Can you guys get rid of Esayas? Esayas is possessed by spirit, who can’t live peacefully with any one including his own people. It would be easy to reconcile Tigray and Eritrean if Esayas is gone.
AT the end the truth prevailed, at the end of the tunnel there's light. I don't know why it took so long to understand Eritrea and it's leadership's firm stand.
Eritrea nay Menenet hager eu. Don't confuse yourself. Tigray needs to apologize to the Eritrean people. Come clean if your people want peace with Eritrea.
ካልድ ጽቡቕ ትንታነ ካብ ሓደ ወገን ናጻ ኩይንካ ደስ ይብል ቀጽሎ
Respect Eritrean president 🇪🇷
Kkkkkkkkk neti ebod kelbi
I didn't know that Eritrean had a president.
Eritrea help tgray but tgray leaders and people we can't trust you. You guys heart Eritrea people, never again to trust tgray.
Thanks Kalid Abdu your clarification is excellent. I hope peace be to all people who are oppressed. Let Tigrai and Eritrea know their advantages .
Khalid Abdu brilliant♥👍
I am proud of you brother
God bless you
❤❤❤ደስ ዝብል ትንታነ
Tsubku ezgabhar miskulatina ykun
Niana tikewin Amen 2024 ygibrelina
ትክክል ሐውና
Ane eriterawi ende kulu geze nay ezom abe dwge konkum erterawi tegerawey zeblu gahtafte gedfkia nayzom hzebei abe adi zelowu betmete kunate keymexe zefrhu hezebe nehseb ente abe zetmkia seferkia tegerawey eye erterawei eye mebelae gedfkia selam nemeny pelaes❤❤
00000⁰00000000000⁰0
يعطيك العافية استاز خالد
ماشاءالله تحليلك جميل
😂😂 are you kidding me
هذا هوا المنطق والعوده إلى الحق فضيلة يا استاذ خال
ብጣዕሚ ጽቡቅ መግለጺ.
ሰላም ንኹሉ ህዝቢ ቅሳነት እዩ 🙏
0p
Abaayy Eritrea means, strong Eritrea 🇪🇷. Don’t blame Eritrea 🇪🇷 ,
You must be Awel Saeed😮
ሰላም ዓብዱ ሓቂ ይሓይሽ ተከታታሊ ናትካ ኣይኮንኩን,ግን ኣጋጣም ናትናኤል ኣስመላሽ ብሓንቲ ነገር ከመስግነካ ሰሚዔዮ እየ ኣትየ ሪኤካ፡ስለዚ ጹቡቅ ዝኮነ መግለጺ ኣቅሪብካ, ቀጽሎ ስለ ሰላም ኤርትራን ትግራይን።
Thanks Khaled Abdu as usual. God bless you.
ሓቂ ይበሎ ኣታ ዕልልልልልል ቀረባ ዘመድ ተዓርቆም ክሰም ኩሉ ንምርኣይ ጥራይ ምቂናይ 🇪🇷👍👍👍
Thank you Admas from 🙏🏽
Kibur haw !eseyas mis zikhone teariku selam kemtsi iyu malet kab haki zirahake iyu ! Eseyas ab hanti ethiopia nimkhan iyu alamiu!🎉
🎉ጹቡቕ መግለጺ የቐብየልና ካልድ
ብጣዕሚ ጹቡቕ መግለጺ ሓው ካልድ ዓብዱ።
ኩሉ ንምስማዕ ደስ ዝብል ትንታነ የቀንየለና ንፁቡቅ ይግበረልና🙏
እንካዕ ብሰላም መጻካ ካልድ ዓብዱ
You are very awesome person ❤❤❤
ካልድ ለባም ❤ ጽቡቅ ትዕዝብቲ
ክላ ዋእ ኣብዚ ለካ ትንታኔ ዕድመን ጥዕናን ይባሀልና ምስ ስድራ ቤትካ ክቡር ሓውናን ኣያናን ጋዘጠኛ ካልድ ዓብዱ🤍🕊️
You are always ❤️ brilliant 👏 Khalinedin
WELCOME KALID❤
👍👍👍👍🌠👍👍👍👍
ሕልሚ ሓንጎል ደርሆ ወያነ ተሓለመት ጥረምረ። ንሳስ ሓመደ ዕደ፡ ኣቦኻ ወያነውን ከምኣ 'ንዳበለ ደኣ ኸደ።
Selam selam Kalid hawna ❤✅
💙💙💚💚💚
ሰላም ትጽቡቅ ሓቂ ይግበሮ
Yes Iseyass is Eritrean president, you have respect my president !!!!!
