#ርስቲ_ኣቦታተይ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 238

  • @ዋይዜማ
    @ዋይዜማ  19 วันที่ผ่านมา +76

    ርስቲ ኣቦታተይ ካብ ዝጠፍእ
    ደረቶም'ዉን ካብ ዝግፋዕ
    ሓጥያተኛ ኣነ ይሙት
    በደለኛ ኣነ ይጥፋእ (2)
    ኣከኣብ ስቕ በል ቦታይ ኣይለቅቕን
    ካብ ርስቲ ኣቦታተይ ኣይነቓነቕን
    ዋላ'ኳ ንስጋይ ንኸልቢ እንተሃብካ
    እምነተይ ኣይገድፍን ክሳብ መወዳእታ
    'ተረሲዐኪ ዘንጊዐ እንተተገዲፈኪ
    ትረስዓኒ የማነይተይ ተዋህዶ እምነተይ
    ብህልኽ ጭካነ ጭሕመይ እንተገፈፎ
    ናይ ሮም ወተሃደር ስነይ እንተርገፎ
    ናይ ሃይማኖት ፍረ ኢለ ክልእኾ'የ
    ዉሉድ ዲዮስቆሮስ ምዃነይ ይፈልጥ'የ
    ኣምላኽ ብደም ወዱ እዩ መስሪቱኪ
    ተዋህዶ እምነተይ ፍሉይ'ዩ ክብርኺ
    ምስጢርኪ ረቂቕ'ዩ ብስጋ ዘይጥወር
    ብዘይ መንፈስ ቅዱስ ፈጺሙ ዘይምርመር
    ነብያት ሃዋርያት ዝተጓዓዙልኪ
    ናይ ሕይወት መንገዲ ጸጋ ዝመልኣኪ
    ወርቂ ገንዘብ ስኢነ እንተኸበደኒ
    ተዋህዶ ካባኺ ማንም ኣይፈልየንን
    ትርጉም ብ Ariam Tube

    • @GhFg-i2z
      @GhFg-i2z 19 วันที่ผ่านมา +3

      ብሓቂ ሓጥአተኛ ኣነ ይሙት😢😢😢

    • @shimendicheaywedicheay1246
      @shimendicheaywedicheay1246 19 วันที่ผ่านมา +1

      Zmare melaekti yesmalna amlak xegu ybzhalkum

    • @ngsitweldebrhan7845
      @ngsitweldebrhan7845 19 วันที่ผ่านมา +1

      ብሓቂ ሓጥያተኛ አነ ልጥፋእ ብጣዕሚ ዝፈትዋ መርሙር

    • @frenayemebrhan703
      @frenayemebrhan703 19 วันที่ผ่านมา +1

      ዝማረ መላአክቲ ይስምዓልና የሚጠብቀኝ ኣይተኛም ስርሑልና please

    • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
      @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 18 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤🙏❤❤❤

  • @almazghaber9632
    @almazghaber9632 7 วันที่ผ่านมา +2

    😢😢😢ሰሚኤ ግጸግባ አይከአልኩን ዝማረ መላአክቲ የሰመአልና 🌿🌿🌿

  • @gedamtube
    @gedamtube 19 วันที่ผ่านมา +5

    ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ቃለ ሒወት የስመዓለይ አገልግሎትኩም ይባርኽ ገዳም ሚድያ ውን ተፋለጥዋ ደኣ

    • @ዋይዜማ
      @ዋይዜማ  13 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ክቡራት ኣሕዋትና ኣገልግሎትኩም ኣምላኽ ይባርኸልኩም።

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 16 วันที่ผ่านมา +2

    _ያባቶቼ ርስት ከሚጣፈ_
    _ድንበራቹው ከሚገፋ_
    _ሓጥያተኛው እኔ ልሙት_
    _በደለኛው እኔ ልጥፋ ፪_
    _ጥዑም እና ብዙሕ ትምህርቲ ዘለዎ መዝሙር ዝማሬ መላእክቲ የሥምዓልና ኣሜን ፫💙_

  • @danielmekonen4426
    @danielmekonen4426 3 วันที่ผ่านมา +1

    Amen amen amen zmara melekti yesmalna ⛪️⛪️⛪️🙏🩵🌿

  • @موودعس
    @موودعس 8 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የሰመልና ፀጉኡ የበዘሐልኩም እሕዋት ካብ አማርኛ ናብ ትግርኛ ዝዘመርኩምና ፈጣሪ ይሃበና ❤️❤️❤️❤️❤️🙏👏👏👏👏

