይዛ ቻነል ክራጋገጽ ኣበርክቶኹም ከተዕዝዙ ብትሕትና ይሓተኩም። ነቶም ሳብስክራይብ ብምግባር ሃናጺ ርእቶን ምብርታዕን ትገብርሎይ ዘሎኹም ተኻታተልቲ ኻኣ ካብ ልቢ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ።
    እዛ ቭድዮ ማለት Tigrigna affirmation # 75 _ ኣብ ውሽጢ 21 መዓልታት ነብስኻ ትልውጠሉ ብሉጽ ሜላ/ነብስኻ ምቕባል፡ጽቡቕ ርእሰ ተኣማንነት እማዕብልካ ሕጉስ፡ጥዑይን ዕዉትን ትኾነሉ መንገዲTigrigna motivation ትብል ኣብ ህይወትኩም ገለ ኣበርክቶ ክህልዋ ተስፋ ይገብር።
    ልቦና መድያ (lbona media) ቐዳምነት ህባ ትሰርሓሉ ዕላማ ንሰባት ኣናቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ክቕይሩሉ ዝኽእሉ ትምህርትን ማዕዳን ምሃብ እዩ። መቸም ኩላትና ዘዘለናዮ ገጻት ህይወት ውጽእት ኣብ ልዕሊ ገዛእ ርእስና፡ነገራትን ሰባትን ዘለና ኣመላኻኽታ እዩ። እንተዳኣ ኣብ ገዛእ ርእስና፡ ሰባትን ነገራት ኣወንታዊ ኣመላኻኽታ ኣማዕብልና ነቲ ንሓልሞን እንምነዮን ክንረኽቦ ቀረባ እዩ። ቁኑዕ ኣታሓሳስባ እንተ ወንና ዓወትን፡ሓጎስን ጥዕናን ድማ ባዕላቶም ናብ ህይወትና ክሳሓቡ ግድን እዩ። እንተዳኣ ብኣልታዊ ኣታሓሳስባ ተዓብልልና ግና ውድቀት፣ ሕማም፣ ተስፋ ምቑራጽ፣ ድኽነት፣ ኮታስ ሐሕማቕ ጥራሕ እዩ ናብ ህይወትና ዝሳሓቡ።
    ጠንቅን ሰዓብናቱን ቱሑት ርእሰ ተኣማንነት ኣብ ዓበይትን ቆልዑትን ዝረአ ጸገም/consequences of low confidence Tigrigna Motivation part 1
    • ስለምንታይ እና ቱሑት ርእሰ ተኣማን...
    ሰለዚ ልቦና መዲያ(lbona) ንሰባት ኣነቓቕሕኻን ኣባራትዕኻን ህይወቶም ንምቕያር ዝሕግዞም ትምህርቲ ምሃብ ናይ ቀዳምነት ቀዳምነት ህበ ከምዝሰርሕ ክህብረኩም ይፈቱ። ኣነ እምነተይ ናይ ሓባር ዕብየት፣ ዓወት ፣ ሓጎስን ምጉንጻፍ እዩ ። ሰለዚ ተታሓሕዝና ክንዓቢ ፣ክንሕጎስ፣ ክንዕወት እዩ ድልየተይ እሞ ኩላትና ተማላልእና ንቕድምት ንጓዓዝ። ኣነ ብወገነይ ናይ በይነይ ሓጎስ ሙሉእ ሓጎስ ኣይኮነን፣ ናይበይነይ ዓወት፣ ሙሉእ ዓወት ኣይኮነን፣ ናይ በይነይ ዕብየት፣ ሙሉእ ዕብየይ ኣይኮነን ዝብል ርድእት እዩ ዘለኒ። ሰለዚ ዕላማይን ድልየተይን በቲ ዘለኒ ዓቕሚ ንየሕዋተይን ሕብረተሰበይን ገለ ኣበርክቶ ክገብር ኣለኒ ዝብል እምነት እዩ ነዛ ቻነል ክጅምራ ዝደረኸኒ። ከም ሰብ ኣብ ስርሐይ ገለ ገለ ጌጋታት ክፍጽም ይኽእል እየ እሞ ክትርድእለይ ኣቐድመ ብትሕትና ክሕብረኩም ይፈቱ። ንትገብርሎይ ኩሉ ዓይነት ደገፍን ርእቶን ምኽርን ካኣ ካብ ልቢ የመስግን የቐንየለይ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
    መም ተስፉ ክንፍ ( ወዲ ክንፈ)

