ኣሕዋተይ ሰብኣየይ ልገዝኦ ስጦታ ኣንሕና ገዝኢናዮ ኢሎም ሸዊዶም suppress ገይሮምኒ🤣🤣🤣

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • #smile #selamtsegay #video #tigray #youtuber #vlog #tigrignamusic #habesha #ethiopia

ความคิดเห็น • 576

  • @hazardhayet
    @hazardhayet 10 หลายเดือนก่อน +35

    ሕውነትኩም ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል ማርያምን ክተቅንኡ ይመቸኹም የኣኽ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ ካብ ዓይኒ ጠባን የውፅእኹም 🙏🙏🙏❤

  • @gene6075
    @gene6075 10 หลายเดือนก่อน +26

    ኣሕዋትኺ ብሩኻትን ለባማትን እዮም በዚ ሎሚ ተልዓሊ ሰንበት ምድሪ ቤተክርስቲያን ኺዱ ዝብሉ

  • @freweynidesta
    @freweynidesta 10 หลายเดือนก่อน +80

    ምስ ኣሕዋትካ ከሞዚ ምፅዋት ደስ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሰሉየ ንህርኹት ባዓል ቤትኪ እውን ምስ ዉላድኹም ሓዳርኹም ይባረክ ዕድመን ጥዕናን ፍቅርን ፈጣሪ ይዓድልኹም❤❤❤🙏🙏🙏

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 10 หลายเดือนก่อน +20

    እውይ ማርያምን ቀደማኹም ክንደይ ደሰ ይብሉ❤ብሰሩ ኣፈወርቂ ማ ብሕልመይ ከይተረፍ እዩ ዝረአየን ዘሎ🤣

  • @abigai3081
    @abigai3081 10 หลายเดือนก่อน +26

    ደስስ ክትብሉ ኣብ ስደት ዘለኒለ ብሰላም ተመሊስኒ ምስ ቤተሰብኒ ንራከብ ይግበረና ፈጣሪ ሰላም የውርደልና ነዓድና

  • @SlamahSalim-px4yv
    @SlamahSalim-px4yv 10 หลายเดือนก่อน +29

    መሰሐቂ ብራንኪ መሳሊ ኣምፅእልና ብጭቀት ከንመዉት ሰሉተይ

  • @Jgggfgajhvggghhg
    @Jgggfgajhvggghhg 10 หลายเดือนก่อน +34

    አሰይ ሰልዋይ ታዓዲልኪ ዞም አሕዋትኪ ከም አሕዋትኪ ዝበሉ አሕዋት ይፍጠረልና አምላክ ንክሉና አብ ሰደት ዘለና ካዓ ብሰላም ናፍታ ንፎትዋ ወቅብቲ ትግራይ ዓደና ብሰላም ይምለሰና ምስቶም ንፎትዎሞን ንናፍቆምን ስድራቤትና ብሰላም የራክበና ናዓኪለ የምስለና ሰልዋ ❤❤💛💛

    • @jiiuuu959
      @jiiuuu959 10 หลายเดือนก่อน

      እሜን፫❤

    • @azmeraazmera9907
      @azmeraazmera9907 10 หลายเดือนก่อน

      አሜን ፫❤❤

    • @ZafuHadush-kv4kl
      @ZafuHadush-kv4kl 10 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን//3//🙏🙏🙏

  • @user-rh6zq2ty4s
    @user-rh6zq2ty4s 10 หลายเดือนก่อน +9

    ኣንቲ ሶሊተይ ተዓዲልኪ ቁዱስ ቅንኢ ቀኒአ በእውነት ኣነውን ድሕሪ ስደት ምስ ደቅነይ ከምዚኣ❤🎉

  • @tdf8250
    @tdf8250 10 หลายเดือนก่อน +17

    በእውነት በጣዕሚ ደስ ተብሉ ቤተሰብ በተለይ ሰብኣይክን የሕዋትክን ከምዚ ዓይነት ፍቅሪ ምህላዎም ንሓዳርኪ ዓብይ ግደ ኣለዎ እሞ ፍቅርኩም ይባርክ 🙏

