ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ጉጅለ ደብረፅዮን በል
ሰላም ንአሕዋት ኤርትራን ትግራይ
ኣብ እግርግር ሰዓራይ የለን ኣብ ሰላም እምበር
ሰለሞን ኪዳነ ኹርኹር ስብሓት።ሙሩኽ።ሓሳዊ
ወዲ ቮድኳቸው ክሳድኩም ታሓንቓ አላ አብ ትግራይ ሕጂ አብ ፊስቡክ ትሸርት ቮድኳቸው እምበር አብ መሬት ትግራይ ተኸዲንካ ብገንዘብ ትግራይ አይትርብሹን ደቂ ባንዳታት
ኣንታ ባንዳ ሰራቂ ገፅካ ትርሓቅ
ቮድኳቸው መገርሳ ስልጣን ልቐቕ አልታ ረሳሕ እስኻ ማስታወቂያ ሚንስተር እምበር ትግራይ ብአኻ ትምራሕ አይኮነትን
ጉጅለ ደብረ ጽዮን ሥራህ ፈቲሖሞ ሕዝቢ ሥራህ እናፍትሁ ንግዝያዊ መንግሥቲ ትግራይ እናፀለሙ ፣ሕዝቢ ትግራይ እናገማመኡ አደዳ ፀላእትና መሖጎሲ ገይሮምና ስለዘለው እዞም ሥልጣን እምበር ንሕዝቢ ዘይግደሱ አዛብእ ክንአልዮም ይግባእ።
እቶም ንክልተ ጉጅለ ዝተመቐሉ ናይ ሕወሓት መራሕቲ ድልየቶም ስልጣንን ስልጣንን ጥራሕ እዩ። ኣብ ክንዲ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብውፍይነት፣ ብትግሃት፣ ብጥበብን ብፍጥነትን ክፍፀም ፃዕሪ ክግበር እናተገብኦ ኣብዚ ሐዚ እዋን ክልቲኦም ጉጅለታት ደጋፊ ንምርካብ በየዞባኡን በየከተማታቱ ቀንዘፈው ይብሉ ኣለዉ። እዙ ተግባር እዙይ ብጣዕሚ መሕፈሪን ናይቲ ውድብ ባህሪን መትከልን ዘይገልፅ እዩ። ኣብ ረሃብን ሕሱም ናብራን ዘለዉ ተፈናቐልቲ ቅድሚት ሰሪዖም ናብ መረበቶም ክምለሱ፣ ከምኡውን ብፀላእቲ ዝተወረሩ ግዝኣታት ትግራይ ነፃ ንክወፁ ፃዕሪ ክገብሩ እናተገበኦም ንሱ ገዲፎም ስልጣን ንምርካብ ቀትሪን ለይቲን ይሰርሑ ኣለዉ። በኣፎም ግን እቶም ተፈናቐልቲ ከም መሸቐጢ ይጥቀሙሎም ኣለዉ። ፈጣሪና ኣምላክ ዝረኣዩ ዘለዉ ግፍዕታት የኣኽለኩም ኢሉ ሠላም የምፀአልና።
ከመይ ገይሮም ጉጅለ ኣደመ
Meeting for peace nai Pretoria while getachew banda iu zeikburo zelo siltan zideli getachew ghebegnenatat fitihka mihab getachew hasha
ደብረ ፅንተት ዘይትወገደ ሰላም ትግራይ የለን መን ካብ መን ፅበለፅ ስልጣን የለን ዓለታውያን ስብሓታውያን ጉጅለ ዓድዋን ሽረን አይንሰምዐክምን 😂😂😂
ዶንቆሮ ዘይትረብሕ ኢካ ሩኩስ እንታይ ሃቶዉቶዉ ይብለካ በል ዓድዋን ሽረን ዘይብላ ትግራይ እንተሃላስ ክንርኢ
@@MuauzGerenseaንዞም ደቃሉ ደርጊ አይትስማዮም
