New Eritrean Video 2023// ሰፊሕ ዕላል ምስ ገዲም ስነ ጥበበኛን በዓል ድርብ ሞያን ርእሶም ክብሪ (ወዲ ክብሪ) 3ይን መወዳእታን ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 96

  • @efiimekseb1671
    @efiimekseb1671 ปีที่แล้ว +22

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ታሪክ ተመሲጠ ሰሚዐዮ እቲ ታሪክ ግን ብኣይ ወገን ኣይተወድአን ብድሕሪኡ ምስ የህዋቱን ሰባይ ሓፍቱን እንታይ ጌሮም ብኣይ ወገን እንተዝቅጽል ይብል ትቀጽል ትብሉ ላይክ

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 ปีที่แล้ว +11

    ወዲ ክብሪ ኩሉ ነብስኻ ታሪኽ ዝኾንካ ሰብ ኢኻ'ሞ ክብሪ ይሰምዓካ ኣዝማሪኖ ሓላል ❤🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @issaiasbetsueamlak9528
    @issaiasbetsueamlak9528 ปีที่แล้ว +4

    ነዊሕ ዛንታ ኣለካ ባባ ርእሶም ብሓቂ ግሉጽ ሰብ እዚ ኩሉ ኣብ መጽሓፍ ክስነድ ኣለዎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።

  • @ephremtsegai9398
    @ephremtsegai9398 ปีที่แล้ว +10

    ወድ ክብሪ ንዝኽሪ አርባዕተ አስመራ ወሲድካና በዓል ሰመረ ዱኳን፥ በዓል ሻገ፥በዓል ዋልያ በረኸት ሊቀመንበር ናይ 14 ቀበሌ እዚ ብሓቂ ፊልም ሐቀኛ ታሪኽ ክስራሕ አለዎ በጃኹም ኢደይ ኢድካ ኢልና ክንደይ ከምዘድልዮ ፊልም ክሰርሖ ይንገረና።

  • @wedikeshi5322
    @wedikeshi5322 ปีที่แล้ว +1

    ዓቃል ሰብ ኩሉ ግዜ ዕዉት ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 ปีที่แล้ว

    Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌸🇪🇷

  • @asmarakeren9333
    @asmarakeren9333 ปีที่แล้ว +5

    ጀግና ወዲ ክብሪ በጃካ መጽሓፍ ጽሓፎ ቀሊል ታሪክ ኣይኮነን ዘለካ ምስ ብዙሕ ምስጋና

  • @metkelbahre8058
    @metkelbahre8058 ปีที่แล้ว

    Pasta azika xubuq srah serihka
    ኣዚዩ ጹቡቅ ዕላል ብጣዕሚ ተመሲጠ ሰሚዐያ❤❤❤

  • @weldathagos2762
    @weldathagos2762 ปีที่แล้ว

    ወድ ኽብር ኣምላኽ ጥዑም እዩ እንቀዕ ናብዝ ኣብጽ ሓካ

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 ปีที่แล้ว +2

    ደስ ዝብለካ ስና ጥበባዊ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ናይ ብሓቂ ንፉዑ ❤❤❤❤

  • @jossijossi7972
    @jossijossi7972 ปีที่แล้ว

    Bteami zegerm tarik wedi kbri

  • @yoditsahle2046
    @yoditsahle2046 ปีที่แล้ว +1

    አየወ ክንደይ ህዝብና በቲ ሕማቅ ዘመን ብዘይ አበስኡ ተሳቅዩ ተረሺኑ ተአሲሩ ወዲ ክብሪ ነቲ ጸሊም መራር ጊዜ የኽሊፍካ ከም ድላይካን አብ ድላይካን ብነጻነት ክትነብር ዘብቃዓካ ፈጣሪ ነታ ትአምና እመቤታችን ምስጋና ይኹን ከምዑዉን ነቶም ከም ሽምዓ መኺኾም ብርሓን ዝኾኑና ስዉአትና ክብሪን ሞገስን ወዲ ክብሪ አዚዩ ጽቡቅ መደብ እድመን ጥእናን ይሓብካ ጀግና ወዲ ኤረይ ንበረልና።እዚ ሰፊሕ ታሪኽ ሕይወትካ ብፊልም ክተቅርቦ ተስፋ ንገብር አቢ ታሪኽዩ ። ፓስታ ከምዚኦም ዝአመሰሉ ጀጋኑ ስለተቅርበልና ተባረክ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @tsegredahaile2883
    @tsegredahaile2883 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ክብሪ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @nardoshabtom4578
    @nardoshabtom4578 ปีที่แล้ว +1

