I think the Interim government of Tigray working for PP interest not for Tigray. New temp government of Tigray elected by Tigrayans with out PP the genocider influence is a must. Get rid of PP and PP’s alliance from Tigray. Opposition must stop PP’s agenda of eliminating TPLF. Focus on Tigray and the people of Tigray not about one party. All parties have the right to exist in Tigray as long as the people of Tigray chooses. Focus 🙏🏽
Tigray leadership you could not even work together how are you going to answer the idp and more issues .What about you give the power to the new generation Tigrainan.
የላማሙዱና ኣለው።
#1 ይኣክል ናብ መረበትና ምለሱና እዩ ኣትሓዋውስ።
ኣነሰ ወድ ወረደ የክብሮ እየ 🙏ግን ዘረባኡ ባጣዒሚ እዩ ዘህክየኒ።
ዘረብኡ ዘህክየኪ ብከመይ?
አብ ትግራይ ዝተፈላለየ አክሰንት
አሎ አብነት ናይ ራያ አዘራርባ፣
ናይ እንደርታ አዘራርባ ፣ ናይ አድዋ አዘራርባ ስለዙይ ኩሉ ሃቂፍኺ ሃዝዮ ኩሉ ናትኪ እዩ።
@AyalewAlemu-m5y ካብ እዚ ኩሉ ኩተት እታ ኣብ መጀመሪያ ዝተፅሓፈት ታኣክል ነይራ ግን ታይ ይገበረ ንመልሰኮ ኣፀግሙኩሚና
ፒፒ ኢዩ። ንይ ተጋሩ ዕንክልይልይ ዝበል ዘሎ ንሱ ባዕሉ ወዲ ውረደ እዩ ንይ ህዝቢ ትግራይ ጆሆ ሂዝውን ስኒሆ። ሀይሊ ትግራይ ስጉምቲ ከይወሰድ ክልኪሉ ናይ ህዝብና ስቃይ ዘናውህ ዘሎ ወዲ ውረደ ጥራይ ኢዩ። ፒፒ ኢዩ። ውዑል ፕሪቶርያ ጸገም የብሉንን ይብለና አሎ? አይ ድንቁርና ፤ አየ ንቔት ህዝቢ ትግራይ መጠን ዘይብሉ ንዕቀት።
@@aksum-b9b ታይ ማለት እዩ ፒፒ ማለት ብታ ዚኣተናዮ ወዕሊ ክንሰሪሓ ኣለና ሰለ ዝበለ ዱዩ ሸም ዝዋሃቦ ዘሎ ?ንስኺ ወን ናይ መን እኻ ናይ ሻዕቢያ ማለት ዱዩ ካብ ፀለም ወፀእና ናዓዲና ዝጠቂም ዘረባ እዩ ፅቡቅ
@@AyalewAlemu-m5yኣክሰንት ኽትብል ደልያ ኣይመሰለንን ወዲ ወረደ ብጣዕሚ ርግዕ ኢሉ ሰለዝዛረብ ንክትሰምዖ speed ወሲኽካ ተዘይኾኑ ንቶም ትዕግሰቲ ዘይብሎም ኣይኾንን 😂 ወዲ ወረደ ሰኽን ኢሉ እዩ ዝዛረብ ❤
ሉአላውነትና ብሰንኪ ፖለቲካና አፈላላይ አይመስለንን በጥሪአ ሸፈጥ ያ
ታደሰ ወረደ እንካን ከረድአካ
ከተረድኦ አውን አይርድኤልካን
ብቅዓት የብሉን
እስኻ ኸ?
እንታይ ብቃት አሎካ፡
ለማስ ወዲ ደርጊ።
ታደሰ ወረደ ዓቅሚ ዘይብሉ
መርገፂ ዘይብሉ ተዛሪቡ ሰብ ከረድእ
ዘይክእልን ኣዪ
እዝንኻ ስለዝጸመመ እዩ
ትሰምእ ክትርዳእ ዘይትክእል።
ሃንካስ ሃንጎል!
ከየበለ ከየበለ ከየበለ!!!
