Tigray Media Network ጀነራል ምግበይ ስጉምቲ ክንወስድ ኢና Jul 19, 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ก.ย. 2024
  • #ethiopia #tigrai #eritrea
    Well Come To Tigray Media Network TH-cam Channel Like Share Subscribe

ความคิดเห็น • 181

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 2 หลายเดือนก่อน +18

    እዞም ሕጂ ወያነ ኢና ዝብሉ ሰርቕቲ መደናገርት ንህዝቢ ትግራይ ምእንቲ ስልጣኖም ዘወድኡ ዘለዉ እዮም።

  • @sawa98
    @sawa98 2 หลายเดือนก่อน +3

    መስኪን ህዝቢ ትግራይ ኣይተዓደለን😢

  • @wediere2238
    @wediere2238 2 หลายเดือนก่อน +5

    ናቱ ጂግና ተቓላሳይ ❤❤ጃንዳ ሰረቕቲ ጸረ ህዝቢ ትግራይ ተሕዝኑ፡ነንሕድሕድኩም ክትፋለሱ ኢኹም፡ ብ10 ዘይኮኑ ሰበስልጣን ወያነ ህዝቢ ትግራይ ደቅኻ ኽትስእን።ምሕረት ካብ ኣምላኽ ኢዩ።

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 2 หลายเดือนก่อน +6

    እዚ ዝሪኤ ዘሎ ፍረ 27 ዕመት ህውሓት እዩ ኣይገምን እዩ 😊

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 2 หลายเดือนก่อน +9

    ትገርመኒ ኢካ ግን ክሳብ ሕጂ ንህውሓት ሕጂ ካብ ስልጣን፡ከውርድዋ ኡክእሉ ክትብል ከለካ
    እቶም ኦሮምን ኣምሓራን ካሎኦትን ክሳብ ክንድዚ ንዕቀት ኣለካ
    ኣትዮምከ ንመን፡እዮም ክመርሑ
    ንሕዝቢ ኢትዮጵያ ወይ ጉድ
    ሳላ ሻዕብያ ወያነ ኣብ ስልጣን ኮፍ ኢላ ትግርዋይ
    4% ናይ ኢቱዪ ሳላ ሻዕብያ ንመጀመርያን፡ንመጨረሻን እዩ በይኑ ኢቱኡኦጵያ ዝመርሐ
    ኣከለ

  • @tekestean
    @tekestean 2 หลายเดือนก่อน +5

    ናትናኤል ወያኔ ድሕሪ ሕጂ አብ ስልጣን ክወጹ ኢልካ ምሕሳብካ ትሕዝን ወያኔ ሐሶት እንበር አቅሚ የለን 0000 እቲ ኩሉ ፈኸራን ታህዲድን ሙሉእ ሐይል ሰብን መሳርያን ሒዞም አብ 2 ሰሙን ፋሕ ፋሕ ዝበሉ 1.5 ሚልዮን ህዝቢ ዘጥፋኡ ኢዮም ሕጂ ድማ ንሂወቶም ከትርፋ እንበር ንህዝቢ ዝሐስቡ አይኮኑን ዘምጽእዎ የብሎምን እቲ ዘሕዝን ህዝቢ ትግራይ እንበር ኢትዮጵያ ድሕሪ ካ
    ሕጂ ኢትዮጵያ ትብሀል ሐደ ንምግባር ነዊሕ ዓመት የድሊ እንተኮይኑ እንበር አይትከውንን ኢያ

  • @alemsegedhabtesion4996
    @alemsegedhabtesion4996 2 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላም ደለይቲ ተጋሩን ኤርትራውያን ንናይ ናቱ (ናትናኤል) ኣካውንት ላይክ ሳብስክራይብ ሼር ንበለሉ

    • @BenamBeyana-cm5rj
      @BenamBeyana-cm5rj 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣዴኻ ርዋእ ወዲ ሸርሙጣ እዙይ ትግራይ ክትጠፍእ ዝሰርሕ እዩ

