Gizen botan ayfekdelun eyu kemu kbl. he was wrong. purpose nayti selfi seb mobilize mgbar eyu neru. eti zbelo 100% kdus hasab eqa entekone neger gn netom neti selfi organized zgeberu zehegus kkewun nerwo. he was invited to put fuel on the fire. sad for him.
ሐቀኛ 👍
ሰላም 👍
ቅኑዕ 👍
ልቡ ጽሩይ👍
ዘይፍተወሉ ግዜ ኢይና ዘለና, ዘመነ 2021
ምሕረቱ የውርደልና!
አምላክና በምሕረቱ ሰላሙን ፍቅሩን ይላአከልና አሜን
Mskinay ane win betaem yehzinini amlak egziabher baelu yhalwo
Ygerm eu nay taruku kndi nselam zzemere 💔💔💔
እወይ ኣንታ ፈጣሪ ከም ብዝሒ ምሕረትካ ይቕረ ግበረልና እንበር ዓለምስ ንሪኣ ኣለና ምስ ዓመጽቲ ደኣበር ምስ ፍትሓውያንስ የላን ::
Xelaika ydefae ynbae adngixuni bhaki
Ufffffff kndi selam zbele diyu 😭😭😭😭😭💞💞💞💞💞💞💞💞ykealo hawy xlot tray nab fetarine nbxh krhu eyu uffffff
ፀላኢካ የንባዕ ኣታ ሓቀኛ ኣጀካ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስካ እዩ ዛሓወይ ንሰላም ክንዲ ዘበልካ ድዩ ኦ ኣምላክ ታዓረቀና
nbalka mergexi yeblka glbt glbt akilka do kab Selam like eka tmerx
አብዛ ጊዜ እዚአስ አብ ቕድሚ እግዚአብሔር ን ድንግል ማርያምን ተንበርኪኹ ዝነብዕ ተሳኢኑ ክንደይ ኮን ምሕረት ምወረደ አብ ደብረሲና አዴታት አቦታት ዝገብርዎ ዝነበሩ ጸሎት ቕልጡፍ መልሲ ሒዙ ይመጽእ ኔይሩ ሕጂ ኸ አቦታት አዴታት ናብ አዳራሽ መናፍቃን ክጎዩ ክትሪ ከለኻ ነታ ቕዱስ ኩቡር ስጋይን ደመይን ውሰዱ ምሳይ ክትነብሩ ዝበለና ጎይታ ፈሪሖማ ወ/ማቴ 8፥4 ኪድ ንካህን ነፍስኻ አመርምር ዝበለ ጎይታ ባዕላትና ኢና ካህናት ናብ ዝብሉ መናፍቃን ምጉያይ ኮይኖም ስድራ አቦይ ጽናሕ አይትፈልጥን ኢኻ ዝብሉ ክውለዱ ኢዬም ዝተባህለ ነቶም መጽሐፍ ቁዱስ ዝሃቡና አቦታት ካብ እግዚአብሔር ተቀቢሎም ብጾም ብጾሎት አይትፈልጡን ኢኹም አብ ጎደና እንዳወጻኻ የሱስ ጎይታ ኢዩ መስሐትያን ሐስውቲ ነብያት እሞኸ ከም ሰብአ ነነዌ እንተንምለስ ናብ እግዚአብሔር ዶ ሰላም አይምወረደናን አቦታት አዴታ አገብ በሎም ይክአሎ ሐውና እቶም መንእሰያት እኮ ሰብ ጊዜ ኢዬም አይሰምዑን ኢዬም ነቶም ሑርያተይ እንተተኻእሎምሲ ከስሕትዎም ኢዬም ዝብሎ ይፍጸም አሎ ስድራ ይጠፍኡ ጦርነት ሽግር ባእሲ ይበዝሕ አሎ
Hsawy ewa kab ygdaf talek eka daryfk ajkum gza alwo nkulu tigray tewait 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
Ane ko Mara eyu zegrmeni Entay geber yebelewo alewu Selam eyu xebuk entebele Nay Bhaki eyom Dedebat hezbi Ethiopa Kab kenat enterfo kesara Rabha ayrekeben eyu atum Sebat ❤️
Yikealo habibey
Tariku btami sebawi Seb u.
