ኩልና ደቂ ሽረ፥ ኩልና ደቂ ባጽዕ፦

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 60

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የቐንየና ለባት ጀጋኑ ዓበይቲ መማህራን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ለውጢ ጻዕርኹም የርእየና።

  • @bh8509
    @bh8509 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሐይሊ ይሃብሁም አነ ዉን ሃገራዊ እየ ኔረ ሳላ ምህሮ የሴፍ ገብሪወት ዓቢ : ብዝዓበየ ከምኡን ካልኦትን ንስኻትኩም ዘርዚረኩም ትገልጽዎ አለኹም ብጣዕማ ዓቢ ስራሕዪ።

  • @AlaziziPhone8
    @AlaziziPhone8 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የዱታ መደባታኩም ብጣዕሚ እየዘካታተለኩምሃናፂ ሓሰባቱኩምንሰማርን ንተሰፋየን ካኣ ኣደንቅላይ❤❤❤

  • @zegdagmawi275
    @zegdagmawi275 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ብሓቂ ሓወልቲ ይግባኣኩም እዩ።

  • @philiposezewda2564
    @philiposezewda2564 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አስላም ዘይነብሩላ ሀገር ሐዊ ትሕር አርባዕተ ነጥቢ

  • @tikelary6959
    @tikelary6959 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Interesting topic❤

  • @merhawitadesse318
    @merhawitadesse318 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Exccellent as always 👍👍

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅቡቕ ኣርእስቲ መሪጽኩም!

  • @KIWEYNI71
    @KIWEYNI71 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Yodita merry Christmas
    "Excellent work showcasing thought-provoking individuals! We need visionary thinkers like them to awaken us from complacency.
    I hope your platform expands to satellite reach, impacting a broader audience.
    Keep shining! Wishing you and yours a liberating New Year 2025, reminiscent of 1991's promise of freedom."

  • @happysammy5205
    @happysammy5205 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    መሪጹ ዝተፈጥረ ሰብ ክሳብ ዘይሃለወ ኣብ ዝኾነ ኩርናዕ ናይ ዓለም ክነብር ዉን ኣማራጺ የብሉን just ሰብ ሰብ እዩ ።ዑፍ እኮ ኣብ ዝጠዓማ እያ ግዝያዊ ቤት ትሰርሕ። ዓለም ድማ ግዝያዊት ቤትና እምበር ናይ ዘልኣለምና ኣይኮነትን። ኣታ ሰብ በጃኻ ሰብ ኩን ። ክብረት ይሃብኩም ሰ...ተ...ዮ ለ ልሳንኩመ ከመ ጽዋእ።

  • @arusson6022
    @arusson6022 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ጆንብላክ ወዲ መርከኛ እንተኮይኑ ኢሰያስ ወዲ ታንከኛ ዲዩ😅😅😅😅 ዓቂንካ ሓሱ ኣንታ ፈሲ ንኩሉ ጊዜ ኣለዎ😅

  • @BiniYonas
    @BiniYonas 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ ብህቂ ኩሉና ተጋሩ አንበር ሰልጠነ ሲ ክምልስ አሉ ኣወል ስዒድ አዩ ትግራዋይ በለ ብሃሳብ ሃደ አዮም ምስዚ ሃውና

  • @eyasutesfagabreal6099
    @eyasutesfagabreal6099 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Adum lebamat deki meninet tebat Eritreawuian. Eze tezarabi gonderiye. Eritreawi tigrinja tezarebti eyou.
    Haye serawut lebam dekebat Eritrea. Begakatkum men kabey tewuldi filetwo. Haye hizbitat Eritrean Tigrayn tetenkeku. Tigrinja tezarebti teref dergi allewuna. Tebat kunu hizbitat Eritrea ❤🎉🎉🎉❤

  • @alisaid9015
    @alisaid9015 16 นาทีที่ผ่านมา

    ደቂ ሻሓይ ተደፊሮም ማለት ዘበት
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yonashagos3406
    @yonashagos3406 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bravo Yodita

  • @berhaneburush7729
    @berhaneburush7729 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bitaami zubuk aghelaliza

  • @Ali-horreAburus4823
    @Ali-horreAburus4823 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Waay Waay I missed the Shock group. 😢😢😢

  • @efremasmerom915
    @efremasmerom915 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Perfect saied tesfay ❤❤❤

  • @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb
    @BerhaneKirosEmbaye-fn4sb 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Silemintay ekum bezom chekanat etesenbduna .