  • @rahelbey1004
    @rahelbey1004 2 หลายเดือนก่อน +5

    ዓዲ ዝመርሑ ዝፍርሑ ዝነበሩ ብዓል እዞም ሓራዲ በጊዕ ኡመስል ዝበልካዮ ታደሰ ወረደ
    ሃገር ዝመርሕ እንተዝነብር ብግቡእ ኣብዚ ውድቀት እዚ ኣይምበጽሐን

    • @TigrayEthiopia
      @TigrayEthiopia 2 หลายเดือนก่อน +1

      ሓራዲ በጊዕ❤❤❤

  • @berhaneabreham618
    @berhaneabreham618 2 หลายเดือนก่อน +5

    ህወሃት ከይ ጠፈኤ ህዝብ ትግራይ ሰላም የብሉን

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዘዉዲ ሃብቱን፡ ማህሌትን መሰልተንን ግን ዝዛረበለን የለን። መኻይን በሊጸን ካብተን ሰገናት።

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 2 หลายเดือนก่อน +3

    Wedi Beshasha is the government abd the budget for tigray is given 42billion birr given bt Ethiopian government tplf is not providing the budget so they don't have a say period.

  • @araia5277
    @araia5277 2 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖🙏🇪🇷

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wow you are amazing thanks natu you are ❤really good job thanks wade 👍 👏 🙏 natu you are so sweet we love you so much ❤️

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ክንዲ ምእንቲ ውድብ፡ ንጥቕሚ ህዝቢ ዘይትቃለሱ። ጸላእቲ የብልኩምን። ጸላእትኹም ባዕልኹም ንነብስኹም ትጸልኡ ኣለኹም ወያነ። ወያነ ዝብል ሽም ንዓኻትኩም ኣይግባእን። ወያናይ ኩሉ ተሰዊኡ እዩ።

  • @KasawenAyenalem
    @KasawenAyenalem 7 วันที่ผ่านมา

    ብሰለተ ምዕራፍ ሕዝብ ትግራይ ዘፅነቱ ሓይልታት

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ayewe mgbey af kusha jahran fekeran kemaka rie ayfeltn

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 2 หลายเดือนก่อน +2

    ግዝያዊ ምምሕዳር ምስ ወያነ ተወጊ ኑ ኩሉ ደሞዝ ናይ መማህራንን፡ ሓካይምም፡ ሆስፒታላትን ባጀት ክዕጾ እዩ ማለት እዩ። መከላከያ ከም እንደገና ኣብ ትግራ ክኣትዉ
    እዮም። እቶም ተሪፎም ዘለዎ ኣብ ውግእ ክጠፍኡ እዮ።

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye 2 หลายเดือนก่อน +4

    Mgbey fekari ab mekele ab palaso koynka fekirka nshabya kenetfom ena nayta meret tgray zregexwa elka gn mendelay jigna kem hbeyn gawnan ab gobo tenben asfirukn

  • @erina2932
    @erina2932 2 หลายเดือนก่อน +10

    ደብረጽዮን ባምቡላ እዩ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 2 หลายเดือนก่อน

      ደደብ 👎👎👎

  • @abrahammeharezgi7737
    @abrahammeharezgi7737 2 หลายเดือนก่อน +8

    ካብ ሕጂ ንንዮው ተጋሩ ስልጣን ኣብ ኤትዮጵያ ክም ጡብ ኣደኩም ክበጽዋ. እታ ክልልኩም ብሰላም ክትነብሩ ጸኣሩ. ካብዚኣ ንንዮው ኣማራጺ የብልኩምን. ካብ ሰባ ዘይተረኽበስ ካብ ማይ ጨባ. ምቅናይ ኩሉ ንምርኣይ.

  • @meazaeyab4380
    @meazaeyab4380 2 หลายเดือนก่อน +2

    Nati Anbesa ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @jamalalideen8636
    @jamalalideen8636 2 หลายเดือนก่อน +3

    ናቱ ጉዳይ አምቡላስ አበይ ብጺሓ ?

