ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Wedi kbri kbur AYana lieli kulu shim Emebetachi Bmilalka Adnikeka Emebetachin Thalka 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️❤️❤️❤️
ጽቡቅ መደብ ኢዩ ብመጀመርያ ክቡር ኣቦና እግዝኣብሄር ዕድማን ጥዓናን ይሃብኩም ንኩልኩም ብሓፍሸ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ብዝያዳ ኣርኣያ ህዝቢ ዝኮኑ ከምዝኦም ዝበሉ ኣቦታት ኢዮም ምክንያቱ ክደይ ሂወት ዝርኣዩ ሰባት ክትቅርቡ ከለኩም ብዙሑ ውን ካብኣታቶም ትምሃር ኣነ ክብለካ ዝደሊ ክምዝኡኦም ዝበሉ ጥንታያን ኣርቲስት ኣቅርበልና እዞም ናይ ሎሚ ዘለዉ ድራፋ ናይ ትምህሮም ዓላል ጥራይ ኢዮም ዝንግሩካ ስለዚ እቶም ዝገድሱ እዚምኦም ዓበይቲ ኢዮም እዚኦም ናይ ሕጂ ዘለዉ ድኣ ሰብ ገይርዎ ኢሎም ዝገብሩ ጥራይ ኢዮም ውሑዳት ኢዮም እቶም ጥበብ ሃሊዎም ዝሰርሑሉ ኣይሰሑን ኢዮም ማለተይ ኣይኮነን ክደይ ንፊኣት ኣለዉ ጸሓፍትን ደረስትን እዚኦም ግን ዝቀዱ ኢዮም ብዝኮነ ነቶም ናይ በርዲር ሰባት ታሪክን ዓቢ ማዕድና ኣባታቶም ስለ ዝርከብ ምክሪ ክንቀስም ከም ባማላት ኢዩ ወዲ ሓወቦይ ናይ ቀደም ሰባት ኣምጽኣዮም ኣቅርቦም ሕተቶም ማዕከን ፍልጠቶም ክንእክቦ ንሕና ውን ክንመሃር
ወዲ ክብሪ ኣዝማሪኖ ንጹህ ሓቀኛ ዘይን'ሱ ክመስል ዘይደለ ፍቕሪ ዝኾነ ሰብ❤ ጎይታ ዕላልን ጭርቃንን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪👍👍❤️❤️❤️✝️❤️☪️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ከምዚኦም ባሃራት ስነጥበበኛታት ኣምጹኡልና..በዞም ኣብ ሓንቲ ድራማ ተዋሲኦም 10 ግዜ ቃለ መሕትት ዝገብሩ ኣይትበጽቡጹና
እዚኣስ ሓቂ እያ እቶም ዓበይቲ ስነጥ -ጥበባውያን ኣምጽኡልና ብዙሕ ትምህርቲ ኢና ንወስድ 291🇪🇷🩸
አዚና ንፈትወካን ነክብረካን ብሉጽ ወዲ ክብሪ 🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷
ወድ ክብሪ ኣንበሳ፡ጅግና ፡ለዋህ ለጋስ ኣዝማሪኖ ኩሉ ዝፈልጥ ።ብምንታይ' ሞ ክትገልጾ ።ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣብ ሰባት ዘለዎ ክብረት ።ብሓጺሩ ከም ሽሙ ክቡር ወድ ክቡራት 😅
አሰይ ወዲ ክብሪ ዓይነይ ዓንዲ ሰነ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ንበረልና
ናይ ብሓቂ ዝፈትዋ ተዋስኣይ ኢካ
ብጣዕሚ ዘደንቆ ተዋሳአይ ❤️❤️❤️❤️
💖💖💖💖💖💖💖💖💖 አርቲስት ርእሶም (ኣቶ ሰርጹ) ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎምን ዘድንቆምን እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 🙏🙏🙏
Berukat fitert dkeza halale meriyt idemn teinann yehabekum Abatey kokob💥💥💥halale hagrina 💕🌹💕🌹💕🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዝዩ ዓቢ ስነ ጥበባዊ ሃገርና ኣምጺእኩም፣ የቐንየልና። አዝዩ ዝኸበደ ሽም ንኽልዓል። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ክብሪ ሓወይ።
ክቡር ሰነ ጥበባዊ ወዲ ክብሪ ወዲ እዛ ሐላል መሬት ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኻ 🇪🇷💯🌷
ወዲ ክብሪ ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ
ኣዚየ የድንቆ ተዋሳኣይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ብደይ ቀለዓለም ጽቡቅ ኢኻ ዕላልካ ጡዑም 🇪🇷👌🇪🇷🌻💯💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዉ አዚና ነኽብሮን ንፈትዎን አቢ አቦ ስነ ጥበብ ሐገርና ስለዘቅረብካልና ነመስግን አዚዩ ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ዘረብኡን እላሉን ጥኡም ኩሉ ዘጸብቀሉ ሓያል አንዲሕቆ ስነጥበብ አያና ንበረልና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍
Merhab 💖 👈🏽
ሰላምካ ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 አዝዩ ቡሉጽን ኩቡር ስነጥበበኛ 🎉🇪🇷🌹❤️👌🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
አያ ሩእሶም ናይ ብሐቂ ደድንቆ ተዋሳአይ እዩ።ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።ንበረልና።👍👍👍✅✅✅🌿🌿🌿
መርሓባእ ዓቢ ሰብ ራእሲ ሓወይ ክቡር ሰብ ኢኻ ሞ ክብሪ ይግባእካዮ ሓቢቢ❤❤ኣዝየ ዝፈትወካን ዘድንቐካን ክቡር ስነ- ጥበባዊ ኢኻኳትሮ ሓወይ ኩሉ ግዜ ጽቡቕን ኳዕናንን ኢኻ ሕጂ ውን ከም ቀደምካ ብጣዕሚ ጽቡቕን ታሃራፍን ኢኻ ዘለኻ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ክብሪ ኣበሳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ኣዝየ ዝፈትዎ ስነ ጥበብ ወዲ ክብሪ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Egzabher melua Admen tanan yhabka wedi kberi
The best interview ever ❤እዋ ሕጂ ረኺብኒ ናይ ጅዋይ ዘይ ከምዚአ እየ ደሊየ ኔረ እዛ video ሲ በቂቀያ 😊 ከይ ውድአ ያ ጀምዓ ❤
Pata spagheeti my favourite ...... welcome !!! great job !!!
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤ wedi kbri beal drb hamot
❤❤🫡🫡🫡🫡መርሕባ መርሕባ መርሕባ መርሕባ 👏🏾👏🏾👏🏾🐅🐅🐅🐅♥️♥️♥️♥️♥️🐅🐅🤩🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿🫡🫡🫡🫡🫡🫡
ብጣዕሚ ኽቡርን ብሉጽን አርቲስት ሃገርና ብቃላት ክትገልጾ ዘጸግም መሳጥን ሰሐብን ዕላልን አገላልጻን። ልዑል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ምስ ስድራካ ቕሱን ሂወት ይምነየልካ🙏🇪🇷🇪🇷💯🌹❤️
AMEN AMEN AMEN !!! BRUKEY !!!!
ዋውውውው እቲ ብልቢ ዝፈትዎንን ዘክብሮንን ስነ ጥበባዊ ኩቡር ወላዲ
ወዲ ከብሪ ዓርከይ ትዝክርዶ እንዳ ሜሬንጊ good to see you ዛዓርከይ እንዳ እዝጊሃርያ ጽራይ ክንጨርም አይ ግዜ አነ ኤማ ኢየ
😂😂😂
😂😂ema kemey selam du
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኩቡር ሓው ወዲ ክብሪ ቡሉጽ ደራስን ተዋጻእን
ብጣዕሚ ዝገርም ዛንታ ዪ፥ኣብ ኩሉ ስራሕ ዮም ዓሸራ ኣግቢሮሞ፥1000 ዓመት ክዝከር ዝክእል መሳጢ ዪ
እዋይ ሰብ ከመይ ይኣርግ ይቕየር ወዲ ክብሪ ማንም ሰብ ንእስነት ከማኻ ዘሕለፈ የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕
ፓስቲኖ እዚ ኩቡር ስነጥበባዊ ኣቦና ትሕግግዝ ኣቢልና ስኑ ተነዐርየሉ ጽቡቕ ኔሩ ኣዝዩ ተውህቦ ዘለዎ ጥበባዊ'ዩ
ኣዝዩ ጽቡቅ ስራሕ ባባ ርእሶም ክብሪ ወዲ ክብሪ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ወዲ ክብረ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራትና
He is Amazing Actor 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
One of the best Eritrean artists❤
Just Woww legend wedi kbri ❤❤❤❤❤🙌💖🙌💖🙌💖🙌💖🙌
His amazing Actor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏God bless him with family Thank you!
