ምስጋና፥ ሓቀኛ ዕግበት ኣበይ ይርከብ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 45

  • @helenabrahaley3608
    @helenabrahaley3608 15 วันที่ผ่านมา +2

    Ewiii anes demxuu kifetwoo nay zi wedi kab qedem ab EriTv zina kihb keloo❤❤❤❤

  • @LidyaSium-cr5bz
    @LidyaSium-cr5bz 16 วันที่ผ่านมา +1

    ዛኪ ሓወይ ለባም ሓሳባትካ ክጸፍፍ !! ደጋጊምካ ሰሚዕካዬ እኳእዩ ዘይጽገብ ባሓቂ ተመስገን ።❤️❤️❤️❤️❤️❤️😘😘😘💐💐💐💐💐💐

  • @kudusanhabte3376
    @kudusanhabte3376 17 วันที่ผ่านมา +3

    ኣምላክ ኣብዙሑ ይባርካ ቡሩክ ወደይ ቡዙሕ እከስብን እመሃርን ኣለኩ።

  • @gergsgebremedhnቅዱስሚካኤል
    @gergsgebremedhnቅዱስሚካኤል 9 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚአብሔር ይመስገን የቀንየልና ክብር ሓውና

  • @akabiamenay3880
    @akabiamenay3880 15 วันที่ผ่านมา +1

    ነቲ ዘለና ዓቢ ነገር ክንጥምትን ክነስተውዕልን ብ ዕምቆት ክንርዶኦን ብ ጣዕሚ ኢካ ትሕግዘና ደስ ዘብል ኣገላልጻ

  • @TitiNguse
    @TitiNguse 16 วันที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ እግዚኣብሄር ይመሰገን ኩሉ ግዜ ተመሰገን ኣምላኽይ

  • @TesfazgiGebreegziabiher
    @TesfazgiGebreegziabiher 16 วันที่ผ่านมา +2

    ሰላምካ ይብዛሕ ዘካሪያስ ገሪማ ሓወይ! ዘዕግብ ትምህርቲ! እንዳ ኣመስገንኩ እየ ዘመስግነካ ዘለኹ!

  • @Eri2626eritra
    @Eri2626eritra 16 วันที่ผ่านมา +2

    🌾 beautiful mindset brother thank you so much🇪🇷🙏🇪🇷❤️❤️❤️🍾🥂🍾

  • @esromghirmay4105
    @esromghirmay4105 15 วันที่ผ่านมา +1

    Yeqenyelna memhirey. Person of the year 2024!

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 16 วันที่ผ่านมา +2

    Tebarek wedi gerima hawna, blux tmhrti kab blux seb 🙏🏾💜

  • @amankehase1902
    @amankehase1902 17 วันที่ผ่านมา +1

    Zaki hawey zeleka amik feltet lebona betgebrelna zeleka abrkuto zelni mesgana azeyu buzuh eyu sesenelna kexelo hsabatka zelwo selam fuluy eyu kem hebrteseb kenkeyern kenmahayeshn kemzi rugu araeya zelowom aytata yedluyuna ❤❤❤

  • @akramakram4308
    @akramakram4308 15 วันที่ผ่านมา +1

    Zaki habibibibi, nothing more than inner beauty.......End less state ❤❤❤❤❤

  • @inte-techim8663
    @inte-techim8663 16 วันที่ผ่านมา +1

    ክብረት ይሃብካ ዛኪ ነዚ ኣሙቅ ዝኮነ ትርጉም ናይ ሂወት ትምህርቲ ትህበና ዘለካ። የቅንየልና🙏

  • @wedihazomotube
    @wedihazomotube 16 วันที่ผ่านมา +3

    nay behaqi aziyu blux tmhrti kubur haw zecaryas hawna nay behsqi lbka zmele tmhrti ygxabiher edmen tenan yhabka❤

  • @Abielnegassi
    @Abielnegassi 17 วันที่ผ่านมา +1

    kemti lmud u zelo memhr zaki edmen tenan yehabka fetari❤🎉❤

  • @Aki_tse
    @Aki_tse 16 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks you 🙏

  • @tech-roast-ai
    @tech-roast-ai 15 วันที่ผ่านมา +2

    Are you talking to me? That's my life. I have everything but I am not satisfied. Thanks for reminding me.