ความคิดเห็น • 273

  • @Unknownsperson621
    @Unknownsperson621 4 หลายเดือนก่อน +3

    ግዜካ ቀቲልካ ንዓና ምሃብካ እግዛብሔር ነውሕ ዕድሜ ይሃብካ🙏🏾♥️

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  4 หลายเดือนก่อน +1

      Amen kibret yhabeley❤️❤️❤️

  • @AzmeraAzmir-xv4jf
    @AzmeraAzmir-xv4jf ปีที่แล้ว +18

    ኣነ ሃፍታም እየ።
    ኣነ ወናኒት ምሉእ ዓይነ ብርኪ ጥዕና እየ።
    ኣነ ዘማሪት ኣመስጋኒት እግዚኣብሄር እየ።
    ኣነ ደስተኛ እየ።
    ኣነ ንብሰይ ተቀቢለያ እየ።
    ኣነ ኣበሳ እየ።
    ኣነ ደስተኛ እየ።

    • @Merhawi-mu6ko
      @Merhawi-mu6ko 5 หลายเดือนก่อน

      Q1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqqq1qqqqqq0p

  • @lbonamedia
    @lbonamedia  ปีที่แล้ว +23

    ሰላም ክቡራት የሕዋትን ኣሓትን ስለ ትገብሩለይ ምትብባዕን ሃናጺ ርእቶን ካብ ልብ የመስግነኩም ክብረት ይሃበለይ። ንኹሉኹም ተሳተፍቲ ኣብ ልዕለኹም ዘለኒ ክብርን ኣድናቆትን ደረት የብሉን ደግመ ደጋግመ የመስግን። ሰላም፡ጥዕና፡ፍቕርን ዓወትን ይምነየልኩም። ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣሜን

    • @sabaamlesom4005
      @sabaamlesom4005 ปีที่แล้ว

      Wawww btami nfu btami eye zednkeka sle hagezka kea yemsgneka ketdilo

    • @yonaskesete-uf6ij
      @yonaskesete-uf6ij ปีที่แล้ว

      Bkemey krekbeka ykl?

    • @fkriyhshenatv5461
      @fkriyhshenatv5461 ปีที่แล้ว

      ቡሉጽ እካ ኣብዚ ግዜ

  • @michaelabebe1216
    @michaelabebe1216 11 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላኽ ነቤት ኣምላኽ ሃዋርያት ኣምላኽ ቅዱሳን ኣምላኽ ጻድቃናት ኣምላኽ ናይ ኩሉ ፍጥረት ጥበብን ምስትውዓልን ልቦናን ይዓድለና

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  11 หลายเดือนก่อน

      Amen thank you so much brother ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @AzmeraAzmir-xv4jf
    @AzmeraAzmir-xv4jf ปีที่แล้ว +3

    ኣነ ብማንም ዘይምንዛዕ ዕላማን ዉሽጣዊ ሰላምን ኣለኒ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Btami nfeti kemu trah beli wshitki Selam kmele eyu❤️❤️❤️❤️❤️

  • @yacobson
    @yacobson ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ብተቅርበልና ኣዚና ነመስግን ኣጆኻ እቲ ዝልወጥ ሰብ ይስዕበካ ኣሎ:: እቶም ዝተረፉ እውን ኣብ ዝተረዶኦም ክኽተልኻ እዮም:: ንስኻ ትመስል ሓው ብምርካብና ሕጉሳት ኢና ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ኣብ ዝርያኻ ይኹን::