  • @tisiontsion777
    @tisiontsion777 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤርትራዊ ፋሺሽት እዩ ሃገር ሒዝዋ ክጠፍእ እዩ ወጊድ ንዓሌታውነት ::

  • @yemanemelake4416
    @yemanemelake4416 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Bzia zela gul ka nay were gexki trah kelbi

  • @bzewde
    @bzewde 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    We are all from shire💪💪

  • @NeguseM-z2o
    @NeguseM-z2o 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Was great .

  • @yibrah5309
    @yibrah5309 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ነዚ ሕዙ ሚድያ ክመጽእ ምሓፈረ ከማን ግን መሕፈሪ የብሎምን ህግደፋውያን።እስከ ኣስምዕዎ ተስፋይን ሰመረን ❤

  • @woldemichaelgebremichael3126
    @woldemichaelgebremichael3126 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዳስ ሓውያ ሓቂ እዩ ኣብ ከባቢ መራጉዝ ዓዲ ሓውያ እያ ሓደ ካብቲ ዕደመ ተሓቢኡ ተሪፉ ካብ ጋሉ ወሊዱ ዘርኢ ተኪኡ

    • @zeb2531
      @zeb2531 31 นาทีที่ผ่านมา

      ኣብ መራጉዝ ኣይኮነን፡ኣብ ዓዲ ጋውል መንገዲ ዓረዛ፡ከባቢ ሰዓት ካብ መንደፈራ ኢያ

  • @MMSH-2
    @MMSH-2 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nisu komeu Kbli ayneberon I agree but even Nsikum selestiekum keman genuine enough aykonkuMn… Kula Lebam Lebam tiray eya Kitsawet tidei… very few people are reasonable n genuine

  • @dctv8334
    @dctv8334 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Gujle dnqurna. Esle nay sahl😢😢😢

  • @alisaid9015
    @alisaid9015 18 นาทีที่ผ่านมา

    Deki Shai men kidefrena 😂😂😂😂

  • @Asi4394
    @Asi4394 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Zebene grimbit eyu nay eritreawi. Amselu ab hasot znebr.. n alem xegem koynwa zelo... eti 3 weledo zeybexh eyu kendi hluf eritreawi kmesl zdeli. Amselu gihe. Zbies ab zeyfeltwo adi keydu korbet anxfuley bele.....

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ከምዚ እዩ ክሕደት መንነት ዝኸውን ከም ዐርሰቕትለት። ትግሪኛ እንዳተዛረብካ ከማኻ ተዛራቢ ትግሪኛ እንድሕር ጸሊእኻ፡ ባዕልኻ ንባዕልኻ ተጥፍእ ኣለኻ ማለት እዩ። ትግራዋይ ከይትበሃል/ከይትኸውን ከምቲ ጎራሓት ገዛእቲ/ጸላእቲ ዘጻወዱልካ፡ ኣዕንትካ እንዳዓመትካ ፍርቅኻ ብኢትዮጵያዊነት ፍርቅኻ ብኤርትራውነት እንዳዘለልካ ብምእታው ምትሁንኻት ምዃኑ ካብውዕል ውጫለ/መረብምላሽ ጀሚሩ ክሳብእዚእዋን ዘሎ ታሪኽ ብዘየማትእ የምህረና/ይነግረና። ሓዱሽ ወለዶ ካብዕሽነት ዝሓለፉ ወለዶታት ተማሂሩ መጻወድያ/ድፋዕ ጸላእቱ/ገዛእቱ እንተዘይኣፍሪሱ/ሰይሩ ሹሻይ ናይርሑቕን ቀረባን ኮይንካ ምቕጽውል ጥራሕ እዩ።

  • @jambolala7945
    @jambolala7945 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏👏👏👏❤❤❤❤🍺🍺🍺🍺🍺🍺

  • @GerezghierZewoldy
    @GerezghierZewoldy 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @GermenGermen
    @GermenGermen 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሐራይ ስመይ ኤረረም ከምዝኾነ ይገልጽ ኣሎ እስኪ ክሳብ ሸውዓተ ወሎዶኻ ቁጸር በሎ ወይ መበቆልካ ካበይ ኢኻ በሉዎ ብጃኹም?

