ኢሰያስ ድዩ ንህዝቢ ኤረትራ ዝመስል ወይስ ህዝቢ ኤረትራ ዩ ንኢሰያስ ዝመስል፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • ኢሰያስ ድዩ ንህዝቢ ኤረትራ ዝመስል ወይስ ህዝቢ ኤረትራ ዩ ንኢሰያስ ዝመስል፧ መደብ ምስ ኣቶ ጠዓመ ሃብተ

ความคิดเห็น • 30

  • @russomghebremicael3414
    @russomghebremicael3414 7 หลายเดือนก่อน +1

    Made in Eritrea ሕስድና ሕስድና ሕስድና........

  • @asliruessom3573
    @asliruessom3573 7 หลายเดือนก่อน

    ሂዚቢ፡ኢዩ፡ኒኢሲያስ፡ዚመሲል፡፡ኢቲሂዚ፡ታሀማሉ፡፡ዑዉር፡ሉቡዚጸሊመተ፡፡ሐሳዊ፡ቀታል፡ሐዉ፡፡፡ካቢፍሪሀት፡ኢጊዚአቢሄር፡ዚካሐደ፡ኢዚይ፡መገም፡ኢይ፡ኒገበል፡ኒዲራጎን፡ሚሲዐብ፡ሰይጣን፡ናይስኦል፡ከመቲካ፡ቢሂወት፡።፡❤😂😢

  • @biniamsebhatu2817
    @biniamsebhatu2817 7 หลายเดือนก่อน

    ዋርሳይ ዝወረሶ ዘይብሉ ድኣምበር ተጋዳላይ ኔሩን ኣሎን እቲ ዋርሳይ ዘጠመቕዎ ተጋዳላይ እዩ 😢😢😢

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 7 หลายเดือนก่อน

    ደሳለ ትካቦ ማለት አቦ ሐቅን አቦ ፍትሕን ዘይልውጥ መተክል አደ ወሊዳ ትምከን ጅግና ሐውና ።
    ክማኻ መንእስያት የብዝሃልና እስኻ ኮኾብ ናይ ኤርትራ ኢኻ ኩል ግዜ እብ ጎንኻ አለና።
    🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼🌼👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @biniamsebhatu2817
    @biniamsebhatu2817 7 หลายเดือนก่อน

    ህዝቢ ኤረትራ ዝበረቐት ፀሓይና ዝነገሰ ንጉስና መልሲ ኣብኡ ኣለኩም

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 7 หลายเดือนก่อน

    ናይ ዓለም ጋሃፍት ዝኾና ሕዝቢ ኢና 🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭🤭
    ምንም ንሃልፎ stage የለን ኩሉ ሓሊፍናዮ ኢና፥
    ክምቶም ዓበይቲ ዝብልዎ ንሕና ኤርትራውያን ክይንስማምዕ ተስማሚዕና ኢና።
    ብጣዕሚ የህዝን።

  • @mekonen3362
    @mekonen3362 7 หลายเดือนก่อน +1

    Waaaw he talked all in my heart!!
    Thank you so much for reaching my thoughts

  • @yohannesfre2662
    @yohannesfre2662 7 หลายเดือนก่อน

    ልክዕ አሎኻ ህዝቢኤርትራ ኢዩ ኢሰያስ መሲሉ 1

  • @teclitdo7dle3fededembaye22
    @teclitdo7dle3fededembaye22 7 หลายเดือนก่อน

    ንነብሳ እኮ እዛ ባርያ አብዒላ አይትፈልጥን እያ አብዘይ ኑብር ዝነብር ህዝቢ ከምዚ ዓይነት ርስሐት የለን

  • @teweldehabte2691
    @teweldehabte2691 7 หลายเดือนก่อน

    ክልቲኦም ኣይመሳሰሉን ኢዮም ምኽንያቱ ኢሳይያስ ሓንቲ ኢያ ባህሪኡን ተግባራቱን ፡ ህዝቢ ኤርትራ ግና ፈራሕን ዕላማኡን ባህሉን ምእንቲ ኢሳይያስ ክብሉ ዘጥፍኡ ኢዮም። እዚ ክበሃል እንከሎ ግና ጂግናን ባህሉ ዝሕሉን ከምህዝቢ የለን ማለት ኣይኮነን።

  • @AmanuelAbrehe
    @AmanuelAbrehe 7 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሰላም የዲት ወፉይ ዘይኩነ ጥፊአተኛ እቶም ተዛረብቲ እዬም ናአብነት ነዛመንእሰይ አፋ ዝከፈተላ እዩ ነዝይ ክመጺእ ዝገብሩ ዘለዉ ግን እቶም ሪእሱ ዓቅሙ ጋሪድን ምዒጂብ ነዝይ ንክመጺእ ፈጠሪቲ እዩም እዛም ሕጂ ዝዛረቡ ዘለዉ ጠንቂ እዩም ኩሎም ባዒሎም የደይቡዎ ባዒሎም ድማ ዳዉን ይገብሩዎ ።
    አቱም ተዛረብቲ ግደፉአፊኩም አክብ ካባካትኩም ክሰምዓ ዝጸናኩ ሕጂ ሑሱም ገዛኢ የዉረደልና ትቡሉ አለኩም ዋይ ?

