🛑 ንብፂተይ ከዉፅእ ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቐ - ዘሕዝን ዛንታ ተጋዳሊት ቅሳነት ይሕደጎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ต.ค. 2024
  • ንተጋዳሊት ቅሳነት ይሕደጎ ብሞራልን ብሃሳብን ብቕርሽን ክትሕግዙ እትደልዪ በዚ ቑ.ፅ ስልኪ 0985780074 ክትረኽብዋ ትኽእሉ ኢኹም
    ጀጋኑ ተጋደልትና ንሕና ንኽንነብር ንስኹም መስዋዕቲ ከፊልኩም ኣካልኩም ቆሲልኩምን ኢኹም እሞ ዓብይ ክብሪ ይግበእኩም "
    ክንዲ ዝከፈሉልና ዋጋ እኳ እንተዘይከፈልናዮም ተሸጊሮም ከይነብሩ ግን ኣድላዪ ሓገዝን ክብርን ክንገበረሎም ይግባእ !!
    ንመዳለውቲ ገድሊ Plus ዘለኩም ርኢቶ ንምሃብ ብ0933263830//0987216972 ይደውሉ።
    #gedliplus #GedliPlus #GEDLI_PLUS #TDF #ገድሊ_Plus #Tigrigna #gedli_plus
    © Copyright: ገድሊ Plus
    Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    t.me/Gedli_plus
    / gedli.plu
    / gedli_plus

ความคิดเห็น • 812

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus  6 หลายเดือนก่อน +108

    ንኽትረኽቡና ትደልዩ በዚ ዝስዕብ ስ.ቁ 0992818518 // 0933263830 ክትረኽቡና ትኽእሉ ኢኹም።

    • @TamratTube67
      @TamratTube67 6 หลายเดือนก่อน +9

      በድንግል ማርያም ስም ሳስክራይብ ግበሩለይ

    • @woldeabkiros8211
      @woldeabkiros8211 6 หลายเดือนก่อน +1

      @Gedli plus

    • @alganesh-xe4yb
      @alganesh-xe4yb 6 หลายเดือนก่อน

      Kelmet😂😂 shkor jegna gual geganu kemlet ktbli diki kelmet tbli tiemti laza tsebekti ❤❤❤ gazetegna ewen ❤❤❤shkorinatat deki Adey

    • @Nigst-s5u
      @Nigst-s5u 6 หลายเดือนก่อน

      ♥️♥️♥️❤️♥️♥️❤️♥️❤️

    • @user-pw4le8ru5m
      @user-pw4le8ru5m 6 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተመስገን አምላክ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጋልእነይ ማዓረ❤❤

  • @britgraweyti
    @britgraweyti 6 หลายเดือนก่อน +125

    ካብ ሕልናይ ዘይትጠፍእ ፎቶ ማርያምን ኽሉ ግዜ ኣበይ ትህልው ይብል ነይረ 😢እንኻዕ ተረፍኺ ዝሓፍተይ❤️🙏

    • @AaergaSaw
      @AaergaSaw 6 หลายเดือนก่อน +2

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @genetgetachew2150
      @genetgetachew2150 6 หลายเดือนก่อน +4

      አነውን ዛሓፍተይ እንኳዕ ሃለወት❤❤❤❤❤❤

    • @samerasamer3870
      @samerasamer3870 6 หลายเดือนก่อน +1

      በኡናት ይገርመኒሎ ዘላ አይመስለንን ናሩ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @shegetigray
    @shegetigray 6 หลายเดือนก่อน +60

    🙏🙏 ስሊ ገድሊ ጥራሕ ሕተትዎም ልኸማርሩ ዝገብር ቃላት ኣይትጠቀሙ። ብፂተይ ብምርኣየይ ደስ ኢሉኒ🥰🙏🙏

    • @rishane9576
      @rishane9576 6 หลายเดือนก่อน +2

      ዋይ ዋይ ልከማርሩ ልገብርዎ ለለዉ ሰበ ስልጣን ብከመዩ እዩ ዳሕና ለየለዉ ጽቡቅ ክጸውዩ ለለ

    • @shegetigray
      @shegetigray 6 หลายเดือนก่อน +11

      ሓቅኺ ግን ናይ መንግስቲ ተይኮንኹ ዘዋግዕ ዘለኹስ ስነ ልቦና ናይቲ ብፃየይ ከይርበሽ እየ። በይኑ ተጋዳላይ እናተጨነቀ ክነብር የብሉይ ሕዉየት የድልዮ እዩ

