ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይኣቦ ዝኾነኒ ሚካኤል ዩ ኣቦይፍሉይ ዩ ንዓይ ሚካኤል ፍሉይ ዩ ንዓይብክንፉ ሸፊኑ ኣብቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይ ኣይደንቀንን ዝሓለፍክዎ ታሪኸይ ሚካኤል ዩ ዘጸበቆ ንሕይወተይ ኣይርስዖን ንሱ ኣይትርስዓኒ ኢለዮ ናይ ትማል ጸሎተይ እንሆ ሎሚ ሰሚዕዎሚካኤል,,,,,ዚ ኹሉ ዘመን ዝጾርካኒ ,,,,, ፍረ ንጽሕና ዘፍረኻኒ ,,,,,, ናይ ረዲኤተይ መሳልል ንሰኸመይ ተቅልልከይከፍኣኒ ንኽየድንን ክሳደይንከይሓዝን ንከይፈሥሥ ንብዓተይከይርሕቀኒ ሓጎስ ብመንፈሰይ ንኸይደክምካባይጎነይ ኣይርሕቅን ዘዕብየኒ ሚካኤል ሚካኤል,,,,ተዘይጸዊዐዮ ንስምካ ከመይ ክቀውም ኣብ ዙርያኻ ከምዝፈለምካዮ ንጉዕዞይ ኣጸብቆ መወዳእታይ ኣውዲቅዎ ናይ ጸላኢየይ ክፉእ ትልሚ ኣጓዒዙኒ ብጸጥታ መንገዲፍጹም ኣይከኣለን ከትርፈኒ ኣብ መከራኣቤት ዘደንቅ ዩ ናይ እግዚኣብሔር ድንቂ ስራሕ ሚካኤል,,,,, እሳተዊ ኢኻ ነበልባል ጸላኢ ቅድሜኻ ይቃጸል ንዓይ ሓይሊ ኻ ትምክሕተይ ናይ ዘለዓለም ሓላውየይ
አሰይይይይ ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና
ኣሜን! ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤ 🎉❤🎉❤🎉ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን እግዚኣብሄር ይባርኽልኩም ሚካኤል ኣቦይ ኣብ ስደት ንዘለና ደቅኻ ሓልወና ብክንፍኻ።
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሕ ❤❤❤❤❤❤
Zemare melkaket yesemealena Filliye. Thank you zekeyerekalna. Tseghu yebezehalka. 🙏🏼
Amen Amen Amen zemara melakit yasemalna hawey ❤❤❤🙏🙏🙏
ጠብቆ አሳድጎ ከልጅነቴአባት አባት እየሆነኝ ሚካኤል አባቴይለይብኛል ሚካኤል (2)በክንፍ ሸፍኖ በቤቱ አሳድጎኛል⛪🙏ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን ወንድማችን❤❤❤❤❤❤ ፀጋዉን ያብዛልህ🙏ዉድ የተዋህዶ ልጆች እንኳን አደረሳችሁ ሚካኤል ሊረዳን ይመጣል በያላችሁበት ተፅናኑ🙏⛪⛪⛪⛪🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና ድያቆነይ ካብቀደሙ መዛሙራትካ ሂወት እዩ ዝህብ፡ ንስኻ ሓደ ካብቶም እምነቶምን ሃይማኖቶምን ኣጽኒዖም ንወላዲተ ኣምላኽ ንመላእክቲ ንቅዱሳን በቲ ኣምላኽ ዘሃቦም ጸጋ ንስኻውን ጸገኦም ይኹን ክብሮም ሓሊኻ ትጎዓዝ ዘለኻ ኢኻ እሞ፡ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ፈጻሚ ድማ ይግበርካ፡
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን የአገልጉለት ዝመንህ ይባርክልህ ❤❤❤❤
አሜን ዝማሪ መለአክት ያሰማልን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤❤❤❤❤❤
Zmare Melaekit Yesmaelina Amennnnnn🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Amen amen amen ❤❤❤❤❤zmare mlakti ysmqalna yhwatna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ ዝማሬኩም ይቀበል ድያቆን ሓወይ
Aseyyyyyy nskas Tebarke fil haweyy team qsmakana zemenka kulu egziabher ybarkelka fleyyyyy
