Wedi Jebeli eti ztaye Seb eyu msom msrah sle zabeyom kekafwo fetinom entay gedeso bzaba hiwetu anta nabey ena knkeyd hasad ... bela wedi Sewra felitkayo aleka n Yonas 👍
Eti niseb kab zelowo zimekil zihib si kihigsz u zelowo haguzwo tom dege zelekum wedi sewura ka kedem ayfetwekan ye nere beza nay wedi jebeli gin adinkeka xubuk sirha u kexulo ajoka❤
ወዲ ጀበሊ ቡሩክ ኢዩ ናይ ባሓቅ 8000 ተተከፊሉ ንሰብ ዝሕጊዚ ተኮይኖ ንገዚእ 1000 ዘይብሉ ዝኣቱ ተኮይኑ ሰብ ኢዩ ናይ ባሓቅ ❤❤❤
ያየሕዋት ንወዲ ጀበሊ ንሓግዞ ዮናስ ዝዛረቦ ዘሎ ብመሰረቱ ገጋ እዩ ኩሉ ወዲ ጀበሊ ከመይኢሉ ዓብዩ ንፈልጥ ኢና ንነብሰይ ዝል እዩ ዝህበነይሩ ዮናስ ሓሳዊ እዩ
ኣይትፍርደ ።
ክምያቱ ኩሎም ነናቶም ኢዮም ዝዛርቡ ዘለው እንተ ኪኢልካ ግን ኣራዳዳኣዮም የቀንየለይ
ዩናስ ሰራቂ ኢዩ.ንወዲ ጀበሊ ክንሕግዞ ኢና
ኣታ ምምሕዳር ኣይመጸናን ኣይሓበረናን ትብል ዘላ ሲ ሓቢርዋ ውን ሓንቲ ኣይምገበረትን በቃ እዛ ዓለም ጨናዊት ሲ ተበላጽን ጨናውን ዓማጽን ክነብረላ ወዲ
ናይ ባሓቂ ወዲ ስወራ ቁኑዑ ዘረባ ኣዪ ተዘረቡ ንወዲ ጀበሊ ዕደመን ጥዕናን የሃብኻ 🙏🙏🙏
ዮናስ ኩፍእ ግብሪ ሐሳድ
Melakie
ሓሳዊ ንኽተባእስ ንምንታይ ክትዓርቅ ዘይትፍትን ደገምቲ ዘረባ ብሓሶት ቤት ጽሕፈት ውሕጅ ኣይነበረን @@Dngleywahsey6179
Yonas kab entay aynet dhre bayta zelewom sdrabet khtettelu ygbae…
Ab Eritrea tekafilka blae…lewha zkone dka hzbi eyu zelena .
Yonas gnnn beftsim khtettt zlewo seb eyu.
Tezeykoinu kab nefsi wekef video nay wedi jebeli zekaebetwo atawi kinrekbo kfelton kelilll eyu
እንታይ ትፈልጦ ኣለካ ጃዕባብ። እዚ ተመስገን ክብል ኔርዎ ከማን። ዋርሳይ ሂወት እንዳሃበ 800 ናቕፋ ኢየን ደሞዙ....ወዘተ
የናስ ዓይኒ ብዓይኒ ይሕስዶ ኣሎ እንበርዶ ኤርትራዊ ዲዩ ኩፉእ ጉማሬ ሐሳድ