    • @BahreNeGash
      @BahreNeGash 2 หลายเดือนก่อน

      The con artists in Europe swindled the donation & spent the money in European streets & nightclubs.
      Therefore, the Ambulance was never sent to Tigray.

  • @eritreanhiwot4667
    @eritreanhiwot4667 2 หลายเดือนก่อน +3

    ናቱ ኣይርደኣካን እዩ እኳ ኣይብልን። ግን ትግራይ እንታይ ኣማራጺ ኣለዋ፧ ምስ በዓል ጌታቸው ተጓዕዝካ፡ ዝርካበን መቝነን ምቕባልን ምእዙዝ ኰንካ ምንባር እዩ። ወይ ከኣ ምስ በዓል ሞንጀሪኖ ምሽፋት እዩ። እቲ ናይ ምሽፋት ነገር ግን ካብ ልቦም ኣይኰነን። ታህዲድ እዩ። እዚ ምስ ኤርትራ ዝብልዎ ርክብ'ውን ሓሶት እዩ። ኣብ ኣብይ ጸቕጢ ንምፍጣር እዩ። ንጌታቸው ገዲፉ፡ ንኽቕበሎም እዩ። መንግስቲ ኤርትራ'ውን ዝግደሰሎም ኣይመስለንን። ኣብቲ ብዙሕ ሸነኻዊ ቅርሕንትታቶም ክጠናነግ ኣየዋጽኦን እዩ።

  • @FanaTewelde-i5e
    @FanaTewelde-i5e 2 หลายเดือนก่อน

    Wow you are amazing thank Natu hawina jegna Ajoka you are good job 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye 2 หลายเดือนก่อน +3

    Ab feres tewethika nab gobo tenben kem thadm geruka nus weledo mendelay jigna

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 2 หลายเดือนก่อน +1

    Natu🎉🎉🎉🎉

  • @yohannesestifanos9504
    @yohannesestifanos9504 2 หลายเดือนก่อน +4

    As eritrean, i am wishing people of tigrai to have peace.

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዲያስፖራ'ኮ ናቱ ብዉለድ ገንዘብ ህዝቢ ትግራይ 75% fund ናይ ዝገበሩዎ ዉለድ በሊዖም ክህብቱሙ ዝጽዕሩ ጉዳመኛታት ከመይ ንፍትሒ ክቃለሱ።

  • @yitbarekfessehaie2741
    @yitbarekfessehaie2741 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰለስተ ክፋላት ክልል "ትግራይ" - ኢልኩም ትጽዉዕዎ ዓጋመ፡ እንደርታ፡ ትግራይ ዘጠቓለከ እዩ።እታ ከባቢ ዓድዋ ንእሽቶ ክፋል( ብትግራይ ትፍለጥ!!) ኣነጺርካ ሓቂ ታሪኽ ንህዝቢ ኣፍልጥዎ። ዓጋመን እንደርታን ዝበዝሑን መሰሎም ዝተጋህሱ ገና ከስተንፍስ ዕድል ዘይረኸበ ነቲ ሓፋሽ ኣንቅሕዎ!!! ጉጅለ ደቂ-ዓድዋ ካወረዳ ትግራይ ሳላታ ምስጥልያን ዝረብሑዋ መጥዕሞ እኒሆለ ነቲ ባንዳዊ ጠባያቶም ኣሰኒዩ መብልዕ እንጀራ ኮይኑዎም ተሓንጊሮም ኣዲሳበባ ኣትዮም ድማ ኮራኹር ኣጥርዮም ክሳብ ሎሚ ኣሰኒያቶም መጋብሮም ግና ክፍለዮን ዘበት። መጨረሻ ዓስቦም ድሞ እቶም ቀዳሚቶም ዝረኸቡዎ እቶም ዝተረፉኸ እንታይ ይኸውን ዕጭኦም?!?!?