Amen zimare melakti yesmealna. Ewe fluy eyu neay Kidus Micheal. I am still alive because of Kidus Micheal saved me from terrible situation exactly 6 years ago. My gardian Angel Micheal❤
ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክት 👏ዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይ👏ዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይኣቦ ዝኮነኒ ሚካኤል'ዩ ኣቦይፍሉይ'ዩ ነዓይ ሚካኤል ፍሉይ'ዩ ነዓይ(2)ብክንፉ ሸፊኑ ኣብ ቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይኣይደንቀንን ዝሓለፍክዎ ታሪኸይሚካኤል'ዩ ዘጸበቆ ንሕይወተይኣይርስዖን ንሱ ኣይትርስዓኒ ኢለዩናይ ትማል ጸሎተይ እንሆ ሎሚ ሰሚዕዎሚካኤልዝ'ኹሉ ዘመን ዝጾርካኒሚካኤልፍረ ንጽሕና ዘፍረኻኒሚካኤልናይ ረዲኤተይ መሳልልሚካኤልንስኸመይ እተቅልልዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይኣቦ ዝኮነኒ ሚካኤል'ዩ ኣቦይፍሉይ'ዩ ነዓይ ሚካኤል ፍሉይ'ዩ ነዓይ(2)ብክንፉ ሸፊኑ ኣብ ቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይከይከፍኣኒ ንኽየድንን ክሳደይንኸይሓዝን ንኸይፈስስ ንብዓተይከይርሕቀኒ ሓጎስ ብመንፈሰይ ንኸይደክምካባይጎነይ ኣይርሕቅን ዘዕበየኒ ሚካኤልሚካኤልተዘይጸዊዐዮ ንስምካሚካኤልከመይ ክቀዉም ኣብ ዙርያኻሚካኤልከምዝፈለምካዮ ንጉዕዞይሚካኤልኣጸብቆ መወዳእታይዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይኣቦ ዝኮነኒ ሚካኤል'ዩ ኣቦይፍሉይ'ዩ ነዓይ ሚካኤል ፍሉይ'ዩ ነዓይ(2)ብክንፉ ሸፊኑ ኣብ ቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይኣዉዲቅዎ ናይ ጸላኢየይ ክፉእ ትልሚኣጓዒዙኒ ብጸጥታ መንገዲፍጹም ኣይከኣለን ከትርፈኒ ኣብ መከራኣቤት ዘደንቅ'ዩ ናይ እግዚኣብሔር ድንቂ ስራሕሚካኤልእሳታዊ 'ኻ ነበልባልሚካኤልጸላኢ ቅድሜካ ይቃጸልሚካኤልንዓይ ሓይሊ 'ኻ ትምክሕተይሚካኤልናይ ዘልዓለም ሓላዉየይዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይኣቦ ዝኮነኒ ሚካኤል'ዩ ኣቦይፍሉይ'ዩ ነዓይ ሚካኤል ፍሉይ'ዩ ነዓይ(2)ብክንፉ ሸፊኑ ኣብ ቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይ👏👏👏🙏🙏🙏🙏ብጀካ ሚካኤል፥ እቲ መስፍን እስራኤል፥ሓደ እዃ ዝሕግዘኒ የብለይን፥ ነዓይ ዝሕግዘንን ዚከላኸለለይን ሚካኤል እዩ ።(( ት/ ዳንኤል 10፥21))🙏
my favorite mezmur 😍🙏🏾 mikael aboy ❤️
ዝማረ መልኣክቲ የስአዕልና ድያቆን ሓወይ በረኸትን ረድኤትን ልማኖን ናይ ሊቀ መልኣኽት ቅዱሰ ምካኤል ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን።
Ellllllllllllllll zmare melaekti yesmalna
እግዚኣብሄር የኽብረልና ቋንቋ ንዘይንፈልጥ🙏 ዝማረ መላእክቲ የስመዐልናብሙዳይ ፍቅሪ ዝፈትዋ መዝሙርኻ ዝፈልጠካ 🥰😍
Xega goyta bumulu admka ysiabka hawey zmare melakt yesimealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ።