ናይ ብሓቂ ኩቡር ሓው ከም ወዲ ጀብሊ ተኽፋልይ ክንሱ ማዕር ኣብ ሂወቱን ስድራቤቱን ዘኣቱው ኣይኮነን ንሰብ ድላዪ ክዛርብ መስሉ ኢዩ ኣይረብሕኩን ተይልካ ጻዕዳ ይጽናሕካ ኢያ ፈውሳ,ማዕረ መምሕዳር ምክያድ ጸቡቅ ኣይከንን የንስ ፎኪሱ ናይ ብሓቂ
❤ሰላም ወዲ ጀበሊ(ጀበሊ ማለት እታይ ማለት እዩ ትርጉሙ)ዮናስ ወይ ኡ ኣይፈለጠን)ወዲ ጀበኒ ኣያይ❤ባእምሮኻ ክጻወት ዝኽእል ማንም ሰብ የሎን❤
ንዮናስን ንከም ኡ ዘኣመሰሉን ግና ብገጋኦም ዝመሃሩ ይግበቶም ፈጣሪ።
ወዲ ጀበሊግና ከም ሸምዓ እናበራህካ ከም (ጀበል ደብር ጊራ ጎቦ) ብርሃንካ እዩ ዘብርህ እበር በሪኽ ብምዃንካ ዘርክበካ የሎን። ኣብ ልቢ ብዙሓት ብርሃንካ ደሚቁ እዩ።
ካብ ልዑል ፈጣሪ ንዝተዋህበካ ህያብ ማንም ክወስዶ ኣይክእልን።
ክምሃር ካባኻ ደኣእበር፡
ዘይናቱ ኣእምሮ ከም ናቱ ኩቆጻጸሮ ዝፍትን ሰብ ከኣ ውዕሉ ሓዲሩ ኣብ ተምላስ እዩ ዝቅየት።ኣብ ዓለምና ድኽነት ኣይኮነን ኣነዋሪ።
ብዘይ ናትካ ኣእምሮ ክትዓቢ ምጽዓር እዩ ካብ ነውሪ ኣነዋሪ።
ውዲ ሰውራ ናይ ባሓቂ ፈትሓዊ እኻ ❤
ናይ መወዳታ ዮናስ ሓሳድ ሰራቂ ኢዩ
በትሪ ሐቂ ትቀጥን እምበር አይትሰበርንክብረት ይሀብካ ዝሐወይ፣
ክኸፍል ዕቕሚ እንተዘይቡሉ ድኣ ዓራቱ ተሸኪሙ ክኸይድ እዩ እንበር እንታይ ድኣ ክገብር እሞ።
ዓቕሚ ገንዘብ ዘለዎ ድኣ ኣይኮነን ዶ ክሽከምስ ናብ ማኪና ከማን ኣይምጽዓናን ስራሕተኛ ምገበረሉ እንበር።
ጸገሙ ኢኻ ትነግረና ዘለኻ እንበር፡ ትሕዝትኡ ኣይኮንካን ትነግረና ዘለኻ ሓውና ዮናስ።
ድሓር ክኣ ክሳብ ክንድዚ ንዑኡ ገዲፉ ንድኻታት ዘለዎ ዝህብ ሰብ ድኣ ክድነቕ እንበር ክጽረፍ ዘትግብኦ። ዓለም እኮ ንዓይ ንዓይ ሰለ ዝብሉ ዝበዝሕዋ እያ ኣሸጋሪት ኮይና ዘላ፡ እንበር ከም ናይ ወዲ ጀበሊ ኣለኹ ዝብሉ እንተዝህልዉዋ ድኣ ዘይምተሰደድና።
Jegna wede sewra. Thank you for telling the truth. I agree with you
We love Wede Gebele. He’s funny kind man. ❤❤❤
yonas buda 😢 wedi jebeli king memhr hiwetey eka ❤😢
አጆኻ ወዲ ጀበሊ ሐወይ እታ ተመስገን ትብላ ክትረድአካ እያ ዮናስ ዘንጎ አይፈርስን እዩ ትብል ንምንታይ ዘንጎ “ኸ” አይነጥብን ድዩ ዘረባኻ አዔርዯ አብ ከብዲ ጽጉብ የለን ጥሙይ እዩ ። ወዲ🙏ጀበሊ🙏አምላኽ ምሳኻ ይኹን።
ሓቂ ሓቂ እያ ንድኻ ወደይ ይሕገዝ እንበር ይወረድ ዓገብ ዓገብ ስለዚ ድሉዋት ኢና ክንሕጊዝ 12:03 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍
Smart analysis.love you bro. Thank u very much ❤❤❤❤❤
Always welcome
ወዲ ጀበሊ በጃ ሕዝቢ ዝነብር ኣቦ ሕዝቢ እዩ ። 5ተ ከም ወዲ ጀበሊ ንኤርትራ ይአኽልዋ እዮም ወዲ ጀበሊ ክብሪ ይግበኣካ እዩ !❤
ዮናስ ሐሳድ አይትኩን ነውሪ ኢዮ እዚ ትዛረቦ ዘለካ ዓዘራ እዮ
ኢንታይ አዩ ኣራክበዎም ስጋብ ኩንዱ ኢሞ ካ ን ወዲ ጄብል 😢😢ቡዳ ቢፈታዊ ኢዩ ዝጅመረ ዝበሃል ሓቂ ኢዩ😢😢😢😢😢😢😢
Wedi sewura hasad eka kab maebel nab beal yonas segirka nmntay eka wegen hizka seb tebalie hasad
"ካብ በዓል ኣፍ በዓል ጣፍ" ዝሕገዙ ብዙሓት ኣለዉ ኣብ ኤርትራ ኣቦታቶም ምእንቲ ሃገር ዝሓለፉን ከርተት ዝብሉ ደለዉን።ኣይትሓግዝዎ ኣይኮንኩን ዝብል ደለኹ ካብኡ ዝኸፍኡ ኣለውን ኣብ ሃገርናን ህዝብናን።ካልኣይ ዮናስ ከምኡ ተኸፋሊ እምበር ይትዩበር ኣይኮነን።
ዓገብ ዮናስ ዓገብ ። ወዲ ጀበሊ ካብ ኣተዓባበረይኡ ካብ መንነቱ ካብ ዝኽትምንኡ ብኹሉ ዝተበደለ ፀባም ሰብኣይ አረዪ። ብሰንኪ‘ዚ ኣብ ርእሲ ወዲ ጀበሊ ትገብሮ ዘለኻ ግፍዕን ጸለመን ስምካ ተበሊሉን ባይታ ዘቢጡን እዩ ዘሎ። ኣምላኽ ፍራሕ መስኪናይ ስለ ዝኾነልካ ኣይትደንድኖ ።
Yonas bhaki Hasad
Wedi jebeli memhr eyu yonas amselu hasad
Wedi sewra hawey anbesa
አይትፍረድ ከይፍረደካ ወዲ ጀበሊ ካብ ሰቡ ድበለጸ ጸገም የቡሉን ካብኡ ንላዕሊ ምስ ብዝሕ ስድራ ክንደይ ተደፍና አምላክ ናይ ብሓቂ ሓገዝትን ርሁርሃትን እንተ ኮንኩም አብ ካልእ ሽግራት ሓግዙ ወዲ ጀበሊ ነቶም ብቅልዕነቱ አብ ጊንዳዕ ደዕበይዎ ስድራ ክሳብ 7ክፍሊ አሚሂረሞ ካብኡ ንድሓር ከም ሰቡ ናብ ስደት ሱዳን1981 አምሪሕ አቡኡ ከአኒ አይሰርሕ ኮፍ ኢሉ ይነብር ንዓ ስዕድያ ክንወስደካ ተባሂሉ ድአበየ እዩ ሕጂ ከም ዓቢ ስራሕ ድሰረሖ ቡዙሕ ትዛረቡ አለኩም ናይ ብሓቂ ሐገዝቲ እንተኮንኩም ቡዝሕ ሽጉራት አለው ንዕእም ሓጉዝ እምበ አብ ዕንክሊል አይትንበሩ 🙏🙏🙏❤️
Kenday tarik zelewen,ab endasunklan,zenebra,adetat,zeyhagozue,bezaba hade sebay yezarebue,betami tehazen.
እዋእ ንወዲ ጀበሊ ክንሕግዞ ኢና፡ ንስካ ብገንዘብና እንታይ ይምልከተካ፧.