  • @Sara-d4n5t
    @Sara-d4n5t 19 วันที่ผ่านมา +2

    አደይ ማርያም ባዕላ ፅላላ ተንብረልኩም ክቡራተይ
    ዝፈትዎም ዘማርያን
    ❤❤❤❤❤

  • @abrehetkeshp9742
    @abrehetkeshp9742 5 วันที่ผ่านมา

    ዝፈትዋ መዙሙር ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ኩቡር ሓወይ ♥️♥️❤️

  • @znawuhagoss9176
    @znawuhagoss9176 18 วันที่ผ่านมา +1

    ንንስሃ ሂወት የብቅዐና ኣብ ስደት ዘለና ደቂ ተዋህዶዋይ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር መመኪሒትና 🙏🙏

  • @Brhan-u1s
    @Brhan-u1s 15 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣቤሔር ይመስገን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐለና ፀጉኡ የብዝሐለኩም

  • @bietmezmurtewahdo3838
    @bietmezmurtewahdo3838 2 วันที่ผ่านมา +1

    በረኸት ናይ ክሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና ።
    ክትተባባዕ ዝግብኣ መንፈሳዊት ቻነል ኢያ
    ቃል ሂወት የስምዓልና።

  • @frezghiokube3241
    @frezghiokube3241 18 วันที่ผ่านมา +2

    ቃላት ስኢነልኩም ሎምስ ኣሕዋተይ።
    እግዚአብሔት ጸጋኡ የብዝሓልኩም በርትዑ። ሎሚ ዘድልየና መዝሙር ከምዚ ኢዩ በቃ ሕልናኻ ዝቅስቅስ ፡ናብ እግዚአብሔር ዘጠምት መዝሙር።
    ልዕሊ ማንም ብህድኣት ስለእትዝምሩ ሕልናኻ ሰማይ ኢዩ ዝዓርግ ንቤተክርስትያን ንገዳማትን ንገድማውያን ከም እትናፍቕ ይገብረካ።
    ይትባረክ እግዚአብሔር።

  • @HilinHilin-s2f
    @HilinHilin-s2f 14 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መልአክት የሰመዐልና ፀጉኢ የብዝሕ💙💙✝️👏💜💜💙💝💕💕💖💖💛💛🤲🥰🥰✝️✝️💘💝🙏🙏

  • @ገነትብርሃኑ
    @ገነትብርሃኑ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን 👏👏🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️💚💚💚💚💚✝️✝️✝️💚

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዳያቆን ሓወይ ብጣዓም ደስ መዝሙር ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘለኣለም ትንበር

  • @neamnweldetson2247
    @neamnweldetson2247 18 วันที่ผ่านมา

    እግዝኣብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩ ኦርቶዶግስ ንዘልኣለም ትንበር ርስቲ ኣቦታተይ ካብ ዝጠፍእ ሓጥይተየኛ ኣነ ይጥፍእ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል
    @ልእልቲ_ዩቱብ_ቻናል 9 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መላእክት ዝማሬ ቅዱስ ዳዊት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክና ኣብታ ብደም ፍቁር ወዱ ዝመስረታ ሓቅን ቅንዕትን ዝኾነት ተዋህዶ እምነትና
    የፅነዐና✝️💚🕊🙏

  • @missg7480
    @missg7480 12 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ዝማረ መላክት የስማልና

  • @user-en4zd4jr7y
    @user-en4zd4jr7y 18 วันที่ผ่านมา +1

    እልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስምዐልና እግዚኣብሔር ይባርኩም
    ተመስገን ብጣዕዓሚ መሳጢት መዝሙር❤❤❤❤

  • @yors362
    @yors362 16 วันที่ผ่านมา +1

    Amen Amen Amen zmerere melakt yesmalna kburat ahwatey nay agelglot zebenkum amlak ybark ab xelotkum zekuruni ahwatey

  • @Takila1234
    @Takila1234 19 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ❤❤❤
    ናይ ልበይ ረኪብኹምኒ 😢ብጣዕሚ ካብ ልበይ ዝፈትዋ መዝሙር❤❤❤❤❤

  • @yonasdawit4962
    @yonasdawit4962 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ellllll ellllll ellllll egziabiher ab emnetey tewahdo xnoti yenbreni💞💞💞

