I am Asmera born both parents from Tigray. I live in the USA 🇺🇸 comfortably and bless! My belief is that weyane and Shebiya are NOT GOOD for our people! Tegaru and Eritreans. Take it or leave it, that is my opinion! Young people need to take the pawer and work for better Tigray and Eritrea. We need to stop living in hate that Shaebiya created PERIOD!!!
Asena mergexiu ms hwhat u,natka mergexi ke entay u ,hgdef eko kdmi ms hwhat ms blxgna u serihu kedamay xelieka hgdef ente koynu 2ay ka blxgna xelika eyu nay hwhat aytergagxen alo
Yekalo tv is good
Yiakalo good job, much love and respect for your efforts. Long Live Blue Revolution!
Thank you Yikealo 🩵💚💙🌿🌿🌿🙏🙏🙏
Ykealo Ambesa ajokum kiwegh eyu❤🎉
Welkam Yekao🎉🎉🎉🎉🎉
🌿💙💯
Yikalo you are the best
Good. Job. Yiekalo. 👏👏👏💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙❤️💙❤️💙🌿👍👍👍👍
Ykealo jigna ❤
ሽግርና ባዕልና ዘምጻእናዮ፡ ብዕልና ከኣ ክንፈትሖ ይግባእ፡ ናብ ካሎት ኣይነጸግዓዮ።
💙💙💙💙💙👈🤝
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
💙👍💙👍💙👍💙💙
Brother the majority of tegaru us are behind birgad nahamedu always unconditionally don't worry
Adetatna 10 kebden weliden
Tanika may zekebles seinen alewa
Bsenki hgdef weladat mekan koinen alewa💙💙💙💙💙
I am Asmera born both parents from Tigray. I live in the USA 🇺🇸 comfortably and bless! My belief is that weyane and Shebiya are NOT GOOD for our people! Tegaru and Eritreans. Take it or leave it, that is my opinion! Young people need to take the pawer and work for better Tigray and Eritrea. We need to stop living in hate that Shaebiya created PERIOD!!!
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙🤞
💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
ሕዋሐት ንሻዕብያ ኣሚንዎ ኣይፈልጥን ኢዩ።
እዚ ሕጂ ዝወስዶ ዘሎ ርክባት ግን ኣማራጺ ስለዝሳኣነ ኢዩ።
ሰላም ሰላም ይክኣሎ ሓውና 👏🥰💙
33 years no change. Hegdef they have to go.for good.
Meley Meley Meley Meley 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
🤩🤩🤩🤩🤩🤩
🥰🥰🥰
💙💙💙💙
እዞም ላዛ ትግርኛ ዝባሃሉ ቀዳሞት ጸላእቲ ኤርትራውያንን ልዕላውነት ኤሪትራን ኢዮም ::
ኤርትራ ብሓንቲ ዘይትረብሕ ችችልያ ትግዛእ ዝነበረት ኢያ እንዳበሉ ንኤሪትራ ዘናሽዉ ኤሪትራዊነት ዝምባለ ጥልያን ዘለዎ ኢዩ እንዳበሉ ኣብ ልዕሊ ኤሪትራውያን ኩቱር ጽልኢ ዘለዎም ኢዮም ::
ንሳቶም ተጋሩ ኮይኖም ዝምባለ ናይ ኣምሓራ ከምዘለዎም ረሲዖም ንኤሪትራውያን ዝምባለ ጥልያን ዘለዎም ኢዮም እንዳበሉ ከናሽዉ ሰሚዕናዮም ኢና ::
Welkom
ሕውሓት እውንኮ ሰራቒ ዓማፂ ዓፋኒ ኢ/ያ ዘዳኸመ ብስርቂ እዩ ይክኣሎ ሓወይ ስለዚ ኽልተ ሓደ ምሕዝነት ተፈጠሩ ኣይግረምካ✍️🤗🤗
Selam kubur hawey yekalo ane natka teketatali eye azie eye zednqwka. Emo abzi abzy ገጻት መድኣካ ሓንትይ ሰበይትይ ኣላ ደው አላ ብዛኤባ አዚኣ eba ግለጸለይ . መን eya
❤❤❤❤❤💙💙💙
💙💙
Zigerm U 💙💙💙
💙💙💙💙💙💙💙👍
እታ ወጃብ ተሊስካድካ ትግራይኛ ዓጋመጉዛይ
❤❤❤❤❤
💙 💙 💙
Asena rebha alewoo tekefali u!