  • @tesfaderar1743
    @tesfaderar1743 2 หลายเดือนก่อน

    ጀጋኑጀነራላትትግራይይንበሩልና

  • @TeweldeGebrealfa-co4ue
    @TeweldeGebrealfa-co4ue 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም ከመይ ሓዲርካ ናትናኤል keep it up

  • @Beautiful.People
    @Beautiful.People 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤👑

  • @yonastekeste7109
    @yonastekeste7109 2 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @andebrhanhaile7418
    @andebrhanhaile7418 2 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ ትግራይ ሃገርካ ኣማሓድር። ዓዲ ሸፋቱ ክትከውን ስቕ ኢልካ ኣይትርኤ። ንገበኛ ኣብ ሕጊ እንዳቦኻ ክሰሶም።

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 2 หลายเดือนก่อน

      ኢቲ ህዝቢ ትግራይ ዶ ኣይኩነን ባዕሎ ንባዕሎ ዝባላዕ ዝሎ ኩሎም ሓዲ ጂነራላት እና ዝብሎን እቲ ህዝብን

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 หลายเดือนก่อน

    እዚ ዝዝመትዞሎ ወርቂ ሃብቲ ህዝቢ ትግራይ ሓቂ እንተኾይኑ። መንእሰይ ትግራይ ተወዲቦም። ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቢሮም ንኣምባሳደራት ብወኪሎም ጌሮም ኑኹሎም ሓቢሮም። ሰለማዊ ሰልፊ ወጺኦም ነተን ወርቂ ዝዕድና ዘለዋ ማሽናት ከቃጽሉወን ኣለዎም። ምኽንያቱ ሃብቲ ህዝቢ ትግራይ ዝግሕጣ ናይ ሸፋቱየን።
    ብዘይ ፍልጠት ድዮም ትግራይ ትዕወት ዝብሉ ዝነበሩ። ሃብቶም ብኸምዚ እንተኸይዱ፡ ነጻ ሃገረ ትግራይ ብምንታይ ባጤራ ክትሓትሞ መደብ ኔሩዋ፧
    ብምንታይከ ንዳግመ ህንጻ ክትሉቁሑ፧
    ምግበይን ኣለምን ቀንጥቡዎም። ምልፍላፍን ሃተፍተፍን የመን ኬድካ ሙማት ትርጉም የቡሉን።

  • @desitsaleh3212
    @desitsaleh3212 2 หลายเดือนก่อน +1

    Thank brother good job ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-zb2fx5ed9r
    @user-zb2fx5ed9r 2 หลายเดือนก่อน

    Natu Amlak yhagzka
    Kemzi yhlu do kab tgray 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @tekleredie9259
    @tekleredie9259 2 หลายเดือนก่อน

    Selam yewrdelna nkulu 🇪🇷🙏🙏🙏

  • @tesfamariamyosef6056
    @tesfamariamyosef6056 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ሰብ ንከብዱ ዝግዛኢ ንህዚቢ ኢረትራ በሊካ ናብ ትግራይ ሰግርካ ናይግዘ ተጸብ።

  • @Enjr2328
    @Enjr2328 2 หลายเดือนก่อน

    መርሓባ ናቱ 🙋‍♀️🙋‍♀️🙋‍♀️

  • @klant17denbosch44
    @klant17denbosch44 2 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ወረደስ ንቓለ መጠየቕ ካብምባሃቕ ሓሊፉን ባዶመብጻዓ ካብማሃብን ዝወስዶ ሱጉምቲ የለን።

  • @biniammesfin1146
    @biniammesfin1146 หลายเดือนก่อน

    በዚ ናትና ሽርሒ ዝታለል ትግረዋይ ዘሎ ኣይመስለንን

  • @HamudiHunu55891
    @HamudiHunu55891 2 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @DawitWm
    @DawitWm 2 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ገበሩ ፍትውውውውው ነብሎምምምም ይንበርሉናናናና ጀጋኑናናናና