  • @Esromtesfay772
    @Esromtesfay772 7 หลายเดือนก่อน

    አብ ዘይንቡር ንነብር ዘለና ሕዝቢ መወዳእቶኡ ጥራህ የፀብቆ እዩ ዝባሃል፥፣
    እቲ ፅብቁ ነገር ግን እቶም አፍድገ አስመራ ዝተርፉ የህዎትና ዘይምራኣዮም ።
    እምብር ናይ ኤርትራ ነፃነት ሲ ሪእናዮ ኢና እታ ነፃነት ኢስያስ ጠቅሊሉ እብ ጫምኡ ሐቢእዎ እዩ፥
    ነዓና ድማ ኣብ ነፍስ ወክፍ ገዛ ከም ንሕውትት ኢዩ ጌሩና እቲ ሕውተታ ድማ ልክዕ ከም ፍሬኖ ዘይብላ ማኪና ናህራ እንዳቀፀለት እያ ትኽይድ ዘላ።

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 7 หลายเดือนก่อน

    Selam selam yodit and teame nay behki arasti merixki hebtu kulu gze ei zemsgneki

  • @alexhabtom-sy3nc
    @alexhabtom-sy3nc 7 หลายเดือนก่อน

    ጽብቅ ገልጹዎ ጸገምና ባዕልና እቶም ህዝብ ኢና ሓሶቱን ምሱሉይነትን ከይገደፎ እዚ ህዝብ ለዉጥ የለን ።

  • @TefalemNegash
    @TefalemNegash 4 หลายเดือนก่อน

    zegerm eu etekrbiom medebat btami zegermu eyom ane wn abal betmhrti sewra kfleserawit 85 ab beges eye nere beal tesfay zelewom hasab btami kdgef zelewom eu nski dma ajoki kexlio

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 7 หลายเดือนก่อน

    ሓሶት መዐት እዩ አብኤርትራ ጥልመት ብድዕ መሰረቱ ከምኡ እዩ ኔሩ

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 7 หลายเดือนก่อน

    ዮዲት ከይትሓሚ ምስዚ ህዝቢ
    ሕስድና ጥልመት ድንቁርና ክፍአት የሕሊፍካ ምሀብ መፈጠሮም እዩ
    ጠዐመ ሓቁ እዩ

  • @mestewalie6479
    @mestewalie6479 7 หลายเดือนก่อน +1

    ምስ እዚ ህዝቢ ከተድምዕ አይትኽእልን ኢኻ ተፈፀመ ።
    አይእመንን እዩ እዚ ህዝቢ ጠዐመ ልክዕ አለኻ

  • @yklmno5617
    @yklmno5617 7 หลายเดือนก่อน

    ሐቁ እዬ ጥዓመ 💙🌿💙🌿💙

  • @yonasmetekie8873
    @yonasmetekie8873 7 หลายเดือนก่อน

    Ezi hawna tikkil u gelixwo hzbi eritrea u n Isayas mesilu 💯 agree

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 7 หลายเดือนก่อน

    Eritra nbina kab ale ariga ei slezi ATI hbretsb atehzasbau arigu eu bhedh welodo kkier alewo

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 7 หลายเดือนก่อน

    Otom kalae tekalti n hki n lewti n hger nfkr kea beti heda we

  • @TESFAYBIRHANE-nc9mw
    @TESFAYBIRHANE-nc9mw 7 หลายเดือนก่อน

    Naty melsi hzbna eu n Esu mesilu zelo anxar nebsu b meda teatiku zlo

  • @amehare-or1yl
    @amehare-or1yl 7 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዮዲታ ናይ ብሓቂ ለባም ወናኒት ብሉፅ ህልና ሰብኣውነት ብፍላይ።ድማ ብመበቆላዊ መነትኪ ሕብንቲ ዋዕሮ ኢኺ መደባትኪ ብጣእሚ እዋናውን መሓርን እዩ ቀፅልሉ ❤

  • @matthewshaile5072
    @matthewshaile5072 7 หลายเดือนก่อน

    Thanks very much you bring the best man he speak allows 100/100 true and brilliant man ⚘👍👍👍

  • @semerearaya7302
    @semerearaya7302 7 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዩዲታ ምስ ኩቡር ጋሻኪ

  • @yosiefmokenen
    @yosiefmokenen 7 หลายเดือนก่อน

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @sam1f5y
    @sam1f5y 6 หลายเดือนก่อน

    ኣኪብካ ምርሻን ሰብ ንህዝቢ ኤርትራ ሓላል ኮይኑ ሬሳ ዘፍሮሖ ዝነበረ ጭዋ ሕብረተሰብ ናብ ኣሬመን ቀይሩዋ።