ካልድ ቡሉጽ ሰብ 💙💙💙
ጽቡቕ ሓሳብ
Kalid i'm appreciate u Bro.keep it up.
ፍሉይ ትንታነ
👍👍👍👍💙💙💙😍😍😍🌻🌻🌻
Good job bro
እዋእ ኣቱም ሰባት ኣብዚ ኮመንት ከንብብ ጸኒሐ ኣነ ኤርትራዊት እየ ግን ብዙሓት ንኢሰያስ ትድግፉ ኣለኹም ኢሰያስ ግን ንህዝቢ ኤርትራ እንታይ እዩ ጌርሉ? በጃኹም ሕሉፋት ደገፍትን ተቓወምትን ኣይንኹን። ሰብ ክጠፍእ ሃገር ጠፊኣ ንበል! ህዝቢ እዩ ሃገር!
ወያናይ
ካልዶም ከምወትሩ ብሱልን ጽፉፍን መልእክቲ ብስልጡን ኣበሃህላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
መርሓባ ሓዉና ካልድ ዓብዱ ❤❤ ❤
Very good Explanation Kalid.
ዓባይ ኤርትራ ክንገብራ ኢና ማለት ትግራይ፡ ምብራቅ ሱዳን ጨሚርቃ ይኸውን፡ ሰላም ዘድሊ ንህዝቢ
That's incredible news
Good job
💙🌿ከም ወትሩ ግርም ትንታኔ👌ክቡር ሓው ኽልድ ዓብዱ🌿💙
Kem wetru kubur haw Kald Abdu neti etgebro zeleka aziyu bulux medebatka yekenyelna.
Can you guys get rid of Esayas? Esayas is possessed by spirit, who can’t live peacefully with any one including his own people. It would be easy to reconcile Tigray and Eritrean if Esayas is gone.
As usually 👍👌👍👌👍👌👌🏻
ፅቡቅ ሀሳብ እዮ ካልድ ሰላም ዝፀልዕ እንተሀልዮ እንታይ እሞ ትብሎ ይፈፅሞ
Kalid hawey ajoka lielak eretrawi kikewin zekeil yelen 👍👍👍
23:48 23:51 24:14
ህ ግ ደ ፍ ዓለም ትሰግደሉ ዘላ ሉኡላዊ ሃገር!ህ ወ ሓ ት ጸሓዩ ዝዓረበቶ ሬሳ!!
ሰላም ሰላም ክቡር ካልድ ዓብዱ
ብሓቂ በሊሕ ኢካ ካልድዓብዱ
እቶም ስጋብ ሕጂ ንሕና ትዲኤፍ ኢና ዝብሉ ዘይትገልጾም የሕዋትካ ኮይኖም
ብልቢ መሳጢ ዝኾነ ትንታነ...ንፉዕ
ይገርም እዩ
ብስምን ብምዕባለን እያ ዓባይ ኤርትራ ትምስረት
🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙👍
እቲጭፍጨፋ ትግራይ ከ ኣይጥየቅን ማለትድዩ እታይ እዩ ካሕሳና ?