ኣብ ዝሓለፈ ግዜ 3 ግዜ ኦፕረሺን ጌሩ 7 ቆልዑት በለስ ሸይጡ ዋርድያ ሰሪሑ ዝቅልብ ስድርኡ ሪኢና ነዚ ምትብባዕ ደስ ይብለካ። ወዲ ጀበሊ ነዛ ሓንቲ ርእሱ ምኻን ሲኢኑ ድዩ። ወትሃደር ኣብ ኤርትራ ከመይ ጌሩ ደቁ ይናቢ ኣሎ። ስለዚ ኤርትራዊ ይሰርሕ ንእሽቶ ደግፉኒ ኣተባቡዑኒ ከኣ እብል እምበር።
ዮናስ ዓቢ ጌጋ ኢዩ ዝጋገ ዘሎ
ዮናስ ሓሳድ
ወዲ ሰውራ ሎምስ ናይ ለባማት ክትዛረብ ጀሚርካ፡ድሮ ረሲዕካዮ ኣብ ልዕሊ ማዕበል ዝተዛረብካዮ ሕስድና።
እቲ ጉሒላ ዩቱበር ዝበልዖ መሲልዎ ክእክብ ካብ ድኻታት ኣብ ሳንዱቅ ታዓኽሊሉ ከይዱ ምስ ክሻ ሓጥያቱ ።ካሎኦት ካብዚ ተማሃሩ እቶም ጎሓላሉ
Wedi Jebeli ❤❤🇪🇷🇪🇷♥️♥️🇪🇷♥️♥️🙏🙏🙏🎉🎉
Eway kemaka yebzhu neamese zeseleu❤❤❤❤❤
ወዲ ጀበሊ አቢ ሰብ eika ለባም ሚዛናዊ ሕልናዊ ሰብ eika አጆካ አብ leleka ዝግበር ሻራን ጉርሕን ሕስድናን ብትሪ ንቃወም 😢😢😢😢 the sistem fail on you but we don't fail on you
Eway gedam geaykum abze kekowen ce teahefru nxt pls Part 8
Ajoka wedi jebeli❤❤❤❤
Ember do tuauy eyu ezi yonas zibhal bhaki ageb gezeb ete tewesede kab Nay yoonas Juba aykonen slezi wedi Sewura xubuk Mizan hizka aleka
ዮናስ I Support You 100% . ነዞም ትሩፋታት ዋና እዝኣ TH-cam ዋጋ ኣይትሃቦም: ምኽንያቱ ምስ ዝነፈሰ እዮም ዝነፍሱ there IQ is less than zero …
ምሽዶ እሞ ተሕሽዋስ ኩሉ ሰብ ተላዕልዎ ኣሎ ሰብ ምብዳል ነዉሪ
ኩሉ ህዝቢ ምስ ውጹዕ ወዲ ጀበሊ ኣሎ.
Wedi jebli shikor❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Yonas werada eka .
Seraki mobae baelu elefalef ,Yonas
Senay afka haz lekbat zeytfelto aytzareb
ናይ ቢሓቅ ዋዲ ሳውራ ጂግና ፍትሓዊ
Zeymelketeka gerka Yonas. Inte xelikayo seqq mebelka. Baessi annisti gerkayo. Sorry bello. ❤
yonas buda hasad lekbat
Wedi sawra Anbasa
I think this has gone far to personal attack rather on attempting to solve and help the issues to settle in better and strong ground
ሃገር ፈሪሳ መን ይጸግና፧ ወዲ ጀበሊ ዕድለኛ።
ታይ ኢኩም ዛዘረባ ትደጋግምዋ ተመሊሶም ብጽቡቅ ንክሰርሑ ዘይተሕግዙ ንባዕልካ ለባም መሲልካ እንዳቀረብካስ ንሰብ ትነቅፍ ኣለካ በዚኣ ሃጋፍ ረኪብኩም መሸቀጢ ትገብሩ ኣለኩም ኣፍኩም ዘይትእክቡ ወይ ሓገዝኩም ኣበርኪትኩም ወድኡ ለባም ለባም ጸወታ
ወዲ ጀብሊ አጆኻ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ. ወላ አይፍረሶ አቦና ወዲ70 ዓመት እዩ ዮናስ ቀናእ ምንቀኛ ኢኻ 😮
ዮናስ እውን እታ ሓቂ እዪ ተዛሪቡ።
ወዲ ጀበሊ ደመወዝ ወሱኩለይ እንተዘይሉ ከም ዓሻ ማንም ሰብ ክጥቀመሉ እዪ
- ወዲ ጀበሊ ንመሰሉ ክጣበቅ አለዎ ምክንያቱ ሓዳ ሓደ ግዜ ወዲ ጀበሊ ዝዛረቦ ዘረባ ዝዋቅዐ እዬ፣ ገንዘብ አይደልን፣ ሃብቲ የፍርሐኒ ይብል እዪ
Wedi Jebeli eti ztaye Seb eyu msom msrah sle zabeyom kekafwo fetinom entay gedeso bzaba hiwetu anta nabey ena knkeyd hasad ... bela wedi Sewra felitkayo aleka n Yonas 👍
Yes tebit zmelo,
Yonas Hassawi eyo
✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅✅
ኣታ ኣብዚኣስ ባ ፉትሓዊ ኮንካ የሕጺርካያ ግን እታ መደብ
Nay lbey ilkaya
وادي الجبالي هو معلم محترم للغاية في بلدنا.