💙💙💙💙💙💙💙
😢ኣቤት ኣንታ ሰብ መጅመርታ 😢ናይሰልጠን ስእሊ ኣጽቢቕካ ናይ ኣማኔል ኣኽፊእኻ 😢ምቕራብ ግደፎ😂
ዝኾነ ሰብ ናይ ዝኾነ ጸግዒ ክከውን መሰል ኣለዎ።
E,e'dug!!!
ይከአሎ ቀደም ደአ ማዕበል ከም ብርጌድ ንሐመዱ መዓስ ኔሩ ዳዉን ዳዉን ዝብሉ ጥራይ እዮም ኔሮም,ሎም ግን ሳላ ብርጌድ ንሐመዱ ዝተሰአነ የሎን ንበገስ ደአ ናብ ዓድና ሽፍታ ዓድ ሀሎ ከነጥፍኦ
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
💙🌿💙💙
Asena my stalin yoserh kisab zhalewe Bzaba hwhat kinekf aykieln eyu
Tim bel berah
ኣሕዋት ከመይ ጌርካ ካብ ኤውሮጳ (Schengen area) ናብ ዓዲ-እንግሊዝ ከምትኸይድ ዝፈልጥ ሰብ እባ ይሓብረኒ።
Bitaemi tehzin uk eko ab Europe ehe dea shabea noakum mehayimat duhulat fetiru
@@aastersamuel4175 ንስኺ ሕጂ ፈላጥ ማለት ዲኺ? ሻዕብያ ጽሒፍኪ ዘይከኣልኪ? ደንቆሮ።
@@aastersamuel4175 ደንቆሮ ንርእስኺ ትምህርቲ የድልየኪ ኣሎ። ሻዕብያ ከማን ጽሒፍኪ ኣይከኣልክያን። ካልኣይ ነገር ድማ UK ኣብ ኤውሮጳ እምበር ሸንገን ኣይኮነትን።
@@aastersamuel4175 is UK in Schengen area? go to school please. You can't even spell Shaebya.
@aastersamuel4175 aye nebska zeymflat.nmntay nxerf b natu hmket dyu b nay shaebya si thgz aykealkan ka sk kbret yu.
Menen
ኣየ ይካኣሎ ሕጂ ንሰልጠነ ሐቀኛ ገርካ ንአሰና ንምውጃል ግርም መላ ብሐቂ
ስላም ይካአሎ ህዋህት ርክብ ምህግድፍ ስማይ ክነቅእ አለዎ ክእረቁ ንምንታይ ትርስኡ አብ ትግራይ አብ ሲቪል ህዝቢ ዝወረደ ግፍኢ ጌታቸው ረዳ ዝተጋሀፈ አድጊ ወሎየ እዩ ምስ ሞንኪ ዱባይ ልእሊ 6 ጊዜ ተራኪቦም ፅድቃን ትግራዋይ አይኮነን ከም ኢሳያስ ጃሱሰ ሀለስላሴ እዩ ግን ብሄራት ስለዘይትፈሊ ትግራይ ፈሊጣቶ ከላ አስሪሀቶ ኮሚሳር እዩ ሀሊፍዋ ሽም ትጋሩ እንዳገበሩ ተጋሩ ክመስሉ ይጥቀምሉ አለው 150 አይካአሉን ስለዚ ህዋህት ሀንቲ ሀንቲ ትግራይ እያ ገብሩ አስራት አምሀራይ እዩ ፈሪሆም ትግራይ ሀገር እንተኮይና ተደርብይልም ማለት. እዩ ትግራይ እያ ንጦብያ ፈጢራታ ካሊእ ኪሪስ አስፍሀ እዩ ዝማላለስ ዝነበረ እቲ ሚስስጥር ግልፂ ተዝገብሩልና ብርጌድ ንሀመዱ ከይተብልኡና ትግራይ ሀገር ምስ ኮነት ፊክ አምሀራ ባህሪ ህልሙ እዩ ክርምዘይረክቦ ክነግረካ ይፈቱ ኪሮስ ክህተት አለዎ አብ ሚድያ ከይበዝሀካ የቅንየለይ 😂😂
