ความคิดเห็น •

  • @bahabolomhadera3621
    @bahabolomhadera3621 4 ปีที่แล้ว +51

    እዞም ሳብስክራይብ ከይ ገበርኩም ትስምዑ ዘለኹም ከምዞም ጽግዕተኛታት እንስሳታት(parasite animals) ማለት ከምባዓል ጣንጡ: ቱዃን :ቁማል እኮ ኮይንኩሞ ነዚ ወዲ ተበለጽቲ ኣይንኹን ።ንታሓጋገዝ ንታሓላለ ወዳሓንኩም

  • @user-rm3gw9lr4m
    @user-rm3gw9lr4m 4 ปีที่แล้ว +21

    ፊኒ ናይ ልበይ እንቓዕ ዳሓን መጻኻ ብጣዕሚ ጽብቕ መደብ ኢኻ ተቕርብ ደለኻ ቐጽሎ ክብረተይ

    • @tesfomkehase5997
      @tesfomkehase5997 4 ปีที่แล้ว

      Waww bro very much so bless you Good nays big man

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว

      I really appreciate your perfect message to fnan hero well done

  • @EriAsmara6011
    @EriAsmara6011 4 ปีที่แล้ว +4

    ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቀካ፡ ኤረትራውያን ውን ተፈቲና እና ብእንግሊዝ ክርስትያንን ኣስላማይን እሉ፡ግን ሳላ ኣእምሮ ዝነቦሮም ኣቦታትና ግን ቀልጢፎም ደው ኣቢሎሞ፡ ሕጂ ኻኣ ጉዱሳት ደቂ ሃገር ነዚ ናይ ኣውራጃ ሕማም ነጥፍኣዮ ብፍላይ ኣብስደት እትነብሩ ደቂ ኤረይ።

  • @sultanbrhane6946
    @sultanbrhane6946 4 ปีที่แล้ว +9

    ሰላም ኩቡር ሓወይ ፍናን ናይ ብሓቂ ማሃሪ ታሪኽ ኣምላኽ ንቶም ዝሞቱ ርዋንዳዊያን መንግስቲ ሰማይ የዋርሶም
    ንሃገርና ኤርትራ ድማ ካብዚ ፈኸም ዝብል ዞሎ ናይ ዓይለትነት ኣውራጃይ ኣውራጃኻ ፥ኣጋኣዝያን ፥ኣኽረርቲ ምስሊምና ፥ውድበይ ውድብካ እንዳ በልይ ናይ ዓይለትነት ዝደፋፍእ ቃላት ዝውርውሩ ዘለዉ ኣሕዋትና ኒዚ ምስ ሰሙዕ ክማሃሩ ተስፋ ይገብር።
    ኣምላኣኽ ንሃገርና ይባርኽ
    ኩላትና ድማ ካብዚ ዕይለትነት ወጽእና ግቡእና ክነበርክት ይግበአና ኣጆኻ ቀጽሎ ካብዚ መደባትካ ኣነ ብዝሕ ነቂሐ እየ

  • @basibasi1807
    @basibasi1807 4 ปีที่แล้ว +3

    ፍናን ሓውና ስለቲ ምሃሪ መደባትካ ብልቢ እናኣመስገንኩ ፡ኣብ ናይ ሃገርና ጉዳይ ብኣውራጃ ምንቅስቃስ እናገበሩ ስቓይ ህዝብና ዘናውሑ ዘለዉ ለባማት ዝመስሉ ሰብ ጸቢብ ርእሲ መደብ ፈሊኻ ዓገብ ክትብልን ከተቃልዖምን ይምሕጸነካ።