  • @Sele-lx3iz
    @Sele-lx3iz 6 หลายเดือนก่อน +117

    ምእንቲ ህዝብኪ ዝኩሉ መከራ ተሳጊርኪ ዝሓለፍኪ ጀግና

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 6 หลายเดือนก่อน +49

    ኣቤት ዛ ግዜ ሓሊፋ😢 ካብ ሕልናይ ዘይጠፍኡ ቆልዑ እግዚአብሔር ክብርን ምስጋናን ይግበኦ💗💖💗💗

  • @Tigray122
    @Tigray122 6 หลายเดือนก่อน +39

    ምዓረይይይ ክብርቲ ዋዕሮ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ መከራ ብፍጹም ሰላሙ ኣውጽኣኺ ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላክ ❤️❤️❤️🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @aduyoutube1897
      @aduyoutube1897 6 หลายเดือนก่อน +1

      ዋይ ኣሕዋተይ ናይምራክ ዕዱል ከይረክቡግን ናይሕሸት ዜና ትሰርሑ ነይርኩም ካብስዑዲይ ዝተመለሱ ማሪክናዮም ይብለዉ ናበልኩም ሰብ ተዳናግሩ ነይርኩም ትግራይ ቲቪይ tmh ለማናኛው እካዕ ፈጣሪይ ኣዉፅአኪይ

    • @Tigray122
      @Tigray122 6 หลายเดือนก่อน

      @@aduyoutube1897 ብሓቂ 💔💔💔

  • @AbrhaAbrsh-x9n
    @AbrhaAbrsh-x9n 6 หลายเดือนก่อน +42

    ሀለን አጠቃቅማ ቃላት ምረፂ ተማሪክኺ ካብ ምባል ተታሕዝኺ ምባል ይምረፅ ሞራል ጀጋኑና ሓልዊ

    • @msraq
      @msraq 6 หลายเดือนก่อน

      ተማሪኻ፡ ተማሪኽኪ ኢላታ። ኣበይ እዩ'ቲ ጌጋ?
      ሑሓት፡ ንሰሜን እዝ፡ ብድቁሳቶም ፍርቆም ቀቲላ፡ ንፍርቆም ከኣ፡ ምሩኻት ኢላዶ፡ ኣብ ጎደናታት መቐለ ተዝውሮም ኣይነበረትን።
      ሑሓት፡ ምሩኻት ኢላዶ፡ ኣብ ፈቐዶ ተለቭጅናት፡ 24 ሰዓት ትሰጥሖም ኣይነበረትን።
      ሑሓት፡ ምሩኻት ኢላዶ፡ ንዝረኸበቶ ፈረንጂ ጋዜጠኛ፡ ረኣዩለይ ትብል ኣይነበረትን።
      ተማሪኻ፡ ተማሪኽኪ ኢላታ፡ ኣለቀ ደቀቀ

    • @مممم-ه9ذ3ش
      @مممم-ه9ذ3ش 6 หลายเดือนก่อน +2

      ተማሪኻ እንድያሞ ታይፀገም ኣለዎ ኣብ ቃልሲ ዘሎ እዩ ተውድቅ ትውድቅ ዘሐፍር የለን😢

    • @Sele-lx3iz
      @Sele-lx3iz 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@msraq ቆፍቋፍ ሻዕብያ ውፃእ ካብ ገዛና ፅግዕተኛ ናትኩም ታሪክ ደኣ ከይትስንዱ

    • @msraq
      @msraq 6 หลายเดือนก่อน

      @@Sele-lx3iz
      ቆፍቋፍ፡ ቀያሪ ዳይፐር ናይ ስብሓት ነጋ፡ ውፃእ ካብዚ ገዛ ናይ ጥዑያት ተጋሩ

    • @zerudemmelash1214
      @zerudemmelash1214 5 หลายเดือนก่อน

      @@msraqyedstna mankia leba.