እዚ ሁጹጽ ረዲኤት ነቲ ጹጉም ህዝቢ ሰሜናዊ ብፍላይ ትግራይ ኣንጸላልዩ ዘሎ ጥምየት ፉጡን መተሓላለፊ ረዲኤት እምበር ካልእ ንግዳዊ ወይ ፖለቲካዊ መረዳድኢ ምዕራፍ ተበጺሑ ኣይመስለንን።
ህዝቢ ትግራይ ምስ እቲ ጨፍጫፊ ብልጽግና ካብ ተዓረቀ ምስ ህግደፍውን ምትዕሪቅ ዝሓሸ እዩ ።
ምከረው ምከረው እምቢ ካለ መከራ ይምከረው።
ዝበሃል ምስላ ጊህዲ ዝኸነሉ መድረኽ እዩ።
አርቂ ህዋሃትን ህግደፍን ቀደምሲ አንታይ ዘባአስ ነይሪዎም?አንተኮነ ሰረቅቲ ክሰርቁ ኣይኮኑን ዝባኣሱ፥አንታይ ድኣ ክካፈሉ ፥ኩሉ ከምዝፈልጦ ሻአብያን ወያነን ናይ ሃንቲ ሳንቲም ክልተ ገጽ ከምዝኮኑ ብዙሃት ሙሁራትን ዘይምኩራትን ዝፈልጥዎ ጉዳይ አዩ ፥ከምዝበልካዮ ብዙሃት ፖሎቲከኛታት ኣፍሪቃ ንብሰ ምትአምማን ስለዘይብሎም ኣበይቲ ሃገራት ብዝብልኦም መገዲ አዮም ዝቅበሉ ፥አንተኮነ ወያነ ካብ ሻአብያ ዝፈልዮም ፥ጎራሃት ስለዝኮኑ ንህዝቦም ብከመይ የማሃድርዎ ዝፈልጡ ስባት አዮም ፥ ሻአብያ ብመሪሂነት ዉልቀ ሰብ ስለዝምርሁ ኢሰያስ ንህዝቢ ኣሪትራ ከም ኣቃሃ ናይ ዉልቁ ንብረት ገሩ አዩ ዚሪኦ፥አዚ ህጂ አርቂ ወያነን ሻአብያን ተገዲዶም ክአረቁ አንተኮይኖም ክልቲኦም ብህዝቦም ተፈንፊኖም ኣብ ሰንከልከል ይብሉ ስለዘለዉ ካብ ዉድቀት ንምድሃን ዝግበር ተንኮል ክልተ ጎራሃት ሃሙክሽቲ ስንቆም አንተዘይኮይኖም ካልአ ዘምጽዎ ጉዳይ ኣያኮኑን፥ኣናፍራ ቆቃህ ዘይፈልጥ ኣይሃዳናይን ከምዝባሃል አዞም ክልተ ወንጀለኛታት ካብ ህጊ ንምድሃን ዝግበር ናይ ተንኮል ስራህ አንተዘይኮነ ህዝቢ ትግራይ ይኩን ህዝቢ ኣሪትራ ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ ኣብጺሆሞ ዘለዉ አንወት ክልቲኦም ተሃተቲ አዮም፥
NO WAY TO PEACE, PEACE IS THE WAY. THE PEOPLE OF TIGRAY IS NOT OUR ENEMY. EVIL IS THE WOYNE GROUP OF LATE MELES.
ናይ Ukraine 🇺🇦 ዘገርም እዩ
ምስ መማስልትኻ ሰላም ልመስል የለይ። ቱናቓደምና ፍቕሪ ክነስታዉሶ ኣለና። መብዛሕትኡ መንእሰይ ስለ ልኾነ አይፈልጦይ። ኣነ ባዕለይ 67 እየ ቱ ጊዜ ክሳብ ወድ 16 ተለኹ እየ ልፈልጦ። ዓበይቲ ወፂእኹም ሃመይ ጥዑም ግዜ ሃምልነበርና ተናገሩ።
Nay Iseyas serawit
Zebahal alo diyu
Gazetegna 😅😊😂
Khalid today's presentation is exceptionally excellent, but you are alwasys standing out of the ordingary youtube stream!
I agree 👍 kaled abiseb.
ኢትዮጽያ ዋላ ፋሕ ትበል ካብ ኢትዮጽያ ክፍ ኣትን ጥልመትን እምበር እንታይ ረብሓ ኣሎና
ለመጭመጭ ኣይትበል ረስፔክት ኤርትራና እንተ ደሌና ነዕብያ እንተ ደሌና ከም ዘላታ እንታይ ይምልከተካ ንዓኻ ኻልድ-ዓብዱ ለኽባት
ሕጂ ውን ናይ ትግራይካ ግበር ረስፔክት ፕረሲደንት ኤርትራ ሓሳድ😡
AT the end the truth prevailed, at the end of the tunnel there's light. I don't know why it took so long to understand Eritrea and it's leadership's firm stand.