Great idea
ህደግ ወዲ ወረደ መልስና ጥያቄ ልትግራይ አይጠቅምን
መፍተሒ እምበር መብራህርሂ ኣይኮነን ህዝቢ ዝሓትት ዘሎ‼️
እታ ሕጊ እንዶ አጠቤቅኩም ሓዘው
ከምኩሉሻእ የእሸወና እዮ ዘሎ ንእቀት ሕዝቢ ትግራይ😲
ይአክል አሽካዕላል ናብ መረበትና መልሱና !!
ቃል መሕተት ግበርሉ :: ክንደይ ግዝየ ሰነ 30 እናበለ ህዝቢ ዘተለለ ጀነራል ኣካል መፍትሒ ፀገም ክኸውን የብሉን። ብሕፍረት ካብቲ ሒዝዎ ዘሎ ስልጣን ክወርድ እዩ ዝግበኦ :: ዝኣተኻዮም መፅባዓታት ንምፍፃም ዓቕሚ ዘይብሉ ወሰላት ጀነራል ::
ንኹሉ ግዜ ኣሎዎ ንሕና ኤርትራውያን ንብረትና ተዘርፍና ተጠርዝና ኣብ ዶባት ዝነብር ህዝብና ንዒስራ ዓመት ተዘናቢልና ንኽንፅገም ንኽንስደድ ተሰርሑ ።ኢሾኽ ንሓፃርኣ ጉድጓድ ንፉሓርኣ ይባሃል ምቅናይ ኩሉ ንምርኣይ
ቁኑዕ ንፁር መርገፂ ጀነራል ወዲ ወረደ ሎሚ ግርም! ይበል!!
- "ምልዕቲ ውሕስቲ ልዓላዊነት ትግራይ ህዝባን ሎሚ!! ናይ ኹሉ ትግራዋይ ዕዋናዊ ቁልፊ መቓለሲ ዕማም!
- ብሄራዊ ሓድነት ትግራይ ካብ'ዚ ዕማም ይፍልፍል!
- ስምሪት ሓይሊ ሰብናን ኩሉ ዓቅሚ በጀትናን ሪሶርስና ናብ'ዚ ቁልፊ ዕማም ይቐንዕ!
-በዚ ቁልፊ ዕማም ኣሰላልፋ ሓይልታት ይውሰን ነዚ ዕማም ዘደገፈ ማንም ሓይሊ ፈታዊና!!ዝቓወም ወይ ናብ መንታ መገዲ ዝወስደና ድማ ንምርዳእ ንፅዕር!ንቓለስ!
- እዚ ዕማም ህዝቢ፣ሰራዊትን ግምትን ፖለቲካዊ ሰልፍታት ናብ ሓደ ምቕርራብ የምፅእ ኣፈላላይ የፅብብ!
- አብ'ዚንፁር ዕማም ዙሪያ ካልኦት ንኡስ ዕማማት ብምፍፃም ነቲ ቁልፊ ዕማም ነጠናኽር! ህዝቢ ዘቕስን ናይ ዳግመ ህውየትን ናይ ዓቅሚ ምዕባይ ወዘተ ስራሕቲ ይስራሕ!
- ነዚ ቁልፊ ዕማም ኣምሪሕና ከም ህዝቢ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንሰጋገር። ወስኹላቱ!!
ደነራለ ዘይመስል ለኽባጥ ተወላዋለይ
ዘረባኡ አይሕጉስ ውሳኔኡ አይሐጉስ እእእእእእእ እናበለ ዝውዕል ጆነሳደራት አሕሊፍኹም ዘሃብኩም ጠላማት
ቀንዲ ናይ ኣፈፃፅማ ውዕል ፕሪቶርያ ተጠየቅቲ ኣብ ግምት ዘቀመጥናዮም መራሕቲ እዮም።ኩናት እንተተላዒሉ ናይዚ ኩናት መበገሲ መራሕቲ ትግራይ እዮም።
Endless talking!!!