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣነ ውን ኣዝየ እየ ዘመስግን ያቆብ ሓወይ ኣምላኽ ይባርካ

  • @Alualu-ic9mk
    @Alualu-ic9mk หลายเดือนก่อน

    እዋይ ትምህርትካ ንኽትሰምዖ ብጣዕሚ ጥዑሙን መሳጢ እዩ ቃፅለሉ ዛሓወይ ዕደመን ጥዕናን ያሃብኻ ኣሜን 🙏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  หลายเดือนก่อน

      Amen kibret yhabeley hawey bruk❤️❤️❤️

  • @abunoor-qj2yb
    @abunoor-qj2yb ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ጸብቅ ትምህርት እዪ ቀጰለሉ አነ ብጣዓሚ አዬ ዘመስገንኸአ ቡሩኽ ሀወይ

  • @SSAMYSsamy-vb6ov
    @SSAMYSsamy-vb6ov 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile2803 ปีที่แล้ว +5

    Kabten zfetwen Media hanti LBONA Media eyatebarek Kbur hawey wedi Erey❤️❤️❤️

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว +2

      የቐንየለይ ገነት ሓፍተይ

  • @gerreyweldemariam6736
    @gerreyweldemariam6736 11 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ዘብል ትምህርቲ እዩ Thanks ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ ሉዑል ፈጣሪ

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  11 หลายเดือนก่อน

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @BinamMahari
    @BinamMahari 5 หลายเดือนก่อน +1

    Tankis my brathr❤❤

  • @sabateame7312
    @sabateame7312 ปีที่แล้ว +2

    መርሐባ መምህር ከም ኩሉ ግዜ ቡሉጽ ስራሕ ኢኻ እተበርክት እሞ ብራቮ ቀጽሎ ቡዙሐት ክጥቀሙ አዬም
    🦾🦾🦾🙏💯💯🙏❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you Saba haftey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @fkriyhshenatv5461
    @fkriyhshenatv5461 ปีที่แล้ว +1

    ቡሉጽን ኣገዳስን ሓሳብ ፡ቡሉጽ መምህር ናይዚ ግዜ ።ኩቡሩ ሓሳብ ዚሽምቱ ውሕዳቶም ኣጆካ ቡዙሕ ዘይተራየ ኣይትበል ።ኣብ ዓለም ኹቡሩ ዘበለ በዙሕ ዓማውል የብሉን ።ኹቡሩ ሓሳባት ዮም ዓለም ዚቅይሩ ፡ዚበዛሕና ኣብ ዛሓሰብሉና ሓሳባት እና ንነብር ።ኣጆካ ክንደይ ሪኦሞ ዘይኾነስ ክንደይ ቀይር በል።ንስካ ኹቡሩ ሓሳብ ተዳል ጅግና እካ ናይዚ ግዜ ።ተማሳሰል ቭዶ ክተዳሉ ይጽበይ ።

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว +1

      ክብረት ይሃበለይ የቐንየለይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @NatiDc-f3t
    @NatiDc-f3t 11 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bhaki xbuk tmrti kulu shaa ksemia eye 😊 fetari edmen tenan yhabeley 🙏🙏🙏❤️

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  11 หลายเดือนก่อน

      Thank you❤️❤️❤️❤️❤️

  • @fazex3385
    @fazex3385 ปีที่แล้ว +1

    Amlak ybarkum bzuh habereta rekibeyo wedeysi abzi rekibeyo thanks Goita ybarkum

  • @Azeb4Eritrea
    @Azeb4Eritrea ปีที่แล้ว +5

    ደስ ዝብል ትምህርቲ የቐንየልና ዕድመ ይሃብካ 👏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ኣዝየብ ሓፍተይ

  • @natuSamuel
    @natuSamuel 5 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks hawey natey ❤❤❤

  • @helenbaryagabr9964
    @helenbaryagabr9964 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ጹቡቅ ትምርቲ ዝሓወይ ዕድሜኻ የንዋሓዮ ።

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ ሂለን ሓፍተይ

  • @MelakeMisgina
    @MelakeMisgina 4 หลายเดือนก่อน +1

    ❤🎉❤🎉❤

  • @lemlemberhe149
    @lemlemberhe149 5 หลายเดือนก่อน +1

    GBU BRO thanks.