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና❤
Amen amen amen ❤❤❤❤
ወይቤሎሙ እግዚእ ኢየሱስ ለጴጥሮስ ወለዮሐንስ፦ “ሑሩ ወአስተዳልዉ ለነ ፍሥሐ ዘንበልዕ።”(ሉቃ 22:8)ደስታ ያለው መንሰፈሳዊ ምግብ በውነት !!! በጤና ይጠበቅልን የተዋሕዶ ዑንቅ ወንድማችን ሊ /መዘምራን ሰዋስው
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዕልና በረከቱን ረዲኤቱን ኣይፈለየና❤
Wawawwwwwwwwኣብሂወተይ አታ ፍሊቲ ምዝሙርርር ኣምልክ ዪባርክካ ፍልይ አዩ ናይ ሚካኤልልል
እልል ልብ ዝማሬ ቅድስ ዳዊት ዝዝተቀበለ ብዝማሬ ይቀበል ብሩክ ዲያቆን ❤ሊቀ መላእክት ቅድስ ሚካኤል ተራዳእነት የብዘሐልካ(ና)፫❤🎉❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና ጸጋ ድበ ጸጋ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓውና ❤❤❤።
Ma Blessed ❤
❤❤❤❤ zmare melaekt yesmealna "Micheal Aboy"
ድያቆን ሓወይ ጸግኡ የብዝሓልካ ቅዱስ ሚካኤል ይሓልካ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️❤️❤️🙏🙏🙏
✝️✝️✝️💚💛❤✝️✝️✝️
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና😘❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Amen zemarye melakti yesmealna d.fili hawey 🤍🙌🏾
❤❤❤❤❤❤❤❤💝💝💝💝💝🙏🙏🙏
🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Elll Ellll Elll Ellll zmarie melakti yesmalna Xegu yebzehlka Fetari Deacon hawey ❤️🙏
Amen Amen Amen Zmari melakti yesmolna ❤❤❤
🙏✝️❤
Zmarie melakti yeasmalna bruk hawey amlak xegiu yebzhalka ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉😊😊😊
❤❤❤❤❤❤🎉🎉.
ግጥም እባ ልአኩልና 😘
❤❤❤⛪⛪⛪⛪👍👍👍👍
Zemare melakti yesmalna ❤❤❤
Zemare melaket yesmalna 😍🙏🏻
ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፣ እንኮዕ ኣብጽሓና 12 ሕዳር ሚካኤል ክቡራት ኣሕዋተይ ኦርቶዶክሳዉያን ኣብ ፕሮፋይለይ ኣትኩም ሓዳስ ቻነል ከፍተ ኣለኩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብስም ቅዱስ ሚካኤል ከትሓልፉን።
ልልልልልልልልልልልልልልል
Amen
❤️💖❤️💖❤️💗 🎉
❤🎉❤🎉❤🎉❤
❤️💖❤️💖❤️💗
❤️💖❤️💖❤️💗 4:55
🎉❤💖❤️💖💖💗
💖💞💖💞👏👏👏
Amen zmare melakt yesmalna❤❤❤❤❤
💖💖💖💖🙏🙏🙏🙏
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤
🎉❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤️❤️❤️🙏🙏❤️❤️
❤❤❤❤❤
❤❤❤
ዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይ
ኣቦ ዝኾነኒ ሚካኤል ዩ ኣቦይ
ፍሉይ ዩ ንዓይ ሚካኤል ፍሉይ ዩ ንዓይ
ብክንፉ ሸፊኑ ኣብቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይ
ኣይደንቀንን ዝሓለፍክዎ ታሪኸይ
ሚካኤል ዩ ዘጸበቆ ንሕይወተይ
ኣይርስዖን ንሱ ኣይትርስዓኒ ኢለዮ