ህወሓት ኣበ ትግራይ እናሃለወ ናይ ትግራይ ፀገም ክፍታሕ እዩ ኢለካ ምሕሳብ ዕሸነት እዩ so መጀመሪያ ካብዚ ምድሪ ህወሓት ክጠፋእ ኣልዎ።
ቻው ቻው ግደፈና
Eta Wana Tsegem ab baelka General wedi Wereda Eyu Ziniho.
እወ ሃቅኺ
እሞ ታይ ይጠበስ አጽዋርና አረኪብና ኢና ሰራዊትና በቲንና ኢና አብይ ከኧ ከምኩእሸ ይጻወተናሎ።
ግምት ባዕሉ ግዝኣታዊ ን ዝተፈናቐለን ህዝብና ንክምለስ ድሌት ኣለዎ ድዩ? እዚኣ እንተተመሊሳ አብ ስልጣን ምፅናሕ ተሕፅር ያ ኢሉ ኣይሓስብን ድዩ? ጠርጥር ።
ሰፋሪ በአስቸኳይ አውጽእዎ
እህ
እዞም ሰባት ኩሉ ግዜ ሓደ ዓይነት ዘረባ ክዛረቡ እንከሎ ህዝቢ እንታይ ይብለና እሎም ቁሩብ ስክፍታ እንኳን ኣየበሎምን ።
ህዝብ ብቁማር አተሐሒዞም ይጫወቱ አለዉ መሕፈር ዝኾነ ከሓድት ፍጥረታት ።
ሓደ ካብ ሓደ ዘይሕሽ ናይ ህዝቦም ደም ዝቅለቡ ጨካናት እዮም ።
ሎሙስ ሲስተም ቀይሩ እዩ መፂኡ ዝመስል። ወይ ኣኾሪዮምዎ ኣለው ወይ ድማ ህዝቢ ስለ ዝነቐሔሎም ድሕሪት ከይተርፍ ውን ፈሪሑ ይኸውን። እንተዘይኮይኑ ወዲ ወረደ ንህዝቢ ሓልይዩ ዝብል እምነት የብለይን።
አቦ ዕንክሊል ቁምነገር አልቦ = ወዲወረደ
አነ ከመዝተረደአኒ ሕዚውን ቅድሚ ኹሉ ልዕሊ ኸሉ ሓድነትና ምጥንኻር ቀፃሊ አጀንዳና ለእላውነት መሬትና ምምላስ እዩ። ምኽንያቱ መሬትና ከይተመለስ ተመዛበልትና ምምላስ ስለዘይከኣል ፦ ስለዚ ይአክል ተፀባይነተና መፈትሒ ንምርካብ ምሁራን ምእካብ እዩ።
ወዲ ወረደ ዓሪ
ወትሮይ እሩይ እየ ባሻይ
ኮለል እዩ እምበይ
ወደ ወረደ ክዛረብ እንቶሎ ይሰልቾየኒ
አይዞኻ ወድ እንደርታ። አዷ ደጊም ስልጣን ከየግንይ በርትዑ። ልጌቾ ሐግዞ
ወድ እንደርታ ወድ ሲዳሞ የድ ቆለጥ ዝባሀል አይሰርህን ጌታቸው ፃድቃን ደብረፂዎን አይኮነን በአናታቸው ይተከሉ መሬት ትግራይ ዘመዛበልቲ ክመልስ አይካአለን ስልጣን ከዳላድል ጥራይ ዝደልይ ጌታቸወ አብይ ዝመረፀኒ ኢሉ እዩ ምስ አብይ ኮኑ ትግራይ ከጥፍአ እንበር ከመሀድር አይ ክእልን አብቂኡ ።👌
Fed up of hearings from endlessly Congress
ካብ ሚድያ ኸ ዘይርሕቕ። ፍረ ዘየብሉ ኮለል ካብምባል።
በጃኹም ታደሰ ወረደ ዝብሃል
ሕማቅ ሰብ አብ ሚድያ አይተቅርብዎ
ሚድያ አይትር ላህማም
Lmedo dihri hzi nsu eu meraka Banda nay PP kisgog u
ወዲ ወረደ ብጣዕሚ ሃስዊ ድሁር ድንቆሮ ኢዩ። ንህና ደንቁር ኢና ኢሉ ይሃሰብ። ህጋዊ መንግሥትና አብ ፕሪቶርያ ብይ ጻድቃን ምፍራሱ እዩ ናይ ኩሉ ጸገምና ቀውሲ። ወዲ ወረደ ንይ ህዝቢ ትግራይ ዘለዎ ንቔት ዝገርም እዩ።
ተፃዊትኩምዎ ህዝብኹም ማሰቃ ህዝብኹም ያረብ ያረብ!!! መን እዩ ብሓቂ ዝመርሓና ??