  • @AlemAlem-i7d
    @AlemAlem-i7d 7 วันที่ผ่านมา

    የቀንየና ኩቡርሓውና🎉🎉

  • @esromyosief6376
    @esromyosief6376 ปีที่แล้ว +3

    ጽቡቅ ስራሕ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ቀጽሎ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ እግዚአብሔር

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen thank you my brother Esrom ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @dodoz7014
    @dodoz7014 11 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏

  • @HaftomBirhane-th5fs
    @HaftomBirhane-th5fs 5 หลายเดือนก่อน +1

    nice 👍

  • @SelahHabib-pw8gd
    @SelahHabib-pw8gd 8 หลายเดือนก่อน +1

    Memehirrr tesfe betamiii betamiii xsbuk temhritii tehbena aleka xsbuk yemhayesh ka aleku zehalefe hiweteyy ab Hlufff ena neberku hemak eia nere fetarii edmen tenan yehabk kexelooo

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  8 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ ጽቡቕ ኣጆኻ ሓወይ ናተይ በርትዕ፡ስለ ተገድስካ ሓሳብካን ርእቶኻን ዝገለጽካለይ ከኣ ኣዝየ የመስግን።

  • @SearekahsaySearekahsay
    @SearekahsaySearekahsay 8 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks you so much God is ple❤❤❤❤

  • @RobelGrmay-u9l
    @RobelGrmay-u9l 11 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏
    God bless U.

  • @mekzenshumay3571
    @mekzenshumay3571 6 หลายเดือนก่อน +1

    Btami des zbl Motivation yhbkana bruk hawey just i want say you thank you so much ❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  6 หลายเดือนก่อน

      Thank you so much. I apprciate your comment my dear brother ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @Tekea
    @Tekea 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤🎉 እግዝቡሄር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓላካ፡ ክብረት ይሃበልና ሓውና መመሊሱ ፍልጠትካ ይብዝሓልካ ፡ኣምላክክ ይመስገን ናትካ ትምህርቲ ሲ ብጣዕሚ እዩ ጽቡቅ ጌሩ እዩ ዝርዳኒ፡ስለዚ ካኣ ይቀንየልና ዲኣ ብሩክ ሓውና።ከመኡ ውን ኣብ ፍክ ሽር ገርልካ ኣለኩ ካኣ።

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  3 หลายเดือนก่อน

      Amen kbret yhabeley haftey natey naki win amlK ybarki❤️❤️❤️

    • @Tekea
      @Tekea 3 หลายเดือนก่อน

      @@lbonamedia ኣሜንንን ኣሜንንንን ኣሜንንንንንን

  • @BiniyamZeray-kx6or
    @BiniyamZeray-kx6or 11 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks blux hasabt

  • @rahwatumzgi6136
    @rahwatumzgi6136 ปีที่แล้ว +2

    Wawww memhr tesfu hawna bulux zkone tmrti amlak ms sdraka selamn tenan qsanetn yhabkum dekime gizie siene key belka tserho zeleka bido aziye yemesgneka kab yeqeniyeley zbhal nlaeli zeyele konu eber mbelku nere thanks you

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you very much Rahwa haftey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ፈቃርሰብናፊቀ
    @ፈቃርሰብናፊቀ 4 หลายเดือนก่อน +1

    Very nice idea

  • @SimretWeldegergish-xf9kz
    @SimretWeldegergish-xf9kz 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክብረት የሃበልና ኣብ መንገዲ ምቅያር ንርከብ ኩቡር ሓው

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  3 หลายเดือนก่อน

      Btami tsibuk Smiret haftey ❤️❤️❤️

  • @bibirasta6241
    @bibirasta6241 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks bro

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 5 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብር ሓውና

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  5 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ክብረት ይሃበለይ ❤❤❤