  • @user-so6gv8fn4j
    @user-so6gv8fn4j 10 หลายเดือนก่อน +5

    ጎበዝ ዛሓፈተይ ኣብዓድኪ ጎቢዝኪ ስርሒ ኣተባብዓኣ ደቂ ዓደይ

  • @fhfh1940
    @fhfh1940 10 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሰይይይይይ ደስ ክትቡሉ ፅሩያት ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኹም ፈጣሪ🙏😘 ኣነ ግርም ዝበለኒ ግን ካብ ናይ ሎሚ መናእሰይ መን እዩ ተሲኢ ንቤተክርስትያን ክዲ ተሳለሚ ዝበል ትዓዲልኺ ሰላም ሓፍተይ ብሩዃት ኣሕዋት ኣለውኺ🥺🥰

  • @rfghjhhgc3429
    @rfghjhhgc3429 10 หลายเดือนก่อน +12

    ምስ ኣሕዋትካ ክብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሰሉይ ሽኮሪናታት ❤❤❤

  • @fanafani2638
    @fanafani2638 10 หลายเดือนก่อน +32

    ዋውውው ባዕለይ ኣንደኛ❤እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ቡሉፃተይይ❤❤ትፅውት ውዒለምኪ ሰሉዋይ ደስ ክብሉ ኣሕዋትኪ ደስ ዝብል ነፀላ እዩ❤❤❤ኣነውን ተስፋ ኣለኒ ከምዝይ ገይሮም ከፃውቱኒ ኣሕዋተይይይ😢❤

  • @aedf4837
    @aedf4837 10 หลายเดือนก่อน +6

    ሰሉየይ መን ከም ወድነኻ ደስስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ 👏ህንድኣፍ ሰሉ ኣነ ክምሪቀኩም ንእስነቲኹም ያምንኹም ሰብ ይሓስብ እ/ር ክዓ ይፊፅም እዩሞ ድሓሰብኹሞ ሓሳብ ልቡኹም ያስምረሉኹም👏❤❤

    • @meazaabreha2897
      @meazaabreha2897 10 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ወለላይ❤❤🙏🙏🙏

  • @DgfjSelam
    @DgfjSelam 10 หลายเดือนก่อน +7

    ኣታ ታእየም ማቻታት ዝኮኑ ቆልዑ ኬንዳ ቦሎ😂😂😂😂😂

  • @lililove8991
    @lililove8991 10 หลายเดือนก่อน +4

    ፁሩያት ኪዳነ ምህረት ታሓሊኩም

  • @selam801
    @selam801 10 หลายเดือนก่อน +19

    የምር የሕዋትኺ ደሰ ኽብሉ❤😊
    የሕዋተይ ዘኪረ ናፊቐ😢❤

  • @ffbh9535
    @ffbh9535 10 หลายเดือนก่อน +8

    ኣስይይይይይ ደስስስሰሰሰሰሰ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉መን ኣሎ ከማይ ናይ ዓዲ ፈቶ እንትርኢ ዝናፍቅ😢😢 ስደትና የሕፅረልና ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤

    • @user-yd7er8fu7o
      @user-yd7er8fu7o 10 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ኣለኹ ብናፍቖት ልጃጀውኹ❤ 😢

    • @ffbh9535
      @ffbh9535 10 หลายเดือนก่อน

      @@user-yd7er8fu7o ኣጆና በርትዒ ሓፍተይ መዓረይ

  • @mryammmoohh8354
    @mryammmoohh8354 10 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይይይ ምስ ሓውካ ኩሉ ጥዑም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሽኮሪናታት😍😍😍😍😍😍

  • @ሳሌም
    @ሳሌም 10 หลายเดือนก่อน +4

    አዋይ ደስ ክብሉኻ አዚኦም የሕዋትኺ omg 🫶ቃላት የብለይን መግለጺ ብሓቂ ማራ ኬፍ ኣለዎም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣዝየ ኢየ ዘድንቀኹም ❤️❤️👏

  • @JfG-em2mi
    @JfG-em2mi 10 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሕዋትኪ ደስ ክብሉ ❤❤❤ተዓዲሊኪ ሰላመይ❤❤❤