🕊🕊🕊💙💙💙💙🌿🌿🌿
Asena miswulkeseb getachew sleztebaese mis hwehat weginu lokmax eyu kudmi hji ab england zitekayede nay birged nihamedu teadimu ayimexen hji ka mekexelta
Asena do tekal eyu, Amanuel malet eyu hanti Mealti ms kemu mediatat serihu zeyfelet
Asena amanuel xere brghed nhamedu iyu goni isayas iyu
Eritreawi wetehader wana yebilun. Eseyas agendau gena eyu kunat kikefit eyu zideli.
ሕዋሓት ንህዝባ ለኪማ ክትሓጥም ኢያ ስትራተጂ ዘይርዳኣ ውድብ ኢሰያስ ብህልክ ዘይኮነ ብመትከል ኢዩ ሃገራዊ ህንጸት ኣዊጁ ክትሃንጽ አንተኮንካ ከተፍርስ ኣለካ ክፈርስ ዘለዎ ኣብ ኤርትራ ባህልን አመትን ልምድን ትግሪኛ ኢዩ ኣብ ኤርትራ አንዳፍረሱ ኣብ ትግራይ ክትሃንጽ ኣይካኣልን ስለዚ ኢዩ ምስ ኣቢ ኮይኑ ትግራይ ዘዕነውዋ ዋላ ኢንተርቢዉ ሕገመንግሲ ክብል ኢሰያስ ስምዕዎ
ዝኸበርካ ይከኣሎ እዚ ገብሩ ኣስራት ዝብሎ ዘሎ ሓቂ ክኸዉን ይኽእል ኢዩ ብዛዕባ ርክባት ህወሓትን ህግደፍን:ምኽንያቱ ኣቢ ኣሕመድ ግን ካብ ኢሰያስ ዝኸፍአ መራሒ ስለዝኾነ ንትግራይ ።ትግራይ ድማ ከም ዉሕስነት ካልኣይ ግዜ ንከይወግኦም ደልዮም እዉን ክኾኑ ይኽእሉ ኢዮም ወላ እኳ ብፖለቲካዊ መትከሎም ክሰማምዑ ተዘይከኣሉ።እቲ ዝኸፍአ ኣብ ትግራይ ዘለዉ ፖለቲከኛታት ብዘይካ ምዉቃስ ንህወሓት ንጹር ዝኾነ ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ንህዝቢ ዘቅርቡዎ የብሎምን ብዝያዳ እኳ ደኣ ንህዝቢ ትግራይ ሽግር ዘጋድድ መርገጺ ሒዞም ክመጹ እምበር።
ስለዚ ህወሓት ቅንዕቲ ትኹን ኣይትኹን ኣብ ሰዓቱ ግን ስምዒትን ድሌትን ሒዛ ትጓዓዝ ዘላ ይመስለኒ።ኩሉ ኣብ ሚድያ ወጽዩ ዝዛረብ ካብ ዉልቃዊ ፖለቲካዊ ዕግበት ወጻኢ ንህዝቢ ዝጠቅም ፍረነገር ኣይተረኽቦን ስለዝኾነ ድማ ኢዩ ደበና ኩናት ዘንጸላሉ ዘሎ።አብ ከምዚ ኩነታት ኮይንካ ድማ ምስ ንዓኻ ክመስል ዝኽእል ምንቅስቃስ ይኹን ጉጅለ ክትሓብር ትግደድ።
ካብ ቃልሶም ንላዕል ንፖሎትካ ትግራይ ኣትዮም ህዝብ ኣብ ዝባን ምርዓዱን ምብትታኑን ወስኾም ኣብኡ ኣትዮም ያባታትንለው ከም ብዓል ኣሰና & ኣማንእል ዝበሉ ሰባት ምሕረት ያውረደሎም እምበር
Batami zhzh hakey mngste semay yewars.