  • @GebregergisKahsay
    @GebregergisKahsay 2 หลายเดือนก่อน

    ሐዚ ዝሰምዖም የለን በይንቶም የዕግርግሩ እምበር ምግበይባ ማንጁስባ ዝበሃል ንህዝቢ እንድሕር ዘየቅድሙ ዘድምፆም የለን

  • @MikiHabtuHaile-ur5ep
    @MikiHabtuHaile-ur5ep 2 หลายเดือนก่อน

    Nati ❤🎉❤🎉

  • @amanueltesfamichael5776
    @amanueltesfamichael5776 2 หลายเดือนก่อน +2

    Natnael eziom zemewiti janda hizbi tigray kihasibu gidefemo neza alem tsor eyom vodka wala hade akimi yebilomin wala ezi nebae tsadikan

  • @weyniinyew-lr8lb
    @weyniinyew-lr8lb 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ናቱ❤

  • @awaken1701
    @awaken1701 2 หลายเดือนก่อน

    ኢትዮጵያ ከም ሃገር ታሪኻ ተወዲኡዩ
    ትግራይ ከም ዘበነ የውሃንስ ብሸፋቱ ትምራሕ ኣላን ከምኡውን ክቅጽልዩ
    እዚ ኩሉ መስጣ ህዝቢ ኤርትራዩ:: ክንዲ ዘኾለስና: ክንዲ ንተጋሩ ካቡቲ ዝነበርዎ ዘበነ ጸልማት ኣውጺእና ወርቂ መንበር ዝሃብና ን 25+ ዓመታት ኢድና ተነኺስና::
    ያላ ደቂ ኤረይ: ሕጂ ንሃገርና ንምለሰሉን ሃገርና ንሃንጸሉን ዘበንዩ::

  • @AsdfghZxcv-jl8vk
    @AsdfghZxcv-jl8vk 25 วันที่ผ่านมา

    ናቱ ሓሳብኻ ፅቡቅ እዩ ነገርግን ዘምፅእዎ የለን

  • @hintsareda4945
    @hintsareda4945 2 หลายเดือนก่อน

    long live bro

  • @MulughetaFessehaye
    @MulughetaFessehaye 2 หลายเดือนก่อน +2

    Sala wul pritoria nskla dhinkn ember aser yehwatkn syum mesfn Abay xehaye msabkn

  • @meridtafesse2867
    @meridtafesse2867 2 หลายเดือนก่อน

    Only Hawelte and jeganu title left for Tigrea nothing else

  • @ZebBur-jv5wi
    @ZebBur-jv5wi 2 หลายเดือนก่อน +1

    3ተ ፅንተት ትውልዲ

  • @DawitWm
    @DawitWm 2 หลายเดือนก่อน

    ፅቡቅ ገበሩ

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 2 หลายเดือนก่อน

    አዚ ጀናረል አንደሕረ አፈልጥን አንተሉ በመን ኸላላ አዮን ዘኸዕታ ሕደሕደ አሰኻል መሬይተ አናዘረ ዘረአወም ዘለወ በበይ አተይም ነምታይ አተይም መን ናይ ገባረ መሬይተ መነኻዓተ እሉዎ ኣታ ጠይቅለይ አነተይ ኸሕደቱ ኦዮ አንታ ደኣ የሰረሕ ህዘበን ነበረተነ አነደሕረ ዘይ ሓሊዮ ገለል ዘይበል አረ ጠይቀል አፈለጥነ ኻሕደም በሎ

  • @MomedMomed-uc6zw
    @MomedMomed-uc6zw 2 หลายเดือนก่อน

    ካማኹም ኣይኮናን ንሕና ንሓደ ስብ ንኣምን ንሕና ንኣምኖ ሓፋሽ ህዝብና ሒዝና ዘይንሰግሮ የለን ዓላማ ዘለና ኢና ንስኻትኩም ንዓና ንኽትኸፋፍሉና ኢኹም ትፅዕሩ እዙይ ድማ ኣይሰምረልኩምን

