ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ኣብርሃም ተስፉ (ወዲ ለተ)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 3 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 28

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 หลายเดือนก่อน +1

    Cool artist music for your service 🎵🎶🎶🎵

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 2 หลายเดือนก่อน +3

    Wedi lete jigna ❤

  • @hshsbvetndvrxnebs6151
    @hshsbvetndvrxnebs6151 2 หลายเดือนก่อน +4

    ወዲ ለተ ብዓል ሕልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እንተ ሚኪኤለ ግን ኣይግድን

  • @haileabraha7015
    @haileabraha7015 หลายเดือนก่อน +2

    ወዲ ለተ ካብቶም ኣዝየ ዝፈትዎም ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ፡ በቲ ወርቃዊ ጥበቡ ነቲ ኣዝዩ ዓሚቕ ጥበባዊ ናብራ ሂይወት ሓርስታይ ከም ዘለዎ ብመሳጢ ኣገባብ ዘርኣየና ፡ ኣብ ተስዓታት ዝነበርና ቆልዑ ሃገረሰብ ዳርጋ ዘይደግማ ኣይነበረ ነዛ ደርፊ ናይ ወዲ ለተ ። ነዊሕ ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ይሃብካ ኣያና ወዲ ለተ !! ኩሉ ዝገበርኩሞ ናይ ጅግንነት ሃገራዊ ኣበርክቶ ወላ እኳ ጠላማት እንተረኸብኩም ፡ ወርቃዊ ታሪኽኩም ግን ነባሪ ኢዩ ። ደርፍታት በረኻት ኣርኣያ ኣዝዩ ጥዑም ፡ ነታ ሂይወት ንእስነቱ ከፊሉ ካብ ባዕዳዊ መግዛእቲ ነጻ ንምውጻእ ኩልንትናኡ ዝኸፈለላ ሃገር ፡ ክልተ ደቂ ፡ ሚለና በረኸት ፡ ሮዳና በረኸት ብሰንኪ ዝኽተላኦ እምነት ዓመታት ኣብ እሱር ቤት ህግደፍ ይሳቐያ ገደፍናየን ዘሕዘን ።

  • @samsonberhane1925
    @samsonberhane1925 หลายเดือนก่อน

    Wedi Lete, what a hero! Keep up the good job, and thank you for supporting our oppressed people.

  • @TenseaBerhe
    @TenseaBerhe หลายเดือนก่อน

    Thank you for the excellent interview.

  • @YonasAbraham-k7w
    @YonasAbraham-k7w หลายเดือนก่อน +2

    Mikele hitoka tv Eri ameselekayo aye radio erena kidemi seb jemirekumo dehir seb musik weliakumo abi interview

  • @samsonberhane1925
    @samsonberhane1925 หลายเดือนก่อน

    We should encourage our hero Wedi Lete!!

  • @B-syi8jj
    @B-syi8jj หลายเดือนก่อน +2

    እምበር ወድ ለተ ጓሓፍ ናይ ታሪኽ ሓተላ።

  • @Joseph-oc7rq
    @Joseph-oc7rq หลายเดือนก่อน

    Background music not helping focus

  • @solo850
    @solo850 หลายเดือนก่อน

    እዚ እቲ ከም ሕብእተሰብ ብናይ ባዕዲ ስነልቦናን ተሳዕርና ምህላውና ዘነጽር ኢዩ።
    ዋላ እቶም አብቲ ግዜ እቲ ንኽሕዝዋ ምርዳእ አብዮሙኒ ዝብሎ ዘሎ እቲ ኮምኡ ክብልዎ ዝገበሮም እቲ አብ ውሽጦም ዘሎ አንጻር እቲ ሃገረሰባዊ ንባዕሎም ውን ዝውክል መበቆል ስለዝፈንፈንዎን ካብኡ ስለዝሃድሙ ኢዩ።
    ዋላ ከተማ ይዕበ ንዕኡ ክፈልጥ ዘይገብሮ ስነልቦና ስለዘለዎ እንበር አብ ምዕራባዊ ዓለም ከተማታት ዝዓበዩ አይኮኑን
    ንአብነት አዝማርኖ ዝብሃል ስነልቦና አንፃር እቲ መበቆላዊ ስምዕትን መንነትን ባህሊን ሕብረተሰብና ዝጻረር ኢዩ

