Wedi Nazu - Edilegna | ዕድለኛ - New Eritrean Music 2022 (Official Video) | SELEDA

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ก.ค. 2022
  • New Eritrean Music 2022 | Edilegna by Brhane Zemichael
    #SeledaMusic #Edilegna #EritreanMusic
    Lyrics and Melody by | Brhane Zemichael
    Directed by | Sham
    Produced by | Seleda Entertainment
    Built For All Artists
    Subscribe here:
    / seledaentertainment
    Any unauthorized use or distribution or re-uploading of this video without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
    ℗©2022 SELEDA ENTERTAINMENT. All rights reserved.
    **************************************************************
    FOLLOW US ON:
    Instagram | Seleda_Entertainment
    Facebook | Seleda Entertainment
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 869

  • @user-ir7ql2pw8f
    @user-ir7ql2pw8f ปีที่แล้ว +271

    ደጋግመ ሰሚዕየ ምፅጋብ ዝሰኣንኩዋ ደስ ትብል ደርፊ ግን ድማ ኣብ ጢቅጦቅ ሰብ ዝፎትዋ ኣብ ዪቲብ ግን ከምኔይ ጢቅጦቅ ኣይኮንን ነተባበዕዮም እባ ስነ ጥብብና 💗

  • @user-ir7ql2pw8f
    @user-ir7ql2pw8f ปีที่แล้ว +77

    ሮዳሰይ ጋል ዓደይ ፅቦቅቲ
    እቲ ወዲ ድማ ጡዑም ድምፂ ሰላም የወርደልና ንዚክልተ ህዝቢ firom tigiray 💖💛💖

    • @Ýâfùĺáý
      @Ýâfùĺáý ปีที่แล้ว +4

      Kemaki ybzhu delayt selamn fkrn 🙏💘🙏

    • @tigraway4669
      @tigraway4669 ปีที่แล้ว +2

      ድራዝ ላሕሚ ጋሽባርካ እረ ዘይትሓፍር ጋል 70 ኢልኪ ትፅሕፊ ደቂ መቀለይ ድኣ ከማኪ ዘይኮና ድራዝ😁😁😁

    • @samigunner2374
      @samigunner2374 ปีที่แล้ว

      ጋሕሸርሸር ኣይትበሊ ጋሕሻር

    • @user-ir7ql2pw8f
      @user-ir7ql2pw8f ปีที่แล้ว +5

      @@tigraway4669 ትግራዋይ ዶሞ ካንካይ ክፀክፈካ ኢለ ነይረ

  • @jemaljemal7494
    @jemaljemal7494 ปีที่แล้ว +80

    ጋል ሚዛን ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኹልኹም ዞም ኣሓተይ ደለይቲ ሰላም ሓሳብ ልብኹም የስምሮ ሰላምና የውርደልና እቲ ልዑል ፈጣሪ አሜን

    • @user-qu9to8ei8x
      @user-qu9to8ei8x ปีที่แล้ว +2

      ወዲ ናዙ ነዝነዝ ኣቢልካያ ብጣዕሚ ፈተያ ኣጁኻ በርትዕ

  • @SELEDAENTERTAINMENT
    @SELEDAENTERTAINMENT  ปีที่แล้ว +95

    #WediNazu
    #Edilegna
    ሞራል እስከ ንሃቦ ን ወዲ_ናዙ
    ንእትህቡና ደገፍ ኩሉ ግዜ ካብ ልቢ ነመስግን
    Thank you for watching!!!