ተሽታግነ ኣጆካ ዕድመን ጥዕናንን ይህብካ ሰላም ተጸሊኡ ኣምልክ ምሕረት የዋርድልና
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
Bkemey krekbeka ykel hawey mearey
Anta hawey nselam mzmar xbuk gn meas zble ktfeltoleka etihade wegen bkulu akmu kwereka endamese edka atamerka kofbel menesey kblekas selam zeykonu zmneyelka zelos erbetyu
ሓቁ ኣሎ ተጋሩ ኣይትሓንቅቁ ጭብጢ ተሎ ኣምፁ ተዘየለ ኣይትዕፈሩ ፡፡
ነቶም እቲ ጭብጢ ዝለኣኩ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ተኮነከ ንዓኣም ኣብ ሓደጋ ንከይተእቱ ከዓ ዓቅሊ ጌርካ ምፅባይ ይሓይሽ ይመስለኒ
ናይ ታሪኹ ብጣዕሚ ኣደንጊጽኒ'' ህዝቢ ኣምሓራ ክኣ በዚ ኢኻ ትመዝኖ ወልሓንቲ ርእሲ ዘይብሉ ህዝቢ ሰላም ንግበር ንዝበለስ ክንድዚ ጽልኢ
Agame Hasadat foooooooo
Aywired amen amen amen
Yikala abasa
ህዝቢ Ethoipia ወርቂ ኣንጺፍካሉ ፋንዲያ ዚብል ህዝቢ ኢዩ ቃል መንጌ
እዞም ሰብ ዘጸልሙ ዘለዉ ጽልኢ እምበር ጭብጢ የብሎምን፡ ብፍላይ ተጋሩ መዋጽኢ ጽልኦም ይገብርዎ ኣለዉ ንኤርትራዊ፡ ኣምሓራን ኦሮሞን ዝገበርዎስ ናብ ኤርትራዊ የጸግዕዎ ለካብጥ
መን ኢኻ ወደይ ግደፉ እንዶ ሕማቅ ኣይተዛርቡናን ሕጂ ወፂኦም ኣይዋዓልናዮን ዝብሉ ዘለዉስ ማዓዝ ንትግራዋይ ሓልዮም ኮይኖም ሕጂ ቲዲኤፍ ኣብ ጥቓኦም ምስ በፀሐ መፁ መፁ ምስተብሃለ ዶ ኣይኮኑን ዝዛረቡ ዘለዉ ደሓር ከኣ ዊዒልናዮ ኢሎም ክዛረቡ ኣይንፅበን ኔርና
@@ሰብሕሰብኣይትኹንጨካን እሞ ጭብጥኩም ኣምጽኡ፡ ካብ ናይ ሞናሊዛ ተማሂርና ኢና፡ ነቶም ሂወታ ዘድሓንዋ ክተጸልሙ ሰሚዕናኩም ስለዚ ከመይ ጌርና ክንኣምነኩም በትሪ ሓቂ ትቀጥን እምበር ኣይተስበርን። ሓሶት ስለዝጸላእኩ እምበር ጭብጢ እንተ ሃልዩኩም ኣቅርቡ፡ ሓቂ እንተዊዒሎሞ ገደል ኣእትውዎም ሓሰውትን ዓመጽትን ኣይድግፍን እየ።
አይዞህ የኔ ወኒድም ክእግዝአብር ዋጋ ታገኛለህ ድስታ ግና ምኒም ጥፋት የለብህም እነሱ ናቸዉ ይሁዳዎች አይዞህ በጣም ለጥቅት ጌዜ
አንሕና እውን ዝገረመና ንሱ እዩ ፍቕሪ ሲዒሩ ኢልካ ደሪፍካ ንወገንካ ብቛንቛ ዝመስለካ አሕሊፍካ ክትህብ ዓገብ እዩ
እውነት ስታውራ ሁሉም ይጠላሃል እግዚአብሔር ይቀበላሃል ኣይዞህ ናይ ካሕሳይ በረሀ ኣነ ንምእማኑ ይክብደኒ እዩ ጭብጢ ዘለዋ የረደእና
አንታይ አምጽኦ ቃንቃ ምትሕንፋጽ
TDF💊👈
👍👍👍👍👍👍
ኣቢ ኣሕመድ ተዓዊተ ምስ በለ ኩሎም ናይ ዓለም ሓለፍቲ ይድውሉሉ ነይሮም ቲ፡ ዲ፡ ፍ ፡
ምስ ከበቡዎ ከኣ ዋላ ናይ ሓሶት ዝድውለለይ ሲኢነ በለ፡🤷🤦 ናይ ታሪኩ ከኣ ከመኡ ኢዩ ሰብ ሎሚ ምስ ዝዓመረ ኢዩ ኣጆካ ኣምላክ ኣሎ ምሳካ በሎ።
Ja ygerm eyu nay Ethiopië 🥰🥰🥰
ኢንታይ ግዝየ ኢና በጽሕና ሰላሙ የውርደልና
Atalks abatie❤️