  • @WoldaiAbay
    @WoldaiAbay 6 หลายเดือนก่อน +17

    Thank you for your work Gedli Plus.
    ቅሳነት እንኮዕ ብሰላም ምስ ህዝብኺ ተራኸብኪ።

  • @ethiopialion4442
    @ethiopialion4442 6 หลายเดือนก่อน +101

    ኢዛ ፀባቢ ግዜ ሐልፉ ላብ ለብፀሕኪ ፈጣሪ ክብር ይግበኦ 🙏🙏🙏🙏

    • @Tigray122
      @Tigray122 6 หลายเดือนก่อน +3

      ብሓቂ ክብሪ ንዕኡ ይኩን 🙏🏻🙏🏻🙏🏻

    • @ngushatsey2814
      @ngushatsey2814 6 หลายเดือนก่อน

      ሳላ ጀግንነትን ቃልስን መስዋእትን እንበር ሳላ እግዚኣብሄር ኣይኮነትን ተማሂራ

    • @Tigray122
      @Tigray122 6 หลายเดือนก่อน +9

      @@ngushatsey2814 ኪዲ በስምኣብ በሊ /ል ስድነት ምዕብልና ኣይምሰልኪ /ኩም ብዘይ ምሕረት ልዑል እግዚኣብሄር ሲ ነዚ ስዲ ጽሑፍኪ /ካ ንክትጽሕፍ እኳ ኣይትክእልን ልቦናካ/ኪ ይክፈተልኪ /ካ ብምሕረቱ ይጠምትካ /ኪ.

    • @Tyty112-ij7qm
      @Tyty112-ij7qm 6 หลายเดือนก่อน

      ብሓቂ❤

    • @ሕጂኸናበይ
      @ሕጂኸናበይ 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@Tigray122ብሓቂ ናይ ልበይ ተዛሪብክለይ ክብሪ ይሃብኪ/ካ❤❤❤❤

  • @azmeruaynalem5861
    @azmeruaynalem5861 6 หลายเดือนก่อน +11

    ስለ ኩሊ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ነበረያ ነበረ ናብ ምባል በቂዕና ብሓይልኻን ብደም ኣሕዋታናን❤❤❤

  • @Araya.wedikeshi
    @Araya.wedikeshi 6 หลายเดือนก่อน +36

    ነዛ ቪድዮ ኩሉ ግዜ አብ ሕሊናይ ትማላለስ ነይራ ግን ሕጂ ስለዝረአኽዋ ክብሩ ይመስገን እቋዕ ሃለኺ ክብርቲ ጅግና TDF ሓፍትና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 6 หลายเดือนก่อน +18

    ካብዚ ሉኩ ፀበባ ዘውፀአኪ እግዚአብሔር ይመስገን ሓፍትና ጅግና ተጋዳሊት❤❤

  • @HagosMiratch
    @HagosMiratch 6 หลายเดือนก่อน +3

    ጅግናና እንቋዕ በህወት ተረፍክልና ክትገብሪዮ ዝግበአኪ ኩሉ ሰሪሕኺ ተጋዳሊት

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti 6 หลายเดือนก่อน +10

    *_ናይ ፈጣሪ ስራሕ ድቂ እዩ ተመስገነለይ ኣምላክ ኣቦይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍክልና ዝያዳይ😢_*

  • @mizankeshi4276
    @mizankeshi4276 6 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአቢሀር ይመስገን ቐሱ ጅግና 💙💙💙 እዞም ኽልተ ተጋሩ እንተዘይለቢምና ሕጂውን ምንኽርታትና ዘይተርፍ ምኻኑ ኣሚና ኽንቕጽል ኣሎና !

  • @SalamSalam-n8e
    @SalamSalam-n8e 6 หลายเดือนก่อน +23

    ዋዕሮ ካብ ኢድ ፀላኢ ወፂኢኺ ነዚ ዘብቀዐኪ እግዚአብሄር ይመስገን

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 6 หลายเดือนก่อน +15

    ተመስገን ዋዕሮና እንኮዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ዋዕሮና ናትኪ ቨዲዮ ሪኡ ማዓንጥኡ ዘሓረረ ትግራዊይ የለን ክንደይ በኪና ❤️❤️😘💊😢😢

  • @Dagmawi5
    @Dagmawi5 6 หลายเดือนก่อน +9

    ይች ልጅ ሁሌ ከህሊናየ አትጠፋም ነበር በህይወት ኖራ በማየቴ ደስታየ ወሰን የለውም ❤

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 6 หลายเดือนก่อน +17

    ቅሳነት ሓፍተይ በርቲዒ ጅግና ኢኺ❤ድሕሪ ዙኹሉ ጀግንነት እንዳሰብ ትሰርሕ አላ::ህዝቢ ትግራይ ካብ ህወሓት እንተዘይተለቒቑ አይሓልፈሉን::

    • @ngushatsey2814
      @ngushatsey2814 6 หลายเดือนก่อน

      ከላእ ረሳሕ ሓሳዊ ካሊእ ትርፊ ዘረባ እንታይ ገብረልኻዩ? ነቲ ርኹስ ፖሎቲካዊ ዕላማኻ ኣበዙይ ምዝራብ እንታይ ይገብረልኻ?