    besmeab gele aynet Tarik Edmen Tienan yhabka

  • @habtiega528
    @habtiega528 ปีที่แล้ว +2

    ቀሊል ታሪኽ ኣይኮነን ብመጽሓፍ እንተዝዝንቶ ክቡር ስነጥበበኛ ወዲ ክብሪ ብጣዕሚ መሳጢ ዛንታ ❤❤❤❤❤

  • @24Reem
    @24Reem ปีที่แล้ว

    ወዲ ክብሪ ንሜዳ ኢካ ዘይወጸካ እምበር አብ አሰመራ ኮንካ ተጋዲልካ ኢካ ክብሪ ይግባአካ እዩ ጅግና ኢካ እድመን ጥዕናን ይሀብካ❤❤❤

  • @TedrosAraya-f5h
    @TedrosAraya-f5h ปีที่แล้ว

    one of our Legends neve ever seen before ,the red tiger ERITREAN artist with respect ,high morale ,efficiency and the owner of discipline ,full of love,determined etc wed kbri .we love you

  • @jonkifle3793
    @jonkifle3793 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ክብሪ እድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈታሪ❤

  • @shewitabraha333
    @shewitabraha333 ปีที่แล้ว +1

    film zire zeleku mesilni
    kulu nebska tarki eka ❤❤❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ምሳጢ ዕላል ክቡር ኣቦና ወዲ ክብሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ❤❤❤

  • @eseyashabtom1171
    @eseyashabtom1171 ปีที่แล้ว

    ❤wedi kibiri elements tenan yhabka

  • @nazrethkidane6811
    @nazrethkidane6811 ปีที่แล้ว

    king king

  • @fintra26
    @fintra26 ปีที่แล้ว +1

    Zifetwo tewatsay🎉🎉🎉🎉

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ክብሪ ካብዚ ኩሉ ማሕለኻታት ወጺእካስ ብሂወት ከተዘንትወሉ ብምብቃዕካ እንቃዓ ኣብቃዓካ ዩ ዝባሃል፣ ምኽንያቱ ምሳኻ ወይ ኣብ ጎንኻ ዝነበሩ ኣብ ግምት ብምእታው። ወዲ ሰብ ኣብ ምድሪ ዓለም እንተልዩ ይውሓድ ይብዛሕ ከምዚ ናትካ የጋጥሞ እዩ።
    ሕጂ ከኣ ውጻእ መዓት ኮይንካስ ኣዝዩ ዓበይትን ታሪኻዊ ስራሕን ሰሪሕካን ትሰርሕ ኣለኻን ሞ፣ እንቃዓ ኣብዚ ኣብቃዓካ ይብል ደጋጊመ። 👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309 ปีที่แล้ว +2

    A very brave man father and friend to someone a hero of his country and his children ❤❤❤❤❤✊✊✊✊✊✊🌹🌹🌹🌹🌹🌹💯💯

  • @yohbe
    @yohbe ปีที่แล้ว

    Great and legend artist, keep it up.

  • @Shammengs-b8o
    @Shammengs-b8o ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው ❤❤❤❤❤

  • @tighistiyemane3275
    @tighistiyemane3275 ปีที่แล้ว

    Baba Ressom you had a very complicated life, but you are very brave and very strong man, I really admire you so much. Thank you for everything you do, we are so much appreciated. Long life with gods will 🙏🏽

  • @zenithalem5503
    @zenithalem5503 ปีที่แล้ว +1

    Waaaaw desss zbl sebayyy❤❤❤❤❤❤❤ kemeu ka zey mesl nebsu reka

  • @habtomaregay3500
    @habtomaregay3500 11 หลายเดือนก่อน +1

    ከምዚ ዮስዮፍ ትብሎ ዘለካ ኣባላት ዓዲ ኣቦይቶ ኩሎም ከምኡ ኢዮም ኣነ ኣብ ኣዲ ኣበይቶ ተኣሲረ ነይረ ኣብ ክልቲኡ ኣብ አንዳ ከይዝን አንዳ ግፉፋትን ግን ንዓይ ዝገርመኒ ኤረትራዊያን ኣብ ኣሕዋቶም ኢዮም ዝጭኩኑ- ከምዛ ንዓካ ኣምሓሩ ዝገበሩካ ኣብዛ ሕጂ አዋን ኣብ ዓድና ብቃንቃና የሳቁይና ኣለኡ አንተ ንስካ አንቃአ ብ ሂወት ወጻካ