ናይ ትማል ጸሎተይ እንሆ ሎሚ ሰሚዕዎ
ሚካኤል,,,,,ዚ ኹሉ ዘመን ዝጾርካኒ
,,,,, ፍረ ንጽሕና ዘፍረኻኒ
,,,,,, ናይ ረዲኤተይ መሳልል
ንሰኸመይ ተቅልል
ከይከፍኣኒ ንኽየድንን ክሳደይ
ንከይሓዝን ንከይፈሥሥ ንብዓተይ
ከይርሕቀኒ ሓጎስ ብመንፈሰይ ንኸይደክም
ካባይጎነይ ኣይርሕቅን ዘዕብየኒ ሚካኤል
ሚካኤል,,,,ተዘይጸዊዐዮ ንስምካ
ከመይ ክቀውም ኣብ ዙርያኻ
ከምዝፈለምካዮ ንጉዕዞይ
ኣጸብቆ መወዳእታይ
ኣውዲቅዎ ናይ ጸላኢየይ ክፉእ ትልሚ
ኣጓዒዙኒ ብጸጥታ መንገዲ
ፍጹም ኣይከኣለን ከትርፈኒ ኣብ መከራ
ኣቤት ዘደንቅ ዩ ናይ እግዚኣብሔር ድንቂ ስራሕ
ሚካኤል,,,,, እሳተዊ ኢኻ ነበልባል
ጸላኢ ቅድሜኻ ይቃጸል
ንዓይ ሓይሊ ኻ ትምክሕተይ
ናይ ዘለዓለም ሓላውየይ
አሰይይይይ ልብኻ ዘረስርስ መዝሙር ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና
ኣሜን! ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤ 🎉❤🎉❤🎉ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን እግዚኣብሄር ይባርኽልኩም ሚካኤል ኣቦይ ኣብ ስደት ንዘለና ደቅኻ ሓልወና ብክንፍኻ።
እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል እልልልልልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሕ ❤❤❤❤❤❤
Zemare melkaket yesemealena Filliye. Thank you zekeyerekalna. Tseghu yebezehalka. 🙏🏼
Amen Amen Amen zemara melakit yasemalna hawey ❤❤❤🙏🙏🙏
ጠብቆ አሳድጎ ከልጅነቴ
አባት አባት እየሆነኝ ሚካኤል አባቴ
ይለይብኛል ሚካኤል (2)
በክንፍ ሸፍኖ በቤቱ አሳድጎኛል⛪🙏
ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን ወንድማችን❤❤❤❤❤❤ ፀጋዉን ያብዛልህ🙏
ዉድ የተዋህዶ ልጆች እንኳን አደረሳችሁ ሚካኤል ሊረዳን ይመጣል በያላችሁበት ተፅናኑ🙏⛪⛪⛪⛪🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ሓውና
ድያቆነይ ካብቀደሙ መዛሙራትካ ሂወት እዩ ዝህብ፡ ንስኻ ሓደ ካብቶም እምነቶምን ሃይማኖቶምን ኣጽኒዖም ንወላዲተ ኣምላኽ ንመላእክቲ ንቅዱሳን በቲ ኣምላኽ ዘሃቦም ጸጋ ንስኻውን ጸገኦም ይኹን ክብሮም ሓሊኻ ትጎዓዝ ዘለኻ ኢኻ እሞ፡ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ፡ ፈጻሚ ድማ ይግበርካ፡
ዝማሬ መላእክት ያሰማልን የአገልጉለት ዝመንህ ይባርክልህ ❤❤❤❤
አሜን ዝማሪ መለአክት ያሰማልን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእክት ያስመዐልና❤❤❤❤❤❤
Zmare Melaekit Yesmaelina Amennnnnn🙏🙏🙏
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና🎉🎉🎉🎉❤❤❤
Amen amen amen ❤❤❤❤❤zmare mlakti ysmqalna yhwatna 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤ ዝማሬኩም ይቀበል ድያቆን ሓወይ
Aseyyyyyy nskas Tebarke fil haweyy team qsmakana zemenka kulu egziabher ybarkelka fleyyyyy
Amen zimare melakti yesmealna. Ewe fluy eyu neay Kidus Micheal. I am still alive because of Kidus Micheal saved me from terrible situation exactly 6 years ago. My gardian Angel Micheal❤