  • @almemu1214
    @almemu1214 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሰሉ ብጣዕሚ አክባሪትኩም እየ❤❤❤❤ ትግርኛን አምሓርኛን ግን አይትቀላቅሉ ስጦታ፣ወጣት ትግርኛ አይኮነን😮

  • @YggGgg-ov4co
    @YggGgg-ov4co 10 หลายเดือนก่อน +9

    ደስ ክብልል ዝነፀላ ዕጥርጥር ይበሃል ብጣዕሚ ልፈትዎ ነፀላ 🎉🎉❤

  • @loasre8297
    @loasre8297 10 หลายเดือนก่อน +6

    ዋውው ተመሰገን መፂእኹሙልና ጠፍሽና ነይሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ ንሕናውን ስደትና አሕፂሩ ናዓኹም የምስለና❤❤❤❤

  • @user-xm3jg2et6p
    @user-xm3jg2et6p 10 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነስ አሕዋተይ ናፊቀ እፍ🥺🥺🥺ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራት❤

  • @dswffeef9659
    @dswffeef9659 10 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክትብሉ ፅሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰላም ሽኮር እረ ተዓዲልኩም ምስ ኣሕዋትኻ ፅዋታ ናፊቁና

  • @user-vj9uh1ji2i
    @user-vj9uh1ji2i 10 หลายเดือนก่อน +2

    አረ አዝ ሓውኽ ከሰሕቅ ይመችኽም❤❤
    እሰኪ ኣይተናፍቅና ኣሕዋትና😮😢😢
    ደሰ ባሃልት🦋🦋🦋🦋🦋

  • @SalamSalam-ex1fr
    @SalamSalam-ex1fr 10 หลายเดือนก่อน +5

    Ferest comment ቦታ ንምሓዝ እየ እምበር ምርኣይ ኣቢኒ ተመሊሰ ሪአ ምስ ወዳእኩ ክውቅጥ እየ😉💛♥

  • @user-ኣክሱማዊት
    @user-ኣክሱማዊት 10 หลายเดือนก่อน +19

    ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️ ተዓዲልኪ ሰሊየይ ኣሕዋትኪ ክሪኦም ናሃለኩ ኣሕዋተይ ዝምለሱኒ እዩ ዝመስለኒ ኡፍፍ ዓለም😭😭😭

    • @lina.fajji.75
      @lina.fajji.75 10 หลายเดือนก่อน +2

      ኣጆኺ መዓረይይ 😭😭❤️🥰

    • @meazaabreha2897
      @meazaabreha2897 10 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆኺ ዝያዳይ❤❤❤❤❤❤

    • @user-vj9ld4ni2v
      @user-vj9ld4ni2v 10 หลายเดือนก่อน +3

      ኣጀኪ ማዓረይ ኩሉ ከም ፍቃድ ኣምላክ ይኩን መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ንሕናስ መርድእ ኣይሰማዕና ዳሃይ እዉን የለን ዋኢ

    • @user-kf1xp8dg5e
      @user-kf1xp8dg5e 10 หลายเดือนก่อน

      ኣጁኪ ኩሉ ፍቃድ ኣምላከ እዩ😢

    • @Tefetawit.12.21
      @Tefetawit.12.21 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@user-vj9ld4ni2vኣጆኺ ኣምላክ ምስኦም ይኹን

  • @user-dm8sb2rj8e
    @user-dm8sb2rj8e 10 หลายเดือนก่อน +3

    ቃደማኩም ደስ መባሎም አምላክ አይፋላሊኩም

  • @helenmeles5650
    @helenmeles5650 10 หลายเดือนก่อน +12

    እፍ ተዓድልኪ ፁሩያት😢 ከምዚ ናትኩምን ሐደ ሐን ዝለው አሕዋትስ ፍቅርኹም ከቅነእካ አንሒናስ ሐቲ ማዓልቲ ተፋቂርና አይንፈልጥን 😢