  • @samuelzewde5837
    @samuelzewde5837 16 วันที่ผ่านมา +1

    ክበርት ይሃብካ ዛኪ ሓወይ!

  • @SerbiSemay
    @SerbiSemay 17 วันที่ผ่านมา +2

    Nefsi wekef zsrehkayen videos teketatileyn iye yemesgneka dma memhr zaki❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ
    @ወዲተዋህዶ-ጨ4ጨ 17 วันที่ผ่านมา +1

    ክብረት ይሃብካ ዛኪ ሓውና። ስለኩሉ ውህበቱ ንእግዚኣብሔር ክብሪ ይኹኖ።

  • @debesaymebrahatu1049
    @debesaymebrahatu1049 16 วันที่ผ่านมา +1

    Memhr Zaki bzuh ena nemesgneka!

  • @Kidu2127
    @Kidu2127 16 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you❤❤❤❤

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 16 วันที่ผ่านมา +1

    Amazing ❤❤❤❤

  • @kokomanwedielyas4631
    @kokomanwedielyas4631 16 วันที่ผ่านมา +1

    ዛኪ ኣምላኽ ኣዕዚዙ ይባርኽካ መምህር መናእሰይ❤❤❤

  • @HaraAlem
    @HaraAlem 17 วันที่ผ่านมา +2

    Will come zaci hawna❤❤❤❤

  • @Haben-e5d
    @Haben-e5d 16 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ህይወት ዝበለጸ ትምህርቲ ተማሂረ Thanks

  • @seb_eyu_hager
    @seb_eyu_hager 17 วันที่ผ่านมา +1

    ጽቡቅ ትሕስቶ"ዩ😊። ግን ዝያዳ ማራኪን ቀልቢ ዝገዝእን ንምግባሩ ክትሰርሕ ጽቡቅ"ዩ።

  • @ድንግለይያዋሕሰይ
    @ድንግለይያዋሕሰይ 17 วันที่ผ่านมา +2

    Well come,zaki

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 16 วันที่ผ่านมา +1

    Amazing ❤❤❤❤😊

  • @AliIbrahim-v6j
    @AliIbrahim-v6j 17 วันที่ผ่านมา +1

    Selam zaki we’ll come 🎉❤👌

  • @zemenfesbayu430
    @zemenfesbayu430 17 วันที่ผ่านมา +1

    Super power speech, brother. Thank you

  • @AmicoGrande01
    @AmicoGrande01 11 วันที่ผ่านมา +1

    የቐንየልና ዛኪ

  • @RobitiAsli
    @RobitiAsli 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @yirgalemtewelde2275
    @yirgalemtewelde2275 16 วันที่ผ่านมา +1

  • @emfootball8467
    @emfootball8467 17 วันที่ผ่านมา +1

    Bezi kulu tekiribo bilux timihirtka bitaimi yemesgineka
    Keep it up.