ኤረትራውነት፣እንድሕሪ፣ዘይትአምን፣ኮንካ፣ስለ፣ኤረትራ፣አይትዛረብ፣
አታ ሐሳዊ ቆንዳፍ ዓጋመ በጃ እሰያስ ጋሕ በል በላዒ ክልተ ስጋ እሰያስና ዳአሞ ጅግና ወዲ ጀጋኑ እንድዩ ንወያነ አብ ጉድጋድ ወኻርያ የእትዩዋ እንድዩ ሱቅ በል ጽሉል ደርባይ እምኒ መነዴኻ ፍለጥ ኢሉካ ሱቅ ኢልካ እምንኻ ደርቢ
ንበዓል ዕሱባትን ከደምትን ዘየደቅስ ክስተት እዩ😂😂😂 ወይጉድ
Aqi tezareb
Ab zebaka wegen aleka Kab mntay eu?
ህዝቢ ኤርትራ ሽግራቱ ብወገን ተጋሩ ተዘይኮይኑ ሰላም ተረኪቡ ኩሉ ነገራቱ ክማሓየሽ ምኩዋኑ ይፍለጥ።
ሕወሓት
Mehayem kkkkkkkk
ጸማምሲ ሐንቲ ደርፉ ዝበሀልሲ ከምዚዩ።ቅድሚ ብዛዕባ ዕርቂ ምዝራብካ ከተረጋግጾ ዘለካ ሕወሓት ትብሀ ል አላድያ፣ትግራይ ትበሀል ሀገርከ አላድያ ፣ክልል ኢትዮጵያ ዝኾነት ትግራይ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ብዛዕባ ዕርቀ ክትዝቲ ትኽእልዶ?ነዚሞ መልሲ ርኸበሉ ድሕሪኡ ብዛዕባ ዕርቂ ክትዛረብ።ኤርትራ ምስ ክልል ከምዘይትዝቲ ቅድሚ ሕጂ ነጊራ ነይራ ከምኡውን አብ ውዱእ ዘተ ዳግማይ ከምዘይትዝቲደ።ፕሪቶሪያ እናበልካ ተኮማስዖ ዘለኻ ክልቲኦም ዝፈልጡዎ የብሎምን።ዕላማ አሜሪካ ንሕወሓት አድሒንካ ምስ አቢ አሰማሚዕካ አንጻር ኤርትራን አምሐራን ምውጋእዩ ንሱውን አይሰለጠን።
ኢትዮ ከይትፈርስ ትብል ከለካ ትሃዊ ድያ ዘላ ኣይተረዳኣንን
Khaled is not an analyst. His amateurish speculation is based on his wishes rather than the reality.
ሰላም ሓው ካልድ ብዛዕባ ተቓወምቲ ኤርትራውያን ኣብ ግምት ዘይምእታውካ ስለምንታይ ይከውን?
ኣብርክቶካ ትንተናካን ኩሉ ጊዜ ኣድናቃይካ'የ መንሪሂ እጽብ?
ኣብረሀት ድያ ህበይ ወላስ ህበይ ኢያ ኣብረሀት😂😂😂😂😂 ሞይተ ስሓቕ 😂😂😂😂 ካልድ ትብሎ ዝነበርካ ኩሉ ኮይኑ ርኢናዮ እንዲና እዚ'ውን ክኸውን ኢዩ፡ ኣምላኽ ይሓግዘና።
ካሊድ ንወያኒኻ ዝሕመ ንፕረሲደንት ኢሰያስ ግዱ ኣይትርከብ ኪድ ጥራይ ንዓጋመኻ።
Kela halay mehayem zemrhaka zelo wedi medhen berad nabey ketsedo kebti
ከመይከ ወያነ ንዓኻን ንፋሚልያኻን የጎምብሕካ
ኢትዮጵያ ሕማማ ሑዱር ሕማም ኢዩ ሑዱር ሕማም ይቀትል እምበር አይሐውይን ናይ ገበነኛ ኢሰያስ ውን ሑዱር ሕማም ስለ ዝኾነ ይቀትል እምበር አይሐውይን ኢዩ ዋላ ምዕራባዊ ጸቅጢ ተገደዱዎም ሰላም ክገብሩ ፉጹም አይክእሉን ዝጽበየና ዘሎ ሐደጋ ጥራሕ ኢዩ ሐደጋ ንምውሐድ ህዝቢ ይንቃሕ
ሰላም ካልድ ኢሰያስ ምናልባት እዚ ናይ ብርጌድ ንሀመዱ ስግኣት ስለዘለዎ ክከውን ዶ ይከዉን?