Tadese like debretsion minia kolel
እንክሊል እያ ዘላ አዲ ሀውቦ
ተበገስ እዶ አውጁ ደአ
እዚ ሰብ እዚ ናይ ብሓቂ ዕላማን ቃልስን ናይዚ ክልተ ዓመት ወራር ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ብፍላይ ምስ ናይ ዓቃቢ ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ኮይኑ ዝተሞኮረ መጠን ተመዛበልቲ ተጋሩልን ልኡላውነት ክልሎምን
ኣብ ዕንክሊል ክልተዓመት፡ዘገርም ኢዩ ሕፍረት ዘይብሉ ኣብ ቅድሚኦም ተገቲሩ ሃበስ ቀደስ ዝኾነ ምኽንያት ከስምዖም ከሎ።
ኮለል
እንታይ እዩ ዝብለ ዞሎ ኣይትረድእንን አወረድው ደም የቡሉን
Hasot ezia nay gizawi memhdar serah neyru hejiwn ayteshfen
አይይይይ ወዲ ወረደ ተንታኔ ፖሎቲካ ወይ ጀነራል ኮለል በይ።
ምስ ሕዝቢ የማርር ሓላፍነት ዝረሰዓ
80% ብP.P ተሸዊጡ እዩ።
ሕዝቢ አብ ቴንዳ 5 ዓመት ዋይ ዋይ ታደሰ ወረደ ኮለል በይ !!!!!!!!
ሠራዊት ፍሉጥ መትከል ፍሉጥ እዩ።
ምምላስ እንተኾይኑ ምምላስ እዩ ትብል ኣለኻ ተመዛበልትና ለይተመለሱ እንታይ እዩ እቲ ሚስጥሩ ግልፂ ግበሮ ኣይትዓፍኑዎ ነቲ ህዝቢ
ልምንታይ ደአ ዲ ዲ አር አናበልኩም ተጋደልቲ ልምቅናስ ትገጓዩ አለኩም ተዘይኮይኑ በሀይሊ እተው ሽግር አባካትኩም አያ ዘላ አብ ግዝያዊ ምምህዳር
ካላም ፣ፋርቅ ፣ሓተውተው ።
what International? Is this international meeting? what is going on in Tigray is astonishing.
እቲ ሕቶ ኣይሓዞን ዘሎ.ህዝቢ መሪርዎ መረበተይ መልሱኒ እዩ ዝብል ዘሎ
ጀነራል ፋልሶ ካብዘንኩለን ዓንገረር ዝበለን ሓንቲንኡሽቶ ነገርዉን ክትግብር ብቕዓት የቡሉን ሓሳዊ ሓሳዊ ሓሳዊ ሓሳዊ ሓሳዊ
እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ እዙይ አጀውጀው ህዝቢ ትግራይ አፅኒትካ አጀውጀው!!
እሞ ወህኒ ውሰደኒ
አታ ከመይ ዝበሉ ሕፍረት እኳ ዘይስመዖም መራሕቲ እዩ ገጥሚና ዘሎ እዞም ፎሽኳላት መራሕቲ ምንም እኮ እዮም ጥር ትብል ስለ ህዝቢ ቕንጭ ዘይብሉ ኮምንስት እዮም ።
መልሲ ድዩ ዝህብ ዘሎ ወይስ ይሓትት?