ወዲ ጀበሊ ቡሩኽ ሰብ እዩ ለዋህ ሐወይ ሐብተይ ባሃሊ ምስ ጱጉም ደው ድብል በሃሊ እዩ
Eti niseb kab zelowo zimekil zihib si kihigsz u zelowo haguzwo tom dege zelekum wedi sewura ka kedem ayfetwekan ye nere beza nay wedi jebeli gin adinkeka xubuk sirha u kexulo ajoka❤
❤❤❤
Yenas Rgum seb ika hilina zeyblka
ya eza yonas zebhal hade weyal hasad eyuo gen
Yonas hasad men qegna eka .geza ferisu kelo ayferesen tbil hasawi hsyu znbr hasad eka 💔😭😭😭
ወዲ ሰውራ ኣንበሳ በዓል ሕልና ኩሉ ሰብ ጉሁ ኢዪ ብዛዕባ ዮናስ ዝገበሮ ንወዲ ጀበሊ ግን ገና ክንሕግዞ ኢና
Ehhhhh zktmna zhalfo try eu zrdo 😢
ኣነስ ናይዞም ን ዮናስ ትፈርዱ ዘለኹም እዩ ዝገርመኒ፡ኣይትፍረዱ ከይትፍረዱ።
ገዛ ዘይኮነስ ከተማ ከማን ይዓኑ እዩ ሓደጋ እንተመጺኡ።
ዋይ ኣብ ጸርፍን ውርደትን ሲ ክነፍዕ።
❤️💯✅✅✅
ዮናስ ክብርካ ይፍረስ ሕሱር ሰብ ዝረሰሐ
ፈሪሱ አንዳ ረኣናዮስ ኣይፈረሰን ይብለና
Yonas nay bhake
Amlak zayfetwo serah serhu
kab ezges abu eyou wedi gebele amlak msaka ykun
Jigna Wedy Sewura❤
Hasadat
SELAM NMEN EKHA?
Ewowww kemdey kedgxeka da anes zektime abye gn eza wwdi jebeli zbela zereba keyhasebkula temeryes ade 4 welud ko koine geliu bgrhna tketo hiwet ywteka eu wedi jebli 😢😢😢
Wedi Sewra inte tekbro koinka.n wedi gebeli,gberelu kal key yezarebka.neakas Henok dra yrkebka weregna
Yonas ney behaki chekane u❤
ዮናስ ሓሳድ ወዲ ጀበሊ ከይ ሕገዝ ዝገብሮ ዞሎ ሸበድበድ ኣበይ ንምብጻሕ ኢዩ
እዞም ንሓግዞ ትብሉ ኣብ ግብሪ :ዘረባ ጥራሕ ዋጋ የብሉ :: I believe ወዲ ጀበሊ is ሃካይ (lazy) እዩ ::
እንታዩ ሞ ክሰርሕ ዋላ ሃካይ ተዘይከውን???