  • @pinkven4537
    @pinkven4537 4 ปีที่แล้ว +5

    መደብካ ወርቂ ዘረበኻ ሐቂ እዩ ፍናን ሐወይ ዕድመን ጥዕናን። የሃብካ 2020 ሑሱር ህግደፍ ዝጠፍእላ ዓመት ይግበረልና

  • @user-ox7wr8zh8x
    @user-ox7wr8zh8x 4 ปีที่แล้ว +10

    ዘስካሕክሕ ፍጻመ ናይ ትማል እዩ ካብዚ ንመሃር ወዲ ሰብ ምካንካ ጥራይ እኩል እዩ ስለዚ ኣሕዋት ንኩን ኣይንቃራሓን ።

  • @nurturingglobal2local473
    @nurturingglobal2local473 4 ปีที่แล้ว +8

    ምዕራባዊያን ብተዘዋዋሪ ጦርነት እናፈጠሩ ኢዮም አፍሪቃ ናብ ጉድጓድ ፍሕሮም ቀቢሮማ። ሎሚ ተፈጢሩ ዘሎ ናይ ኢትዮዽያ ቁልውላው ኢዶም አለዉ ንምሳሌ ህዝቢ ብሃጼዋያን ተጎዲእና ኢና እናበለ ፈሊጦም ሬሶኦም ብህወት ከምዘሎ ኮፍ አቢሎሞም። በዚኻ ብተለይ ህዝቢ ኦሮሞ ተቖጢዖም ንዐቢይ ክጸልኡ ገበሮም።
    ዐወት ንሙሉእ አፍሪቃ
    ሰላም የለን ጨሊፍካ ጨላሊፍካ
    ንፅዐር ንሰላምን ሐድነት ንሙሉእ አፍሪቃ
    ንበል ኩሉና ይአክል በቃ
    ሰላም የለን ጨሊፍካ ጨሊፍካ

  • @oveaways7842
    @oveaways7842 4 ปีที่แล้ว +15

    የቀንየልና ሓወይ!
    እዚ ታሪክ ናይ ርዋንዳ ንዓና ኤርትራውያን ትምህርቲ ክኮነና ኣሎዎ:: ብፍላይ ነቶም ብኣውራጃ ህዝቢ ክትከፋፍሉ ከይደቀስኩም ትሓድሩ:
    ኣዳለውቲ ናይዚ መደብ ግን: ርዋንዳ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ከመይ ኩነታት ከም ዘላ ትገልጽ ካልኣይ ክፋል ተትገብሩልና ጽቡቅ ኔሩ: ምክንያቱ ድሕሪ ዝኩሉ ንዓለም ዘስካሕከሐ ህልቂት ርዋንዳ ካብተን ኣብ ጽቡቅ ምዕባለ ዘለዋ ዉሑዳት ሃገራት ኣፍሪቃ ያ:: ንሕና ኤርትራውያን ውን ንእሰያስ ኣሊና ዘጋታታ ከቢሮም ዝነብሩላ: ግብኦም ዘተግብሩላ: ኤርትራ ክንሃንጽ ስለ ዝኮና ካብ ሕጂ ክንዳለወሉ ክጠቅመና ስለ ዝክእል::

    • @sesinatey150
      @sesinatey150 4 ปีที่แล้ว

      Naybhaki xbuk hasab ....fnan knxbe ena part 2.....nebesey ksab zengebgb askahkihni.........

    • @freedom7118
      @freedom7118 4 ปีที่แล้ว

      እወ ነዞም ብኣውራጃ ተወዲቦም ነቲ ውልቀመላኺ የማናይ ኢድ ኮይነሞ ዘለው ፅቡቕ ትምህርቲ ኢዩ። ግና ንዝሰምዕ ኢኻ ትነግሮ

    • @samiasfah9219
      @samiasfah9219 4 ปีที่แล้ว

      Netom bhaymanot tewdibom zelewu kendi

  • @nurturingglobal2local473
    @nurturingglobal2local473 4 ปีที่แล้ว +8

    ብጣሚ ጽቡቕ አገላልጻ፤ ተስፋ ይገብር ንህዝቢ አፍሪቃ ትምህርቲ ይኸውን ። ኢሮፓዊያን አብ ቤርሊን ዝገበሩዎ ጉባኤ ብ1885 ብኢ.አ አፍሪቃ ከም ስጋ ቅርጫት... እንተ ኪኢልካ የቐንየለይ!