    • @AaA-nq7il
      @AaA-nq7il 6 หลายเดือนก่อน

      ​@@ngushatsey2814❌🇪🇷❌🇪🇷❌

    • @msraq
      @msraq 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@ngushatsey2814
      ቅሳነት ጅግና ኢኺ። ድሕሪ ዙኹሉ ጀግንነት ህወሓት ደርብያታ፡ እንዳሰብ ሽቓቕ ትሓፅብ አላ::ህዝቢ ትግራይ ንህወሓት እንተዘይጉሒፉዋ አይሓልፈሉን:፡ ደቂ ህወሓት ኣብ ወፃኢ ይዕንድሩ ኣለዉ... ክልተ ሞት

    • @AtsbhaTesfay-l9l
      @AtsbhaTesfay-l9l 5 หลายเดือนก่อน

      ክትህፍትም ዲካትጋደል ትዝከውን ቅድምያ ንሕናኔርና

  • @biniamgmichael-rh4bf
    @biniamgmichael-rh4bf 6 หลายเดือนก่อน +22

    ዋው ጀግና ተጋ.ቅሳነት ብህይወት አላ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @STAMA123
    @STAMA123 6 หลายเดือนก่อน +10

    እግዛብሄር ይመስገን እንኳዕ ተረፍኪ ዋዕሮና❤

  • @GideyBeyene-t3f
    @GideyBeyene-t3f 6 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ብህይወት ተሪፍኪ ንምግላፅ ኣብቀዐኪ ውፍይተይ ።

  • @mebreMebre-w6n
    @mebreMebre-w6n 6 หลายเดือนก่อน +25

    ተመስገን ጅግና ብፂት እንኳዕ ራኣናኪ ጅግና ጓል ህዝቢ አጆኺ

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 6 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይይይይ ምጭውቲ ኣገላልፅኣ ደስስስስስ ክብል ❤❤ ፈጣሪ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ መንከራ ኣውፅኡ
    ናብዚ ኣብቅዐኪ🙏😢

  • @toorkhan9315
    @toorkhan9315 6 หลายเดือนก่อน +13

    ተመሰገን ኣምላከይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ጀግናና👑💛❤

  • @ethiopialion4442
    @ethiopialion4442 6 หลายเดือนก่อน +15

    ተመስገን ፈጣሪ በህወት ሰለ ዘትረፈኪ መዓረይ

  • @degneshkidanu355
    @degneshkidanu355 6 หลายเดือนก่อน +9

    ተመስገን እንኳዓ ብስቃይ አሕለፎ ክብርኺ ዘየርከስዎ
    ደግሞ ከማየ ኪክ ዝያዳይ ድርቅ ድርቅ ብምባል ንባዓልኪ ዝትጎድኢ ብወገነይ ድርቅናኺ ፈትየዮ ዝያዳይ ተለማሚፅኪ ምስአቶም ካብ ምዕራኽ ምጭምላቅ ዋላ ይቅተሉኒ ኢልክ ድርቅ ✅

  • @ጋልትግራይ-መ7ፐ
    @ጋልትግራይ-መ7ፐ 6 หลายเดือนก่อน +13

    ተመስገን እንካዕ ብህወት ተረፍኪ ጅግናየ ❤️💛❤️💛🎉🎉🎉🎉

  • @Tugyfhvnc
    @Tugyfhvnc 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ትግራወይቲ እንካዕ ካብዚ ኩሉ ወፂኪ ራኣናኪ ቅሳነት ሓፍተይ

  • @SleepyGeyser-up1vr
    @SleepyGeyser-up1vr 6 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ጅግና ኢኺ