  • @batistutabatigoal7382
    @batistutabatigoal7382 17 วันที่ผ่านมา +3

    ፍጹም ሰላም እእምሮ ወይ ድማ ነብስና ትዓርፈሉ ህድኣት ዝመልኦ ናብራ ዝህልወና ፡ ካብቲ ዓለም ንዓና እትህቦ ሰላም ዝመስልን ፥ ስሙ እዉን ሰላም ዝኾነ ግናኸ ሓቀኛ ሰላም/ዕረፍቲ ዘይኮነ ትረክብ ኣይከኣላን። ብተወሳኺ እዉን ሰብ ብገዛእ ርእሱ ዝፈጥሮ ባዕላዊ ሰላም የለን ፡ እንታይ ደኣ !! እቲ ሓቀኛ ሰላም ፡ ነብስና እተዕርፈሉ ፡ ህድኣት ዘለዎ ስፍራ ኣብቲ ፍጹም ኣምላኽ ፍጹም ሰብ ዝኾነ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምስ እትምዕቆብ ጥራሕ ኢዩ !! ነዚ ዘራጉድ ጥቕሲ ቅዱስ-መጽሓፍ ኣብ ወንጌል ዮሃንስ 14፡27 ተጻሒፉ ክንረኽቦ ንኽእል ፥
    "ሰላም እሐድገልኩም፡ ሰላመይውን እህበኩም አሎኹ። እቲ ኣነ ዝህበኩም ዘሎኹስ፡ ከምቲ ዓለም እትህቦ ኣይኰነን። ልብኹም ኣይሸበርን ኣይሰምብድን" ይብል ።
    እዛ ጥቕሲ እዚኣ ነቲ ኢየሱስ ነቶም ከም ናይ ግሊ ጎቶኦምን መድሓኒኦም ዝቕበልዎ ሰባት ዘቕርቦ ፍሉይን ነባሪን ሰላም እያ እተጕልሕ። ዘይከምቲ ዓለም እተቕርቦ ግዝያዊ-ዕምሪ ዘይብሉ ሓላፍን ሰላም፡ እቲ ኢየሱስ ዝህቦ ሰላም ዓሚቝን ነባሪን ለውጢ ዘምጽእን ኮይኑ፡ ኣብ ኩሉ ኩነታት ሂወትናን ናብራናን ፥ ምጽንናዕን ናይቲ መግለጺ ፍቕሩ ድማ ኣብ ደቂ ሰባት ፍጹም ሰላም ዝህብ እዩ። ተመሳሳሊ ጥቅሲ ኣብ ቅዱስ-መጽሓፍ ነዚ ዘቅረብክዎ ጹሑፍ ዘራጉድ ድማ ኣብ ሮሜ 5፡1 ክንሪኢ ንኽእል ፥
    " እምብኣርሲ ብእምነት ካብ ጸደቕና፡ ምስ ኣምላኽ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ሰላም ይሃልወና"
    ንኢየሱስ ክርስቶስ ከም ጎይታኻን መድሓኒኻን ምቕባል ምስ እግዚኣብሔር ብምዕራቕ ዓሚቝ ናይ ኣእምሮ ሰላም የምጽእ እዩ። እዚ ሰላም እዚ ኣብ ሮሜ 5፡1 ከምዝረኣናዮ
    "ብእምነት ምስ ጸደቕና፡ ብጐይታና የሱስ ክርስቶስ ምስ ኣምላኽ ሰላም ኣሎና" ። ኣመንቲ ብጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ብምውካል መንፈስ ቅዱስ ይቕበሉ፡ ንሱ ድማ ኣብ መንጎ ብድሆታት ሕይወት ከይተረፈ ውሽጣዊ ሰላም ይህብ። "ውሽጥና ሰላም ክህልወና ፡ ሓቀኛ ሰላም ክንረክብ እምበኣር ፡ ኣብ ኢየሱስ ክርስቶስ ዱልዱል ርክብ/ዝምድና ምህላው እምበር ኣብ ዓለማዊ ኩነታት ኣይርከብን።

  • @Mikael7702
    @Mikael7702 17 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤🙌🙌🙌 Merhaba Zaki hawey bruk

  • @Daniel_kah
    @Daniel_kah 17 วันที่ผ่านมา +1

    ከምቲ ልሙድ ብሉጽ ፕሮግራም ክብረት ይሓበልና!

  • @ritu_blessed
    @ritu_blessed 17 วันที่ผ่านมา +1

    Bruk eka Zaki hawey

  • @Tirhas2861
    @Tirhas2861 17 วันที่ผ่านมา +1

    Tebarek 🙏🏽🌟

  • @robeldawitt6282
    @robeldawitt6282 16 วันที่ผ่านมา +1

    ክብረት ይሃበልና የቀንየልና ዛኪ። ብዛዕባ ሞት ከምኡ ውን ይቅረ ምሕታት ዘለካ ሓሳብ ውን ግዜ ኣብ ዝረኸብካሉ ሕልፍ በለና ኢኻ።

  • @hagertesfalem133
    @hagertesfalem133 17 วันที่ผ่านมา +1

    ዛኲ ሓወይ!

  • @suelg1160
    @suelg1160 17 วันที่ผ่านมา +1

    As always thanks zaki. I wonder why most of our people are not watching your educational videos?

  • @Ereyalemalemgezakray-xd7si
    @Ereyalemalemgezakray-xd7si 16 วันที่ผ่านมา +1

    zaki hawey kbret yahablna,nugho tensieka kab gezaka wxea ktbl keleka yemanka xegamka qulih msbelka xetta zsefeno kunetat ktezeb keleka azika temesgn kalea wn temasasali maletey eye qulh elka bmuluea Lbka ktestentn keleka buzh zmsgen meliu alo.

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 16 วันที่ผ่านมา +1

    ትርጉም ምንባር : ምምስጋን እዩ።✝️