  • @אחלילושיקוראה
    @אחלילושיקוראה 7 นาทีที่ผ่านมา

    😅ham hamasen king nana zaygalgil kitfi trayi u zalow

  • @momonachanel6794
    @momonachanel6794 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eritrawi mukan zeyterfeka tay eika ketrekeb kab eritrea bjeka kertet

  • @eritreansiniper1672
    @eritreansiniper1672 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Halewlow

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዚ ብዛዕባ ካልድ ዓብዱ ዝዛረብ ዘሎ ሰብ ርግአት የብሉን body language ዓገርገር እዩ አብዚሑ አሎ፣

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተስፋይ; ንስኻትኩም ኣናእሽቶይ ክንስኹም; ንሕና ዓበይቲ ኣሕዋትኩም ይኹን ትግርኛ ተዛራቢ መንእሰይ ወለዶ ካባኹም ብዙሕ ሓቅታት ይመሃር ኣሎ:: ብዛዕባ ፀርፊ ይኹን ዜግነት ኣዋህባ ፕሮፓጋንዲስት ናይ ሻዕቢያ ብዙሕ ኣይትገደሽሉ: ምኽኒያቱ ሓቂ ብምዝራብ ብዙሕ ተሕርቕዎም ስለዘለኹም ውሽጦም ተኸኽ ይብል ብምህላው ምኽኒያት እዮም ኣድጊ ንሓመዱ; በለስ እናሽጡ ዝዓበዩ; ሊስትሮ ብዜግነት ኤርትራዊያን ዘይኮኑ ገለ ገለ ዝብል ፀያፍ ፀርፊ ዝፃረፉ ዘለው:: ተስፋይ ኣብ ትንታነኻ እንታይ ኢልካ ኔርካ? ህዝባዊ ግንባር ኣብ ሣሕል ቃልሲ ከካይድ እንከሎ: ፅሩይ ኤርትራዊ ጥራይ ዘይኮነስ ብዙሓት ተጋሩ; ናይ ዓረብ; ጣልያን; ኣፍሪካን ካልእን ዘርኢ ዘለዎም ተጋደልቲ ምስኦም ሓቢሮም ተጋዲሎም እዮም:: እሞ ነዚኦም ኤርትራዊያን ኣይኮንኩምን ክትብሎም ትኽክል ድዩ ኢልካ ኔርካ:: ስለዚ እቲ ሓቅነት ናታትኩም ኣብኡ እዩ ዘሎ:: ስለዚ ንመራሕቲ ህግደፍ እቲ ሓቂ ንሱ ይፍለጥ ስለዘሎ የበሳጭዎም ኣሎ እሞ ቀፅልሉ:: ካልእ ተስፋይ ኣብ መወዳእታ ሓወልቲ ክስረሓልና ይግባእ ዝበልካዮ; ካብ ሓወልቲ ንላዕሊ ዝኾነ ውዒሉ ሓዲሩ ርኡይ ለውጢ ከምፅእ ዝኽእል ስነ ልቦና ዶ ወኒንኩም ኣየለኹምን:: ጥራይ ተቓለስቲ ንፍትሕ ስኒት ንምምፃእ ኣብ ባዕልኹም ንባዕልኹም ቃልሲ ኣካይድኩም ፍትሕዎ ምበር ኣንፃር እቲ ዜግነት ዝኽልክለኩም ዘሎ ኣካል ተቓሊካ ምዕራይ ናይ ጊዜ ጉዳይ እዩ::

  • @jonahzewde6954
    @jonahzewde6954 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🎉

  • @osmanomer619
    @osmanomer619 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ውዲ ቁንዳፍ ኣብይ ኣብድልቃድር ከቢረ ውዲ ኣፍታ ዓፍር እዩ ተረዋኢ

    • @woldaislassie2930
      @woldaislassie2930 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣታ ወዲ'ቶም ለዋጢን፣ ኪድ እዚ ገዛ ገዛ ሓቂ'ዩ፣ወዲታ ጋሕባ።

  • @faligali6690
    @faligali6690 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣንቲ ዮዲታ ክንደይ ዓያሹ ሪኢናን ሰሚዕናን እሞ ከምዚ ዓሻ ሰብ እሞ ኣይርኣኹን።ዝገደደ ካብኡ ድማ እቲ ነዚ ሰብ ኢሉ ዘቕረቦ እዩ ።እዋይ አርትራ ጉሓፍ ተኻዒዋ።እፍረም ባሊቃ ድዩ ዝብሃል ባሊቃ ከማን በዚሕዎ ሓርኢ ዝተርፍእ ብኣፉ።

  • @mussielemlem1248
    @mussielemlem1248 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I love you all

    • @AmanuelAbrehe-hk3xm
      @AmanuelAbrehe-hk3xm 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሰላም ሰላም የዲት ኤድ ዠተስፋይኖ ሰማረን ዒድማን ጢዒናን ይዠሀብኩም ይበል አቀማምጣ ቃላተት

  • @Hayet-m1x
    @Hayet-m1x 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንኣረትራ አርትራ ዝገብራ መስዋእቲ ህዝባ እዩ ::ኢሳያስ ተሓጽኑሉ እዩ ሶውራ 🤪🤪