ሕማም ናይውልቅካዩ ዘህተፍትፈካ ዘሎ አየ ካልድ ነካስ ጡብ አዲኡ መንነካ ዘኩራዓካ ተኮይኑ ግዳይ ትግራይካ ግበር ዝብእስ አብትሕቲኡ ዘሎ ስጋ እምበር አብልዕሊኡ ዘሎ ዱላ አይርእን ተፈሊጥኩም ኢኩም
ሳብስ ክራይብ እባ ግበሩኒ ኣሕዋት ጀማሪት እየ ገና❤
😂 thztoki entay eu ??
ምዕብልቲ ለማኒት.....
እርቂ ህወሓት ምስ ህግደፍ ተፍፂሙ ህወሕት ባዕሉ ጀኖሳድ ኣብህዝቡ ከምዝፈፀመ ገይርካ ክረአለዎ
ጨለ ዘረባ 🤣🤣🤣🤣🤣
ህግደፍ ሃገር!
ህወሓት ጭራም ክልል ኣብ መቓብር ዘሎ!!
Iwae izi Mo tslale iyu kem shiti Gmel ndhhrit n'hna ERITREAWIAN!Alergi nay tegaru kem zigeberna kitfeltto aloka kalie srah intetdeli yhsheka kid msatom n'ana selam habena.nay Ethiopia fahh mbal fahh-btn tbel nmen ykunttuwo.hasadatTegaru .Mierabawiyn tehanekk inte belukka tgebro Do?bel habe.
ሓው ኻልድ ምቕሉል ትንታኔኻ እዝኒ'ን ዓይን'ን ከፊትካ እዩ ዝስመዕ ። 👌🙏🙏🙏
ጐግርም ትንታነዩ ኩቡር ሓው ኻልድ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን እንዳተመነኹ አብ አስመራ ኮይንካ ትንታነኻ ንሰምዐሉ ግዜ ኽመፅእ ይምነ::
ክሳብ ክንደይ ሓቅ አለዎ🎉
ኣየ ካልድ ካብ ኢሰያስ ገለ ሽርሒ ድኣ እምበር ካብ ኢሰያስ ሰላም ትጽበ ማለት ካብ ብዕራይ ጸባ ምስታይ ማለት ኢዩ።
ካሊዲ ነሺነሺ ዘመዲካ ዲዩ ንነሺነሺ ሐሊፍካዮ ምውጣይ
Eritrea nay Menenet hager eu. Don't confuse yourself. Tigray needs to apologize to the Eritrean people. Come clean if your people want peace with Eritrea.
Tesaerna keyblas egay ebla
ዘይ ትሓፍር ክልል ኢትዮጵያ ብሕወሓት ድያ ትምራሕ ኢትዮጵያ ብብልጽግና ኢያ ትምርሕ ኣይትሓፍሩን ሓንቲ ክልል ኢትዮጵያ ብከመይ መገዲ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ክትዕረቑ ትግራይ ክልል ምናልባት ምስ ዞባታት ኤርትራ ምስትኮራረ ኢያ እዛ ሕወሓት ትበሃል ፓርቲ ክትዕረቅ ትክእል ኔራ ሕወሓት እንተትነብር ኔራ እዩ እዚ ኤርትራ ማለት ኣደ 9 ብሄራት እያ ኤርትራ ዓባይ ብሂወት ከለካ ትሪኣ ኣለካ ድቅላ እዛ ትግራይ ዓድካ ከማን እኮ ዓባይ ትግራይ ተመኒያቶ ኢያ ኤርትራ ክንዲ ዓለም ምኳና ዘይምፍላጥካ እዩ ቆንዳፍ