  • @ኣይሰልከየንንከቶ
    @ኣይሰልከየንንከቶ 2 วันที่ผ่านมา

    ❤egziabhier amlak tsega yebzhalkum nay bhaqi des zbl mezmur gbue azemamra egziabhier amlak edmen tenan yhabkum

  • @እየሱስመገድንሓቅንህይወት
    @እየሱስመገድንሓቅንህይወት 16 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላኣኽቲ የስመዐና ❤❤❤

  • @geluxbkti21
    @geluxbkti21 4 วันที่ผ่านมา

    Egziabhier edmen tienan yihabkum, ajokum kexliwo,ab mengedu yexniekum egziabhier ❤

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile 3 วันที่ผ่านมา

    Zemar melakti yesmalena egzabhir aboy ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢😮

  • @YordanosYemane-e4q
    @YordanosYemane-e4q 11 วันที่ผ่านมา

    Edmen teenan yehabka fetari zemare melakt yesemealna hawey 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @awetatoy
    @awetatoy 14 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር እምላኽ ኣብዝሑ ይባርኻ ዲ.ሓዉና❤🎉

  • @galmhrey
    @galmhrey 18 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ክቡር ሓዊና ፀግኡ የብዝሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ 💒✝️👏👏👏

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 17 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ።

  • @ሕልናዩቱብ
    @ሕልናዩቱብ 18 วันที่ผ่านมา

    በሓቅ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ክብሩ ሓውና ዲያቆን ሳምሶን ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ብጣዕም ዝፈትዎ መዝሙር🎉🎉🎉❤❤❤

  • @bereketkidane7802
    @bereketkidane7802 18 วันที่ผ่านมา +1

    ክርስቶስ ብደሙ ዝመስረታ ቅዱሳን ኣቦታትና ኣንጻር ሰይጣንን መናፍቓንን ዋጋ ከፊሎም ዘጽንሑልና ጽርይቲ ንጽህቲ ሓቀኛ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ጸነዓ ክትነብር እያ። ኣጆኹም በርቱዕ የሕዋትና፣እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም።

  • @YemaneTekle-g7s
    @YemaneTekle-g7s 18 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸጉኡ የብዘሓልካ ዲያቆን ሓወይ❤

  • @rodastesfay3809
    @rodastesfay3809 15 วันที่ผ่านมา

    እልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልል
    እልልልልልልልልልልል
    ዝማሬ መላእክት የስመዐና ድያቆነይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባረኽ👏

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 18 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ እግዚአብሔር ኣምላክ🙏🙏🙏❤❤❤

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 19 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ብሓቂ ጸጋ እግዚአብሔር ክበዝሓልካ ከሎ ከምዚ እዩ ❤😢እንተረስዐኪ ዘንግዐ እንተገድፈኪ

  • @trhashadish6175
    @trhashadish6175 14 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉 zimare melaekti yesmalna 🎉🎉🎉

  • @SenayTekleab-f6u
    @SenayTekleab-f6u 19 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማሬ መልኣክት የስመኣልና ዲያቆነይ

  • @Brhan-u1s
    @Brhan-u1s 19 วันที่ผ่านมา

    እግዚኣቢሔር ኣምላክ ይመስገን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስመዐለና ፀጉኡ የብዝሐለኩም ክብራተይ ❤

  • @MebreMebre-c8g
    @MebreMebre-c8g 15 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሰናይ ብሩኻት

  • @AsterDesta-z9e
    @AsterDesta-z9e 14 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen zmare mlekt ysmalna

  • @milenaMengisteab-x3h
    @milenaMengisteab-x3h 15 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ኣምላክ ቡዙሕ ጸጋ ይሃበኩም ኩቡራት ስድራይ ❤❤ ☝️🤲🤲 ኣሜን

  • @Acnt12
    @Acnt12 8 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢amen (3) nay bhaki

  • @mericall700
    @mericall700 10 วันที่ผ่านมา

    ZMARE MELAEKT YESMEALNA DECON HAWEY

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና

  • @abrehetkahesay4614
    @abrehetkahesay4614 18 วันที่ผ่านมา

    እህህህህህህህህህህህህህ ናይ ብሐቂ ዝማሬ መላእክቲ የስምአልና ጸጋኡ የብዝሐልኩም ፈጣሪ

  • @habtommehari8963
    @habtommehari8963 18 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen.
    Zmarie melakti yesmealna .
    Tewahdo nzelalem tneber
    Nay agelglot zemenkum ybarek kuburat yehwat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamMezelo
    @SelamMezelo 18 วันที่ผ่านมา