  • @ttvbr8519
    @ttvbr8519 4 ปีที่แล้ว +3

    Africa my lave ሓደ ማዓልቲ ህዝብኪ ካብ ስደት ከርተት ቀሲኑ ክነቢር ይምነየልኪ።

  • @user-dy8bz6vl2j
    @user-dy8bz6vl2j 4 ปีที่แล้ว +20

    ዝመሃር ህዝቢ ኣይኮነን እንበር ፍናን ሓወይ ንስኻስ ከማኻ ዝበሉን ለባማት ኣብ ሰብኣውነት ትኣምኑ ቁኑዓት ትጽዕሩ ኣለኹም✔✔✔✔✔💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤

  • @user-jj5tu7ck2l
    @user-jj5tu7ck2l 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላከይ ካብዚ ኣድሕነና ወይ ሃገሬ መጨርሻኪ ከመይ ይካን ዛን ኣብይ ዝተወሃበት ኖቤል ናይ ስላም ተዝከውን ነዚ እያ ትግባእ ነይራ

  • @momaerie1252
    @momaerie1252 4 ปีที่แล้ว

    Thank you so much fnan hawey God bless you for everything this very is interesting history i love you 👉❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈😭

  • @abduibrahim4669
    @abduibrahim4669 4 ปีที่แล้ว +2

    Thanks fnan abi seb

  • @user-yp7bc3kh3c
    @user-yp7bc3kh3c 4 ปีที่แล้ว +1

    ፋኒ በል ክትድረር ፋኒ ዓይቢ ሰብ ቀለምካ የብዝሓዮ ዝጽሓፍካዮ ቀለም ዝረገጽካዮ ለምለም ይግበረልካ ፋኒ ሓወይ ሶ የቀንየልና።

  • @bekinexere1196
    @bekinexere1196 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank u fnan app

  • @betromkidaney7235
    @betromkidaney7235 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ቀጽልዎ ብርዕኹም የሰስን

  • @blinawerenaentertainment1514
    @blinawerenaentertainment1514 4 ปีที่แล้ว +8

    ቅድሚ ሰለስተ ሰሙን ኣቢሉ ይኸዉን፥ ንሃደ ሩዋንዳዊ ቕድሚ ሓሙሽተ ዓመት ዝተላለኹዎ መሳሪሕተይ መንኪናይ ገዛ ገዲፈያስ ገዛ ክተብጸሓነ ትኽልዶ? ኢለ የሓቶ እሞ ንገዛይ ገጽና ክንዝዉር ንጅምር ። ቕሩብ ምስ ከድና እዚ ሕጂ ዘሎ መራሒ ሩዋንዳ፡ ክነፊዕ ምሽ ካብ ኩሎም መራሕቲ ኣፍሪቓ ንሱ ጥራዩይ ይብሎ። ሽዑ ብሕማቕ ጠሚቱ፡ ምሽዶ ዘይፈለጥካዮ ሓቂ ስለ ዘሎ እዩ ይብለኒ። ከሙ ሓሪቁ እንከሎ ርእየዮ ስለ ፈሊጥ ሱቕ ኢለ። ሕጂ ግን ኩሉ በሪሁለይ። የቐንየልና ፋኑ ንበረልና፡ ኣቦ ታሪኽ ትበሃለሉ ግዝየ ኣይሪሕቅንዩ።

  • @jonatanmengsteab5066
    @jonatanmengsteab5066 4 ปีที่แล้ว

    Nice narration..analysis and chronological arrangement of history ..keep it up bro !!!

  • @dawitsemere2974
    @dawitsemere2974 4 ปีที่แล้ว +1

    Nic job samron hawey balet bawrajan zleal kinat aytefen eyu please yehwat kabzi temaharu ezom awrajawyan

  • @michealitelos6332
    @michealitelos6332 4 ปีที่แล้ว

    welcome brother fnan, eway melakeizeybulusei melakeio seytain elom abotateina ezeiom dea Heitler kuseirei keilte endeiyom! yekeneiyelna fnan hawey naybehkei meharei tebarekelna.

  • @fevenbahta142
    @fevenbahta142 2 ปีที่แล้ว

    Thanks fineye xbuk gerka gelixkayo zehzn fxame.