  • @mleuyem7428
    @mleuyem7428 ปีที่แล้ว

    ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @kiflomabraham6905
    @kiflomabraham6905 ปีที่แล้ว

    Ablaleka znebereni kbri melisu wesiku

  • @nisri1567
    @nisri1567 11 หลายเดือนก่อน

    ...ሓላልት ጉሩሃት ንጹሃን ሓንቲ እፉፋ ዘይብልኩም ኣማሪኒ፡ ኩለንትናኹም ፍቕሪ'ዩ እንታይ'ሞ ከም ደቂ ዛግራ'ንዶ ተበታቲንና። ንኹሉ ግን ግዜ'ለዎ ኣጆና!

  • @feruz8427
    @feruz8427 ปีที่แล้ว

    Btami xbuk zantayu nfetwu ❤abu snetebebawi zkone dmxi gn rebshina

  • @sallyhabesha1343
    @sallyhabesha1343 ปีที่แล้ว +1

    Uffff lbey kemgele geruni. Enqie kemzia belika. Azika xiada eka abona❤

  • @nuraomer2261
    @nuraomer2261 ปีที่แล้ว

    Baba resom edmen tenan yhabka ❤❤❤❤❤❤❤

  • @smanfitsum7838
    @smanfitsum7838 ปีที่แล้ว

    Bataemi mesati elal

  • @natulove5882
    @natulove5882 ปีที่แล้ว

    Bejakum telefonu abzi xhafulna

  • @PmAsh2693
    @PmAsh2693 ปีที่แล้ว

    Wedi kebri bale tarik kulu ezi tblo zelka mazeri tellena neara Azmarino we love you ❤

  • @solomunashebrsolomunshebr4901
    @solomunashebrsolomunshebr4901 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤ bitami desi zibel amisena mis jigena abona rasi wedi kebire edman tenan yehabka❤❤❤❤

  • @mothermeanslove9260
    @mothermeanslove9260 ปีที่แล้ว

    Zfetwo tewaseay wedi kbri ayney edmen teanan yehabka

  • @dahabykealo960
    @dahabykealo960 ปีที่แล้ว

    Bitami kebid helifu aidm yhebka aemlak🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @sirakaraya9659
    @sirakaraya9659 ปีที่แล้ว

    Merirr temekro hiwet

  • @yafetbokure3788
    @yafetbokure3788 ปีที่แล้ว

    ወዲ ክብሪ ይበል ዕላል ዘይ ምኖ ጋዘጠኛ ግን ኣይ ግድን

  • @samsonmogos6084
    @samsonmogos6084 ปีที่แล้ว

    ኣገራምን መሳጥን መሃርን ታሪክ ሂወት፥ንበረልና ክበረልና ወዲ ክብሪ.......

  • @sabateclemichael132
    @sabateclemichael132 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @yemanetsegai4617
    @yemanetsegai4617 ปีที่แล้ว +1

    መሳጢ ዕላል ክብሪ ይሃብካ ወዲክብሪ።

  • @yuel8254
    @yuel8254 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @erientertainment9490
    @erientertainment9490 ปีที่แล้ว +1

    Ezis nibaelu movie eu nay bahaki gele aeynet

  • @greatstar5111
    @greatstar5111 ปีที่แล้ว +1

    wedi kbri kubur seb ezi kulu ketellena zxenahka Film etetserho xbuq neru tarik eyu

  • @Lidunaygeta
    @Lidunaygeta ปีที่แล้ว

    ❤ btami kebdka zibelie tarik abona ❤️

  • @desebelkahsay2480
    @desebelkahsay2480 ปีที่แล้ว

    ዝይተነበ መጽሓፍ።

  • @mebrahtikiflemariam1002
    @mebrahtikiflemariam1002 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @tedroshdray6061
    @tedroshdray6061 ปีที่แล้ว

    ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nesatebereritreateber2125
    @nesatebereritreateber2125 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤

  • @robielzeray7285
    @robielzeray7285 ปีที่แล้ว +1

    🇪🇷 ♥️ ❤️ 💖 🇪🇷

  • @MohamedEri22
    @MohamedEri22 ปีที่แล้ว

    Please ይቀጽ ብድሕሪ ናጽነት ዘጋጠሞ😢

  • @genethayle7336
    @genethayle7336 ปีที่แล้ว

    ❤❤🎉🎉👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @yohannesghirmai4205
    @yohannesghirmai4205 ปีที่แล้ว +1

    ውዲ ክብሪ ኣብ ኣባሻውል ንፍለጥ ኣብ ጊዚ ድርኪ እንዳስዋ ኣንድ ውባ እዮ ዝግርመኒ ትሪኩ ትሪክይን ሕንቲ እያ ዕድመይ ዝትውለድኩሎ ዕለት ሕንኒትይ ድስርኩሎ ቦታ ምምሕዳር ክተማ ይስርሕ ኒር ይስርሕ ኣሎ ዘግርመኒ ናተይ ናቱን ታሪክ ሐኒቲ ክምእውን ኣብ ኣባሽውል ስዋ እንዳስተና ኣብርሃም ማጎ ይሃርም ኒሩ ክምእውን መስርት

  • @abielsolomon6322
    @abielsolomon6322 ปีที่แล้ว +1

    ፓስታ ዓርከይ ኢንትሮስ እታ ባዓል ወዲ ክብሪ ትብል ንጽል ዜማ ቃላኣብ ከተእትዋ ኔርካ መሰነይታ ኢንተርቪ ዝከይድ ጽቡቅ እሳታይል ምኮነት

  • @medhinmahrai7373
    @medhinmahrai7373 ปีที่แล้ว

    Wawww very painful

  • @asmarakeren9333
    @asmarakeren9333 ปีที่แล้ว +1

    ተማዕድካ ምስማዕ ውን ንክብሪ ዩ ክብሪ ዝውስክ

  • @dubatop7581
    @dubatop7581 ปีที่แล้ว

    We need More interviews with Rusom wedi kibri about prison . Don't stop him when he tell the story

  • @mussiekesete1325
    @mussiekesete1325 ปีที่แล้ว

    Waw.tekedihu.zeywedae.tarik.edemen.tenan.yehabeka.aya

  • @eyobtesfai633
    @eyobtesfai633 ปีที่แล้ว

    ዎው ወዲ ክብሪ ወዲ 4 ኣስመራ ብዙሓት ሰባት ኣዚኪርካኒ መተዓቢቲካ ብፍላይ ደቂ ውሃ ምንጭ ንዘለኹም ዕድመን ጥዕናን ነቶም ስውኣት ድማ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ

  • @thebestcr7755
    @thebestcr7755 ปีที่แล้ว +1

    Hto nay wedi genet nmntay teqarixa htetelna ba

  • @adonaydimartini6130
    @adonaydimartini6130 ปีที่แล้ว +10

    ኬፍ ዘለዎ ሕክያ ግብ ኣብ ሰዓቱ ግን ዘሕዝን ታሪክ ዩ ኔሩ ብ ፊልም ተትሰርሖ ጽቡቅ ኔሩ ወዲ ክብሪ

    • @greatstar5111
      @greatstar5111 ปีที่แล้ว +2

      yes Film ksrah alewo ezi tariku

  • @dubatop7581
    @dubatop7581 ปีที่แล้ว

    We need him could please re interview him again .about prison and his child hood generally about life in 4t Asmara

  • @searekeflu3021
    @searekeflu3021 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ኽብሪ ብጥበብካ ጥራይ ኣይ ኮንኳን ትምስጠኒ እዚ ዝኣክል መሳጢ ታሪኽ ሒዝካ ብመልክዕ መጽሓፍ ወይ ፊልም እንተ ተቕርቦ ኣዝዩ መሳጢ ምኾነ

  • @dl4055
    @dl4055 ปีที่แล้ว +1

    Jgna,wedi kebari abi tarik eyu zeleka, ezi kulu tarik hizka ksab hji key negerkana tsenihka
    bejaka,bmetshaf,bflim gerka
    sendo ,basta hawey alewu bzuhat seb tarik bejaka amtsalna,deqi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ezi kulu yhlifkum hager zhabkumna,kbrn megosn nakum ,

