Great political debate and great political analysis that is why now a day the all people follow you. The politics is changing from time to time thanks for GOD.
@@fiayametagualasmera8143 i have seen you commenting this in money videos that means in eritrea there is no tigrigna biher according to you hamasien and seraye and akele guzay are have there own identity
Wonderfull explanation.just go ahead 💕
Abzi TH-cam naka ksemee eye zmexee welfi koynkani
መርሓባእ ተስፋጽየን ጂግና እንቓዕ ብሰላም መጻእካ ተስፌ ኣባዳህሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣንታ ተባዕ መዋዳድርቲ ኣልቦ።
እስከ እንባሕ በል ተስፋጽየን ኣባዳህሪ ኩልና መንእሰያት ደቂ ትግርኛ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
ተስፋጽዮን ኣጆኻ አቲ ሓቂ ምሳኻ ኢያ ዘላ ኩሉ ገሊጽካዮ ኣቦ ትግርኛ ኣምላኻ ከማኻ ሓቀኛታት ይፍጠረልና
*#ኩቡር_ፕረስደንት_ሃገረ_ትግሪና_መርሓባ*
Tesfasion anbesa
እንካ ዝወደይ!
እንካ ኒሕ - እንካ ዛንታ
ውረስ ተዓጠቆ - ኣንብብ በብታርታ፣
ዝወደይ!
እንካ ኲናት - እንካ ዋልታ
ኣነጺርካ ወርወር - ፍጹም ከይትስሕታ፣
ዝወደይ!
እንካ ብራና - እንካ ዳዊት
እንካ እምነት - እንካ ታቦት
ቃል ኪዳንካ ኣጽንዕ - ከምቶም ናይ ኣቦታት
ካብ ላዕላይ ፈጣሪ - ክትረክብ በረኸት
ሓልዎ‘ቲ ምስጢር - ክሳብ ዘንተእለት።
ዝወደይ!
እንካ ፍቕሪ - እንካ ሓልዮት
ካብቶም ወለድኻ - ዘመንጭዉ ለውሃት
ኣውርስ ንደቅኻ -ንዕንዱ ንሕንጢት
ጽቡቕ ጌርካ ኣዕብዮም - ይኹኑ ጎብለላት።
ዝወደይ!
እንካ መሬት - እንካ ልእላውነት
ሓልዋ ትንፋስ‘ያ - ትኽበር ዘንተእለት
ሕድሪ ተረከቦ - ሕድሪ ናይ ሰማእታት
ኣውግሓዮ ለይቲ - ክረኽቡ ቅሳነት።
ዝወደይ!
ደምስሶ እቲ ክታም - ናይ ምንሊክ ጥልያን
ኣካልካ ዝጉዚ - ናብ ትግራይ ኤርትራን
ወጊድ በሎ ደጊም - ሓንሳብ ንሓዋሩን
ኣርሞ ቲ‘ታሪኽ - መስርታ ኣግኣዝያን።
ዝወደይ!
ምለሶ ሬሳታት - ካብ ሊብያ ሲናይን
ኣውጻኣዮ እሱር - ካብ ጉድጓድ በዓትን
ደብሳ ነዴኻ - ካብ ጓሂ ንብዓትን።
ዝወደይ!
ሰኣሎ‘ቲ ካርታ - ንደፎ‘ቲ ፕላን
ሓንጽጽ ስትራተጂ - ናይ‘ዚ ሓድሽ ዘመን
ኪድ ተወዳደር - ምስ ኤሮጳን ኣስያን
ሓምብስ ኣብ ሰማያት - ናብ ህዋ ጋላክሲን
ስራሕ ነፈርቲ - ፈጣናት ሮኬታትን
ጽቐጥ እምኒ - ናብ Trappist 1e ን ካልኦትን።
Trappist 1e is a planetary system about 40 light years away from the earth. Trappist 1e ሓደ ናይ ፕላኔት ስርዓት ኮይኑ፣ ዳርጋ 40 ናይ ብርሃን ዓመታት ካብ መሬት ርሕቀት ኣለዎ። ኣግኣዚት ሃገርና ብተክኖሎጂ ዝማዕበለት ኮይና፣ ደቅና ኣብ በዓል Trappist 1e ን ኣብ ካልኦት ፕላኔታትን ክበጽሑን፣ እምኒ ክጸቕጡን፣ ኣብ ካልእ ዓለማት ክሰፍሩን(ዓለም ኣብ ከምኡ እንተበጺሓ) ክኣ ትምኒተይ እዩ።
ኤረትራ ትብሃል ልእላዊት ሃገር እንበር ኤረትራዊ ዝብሃል መንነት የለን ። ኣብታ ኤረትራ ትብሃል ሃገር ክኣ ሓደ ብሄር (ትግርኛ) 8ተ ቐቢላታት ኣለዉ ።
መምህረይ መምህር ሓቂ...እንቋዕ ደሓን መጻእካ።
ረሳሕ ዓጋመ። እሞ ኪድ ንትግራይካ
ሕጂ ንትምህርተይ እንዳ ከድኩ ንዓካ ክሰምዕ ባቡር ገዲፈትኒ ከይዳ ተስፉ ማይ ፉዘር well come
kkkkk eway tehzn mskinay tmrtka gber tesfaxion wela hanti zgebro yeblun gzeka aytebakn
Khaled Ibrahim ኣምሺ ያ ዓብድ
@@__salasa kurkur wahid
Hamam!