ወዲ ክብሪ ኣምበሳው፡ ጽቡቕ ኣለኻ ኣጆኻ፡
Wedi kebri ❤❤ Anes yehewate kulatena ab dege zelena beakemena Awatena sinu kenhegezo yelabewkum ❤❤❤
ጽቡቅ ስራሓ ባባርእሶም ምስ ኣቅራቢ መደብ ኣማክ ንሃገርናን እዝብናን ይባርክ
ብዓል ዓቢ ጥበብ
Kuelhena dek dicatat iena befeky hbtamat ena hiezb eritrean 💪🏾🇪🇷📜✍🏽🇪🇷👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Waw👍🏽😍 ኣዝየ ዝፈትዎን ዘድንቖን ዘኽብሮን ባዓል ዓቢ ኣበርክቶ ኣብ ኩሉ ማሕበራዊ ሂወት ብዓቢኡ ድማ ኣብ ስነ ጥበብ ሃገርና ገሊጽካ ዘይውዳእ ብዙሕ ተዘካሪ ስራሓት ዝሰርሐን ዝሰርሕ ዘሎን ርእሶም ክብሪ ወዲ ክብሪ ንበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏽💖🥰🌷 ኣብ ሓንቲ ኮመንት ኣምጽኡልና ኢለ ጽሒፈ ኔረ ሎሚ ስለ ዘምጻእካልና ታንክስ ፓስታ ሓውና ንውድሽ ድማ ኣምጽኣልና ኢኻ!??👍🏽 ወዲ ኤረይ 🇪🇷🌷🥰
ኣዝዩ ጽቡቕ መደብ 🎉 የቐንየልና ወዲ ኽብሪ
ሰላም ደቂ ኤረይ ሰላምታኩም ብዝሕ ይበለለይ ❤🎉❤🎉❤
መርሓባ ክቡር ስነጥበባዊ ኣያና ወዲ ክብሪ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ክቡር ሰብ 🇪🇷🌺🇪🇷🌺🇪🇷🥰🥰🥰🥰🌺🌺❤️❤️❤️❤️❤️
ኣነ ከምዚ ሰብኣይ ጌሩዝስሕበኒ የለን እሱን ግርምኡን ኣዛራርብኡን ማራዩ ድስሕበኒ ወዲ ክብሪ ብሓቂ አታ ወዲ ክብሪ ትብልዉን ትዉክልያ ።
ማዕበል ኣንበሳ ወዲ ጀጋኑ ሰብ ስረ ዕድመን ጥዕና የሃበለይ ❤❤❤❤❤
wedi kbri kbur seb❤
እታ ዝፈትዎ ከፉ ዝህበኒ ብጣዕሚ እየ ክርእዩ ዝሃርፉ ኣብ ንስ ወለዎ ፊልሚ ዕድመ ይምነየሉ ንክልከለም ድማ ህዝቢ ኤረትራኣምላክ ይባርኮ ❤❤❤❤
ገዲም ስነጥበባዊ ርእሶም ክብሪ ወዲ ክብሪ ናይ ብሓቂ ካብቶም ንፈትዎምን ነድንቆምን ስነጥበባዊ ዘምጻእካልና ብጣዕሚ ነመስግን ቀጽልዎ ናይ ብሓቂ ጋዜጠኛ ፓስታ ዝሒልካዮ እምበር ብሓቂ ክብርበር ዝግብኦ ስነጥበባዊ ኢካ ኣምጺእካ ዝሒልካ ብዝኾነ ስለዘምጻእካልና ጥራሕ ነመስግን
Waww zefetwo artists edmen teanan yehabka fetari ❤
ፍትውን ዙቡን ምእዙዝን ስነ ጥበበና
Egzabher Amlak edmen tenanan yhabka baba rsom🙏🙏🙏
I love you so much 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ደስ ክብለካ ክብረቱ ❤
ዋውውው ሎሚ ብሉጽ ስነጥበባዊ ኣምጺኻልና ❤❤❤❤❤❤
Thank you ❤🎉
Thank you ፖስታ ሓወይ ኩሉ ተቅርቦ ኣዝዩ ኢዩ ዝስሕበና። ነዛ Media subscribe ላዕሊ ነብጽሓያ ደቂ🇪🇷♥️። ካብተን ዝስሕባኒ 🇪🇷ዊት Media
Wawww🎉❤ bejaca eba telefonu habena❤❤❤❤❤❤❤🎉
Welldone henipasta for inviting one of best Actors specially in acting traditional film .wedi kibri i hope to have good health and successful life.