    Amen ዘማር መላክቲ የስማለና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FitwiKiflay
    @FitwiKiflay 19 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እግዜኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም።

  • @richqtr9973
    @richqtr9973 19 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓለና ጸጋ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ

  • @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ
    @ማሕበርአክሱምጽዮንዘኦርቶ 17 วันที่ผ่านมา

    ዝፈትዋ መዝሙር ናብ ትግርኛ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ዝማሬ መላእክት የስምዐልና❤❤❤

  • @msignaangosam9309
    @msignaangosam9309 17 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመኣልና!!😢

  • @letshletsh2637
    @letshletsh2637 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝሙር መልኣክተ የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ💟✝️🤲

  • @metkel471
    @metkel471 19 วันที่ผ่านมา

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና ጸጋኡ ይብዝሓልኩም❤❤❤ ተባረኩ

  • @Aklilu-Hagos-ek8fr
    @Aklilu-Hagos-ek8fr 18 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና ኹቡራት ኣሕዋተይ ደስ ብዝብል እናተርጎምኹም ተስምዑና ዘለኹም ቀጽልሉ አምላኽ ይሓግዝኹም❤

  • @ተዋህዶዩቱብ-ጠ8ጠ
    @ተዋህዶዩቱብ-ጠ8ጠ 18 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሓልኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AbiGere-e8g
    @AbiGere-e8g 19 วันที่ผ่านมา

    Zemar melakti zetqebele amlak zemareka yqebel nay agelglot zebenka yebarek dyaqon hawey betami des tebl mezmur ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tedrosMezgebe-b8b
    @tedrosMezgebe-b8b 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ልብካ ዝኩሕኩሕ መዝሙር ጸጉኡ የብዛሐልኩም

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin 19 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና❤❤❤❤❤

  • @yonasmihretab7972
    @yonasmihretab7972 18 วันที่ผ่านมา

    ኣምላከ ኣቦታትና ምሳኹም ይኹን ጸጋ የብዝሓልኩም፡ ተዋህዶ ይእቲ

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 18 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yonasjrkilla7597
    @yonasjrkilla7597 18 วันที่ผ่านมา +1

    Zemare melaketi yesemalena hawena ❤️☦️

  • @eritreantesfomentertainmen7175
    @eritreantesfomentertainmen7175 18 วันที่ผ่านมา

    አሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማልና!!!!!

  • @Salam-d2v
    @Salam-d2v 18 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏❤️❤️❤️❤️

  • @weinikeleta3461
    @weinikeleta3461 18 วันที่ผ่านมา

    Nay behaki des zebel mezemur kale Zemare yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalka Hawey Natey 🙏kibri megosen ne Abotatina Yekun 🙏🙏🙏❤️✝️✝️✝️

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan1022 19 วันที่ผ่านมา

    Amen zmarie melakti yesmalna Xegu yebezhlkum Fetari kburat yhwatey ❤️❤️😥👏

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh 18 วันที่ผ่านมา

    Zemare makaketi yesemalna ❤❤❤

  • @dgxt1908
    @dgxt1908 18 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መልእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕ❤❤

  • @መርሂዋትጓልተዋህዶ
    @መርሂዋትጓልተዋህዶ 19 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መልኣክት የስመዐልና ብሩኻት✝️🙏

  • @azieb09
    @azieb09 18 วันที่ผ่านมา +1

    ዝማረ መላክት የስማልና

  • @MnsuorMakrami
    @MnsuorMakrami 9 วันที่ผ่านมา +1

    እልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @FiyoriErtra
    @FiyoriErtra 18 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen zemare melakit yimealin Eziabheri Amlak xegou yabzaliku ❤❤❤🎉🎉

  • @fqridebresina4506
    @fqridebresina4506 19 วันที่ผ่านมา

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር❤

  • @Mussie_Alema-21
    @Mussie_Alema-21 19 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ብሩኻት❤❤❤❤❤❤

  • @SenaitTesfamichael-z4c
    @SenaitTesfamichael-z4c 18 วันที่ผ่านมา

    Zmare melaet yesmeana
    Xega abrsi xega yhabkum fetari!!!