  • @marym9462
    @marym9462 4 หลายเดือนก่อน

    ክብርቲ ዋዕሮ እንኳዕ ካብዚ ኩሉ መከራ በሰላም ኣውፀአኺ እግዚአብሔር ኣምላኽ 🙏🙏❤❤❤❤❤

  • @AfewerkiZeru
    @AfewerkiZeru 6 หลายเดือนก่อน +3

    ክብርቲ ጀግና ብፆት እንኳዕ በሰላም መፃእኺ ❤❤❤

  • @harmalaMrei
    @harmalaMrei 6 หลายเดือนก่อน +2

    ትረፊ ዝበላ ነብሲ አትጠፍእይ ዝሓፍተይ ጅግና እግዚኣብሔር ታይ ይሳአኖ❤❤❤

  • @abeselombeidemariam379
    @abeselombeidemariam379 5 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ ።እንኳዕ ብህይወት ተረፍኪ ጀግና አይዞኺ
    ኩሉ ሓላፊ እዩ።

  • @dddd-dc7vi
    @dddd-dc7vi 6 หลายเดือนก่อน +11

    ጅግና ተጋዳሊት❤❤

  • @HadesiMohammed-en7ko
    @HadesiMohammed-en7ko 6 หลายเดือนก่อน +8

    እንካዓ ብህወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮ ኣጀኪ ❤❤❤❤❤❤ ኣቱም መራሓቲ ግን ልቢ ጀጋንና ኣይትስበሩ ግደፉ እዛ ዋዕሮ እዝኣ ካሊኣ እዩ ዝግባኣ ስራሓ ክፈትላ

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 6 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍክልና ተጋዳሊት ቅሳነት❤

  • @musieasefa9159
    @musieasefa9159 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ዋዕሮ ኢኺ ጅግና እንኳዕ ድማ ብሂወት ተረፍኪ።

  • @TedKashi
    @TedKashi 6 หลายเดือนก่อน +1

    ፈጣር እንኳዕ ኣትረፍክ ዋዕሮ ጅግና❤❤❤❤ፈጣርእንኳዕተረፍክዋዕኣትጅግና ❤❤❤

  • @almaz.8056
    @almaz.8056 6 หลายเดือนก่อน +11

    We are proud of you my beautiful sister TDF❤

  • @loveschool383
    @loveschool383 6 หลายเดือนก่อน +1

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ትግራይ

  • @user-wk6dh1ik2o
    @user-wk6dh1ik2o 6 หลายเดือนก่อน +5

    ብሂወት ምትራፍ ዓቢይ ፀጋ እዩ 🙏

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 5 หลายเดือนก่อน

    ዋዕሮና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ 🙏💪👌

  • @ዓዲኣላትኒ
    @ዓዲኣላትኒ 6 หลายเดือนก่อน +6

    ተመስገን🙏😘 ዋዕሮ ሓፍተይ እንቋዕ ብሂወት ሃሊኺ ዛምቤተይ😍

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 6 หลายเดือนก่อน +5

    እዉይ ዛሓፍተይ እንቃዕ ብሂወት ተረፍኪ እፍፍ ክንደይ መከራ እያ ኣሕሊፋ 🙏♥️

  • @TsegayTesfay-up8iw
    @TsegayTesfay-up8iw 6 หลายเดือนก่อน +17

    2013 ዓ/ም አብ ሰመራ እስርቤት ብሓደ ነይረና 5 ደቂ አንስተዮ 6 ደቂ ተባዕትዮ መፂኦምና ብጣዕሚ ወነማት ሓቦኛታት ማዓንጣ ትቆርፅ እዮም ነይሮም ኩሉ ወግዕታቶም ተስፋ ዘስንቅ እዮ ነይሩ ናይ ከቢድ መሳረያ ቶኩሲ ነሰምዕ ተለና መፂኦም ኦፕሬሽን ገይሮም ከውፅኡና እዮም እናበሉ ተስፋ ይህቡና ነይሮም እና ተረፍኪ ማርታ ትባሃ ራህዋ 2ተ ውን ደቂ ዓ/ሽምድሑን መቀለ ነይረን ሽመን ረሲዕየን በጠቅላላ ናይ ዞም ዝተረፉ 10 ብፆትኪ ድሃይ ተሃሊይኪ ሓብርና