Good person. You are welcome my dear artist
Wedi Kibri shikor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏❤️❤️
❤❤❤❤ wawwww kokob nay kewakbti akribkmulna thanks heni
Edmen tenan yhabka kbur sne tbebawi widi kbri ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
God bless you all ❤️💐🇪🇷
You are indeed brave enough GBU
Kbur Ayana wedi kbri Asmarino Edmen teenan yhabka ❤❤❤
Wedi kibri , kubur Ertrawi 💐🇪🇷👍
❤❤❤Greatest interview of our Eritrean Artists and Father 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Betami xebku medab deki eriy xeada ajkum belu ne wedi negada eba amxalna
Well come guys the legendary one ❤❤
Reisom hawena Jegena kokob hagrina may God bless you keep your ayes on God he never takes his eyes off you 🤲🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አዚየ ዝፈትዎ ጂግና ስነጥበባዊ አቶ ርእሶም ( ሰርጹ ) ❤ thankyou ፓስታ you Invite him ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Wowww neftwo nefeu artis ♥️♥️🙏🇪🇷🌹🌹edmane tenane yhabkum fetari
Btaemi nekbrekan nfetwekan mkuh drei heger snetbebawi edmen tenan yhebka egziabhar amlak rhus beal ❤❤❤
Zfetwo tewasay gedimen ftuwun ❤❤👌👌🇪🇷🇪🇷
My favourite man❤❤❤️
ኣነስ ብጣዕሚ ዝገርመኒ ከምዛቶም ዝበለ ሰነ ጥበበኛ ብቀልልቲ ነገራት ማለት ከም ሰኒ ይኩን ቀለልቲ ነገራት ካብዞም ኣብ ደገ ዘለዉ ሰነጥብብኛታት ኣይሓልፍን ኢዩ ። ሰልዚ ከምዚ ክትርእዎም ደስ ከምዘይብልኩም ይርዳኒ ኢዩ ይግዳስ መሳርሕትኩም ሰልዝኮኑ ተኣካኪብኩም ሕሰብሉ ። ኣብ ርእሲ ልቦናኩም ልቢ ከውስከልኩም ድቒ ሐላል መሬት❤
Ezgabheri edmani tenani yehabeka ❤❤❤❤❤
ፓስታ በጃካ ካልእ መደብ ኣቅርብ ኢንተርቪው ኣቃርጾ ብዙሕ ክብርበር ዝግቦ ኔሩ ከንቱ ተሕልፎ ኣለኻ ብጣዕሚ ዝሒልካ ሃቦም ን በዓል ቶፖ ክፍትፍቱልና ጽቡቅ ጌሮም ፡ ሶሪ እምበር ኣይከኣልካዮን በቃ ።
Yeah, ane keman kemu enda belku, wela tegedasnet ab tarik zelewo koynu zeysmeaka .