  • @SamiSami-m4o
    @SamiSami-m4o 19 วันที่ผ่านมา

    ዝፈትዋ መዝሙር ደስ ዝብል ቃል ህይወት የስምዓልና ❤❤❤❤❤

  • @akberetg.michael542
    @akberetg.michael542 17 วันที่ผ่านมา

    Amen amen tsegu yebzahakum ewanawit btaemi mesatit mezmur kulatna nab amani orthodox tewahdo shr ngbera endabelkum nay zeben agelglotkum ybarkelkum amenn

  • @AdiamteklemariamGebrezghi
    @AdiamteklemariamGebrezghi 14 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen Ellllllllllllll

  • @militegebrenegus6390
    @militegebrenegus6390 19 วันที่ผ่านมา +2

    Zimare..melakt. yesmalna Amen.amen Amen

  • @Eritrean.flower
    @Eritrean.flower 17 วันที่ผ่านมา +1

    Zmarme melaekt yesmeolna 🙏🙏🙏🍀🪴🪴🍀🪴🪴

  • @yonastsadik1416
    @yonastsadik1416 18 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen zmare melaekti yesmalna lbka zeresrs mezmur ❤❤❤

  • @Sara-tb4ty
    @Sara-tb4ty 18 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ሓጥያተኛ በደለኛ ኣነ ይሙት/ይጥፋእ

  • @yhdmdslfsz5021
    @yhdmdslfsz5021 18 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መላክትን ያሰማልን በፀጋው ተባረክ

  • @YosanYosam
    @YosanYosam 13 วันที่ผ่านมา

    Amen (3)❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AranshiFessehaye
    @AranshiFessehaye 12 วันที่ผ่านมา

    Zmarie melakt yesmalna.

  • @Meaza.Gezae100
    @Meaza.Gezae100 18 วันที่ผ่านมา

    Amen amen 🎉🎉🎉🎉 ❤❤❤❤❤❤ kal hiwet yesmealna bruk hawuna

  • @freweynihailemichael3385
    @freweynihailemichael3385 18 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen zimare melakti yesmealna kuburat yehwat egziabher anlak xegeu yebzehelkum 🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻💒💒💒⛪️⛪️⛪️⛪️

  • @ghebretmsaeweldegebriel6432
    @ghebretmsaeweldegebriel6432 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ ዝማሬ መላእክት የስምዓልና , ❤❤❤

  • @LetekidanGebrezgabher
    @LetekidanGebrezgabher 18 วันที่ผ่านมา +1

    Nay behaki
    Zmare melaekti ztekrbele zmarekum ykebelelkum fkurat yehwarey

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 18 วันที่ผ่านมา +2

    እዛ መዝሙርስ ክንደይ ትጥዕም እያ 4 ግዜ ስምዕያ ኣለኩ 😢😢😢😢🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Lul_Sokar
    @Lul_Sokar 16 วันที่ผ่านมา

    Zmare melakt yesmealna 🙏❤bteami meharit mezmur eya nbska ktftsh tdefafaka🥺🤲amlak xegu ybzh

  • @AwetLove-mu9kk
    @AwetLove-mu9kk 18 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
    ንሕናስ ሕጊ ኣቦታትና ካብ ንሓድግ ሞት ይሕሸና ። ኦ ጎይታ ሰብ ክንከውን ሓይልካ ሃበና

  • @Fnotebrhan5417
    @Fnotebrhan5417 19 วันที่ผ่านมา

    ዝማረ መለእክቲ የስማዓልና ፍቁራት የሕዋተይይይ❤❤

  • @kedawithaile6494
    @kedawithaile6494 18 วันที่ผ่านมา

    Hatatena ane eye mo bedelena anen ytfae❤❤❤

  • @tiebeyohanes4947
    @tiebeyohanes4947 18 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen zmare meleakti yesmealna❤❤️⛪️⛪️🙏

  • @temesgenfetari7680
    @temesgenfetari7680 18 วันที่ผ่านมา

    ዝማሬ መልእክት የስመዓልና ❤❤❤

  • @ትግረይ-ዠ2ፀ
    @ትግረይ-ዠ2ፀ 18 วันที่ผ่านมา

    ዝማረየ ማላእክቲ የስመዐልና

  • @NazretAmare
    @NazretAmare 19 วันที่ผ่านมา

    Zimare melakti yesmalna Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ ❤

  • @luamtekie565
    @luamtekie565 18 วันที่ผ่านมา

    Behaki des zebel mezmur, Egziabher xegu yebzhalkum🙏🏿

  • @rahelkasay7937
    @rahelkasay7937 19 วันที่ผ่านมา

    Zemari melakti yesmana AMENNNN 💝🌹🙏