  • @justicefreedom6832
    @justicefreedom6832 4 ปีที่แล้ว +2

    Welcome my king dear bro ☝️✌🎤🎤🎤🎧🎧🎧💯💯💯💯💯💯❤❤❤❤

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ጂግና እድመን ትእናን ይሃብካ ፈታሪ ቆጽሎ ኢካ አብ ጎንካ አለና መደባትካ ጹቡቅ አሎካ

  • @lijbiniapperibini7702
    @lijbiniapperibini7702 4 ปีที่แล้ว +1

    Ya kemzi gerka anwh abilka entegelexkan enteterekkan u mber tnx fani

  • @user-tr5ei8xj8i
    @user-tr5ei8xj8i 4 ปีที่แล้ว +5

    2 ክፋል ክንጽበ ኢና ከመይ ኣሎ ምዕባሊኣኣ ሕጂ ከ

    • @NA-wm2tf
      @NA-wm2tf 4 ปีที่แล้ว +1

      Mebalea fnan diyu zara fltet awurdoma neyrom bro 100%

  • @yemanetesfom5777
    @yemanetesfom5777 4 ปีที่แล้ว

    Ane btekrbo program hugus ye hanti kehateka gen nay Mali empire mansa musa ketemxelna tanks

  • @habuwedieri4570
    @habuwedieri4570 4 ปีที่แล้ว +2

    ኦ ኣምላክ ካብዝይ ኣድሕነና

  • @amanueltesfay3761
    @amanueltesfay3761 4 ปีที่แล้ว

    Wawww finan jegina, egziabher mesaka ykun.

  • @blm5287
    @blm5287 4 ปีที่แล้ว +26

    እንቱም ኣውራጃ ዶ ዓዲ ገለ እና በልኹም ትፈሊዩና ዘለኹም፡ተማሃሩ ካብ ርዋንዳ ኢትዮፕያ ፊጥ በልዎ እቲ ጪቃ ሓንጎልኩም።

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว

      Nahom Nahom ሰቅ በል ሮግራግ

    • @natnaelteklu2639
      @natnaelteklu2639 4 ปีที่แล้ว +5

      @@user-pn7sj1hp6w ዝሰምዓካ ኤርትራዊ ወደባት የለን ኣታ ቆንዳፍ ዓጋመ ለማኒ መዋእልኩም ኪፋእ ተንኮል ምስ ሓሰብኩም ዋጋኹም ኪትኪፈልዎ ኢኩም ።በምሓሩን ኦሮሞን ከማን ተኸፊልኩሞ ኣለኹም ኩሉ ፈንፊንኩም ፍንፉናት።

    • @user-pn7sj1hp6w
      @user-pn7sj1hp6w 4 ปีที่แล้ว

      Natom Teklu ክክክክ ኣየ ሓማሴን ዓጋመ ምባል ድኣ ናይ ኣቦኻ እንድዩ ክንራከብ ኢና ድሓን እቲ ግዜ ባዕሉ

    • @moonlight-tf2sg
      @moonlight-tf2sg 4 ปีที่แล้ว +1

      @@user-pn7sj1hp6w ኣታ ቶጋር ዓጋመ እንታይ ኣዴካ ኢካ ኮንካ ወዲ ረሳሕ ፍንፉን ዓሌት

    • @chealo-lemlem
      @chealo-lemlem 4 ปีที่แล้ว

      ኣውራጃ ኮነ ዞባ ካብ ተራ ምሕደራ ሓሊፉ
      ንዓሌት ተኮር ህልቂት ኮነ ደም ከፋስስ ዓቅሚ የቡሉን። ኣተሓሳስባካ ጹሩይ ምስ ዝከውን፡ንደም ምፍሳስ ኮነ ንዕግርግርን ናዕብን ረሳሕ ሓሳብ ዘፈልፍል ሓንጎል/ ርእሲ ዩ ዝወልዶ፡እንበር ኣውራጃታት ኤርትራ ስለ ዝነበረ ዝፈሰሰት ንጣብ ደም
      ትኩን ሕማቅ ታሪክ የለን።ብኣንጻሩ እካደኣ
      ኩለን ኣውራጃታት ሰሚረን ንናይ ሓባር ዕላማ ኣንጻር ጨፍላቂ ስርዓት ደርግ ገጢመን ማእለያ ዘይ ብሎም ጨላቅዕን ግዝየን ንብረትን ከፊለን ንፋሽሽታዊ ስርዓት ደርግ ሓንሳብን ንሓዋሩን ደብየንኦ። ስለዚ እዚ ናትካ ሓሳብ ብትሪ የ ዝቃወሞ፡ከምዚ ከማካ ውን ኣለዉ ንኣውራጃ ሓቂኖም ሓቂኖም ገለ ክረክቡሉ ዝፍቱኑ፡ ሉኡክ ህግደፍ ተኮንካ ኣይትድከም ፡ብግርህነት ንህዝቢ ትሓሊ ዘለካ ኮይኑ እንተ ተሰሚዑካ ምድ ህዝቢ ኤርትራ ኩሉ ዓይነት መከራ ዝሓለፈ ህዝቢ ስለ ዝኮነ፡ በዚ ኢሰያስ ዘእተዎ ፈላሊካ ግዛእ ዝብል ኣርእስቲ ክታለል ዩ ኢልካ ኣይትሕሰብ ፡ቅሰን።