    • @user-xn5nt7mt5h
      @user-xn5nt7mt5h 10 หลายเดือนก่อน +3

      ኣጀኪ ከምኡ እዩ ባሓደ ተለካ ደቅነይ ጎተተይ የብዘሐዮም ዳኣም ናሎሚ😢እመበር

    • @user-kn1ch3ep1u
      @user-kn1ch3ep1u 10 หลายเดือนก่อน

      ልክዕ ከማየይ ሓደ ሓወይ ዋላ ሓንቲ ማዓልቲ ተስማዕሚዕና አይንፈልጥይ ከዚማ ተጋዲሉ ዳሃዩ ጠፊኡኒ ይቅረ ክብለሉ ካምተጋነናስ ኣይ😢😢😢😢 እስቲ ኣብፆሎትኩም ሕሰቡኒ ተጋሩዋይ

    • @user-xn5nt7mt5h
      @user-xn5nt7mt5h 10 หลายเดือนก่อน

      @@user-kn1ch3ep1u ፆሎት እመብርሃን ኣይፈለዮ ጋልነይ ንክሉ ጊዜ ኣለው ንክሉ ተዳሊና መፅናሕ ምስቶም ህልዋት የበሎ እግዚአብሔር ታሓርው እውን አሜን ኢልካ መቅባል ተቂብልናዮ ኣለና ተመስገን ዝፈትወ ወድነይ ቤተሰብ

  • @user-kg5xs9qy6m
    @user-kg5xs9qy6m 10 หลายเดือนก่อน +5

    ጎይታዋኒ ብፍላይ ዝደቂሱ ልነበረ ሓውኺ ለይረኽቦ ወድነይ ምእንቲ ህዝቡ ልተሰውአ😢 ለዋህ ወድነይ ተርእይኒ እሱ ኽሉ ዝበልናዮ እዩ ልሰምዐና ነይሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤😂

    • @Merimeri-1619
      @Merimeri-1619 10 หลายเดือนก่อน +1

      እፍፍፍፍ መት ሓያል ከብደይ ከብ ዝበልዐትኒ ኮሞቲ😢😢😢😢 አዮኪ ጓልነይይይ💔😭

    • @user-kn1ch3ep1u
      @user-kn1ch3ep1u 10 หลายเดือนก่อน +1

      ኣዮኪ ጓልነይ ፅንዓቱ ይሃብኪ ኩላትና ሓለፍቲ ኢና ማዓልትና እዩ ልልበይኑ እምበይ ጠንክሪ😭😭

  • @jdd8162
    @jdd8162 10 หลายเดือนก่อน +3

    ተዓዲልኪ ሰሉየይ ምስ ኣሕዋትካ ፍቅሪ ጥዑም 🎉🎉🎉🎉❤

  • @gotoytomberheberhe9842
    @gotoytomberheberhe9842 10 หลายเดือนก่อน +7

    ኣሰይ ዓዲና ጥዕም ዋላ ፆምኻ ላሓደርኻ ደስ ክትብሉ❤👏👏👏

  • @mulurom3315
    @mulurom3315 10 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይይይይ ፁሩያት ደስ ኽትብሉ ❤❤❤ኣሕዋተይ ናፊቀ ኣነ እፍፍፍ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @user-rr7le8rx7t
    @user-rr7le8rx7t 10 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይይይይ ቆናጁ❤❤❤❤❤

  • @Hankewta12
    @Hankewta12 10 หลายเดือนก่อน +5

    ኣቲ ቱ ቅርሺ አዩ ዝብሃል ምምራፅስ ዓይኒ ዶ የብልናይ ኢና ያ😁😁😂😂😂😂

  • @user-vd2gw6vm9t
    @user-vd2gw6vm9t 10 หลายเดือนก่อน +3

    እሰይ ደስስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃቡኹ ፈጣር❤

  • @asmeromharegot8061
    @asmeromharegot8061 10 หลายเดือนก่อน +2

    ክዛረቡ ዞም የሕዋትኪ😂😂😂ይመችኩም

  • @bcffybcccxc9054
    @bcffybcccxc9054 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣስይ እቶም ኣሕዋትኪ ድስ ክብሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤

  • @user-bd5is5bp1r
    @user-bd5is5bp1r 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዉይ ዞም አሕዋታ ልፎትየኩም ዘለዋም ፀበይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏ገዛና የዘኩሩኒ 😢