ዋና ተጠየቂ ወዲ ወረደ ኢካ ሕጋዊ ስገምቲ ዘይ ምሃብካ
ወዲ ወረደ ሓሳዊ ሓሳዊ ሓሳዊ ሓሳዊ ሓሳዊ
ኣንቱም ሓሳብ ትህቡ ዘለኹም ሰባት ገሌኹም ብሓቂ ገሌኹም ድማ ካድረታት ኢኹም ጉዳይ ተፈናቀልቲ ዝምልከት ጉጅለ ስብሓት ተሓሕት ዝበሃል ርኹስ ጉጅለ እዩ ዝጎቶ ዘሎ ዓዲ እናሓመስኻዶ ዓዲ ሃቡኒ ይበሃል እዩ ግልፂ ንዘራረብ
ወዲ ወረደ ኣብ ወታደራዊ ብቅዓት እምበር ኣብ ፓለቲካስ ኣይዕግበካን ልክዕ ደብረጽዮን ኮይኑ ይስመዕኒ ዘረባ ኣይክእልን😊
ወዲ ወረደ ነክብረካ ነይርና ሕጂ ግን ዘረባ ጥራሕ ኮይንካ መፍትሒ ዘይብልካ ዘሕዝን
ፅቡቅ ጅማሮ ቀፅልልሉ
ናይ ምዕራይን ምብልሻውን ቁልፊ ስልጣን ሒዙ ናይ ዕንንይ ሞዴል ከም ሃገሩ ታራ ሓሳብን ሪኢቶን ሂቡ ምሕላፉ ፀገምና ገና ምዃኑ መራጋገፂ እዩ።
ዒለጣት
The problem is the traitors playing games on Tigaru’s lives 💔
ጎትታቸዉ ቀስ በቀስ የሓቅቅ ደሎ ሓቀይ
ክንግፀል ኢና እናበልኩም ትግራይ ህዝቢ ሰላም ክትፈጥሩሉ አይትክሉን ፀላኢ እበር ችግር እናፈጠርካ ከብችግር ክትወፅ አይትክልን
ቅደሚ ምዝንባል ተጋሩ ህዝቢ ወልቃይት አኣዛናቢልኩም ዝሓዝኩሞ መረት መረትና ክትበሉ ቁሩብ አኣይታሓፈሩን።
እቲ ተፋናቃሊ ካብ ሞቃ ገዝኡ ተፈናቂሉ ኣብ ጭቃ ተረግሪጉ እሞ ምስ ጥምየቱ ካብዚ መከራ ኣብ ክንዲ ኣውፂኻ ናብ መረበቱ ምውፃእ ኣብ ናይ ፖለቲካ ዕንክሊል ዓመታት ምውሳድ ከም ናይ ትዲኤፍ መራሒ ሐደ ጥንክር ዝበለ ኣቃም ዘይትወስዱ ግን እዞም ወገናትና ከምታ ነብስና ዝንፈትዋ ኩላትና ኣፈላላይና ገዲፍና ሓድነትና ኣጠናኺርና ናብ መረበቶም ዝምለስሉ ንፅዓር
ክንደይ ለካት እዩ ዘሎ ይምልስ ድዩ ዘሎ ዋላስ ሓቢሩ ይበኪ
እዝንኻ አይሰርህን ድዩ?
ይዛረበካ እዩ ኮ ዘሎ 😅
ወዲ ወረደ ታይ እዩ ዝብል ዘሎ?🤔 ዝተረደአኩምባ ተርጉሙልና!
እቲ ስራሕ ክሰርሕ ዝግብኦ አካል ርኢቶ ወሀቢ እንተኮይኑ መን ድአ እዮ እቲ ስራሕ ክሰርሖ?