  • @negasigerezgiher5366
    @negasigerezgiher5366 2 ปีที่แล้ว

    Good job, keep doing it. It is a good educational lesson for most of us. Thankyou so much.

  • @coyg6315
    @coyg6315 4 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሓውና ከም ወትሩ ብሉጽ ኣቀራርባ፡ ኣብ ዝቕጽል ከኣ ዘላቶ ቁጠባዊ ደረጃ ከተቕርበልና ተስፋ ዪገቢር። ንሕና ከም ህዝቢን ሃገርን ከኣ ካብዚ ብዙሕ ተማሂርና ክንከውን ተስፋ ዪገብር። ኣጆኻ ቀጽሎ።

  • @user-sr9il8tm3g
    @user-sr9il8tm3g 4 ปีที่แล้ว +1

    ምስዚ ሕጂ ዘሎ ሃዋሁ ኣብ ሞንጎና ኣብ ሃገርና ከምዚ ከይድገም የስጋኣካ ኢዩ።

  • @fkosai3733
    @fkosai3733 4 ปีที่แล้ว

    Thanks again fnan ambesa

  • @hyabfetari1391
    @hyabfetari1391 4 ปีที่แล้ว

    Thanks fnan bro.

  • @misginaberaki6383
    @misginaberaki6383 4 ปีที่แล้ว

    Wellcome fani hawey abi srah eyu keep going

  • @haniballngusse5091
    @haniballngusse5091 4 ปีที่แล้ว

    Btami sbuk medeb aleka fani
    ... nay Freddy the queen music rock band medeb tetedalu dess mbele meharit and azanagai history alewa .. thank

  • @sesinatey150
    @sesinatey150 4 ปีที่แล้ว

    Thank u fnan .....meglexi sinelka .....kabzi tarik buzuh ena tmehar......thank thank u ...kab alet awraja mkffal zrkeb kem zeyele tmhr.....nhzbi rwanda kea selam hiwet kkxlolom nmne.......

  • @alekelatekle6465
    @alekelatekle6465 4 ปีที่แล้ว

    Merhab fnan jigna

  • @hiyabelkessete3496
    @hiyabelkessete3496 4 ปีที่แล้ว

    ፍናን በርቂ ማራ እየ ዝፈትወካ

  • @namikbre8341
    @namikbre8341 4 ปีที่แล้ว

    Fine hawey Eiza Comentry Aytestewahda Enber Seb Lomi da Diskayicin xerfin Endyu Tewelifu