One of the greatest Eritrean Artists and my favorite one Mr. Resom Kibri.❤❤❤❤
Kburn bluxn artist odmen tonan yhabka ❤❤❤❤
Wedi kibri. Mis. Srahka Solotka keslo. God Bless you with lovely family ❤️🙏🌹🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
Raesu hawey edmen tienan yimneyelka❤🎉
one of our Legends neve ever seen before ,the red tiger ERITREAN artist with respect ,high morale ,efficiency and the owner of discipline ,full of love,determined etc wed kbri .we love you
Great show ❤❤🇪🇷🇪🇷
Icon brilliant and amazing actor 👏 baba resom bless you more and more 🙏 ❤ ♥
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍❤️🌹
Nay Behaki halal Abo Amlak adime yhabka
ሰነጥበብን ልቦናን ዘማልኣ ስነጥበበኛ።
Merhaba wedi Eri jigina ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🏾♥️
I love ❤ this guy ❤
Welcome deqi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷
Wedi kbri kbur AYana lieli kulu shim Emebetachi Bmilalka Adnikeka Emebetachin Thalka 🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️❤️❤️❤️
ጽቡቅ መደብ ኢዩ ብመጀመርያ ክቡር ኣቦና እግዝኣብሄር ዕድማን ጥዓናን ይሃብኩም ንኩልኩም ብሓፍሸ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ብዝያዳ ኣርኣያ ህዝቢ ዝኮኑ ከምዝኦም ዝበሉ ኣቦታት ኢዮም ምክንያቱ ክደይ ሂወት ዝርኣዩ ሰባት ክትቅርቡ ከለኩም ብዙሑ ውን ካብኣታቶም ትምሃር ኣነ ክብለካ ዝደሊ ክምዝኡኦም ዝበሉ ጥንታያን ኣርቲስት ኣቅርበልና እዞም ናይ ሎሚ ዘለዉ ድራፋ ናይ ትምህሮም ዓላል ጥራይ ኢዮም ዝንግሩካ ስለዚ እቶም ዝገድሱ እዚምኦም ዓበይቲ ኢዮም እዚኦም ናይ ሕጂ ዘለዉ ድኣ ሰብ ገይርዎ ኢሎም ዝገብሩ ጥራይ ኢዮም ውሑዳት ኢዮም እቶም ጥበብ ሃሊዎም ዝሰርሑሉ ኣይሰሑን ኢዮም ማለተይ ኣይኮነን ክደይ ንፊኣት ኣለዉ ጸሓፍትን ደረስትን እዚኦም ግን ዝቀዱ ኢዮም ብዝኮነ ነቶም ናይ በርዲር ሰባት ታሪክን ዓቢ ማዕድና ኣባታቶም ስለ ዝርከብ ምክሪ ክንቀስም ከም ባማላት ኢዩ ወዲ ሓወቦይ ናይ ቀደም ሰባት ኣምጽኣዮም ኣቅርቦም ሕተቶም ማዕከን ፍልጠቶም ክንእክቦ ንሕና ውን ክንመሃር
ወዲ ክብሪ ኣዝማሪኖ ንጹህ ሓቀኛ ዘይን'ሱ ክመስል ዘይደለ ፍቕሪ ዝኾነ ሰብ❤ ጎይታ ዕላልን ጭርቃንን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረይ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪💪👍👍❤️❤️❤️✝️❤️☪️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
ከምዚኦም ባሃራት ስነጥበበኛታት ኣምጹኡልና..በዞም ኣብ ሓንቲ ድራማ ተዋሲኦም 10 ግዜ ቃለ መሕትት ዝገብሩ ኣይትበጽቡጹና
እዚኣስ ሓቂ እያ እቶም ዓበይቲ ስነጥ -ጥበባውያን ኣምጽኡልና ብዙሕ ትምህርቲ ኢና ንወስድ 291🇪🇷🩸
አዚና ንፈትወካን ነክብረካን ብሉጽ ወዲ ክብሪ 🇪🇷🇪🇷❤❤🇪🇷🇪🇷
ወድ ክብሪ ኣንበሳ፡ጅግና ፡ለዋህ ለጋስ ኣዝማሪኖ ኩሉ ዝፈልጥ ።ብምንታይ' ሞ ክትገልጾ ።ልዕሊ ኹሉ ድማ ኣብ ሰባት ዘለዎ ክብረት ።ብሓጺሩ ከም ሽሙ ክቡር ወድ ክቡራት 😅
አሰይ ወዲ ክብሪ ዓይነይ ዓንዲ ሰነ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ንበረልና
ናይ ብሓቂ ዝፈትዋ ተዋስኣይ ኢካ
ብጣዕሚ ዘደንቆ ተዋሳአይ ❤️❤️❤️❤️