Neww belo qursus kahsay bicray bi hiwet sebat zetelagexa qomal agame
ብሓቃ እዋይ 😢😥😢😥 ይግርም እዩ ምስክን ሓውይ ፀላአካ ይንባዕ እዋይ ግዜ 😢😥😢
ኣስተውዕል እባ ዝሓወይ ! ንህውሓት ዓበይቲ ዓዲ ልኢኽኮም እምኒተሰኪሞም ሳዕሪ ቀንጢሶም ይለምንዎም እምበር ኣማራጺ የለን ኢዩ ኢሉ
ሰባት በዲሎም ተኾይኖም ጭብጢ ቐሪቡ ዋላ ይጨብጥዋም ! አይኾነን ግን ሰብ ኢሉኒ ኢልካ ነዞም ሰባት አብ ዘይ ፍልጥዋ ከይ ተዉድቕዋም : ተጋሩ የሕዋትና ኢሰያስ ሓዉኹም እዪ ቐንዲ ተሓታቲ::
izom hasadat nfikri tray sle zbele bhayli ykreta htet ilomo dekza ajakis
azosh wedme ezabeher ale
Sek elka borqroq aytbel ata kondaf entay yemlketka hezbi Ethiopia yhteto naka entay habteka kondaf agame gena ketwdu ikum deshta gina sele tezarebe tetew zebel Ethiopiawi yelen
naye pahaki yehizen eye
fetari ka mesu ykun 😭😭😭
TDF miskerebu wayway koynu ilka tilagexo zelekha zom sebat bedelenia eyom eyu zesmE.. slezi kab kalatka tetenkek...
hesawi trgum aytkln
እዛ ኢትዮጵያ ትበሃል ሃገር ትቃጸል ባል ባል ትበል ሓደ ኣባሎ ህውከት።
Fahafa tebl gedefa saymon arkey
@@mrkudusgebrenugus2032 ኣይምሰልካ ኦሮማይ እዚ ዞባና ናይ ኪናት ዓዘቅቲ ኮይኑ ዩ፡ ሓልዮት ህዝቦም ዘይብሎም መራሕቲ፡ ብሥስዕቲ ናይ ስልጣን ዝዓወሩ ኣምባገነናት ንህዝቢ ክልቲኡ ሃገራት ኣብ ምብትታን የእቲየሞ ይርከቡ።
Ajoka
Yikealo hakeka eka
ነዞም ትግራዎት ኣካቢድኩም ራኢኹሞም
መን ዮም፡ መን ዮም፡
ሓቀኛ ሰብ ኣይፍቶን እዩ።
ሶ ሞት ሓቀኛ ሂወት ዩ ኣይትጨነቑ።
ይክኣሎ Fair ኩን ፡ ጠባይ ወይ ኣካይዳ ወያኔ ጠፊኡካ ኣይኮነን ? ውጻእ ምዓት ዝተረፉ ወያኔ ዝዛረብዎ ዘለዉ ፈኸራን ታህዲድን ንሕዝቢ ኢትዮጽያ ዓቀኑ ዝሓለፈ እዩ ኣብ ዝሓዝዎ ቦታታት ዝገብርዎ ዘሎዉ ዝምታን ዓመጽን መስካሪ ዘድልዮ አይኮነን ባዕለን ምዕራባውያን ይምስክርኦ ውን አለዋ (human right watch )ሓንቲ ካብአን እያ ፡ከም ውጽኢቱ እቲ ዝነበረ #ንመኸት ሰልፊ ታሪኩ በቲ ዝሃቦ ዘረባ ኽብልሎ እዩ ፈቲኑ ስለዚ እቲ ሰልፊ መልእክቱ ንጹር ኔሩ ፡"ንዝመት ንመኸት ወራሪ ሓይሊ"
Ata wedi shukey entay dea kabti ngtmo aknar dongikana
Tedf endatetbkae ekae
Eritreans will pay a heavy price and have blood on thier hands
Misknay Tarku, qiniena Haqiy Sebawinet Ab Alem Kemzauserih Biziy Tifelit.