ብኸምዚ ዝመጽእ ሓርነትስ እንድዒ።
ደእክብካብ መሰረቱ ተሓጋሕጉ ክከይድ ኣለዋ ያካኣሎ ዐርከይ።
Sebey❤❤❤❤
አዛብእ ብሐባር ከጥቅዑ አይብአሱንዮም:: አብ ምብላዕ ግን ስለ ዝስስዑ ይበአሱ:: ጉጅለ ህግደፍን ጉጅለ ወያነን ክአ መጀመርይኦም ምአስ ኮይኑ ሎሚ ካብ ቀደሞም ስርዓት ዝብኢ ::
Ezi kalsi kiewet deleyti fthi kemzom nab hgdef edom zihbu zelewu wuhudat sebat edom hibom neti an adi zelo kislyun mistom deleyti fthi ab adi zelo kirakebu xbuk edl eyu nxelai nieu mesilka eka tetikion tiewetelun tikiel
ሀየ😂😂😂😂😂😂😂😂
ካብ ስደት ክንጋላገል ዘክእለና እንኮ ብብረታዊ ቃልስ ዩ ዝፍታሕ መኽንያቱ ነት ባይረስ ዝኮነ ሕማም ህግደፍ ሙሉእብሙሉእ ክስረዝ ኣለዎ ህዝብና ራህዋ ክረክብ እንተኮይኑ እዚ ግን ህግደፍ በይኑ ዘይኮነ እቶም ባራዩ እዮም ንኽፍኣት ጥፋኣትን ንህዝብ ኤርትራ ስሕለት ዘቐብሉ ዘለዉ ነት ምስኪንኪን ሓላልን ህዝቦም ደም ዘንቡዑ ኣረሜናውያን ባራዩ ዮም
ሰላም ሰላም ይካኣሎ ሓውና አዚ ዝኽይድ ዘሎ ብሎትካ ንህዝቢ ንመንአሰይ ኤርትራ ናይ መወዳአታ ጽንተት ኢዩ የሕዋት ቀሊል ጌርና ከይ ንወስዶ ደገፍቲ ንኹን ተቓዋሚ ይኹን ንሕሰበሉ ምኽንያቱ ኢትዮጵያ ከይ ትፈርስ ተባሂሉ ኣሽሓት ጠፊኦም ሕጂኸ አታይ ይድለ ኣሎ መንአሰይ ንቕሕ ኢቲ ዝጠፍአ ሓውኻ ወዲ ሓወቦኻ ኢዩ
Yikealo bzaeba tplf edikum keyteetwu ane zmesleni berged nihamedu n tplf eyu khaquf zgbeo neyru ab kindi ms abiy mtihbibar zb akaydakum sihtet fetsimkum hade kitifeltwo zgbeakum eti nay tplf ena higdef hasot eyu pp tsadiqan & getachew ntplf kab hizbi nmntsal zgber zelo mela eyu ena nskatkum nhizbi tigray netsilkum etrekbwo awet yele b afar etgebrwo ternot ayeewutekum giday keytkonu
👍👍👍👍👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙
💙💙💙💙💙💙👍👍
ASENA Tegadaly nay HGDEF kem zinebere nizekir.