  • @user-uw8tf5bw4r
    @user-uw8tf5bw4r 10 หลายเดือนก่อน +19

    ኣሰይይይ ሙቁራት ደስ ክትብሉ ተጋሩዋይ ሳብክራይብ በሉለይ ሰናይ ምሸት❤❤❤

  • @axumtsion9216
    @axumtsion9216 10 หลายเดือนก่อน +1

    Desss kteblu ❤❤❤egiziabiher edmen tiana yehabku m

  • @saffdsadsd50
    @saffdsadsd50 10 หลายเดือนก่อน +1

    አይ ዞም እሕዋትኪ ከቅንኡ😂ታዓዲልኪ ከበይ አምፂኢኩም ቅርሺ ያ😂 አታ ሎምስ አብ በይንና ገይርናዮ ዓርፍና ቅርሺ😂❤

  • @user-br5ts3jp7v
    @user-br5ts3jp7v 10 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤ደስ ትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩሞ ኣብ ስደት ዘለና ንዓኺ ይምስለና ሰሉየ ❤❤❤

  • @milenmekonen5627
    @milenmekonen5627 10 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyy xbukat yhwat

  • @berhanalami806
    @berhanalami806 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ደስከትብሉ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናንይሃብኩም❤❤❤❤❤❤

  • @foteyenmezegbo3862
    @foteyenmezegbo3862 10 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይ ፁሩያተይ እግዚአብሔር አምላክ በፍቅር ያንብርኹም👏♥️❤❤😘😘

  • @behonest1898
    @behonest1898 10 หลายเดือนก่อน +2

    Ab Eritrea zelo kndakatkum hawey azekirkuni btami des tblu ❤❤❤❤

  • @marym9462
    @marym9462 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይ ደሰ ባሃሎ ሙቁራትይ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @user-bf3zr3fj8k
    @user-bf3zr3fj8k 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ሰላመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤

  • @yeshimebetbtniniu6942
    @yeshimebetbtniniu6942 10 หลายเดือนก่อน +2

    ምስ ኣሕዋትካ ከምዚ ምፅዋት ደስ ክብል

  • @agehxhdb6690
    @agehxhdb6690 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ሰላመይ መጀመርያ ንዓኪ የምስለና እንካዕ ናብታ ትፈትይያ ዓድኪ አእተየኪ ፈጣሪ ❤❤❤
    እና አብ ዉቅሮ ክልተ ክፍሊ /ገዛ / ክንደይ አም ዝሽየጥ ጠይቅለይ ወለላይ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር 🎉❤

  • @user-mw6dz1hp9i
    @user-mw6dz1hp9i 10 หลายเดือนก่อน +3

    ናፊቀኩም ኣሕዋተይ መዓረይ እዩዋይ ❤

  • @vms11yem84
    @vms11yem84 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤😂ፅረያት

  • @user-pq4tx9kn2j
    @user-pq4tx9kn2j 10 หลายเดือนก่อน +7

    ኣቲ ቤተ ክርስትያን ለይትከድ ሓመድ ብልዒያ እልዋ ዕርፍ😂😂😂😂

  • @user-qw1qm6ry8v
    @user-qw1qm6ry8v 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይ ሓባይብ ሰሉዋይ ታዓድልኪ ዓድካ ጥዕም❤🎉

  • @user-ph3pl5lm9x
    @user-ph3pl5lm9x 10 หลายเดือนก่อน +1

    Des zeblu geza tesiki cherch leytkefi ya ❤❤❤

  • @user-vn3oh1zc4i
    @user-vn3oh1zc4i 10 หลายเดือนก่อน +4

    ፅሩያት ደስ ክቡልኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏❤ሓድኦም ክታመርዕውን እኺ ሰሉተይ ዕድመይ ድማ 20 እየ ገይረ ዘለኹ 💊🥰