Hero
Tegadalay aleka do
Great political debate and great political analysis that is why now a day the all people follow you. The politics is changing from time to time thanks for GOD.
ዶንቆሮ መምህር! ደናቁር ሰዓብቱ። ኣይትሕሰቦ ኤርትራ ናይ ብዙሓት ብሄራት ሃገር ያ።
Kabey EU metseyu gahaf zkone seb eza seb fahafah abiliwa. Tesfatson you are so disgusting.
"ከኣ መጸ፣ መጸ፣ ኣምበሳ ዝመስል ነስላም ዘንፈጥፈጠ!!
ዋይ ጸዉዕ ተበልኩውስ ባዓል በለስ ክክክክክ
ፕሮፌሰር ተስፋ-ናይ-ጽዮን፡ ተንታኒ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃን ማእከላይ ምብራቕን።
Chi Voi American Europe n resiekala
a
!
q
+
ኣቦ ሓቂ ኩላ ነቂሓ ኢያ በርቢሪካ ኢቲ ሓቀኛ ታሪክ ገላሊህካዮ ኢካ ዒድመን ጢዒናን ይሃብካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ተስፋጽዮን ተስፋ ኩሉ ህዝቢ ትግርኛና
ኣያና ተስፋጽዮን፡ ጎይታ ሓቂ! እንቋዕ ደሓን መጻእካ፡፡
Wellcome ተስፋ ህዝቢ
ቀጽል ጥራይ!
ንመጀመርታ ግዜ ህዝቢ ግእዝ ናይ ምግባር ዓቕሚ ዘለዎ መራሒ ረኺቡ ኣሎ።
ሕጂ ምስዚ ንጹር ራኢን ስትራተጂን ዘለዎ ቃልሲ ክሰርሕ ዘይፈተወ ዝሓፍረሉ ርሑቕ ኣይኮነን።
#ኣግኣዝያን_ይዕወት!!
Bihaki
ካብቲ ኣብ ሰማያትና ዝዝምቢ ዘሎ ደበና ከም ዝተዓዘብክዎ ፡ ብዉሑዱ ን86% ህዝቢ ዝውክል ቃልሲ ምኳኑ ንመጀምርታ ግዜ ካብ ናይ ውሑዳን ሰብ ፍሉይ ረብሓ ዘናግፍ ስነ ሓሳብ ከም ዝረኸብናን መጻኢና ውሑስ ምዃኑን ክሓስብ ጌሩኒ ኣሎ።
በዓል ሃብቶም ዝርጓት ንፍቅሪ ንሰላም ዘይትዝሙሩ ኣብ ናይ ኦሪት ኣተሃሳስባ ዘይትወጹ ኣብዚ ምዕቡል ጊዜ ናይ ድሁራት ኣተሓሳስባ ትሕስቡ ንህዝቡኩም ሃገርኩምን
ጽቡቅ ዘይትሰርሑ ካብ ዕላማ ዘይብሉ ጽሉል ተስፋጺዮን ትሰምዑ።
ጽሉል እንተኮይኑ ኣበይ ከይበጽሕ ኢልካ እንዶ ሕለፎ ፡ ወይ ድማ ሓሳብካ ንገረና እቲ ናይ ሰላም ፍልስፍናኻ ኣርእየና ካብ ናይ ፕረሲደንት ተስፋጽዮን ዝበልጽ ወይ ዝሓይሽ እንተኮይኑ ክንክተለካ፡ ወደሓንካ!