  • @ZeregabrTekeste
    @ZeregabrTekeste 10 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you brother amazing job

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  8 หลายเดือนก่อน

      ክብረት ይሃበለይ

  • @hassenqurub7797
    @hassenqurub7797 7 หลายเดือนก่อน +1

    Positive idea And bonne conseiller ❤

  • @user-bw5jy3yy51
    @user-bw5jy3yy51 หลายเดือนก่อน

    ክብረት ይሃበልና ክቡር ሓውና❤🙏

  • @filimonhagos5140
    @filimonhagos5140 ปีที่แล้ว +1

    Yeqenley Btami eiye Zeymezgneka Amlak Yihagizeni Tebegise Aleku Nimkiyar thank you again Abi Seb

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you brother ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @negshdebesay1147
    @negshdebesay1147 ปีที่แล้ว +1

    Wawww 🙏🙏🙏

  • @SemereSeltene
    @SemereSeltene 7 หลายเดือนก่อน +1

    Nay behaqi kubur hawna

  • @efremmehari2551
    @efremmehari2551 8 วันที่ผ่านมา

    Woww wow azina nemesgneka kbur ayana ❤abi tmhrti zhazet class eya mo edmen tenan yehabka fetari❤❤❤❤

  • @bahgialeni2039
    @bahgialeni2039 ปีที่แล้ว +1

    Takk

  • @wedisenu1526
    @wedisenu1526 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ xbuq tmrti

  • @SimretWeldegergish-xf9kz
    @SimretWeldegergish-xf9kz 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ነመስግነካ

  • @ilovegod9693
    @ilovegod9693 ปีที่แล้ว +1

    thank you

  • @neguGebre-dg1nx
    @neguGebre-dg1nx 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @saraberaki3916
    @saraberaki3916 ปีที่แล้ว

    Zblae zereba aye Lubona💖
    Bhaki yednkek Amlak yhagzka🙏🙏🙏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen Thank you sara haftey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @misgnaoqubaghebreal4343
    @misgnaoqubaghebreal4343 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much bro

  • @ሜሪ-ገ9ጐ
    @ሜሪ-ገ9ጐ 4 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MerhawitOkubagebriel
    @MerhawitOkubagebriel 3 หลายเดือนก่อน

    Thanks brother God Bless you

  • @ማሚተይ-ቐ9ሰ
    @ማሚተይ-ቐ9ሰ ปีที่แล้ว +1

    ይቀኔልና ኩቡር ሓወይ

  • @nevergiveupAnkere-ns7ok
    @nevergiveupAnkere-ns7ok ปีที่แล้ว

    Lbona medya btami nxurn xfufun and meharin iyu mo thank you so much kaba bzuh iye qesime and bzuh lewuti amxe mo nktqxlo lbawi selamtay ysedelka .

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ጽቡቕ ናተይ ዓስቢ ከኣ ሰባት ተለውጦም ንነብሶምን ንኻልእትን ክኾኑ እዩ እሞ ተለውጠ ክትብለኒ ከለኻ ንዓይ ኮነ ንኻልኦት ዘተባብዕ ጽቡቕ ብስራት እዩ ብራቮ

  • @YonasBereket-g4z
    @YonasBereket-g4z 2 หลายเดือนก่อน

    kbret yhabelna teqamit zkoney mielatat eya mo yeqenyelna❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  2 หลายเดือนก่อน

      ኣነ'ውን ኣዝየ የመስግን❤❤❤

  • @Wedibahta-p1n
    @Wedibahta-p1n 9 หลายเดือนก่อน

    Edmen tenan yhabka berte❤❤❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  9 หลายเดือนก่อน

      Amen Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @teklitwelday9782
    @teklitwelday9782 ปีที่แล้ว

    Betami xbuk hasab qexilo hawey nice 🙏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @geni581
    @geni581 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ፅቡቅ መናቃቅሒ ቪዶ እዩ🥰🥰💥💙