💖💖💖💖💖💖💖💖💖 አርቲስት ርእሶም (ኣቶ ሰርጹ) ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎምን ዘድንቆምን እግዚአብሔር አምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ 🙏🙏🙏
Berukat fitert dkeza halale meriyt idemn teinann yehabekum Abatey kokob💥💥💥halale hagrina 💕🌹💕🌹💕🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣዝዩ ዓቢ ስነ ጥበባዊ ሃገርና ኣምጺእኩም፣ የቐንየልና። አዝዩ ዝኸበደ ሽም ንኽልዓል። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ክብሪ ሓወይ።
ክቡር ሰነ ጥበባዊ ወዲ ክብሪ ወዲ እዛ ሐላል መሬት ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል ዕድሜን ጥዕናን ይሃብኻ 🇪🇷💯🌷
ወዲ ክብሪ ዕደመን ጥዕናን ይሃበካ ፈጣሪ
ኣዚየ የድንቆ ተዋሳኣይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ብደይ ቀለዓለም ጽቡቅ ኢኻ ዕላልካ ጡዑም 🇪🇷👌🇪🇷🌻💯💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋዉ አዚና ነኽብሮን ንፈትዎን አቢ አቦ ስነ ጥበብ ሐገርና ስለዘቅረብካልና ነመስግን አዚዩ ጽቡቅ መደብ ደቂ ኤረይ ዘረብኡን እላሉን ጥኡም ኩሉ ዘጸብቀሉ ሓያል አንዲሕቆ ስነጥበብ አያና ንበረልና ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍👍
Merhab 💖 👈🏽
ሰላምካ ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 አዝዩ ቡሉጽን ኩቡር ስነጥበበኛ 🎉🇪🇷🌹❤️👌🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯
አያ ሩእሶም ናይ ብሐቂ ደድንቆ ተዋሳአይ እዩ።ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ።ንበረልና።👍👍👍✅✅✅🌿🌿🌿
መርሓባእ ዓቢ ሰብ ራእሲ ሓወይ ክቡር ሰብ ኢኻ ሞ ክብሪ ይግባእካዮ ሓቢቢ❤❤
ኣዝየ ዝፈትወካን ዘድንቐካን ክቡር ስነ- ጥበባዊ ኢኻ
ኳትሮ ሓወይ ኩሉ ግዜ ጽቡቕን ኳዕናንን ኢኻ
ሕጂ ውን ከም ቀደምካ ብጣዕሚ ጽቡቕን ታሃራፍን ኢኻ ዘለኻ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ክብሪ ኣበሳ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤
ኣዝየ ዝፈትዎ ስነ ጥበብ ወዲ ክብሪ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Egzabher melua Admen tanan yhabka wedi kberi
The best interview ever ❤
እዋ ሕጂ ረኺብኒ ናይ ጅዋይ ዘይ ከምዚአ እየ ደሊየ ኔረ እዛ video ሲ በቂቀያ 😊 ከይ ውድአ ያ ጀምዓ
❤
Pata spagheeti my favourite ...... welcome !!! great job !!!
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤ wedi kbri beal drb hamot
❤❤🫡🫡🫡🫡መርሕባ መርሕባ መርሕባ መርሕባ 👏🏾👏🏾👏🏾🐅🐅🐅🐅♥️♥️♥️♥️♥️🐅🐅🤩🤩🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿🫡🫡🫡🫡🫡🫡
ብጣዕሚ ኽቡርን ብሉጽን አርቲስት ሃገርና ብቃላት ክትገልጾ ዘጸግም መሳጥን ሰሐብን ዕላልን አገላልጻን። ልዑል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ምስ ስድራካ ቕሱን ሂወት ይምነየልካ🙏🇪🇷🇪🇷💯🌹❤️
AMEN AMEN AMEN !!! BRUKEY !!!!
ዋውውውው እቲ ብልቢ ዝፈትዎንን ዘክብሮንን ስነ ጥበባዊ ኩቡር ወላዲ
ወዲ ከብሪ ዓርከይ ትዝክርዶ እንዳ ሜሬንጊ good to see you ዛዓርከይ እንዳ እዝጊሃርያ ጽራይ ክንጨርም አይ ግዜ አነ ኤማ ኢየ
😂😂😂
😂😂ema kemey selam du
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ኩቡር ሓው ወዲ ክብሪ ቡሉጽ ደራስን ተዋጻእን
ብጣዕሚ ዝገርም ዛንታ ዪ፥
ኣብ ኩሉ ስራሕ ዮም ዓሸራ ኣግቢሮሞ፥
1000 ዓመት ክዝከር ዝክእል መሳጢ ዪ