  • @user-rx2dx7ns1v
    @user-rx2dx7ns1v 4 ปีที่แล้ว +2

    ንሕና………መንእሰያት ኤርትራ ፥ ንቅሓት ስለዘይብልና ፥ ዘርከበ እናሰበከ 'ዩ ናብቲ ናቱ መስመር ዘእትወና። ብዓዲ፡ብኣውራጃ፡ብወለዶ፡ብብሄር፡ብርስቲ……ብዝተፈላለዩ መለክዒታት ፡ ዘርከበ 'ዩ ዝሰብከና። ካብ ዘሚሮም ኢልና ምስኦም ንዝምር ፡ ትርጉም ናይቲ መዝሙርን ትሕዝቶኡን ጠንቁን ቀጻልነቱን ንመርምር። ኤርትራዊ…እንተኮይንካ ናይ ሓደ ሕብረተሰብ ወገንነት ክህልወካ የብሉን። ልክዕ 'ዩ ምድጋፍን ምቅዋምን ክህሉ ፥ እዚ ግን ኣብ ሞንጎ 'ቲ ሕብረተሰብ ፍሕፍሐን ነውጽን ክፈጥር የብሉን። ንተቋዋምን ንደጋፍን ኣብ ሓደ ክጥርንፍ ንዝተበገሰ ፓርት ክድገፍ ዝግብኦ 'ዩ!!!

  • @goitomtesfay49
    @goitomtesfay49 4 ปีที่แล้ว

    Thank you finan eti zhademe president ke entay kone

  • @mohammedibrahimothman5759
    @mohammedibrahimothman5759 4 ปีที่แล้ว +2

    Well come funa app

  • @warroom5739
    @warroom5739 4 ปีที่แล้ว +1

    ፍናን ሐወይ ብጣዕሚ ዘሕዝን ፍጻመ እዩ። መታን ልበይ ክድበስ ሐጺር ህሉው ኩነታታ ዘይተዘንትወልና፡ አብ ከመይ ኩነታት አላ ሕጂ? እንታይ ምዕባሌታት እከ ተርኢ አላ?

  • @Eritrea2830
    @Eritrea2830 4 ปีที่แล้ว

    ፍናን ኣጆኻ ንዓካ ደአ10 ሳብስከራይብ እምበር

  • @frezerussom9382
    @frezerussom9382 4 ปีที่แล้ว

    Wel come my hero bro ykenyelna 🥰🥰🍉🍉🍉🍉🍉😍😍😍

  • @habtomweldegebriel
    @habtomweldegebriel 4 ปีที่แล้ว

    Welcome bro and well done.

  • @eseybiniyam2043
    @eseybiniyam2043 4 ปีที่แล้ว +1

    Fnan app infotech hade Kab zfetwom president Nay africa eyu merahiom thanks hji dma tegediska Nay wiz khalifa ketekrbelna bthtna yhatt ab srahka asalto ymneyelka Kab hawka esey biniyam thanks

  • @tigraymedia2958
    @tigraymedia2958 4 ปีที่แล้ว +6

    ፍናን ሓወይ እዚ ይምህረና ጥራይ ዘይኮነ ማራ ኣሰንባዲ እውን እዩ ብሰብ ክፍጸም ኢልካ ዘይትሓስቦ ፍጻመ ዝተረኣየሉ ልዑል ድንቁርና
    ነዚ እዩ ካኣ ካብ ውግእ እንትርፎ ኽሳራ እንበር ወላ ሓንቲ ጥቅሚ ዘይብሉ ዝበሃል ብዝኮነ ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ንበረልና

  • @melay222
    @melay222 4 ปีที่แล้ว

    I LOVE YOUR VOICE YOU HAVE GIFT ADENA FREE MESE KONETE TESFA ALOWNA FOR ER TV KEREREKEOW❤❤❤

  • @user-cl6rk8tj9p
    @user-cl6rk8tj9p 4 ปีที่แล้ว

    ፍናን ሽኮር የቀንየልና

  • @aynomkahase8316
    @aynomkahase8316 4 ปีที่แล้ว +1

    ተኻታተልትኻ ኢና ኣጆኻ በርትዕ

  • @fdentertainment9559
    @fdentertainment9559 4 ปีที่แล้ว

    Goog job Fnan app info tech.We need history of Mahatma Gandhi!