አነ ዝገርመን ዞሎ ህዝብ ትግራይ አብ ሓደጋ አሎ ዝብል ዳአበር ዝፈትሕ የለን
አብዕግርግር ምሰዓር የለን ሞነጆሪናኖ ኮነት ደብረፅየነ ኮነ ጌታቸው አፎ ሕዝቢ ዓፂካ ገንዘቡ ደመዙ ምግቡ ሒዝካ መሰዓር የለነ ተዓረዩ መንይለቀኩም
ጉጅለ ህወሓት መንያ ነጋሪ አየዳልየናን። 50 ዓመት ሙሉእ ብግብሪ ሪኢናያ ኢና። ካብ መለስ -ስብሓት ክሳብ ደንቆሮ ደ/ፅዮን ትግራይ ተኻሒዳን ጸኒታን። ጉጅለ ሓደ ኸባቢ ፓለቲካ መራሕቲ ባዕሎም፣ 44 ጀነራላት ባዕሎም፣ ሰረቅቲ ወርቂ ባዕሎም፣ ኮንትራባንዲስት ባእሎም፣ ኺራይ ሰብሰብቲ ባዕሎም፣ መሬት ህዝቢ ወረርቲ ባዕሎም፣ አፈንቲ ዲሞክራሲ ባዕሎም፣ መኸተ ዲያስፖራ ዶለር ሠረቅቲ ባዕሎም..... ባዕሎም እኒመን እዮም? መለስ-ስብሓት መንጆሪኖ አለም ገ/ውሑድ፣ ደቂ እዳጋ ኣርቢን ብሎኮን ደቃሉ ኤርትራውያንን እዮም።ጉጅለ ኣድዋ ትግራይ ቀጥቂጠ ተዘይገዛእኹ ትብል ሓባል ሻዕብያ ፈትለወርቅ ዲሞካራሲ ሕሩማ እዩ። ውድባት ትግራይ ኣበይትን ኣናእሽቲን መሰለን ሓደ እዩ። ሕዝቢ የውርደን የድይበን! ካድረ ኣይኮነን ዝውስኖ! ብካድረ ኣቢልኩም ሕዝብና ዘጽነትኩሞ ጉጅለ ደ/ፅዮን ብሕጊ ተዘይኣሲርና ሓኒቅናኩም ኽንርእአ ኢና! ናብ ሺረ ጽግዕ ጽግዕ ናብ ሱዳን ንምምላጥ ምዃኑ ንርዳእ። ግንከ ንጀኖሳይደራት ዓለም መሕብኢ የብላን።
እዙይ እንድዩ ዘብለና ዘሎ እሊ ሰለሙን ምሩክስ ንሊ ጌታቸው ክወቅስ መንእሰይ ኮይኑ ቅድሚ ኩሉ ተማሪኩስ
ንዓፋር በልዎም ፀጊቡ እዘም ረሳሓት ኣብ መቀለ ፤ ኣብ ዕዳጋ ሓመስ ኣብ ዓግላዕ ዘለዉ ይውፁኡ ኣሕዋት ቅዲሚ 4 ወርሒ 7 ኣሕዋትና ቀቲሎም ኣቦ ገረብ ዶ ምንም እናበልኩም መናኣሰይ ይጠፍኡ ኣለዉ ዳሓን ግን ዓፋር
ንመን እዮም ስዕሮም??
እዚ ጸረ አውሮፕላን እንታብ ግብጺ ዝመጸ ልሶማል ዝተውሃበ (Depot) መክዘን ምስአተወ ኢትዮዽያ ተእንዎ አለዋ ስቅ ኢልካ ኢድካን እግርኻን አጣሚርካ ኮፍ ምባልአይድልን። አብሶማል ዘለው ናይ ግብጺ ወታደራትን አጽዋራትን ኢትዮጵያ ልምጥቃእ ስለዝኮነክህሰበሉ የድሊ።
አሁን እየተባለ ያለው ህወሐት ለውጥ ያሰፈልግል ነው አሁን ምን ነው የምትሉት ግርም
ሕጂ ስራዊት ትግራይ አብ ክልተ ተመቒልኩም ተዛበጡ ንሕና ብቪዲዮ ክንሪኤኩም ኢና ናባና ገጽኩም ከይትቐርቡ እንተቐሪብኩም ሻዕብያ ከላግበኩም እዮ ንስኻትኩም ዘይትሳማምዑ ብላሽ ህዝቢ ኢኹምሎሚ ጽባሕ እንዳተጸበናኩም ግጥም ደንጉኹም
ፃድቃን አብ ራያ ከይዱ ሰላም ዶ ጠሩነት ይሕሸኻ አናበለ ልፍል ዊዒሉ ነይሩ ሂዚ ዓፋረቶት ጠሩነት መረፆም አለው ህዝቢ ራያኸ???