ምስትውዓል ኢና ስኢንናዮ እምበር ኣግኣዝያን ከም ዝዕወት ዘጠራጥር የለን ።
ካብ ህዝቢ ብህዝቢ ንህዝቢ ዝኸውን ስነ ሓሳቡ
ታሪኻዊ መሰረቱ
መንነታዊ ሓድነቱ
ቁጠባዊ ፍልስፍንኡ
እቲ ግዜ ነዊሕ ኣይኮነን ተስፋኹም ምሉእ ይኹም ኣይትጠራጠሩ ዝብል መልእኽቲ ኢዩ ዘለዎ።
ኣጆኻ ጅግና ወዲ መርየት
ኩራዓተይ ሓበነይ እንካዕ ብስላም መጸኻና😍😍😍😍😍😍
ሪኤ በር ጉዳም ሪኤ ኣጋዚያን ሜዳ ብሒተሞስ
ኮሪዐ
ሰሚዐ በር ጉዳም ስማዕ
ኣጋዚያን ዓዲ ኣቲዮምሲ ህግደፍ ኢሎም
ራዕራዕ ።
ህግደፍ ኢሎም ራዕራዕ kkkk ህግደፍ ድኣ ብሽሾ ሰራዊት ደርግ ብሕዋትካ ወያነ ራዕራዕ ዘይበሉስ ብኣኹም ናይ copiuter ጀጋኑ ለዘይቲ , ኣበየናይ ዘመን ኢና ዘለና ወደይ,, ን ጸባ ዶ ጸሊም ሕብሪ እዩ ትብሎ ኢኻ
@@solomonwelday2964 kla algs ኣበይ ኢልካዮ እሞ ንስኻ ጎይቶትካ ዘዝበልዎ ጥራይ
ወያነ 'ዳበልካ ዘምር በሃም፡
Aykonkomen nesekom deki 40 deki dergen hamasen ekom
@@ወድከበሳ ኣታ በትኪ ኣብ ህዋ ኣብ ሕልሚ ካብ ምንባር ኣብ ግህዶ ዓለም እንተትነብር ምሓሸካ , በል ክነግረካ ንወያንድኣ እንታይ ጎይታይ ደልየላ,,, ባዕለይ ይብለካ ኣለኹ ወዲ ቆማል ወያነ,, ሓንሳብ ጥራሕ ዓቕሊ ግበር እቲ ኣብ ልዕሊ ወያነ ዘሎ ሓለቓኩም ሩኩስ መንፈስ ክስበር ቀሪቡ እዩ ንስኹም ድማ ደድሕሪኣ እናእወኹም ናብ ሲኦል ክትድርበዩ ኢኹም,,,, e
@@solomonwelday2964ወያነ ዳ በልካ ተጻረፍ ጥራይ ሓሳብ ዶ ከይተምጽእ ጀልፋፍ,
ሰብ ትሰርሕ እያ ዘላ ጥቕምኻ ተተለሊ ምሓሸካ ዶስ ካብ ቶም ተረፍ ኢኻ።
ኣያ ተስፋጼን ' ! እንቓዕ ብሰላም መፀኻና : ተስፋና ኣቦ መንነትና ...!! የቐነልና ቪቫ ደቂ ኣጋኣዝያን ❤️🥂
ዓጋመ ረሳሕ
Ati agame go out
First
People of Tigrigna Nation respect hero tesfazion thanks a GOD to give tesfazion as a leader
ተስፋይ ጽየናዊ ኣንበሳ
መስፉን ሓጎስ ናይ እርጋን ግዲ ኮይኑ ሃተፍተፍ ይብል ኣሎ ከም ቀደሙ ምስታር ምሓሾ።
እዞም ኣረግቶት ትግርኛ ክንዲ ዝስተሩ ይግተሩ ኣብ ጎኖም ዘሎው ቀቢላታት ኣሚኖም ግን እታ ሓቂ ናይ ቀቢላ ኣብ ምብራቅ ሱዳን ንርአያ ዓቅሞም
@@betaisrael1641 ygermeka u ....enda fletu eyom zxyku
@@ርእሶምሓጎስ aytxrf ples xerfi gega u mesfon hagos jigna u gega ent alwo armoo
@@libeymidrebeda2580 kubur haw bgega terediekayo aleka ztexarefe wey jgna aykonen zbele seb yelen....hji gn chaf hizu hateftef ybl alo eyu eti zereba.