    • @TesfitMehari-s7k
      @TesfitMehari-s7k 3 หลายเดือนก่อน

      Aleku eyerusalim gal adi shmdhun

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ መዓረይ❤

  • @raheltechane2605
    @raheltechane2605 6 หลายเดือนก่อน +1

    ድግና ሓፍትና እንካዕ ኣምላኸ ብሰላም ኣወፀአኪ።

  • @ክቅጽልየ
    @ክቅጽልየ 6 หลายเดือนก่อน +5

    እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ዋዕሮና ❤❤❤

  • @GGg-v3t
    @GGg-v3t 6 หลายเดือนก่อน +5

    ተመስገን እንካዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግና ዋዕሮና🙏

  • @terferiatsbeha3367
    @terferiatsbeha3367 5 หลายเดือนก่อน

    I was always thinking of this young hero of Tigray I don’t know how to say thank you what you been through is beyond me anyhow thanks for the alternate price you and other hero of Tigray pay for our freedom

  • @Hailish908
    @Hailish908 6 หลายเดือนก่อน +5

    ክብሪ ይግበአኪ ጅግና ዋዕሮ ትግራይ❤❤❤

  • @tillybaby5110
    @tillybaby5110 6 หลายเดือนก่อน +5

    ከብዚ ኩሉ መከራ አንዃዕ ብሰላም ወጻኪ

  • @SalamSalam-nz2ox
    @SalamSalam-nz2ox 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ብሰላም ወፃእኪ ዛጅግና ሐፊተይ❤❤❤

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 6 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ፈጣሪ ኩሉ ኣለም እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ጅግኒት ኢኺ ብሓቂ🙏

  • @kingjo7100
    @kingjo7100 6 หลายเดือนก่อน +16

    ኣቱም ሰባት እቲ ዉግእ ኮ ኣይተወደአን ንምንታይ ኢኩም ኩሉ ትጉሑጉሕዎ ሕደጉ ሕሰብ ኣስተዉዕሉ🤔 ታይ መዓቱ እዩ ወደይ😎

  • @NesiTesfay-oo2xx
    @NesiTesfay-oo2xx 6 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ካብቶም በላዕቲ ሰብ እግዚኣብሄር ብሂወት ኣትረፍኪ ጀግኒት

  • @salamahsalamah4030
    @salamahsalamah4030 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጅግና ዝሓፉተይ ምሽጥር ህዝብኺ ለይ ኡብፃእኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berihu7143
    @berihu7143 6 หลายเดือนก่อน +6

    ጅግና ዋዕሮ እንቛዕ ፈጣሪ ብሰላም ኣትረፈኪ🙏
    ወጽዓ ህዝቢኺ ኣንገሽጉሽኪ ተጋዲልኪ ንብጺትኺ ክትብሊ ድማ ኣብ ኢድ ጸላኢ ወዲቅኪ። እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ዝሓፍተይ።

  • @BrktiEquar
    @BrktiEquar 6 หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና ሓፍትና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ንወለድኺ እውን እንኳዕ ደስበሎም

  • @norahabashi6554
    @norahabashi6554 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን አምላክ እንኳዕ ብህወት ተረፍኪ ጅግና ዛሓፍተይ ማዓረይ❤❤❤

  • @hiwothiwot2113
    @hiwothiwot2113 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተመስገን እንኳዕ ብህይወት ተረፍኺ ጅግና ተጋዳላት

  • @memd7063
    @memd7063 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ሓፍተይ ተመስገን❤❤❤ ግን እዚኹሉ ፀበባ. ኣሕልፋስ ለለ ሓዚ እንዳሰብ ትሰረሕላ ብጣዕሚ ያሕዝን 😢😢😢😢😢

  • @brhanwejerat516
    @brhanwejerat516 6 หลายเดือนก่อน +12

    ተመስገንኻ ፈጣሪ 👏 ቅድሐኽ ወለላይ እንኳዕ ብህወት ወፃእኽ 👏♥️♥️

    • @TamratTube67
      @TamratTube67 6 หลายเดือนก่อน

      በድንግል ማርያም ስም ተጋርዋይ ሳስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @ftsumbrhanalemngus9052
      @ftsumbrhanalemngus9052 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

    • @Yotkk
      @Yotkk 6 หลายเดือนก่อน

      ሓሰውቲ ቆማላት ስም ሽዓብያ ከተጸልሙ ጥራይ ጽባተሕ ክትማረኺ ኢኺ

    • @brhanwejerat516
      @brhanwejerat516 6 หลายเดือนก่อน

      @@TamratTube67 እለክ መልስለይ👏♥️

  • @BanaLoveHabesha
    @BanaLoveHabesha 6 หลายเดือนก่อน +61

    ቡሩኻት ገዛኹም የዕብዩ ልዕሊ 5 ሽሕ ንከታተሎ ኣለና ሞ ላይክ ኣንረስዕ ካብ ኮሜንት ላይክ እዩ ዘርብሖም

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሂወት ሃለኺ ዋዕሮዋይ ኩሉ ሓሊፉ እንኳዕ ላብዚ ኣብቀዐኪ ፈጣሪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏

  • @አሰኻል
    @አሰኻል 6 หลายเดือนก่อน +7

    ተመሰገን እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ማዓረይ🙏🥰🥰🥰

  • @KomuJizsan
    @KomuJizsan 6 หลายเดือนก่อน +3

    ና ኩሉ ግዝየ ሕቶይ ኣንካዕ ተረፍኪ ጄግና ኢኺ

  • @Tesfaymahari-i9j
    @Tesfaymahari-i9j 6 หลายเดือนก่อน +5

    ኣምላኽ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ንጋዜጠኛ ሄለን የማነውን የቐንየልና

  • @samigebre7828
    @samigebre7828 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዕሮና የቀንየልና ምእንታና ዝተቃለስክዮ ክቡር ቃልሲ ብጣዕሚ ኢና ንኮርዓልኪ
    ኣጆኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ጅግና ዋዕሮና ፈዳይት ሕነ❤️💛❤️🙏

  • @FfFf-dm9sl
    @FfFf-dm9sl 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ተረፈኪ ማዓሪተይ ጅግና እኪ 🙏❤😥

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 6 หลายเดือนก่อน +6

    ተመስገን ብሰላም ምፅና ሄሉየይ ምቅርቲ❤

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 6 หลายเดือนก่อน +5

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም ተመለስኪ ማዓረይ❤❤❤

  • @haftomdebeasy3749
    @haftomdebeasy3749 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋዳሊት ቅሳነት ጅግና ዋዕሮ እግዚአብሔር እንቋዕ ብሂወት ወፃአኺ❤❤❤❤❤

  • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
    @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዕሮ ካብ ኣድ ፀላኣ ወፂኢኪ ናብዚ ኣብቀዐኪ ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ክብረተይ❤❤❤

  • @selamfiseha1938
    @selamfiseha1938 6 หลายเดือนก่อน +1

    💪💪💪 ዋዕሮ ሓፍተይ ፈጣሪ እንኳዕ ካብዚ ኩሉፀልማት ኣወጻኣኪ 🙏🙏🙏

  • @hhmm1031
    @hhmm1031 6 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ናብዚይ ኣብቀዐኪ ዋዕሮና ተመስገንካ ኣምላክ🤲🤲🤲

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 5 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ብህወት ተረፊኪ ዋዕሮና🙏😥

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 6 หลายเดือนก่อน +28

    ቤዛኩም እባ ተሓባቡሩና መዓርግ ኣብርሃ ይበሃል ተወሊዱ ዝዓበየ ከተማ ውቅሮ ክልተ ኣውላዕሎ እዩ ክሳብ ከዚይ ደሃይ የብልናን

    • @titinotitino2910
      @titinotitino2910 6 หลายเดือนก่อน +1

      እግዚአብሔር አምላክ ምስኡ ይኩን 🥺

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro 6 หลายเดือนก่อน +1

      @@titinotitino2910 ኣሜን ኣሜንኣሜን ዘሓፍተይ

    • @wdhg7998
      @wdhg7998 6 หลายเดือนก่อน +1

      ኣምላክ ምስኡ ይኩን ሓወይ😢

    • @ዘክርንህዝበፅዮን
      @ዘክርንህዝበፅዮን 6 หลายเดือนก่อน +1

      እግዚአብሔር ይሓልዎ

  • @tsigiehadush2008
    @tsigiehadush2008 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኳዕ ብሰላም ወፃእኺ ሓፍተይ❤
    ዓቅሚ ዘለኩም ሓግዝዋ ኣሕዋት🙏🙏🙏