  • @naninani-wx5eo
    @naninani-wx5eo 2 หลายเดือนก่อน

    ቀዲሚ ሕዘኮ ወዲ ወረደ አካበ ደረጀአ ዘወረደወ አየም አነ መገበይ ወደ አሸበረ ወዘተ በሕሰት ደገረ መሮቃተ ኩሎም ንናይ ባዕለም ገመጋምነ ቀረሕንትነ አሎወም አበቲ ናይ 17 ቃለሲ ኹለም ሓትላ ዘነበሩአዮም ሕዚ ጀግና ጀግና ዘበሉ ዘለወ

  • @MTO2024
    @MTO2024 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ata natu tay hmaq rekibkumu entay eyomu ke sheqato abueru zmeslu hade busulu hasab zizareb zey bilomu

  • @temeketuazeria8722
    @temeketuazeria8722 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @VirtualEra-rk1mz
    @VirtualEra-rk1mz 2 หลายเดือนก่อน

    ሓሳዊ ህዝቢን ወድብን ምድሓን አዩ ዝበለ ወይ እዝኒካ አይሰምዕን። ሚዛናዋ ሓሳብ ሃብ ናይ ቅሜናታት ሓሳብ አይትሃብ ዋጋ የብሉን ።

  • @BenamBeyana-cm5rj
    @BenamBeyana-cm5rj 2 หลายเดือนก่อน

    እዞም ጀነራላት እዚኦም ዝገብርዎ ኩሉ ትግራዋይ ይስማዕማዕ እዩ ። ሸዓብያ ግን ስለ ትግራይ እንታይ የእትወካ

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @YayehhailemariamYayeh
    @YayehhailemariamYayeh หลายเดือนก่อน

    ተጋድድ እምበር መፍትሒ ሓሳብንዶ ሓጋዛይንዶ ከይተምፅእ

  • @SMOOVExNOOB
    @SMOOVExNOOB 2 หลายเดือนก่อน

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌

  • @mehare1964
    @mehare1964 2 หลายเดือนก่อน

    Great job Natu

  • @sabayaie2110
    @sabayaie2110 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የምግብ ወንድም እኮ ግማሽ ገርጂ ይዞ 33 ዓመት ሙሉ ኪዳነ ምህረት አጠገብ ኮንቴነር ሱቆች እያከራዩ በየወሩ የቤት ኪራይ ካልጨመራችሁ እያለሁ የማይታወቅ ደግሞ ስንት አለ የሚያሳዝነው የትግራይ ደሃ ህዝብ ነው

  • @hejigirem6352
    @hejigirem6352 2 หลายเดือนก่อน +1

    Good job

  • @Meiry756
    @Meiry756 2 หลายเดือนก่อน

    Iza’seb’izia Kab’tom MALELIT WEYANE Zefreyetom Alewu’kab Zibahalu ‘’’ SIDITAT + HASEWTI ‘’’ Tegaru Hanti SIDI’iya ...

  • @haqiwalatmrer7739
    @haqiwalatmrer7739 2 หลายเดือนก่อน +3

    Natu hanti mexhaf xhafelna,nayzi kulu poletika temokuroka akakibka " natun poletikan " elka smeya,natu azmarino.

  • @Mulat-i8k
    @Mulat-i8k 2 หลายเดือนก่อน

    ናትካ መርገፂ እንታይ እዩ?ህዋሓት እንኮ ኣማራጭ ዘይብሉ ፓርቲ እዩ ።

  • @Dansen19658
    @Dansen19658 2 หลายเดือนก่อน

    Hasawit media. Gudayca giber

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 หลายเดือนก่อน

    ዕድል ዝገበርናዮ ናቱ ናይ ክልቲኡ ህዝቢ ዉሉዱ ሙዃንካዩ።

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 2 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ማለትካ እዩ?