@@ርእሶምሓጎስ ya xbuq alka zarkey...... so sorry bkalii eye trdka nere ezom sebat idmyum mulu naza hager u tewfyum bkmu ye eza nay ergan zeblkaya....ya qir eltni ezum abtatna iyum kbri yegbom u kulum jeganu eritrea. So .....sorry gn zarkey
ተስፋ ኣለኒ ብቁጠባን ቴክኖለጅን ንዓለም ገዲፋ ዝተሓምበበት ሃገረ ትግርኛ ክርእይ፡ ዕድመን ጥዕናን ኣያና መምህር ተስፋጽዮን ውላድ ወልደኣብ ወልደማርያምን ኪዳነ ክፍሉን
እንቃዕ ደሓን መላእካ ጎይታ ሓቂ ተስፋጽዮን ኣባ ዳህሪ ንኪድ ጥራሕ ኣግኣዝያን ሃገራውያን
ኣቦ መንነት ተባዕ ጅግና
Happy feast of Tabernacle Tesfie jigna 👍🏾❤️
Waw thanks you are honest
Gigna 🌹🌹🌹💖💖💖💖
ተባዕታይ ወዲ ሊቃውንትን ሞካንንትን ነዛ ኩላ ጸጋማውያን ጸጸግዓ ኣትሒዝካያ ! ደጊም ንመንእሰይ ትግርኛ ዘደናግር ወዲ ማኦ ይኹን ወዲ ለኒን ኮቶ የሎል !
እንቓዓ ብዳሓን መጸኻ መምህርናን ኣያናን ኣቦናን ተስፋ-ጽዮን።
ኣባድህሪ ወዲቶም ሰብ ስረ ሓማ ማእከል ኣስመራ ጻዕዳ.
Tigrina nab awraja werda
ኣግኣዝያን ኣዉራዉያን ኣይኮናን ከምኡ ዓይነት ስምዒት ዘለዎ ከኣ ፍጹም ኣግኣዝያን ኮይኑ ምሳና ናይ ምቕጻል ተኽእልኡ ትሕቲ ዜሮ ኢዩ ስለዚ ክብርታቱ ንታሕቲ ተዘየዉረድክዮ ይሓይሽ ወላ ዉን ኣባል ማ፣የ፣ኣ እንተድኣ ኮንኪ።
@@SamiSami-iw3jn
Hammasien is Tigrigna. We are all.
ሃገረ ትግሪኛ ok
ኣባዳህሪ
መርሓባ
ሓቀኛ ኢካ ንስኻ ከልቢ ክነብሕ ንቡር 'ዩ ኣለኻ እንደሞ ወዲ ሓረስታይ ጉዕዞ መረሻ ትቅጽል ተስፌ ተስፋ ትግርኛ ይዛረበሉ'ዶ ይከውን እናበልኩ ኢየ thanks a lot
ተስፋጽዮን ጅግና ነቲ ናይ ጥልያን ኤርትራውነት
በርበረ ጌርካ ዓይኑ ደፊንካዮ ኢኻ።
ቀባጽ.........ደይ ሕለሎ ኣብነት ቃልሲ
T's you teacher tgreG🍷🍷🍾🍾🍾🍾🍾🍾🙏🙏🙏🙏🙏like your comments
ኤርሚለን ኣወልን ወይ ኤርሚለን ሳሙኤልን ካብ ምውድዳር፡ ኤርሚለ ንምንታይ ክሳብ ክንድዚ ንታሕቲ ወሪዱ ብዛዕባ ናብርኡ ከምኡ ኢሉ ኣዕሊሉ ወይ ተዛሪቡ'ዩ ዝገርመካ (ወላ'ኳ መነባብሮ ህዝቢ ኤርትራ ፍሉጥ እንተኾነ)። ፈቲኻ ጸሊእካ ጎርባብቲ ወይ ፈለጥቲ ኤርሚለ ካባኻ ንላዕሊ ንኤርሚለ ይትሓባበርዎን ይሓልዩሉን። ስለዚ ንስኻ ልዕሊ'ቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ሰብኣውነት ወይ ሓልዮት ህዝቢ ክህልወካ ኣይክእልን'ዩ።
ኣባ ዳህሪ ሽም ንህቢ
እዛ ፊድዮ ጀሚራ ክሳዕ ትውድእ ካፈይ እናሰተኹ ብሕጉስ መንፈስ ተማሂረ ። መምህር ተስፋጽዮን ክብረት ይሃበልና ። ንስኻ ሽም ንህቢ ኢኻ ።
መምሄር ሓቂ, ትብዓት, ኒሕ ኮታስ ኩሉ 🕎☸️🥰✊
Anbesa
Yibel agalalixa jigna tigrina
ማይኣ ንዘበናት ተረሲዑ ዝጸንሐ ወሰናስን ከባቢታት ዘርብሕ ማሕበር ዩ
ተባዕ ጅግና ኣቦ ሓቂ
ኣባዳህሪ!!!!!