  • @peace-x9s
    @peace-x9s 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    A person who is more nationalist is a resist,

  • @GermenGermen
    @GermenGermen 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኩቡራት የሕዋት መልእኽትኹም ኣዚዩ ዝነኣድ እዩ ከም ተወሳኺ ካብ ነብሱኹም ጀሚርኩም ነቶም ንሕና ጹሩያት ኤርትራዉያን ኢና ዝብሉ ብፍላይ እዚ ናይ ለምቅነ ተቀልቂሉ ዘሎ ኤርትራዉያን ኣይኮኑን ዝብል ዘሎ ንስኻ ወሎዶኻ ቁጸረለልና እስኪ በሎ ንገዛእ ርእሱ ብቃላቱ ኢኻ ትረትዖ ሞ ነዚ ድማ ምስ ዘረባታትኩም መልእኽትኹም ኣነጽርዎ የቀኒየለይ የሕዋ ዕደምቲ ሓድነትን ሃገርን ንምምስራት ትጽዕሩ ሰለ ዘለኹም ቀጽሉዎ

  • @WeldemicaelBerihu
    @WeldemicaelBerihu ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብርግጽ ከም ድልየትኩም ክትኮነልና ማለተይ ከም ሓሳብኩም ክንምራሕ ሰብ ዘማእከለት ሃገር ክትኮነልና ይምነ።
    ይግዳስ ንሕና ንብለኩም ይኣክለኩም ኣይትስውስዑ ንሕና ኢና ቅኑዓት እንተኢልኩም ግን ትዕቢት ከየድህበልኩም።
    እቶም ምሳኹም ዘይሰማምዑ ከኣ ቅኑዓት ኢና ኢሎም ስለዝሃስቡ ከተርድኡ ጥራይ ፈትኑ።
    እንተ ዘየለ ኤርትራውያን ንህልኽ ውዒልና ስለ ንሓድረሉ ንዓኹም ውን ባዕልኹም ስለ ዝቐደምኩሞም እንተዘይኮይኑ ከስግርኹም ጥራይ ዘይኮነስ ትግራይ ከይከልእኹም ፍርሑ።

  • @woldaislassie2930
    @woldaislassie2930 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሳምራይ ተሃዊኽካ መሰል ደቀባት ኣይትተንክፍ ተጠንቀቕ!!
    ኤርትራ ዓዲ ደቀባትን መጻእትን'ያ። መሰል ደቀባት ከኣ ርእሰ-መሰላት ምዃኑ ኣይትዘንግዕ!! ንክኽበር ከኣ ክንቃለሰሉ ኢና!!

  • @amehamehari4221
    @amehamehari4221 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሃለውለው ኣይትበል ተስፋይ

  • @WeldemicaelBerihu
    @WeldemicaelBerihu ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እታ ሓንቲ ዝዓጀበትኒ ምስበልኪ ዮድታ ተምጽእያ መሲሉኒ ነይሩ።
    እታ ቀንዲ ትዓጅብ ግን ኣይረኸብክያን ምኽንያቱ ንምንታይ ኢኺ ትቃለሲ ዘለኺ።
    ርግጸኛ ኢየ ንመሰለይ ፡ንኽብረይ፡ንግቡአይ ንምርካብ ከምትብሊ።
    ከምዚ እንተኾይኑ ድለየትኪ ቀዳመይቲ ክትሓትያ ዝነበረኪ።
    እስከ ሕራይ ጆን ኮነ ካልድ ኣቦታቶም ከምቲዝብልዎ ኤርትራውያን ኣይኮኑን እሞ ንበል ኣዴታቶም ኤርትራውያን እንተኾይነን እኹል ዶ ኣይኮነ መስል ናይደኸ ሃገራውያን ክገብሮም ኣይክእልን ድዩ።
    ረአዪ ኤርትራዊት ጋለንስተይቲ ማዕረያ ኢሎም ዝጭድሩሉ ሓሳት እምበር ኣብግብሪ ኤርትራዊት ጋለንስተይቲ ክንዮ ትግራዋይ ኢዮም ኣስፊሮማ ትግራዋይ ኢሎም ስለዝጻረፉየ።
    ጋለንስተይቲ ኣብ ኤርትራ ክጥቀሙላ ጥራይ ኢዮም ኣምበሳ ዋዕሮ ዝብልዋ መሰል ኣብትሓተሉ ግዜ ግን ትርገጽ።

  • @Dawit-y8r
    @Dawit-y8r 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkk kkk kkk gohafff agameee

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂 gah asma shtwnti

  • @TedrosTeges
    @TedrosTeges 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Atum agame

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Beja awrja agme gh bel shtwnti hsma