  • @genethagos6333
    @genethagos6333 ปีที่แล้ว

    የቀነየልና

  • @santhoshmk5693
    @santhoshmk5693 ปีที่แล้ว +1

    ዋውውውው ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ትምህርቲ አዩ ዝሓወይ ቀፅለሉ❤❤❤ ሳብ ስክራይብ ገረ ኣለኩ ፅብቅ ትምህርቲ አዪ😍😍😍 የቅነልና ክብር ሓው

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you so much. I appreciate your encouragement and support.❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍

  • @tesfayhaile2629
    @tesfayhaile2629 ปีที่แล้ว

    Behaki belhin hayal,Memhir hiwetin eka bekuluemBekuke,eja,Nimhar Beti tihbena zelka,hayl zikone,Tmhihrti.Amhalk memlisue yibharka, kubur,hawey Tesfom haweym

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen my dear brother Tesfay ❤️❤️❤️❤️

  • @AbrehetWeldemariam-g2l
    @AbrehetWeldemariam-g2l 3 หลายเดือนก่อน

    May God bless you and your family thank you very much

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  3 หลายเดือนก่อน

      Amen thank you ❤️❤️❤️

  • @Efriem-bo2wk
    @Efriem-bo2wk 3 หลายเดือนก่อน

    thank you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @akyeali6552
    @akyeali6552 ปีที่แล้ว

    bravo nezi natka ksemae keleku bahta eu zsmeni qexlo❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @salamss-ih1ls
    @salamss-ih1ls ปีที่แล้ว +1

    ❤❤🎉🎉

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 6 หลายเดือนก่อน

    Wow kbur memhrna hawnan amlak ybark’ka, 💯% tesfa aleni hiwetey kqyr bezia video so thanks see u after one months 😊

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  6 หลายเดือนก่อน +1

      Amen hawey natey ane win tesfa aleni kemti tdelyo aynet seb kitkewin

    • @IbelongtoJesus123
      @IbelongtoJesus123 6 หลายเดือนก่อน

      @@lbonamedia Blbi yemesgneka kexlo eka 😇🥰

  • @efremhailemicheal665
    @efremhailemicheal665 ปีที่แล้ว +1

    Thank you so much God bless you

  • @habtityemane564
    @habtityemane564 9 หลายเดือนก่อน

    Betami xebuk kexlo bro

  • @AsmeretWeldigabrielAndom
    @AsmeretWeldigabrielAndom 3 หลายเดือนก่อน

    Bhaki zhwey yekenelna 👍👍❤❤😊

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  3 หลายเดือนก่อน

      Thank you Asmeret❤️❤️❤️

  • @tsegabocretion2496
    @tsegabocretion2496 ปีที่แล้ว +2

    Bravo merci beaucoup 👍🏾🙏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you Tsega ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @mkoimjkh6902
    @mkoimjkh6902 ปีที่แล้ว

    የቅኔልና ዝሓወይ ፅቡቅ ትምህርቲ ቆፅለሉ❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

    • @dawitgebremiskel1704
      @dawitgebremiskel1704 ปีที่แล้ว

      Nay bhaki xubuk tmhrti kubur hawna kexlo smki hbreteseb zkone tmhrti eyou ezi

  • @እግዚአብሔርየመሰገን
    @እግዚአብሔርየመሰገን ปีที่แล้ว

    ደሰ ዝብል ትምህርት የቅንየልና

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you❤️❤️❤️❤️❤️

  • @banazeru7540
    @banazeru7540 ปีที่แล้ว

    xebuq temhrti eu Thank you so

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @yf9921
    @yf9921 ปีที่แล้ว

    Kttababe zgbaka ykenyelna luzub zkonka seb eka God Bless you

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ክብረት ይሃብካ/ኪ

  • @mehariteklay1486
    @mehariteklay1486 ปีที่แล้ว

    Qexilo hawy❤❤❤🎉

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Ok thank you❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ghenethaile2803
    @ghenethaile2803 ปีที่แล้ว +1

    ❤️❤️❤️❤️welcome Welcome Welcome 👍👍👍

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ

  • @EmebeteTes
    @EmebeteTes ปีที่แล้ว

    Yekenyelna👍👍👍🙏🙏🙏 gn eti klasikal gn dmxi bertieu

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you very much. I appreciate your comments.

