Interview with Abdella Hassen Part I 08 July 2020 ቃለ መሕትት ምስ : ገዲም ተጋዳላይ ዓብደላ ሐሰን ክ 1

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • Interview with Abdella Hassen Ali One of the Student Leaders in Asmara in the 1960s and a Veteran Freedom Fighter Part I covers his background, Asmara High School Students' Struggle for freedom, How and why he joined the ELF in 1967, His experience with American Journalist Jack Krammer and Aberra Mekonen in 1968.
    ቃለ መሕትት ምስ ገዲም ተጋዳላይን ዓብደላ ሐሰን፣ ድሕሪ ባይታ ፣ ቃልሲ ተማሃሮ አስመራ አብ ስሳታት ፣ ጉዕዞ ናብ ሜዳ ፣ ምስ አበራ መኮነን ንጃክ ክራመር አሰንዩ ናብ ሜዳ ምእታዉ
    مقابلة مع عبد الله حسن علي ، أحد القيادات الطلابية في أسمرة في ستينيات القرن العشرين ، ويغطي الجزء الأول خلفيته ، نضال طلاب مدرسة أسمرة الثانوية من أجل الحرية ، كيف ولماذا انضم إلى جبهة التحرير الأرترية٬ تجربته مع الصحفي الامريكي جاك كرامر الذي دخل الميدان في عام ١٩٦٨

ความคิดเห็น • 1

  • @adamzfn6241
    @adamzfn6241 23 วันที่ผ่านมา

    መምህር አበራ መኮነን ክትብል ከለካ ዓዱ ዓዲ መንጎንቲ ቅድሚ ምውጽኡ ዳይረክተር ዝነበረ አብ ዓረዛ ንመጀመርያ አዚለ ኮይነ ዝተመዝገብክሉ ዝነበረ አብቲ ግዜ ቁልዕነተይ ዓረዛ ከም ገምገም ቆላን እቲ ግዜውን ወዲ ዓወተ ናይ ልበይ ንምሸተ ተባሂሉ ዝድረፈሉ አብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዚዬደ አኮሎም ደንበላስ ብፍላይ አብ ዓንቦሪ ነጪ ለባሽ ምስ ጀብሀ ብዙሕ ውግአት ተካይዱ አብዚ ግዜዚ ዓረዛ ብጦርን ነጭለባሺን ኮማዱስን ተዕሉቅልቅ ነበረት ከም መናሀርያ ዓረዛ ክጥቀሙ ዝመጽ ኮማንድስ መምህር አበራ መኮነን ብሕዝቢ ዓረዛ ሑቡብ ስለ ዝኮነ ሜሰቶም ደቂ ዓዲ ከዕልል አብ እንዳሰዋ ጸኒሑ ንገዝኡ እንዳ ከደ ኮማንዲስ ይላከፍዎ እንታይ ኢለሞ ወይ እንቲይ መሊስሎም አብቲ ሜዳ ቤት ትምህርቲ ንጉዝኡ ቀረባ ቦታ ይሀርምዎ ቆልዑን ኩዑሶ እግሪ ንጻወት ስለ ዝነበርና ነቲ ምልልስ አየስተብሀናሉን።መምህር አበራ እዞም አብዑር ሀሪመሞ ተባሂሉ ህዝቢ ዓረዛ ገለ ዝስድመም ገለ ዝሐረቀ ገና ኩነታቱ ከይተሐተ ጂግና መምህር ዳየረክተረይ አብ ግዜ ንሰነተይ አበራ መኮነን ኬይዱ ናብ ገድሊ አነ ውን ሰዊደ ድሕሪ ብዙሕ ከንታላት ምብላዕ ሜዳ ተሰሊፈ ።I hope guys you are talking a bout him.