88% of Ethio-Form viewers are Tigraway, and l don't like that. They make money from Tigeru. I just don't understand why Tigeru are crazy about Amhara? I think Tigeru have a problem with self-esteem.
You worries too much! TPLF with PP the health relationship has been over now moving into Teardown. Now is clear Tigray People going to unify back again. Ignore whatever propaganda work on Tigray and Eritrea unification. Getachawi Zerga already sold out Tigray People and Tigray independence. Don't think between PP and TPLF the difference going to be fixed. Tigray People has no space in Ethiopia empire domination.
❤❤❤💛💛💛💛
Thank you 🙏🏾 TOL and TOL family ❤❤❤❤❤❤❤
አዎ ልክዕ እኳ
ሎሜ. ቆቡዕ. ጽብሕ. ብኣዳራ. ክስቅል ኤዩ, ኤትጻንሑ. ብልጽግና. ኾይናኣ. ኤያአ, ክብላና. ኤዩ 🙏
እዝይ ቆሻሻ ሰብ ባህላው ደነራል ፃድቃን ከብ ስልጣኑ ክባርር አለዎ ቅመኛ ሕማቅ ሰብ እዩ ንህዝብ ትግራይ ክብቀል ዘሓሰብ ዘሎ መራሕይ እዩ ሸነፍ😭😭😭
WOW ,you are right TOL ,where they was 4 years a go ,Now they make it like new , sham ,Tigaru open your eyes please 🙏🙏🙏
Thank you♥️🙋🏽♀️💛👍🏽🫶🏾🙏🏽
አታ ጅግና ንበርልና
Thank you TOL
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትክክል ኢካ ቀፅለሉከሙኡ ጌርካ ንገሮም ክቡር ሓው።
ተማሃሮ ንፉዓት ጀጋኑ ክልት ዓመት ኣቓሪጽኩም ጽኒሕኪም ኣብዚ ምስቲ ኩናትን ዕግርግርን ከምዚ ምንፋዕኩም ብጣዕሚ ደስ ትንሉ ኣብ ድሌትኩም፡የብጽሕኩም። ❤ 🎉 ❤ 🎉 ❤ 🎉
ሰራዊት ትግራይከ አይሰርቅን ዘሎ ኢረትራአይትበል መንምስጀመረኢዬ ዘገብረካምስገበርካዘረባኢታይገብር
ዓቀን ዘይብሉ ዲሞክክራስ ኢና ለሚድና ያበለ 😂😂😂
Ethiopia yes .እዋይ ጉድ!
Eyes School zehanitse Tikal eyu no Tigray hitsawinti Ata denkorro
❤❤❤❤💛❤️❤️❤️❤️❤️💊💊💊💊🏵💐🌹
ክቡር ሐውና ትክክል እዩ ትብሎ ዘለኻ አበይ ኔሮም ሕዚ ክም ብሐዱሽ ዝሕስው ዘለዉ ሐስውቲ ፀላእቲ ሕዝቢ ትግራይ እዩም❤❤❤❤
Saeu
ምሕረት የዉረደልካ እሞ እቲ EyES ማለት E,Ethiopa. Yes ብጣዕሚ ዘህዝን አርማና ይቅይረሎ ይመስለኒ ትግራይ ትስዕር እንዳወሉ እናበሉ ደቅና ተሰዉኦም ክሕሰበሉ ይግባእ እወክፃረ አለዎ onilmida thanks ብጣዕሚ ንፈትወካ አተኩይርካ ምርአይካ ንፍዕ
TIGRAY TSIER ❤️💛
ህወሐት እዩ አምጺእዋ አይትሐሱ
❤🎉❤🎉❤🎉
Eyes oyni aykonen
እሞ ክምዚ ስግበረካ ዒርቂ ተሕዝኑ💔
በቃ እሞ ክቡር ሓዉ ደጋጊምካዩ ናብ ካሊእ ሕለፍ ይቅርታ
ናይ አበይ ወታደር ኩእትው ስለዝደለዩ እዮም ንንገታቸው ክህግዙ ስለዝደለዩ እዮም
ንምንትይዩ ትምህርት ቢሮ ዕድል
ዘይዋሃቦ ንምንታይ ጌታቸው ኩሉ መድረክ
ዝርከብ
ግታቻው. ግድፍ. ዝብልዎ. ስኣባት. ኤትዝይ. ርክብኡ. ኣይግድፎን. ኤዩ አትሕልኽ 🙏
E is for Ethiopea
Yes for Ethiopea
Colors is Ethiopea flog.
The Logo: EYES means Ethiopia Yes
Even the color, red yellow & green gives you details.
አታ ሐወይ እንታይ አዩ ዝግቦሮ ብሐሰት ተበሊዕና አምበርዶ ሐልዮት ህዝቢ ይሃሉ እንታይ እዩ ዝግበሮ እዞም ትብሎም እንዳ በቀስ አደብ ግዝኡ እባ ንበሎም
Ata eyes ayetefelto Tigraway hoyenka
ናይ ፃድቁን ጌታቸዉን ናይ ማሕበር pp ፈፍለይ ባንደረኦም እዩ 🤣🤣
ወይ ጉድ ጌታቸው በልፆጉ? ናብልቡ ይምለሶ ንባእሉም ይሕ ሾ
Hakka Eka Ab Th kebabi Ethey
እዘን ቀለማት ለ ቀስ ኢሎም ከልሙድና ደልዮም እንዳ ጌታቸው። ደብረ ፅዮን ለ አይሞትናይ ይብሎ። እስኻ ውን እኒ ደፂ ልፀርፍ አንደበት የብልኻን። እንተ አነ ግን ኹሎም ተጣሒኖም ገደል ይእተዉ ረሳሐት እዮም። ሐዲሽ መሪሕነት Tdf እዩ ለድልየና።
Buzuh mirmr aytedlianko nay fano limuts bandera eyako
88% of Ethio-Form viewers are Tigraway, and l don't like that. They make money from Tigeru. I just don't understand why Tigeru are crazy about Amhara? I think Tigeru have a problem with self-esteem.