Biflay Ab Ethiopia Emo KEM gele Dikonu Hizby Bijeka hoooo Selam Daygebru Hizbiy
ሰራቒ፣ሰሪቑ፣ክንሱ፣ኣይሰረቕኩን፣ቀታሊ፣ሰብ፣እውን፣ኣይቀተልኩን፣እዩ፣ዝብል፣ክሳብ፣ክልቲኦም፣ኣብ፣ቅድሚ፣ሕጊ፣ቀሪቦም፣ሓቁ፣ዝረጋገጽ፣ናይዚኦምውን፣ኣይበልኩን፣ኣይወዓልኩን፣ምባሎም፣መፍትሒ፣ኣይኮነን፣ብሕጊ፣ምስ፣ዝረጋገጽ፣ጥራሕ፣እዩ፣ኣይበይሞ፣ፍትሒ፣የለን፣ሎሚ።
Bgdeta bmfrrah youma qrteta hetet elomo
ናይ ብሓቂ ካብዙይ የድሕነና
Chibti zeblom normal shelel ilka zihlef ayikonen yikealo etom nezi arsti alilom zegawhu zelewu beti zigebrwo zelewu nay media tseleme ab hiwet ezom sebat maere kitlet zifetsemu iyom ab higi kikerbu kinserh yigbeana . Izi shelel enatebahle zikyed zelo sirah tsibah ab risi nitsuhat kabzi lomi nilaeli hadega kiwerdom yikel u .
Wey gud dehan eske bel ezgabiher yhaleka
Ykalo adyam aytemena wala nhamedu mes sebeya antarna tgaz zelela eya gizea tsebe gn
Merhati Afrika btamie denqur eyom kab essyas jemirika fooo gexom thaq
Addis Abeba, it will never happen controlled by TDF. Ever never 100% sure.
Ykealo !
Degafi nay TDF eka ymesleni.
Hgdef ko zdgfo yelen antrfi seytan
😁😃 mergetsieu zeyflet gmtl gmtl eu zbl ezi .
@@rigberegbisha8286Nseytan seytan tirahyu zfelto, DENKORO. MetakEt
Nseytan seytan tirahyu zfelto Denkoro MetakEt
@@ossi192hussein6 tsolot zgebr awn yfelto eu
Amen Amen
ወዲ ዓዲ ሰላም ይሐሽ ጦርነት አይፋል ስለዝበለ ይቅርታ ዝሓተሉ ሰአት።
ተጋሩ አይኮነን ዶ አብ መድረክ ናብ ቤተክርስትያን ምካድ ዝሳቀቅሉ ሰአት !
ኤርትራዊ ዓዲማቱ ከይዱ ንተጋሩ መግለፂ ምሃብ ንባዕሉ ሐደ ምስክር እዩ ! ግን ድሕንነት ተጋሩ ከምዘለዉ እውን አይትዘንጉዑ ።
👍👍❤
Abzey hageru keydubizaba hagerkan mengistika tekalil intekonka iziom hijiun aygedifun iyom ab hageru deu zibele gin hafiiu zinebir hagerkum Kinsey zubukat yehwatkum iyom tedefiom amzioma zahager komu bizuhat akesunkulan kisab hiji dikas sebilom bikanza kinrisiii yebilnan nakum iyom tesewiomn senkilomun
Ab melatu kewse eyu sel ezi libna ayetkusluna dekiza gezaemzae
ይካሎ ሓወይ ካሕሳይ ምስ ዝነገሰ አዩ: ኣብ ገዜ ሃይለስላሴ ኣብ መድረኽ ክበቅዕ ብዕድመ ኣይኣኸለን ነይሩ: ኣብቲ ዝነበረሉ ግን #1) ኣብ ግዜ ደርጊ "ከረንየ ኣብ ከረንየ ተገንፀልቲ ሓሪረን'የ" አለ ደሪፉ ኣንጻር ህዝባዊ ግንባር
#2) ኣብ ግዜ ህዝባዊ ግንባር "ሳዋ" ኢሉ ደሪፉ
#3) ኣብ ግዜ ፌግ ሰላም "ሰላም ስዒራ" ደሪፉ
#4) ሕጂውን ምስ ሰብ ግዜ ከምዝኸይድ ኣይጠራጠርን እየ
Zgerm 😏😏😏
🥰😍🤩
ጹቡቅ ስለ ዝተዛረቦ ድዩም ትላግጽ ዘለካ ወዲ ድቃላ
As personally it is hard to trust Eritrean!!!!!! Amhara = Eritrea !!!!!