  • @KisanetShimangus
    @KisanetShimangus ปีที่แล้ว

    Waww thanks you❤❤❤my brather Betam Des zeblu helap me

  • @andatisak2845
    @andatisak2845 ปีที่แล้ว

    Jigna ajoka kexlo.

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you brother ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @SiemSiem-p9t
    @SiemSiem-p9t ปีที่แล้ว

    Qexlo xebuq temrti u tanks ❤❤❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @TomasYemaneGuliu
    @TomasYemaneGuliu 11 หลายเดือนก่อน

    Think you so much god bless you ❤

  • @ፍቅሪሃገር
    @ፍቅሪሃገር ปีที่แล้ว +1

  • @ghenetkidane8311
    @ghenetkidane8311 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ብሩኸይ! 😊

  • @abosnit1322
    @abosnit1322 ปีที่แล้ว

    Thank you hawey kemaka yebzhalina ❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @zenawimehari4857
    @zenawimehari4857 ปีที่แล้ว

    Kbret yhbelna qexlo hawey natey xubq srah

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you my dear brother Zenawi ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @AranshiPawulos
    @AranshiPawulos ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤ xubuk tmrtii

  • @AzmeraAzmir-xv4jf
    @AzmeraAzmir-xv4jf ปีที่แล้ว

    ኣነ ነብሰይ ከም ዘላታ ተቀቢለያ እየ።
    ኣነ ደስተኛ እየ።
    ኣነ ሃፍታም ወናኒት ጥዕና ምሉእ ዓይነ ብርኪ እየ።
    ኣነ ሐዚ ብሉፅ ኣብ ዘኾነ ስራሕ እየ ዘለኹ።
    ኣነ ዓብዪ ሕልሚ ኣለኒ።
    ኣነ ዘማሪት ናይ እግዚኣብሄር ኣመስጋኒት እየ።
    ኣነ ኣበሳ ሰራሒት ታንቴል እየ።
    ኣነ ኣብ ኺሓ ገዛ ኣለኒ።
    ኣነ ዕዳ የብለይን።
    እግዚኣብሄር ዝሃበኒ ሓዳሽ ቅድስቲ ማዓልቲ ዕግበት ሰላም ተሰሚዕኒ ዊዒሉ።
    ኣነ ደስተኛ እየ።
    ኣነ ሰላማዊት ጓል ሄዋን እየ።
    እግዚኣብሄር ይመስገን።
    ተመስገን ኣነ ደስተኛ እየ

    • @AzmeraAzmir-xv4jf
      @AzmeraAzmir-xv4jf ปีที่แล้ว

      ኣነ ደስተኛ እየ።
      ዉሽጠይ ሰላም ይስመዐኒ ኣሎ።
      ኣነ ሃፍታም ወናኒት ብሉፅ ኣሓሳስባ እየ።
      ኣነ ብዕላማ እየ ተፈጢረ ስለዚ ንዕላማን ንነብሰይን እየ ዝነብር።
      ኣነ ንነብሰይ ብለዋን ብዘይብላን ኹሉ ተቀቢለያ እየ።የፍቅራ እየ።
      ኣነ ሃፍታም ወናኒት ምሉእ ዓይነ ብርኪ እየ።
      ኣነ ሓይሊ ይስመዐኒ ኣሎ።❤❤❤ዕልልልልልል ተመስገን ንነብሰይ ክቅበላ ዝገበረኒ እግዚኣብሄር።
      ኣነ ንምስገና ዝኸዉን ግዜ ኣለኒ።
      ናይ ነብሰይ ሽፈር ኣነ ባዕለይ እየ።
      ኣነ ዉሽጠይ ሕዉየት ሰላም ህድኣት ይስመዐኒ ኣሎ።
      ኣነ ረጓድ እየ።
      ኣነ ዉሽጠይ ምስጋና ተስፋ እምነት መሉኡ ኣሎ።

