ዘተ ምስ መሪሕነት ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ብዛዕባ ዋዕላ ብራስልስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ก.ย. 2024
  • ዘተ ምስ መሪሕነት ዓለም ለኸ ምንቅስቓስ ብርጌድ ንሓመዱ ብዛዕባ ዋዕላ ብራስልስ

ความคิดเห็น • 16

  • @yonastewelde7685
    @yonastewelde7685 หลายเดือนก่อน +1

    💙💙💙💙

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 หลายเดือนก่อน +1

    Selam Selam 💙 💙 💙 💙

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ሳታላይት ክጥርነፉ ኣይደልዩን እዩም ነዚ ህዝቢ ናብ ሓደ ክመጹ ኣይደልዩን እዮም።

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy หลายเดือนก่อน +2

    የቐንየልና ኤሪፒኤም
    ጋዜጠኛ ኢሰያስ ይበል አቀራርባ!!!

  • @regataraia763
    @regataraia763 หลายเดือนก่อน +1

    🙏🙏👏👏💙💙💙💙💙💙👍

  • @Fekarkun
    @Fekarkun หลายเดือนก่อน +1

    ሓው ኢሰያስ ጽቡቕ ኣቐራርባ መደብ ነተን ወዓሩ ኣሕዋትና ተቓለስቲ ንፍትሒ ኣብ ሃገረ እስራኤል መእተዊ ዘርኣኻና ደስ ኢሉኒ ቀጽልዎ ከምኡ እውን ነዞም ከቡራት ኣጋይሽካ

  • @FusumGermay-uk5we
    @FusumGermay-uk5we หลายเดือนก่อน +3

    በርጌድ ንሓመዱ ኣብ ወጻኢ ጽቡቕ ምንቕስቓስ ይገብር ኣሎ ግን ኣብ ውሽጢ ሃገር እንድዩ ዝሕግዞ ስኢኑ።

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy หลายเดือนก่อน +1

    ጥርናፈ ሓይሊዩ ::
    አጆኹም ሕጅውን ሰሜን አመሪካ( አመሪካን ካናዳን) አብ ቀጻሊ ንኽሓብራ ከም ሓደ ሀገራዊ ምንቅስቓስ(ሰማያዊ ማዕበል ኤርትራትራውያን ምንባብ ዘድሊ ይመስለኒ::
    ❤❤

  • @hagosmehari1926
    @hagosmehari1926 หลายเดือนก่อน +2

  • @gebregziabherpetros5213
    @gebregziabherpetros5213 หลายเดือนก่อน +3

    ብሉጽ ቃለ-ማሕተት!!
    ሙሴን ተኽሉን ከዓ ብሓቂ እሩም፣ ዲፕሎማስያውን ብቑዕን መልስታት ሂብኩም 🎉

  • @bigstartransportationllc1394
    @bigstartransportationllc1394 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome wedi Tewelde

  • @etbarekkeleta7142
    @etbarekkeleta7142 หลายเดือนก่อน

    Xibuk gerkum ketefriswa dikum delikum gulobalkum ab makorkum wetfwo kab zhalefe aytmharun?

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy หลายเดือนก่อน

    " አብ ኤርትራ አይኮነን ውድብ ሓደ ውልቀ ሰብ ከማን ሓሳቡ ክህበሉ ዝኽእል ባይታ የልቦን............." ❤ ❤ ❤

  • @Truth-vc8yy
    @Truth-vc8yy หลายเดือนก่อน +1

    ምንጪ አውራጃነት ዋንኡ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍዩ:: ምንጪ ምስነጸፈ እፉፋ ክደርቕዩ:: ምንጪ ክሳበ ዝሀለወ እፉፉ ቅልውላው ክረአ ባህርያዊ ይመስለኒ::

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 หลายเดือนก่อน +2

    Thank you for your information ℹ️👈🏿 subscribe and like please

  • @rahelmerkeb4564
    @rahelmerkeb4564 หลายเดือนก่อน

    ዮሴፍ ጀይ ስቲድዮ 80%ተሰማሚዕን ኢሉ ከብቀዕ ነናቶም ኣኬባ ከካይዱ እዚ ከኣ ኣፍልጦ ኣውሂቦ ኣያ ኮይኑ ከኣ ኢሉ ይዛረብ ነይሩ ።ዓይነታ ልዕሊ ዓመት ጠፊኡ ነይሩ ሰሎሙን ካብ ኣሜርካ መጺኦም ስልጣን ከም ዝተክልከለ ጹብቅ ኣሎኩም ኢሉ ኣብ መወዳእታ ከይዱ።