  • @tesfaighebray6588
    @tesfaighebray6588 ปีที่แล้ว

    ሕጂ ውን ምስ ህግደፍ ኮይና ክንደይ ዓዋን የሕዋታ ተባሳብስ ኣላ።

  • @kisaneteyob1166
    @kisaneteyob1166 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሳሚሳሚ-መ5መ
    @ሳሚሳሚ-መ5መ ปีที่แล้ว

    Pasta lewti lewti gber shweya

  • @biniamkebrom6818
    @biniamkebrom6818 ปีที่แล้ว

    ኣዝዩ መሳቲ ዛንታ

  • @melaketeklemariam4823
    @melaketeklemariam4823 ปีที่แล้ว +1

    Eti tarik teqorixu alo,bglxi kab tezarwbelu ms kunetat nay sebay haftu wey msendahaftu abkemey alewu kurub mebrhi mdelena

  • @eritreakidanemamaanseba9005
    @eritreakidanemamaanseba9005 ปีที่แล้ว

    እንታይ ዓይነት ሃገር እያ ክንድዚ ዋጋ ተክፍለካ ኤርትራ ሃገርና መርገም ደምበር ኣይ ሃለዋን 😢

  • @hailekidanetesfai8814
    @hailekidanetesfai8814 ปีที่แล้ว +1

    ክትቅጽል ኣለዋ ናይ ሰብኣይ ሓፍቱ

  • @ሳሚሳሚ-መ5መ
    @ሳሚሳሚ-መ5መ ปีที่แล้ว

    Nay bhaki abo sne tbeb pasta gn shweya ktmhaysh feten

  • @meleakekibrom3480
    @meleakekibrom3480 11 หลายเดือนก่อน

    Ezi zanta zi naytom kedeat beal yosief rieka darga mlue film darga barud 77 eyu Azyu mesati zanta raesi