ኣድነቕትን ፈተውትን ተስፋጽዮንን ኤርሚለ ጥራይ ሃየ
Tesfazion resah hasawi bsimiet ika tizareb kulu ghize tehared dea nisikas
Well come tesfe jigna!!!
💐💐💐💐Well come tesfie aradom 💐💐💐💐
We will help Ermiley.
ኣንታ ረሳሕ ንስካ ካብ መን ጸቢቕካ ኢኻ ንይርጋኣለም ትጸርፍ ዘለኻ ፡ ካባኻ ዝኸፍእ ኣውራጃዊ የለን ክትፈልጥ ከዛብ
መስፍን ሓጎስ ኤርትራዊ አንተትፈጥሮ ከመይ ድኣ ንዓኻ ዘይኽብሩኻ ክጸርፍኻ ከዋርዱኻ ከለው ትግርኛ ደቅኻ ኢና ኣብ ጎድንኻ ደው ኢልና
Welcome super man
ሽም ንህቢ ተስፍ - ጽዬን ።
Dr,ተስፋጽዮን ዎትሩ ሑጉስ ኣብ ገጽካ ተስፋ ኢና ንርኢ ዑውት ውላድ ሻዕብያ።
Hamasen do daki 40
Tesfazion 🌹
ሰብ ካብ ገጽ ምድሪ ከጥፍእ ተክእሎታት ወይ ስግአት ዝኮኑ 1 ,ክላይመት ቸንጅ 2 ,ኒኩለር ቦንብ 3 ,አርተፊሻል ኢንተልጀንት 4 (ኢፒደሚክ )ክሰምዕ አይክአልኩን ብዝካነ ከምዚ ዕይነት እዋናዊ ሐበሬታ ብኑጽር ብትግርኛ አብነት እና ሀብካ ቁሩብ ጊዜ እንተትህባ ብዙሕ ምተማሀርና
lll
llllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllllll
Meley ??????
Welcome hero 🥂🥂
Merhaba
እንቃዕ ደሓን መጻኻ ኣያ
Hawna tesfaxion kab libi nkbreka kexilelu
ኣንታዚጠበቕዚ ኣግኣዝያን ቀደም ዝሰጎጉዎስ ምስመንዩ ዒንኪሊል ዝብልዘሎ ገጹትርሓቕ።
Jigna
The Nex generation more than half es done back in tigrna Netion
ሕቶ!!!!!
ስለምንታይ ኢዩ ንስኻ ነዛ ጽሑፍ ተንብባ ዘለኻ ትግርኛ ነብስኻ ምፍታው ዓቀብ ዝኾነካ ዘሎ 🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔🤔?????????
ተስፋጼዮን ኣብ ጎድንኻ ኣለና
Merhaba abadahri aradom enkae bselam mexaeka
Lekbat n mesfn hagos ayay endableka n Andebrhan ka denqoro kitblo twuel hasawi awrajawi.
ኣብ መዲያ ሹጉሩ ተገሊጹ ናይ ኤርመለ ዳ እምበር ህዝቢ ክብረቱ! ንብረቱ! ሃይማነቱ! ሃገሩ! ብጅምላ ዩ ሹጉር
ISAYAS KIELE ALEWO . HALEW LEW AYTIBEL. NI DEQUI BAT ERITRAWIYAN AXNITU NETOM DEQUI ADU DEQALU TEGARUN AGAMEN JEBERTIN AB MERETNA ASFIRU. NISATOM AB MERTNA DILAYOM YIGEBRU WEDI MERET KEANI YITEFIE ALO BISENKI WEDI TIMBIENAY ISAYAS TELAM AGAME .
how do you know isayas is from tigray or do you have a problem with tigray and i have a question why do you hate tigray people
@@xoeh7131 "ትግራዋይ" የሚባል የብሄር ማንነት የለም። ትግራዋይ
በትግራይ ክልል (መልክአምድር) የሚኖሩ ልዩ ልዩ ብሄረሰቦች የሚጠሩበት የክልሉ ነዋሪዎች የጋራ መጠሪያ ነው። የተዛባ አመለካከት ስላለ ግልፅ ማድረግ ያስፈልጋል። ኢሮብ ኢሮብ እንጂ ብሄሩ ትግራዋይ አይደለም! ኩናማ ኩናማ እንጂ ብሄሩ ትግራዋይ አይደለም!