ይሰርሕ እንድዩ ዘሎ YouTub ስራሕ ኣይኮነን ድዩ ዬናስ ታይ ድዩ ዝሰርሕ ዘሎ ንሱ ዓዳሚ እቶም ኣጋይሽ ተዓደምቲ so ኩሎም ይስርሑ እለዉ።
ዋላ ሃካይ ይኩን ክንሕግዞ ኢና፡ ብገንዘብና እንተሓገዝናዮ እንታይ ይምልከተካ ንስካ፡ ሰብ ክሕገዝ ዘይትደልዩ እንታይ ዓይነት ሽግር ስለዘለኩም እዩ።።
@@God-db9vp you are a garbage (ጎሓፍ)
Entay Gedeso Yonas Srihu Zeygebr Kisab Mimhdar zekiyd Yeblun. Wedi jebel Seb Yihagiso Amlak Misaka Ykun Abona
Wedi jubel schkorrrr❤❤❤
Yonas zeyferese ayfereseni kibli aykelini eyu 😢😢
Iti haki wedi jebeli mis yonas terakibu Ab tawela kof yebel yezerareb shu kinfered semetaweyan aynukun
እዚ ደኣ እንታይ አለዎ ዮናስ መንጋግ ዘእሰሮም አብዚ አትዮም ከይትባህሉ ዝጠፍኡ አለዉ
አጆካ ወዲ ጀበሊ ጅግና
😢ኣታ ዮናስ ዝብሉካ ክንደይ ትጭክን ወዲ ጀበልጅ ምስኪን ኣሕ ኣብእርጋኑ ክንድዚ ጸለመ ሕሉፍ ሂወቱ ዘያክሎ ዘይትገድፍዎ ቁሩብ ዕድመ የን ዘለዎኦ ይተሓገዝ ባእ
ዮናስ ገሪባ ንመዋእል ዘይርሳዕ ጌጋ ተጋጊካ ..ወዲ ጀበሊ 50,000$ ምስ ተዋጻሉ ነቲ ገጽ ፈረስ ዝመስል ገጽካ ኣብ ቱርኪ ወሲዱ ከቀይረልካ ኢዩ😊
Lebam wedi sewra ab meelebia abxhaya edmen tenan yhabka
Yenas nay bhaqi resah seb eu ente nhna gin ejamna ngber
Yonas Hisdina niaka eyu qetilika Jelena tegenfila ninebsa eya tendid
የናስ ብጣሚ ተጋጋጊዩ ሕማቅ ግብሪ እዩ ከምዚ ምግባር ዓገብ በሉዎ
ምተረፎ እዚ ምልላይኩም ታ ድኽነቱ ምኣከለቶ ሕጊ ዘይብላ ሃገር: ከምድሌቱ ዝገብረካ እዋይይይ
Kab kulu zgeremeni , azera zereba natey kdan geru eyu zqerb ms bele qebixeyo bhaqi hasad, khtett alewo
Keyhafere ka yezareb Handap 200yebel hansab 8000 yebel antasep tauey seb ka temsel 😂😂😂😂😂😂😂😂😂!!!!!!
Shame off you yonas
ዮናስ፡ ጸለመ ኣብ ነብሰይ ኣይትምጽእኒ ዝዓይነቱ እዩ ገይርዋ፡ በቃ ከምዛ ናይ ነዊሕ ግዜ ጸላኢኡስ ነዚ ምስኪን ወዲ ጀበሊ ሰብ ዓዲሙ ጸለሎ ይከድኖ። ቁሩብ ከ ዘይስከፍ፡ ሸርፍረፍ ናይ ዝበልካ እቲ ሓቂ ኣይክወልን እዩ ። ህዝቢ ንኩሉ እዩ ዘመዛዝን
Eta gal ember hasawiiiiiiiiiiit loqmax
Wedi jebele edemen tenan yehabo❤ yonas hasad wey alem chenawet😅
Yanas sdi lokmas
ኣታ ስምዑለይ እታ ናይቲ ምምሕዳር ቤትጽሕፈት ሓላፊት ወዲ ጀበሊ ገዛ ፈሪሱዎ ንክፅግን ኣየመልከተናን ትብል ኣላ። እዚኣስ ሓቂ እያባ ኣብ ኤርትራ ብዘፍቓድ መንግስቲ እታ ሃገር ገዛ ኣይስራሕን ፡ ኣይፅገንን ቀለም ኣይቅባእን፡። ፅሬት ገዛ ምክያድ እውን ብዘይፍቓድ መንግስቲ አይካየድን፡ እዚ ብዓብዩ ሕስረት እታ ሃገር እዩ
ኣቲ ነጅስ
አታ ሓወይ እታ ኮመንትኻስ ደስ ዘትብል እንታይ ማለት እዮ ነጅስ ማለት ።ነስተውዕ እባ እቲ ንጽሕፎ ። መጀመሪያ እቲ ትህቦ ርእይቶ ብጸርፊ ጥራይ ዘይኮነስ ብካልእ መንገዲ ይካአል ነይሩ ። ሕጂ ድማ ምእራም ጽቡቅ እዮ በጃኻ አርማ ።