Sekbale anta chanwe resie
Xubuk hasab
ኣነ አብቲ ኩናት ተሳቲፈ ኔረ መሬተይ ከምልስ ልኡላውነተይ ከውሕስ ወፊረ ንጸላእተይ ከኣ ምንጋግኦም ሴረ ተመሊሰ ን ህዝቢ ትግራይ ከኣ ደጀን ኢየ ኮይነዮ ኔረ
Btami tsbuq iwanawi medeb Ykealo hawena.💚👍💙👍💚👍🍀👍💙👍💚👍
ኣሰና ናይ ኩሎም ወረርቲ ደጋፊት እያ እሉ ዝኣምን ብሃም እዩ:: ኣማኑኤል መትከሉ ዘይቅይር ዓብን እንኮን ኣንጻር ህግደፍ መዋእሉ ዝተቃለሰ ሰብ ምኳኑ ማንም ጸላእን ፈታውን ዝፈልጦ ሓቂ እዩ::
Hiwhatn Higdefn ztesemamulu
eti 1 BN n Higdef inte alyiwo Hiwhat win imri yebilnan menisey Tigray kglbtena yu zibl yu slezi yom kltiom zhabru zelewu
Zelo kunetat kem breaking news tehlfu ember abtntena tatwu.
ሓሳዊ
❤❤🎉🎉🎉
Asena mergexiu ms hwhat u,natka mergexi ke entay u ,hgdef eko kdmi ms hwhat ms blxgna u serihu kedamay xelieka hgdef ente koynu 2ay ka blxgna xelika eyu nay hwhat aytergagxen alo
Ezi Tenbar mis Dr Abiy eu ziserih mis beal Getachow eu. Gin Dr Abiy kunat kgebir biqat yeblun 🤣🤣🤣
Sebut endhri koynkin kinryekin ena
ከም ኣሰና ንኢሳያስ ዝቃወም የለን ኣይተምስል መንዩ ንህግደፍ ዝሕግዝ ነቲ ቆይቁኹም ኢዱ ዘየእተወሉ ዲኻ ጉሂኻ ባህሪኡ ኣይኮነን ግደፎ።
እዞም ኣብ ላዛ ሜድያ ዘለዉ ሰባት ብልክዕ ንኣማኑኤል ዝተረድእዎ ኣይመስሉን እዮም:: ስቅ ኢሎም እዮም ሃለውለው ዝብሉ ዘለዉ:: እንተኪኢሎም ንኣማኑኤል ዓዲሞም የዛርብዎ ሞ ሽዕኡ መንነቱ ክፈልጡ::
ገብሩ ኣስራት ባዕሎም፡ዘናከስዎ ሓውስ ሰላምንደሊና,,ክንድዝመረር፡ይምረር ክንዲ ዝነውሐ ይንዋሕ ኲናት ክቅጽልዩ ቃል ገብሩ ኣስራት😂😂😂😂😂😂😂😂😂
Gosguas yedli mediatat nab hzbi tgray Ms yehwatkum keytbeasu elka.
ሰልጠነስ ሰብየ ኢልካ ምስ ሰብ ተሳኢልካ ወይ ጉድ ዓገብ።
Yaki eti ab adis zelo haftom kblu kndey seb ksnkulu tnfasom khbu
አሰና ቅርሺ እዩ ዘገድስ
ንስካ ኣብ ዮኡቱብ ተሸጒጥካ መንዩ ንሻዕብያ ካብ ሱሩ ክምንቁሰልካ ዪኡቱበ ግደፎ ካላሽን ዕጠቅ
kndey eka tkfel wey genzab zgebro zeybulu sdraka ketedebdeb si kndzi ajewujowu
Ane zgermeni ezom seb medya kumar txawetulu aleku nezi menesey aletawya