    • @SamiKhan-ph1ex
      @SamiKhan-ph1ex 10 หลายเดือนก่อน

      ፅርያተይ ደስ ክቡሉ❤❤❤❤❤❤

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 7 หลายเดือนก่อน

    ይመቸይኩም ነዓ ተይተሓፀብካ ኖር ማልኢካ ማራ ኣሲሕቅካኒ ኣፍ ዎርቂ😂😂😂😂

  • @mmmmm2701
    @mmmmm2701 10 หลายเดือนก่อน +4

    እንካዕ ብሰላም መፃኣኪ ጋል ዓደይ ማዓረይ ብቻ ኣትደንጉይና ጋል ገጠርእየሞ ናይገጠር እተተሳኪዒልኪ ብራክ ግበርልና ብዝተረፈ ቀፅሉ ላይክ ኣብዝሕሎም ደቂዓበይቲ ምእቲ ቀልጢፎም ክመፅእና ዓድና ናፋቅና ኢና ዘለና ገረኣነስ ልሃፅፅ💕

  • @lemlemyoutube
    @lemlemyoutube 10 หลายเดือนก่อน +7

    ብሕልመይ ላርእክዎ ሓደሪ ሰላም ናብ እንዳዓሞይ መፅኣ በእውነት ሓቀይ እየ እኮ ካብኡስ ኣብ ዓዲ ክአክበኪ ላበልኩስ መፅእኪ ላበልኩ

    • @kesenetkahsey2874
      @kesenetkahsey2874 10 หลายเดือนก่อน +1

      ውይ ለምየይ😂😂

    • @TsegaGhiwet-qv8fz
      @TsegaGhiwet-qv8fz 10 หลายเดือนก่อน +1

      Beli sabskrayb gerelki mar ❤

    • @lemlemyoutube
      @lemlemyoutube 10 หลายเดือนก่อน +1

      @@TsegaGhiwet-qv8fz እሽኒ ወለላይ ክብረት ይሃበለይ

  • @user-ex9gr7dc8q
    @user-ex9gr7dc8q 10 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይይይ ደሰሰሰ ክትብሉ ምሰ ኣሕዋትኻ ንዓና እዉን ከማኺ ያምሰለና አብ ሰደት ዘለና❤

  • @gene6075
    @gene6075 10 หลายเดือนก่อน +6

    ❤ተዓዲልኺ ምስ ኣሕዋትኺ ከምዚ ኢልኺ ትጫወቲ

  • @ANEZEKIRSTOS
    @ANEZEKIRSTOS 10 หลายเดือนก่อน +1

    Seluye ms ahwaltki behalti ...nay tlfi netsela aytebalshwiyo baby ❤

  • @user-zz2xm1eu3q
    @user-zz2xm1eu3q 10 หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክትብሉ ሰላመይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @gvxghvxg8360
    @gvxghvxg8360 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሰልዋይ ሲንጊል ተኮይኑ ሓውኪ ሃብኒ ፈትዮዮ ክሞት ኢለ ❤

  • @hadguluul8785
    @hadguluul8785 10 หลายเดือนก่อน +2

    Eway des kitblu yehwat edmen tienan yhabkum fetari ❤❤❤❤

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 10 หลายเดือนก่อน +1

    እረ ይመቸኩም አሕዋትኪ ፈትየየም ስልዋዬ❤

  • @Shewittigraweyti
    @Shewittigraweyti 10 หลายเดือนก่อน +4

    ምስ አሕዋትካ ምፅዋት ደስ ኪብል 🎉🎉❤❤💊😢

  • @yead9890
    @yead9890 10 หลายเดือนก่อน +1

    ካማክም ሓት የብዞሐየ ካማክም ሓትለ ልክሉ ሰብ ይሃብክም ብጣዕሚ ደስ ክትብሉ ብእነት ምቅራት❤❤

  • @user-fz1su3cy6m
    @user-fz1su3cy6m 10 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ፁሩያት❤

  • @luwamfshaye1308
    @luwamfshaye1308 10 หลายเดือนก่อน +1

    Btami des bahli ms ahwatka lulu tum you xbuq gifti 🎉balki ablyo ❤

  • @user-tf5xb9xp7r
    @user-tf5xb9xp7r 10 หลายเดือนก่อน +1

    Des ktbulu edmey tenay yhabkum❤❤❤❤❤❤

  • @user-mc1xc2zn3r
    @user-mc1xc2zn3r 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ኩሉኩም ስድራቤትም ምቁራት❤❤❤

  • @hlinhiuli3604
    @hlinhiuli3604 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቢ ግን ሓሚቁ ፀሊሙ ያኔ ማሮች