  • @nugusekahsay6845
    @nugusekahsay6845 2 หลายเดือนก่อน

    Kila mqalaweti

  • @goitomgessesse862
    @goitomgessesse862 2 หลายเดือนก่อน

    ሕሱር ኤርትራዊ ኢኻ ጉሓፍ

    • @tehabenhizbey2778
      @tehabenhizbey2778 2 หลายเดือนก่อน

      @goitom ኤርትራዊ ጅግናን በዓል መትከልን ጽፉፍን እዩ። ጉሐፍን ሕሱርን ሰራቕን ግፍዔኛን ግን ከምዚ ከማኻ ደጋፊ ወያነ እዩ።👹👿🐍🏃🏃🏃

    • @michalemichale5880
      @michalemichale5880 2 หลายเดือนก่อน

      Natu never started he is Eritrean! I just wish to get your comments in line?

    • @abrahamasmelash5135
      @abrahamasmelash5135 2 หลายเดือนก่อน

      ቆማል ናይ ክልልካ ዘይትገብር አብ ናይ ክልልካ ጉዳይ ንኤርትራ ትእትዎ ነዳፉ ለማኒ።

  • @BenamBeyana-cm5rj
    @BenamBeyana-cm5rj 2 หลายเดือนก่อน

    ሸዓብያ ስለ ትግራይ እንታይ ኣእተወካ ስለ ዓለም ሙሉእ ብስደት ኣጥለቕሊቑ ዘሎ ህዝብኻ ሕሰብ ስለ ትግራይ ተጋሩ ኣለናዮ

  • @hayaluberha5887
    @hayaluberha5887 2 หลายเดือนก่อน

    60 millyon emo tgraway ms Eritrwit zgerm eu Hzby kuslu endehakeke be tmyt sdet kunat endaregefe kemy weridulom hlna tefiu aziu zhzn eu .

  • @letinagimie539
    @letinagimie539 2 หลายเดือนก่อน +1

    Natu hawey selam selam ❤

  • @WadeyGofar-cp9xy
    @WadeyGofar-cp9xy 2 หลายเดือนก่อน

    Geganu eyom hewelti kisrohm alewom kemaka nefat aykokun

  • @EeEe-r8x
    @EeEe-r8x 2 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ተከፊሉኳ

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 2 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yonasgebre1726
    @yonasgebre1726 2 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome Natu bto.

  • @teklomyemane1234
    @teklomyemane1234 2 หลายเดือนก่อน +1

    wel come natu

  • @yemanegebreab1150
    @yemanegebreab1150 2 หลายเดือนก่อน

    እቲ ጀ/ተኽለብርሃን (ሳንቲም) ደሃዩ ኣበይ ኣሎ? ኣሎ እንተኾይኑኸ ምስ መኖም ወጊኑ ኣሎ ናቱ?

  • @LetayGidey-zg6nu
    @LetayGidey-zg6nu 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ሓፂን መፂን ሊያቡ ኣይትወግን