ኣብየት እኒሀኻ ኣለውለው ሓቂ ዘየብሉ ዘረባ ፉሉጥ እዩ ፎፎፎፎፎፎፎፎፎፎፎፎፎ ሰብ ክሳብ ዝፀልአካ ዕድመ ኣያሃብካ
EZI SEBAY KOLLE EYOU ZEBLE ZELOO WELHANTI TERGUM ZEBLO ZEREBA NAY GETACHEW NAY ZADEKANE FEKRI AYWEZELOO
ኣታ ሰብኣይ ሓቂ ሕዝካ ተጒዓዝ ብፀሊም ታሪኽ ከተፅሕፍ
አይትእመንዎም ነዚኦም ሃሰውትን ተለአአክትን ዮም
I think the Interim government of Tigray working for PP interest not for Tigray. New temp government of Tigray elected by Tigrayans with out PP the genocider influence is a must. Get rid of PP and PP’s alliance from Tigray. Opposition must stop PP’s agenda of eliminating TPLF. Focus on Tigray and the people of Tigray not about one party. All parties have the right to exist in Tigray as long as the people of Tigray chooses. Focus 🙏🏽
ርእሲ ሕማም እዩ😂
እዛ ናይ ሎሟዓንቲ አኼባ አጀንዳ ክትዕወት እንተኾይና ኣብ ግምት ዘሎ ብፂሒት ህወሓት 51+ ክስተኻኽል አለዎ ብህፁፅ። ድሕሪ እዚ እቲ ኢንኮ ኒኩለራዊ ሓይልና ሓድነትናን ስምረትናን እዩ እዚኣ እንተተማሊኣ ውዕሊ ፕሪቶርያ ንምፍፃም ሰሙን አይቲ ወስድን እቲ ናይ ፃድቃን ሪፎርም የኣክል ክበሃል አለዎ እዚኣ ነኪስና ንሓዝ።
ሓሳዊ Pretoria ንኸይትግበር በዓል ንስኹም ኢኹም TPLF ንኽተወግዱ ኢኹም ሒኽ ትብሉ ጸኒሕኩም ክሳብ ሕጂ
ኣይኮነን ሑመራ እተን ቐደም ዝተወሰደ መሬት ትግራይ ክምለስ እዩ ዘለዎ እዞም በላዕቲ ሰብ ታይ ኸም ዝደለዩ ኣርኢዬምና እዬም ቐስ ብቐስ ተጋሪ ንሕና ኢና ክብሉ እዬም ድሌቶም እሞ ንስኹም ኸኣ ትሕግዝዎም ኣለኹም ግደፉ ዓዲ ኸይተጥፉኡ
ካባኹም ናይ እስትራቴጂክ መሪሒነት ክትህቡ ተስፋ ኣይንገብርን ትልውጥዎ ነገር እውን ኣይህሉን።ንስኹም ትፈትሕዎ እስትራቴጂካዊ ረብሓ ኣይህሉን።ደጊም ክንገብሮ ዘለና ንውግእ ዘድልዩን Alliance ምፍጣርን ግድን እዩ።
እቱ ጸጥታ ሓይሊስ፣ ብታደሰ ወረደ ንኽምራሕ ሱቕ ይብል? ታደሰ ኮ መርገጺን ቁዋምን ዘይብሉ፣ ዘረብኡ "ክስትታይ ክስታይ" እናበለ እንታይ ክብል ከምዝደልይ ኣይርዳኣካን፣ ዘረባ ኣይኽእል፣ምምሕዳር ኣይኽእል፣ ፈዛዝ ፍጥረት እዩ። ፎእ
ሰራዊት ትግራይ ከምዙ ዓብዪ ጊመል ህፃን ብገመድ ኣሲሩ ዝጎቶ ክኾን የብሉን። ኣፍቱይ ይሃሉ ኣፍቱይ ቱለማስ ካድረ ተግባሩ ብጭቡጥ እትሪኦ ኣፍቱ ዝርካቡ ቢሮክራሲ ተሰግሲጉ እንታይ ይገብር ከምዘሎ ብምርኣይ እዩ። ቱሓደ ነቱ ሓደ ዶ ይቃለሶ ኣሎስ ኣብ ዘረባ ተፈላሊዩ ኣብ ስርቂ ግን ብሓደ? ብዘረባና ደግፉና እዩ ዘሎ። ቱሰራዊት እዚኣ ነቱ ሓደ ፣ እዚኣ ድማ ነቱ ካልኣይ ፍንጫል ኢሉ more or less fair ኮይኑ ነናቶም ክሕዙ፣ ሸሽሞምውን ሒዞም ክንቀሳቐሱ ቱክጫወቱሉ ዘለዎም ናይ ፖለቲካ መይዳ መስመር እንተዘዕርዮ እዩ ዝሕሽ። ኣነ ስቕ ኢለ ሰብ ክእክብ ከምዘይፍቀደለይ ኩሉ ሸሽሞም እንተየዐረዩ ሰብ ክእክቡ ትኽክል ኣይኮነን። ዋላ ምስሽግሩ እቱ ሰራዊት ዋላ ፉፁም ኣይኹን ኢዱ ኣእትዩ እንተዘየዕሪዩዎ ዝዕረ ነገር የለን። ኣነ ኣብ ወንበር እንተዘይሃሊየ ትግራይ ዳንድየርውን ኣይትውቀላ እዩ ኾይኑ ዘሎ።
Wedi werede leba banida asimesayi aiyu
Tigray leadership you could not even work together how are you going to answer the idp and more issues .What about you give the power to the new generation Tigrainan.