እንተዝሕዞ ውን ተሓታቲ ናይ ኢትዮጵያ ጦር እዩ።ንናይባዕሉ ድንበር በርጊዱ ካሊእ ናይ ድንበር ውግእ ክኸፍት ሸፈድፈድ ዝብል ዘሎ።ብተወሳኺ ናይ አምሓራ ድንበር ተደፊሩስ መዓዝዶ ተመሊሱ እዩ?TDFእንተኾይኑ ናይ ባዕሉ አካይዳን አተአላልያን አለዎ።ብሃበተረኽበ ዝኸድ አይኮነን።
ከመይ ኣለኻ ሓውና መደብ ፕሮግራምካ የድንቅ
ብጣዕሚ ዘሕዝን ዩ
ህዝቢ ትግራይ ምስ ዓለም ተዋጊኡ መኪቱ ኣሸኒፉ ሕጂ ካብ መሪሕነት ኣልባ ኮይኑ ምትራፉ ክሓስብ እንከለኹ
ሕማም ርእሲ ዩ ዘትሕዝ
በዚ ሕጂ ሳዓት ኣምሓራ ክልል በሊፆምና ንላዓላዊነትም ይቃለሱ ኣለው
ህዝብና ግን ብፀላእቱ ይምራሕ ኣሎ
እቲ ካሊእ ዘሕዝን እቲ ተዲኤፍ ዝበሃል ሓይሊ ዩ
ወይ ተቃሊሱ ህዝቡ ነፃ ኣየውፅእ ወይ ድማ ዕጥቁ ፈቲሑ ኣየረክብ ተጎሊቱ ይርኢ ኣሎ
ንስታሊን አሰማዕካዮን ዲካ ሎሚ ናይ ቀደም እዩ እዚ ወረ
ህዝብታት ተመዛበልቲ ዛላምብምሳን ኢሮብን ኣርባዕተ ዓመቶም ኣብ ዓዲ ግራት እዮም ዘለዉ።
ዝገርምዩ ኣብ መበል 21 ክ/ዘበን ሓሶት ምንጋሱ እሞ ድማ እንከላይ ዓበይቲ መራሕቲ ሓሶት ከም ቁም ነገር ኮይኑ ምርኣዩ ካብዚ ዝኸፍእ ኣበሳስ እብታይ ኣሎ ዓገብ ዓግብ ኩልኻ ህዝቢ ንቓሕ ከትዕሾ ሓደራ !!!
Answer for me
እዛ ምድሪ ምድሪ ሰማእታት እያ ቀስ ኢልኩም ርገፅዋ እና በለለ የፋራርሖም ኔሩ። ህዝቢ ኢሮብ ኣብ ገዛእ መሬቱ ካልእ ዋን ጌራ፡ ርእሱ ደኒንኑ።
ንስኻ ውን ሐሳዊ ኢኻ ። ደብረ ፂዮን ዝተዛረባ እቲ ዓለም ብማስረጃ ዝሐዞ ብናይ ድያስቦራ ፃዕሪ . ሐደ ሚልዮን ዝባሃል አይሞተን ዝበሎ ጌታቸው ተዝዛረቦ ብዙሕ ምለፍለፍካ ወገንተኛ ሐሳዊ። አነ ጌታቸው ውን ገደል ይእቶ ናይ ማንም ደጋፊ አይኮንኩን። ናይ መስመር ሕወሓት ጥራሕ እየ ዝድግፍ።
አታ አሻ ሰብአይ ትግራይ ግዝአት ኢትዮጵያ ምኻና ሰጋብ ሎሚ ዝይትፈልጥ ዘንብብ ማሐይም ከይንብል 1,2 ትፈልጥ ኢኻ እንታይ ክንብለካ ህማም ርእሲ ዘለዎ ክንብለካ ፎኪስ ኢካ
Hasawi
በኻዪ ለፍላፊ ሓሶት ባህልኩም ስለ ዝኾነ ኣይገርመናን ኢዩ ሕወሓት ሞይታ ኢያ ተዝካር ጥራሕ ግበሩላ ሕጂ ትንፋስ ሰኺዓ ትምለስ ወያነ የላን ካብ ልመና ክትገላገሉ ኣብ ቦታኹም ሰላም ግበሩ ንኽትነብሩ ከም ሰብ
ሓሳዊ
U r repeating many times for one issue? Just say once if a need only 2 times.
መልእኽቲ ክተሕልፍ ከለኻ ዘረባ ኣይትደጋግም
You worries too much! TPLF with PP the health relationship has been over now moving into Teardown.
Now is clear Tigray People going to unify back again.
Ignore whatever propaganda work on Tigray and Eritrea unification.
Getachawi Zerga already sold out Tigray People and Tigray independence.
Don't think between PP and TPLF the difference going to be fixed.
Tigray People has no space in Ethiopia empire domination.
Yes I did check on it they are lying
❤❤❤❤❤❤❤
አይትሀሱ ሀደሚሊዮን ምይቱ ዝባሃል ዘሎ ዝተረጋገጸ አይኮነን ካብ ሽዋውያን ብንሽተይ መሰዋእቲ ብዙህ ተዳሩ ቀቲልና ብናይ ደብረጽየን ስህተት ንምባል እምበይ ንተጋኡ ሃሲቦም አይኮኑን
Hasawi