Ykalo anjal da koynka danber tegaru hade nrsom mhdemi sinom alewu
Hanti dma ktfelt zeleka bal kahsay entezarebu zferhu nesilkum msh asom ko welhanti nxuhat sle,konu yom ember kab agame zeferhu keynesleka ata weham bzba naytariku dma Yetwekan u
Nska newstkfetatel nbalka welhanti aflto yeblkan estubit eka
ልክዕ ኣለኻ ጭብጢ እንተዘይኣቕሪቦም ሓሰውቲ ኢዮም ጥራይ ዘይኮኑስ ብሕጊ ውን ክሕተቱ ኣለዎም ::
አየወ አሞሐሩ ንኤርትራ ባሕርኩሞ ሞስ ሃብኩሙዎሞ ከሞዚአ ናይ ዲሽካ ዲና ገይሮሞ ርእስኩሞ ከሞዘድኑኑኩሞ ብ ታምራት ነገራ ደጋጊሞም ነጊሮሙኩሞ ነይሮሞ።አቱሞ ሃላያት ዓቡዑር ዓዲገዳ እንታይ እም ንሰፍላላስ ይፈጥረላ እንዲዮ ኮይኑ ። አምሐሩ ንዓና ንተጋሩ ክይትንፉና ን ኤርትራ እንተዝሕልፉ ፅቡቅ ንይሩ ።ንኤርትራ እንዳንፀፀዩ ክውዱኡኩሞ ኖይሮሞ።
Welkom brother ❤️
ታሪኩ ታሪኽ ዝርይብልካ ጥፋእ ከም ሰብኣይ ኣፍልቡ ገቲሩ ተዛርቡስ ከም ቆልዓ ይንኽነኽ 😘
Yemenu ayemenu ayegedisenan eyu
Nisatom ke men eyu aminiwom bael fabrika hasot eritrawuyan ke sirekum etequ siq elikum nyoutube ktiaryu lehasihas aytibelu haqnet teliwom etom amharu ageb zeyblu
Ezi zgber zelo btiri kinkukuno alena
እዚ ሃለውለው እዩ ባዓል ስልጠነ አስተፍሻል ወያነ (ትግራዋይ እዩ)
Ezom aab zkedwo gezawtn dkanatn zwnnu mebzahtieom bgenzeb hgdef znzberu eyom nmen kem namn tegieuna alo
አዚ መደብካ ሕሜታ ቀይርካዮ አኮ
Kahsay si aeygedfen yu ezi ms zmexe mengsti yu znegs yhwatu enda tefau hgdef kbl zwel endyu
Ykalo, kemu kezlo nfue👍
it's true Thank you for sharing keep it up
ባሓቂ ካብዚ የድሕነና
Eway nska kea agame koynka eway
Adayam kendi hgdefwit eya Nay adayam aygdsenan bela tfelt
Mera keser kelo ab hageru hade seb aytzarbn
Nmntay selam tbl elkas kemzi Aynet Alo
ይካአሎ ናበይ እዮም ቀሪቦም ቲዲኤፍ ክክክክክክ
nay mentay chebti tegeraway ayenay haki tezaribom yefeltu
ተጋሩ ንፈትዎም ኣብ ጎድኖም ኮና ውን ብዙህ ዋጋ ከፊልና አና ብዙሓት ኤርትራውያን ሒጂ ግን ኣብዝሖሞ። ብግምት ጽልእ ድዩ ወይስ ንምንታይ ከማና ዘይተሳቐዩ ክርደኣካ ዘይክእል ዘይምትእምማን ክፈጥሩ ክትርእ ትሓዝን
ኤርትራዊ ዶ ኣይኮነን ብፎቶና ሽም ዝርዝር ዝተዛረቦ ንምንታይ ዞምተጋርስ ኣብዚሖሞ ትብል ኣለካ ህዝቢ ትግራይ እኮ እዩ ዝጠፍእ ዘሎ ዝስመዐካ እንተኮይኑ ንምታይ ኣብዚሐሞ ኢልካ ? ስምዓዮ ኣብ ኣዳኙ ካሜራ ዩትብ ከይድካ መጀመርያ !