ናይ ዉሽጥኩም ግዳ ዘይትገብር መሽሚሽኩም ከለኩም። ኤርትራ ክትብሉ ጻሓይኩም ዓሪባ።
ውይ ጉድ ነው 🎉🎉🎉🎉 HAZA Melody like follow share TH-cam channel ❤❤❤
ጉጅለ ደብረፅዮን በል
ሰላም ንአሕዋት ኤርትራን ትግራይ
ኣብ እግርግር ሰዓራይ የለን ኣብ ሰላም እምበር
ሰለሞን ኪዳነ ኹርኹር ስብሓት።ሙሩኽ።ሓሳዊ
ወዲ ቮድኳቸው ክሳድኩም ታሓንቓ አላ አብ ትግራይ ሕጂ አብ ፊስቡክ ትሸርት ቮድኳቸው እምበር አብ መሬት ትግራይ ተኸዲንካ ብገንዘብ ትግራይ አይትርብሹን ደቂ ባንዳታት
ኣንታ ባንዳ ሰራቂ ገፅካ ትርሓቅ
ቮድኳቸው መገርሳ ስልጣን ልቐቕ አልታ ረሳሕ እስኻ ማስታወቂያ ሚንስተር እምበር ትግራይ ብአኻ ትምራሕ አይኮነትን
ጉጅለ ደብረ ጽዮን ሥራህ ፈቲሖሞ ሕዝቢ ሥራህ እናፍትሁ ንግዝያዊ መንግሥቲ ትግራይ እናፀለሙ ፣ሕዝቢ ትግራይ እናገማመኡ አደዳ ፀላእትና መሖጎሲ ገይሮምና ስለዘለው እዞም ሥልጣን እምበር ንሕዝቢ ዘይግደሱ አዛብእ ክንአልዮም ይግባእ።
እቶም ንክልተ ጉጅለ ዝተመቐሉ ናይ ሕወሓት መራሕቲ ድልየቶም ስልጣንን ስልጣንን ጥራሕ እዩ። ኣብ ክንዲ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ብውፍይነት፣ ብትግሃት፣ ብጥበብን ብፍጥነትን ክፍፀም ፃዕሪ ክግበር እናተገብኦ ኣብዚ ሐዚ እዋን ክልቲኦም ጉጅለታት ደጋፊ ንምርካብ በየዞባኡን በየከተማታቱ ቀንዘፈው ይብሉ ኣለዉ። እዙ ተግባር እዙይ ብጣዕሚ መሕፈሪን ናይቲ ውድብ ባህሪን መትከልን ዘይገልፅ እዩ። ኣብ ረሃብን ሕሱም ናብራን ዘለዉ ተፈናቐልቲ ቅድሚት ሰሪዖም ናብ መረበቶም ክምለሱ፣ ከምኡውን ብፀላእቲ ዝተወረሩ ግዝኣታት ትግራይ ነፃ ንክወፁ ፃዕሪ ክገብሩ እናተገበኦም ንሱ ገዲፎም ስልጣን ንምርካብ ቀትሪን ለይቲን ይሰርሑ ኣለዉ። በኣፎም ግን እቶም ተፈናቐልቲ ከም መሸቐጢ ይጥቀሙሎም ኣለዉ። ፈጣሪና ኣምላክ ዝረኣዩ ዘለዉ ግፍዕታት የኣኽለኩም ኢሉ ሠላም የምፀአልና።
ከመይ ገይሮም ጉጅለ ኣደመ
Meeting for peace nai Pretoria while getachew banda iu zeikburo zelo siltan zideli getachew ghebegnenatat fitihka mihab getachew hasha
ደብረ ፅንተት ዘይትወገደ ሰላም ትግራይ የለን መን ካብ መን ፅበለፅ ስልጣን የለን ዓለታውያን ስብሓታውያን ጉጅለ ዓድዋን ሽረን አይንሰምዐክምን 😂😂😂
ዶንቆሮ ዘይትረብሕ ኢካ ሩኩስ እንታይ ሃቶዉቶዉ ይብለካ በል ዓድዋን ሽረን ዘይብላ ትግራይ እንተሃላስ ክንርኢ
@@MuauzGerenseaንዞም ደቃሉ ደርጊ አይትስማዮም
አነ ዝገርመን ዞሎ ህዝብ ትግራይ አብ ሓደጋ አሎ ዝብል ዳአበር ዝፈትሕ የለን