    • @AzmeraAzmir-xv4jf
      @AzmeraAzmir-xv4jf ปีที่แล้ว +1

      ኣነ መፃእየይ ብሩህ እዩ።❤🥀❤

    • @AzmeraAzmir-xv4jf
      @AzmeraAzmir-xv4jf ปีที่แล้ว

      ኣብ ዉሽጠይ ዘሎ ሰላም ዘልኣለማዊ እዩ።
      ሓጎሰይ ዘለኣለማዊ እዩ።

    • @AzmeraAzmir-xv4jf
      @AzmeraAzmir-xv4jf ปีที่แล้ว

      ኣነ ንነብሰይ ተቀቢለያ እየ።
      ኣነ ንብሰይ የፍቅራ እየ።❤🥀❤

    • @AzmeraAzmir-xv4jf
      @AzmeraAzmir-xv4jf ปีที่แล้ว

      ኣነ ብማንም ዘይምንዛዕ ዕላማን ዉሽጣዊ ሰላምን ኣለኒ።
      መፃእየይ ብሩህ እዩ።
      ኣብ ዉሽጠይ ዘሎ ሰላም ዘልኣለማዊ እዩ።
      ኣነ ነዚኦም ኹሎም ከመስግነሎም እየ።
      ኣብ ዉሽጠይ ዘሎ ሓጎስ ዘልኣለማዊ እዩ።

  • @paradise6047
    @paradise6047 ปีที่แล้ว

    Des zbl motivation eu yeqeniyelna gna qurub musica ablilu ymesl ..❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      የቀንየለይ ጽቡቕ ግብረመልሲ እዩ ከስተኻኽሎ ክፍትን እየ ንመጻኢ

  • @godswill7083
    @godswill7083 ปีที่แล้ว

    ብሉጽ ስራሕ ክቡር ሓው ! ብልቢ የመስግን ኩሉ ቪድዮታትካ እየ ዝካታተሎ ፡ ቀጽሎ ክብለካ ይፈቱ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen Thank you so much for your encouragement. I appreciate you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @habtemariamteages4829
    @habtemariamteages4829 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤

  • @abesarizomuy8106
    @abesarizomuy8106 11 หลายเดือนก่อน

    Thank you very much hawey

  • @aziebzekarias2629
    @aziebzekarias2629 ปีที่แล้ว +1

    ❤️🙏

  • @BIETABCHANNEL25
    @BIETABCHANNEL25 ปีที่แล้ว

    ብታሚ መግቢ ኣእምሮ ዝኾነ ረዚን ኣያንልን ቃላት ብታዕሚ ነመስግነካ ኩቡር ሓወይ ቀጽሎ ኣጆኻ❤❤❤🙏

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      ኣነ ውን ኣዝየ የመስግን ክብረት ይሃበለይ

  • @russomhayelom8720
    @russomhayelom8720 ปีที่แล้ว

    Kbret yhabelna,,, Danke

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍

  • @sinusis4121
    @sinusis4121 17 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏

  • @semharezari3202
    @semharezari3202 ปีที่แล้ว

    Nay behaki ❤❤❤❤❤❤

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 ปีที่แล้ว

    Wedi Knfe 🙌🤛👌 Agedasii Eka

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you Semere hawey ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @nevergiveup648
    @nevergiveup648 ปีที่แล้ว

    Ember mara habaxi qalat

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  ปีที่แล้ว

      Thank you ❤️❤️❤️

  • @KisanetShimangus
    @KisanetShimangus ปีที่แล้ว

    Wawwww thanksBetami xeboki

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  11 หลายเดือนก่อน

      Thank you ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tesib3910
    @tesib3910 10 หลายเดือนก่อน

    I am proud of you ❤

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  10 หลายเดือนก่อน

      Thank you ❤️❤️❤️

    • @lbonamedia
      @lbonamedia  10 หลายเดือนก่อน

      Thank you ❤️❤️❤️