@@Seb15 ስለ ዝስመዓኒን ዝምልከተንን ኮ መርገጽየይ ነጊረ ኣቐዲመ ግን ንምንታይ ብግምት ኣዳኙ ዶ ሓደ ዶ ኢሉ እልኩም ኣልማማ ጽልእ ትምህሩ ሓወይ ውን ኮ ተኣሲሩ ዩ ግን ሓቂ ከሙ ኣይኮነን ብ ሚድያ ጽባሕ ኩሉ ቲ ሓቂ ክግለጽ የ ዘይምህዋክ ጥራሕ። ታህዋክ ክሳራኡ ይበዝሕ ካብ ጥቅሙ ደሓር ከኣ ክንደይ ሕማቃት ተጋሩ ንህዝቦም ዝከሓዱ ኮ ኣለዉ ከሙ ከ ኤርትራውያን ብ ኣንጻሩ ከኣ ክንደይ ብዙሕት ኤርትራውያን ቃንዛ ኣሕዋቶም ዝስመዕም ከም ዘለው ኣይንረስዕ። ኣልማማ ግን በፍጹም ኣይሰማመዓሉን የ፡ ሒጂ ውን በትርኩም ኣብ ህግደፍን ብልጽግናን እምበር ኣብ ምስኪን ህዝቢ ኣይተወጣውጡ ጽልእ ንየው በልዎ ስቃይኩም ስቃይና ዩ ግን ኩሉ ምእንቲ ፍቅሪ ጽፈትን ይሃልዎ ብሰንኪ ንቁጽ ኣይንደድ ርሑስ
@@aminegebre6496 ብፎቶን መስረጃን ኣበይ ከምዝነብሩ ከይተረፈ ኣስተዊዒሉ እዩ እኮ ተዛሪቡ ብጅምላ ትብል ኣለካ ብጅምላ ዝበለ የለን እቲ ንጹህ ኩሉ ግዜ ንጹህ እዩ ማኒም ኣየልዕሎን ይቅርታ እምበር ንስካ ከ ከመይ ገይርካ ኢካ ክትሓልፈሎም ማለተይ እቲ ከምዚ ይገብሩ ኣለዉ ዝበለ ኤርትራዊ እዩ ኣይገበሩን ትብል ዘለካ ውን ኤርትራዊ ኢካ እንታይ ትብሉና ኣለኩም ሕጂ ኤርትራ ኢልኩም ኣይተልዕሉ እንተኮይኑ ኣይካኣልን ብተግባሮም እዮም ዝላዓሉ ዘለዉ። ክትርደኦ ዘለካ ግን ንምታይ ነዞም ሰባት እዚኣቶም ከምኡ ተባሂሎም ኢልካ ምሕሳብ እዩ እምበር ንጹህ እየ ስለዝበሉ እንተኮይንካ ድማ ወታደር ኤርትራ ንጹህ እዩ ውን ይብሉና ነይሮም እዮም ሓቂ ይመስለካ?
የደንግጸካ እዚ ድኹም ህዝቢ ሰላም ዘይፈልጥ እዩ
Ata yekealo hawey natey ezeom Ethiopiawian tegaron xelolat eyom nay bahaki
ብሓቂ ካብዚ የድሕነና ሓወይ
Chbti terekebe ayterekebe higi abey alo
Tegaru neti abgonom zelo ertrawi kksrwo eyom
ግዜን ፈጣርን ከግህዶ እዩ ጥራይ ግዜኩም ተፀበዩ።👌 ኣብዝ መፅእኹም ኝኝኝኝ ኣይትበሉና በቃ🤐😡🤨
Ata bexbax entay maltika eyu tdf qeribom malti ashkalale dyu
ካብዚ የድሕነና እወ፡ መራሕቲ ሃይማኖት ዘይበልዎ ኢዩ ንሱ ኢልዎ።
Gizen botan ayfekdelun eyu kemu kbl. he was wrong. purpose nayti selfi seb mobilize mgbar eyu neru. eti zbelo 100% kdus hasab eqa entekone neger gn netom neti selfi organized zgeberu zehegus kkewun nerwo. he was invited to put fuel on the fire. sad for him.
Nay bhaki yikalo