አብዕግርግር ምሰዓር የለን ሞነጆሪናኖ ኮነት ደብረፅየነ ኮነ ጌታቸው አፎ ሕዝቢ ዓፂካ ገንዘቡ ደመዙ ምግቡ ሒዝካ መሰዓር የለነ ተዓረዩ መንይለቀኩም
ጉጅለ ህወሓት መንያ ነጋሪ አየዳልየናን። 50 ዓመት ሙሉእ ብግብሪ ሪኢናያ ኢና። ካብ መለስ -ስብሓት ክሳብ ደንቆሮ ደ/ፅዮን ትግራይ ተኻሒዳን ጸኒታን። ጉጅለ ሓደ ኸባቢ ፓለቲካ መራሕቲ ባዕሎም፣ 44 ጀነራላት ባዕሎም፣ ሰረቅቲ ወርቂ ባዕሎም፣ ኮንትራባንዲስት ባእሎም፣ ኺራይ ሰብሰብቲ ባዕሎም፣ መሬት ህዝቢ ወረርቲ ባዕሎም፣ አፈንቲ ዲሞክራሲ ባዕሎም፣ መኸተ ዲያስፖራ ዶለር ሠረቅቲ ባዕሎም..... ባዕሎም እኒመን እዮም? መለስ-ስብሓት መንጆሪኖ አለም ገ/ውሑድ፣ ደቂ እዳጋ ኣርቢን ብሎኮን ደቃሉ ኤርትራውያንን እዮም።
ጉጅለ ኣድዋ ትግራይ ቀጥቂጠ ተዘይገዛእኹ ትብል ሓባል ሻዕብያ ፈትለወርቅ ዲሞካራሲ ሕሩማ እዩ። ውድባት ትግራይ ኣበይትን ኣናእሽቲን መሰለን ሓደ እዩ። ሕዝቢ የውርደን የድይበን! ካድረ ኣይኮነን ዝውስኖ!
ብካድረ ኣቢልኩም ሕዝብና ዘጽነትኩሞ ጉጅለ ደ/ፅዮን ብሕጊ ተዘይኣሲርና ሓኒቅናኩም ኽንርእአ ኢና!
ናብ ሺረ ጽግዕ ጽግዕ ናብ ሱዳን ንምምላጥ ምዃኑ ንርዳእ። ግንከ ንጀኖሳይደራት ዓለም መሕብኢ የብላን።
እዙይ እንድዩ ዘብለና ዘሎ እሊ ሰለሙን ምሩክስ ንሊ ጌታቸው ክወቅስ መንእሰይ ኮይኑ ቅድሚ ኩሉ ተማሪኩስ
ንዓፋር በልዎም ፀጊቡ እዘም ረሳሓት ኣብ መቀለ ፤ ኣብ ዕዳጋ ሓመስ ኣብ ዓግላዕ ዘለዉ ይውፁኡ ኣሕዋት ቅዲሚ 4 ወርሒ 7 ኣሕዋትና ቀቲሎም ኣቦ ገረብ ዶ ምንም እናበልኩም መናኣሰይ ይጠፍኡ ኣለዉ ዳሓን ግን ዓፋር
ንመን እዮም ስዕሮም??
እዚ ጸረ አውሮፕላን እንታብ ግብጺ ዝመጸ ልሶማል ዝተውሃበ (Depot) መክዘን ምስአተወ ኢትዮዽያ ተእንዎ አለዋ ስቅ ኢልካ ኢድካን እግርኻን አጣሚርካ ኮፍ ምባል
አይድልን። አብሶማል ዘለው ናይ ግብጺ ወታደራትን አጽዋራትን
ኢትዮጵያ ልምጥቃእ ስለዝኮነ
ክህሰበሉ የድሊ።
አሁን እየተባለ ያለው ህወሐት ለውጥ ያሰፈልግል ነው አሁን ምን ነው የምትሉት ግርም
ሕጂ ስራዊት ትግራይ አብ ክልተ ተመቒልኩም ተዛበጡ ንሕና ብቪዲዮ ክንሪኤኩም ኢና ናባና ገጽኩም ከይትቐርቡ እንተቐሪብኩም ሻዕብያ
ከላግበኩም እዮ ንስኻትኩም ዘይትሳማምዑ ብላሽ ህዝቢ ኢኹም
ሎሚ ጽባሕ እንዳተጸበናኩም ግጥም ደንጉኹም
ፃድቃን አብ ራያ ከይዱ ሰላም ዶ ጠሩነት ይሕሸኻ አናበለ ልፍል ዊዒሉ ነይሩ ሂዚ ዓፋረቶት ጠሩነት መረፆም አለው ህዝቢ ራያኸ???
ናይ ዉሽጥኩም ግዳ ዘይትገብር መሽሚሽኩም ከለኩም። ኤርትራ ክትብሉ ጻሓይኩም ዓሪባ።
ውይ ጉድ ነው 🎉🎉🎉🎉 HAZA Melody like follow share TH-cam channel ❤❤❤