  • @ወትሩሻዕብያ
    @ወትሩሻዕብያ ปีที่แล้ว +1

    አታ ወዲክብሪ ጂግና። ናዓኻ ከጥፉኡ ዝሐሰቡ ደቂ አቦኻስ በጃኻ ጋሕ ይበሉ።
    ልዕሊኦም ኮይንካ አለኻ ሕጂ ርግጸኛ እየ።

  • @yohannesghirmai8192
    @yohannesghirmai8192 ปีที่แล้ว

    Ab damielst Ayo mes meago mesrti

  • @DawitEqubiy
    @DawitEqubiy ปีที่แล้ว +5

    አብዚ ሶሙን እዢ ሰለስተ ክፋል ዘለዋ ብዮናስፓስታ
    ኢንተርታይመንት ዝተባህለት ሐንቲ ናይ ሾው ፕሮግራም ብዛዕባ ርእሶም ክብሪ (ወዲ ክብሪ )
    ዝሐለፈ ናይ ስነ ጥበብ ሒይወትነን ካልእ አብ ውልቃዊ ሕይወቱ ዘሕለፎ ፀገምን ሽግራቱን ዝገበሮ ቃለመሕትት አዚዩ መሀሪን አዘናጋዒን ኮይኑ
    ረኺበዮ አብ ተዋስኦን አብ ዝተፈላለዮ ፌልምታት
    ክዋሳእ ክርእዮ ከለኹ ዋላኳ አዚዩ ጥቡቕ ዕርክነት
    አይሀልወና እምበር ከም ደቂ ገዛውቲ ፁቡቕ ሰላምታ ኔሩና በቲ ዘርእዮ ዘሎ ብቕዓት ናይ ስነ ጥበባዊ ሞይኡ ድማ ከየድነቕክዎ ከሐልፍ አይደልን እየ እንተ ኾነ ግን አብዛ ሳልሳይ ክፋል ናይ ኢንተርታመን ሾው ሽም ጠቒሱ ንአቶ መንግስተአብ
    ዑቕባፂየን ናይ ቀበሌ 08 (ውሀ ምንጪ ) ሊቀ መንበር ዝነበረ ዝሀብካዮ ርእይቶ አይሰማማዓሉን
    እየ ምክንያቱ አቶ መንግስተአብ አብ ቀበሌ ጥራይ ዘይኮነስ አሙሉእ ዓዲ ብሐቅነቱን ብጭውነቱን ዝፍለጥ ሰብ ምዃኑ ክሉ ዝምስክሮ እዩ እስኻውን
    ዓቢ ወድዓበይቲ ኩቡር ወዲ ኩቡራት እንደበልካ
    አብታ ሾው ክትፅውዖ ሰሚዓ አነ ግን ዝመስለኒ አቶ መንግስተአብ ፈታዊ ሐቂን ፍትሕን ከምዝኾነ ስለዝፈልጥ አብታ አብ እንዳቦይ ደንበ ምስከድኩ
    እንዳበልካ ደጋጊምካ ተልዕላ አርእስቲ ገለ ሕልፍ ዝበለ ጥቕሚ ደሊኻሞ አቶ መንግስተአብ ከአ አርባዕተ አስመራ ከመፃብዕ ኢዱ ስለዝፈልጣ ምናልባት ምሕላፍ ከሊኡካ ከይከውን ደአምበር
    አቶ መንግስተአብ ናይቀበሌ ሊቀመንበር አብ ዝነበረሉ እዋን አሽንዃንዶ ንወዲሐወቡኡን ወዲዓዱን ንብዙሐት የሕዋትናን መተዓቢትና ተጋሩ
    መንግስተአብ ብፁቡቕ እዮም ዘልዕልዎ ደሐርከአ
    ወድክብሪ ዓርከይ ሕጂ ጊዤን ዕድመን ሚሂሩካ ደሐን ዝኾንካ ትመስል እምበር ደይ ሳክት ኢኻ ኔርካ
    ብኻለአይ ደረጃ አዳላዊ ናይዛ መደብ ሄናፓስታ ወዲ አርባዕተ ኢኻ ሰሚዓ ስለዝኾነ ኣቶ መንግስተአብ አብ ከብድ ዓዲ ዝነብር ሐዎቦኻ ብሕይወት ዘሎ ስለዝኾነ ዋላዃ እቲ ናትካ መደብ ንመንግስተአብ ዘይ ምልከቶ እንተኾነ በአካል ኬድካ ክትሐቶ ይግባእ ምክንያቱ እቲ ሐቂ ክፍለጥ ስለዘለዎ

    • @WediSawaMendelay
      @WediSawaMendelay ปีที่แล้ว

      Halewlew natka kiea

    • @ilovemymam8875
      @ilovemymam8875 ปีที่แล้ว

      Oyyyyy zemedka dyu koynu dea kndzi thalyelu ente zeyegatemo komu aymbeln shmagle sebay bzkone hateftef aytbel wey kea tekefilka neyrka keytkewn

    • @FocusOnyourblessing
      @FocusOnyourblessing ปีที่แล้ว

      ሃለዉ ጎንደር

  • @sniteynahom
    @sniteynahom ปีที่แล้ว

    Pasta 0000 plc awedaiyo mesatiy interview eyu plc

  • @gaerimedia2254
    @gaerimedia2254 ปีที่แล้ว

    ወዲ ክብሪ እዚ ክሉ ተቅርቦ ዘለኻ ዉልቃዊ ክሲ ኣብዜ ዕርቂ እንዳ ትዓረቅኩ ተተቅርቦ ጽቡቅ ምኾነ እዚ ትብሎ ዘልኻ ግን ብኸመይ ንፈልጥ ሓቂ ዲኻ ሓሶት ምኻንካ፡ተጸልሞም ጀትህኩ ዉርሻ ዘይወረስካ፡ፓርታ ፍጊዕ ክኣ ዉልቃዉያን ሰባት እዳ ጸዉዐ ሰባት ክኸስ ኣብ ቻነልካ ምቅራብ ነቶም ዝከሰኦም ዘሎ ኸ ግብረ መልሲ ክህቡ ከተቅርቦ ዲኻ

    • @FocusOnyourblessing
      @FocusOnyourblessing ปีที่แล้ว +1

      ዘዋጾም ፈሊጦም እዬም ዝግብርዎ ስክፍ ኣይብልኻ

  • @Shammengs-b8o
    @Shammengs-b8o ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤

  • @asmoromgebremeskel5434
    @asmoromgebremeskel5434 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @aidamebrahtu2792
    @aidamebrahtu2792 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤

  • @kiflaysemere1018
    @kiflaysemere1018 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤

  • @regattewolde1789
    @regattewolde1789 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