አጋሜ፣ ተንቤን፣ እንደርታና ዋጅራትም ማንነታቸው ተጨፍልቆ "ትግራዋይ" የሚባል የሌለ "የብሄር" ማንነት ሊጫንባቸው ኣይገባም። አህዳዊ ኣመለካከትን በትግራይ መታገል ኣለብን።
@@fiayametagualasmera8143 i have seen you commenting this in money videos that means in eritrea there is no tigrigna biher according to you hamasien and seraye and akele guzay are have there own identity
ተስ ኮሪዒዳ
እቶም ኤርትራውያን ከይንኸውን ንጥልያን ዝተዋጋእናዮ ደቀባት ኣለና ህዝቢ ትግርኛ ኤርትራውነት ኣየድልየናን።
Shush qomal AGAME😷😷😷
ኣንታ ትግርኛ መዋእሉ ጥሙይ እዩ። ብቀደሙ ርጉም ህዝቢ እዩ። ኣይትመካሕ። ሓሳዊ መደናገሪ ዝኾነ ህዝቢ እዩ።
"እንታይ ኮይና እያ ኤርትራ ምስዚ ኩሉ ጸጋታታ ዋላ ሓንቲ ከተፍሪ ዘይትኽእል?" ጽቡቕ ሕቶ። ሓደ ገባቲ ዝኾነ ባህሊ ኣብ ሃገርና ዝዓብለለ። ባህልን ክብርታትን ትግርኛ ኣብ ርእሲ ህዝቢ ኤርትራ ገበን ይፍጽም ኣሎ። እዚ ከኣ ዋጋ ክትከፍሉሉ ኢኹም።
💪✔️💯👍
Meseret tigrigna wey bahli ab metera adulus tekondae kohaito kab geez zimetse kelos kulu gzie gin periferee elka teneaeso. Eske zikone nay qidmi ashehat ametat ab za hamasien tibla zeleka hereitage ngerena. Slezi n kulu tigrigna b maere temto. Kisab zifelalekayo kea kihabr aykeelln eyu.
ኣቦና መስፍን ሓጎስ ካልኣይ ግዜ ከይትጋገ።ናብ መን ብረት ከተቕንዕ።እንተኪኢልካ ኣእምኖም።
ተወለድ
Agaizian tray eu n eritrea kabzi zelato lewxea zkiel
Tegaru baxie natom eyu ertrawiyan aksum natkum eyu do tibl ayneberkan entay maletka diyu
KKKKKKKKK HILMI AGAME
@Tarek Abou Chabake 😂😂😂
🌹🌹🌹🌹🌹🌹
Tesifa hizibi ❤❤❤❤❤🌹❤❤❤
ከም መስፊን ኑኤሪትራ ድገበረላ ተባዕታይ የለን
ተስፋ ጽዪን
Serawit nay Ertra wedi tgren wedi sahon’eyou zelo. Wedi tigrina ab Europa’u sosial zeble zelo ata denkoro
Kkkkkkkkkkkk
Ya neseuu ete hakueee, followed right 👉 tigrjiana spiritual keep building keep joined concepts
ትክክል ኢካ ኢሳያስ ንኤራትራዊ ባህሉን ምንነቱን ኮነ ኢሉ ቀቲሊዎ እዩ
ድጅታል ወያነ ጥፋእ
Kab tigray tigirgn
ሓደ ትግርኛ እንዳበልኻስ እዞም (preferring) ኢልኻ ኻኣ ተዳኩሞም ኸም መሰፍን ሓጎስ አንጻር ስነ ሓሳብ ኣጋኣዜን ዝዛረብ ሰብ የለን ግን (still) ኣያ እንዳበልኻ ምቅብጣር
Abza endya segem zelato.
Lekbat eyu ezi Tebek
እዋይ ተስፋጽየን ፖው መግለጺ ሲኢነልካ ኣበሳ ጂግና
እንቋዕ ብደሓን መፀእካ መምህር ሶቁራጠስ አቦ ህዝቢ ትግርኛ ኢኻ ሙሴ ናተና ኢኻ
Tesfaxon jgna God bless you
ውድ ትግርን ጅግናኣ
ጭደድ ኢለካ ኣለኩ