  • @samiramuhammed3251
    @samiramuhammed3251 6 หลายเดือนก่อน +3

    ተመሰገን እኳን ብሂወት ትረፈካ ማዓራይ❤❤❤❤

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi 6 หลายเดือนก่อน

    አግዚአብሔር ኣምላኽ እንኮዓ ኣትረፈኪ🙏🙏🙏

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 6 หลายเดือนก่อน +6

    ተጋዳሊት ዋዕሮ ቅሳነት ኣቲ ጅግና እንቃዕ ብሂወት ተረፍክልና እቲ ዝበኸኽዮ ብኽያት ካብ ኢድ ጸላኢ ንምምላጥ ጥበብ ዝተመልኦ ብልሓት ተጋሩ እዩ እሞ ብጣዕሚ ነመስግነኪ።

    • @bmsk0076
      @bmsk0076 6 หลายเดือนก่อน +1

      ብኽያት ንዓኻ ስልቲ ኲናት? 😂😂😂

  • @waskan7162
    @waskan7162 6 หลายเดือนก่อน +13

    ካብ ዝኹሉ መከራ ሓልፍኽ እንኳዕ ብሰላም ተረፍኽ ክብርት ዋዕሮና❤❤😢

  • @hgf6568
    @hgf6568 6 หลายเดือนก่อน +2

    ጋልአነይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍኪ ተምሰገን እስኩሉ መከራ እግዚኣብሔር ንፅብቅኪ ይግበሮ ህዝብና ሰላምን ፍቅርን የዋርደሉ ፈጣሪ

  • @tigraweytimama1174
    @tigraweytimama1174 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኩሉ ሰቃይኪን ፀበባክን ሐሊፍ እንኳዕ ንምዝንታው አበቀዓኪ ጅግና ጓልና

  • @mebrihit7810
    @mebrihit7810 6 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግናና ምእተይን ምእንቲ ህዝብክይ ዝኩሉ ከርተት😢❤

  • @Tsehaye-tp9mn
    @Tsehaye-tp9mn 5 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት ነቢያት ስለ ዝራዕኩኪ ደስተኛ ኢዬ በብመአልቱ ይሐስባ ነይሬ

  • @MikaalAbata
    @MikaalAbata 6 หลายเดือนก่อน +1

    ተመሰገን ሓፍተይ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም ተረፍክ👏👏👏👏😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mlatasay
    @mlatasay 6 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፊኪ 🙏🙏

  • @Teklithailemariam-zx2tl
    @Teklithailemariam-zx2tl 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ብሂወት ተረፍኪ ክብርቲ ሓፍትና❤

  • @chbcdbgd997
    @chbcdbgd997 6 หลายเดือนก่อน +5

    ተመስገን እንካዕ ብሰላም መሬት ኣተኪ መዓረይ 🥰 🙏

  • @GennetAraya
    @GennetAraya 5 หลายเดือนก่อน

    This is something. Miricael. Tigrey people. I admire you. I cant stop. To love you.

  • @ትግራይዓደይዩቱብ
    @ትግራይዓደይዩቱብ 6 หลายเดือนก่อน +7

    ውይ ተመስገን እግዚአብሔር ኣምላክና እንኳዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮና ስለና እዩ እዚ ብዙሕ መንከራን ጭንቀትን ዝረኸበኪ ክብሪ ንዓኽን ንጀጋኑ ብፆትኽን🙏💛⭐️❤👑

    • @your1773
      @your1773 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሰለክሉ ነገር እግዚአብሔር ይመሰገን ብፃየይ ጅግና ዋዕሮና ዝክሉ መከራ😢ሓሊፉ እዙይውን ርእና😢

  • @gygg2506
    @gygg2506 6 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ዝኹሉ መከራ ሓልፍኽ እንዃዕ ብሰላም ተረፍኩም ኽብረት ዋዕሮና💊🙏🙏

  • @GebrekirosGher
    @GebrekirosGher 4 หลายเดือนก่อน

    እንኾዕ ናብዙይ ኣብፀሐቂ ጅግና ሓፍትና❤❤❤🎉🎉።

  • @ChdjdhhdHdbxxjxj
    @ChdjdhhdHdbxxjxj 6 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገን ኣምላኸይ እንካዕ ብሂወት ተረፍኺ ዋዕሮና ሰለ ኩሉ ነገር እግዚኣብሄር ይመስገን🙏❤ ኣጆኺ ዋዕሮና💪😍

  • @haftumenberu9667
    @haftumenberu9667 4 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ተጋዳሊት ቅሳነት እካእብሂወት ተረፍኪ ካልኣቲ ቀሺገቢሩ ብታሪክንፈሊጣ ቅሳነት በአካል ጅጋና ሓፍትና ❤❤❤❤❤