What happened with the July promises.
You have promised those poor people
ወዲ ውረደ ካብ ደብርጽዮን ዝበአሰ መረገጺ ዘይብሉ፤ ዝረባ ዝይኽል፤ዘወላውል ንይ ህዝቢ ትግራይ ጆሆ ሂዙ ዘጽነት ዘሎ እዩ። ወዲ ውረደ ባዕሉ ህዚ ጸገም ትግራይ ኮይኑ አሎ። ናይ ህዝብና ስቃይ ዘናውህ ዘሎ ወዲ ወረደ ዓርሱ እዩ። እነ ጎሃፍ ኢለዮ አለኩ።
Haset eyu, nay giziyawi mimhdar Tigray chigir eyu . Nay poletica chigir enabelkum meshefeni dikmetkum ayitgberwo
እቲ ስራዊት ባዕሉ ሱጉምቲ ኩወስድ ኣሎዎ ተዘይ ኮይኒ እዚኦም ጥኒን ክብሉ ዝስርሑ ኣይመስሉን
ውይ እዚ ሕንብቲት እናበለ ዝውዕል ሰብኣይ ኣምፂእኽዮ!?እዚ ሰብ ግን ናይ ብሓቂ ወታደራዊ መራሒ ድዩ!?ወታደር ዘረብኡ ሓፂርን ግልፅን 'ዩ ።
ጀነራል ታደስ ወረደ ኡንካዕ ብስላም መጻእኻ ክብል እፈቱ :
ቢኤርትራ ወገን ተወሲዱ ዝባሃል መሬት ዘሎ ከም ጀነራል መጠን ካርታ ተንብብ ይመስለኒ እሞ ካብ ምክርኻል ለይቲ ምስ ማዓልቲ እቲ መንግስቲ ኢንግሊዝን ጣልያንን ዘስመርሉ ካርታ ኣሎ እሞ ብኡኡ ተወኪስካ ምዝራብ ኣይምስሓሸን ?
Ata simuley abey enka karta eyu kartan kul taswity endyu
ፀጥታ መራሒ ግን ቁፅሪ ናይ ፀጥታ ፀገም ፈጣሪ እዚ ድንዝዝ
ህዝቢ ትግራይ ንናፅነቱ 17 ዓመት ተዋግኡ ደርጊ ምስ ሰዓረ እታ ነፅነቱ መንጥሎም"ብሄራዊ ክሕደት" ዝፈፀሙ 1983ዓ/ም እዮም። ሰስዖም እዛ ዓባይ ሃገር ኣብ ኢዶም ምስወደቀት በቃ ንሕና ዝተቃለስና ንመሰል ብሄር ብሄረሰባት ኢትዮጵያ እና እሎም ትግራይ ክሕዶም። 27 ዓመት ዝጠፍአ ደርጊ እናበሉ ብዝዘርኡዎ ፅለኣት ህዝቢ ተላዕሉ ንመቀለኦም ሰጉጉዎም። እዞም 27 ዓመት ዝገዝኡዎ ይኣኽለና ምስ ኢትዮጵያ ሰላም ገይሮም ከይኸዱ ድማ ናብታ ናይ ኣድስ ወንበር ዶኾን ንምለስ እሎም"ሃለዋትናን ድሕንነትናን ብቅልፅምና!!!"