  • @libanosgebreslasie99
    @libanosgebreslasie99 หลายเดือนก่อน

    እዚ ጋዜጠኛ ናትካ ሕቶ
    ሕተት ህዝቢ አይትበል
    ልቅምጽና ግደፍ
    ህዝቢ ትግራይ ህዝብና ዩ
    ወዲ ለተ ጅግና
    ምኪኤለ ሐሳዊ

  • @solomonliza
    @solomonliza 2 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ለተ በርትዕ 👍

  • @wedikeshimekerkaadey8011
    @wedikeshimekerkaadey8011 หลายเดือนก่อน

    wedi lete bale helna edmen tenan yhaba kubre abo

  • @HaftomEseyas
    @HaftomEseyas 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤abrham tesfu we love u so much...edmen tenan ymneyelka❤❤❤❤

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 2 หลายเดือนก่อน

    ሚኪኤል ከም ጋዜጠኛ ብስሩዕ ክትሓቶ ይግባእ፡ ብስርሓቱ ኣብ ሰውራ እንከሎን ድሕር ናጽነት ኢልኩም፡ ኣብዚ እዋናዊ ምመጻካ፡ ናይ ፖሊስ ይመስል!

  • @Haile-ym7qv
    @Haile-ym7qv 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonasteckle1686
    @yonasteckle1686 2 หลายเดือนก่อน +1

    Wedi amoy maarey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤yona

  • @libanosgebreslasie99
    @libanosgebreslasie99 หลายเดือนก่อน

    ሐሳዊ ጋዜጠኜ

  • @abrahamberihanes9589
    @abrahamberihanes9589 2 หลายเดือนก่อน

    Wedi Lette abo haki.

  • @teweldehaile3776
    @teweldehaile3776 2 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ለተ በዓል ሕልና ቀጽሎ💙💙💙💙። እንተ ኣብ ረዲዮ ኤረና ዘለዉ ከም ሚክኤልን ሺሻይን ሃፋራት ህግደፍ ዮም

    • @alonaeyob6648
      @alonaeyob6648 2 หลายเดือนก่อน +2

      Tembal haswi seb elu elki aytbal dangro natki hasb hab

    • @abrahamasfaha5651
      @abrahamasfaha5651 หลายเดือนก่อน +1

      Dhri hji kkkķ ,!!ATTAAA !! MOYTE !!

  • @kebkabb5730
    @kebkabb5730 2 หลายเดือนก่อน +1

    ድምጺ ሙዚቃ ብድሕሪት ረቢሹና።ረዲዮ ኤረና ናይዚ ኹሉ ዓመት ተመክሮስ ነዚኣ ምውህሃድ ስኢንኩም።ክድገም ዘይክእል ዕድል ኢንተርቪው ኣገደስቲ ሰባት ብኸምዚ ተጸያይቁ ክትሰምዖ ከለኻ ከመይ ዘየሕርቅ።shame on u.

    • @ቀንዴልሓርነት
      @ቀንዴልሓርነት 2 หลายเดือนก่อน

      ይካትዖ ዲዩ ዘሎ ወይስ ብዛዕባ ስርሓቶ ይሓቶ ገሪሙኒ፡

  • @luwam8090
    @luwam8090 2 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ለተ ኣቦ ሓቂ ዘይ ሕለሎ ኣጆኻ ምስ ተመለስና ኣብ ቤት ምግቢ ኣማን ባቢሎን ከጋብዘካ ኢየ፡

    • @user-dy5kf3dr4h
      @user-dy5kf3dr4h หลายเดือนก่อน

      Nabey mstemekeskum?
      Ktmlesu dikum?