  • @tigrayadey16
    @tigrayadey16 4 ปีที่แล้ว

    Fnanye betam eya temseta zesmka bitte kxelelu ❤️

  • @fetsumtv812
    @fetsumtv812 4 ปีที่แล้ว +1

    Fani haweyy jgna qexlo Eza chanelka ybl neru beleni ab Eritrea eta zabeyet kitkewun eya

  • @tesfit2518
    @tesfit2518 4 ปีที่แล้ว

    Fnan hawey wel come

  • @jeryabrahajery8952
    @jeryabrahajery8952 4 ปีที่แล้ว

    Gele aynet agalalixa bro keep it up

  • @adiamokbay5279
    @adiamokbay5279 4 ปีที่แล้ว

    እሞ ዎላ ገንዘብ እንረከብካስ ይግባአካ እንድዩ ዘይንፈልጦ ቡዙሕ አፍሊጥካና
    ብልቢ የመስግነካ Thanks

  • @bereketanday221
    @bereketanday221 4 ปีที่แล้ว

    Welcome Fnan App

  • @leakeleake7817
    @leakeleake7817 4 ปีที่แล้ว

    Fanu thanks

  • @abrahamtekle5370
    @abrahamtekle5370 4 ปีที่แล้ว

    Well come habibi

  • @azukidane6807
    @azukidane6807 3 ปีที่แล้ว

    ዘገርም ኢዩ ኢንካዕ ከምዚ ፈተረሎም ኣንታ ኢዚ ናህና ደኣ መኣስ ኢዩ ከብክዕ ሱሩ

  • @danizpsycho7633
    @danizpsycho7633 4 ปีที่แล้ว +3

    በለጸኛታት *ሰብስክራይብ* ግበሩ እስከ😉

  • @salhmusa4507
    @salhmusa4507 4 ปีที่แล้ว

    Merhaba fnan hawey ኣጅካ ኣብ ጎዲንካ ኣለና።

  • @Habtegafreeman
    @Habtegafreeman 4 ปีที่แล้ว

    Eway egzeabher aboy kabzi kemzie ydhinena

  • @salikoerilove6480
    @salikoerilove6480 4 ปีที่แล้ว +1

    Izi iyu zefrihana bihaqi kabzi nimehar kabzi yedhinena

  • @mnasemillyon1355
    @mnasemillyon1355 4 ปีที่แล้ว +2

    Fanu kuber seb

  • @ghebrehiwettsige1868
    @ghebrehiwettsige1868 4 ปีที่แล้ว

    Well come bro

  • @meronesitfanos2196
    @meronesitfanos2196 4 ปีที่แล้ว +1

    ajoka ezi qelil fnan app hewna

  • @Saimontedros
    @Saimontedros 2 หลายเดือนก่อน

    Fnan hawey nay Turkmenistan eba amxelna 2 north Korea eya tbhal pls gele belena

  • @dejuadhanom1258
    @dejuadhanom1258 4 ปีที่แล้ว

    Welcome fani hawey

  • @eritreanamazon9877
    @eritreanamazon9877 4 ปีที่แล้ว

    Fnan eta nay kedem clasical tekrbelna zneberka ba amxalna hjs

  • @aminegebretnsae6784
    @aminegebretnsae6784 4 ปีที่แล้ว

    Well come fana

  • @user-hi5ik3dn3q
    @user-hi5ik3dn3q 4 ปีที่แล้ว +2

    ፋኒ ዓይነይ❤

  • @asmarafanuseritrea7518
    @asmarafanuseritrea7518 4 ปีที่แล้ว

    Wellcom fanu

  • @user-hh1qy7xo7d
    @user-hh1qy7xo7d 4 ปีที่แล้ว +1

    ሳክራይብ ኢተደሉዩ ሊንክ ስደድልና ጃምዓ፡ ሰላምታ ኣይረሳዕናኩሙን ተካታተልቲ ይቱብ፡

  • @habeshafun4834
    @habeshafun4834 4 ปีที่แล้ว

    Sorry fnan app belex aykonen bzey mflat eu zkown so you need to understand ....

  • @zaidsimon9363
    @zaidsimon9363 4 ปีที่แล้ว +1

    Dekorna aferka wesen ybeloun

  • @tesfitkubrom8730
    @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว

    Ja fnan I don’t know how to appreciate u just I would like to say to you go ahead and do what you have to do Intellgent eritreawi buddy

  • @ariammengisteab7300
    @ariammengisteab7300 4 ปีที่แล้ว

    Thanks

  • @eritreanethiopianvideo8271
    @eritreanethiopianvideo8271 4 ปีที่แล้ว +1

    Ajoka fnan hawuna

  • @Rebecccca83
    @Rebecccca83 4 ปีที่แล้ว

    It's very sad .for Rwand's 100 day and night was the darkest time. Of in their life.

