An interview with Tekle Melekin Part 3 ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳላይ ተኽለ መለኪን ክ 3 مقابلة مع المناضل تخلى ملكين ٣

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ก.ย. 2024
  • ቃለ መሕትት ምስ ተጋዳላይ ተኽለ መለኪን ክ 3 ፥ 02.08.2020 ምእታው ታሓኤ ንሱዳን ፣ ኩነታት ተጋደልቲ አብ መደበራት ከረኩንን ታዳይን፥ ሰሚናር ራሳይ፣ ዕልዋ መጋቢት 25 1982 ፣ናይ ዐይኒ ምስክርነት ብዛዕባ መስዋእቲ ተጋዳላይ መልኣከ ተኽለ
    Interview with Tekle Melekin P 3 on the entry of the ELF to Sudan 1981, ELF forces in Taday and Kerekon camps in Sudan, the Seminar in Rasay, the coup of 25 March 1982, an eyewitness account on how Melake Tekle was killed
    مقابلة مع المناضل تخلى ملكين رقم ٣ حول دخول جبهة التحرير الإريترية إلى السودان ١٩٨١ ، قوات الجبهة في معسكرات تآداي و كركون في السودان ، سمينار راساي ، انقلاب ٢٥ مارس ١٩٨٢ ، استشهاد ملئكي تخلى

ความคิดเห็น • 10

  • @omrtm3236
    @omrtm3236 4 ปีที่แล้ว +2

    Thank you very much for sharing your experience at the field. Can you write write a book about Jebha before and after dismantled the organization.
    The sound quality was very poor

  • @tesfaymesghina6635
    @tesfaymesghina6635 4 ปีที่แล้ว +5

    መሓመድ ኬር ብተኸታተሊ ምስ ሰነድ ሰውራ ኤርትራ ዝኾነ ተኽለ መልኪን ብሕቶን መልስን ዝቐረበ ሓቀኛ ታሪኽ ዝምስገንዩ:
    ሓው ተኽለ መለኪን ካብቶም ብሂወት ዘለው ምስክር ናይዚ ኣገዳሲ ሓቀኛ ታርኽ ምኳንካ ነቲ ኣብ መስርዕ ናይ ውድብ ዝነበረ ዘይከሓድ ሓቂ እኳ እንተኾነ እቶም ኣብ ሜዳ ኣብ ዝተፈላለየ ጽፍሒ ቤት ጽሕፈታት ዝነበርኩም ካድራት ብ10 ካርታ እትፍለጡ ነዚ ነባሪ ታሪኽ ንከይቅህም ብቴለ ኮንፈረንስ እናተራኽብኩም ኣብ መጽሓፍ ኣስፊርኩም እንተትዝርግሕዎ ምጠቐመ ነይሩ::

  • @abdullagieme6216
    @abdullagieme6216 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you Dr Mohamed kheir for the interview and thanks Tekle Melikin for the important history, but unfortunately the sound is poor and not understandable, I would suggest to put it together for a book, thanks again, Abdulla Gieme from Australia

    • @andemehari2332
      @andemehari2332 3 ปีที่แล้ว

      ብታዕሚ ትሕዝኑ ክልቴኩም ኣብቲ ቃልሲ ዝነበርኩም ኣይመስለንን
      ምክንይስቱ ኣብ ውግእ ሕድሕድ ዝተሳተፉ እንተ ዘዕልልሉ ንታሪክ ምጠቀመ እምበር ናትኩ ዕላል ዕላል ድኣ'ምበር ታርክ ኣይኮንነን
      ንዝወዓሉ ሕተቱ ።
      ታሪክ ኣይተብላሽዉ።

    • @eyorzeray6797
      @eyorzeray6797 ปีที่แล้ว

      ብሰንኪዉዱቅ መራሕቲ ጀብሀ ተሳዒርና። ክሳብ ሕጂ ዝገርመኒ the soo called eritrean opposition never mention fir yrs ብዛዕባ ወያነ ምስታፍ አብ ዉግእ ሕድሕድ እቲ ብሐየሎም ዝምራሕ 2pregade weyane fought against us till we get to haykota...
      አዉሔ was the last battle ብቅድሜና shabia ብድሕሬና ወያነ we lost the war becouse of weaked elf leadership...

  • @eritrea-sbketieritreabeaut2094
    @eritrea-sbketieritreabeaut2094 4 ปีที่แล้ว +2

    መሽኩነት ተቓለስቲ ! ክቡር ወዲ መለኪን ጽቡቕ እዩ እቲ ዝሓለፍኩሞ ተመክሮታት ንህዝቢ ምክፋልካን ምምዝጋቡን። እቲ ጸገም እቲ ሽግር ቀጻሉ ንህዝብናን ንተቓለስትን የርክበሎም ምህላዉ እዩ።ኤርትራውያን ተመክሮናን ዓቕምንናን ጠርኒፍና ነቲ ኩነታት ክንቅይሮ እንተዘይ ክኢልና ነቲ ነዊሕ መዳባት ጽላእና ዕድል ምሃብ ከኣይከውን።

  • @beingtewahdo7699
    @beingtewahdo7699 3 ปีที่แล้ว

    ሰላም ኩቡራት ኣቦታት ብመጀመርያ ነቲ ዘባጻሕክሞ ተመክሮ ኣዚየ የመኣግነኩም። ግን ከኣ ነቀፈታ ኣለኒ ስለምንታይ አኩም ብዛአባ ዕላማ መቅተሊኡን ቀታሊኡን ዋላ ክትዛረቡላ ዘይከኣልኩም።ምክንያቱ ኣብ ኢንተርቬው ብዙህ ግዜ ሰሚዕዮ፡ ዓብደላ እድሪስ ዝለኣኮም ምኳኖም ካብ ብዙሓት፡ናይ ኣደባባይ ሓቂ'ዩ።

  • @NewVisionAfrica-wq2sw
    @NewVisionAfrica-wq2sw 2 หลายเดือนก่อน

    Instead focusing on a more critical and central factor to the genesis of the split within elf in the post 1967 crisis which was the rift between the western vs eastern lowlands components of the organization, the discussion mistakenly placed the role of Eseyas as the decisive one. Even in the absence of Eseyas, the internal development and its outcome of elf fragmentation could have taken place

  • @alazartensew5913
    @alazartensew5913 3 หลายเดือนก่อน

    "ሜዳ ኤርትራ ልዕሊ ሓደ ውድብ ክሽከም ኣይክእልን እዩ" ኢላ መጀመርያ ባዕላ ኲናት ሕድሕድ ዝጀመረት ጀብሃ ዶ ኣይኮነትን!!

  • @eyorzeray6797
    @eyorzeray6797 ปีที่แล้ว

    abdela rdries failed us ..not shabia