  • @user-oz9cl7mg9u
    @user-oz9cl7mg9u 10 หลายเดือนก่อน +2

    አስይይ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤

  • @tsegatdf6961
    @tsegatdf6961 10 หลายเดือนก่อน

    ኣሕዋትኪ ደሰ ክብሉ ተዓዲሊኪ ሰላመይ

  • @AzabamAm
    @AzabamAm 2 วันที่ผ่านมา

    አሰይይይ

  • @user-cc3wf9sv2j
    @user-cc3wf9sv2j 10 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ባሃልቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🙏🙏

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 10 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይ ተዓዱሉኪ ሰሉተይ ዕድመን ጥዕናን የሃቡኪ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @abea5638
    @abea5638 10 หลายเดือนก่อน +1

    Waw hawka tieum des kitiblu kemaki yemasilena miarey❤❤❤❤

  • @SaroGogo
    @SaroGogo 26 วันที่ผ่านมา

    ስጋ ማርይም ኣይትበል ኣፍየ❤❤❤

  • @mlatt7639
    @mlatt7639 10 หลายเดือนก่อน +2

    እውይ ደስክብሉ ዘም ኣሕዋትኪ❤❤

  • @user-gt1dl9jp9z
    @user-gt1dl9jp9z 10 หลายเดือนก่อน

    ኣፌ መማህርተይ መባእስተይ😂ያርየድከ ኣሻብ ጎቢዙ ኣርኪብኩም 😅❤ ድስ ትብሉ ሳሓቅኩም የብዛሓዮ

  • @mmgg5710
    @mmgg5710 10 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይ ደስ ኪትብሉ መን ሃምደቅነኻ ዕዲመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ፈጣሪ🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mulurom3315
    @mulurom3315 4 หลายเดือนก่อน

    ፅሩያተይ ዕድሙን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🙏

  • @tygcdvdhj9025
    @tygcdvdhj9025 9 หลายเดือนก่อน

    ኣስይ ባሃሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ፅሩያትይ💘💘💘❤❤💞💞💐💐💐🌿🌿🙏🙏🙏

  • @hansaahanssa3230
    @hansaahanssa3230 10 หลายเดือนก่อน +4

    ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም❤❤😂

  • @uffjg7073
    @uffjg7073 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዐናን ይሃብኩም ሙቁራት😘😘😘

  • @albadralbadr1650
    @albadralbadr1650 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቲዮ ሰሉየይ ኣብ ናይ ብቀደምዮ ቭዴዮኺ ሕቶ ሕታትኺሰ ዘይመልሲኪል ዝሮ ፀገም የብለን ዋ ግን ኮሪየ እየ 🤣😁♥🙏ዝፈትወኩም ሰድራ 👏😊

  • @-4587
    @-4587 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዋውው ሰሉየ ከፅብቅ ኣብ ፕሮፉይለይ ኣቲኩም ቤተሰብ ኩኑ

  • @KhanG-nj3gi
    @KhanG-nj3gi 10 หลายเดือนก่อน +1

    እፍ ፁሩያት ደስ ክትብሉ🥺🙏♥️

  • @mili-mp3dd
    @mili-mp3dd 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንድዒ ዋ😀❤

  • @ethiopiaislovelove9620
    @ethiopiaislovelove9620 10 หลายเดือนก่อน +2

    shkorat edme yhabkum

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይ ምስ ኣሓትካ ኩሉ ጥዑም እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ሙቁራት🥰🥰🥰♥️

  • @user-hs5or5ng2v
    @user-hs5or5ng2v 10 หลายเดือนก่อน

    ፅርያተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @brhienzmechile2167
    @brhienzmechile2167 10 หลายเดือนก่อน +3

    ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Selam-ro7rr
    @Selam-ro7rr 10 หลายเดือนก่อน

    Des ktblu des kblu zom Ahwatki ❤

  • @han6242
    @han6242 10 หลายเดือนก่อน

    ሰላምኩምን ስሓቅኩምን የብዝሓልኩም ደቂ ዓደይ ደሞ ንኣናለ ምስድራና የረኽበና ልዑል ፈጣሪ👏👏👏❤❤❤