ንመንእሰይ ትግራይ ዘጽነተ ኣቢ ንመንእሰይ ኤርትራ ብዘይ ሓደ መጻኢ ረብሓ ክሕግዞም ኢልካ ምሕታትን ምምርማርን ኣድላዪ ኢዩ።
ገብሩ ኣስራት ንሻዕብያ ጥራይ ዘይኮነ ንመሰል ርእሰ ውሳኔ ኤርትራውያን ውን ካብ ቀደሙ ኣይድግፍን ኢዩ።ህዝቢ ትግራይ ክልተ ዓመት ብ ኣቢ ክጭፍጨፉ ከለዉ ድምጺ ገይሩ ዘይፈልጥ ሕወሓት ተመሊሳ ከይትሕይል ጥራይ ዘይኮነስ ኽትጠፍእ ግዜ ረኺቡ ኢዩ ዝልፍልፍ ዘሎ።
ምስ ንእስትራተጂካዊ ዕላማ ህዝቢ ኤርትራ ዝድግፍ ዝምድና ምግባር ይሓይሽ ካብ ምስ ጸረ እስትራጅካዊ ዕላማ ህዝቢ እንድዒ ናይ ሎሚ መንእሰያት ዝሓስብዎን ዝኣምንሉን።
ብ ኣርብዓታት ኣቦታትና ንመጻኢ ትውልዶም ዝመጽእ ሓደጋ ሓሲቦምሉ ነይሮም ተተዝኾኑ
30 ዓመታት ዝወሰደ ሂወትን ዕንወት ሃገርን ኣይምወሰደን ስለዚ ስርዓት ኢሳያስ ቀዳማይ ጸላኢ ምዃኑ ንማንም ዘማትእ ኣይኮነን እቲ ሽግር ግን ህዝቢ ከም ህዝቢ ሓደ ኮይኑ ነዚ ስርዓት ስለ ዘይመከቶ ናይ ሞራል ውድቀት ኣስዒብሉ ነንሕድሕዱ ኣብ ምንቛት ተሸኺሉ ተሪፉ ዘሎ። ሽግር ኤርትራውያን ኢሳያስ ኣይኮነን ኤርትራውያን ኢዮም ሽግር ኤርትራ።ስለዚ ብርጌ ንሓመዱ ምስ ዝመስሎ ክሰርሕ ከልካሊ የብሉን መጻኢ ዕድል ትውልድኹም ጽብቕ ክኸውን ሕማቕ ክኸውን ግን ኣብ ናታትኩም ናይ ቃልሲ ውጽኢት ኢዩ ክኸውን
እታ ኤርትራ ተባሂላ ዘላ እንተ ቀጺላ ኢያ።
ኣሽንኳዶ ኤርትራስ ይግዝላቪያ ትብሃል ሃገር ከማን ነበረት ኮይና ኣላ።
ልኡላውነትካ ክሒዱ ባሕርኻ ብሓይሊ ምስ ዝምነ ሓይሊ ተላፊንካ ንህዝቢ ኤርትራ ፍትሒ ዘይኮነስ መከራን ህልቂት ከተምጽኣሉ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ። ስለዚ ለብም ኣንታ መንእሰይ።
Denakur hgdef weyanen zble mergexi tehaghigu kwexe alewo cominist xere Amlak eyu . Ezom abo xbuk geyrom gelixomom alowu
bal asrat ba gudom khabueu KALAT AKAMIMOM eyom kzarbu enber entay kbl texebikayo
Take the cap off you don't look clean
Atum sebat entay ekum tekonu delkum gen kulu seb beka besnki Eritrea u demwut delo mejmerya nemwati mengesti semay yewarso kexle ezi demote seb amwtu tergagexu du kab adi engliz ke abzi kerba Europea KOF daybel
ይከአሎ እንታይ የዋጽአና ከመይ ማለትካዩ::
ወያነ ናብ አያኡ ኢሰያስ ኡዱ ሂቡ::
ንስኻ ኽአ ወይ ናይ ጣዕሳ ወረቐት መሊእካ ደድሕሪ ወያነ ኢድካ ምሀብ::
ወይ ክአ መዓንጣኻ ሽጥ አቢልካ አንጻር ህግደፍን ኮራኩሩን ምቅላስዩ::
ዘይ ርዱእ ትብሎ ዘሎኻ እንታዩ:: ከማይ ንግሆ ኩሉ ጽሩይ ንጹርዩ ዘሎ::
Please tell Seltene to limit the damage.