  • @nmariam123
    @nmariam123 2 หลายเดือนก่อน

    they always talk about enemy, thats how they survive

  • @redseastockcoininvestment
    @redseastockcoininvestment หลายเดือนก่อน

    መንዩ ጸሊኢ ህዝቢ ትግራይ ምዕሳብ ብ መዕራባውያን ዶ ዕሱባት ናይ CIA ወይስ ኩሉመራሕቲ ወያነ ሓድጊ//
    ሰላም ኩቡር
    ብመጀምርታ ንስነ ልቦናካ ነቅ ዘይብል ዘይቅየር ተፈጥሮ ስነ ልቦናካ
    ትግራይ ከምሓንቲ ብሄር ኢትዮጵያን ኣካል ኢትዮያን ካብዚ ወጺያ ቃልሲህዝቢ ንባርነት ትግራይ
    ዘናውሕ ናይ መዕራባውያን ዓስከር ኣዳሊካ ንትግራይ ዝይውክል ቃልሲ ሕዚቢ ዝወልዶ መን እሰይ ዝተማህረ ብቅያር ስንዳይ ካናዳ መባድልቲ ገይሮም ኣየ እዘዝን ዝብለ ገረባቢቲ ህገራት ከም ኣብነት ን ኢትዮጵያ ዝመቱ ይብሃል ካብደብረሲና ዝዘመተ ካብዚ ክይትሓልፉ
    ተባሂሉ ንጥቅሚ ህዝቢ ዝየረብሕ ዓስከር ትግራውዋይ ግዳይ ሞትን ስደት የመን ኮይኑ ሎሚ ትግራይ ኣበይ ኣላ ምሕታት ባጫ እዩ ምስ ኤርትራ መፋራሪሒ ትኾኑ እናተባህላ ጻድቃን ትደሰ ወረደ ጌታቸው ረዳ ውዘደ ብክፍሊት ማወስ ተከፊሎም ንህዝቢ ትግራይ ኣብ 10 ዓመት መነሰይ ትግራት ዘዝገበዘን ክሳብ ወዲ 12 ዓመት ጠበንጃ ኣስኪሞም ወለዲ ክይሕግዝ
    ወገነዕስክራና ይከይድ ኣሎ እዚ ንሕዝቢ ትግራይ ጥፋኣት ዝዓለመ ዝወሰደ ይውሰድ ቃልሲ ንናጽናት ትግራይ ኣስሚርና እንተዝይተዓቅና ንትግራይ ትፍ ኣት እዩ ዝከውን ዘለዎ

  • @mekonentedfsldet7603
    @mekonentedfsldet7603 2 หลายเดือนก่อน

    Kķkkkkkk

  • @andayaman4097
    @andayaman4097 2 หลายเดือนก่อน +1

    ህዝቢ ትግራይ ናይ ጸላእቲ ወረዩ እናበልካ ምሽቃጥ። እቲ ህዝቢ ቂመኛ ሙዃኑ ጹቡቅ ጌሮም ዱኹም ጎኑ መዝሚዞሞዮም።

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 2 หลายเดือนก่อน +1

    Eziom dyom etom burjuwatat tigray

  • @henokbaire269
    @henokbaire269 2 หลายเดือนก่อน

    Hasawi nekalea belo anta Shabia

  • @BenamBeyana-cm5rj
    @BenamBeyana-cm5rj 2 หลายเดือนก่อน

    ንትግራይ ዝሓስብ ኣይመስልን ኣብቲ ክፉእ ግዜ ናብ ወዲ ባሻሻ ናብ ኢሱ ዝጎዮ ዝነበረ ዝረሰዕናዮ መሲልዎ ድዩ

  • @michalemichale5880
    @michalemichale5880 2 หลายเดือนก่อน +2

    Keep it up brother ! It is a matter of time!

  • @rimabrahamrim7537
    @rimabrahamrim7537 2 หลายเดือนก่อน

    Behaqi xibuq meglexi

  • @BenamBeyana-cm5rj
    @BenamBeyana-cm5rj 2 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ዘወርዎ ሸዓብያ ናይዝብኻ ግበር

  • @biniammesfin1146
    @biniammesfin1146 หลายเดือนก่อน

    ሃለውለው እዩ እዚ

  • @nohisack7796
    @nohisack7796 2 หลายเดือนก่อน

    አንታ ናቱ እዚ ጀነራል አብ ትግራይ ዳርጋ ሳጓ ቀይሮማ ክክክክክክ እንታይ ገበርቲ እዩም

  • @hadishbeyene6183
    @hadishbeyene6183 2 หลายเดือนก่อน

    ሁሰት ፅልመ

  • @Mekonen-tx7gz
    @Mekonen-tx7gz 2 หลายเดือนก่อน +1

    natu ናቱ ሰላማዊ

  • @mebratualemumahamedjafijafi
    @mebratualemumahamedjafijafi 2 หลายเดือนก่อน

    ናቲናል ይህ ነው የትግሬዎች ዘራፊ ቡዱን ሕቅድና ክፋት አሁን የኢትዮጲያ ህዝብ አውቆታል ለማኙ የትግሬ ቡዱን ሁለተኛ ኢትዮጲያ መዝረፍ አይችልም የትግሬ ቆሻሻ ስራ አውቀውታል ስታልም ትኖራለህ