ዝብል ዱፍን ጭርሖ ዕላማ ዘይብሉ ገይሮም መንእሰያት ኣወድኦም። በዓል ግዘ ባዕሎም ዝመረፁዎ መንግስቲ ከይመርሕ #ብሄራዊ ክሕደት ፈፅሞም ንህዝቦም ጆኖሳይድ ኣምፅኦም። ድሕሪ ክንደይ ጥፍኣት ብናይ ስምምዕ ፕሪቶሪያ ዝተረኸበት ሰላም ኩሉ ብስምምዕ ክውዳእ ግዛዊ ምምሕዳር ክጣየሽ ተወስኑ ድሕሪ ምጥያሹ ድማ ሐዚ እውን ካልእ ክሕደት ብምፍፃም ኣብልዕሊ ባዕሎም ዝመረፁዎ ግምት ተላዕሎም እንሄው። ስለዚ እዞም ሰባት ብሄራዊ ክሕደት ናብ ካልእ ክልጡፍዎ ዘይኮነስ ባህርኦም እዩ ሞ ይኣኽለኩም ክበሃሉ ይግባእ።
ናይ ሕጂ ግበር።
ሽኻል ጀነራል ታደሰ ወረዳ ግን ኣበይ እዩ ! ምስ ህዝቢ ኣይመስልን :: መንጎ መንጎ ሰፈሪ ፡ መጨረሽኡ ትግራይ ኣብ ዝሓመቐ ኩነታት የእትዎ ኣሎ።
ዓንጃል ንስኻን ብፆትካን ትትዕርዩ ነይርኩም ፣ ንህዝቡኩምን ትትኮኑ ነይርኩም ህዝብናን መሬትናን ብባዕዳውያን ተወሪሩ መፃወትቲ ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸውን አይምኳናን ነይርና ፣ ካሕድቲ ምስ ጆኖሳይደራት ምስ ዝፈፀሙልና ተሓባቢሮም ጀነራል ፃርቃን ጌታቸውን ፣ በየነ ዝባሃል አረሜኔን ሳዓብቶምን ረብሓ ህዝቢ ትግራይ ዝሸጡ ኸዳዓት እዬም ። ደጊመ ደጋጊመ ክፅሕፍ እነተኮይኑ ወዲ ወረደም ወላዋይ ኢኻ ከም መራሒ TDF ቆራጥ አይኮንካን ፖለቲከኛታት ተባላሸው ጀነራላት ትግራይ ትትዕርዩ ነይርኩም መፃወትቲ ጀነራል ፃርቃንን ጌታቸው አይምኮናን ነይርና
Your point does not make sense
እዚ ጀነራል PP ኮይኑ እዩ።አይተረዳአኩምን ተጋሩ
ሓተላ ጥፋእ!!!!
ዘይረብህ ስብ እዩ ንብረት ስለዘለዎ ነአብይ ሐሸከር እዩ😊
Emo meretka mels ember entay tiblena aleka ...aqamu ayiflet, hasabu ayurveda entay zbele seb eyu atum sebat.
ወደ ወረደ ህድእ ሰብ እኻ ግን በቃ ብህዝብኹሞ ትጭኩኑ ጥራሕ ዘረባ
ጀ/ል ግ/ም/ት ውዕል ፕሪቶሪያ ከፈጽም ኣይከኣለን ኢልካ ትኣምን እንተኮንካ ብፈቃድካ ካብቲ ሒዝካዮ ስልጣን ውረድ
ኣንታ እዚ ናይ መን ዓንጋር ጀነራል ዩ ዚ ጀነራል ወሳኒ ዩ ሚኒን ክብል ሱቅ ኢሉ ኣሕልፎን ነቶም ንፍዓት ጀነራልት ቀሺ ድዩ ወታሃደር እኮ ገሪሙና
ሰነ ክንመልሰኩም ኢሉ ተዛሪቡስ ሐዚ አረ ዘይሓፍር ? በቃ ስቃይ ህዝብና ይኣክል ምክንያት ኣይትደርድሩ ይኣክል ።ህውከት