ቃለ ሂወት ዝማሬ መላእክት
👏ዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይ👏
ዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይ
ኣቦ ዝኮነኒ ሚካኤል'ዩ ኣቦይ
ፍሉይ'ዩ ነዓይ ሚካኤል ፍሉይ'ዩ ነዓይ(2)
ብክንፉ ሸፊኑ ኣብ ቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይ
ኣይደንቀንን ዝሓለፍክዎ ታሪኸይ
ሚካኤል'ዩ ዘጸበቆ ንሕይወተይ
ኣይርስዖን ንሱ ኣይትርስዓኒ ኢለዩ
ናይ ትማል ጸሎተይ እንሆ ሎሚ ሰሚዕዎ
ሚካኤል
ዝ'ኹሉ ዘመን ዝጾርካኒ
ሚካኤል
ፍረ ንጽሕና ዘፍረኻኒ
ሚካኤል
ናይ ረዲኤተይ መሳልል
ሚካኤል
ንስኸመይ እተቅልል
ዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይ
ኣቦ ዝኮነኒ ሚካኤል'ዩ ኣቦይ
ፍሉይ'ዩ ነዓይ ሚካኤል ፍሉይ'ዩ ነዓይ(2)
ብክንፉ ሸፊኑ ኣብ ቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይ
ከይከፍኣኒ ንኽየድንን ክሳደይ
ንኸይሓዝን ንኸይፈስስ ንብዓተይ
ከይርሕቀኒ ሓጎስ ብመንፈሰይ ንኸይደክም
ካባይጎነይ ኣይርሕቅን ዘዕበየኒ ሚካኤል
ሚካኤል
ተዘይጸዊዐዮ ንስምካ
ሚካኤል
ከመይ ክቀዉም ኣብ ዙርያኻ
ሚካኤል
ከምዝፈለምካዮ ንጉዕዞይ
ሚካኤል
ኣጸብቆ መወዳእታይ
ዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይ
ኣቦ ዝኮነኒ ሚካኤል'ዩ ኣቦይ
ፍሉይ'ዩ ነዓይ ሚካኤል ፍሉይ'ዩ ነዓይ(2)
ብክንፉ ሸፊኑ ኣብ ቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይ
ኣዉዲቅዎ ናይ ጸላኢየይ ክፉእ ትልሚ
ኣጓዒዙኒ ብጸጥታ መንገዲ
ፍጹም ኣይከኣለን ከትርፈኒ ኣብ መከራ
ኣቤት ዘደንቅ'ዩ ናይ እግዚኣብሔር ድንቂ ስራሕ
ሚካኤል
እሳታዊ 'ኻ ነበልባል
ሚካኤል
ጸላኢ ቅድሜካ ይቃጸል
ሚካኤል
ንዓይ ሓይሊ 'ኻ ትምክሕተይ
ሚካኤል
ናይ ዘልዓለም ሓላዉየይ
ዘዕበየኒ ሓልዩ ካብ ንእስነተይ
ኣቦ ዝኮነኒ ሚካኤል'ዩ ኣቦይ
ፍሉይ'ዩ ነዓይ ሚካኤል ፍሉይ'ዩ ነዓይ(2)
ብክንፉ ሸፊኑ ኣብ ቤቱ ዘዕበያ ነፍሰይ
👏👏👏🙏🙏🙏
🙏ብጀካ ሚካኤል፥ እቲ መስፍን እስራኤል፥ሓደ እዃ ዝሕግዘኒ የብለይን፥ ነዓይ ዝሕግዘንን ዚከላኸለለይን ሚካኤል እዩ ።(( ት/ ዳንኤል 10፥21))🙏
my favorite mezmur 😍🙏🏾 mikael aboy ❤️
ዝማረ መልኣክቲ የስአዕልና ድያቆን ሓወይ በረኸትን ረድኤትን ልማኖን ናይ ሊቀ መልኣኽት ቅዱሰ ምካኤል ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን አሜን።
Ellllllllllllllll zmare melaekti yesmalna
እግዚኣብሄር የኽብረልና ቋንቋ ንዘይንፈልጥ🙏 ዝማረ መላእክቲ የስመዐልና
ብሙዳይ ፍቅሪ ዝፈትዋ መዝሙርኻ ዝፈልጠካ 🥰😍
Xega goyta bumulu admka ysiabka hawey zmare melakt yesimealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ።
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና❤
Amen amen amen ❤❤❤❤
ወይቤሎሙ እግዚእ ኢየሱስ ለጴጥሮስ ወለዮሐንስ፦ “ሑሩ ወአስተዳልዉ ለነ ፍሥሐ ዘንበልዕ።”(ሉቃ 22:8)
ደስታ ያለው መንሰፈሳዊ ምግብ በውነት !!!
በጤና ይጠበቅልን የተዋሕዶ ዑንቅ ወንድማችን ሊ /መዘምራን ሰዋስው