  • @hawbcha2058
    @hawbcha2058 4 ปีที่แล้ว

    ATA habibi neza video eko kula reclaim meliekaya

  • @binyamdebesay167
    @binyamdebesay167 4 ปีที่แล้ว +1

    Tak

  • @tekliazeregabir1159
    @tekliazeregabir1159 4 ปีที่แล้ว +1

    Ezom awrajawuyan kabzia temaharu

  • @tesfalemgehrenese6872
    @tesfalemgehrenese6872 4 ปีที่แล้ว

    Willkommen Bruder

  • @user-zy7po9qd5m
    @user-zy7po9qd5m 4 ปีที่แล้ว +8

    መስመር ስለ ዘይብለይ ዋይፋይ ምስ ረከብኩ ክሰምዓ የ

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว +2

      ሞሳድ ኩርዓተይ ajoka eritreawi hawey

    • @user-zy7po9qd5m
      @user-zy7po9qd5m 4 ปีที่แล้ว

      @@tesfitkubrom8730 🥰

    • @tesfitkubrom8730
      @tesfitkubrom8730 4 ปีที่แล้ว

      ሞሳድ ኩርዓተይ go ahead

  • @berekettekiae9531
    @berekettekiae9531 4 ปีที่แล้ว

    Selam niakatkum ykun Fnan app btaeimi des zibil medebat eiuo tekrbwo nay kulu gizi teketatalikum eiye bzikone eizi nay lomi medebkum bzaeiba Ruwanda sbuk medeb neru bzkone gin bzaeiba hiluw kunetatn kemey eilom abzi hiji dereja mieibale kem zbesihu part 2 tetgebrelna btaeimi des minelena mknyatu kab natom bzuh neger kinmhar nkieil eina abnetawyan hager eiyom thanks bro 👍

  • @awetsemere4771
    @awetsemere4771 4 ปีที่แล้ว

    fnex asli kemzi aynet merahi hager yfterelna kagame hero

  • @user-tr5ei8xj8i
    @user-tr5ei8xj8i 4 ปีที่แล้ว +2

    2ክፋል ከመይ ኣላ ሕጂ

  • @mengstabnegasi4436
    @mengstabnegasi4436 4 ปีที่แล้ว

    Nic

  • @mickymedea6963
    @mickymedea6963 4 ปีที่แล้ว

    Fani xbuq, knmeharela tesfa ygebr deqi arey. Hiji nzelewom poletikan miebaliomn kea aqrbelna pls!

  • @yosieftekle9153
    @yosieftekle9153 4 ปีที่แล้ว

    Hagere agazian keltifna tezeymesritnaya neana wun kemu eya keteganfena

  • @iwilldo9770
    @iwilldo9770 4 ปีที่แล้ว +1

    Ab ewanawi kunetat amxikaya za medeb btami adnikeka

  • @filimonhaile5250
    @filimonhaile5250 4 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ኣብ ኤርትራ ከይፍጸም ዩ ስግኣተይ

  • @gofartesfa3089
    @gofartesfa3089 4 ปีที่แล้ว +1

    ፋኒ ዓቢይ ሰብ መደብካ ብደቂቕ እየ ዝከታተሎም ኣብ መንእሰያት ድማ ዓቢ ትምህርቲ ኢኻ ትህብ ሶ ቀጽሎ
    እዞም ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ዋላ ሓንቲ ትኸፍልዎ ስለ ዘይብልኩም ጥውቕ ኣብሉሉ::

  • @eritreawnetkuburmennet805
    @eritreawnetkuburmennet805 4 ปีที่แล้ว

    Tesfa yigebr ezom b awuraja kitzarebu etiwuelu teseqirukum kikewun.

  • @natna2692
    @natna2692 4 ปีที่แล้ว

    Hotel Rwanda tbl film ab 1998 riya neyre shie gzie nishtey iye neyre gn sgab hiji iyu zeskahkahni.abzi gzie abey iyu hagerki inber abey iyu adki ilu zhateni btaimi iye zxelie .God bless z world especially Africa.