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 ปีที่แล้ว +40

    !!!ዕድለኛ!!!
    ላላላ------ላሊሎ..ላሊሎ
    ኢሂሂሂሂ
    ከም ህጻን ቆልዓ እግሪ ዘይተኸለ
    ካብ ሑቅፊ ኣዲኡ ፈጺሙ ዘይፍለ
    ምውዓለይ ኣብዛ ሕቁፎኺ
    ምሕዳረይ ኣብዛ ጎንኺ
    ኣይመንዎን ኩሉ ነገርኪ
    ኣጸሊሉኒ እንድዩ ፍቅርኺ
    _________
    ሙሉእ ኣካላትኪ ዝተቀብአ ፍቅሪ
    ንነብሰይ ከይበልኪ ንስለይ ትነብሪ
    ሪኤዮ ዘይፈልጥ ኣፍሊጥክኒ ሂወት
    የማነ ጸጋመይ ከቢብኒ ዓወት
    __________
    ኣሰይ...ተዓዲለ
    ኣሰይ
    _______
    ሳላኺ በቂዔ ክኸውን ሙሉእ ሰብ
    ሎሚ ሪኤ ዓለም ከምዘለዋ መኽሰብ
    ኣብገደና ልበይ ፍቅሪ ተተኺሉ
    ድሮ ዓንቢቡሲ ክፈሪ እኳ ኪኢሉ
    ንስኺ ንበሪ ባዕሉ ፈልጥ ኩሉ
    ባዕሉ ፈልጥ ኩሉ
    ________
    ብዘይካ ሰናይ ዘይብልኪ ክፉእ
    ጥባይኪ ጥዑም ንኣደይ ትትክእ
    ፍቅርኺ ምሉእ ዘይብሉ ጎደል
    ዕድለኛ እየ ንዓኺ ክዕደል
    ዕድለኛ'የ ተዓዲለ
    ዕድለኛ'የ ንዓኺ ክዕደል
    _______
    ተዓዲልዮ ሁይ ይ ሁይ ሁ
    እላላይሎ
    -----------
    ድርብ!!!
    -----------------------------------
    ተጸሊሉ ይውረ'ሎ እንዳልዓሉ ስመይ
    ሓፍተይ ብኣኺ ኣነ እሞ ዘይዓብድ ከመይ
    ሰብ ተጸሊሉ ተበለ ሽመይ ኣልዒሉ
    መዓስ እሞ ኮይኑ ዋዛ ሓቂ እንደኣሉ
    ብኣኺ ዘይዓበድኩሞ ብመን ክዓብድ
    ሓይሉኒ እንድዩ ፍቅርኺ ኣቤት ክኸብድ
    ------------
    ኣቤት እወ ኣየይ ኣየይይ
    --------
    ናተይ ከለኺ ናይ በይነይ
    ዘይትፍለዪ ካብ ጎነይ
    ከይ ምንጡልለይ እንዳበልኩ
    ሰለም እኮ ዘየበልኩ
    ኣብከውታ ለይቲ ይብህርር
    ክሕልወኪ ይሓድር
    ቀትሪ ብሓሳብ ይሽመም
    ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን
    ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን
    ቀትሪ ብሓሳብ ናትኪ ይሽመም
    -----------
    ዎውውው እምምእምምም
    እህእህ
    -----------
    ተዓዲለዮ ኡይይ ኡይይይ
    እላይሊላይላይ
    --------
    ተጸሊሉ ይውረ'ሎ እንዳልዓሉ ስመይ
    ሓፍተይ ብኣኺ ኣነ እሞ ዘይዓብድ ከመይ
    ሰብ ተጸሊሉ ተበለ ሽመይ ኣልዒሉ
    መዓስ እሞ ኮይኑ ዋዛ ሓቂ እንደኣሉ
    ብኣኺ ዘይዓበድኩሞ ብመን ክዓብድ
    ሓይሉኒ እንድዩ ፍቅርኺ ኣቤት ክኸብድ
    --------------
    ናተይ ከለኺ ናይ በይነይ
    ዘይትፍለዪ ካብ ጎነይ
    ከይ ምንጡልለይ እንዳበልኩ
    ሰለም እኮ ዘየበልኩ
    ኣብ ከውታ ለይቲ ይብህርር
    ክሕልወኪ ይሓድር
    ቀትሪ ብሓሳብ ይሽመም
    ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን
    ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን
    ---------
    ዎውውውውው እምእምእም
    እህ እህ
    ውህህ
    ------------
    ተዓዲለዮ ሁይሁይ
    እላሊላ
    ዎሆ ዎ እላሊላየ
    ------------------------
    ግጥሚ/ዜማ
    ብርሃነ ዘ/ምኪኤል
    (ወዲ ናዙ)

  • @mahlettadesse6444
    @mahlettadesse6444 ปีที่แล้ว +73

    ሮዲየ ሽኮር ይበል ስርዓት ካብ አከዳድናኪ ጀሚሩ ኩሉ ነገርኪ ርግዕ ልበለ ቀፅልሉ ምቅርተይይይይ💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛

    • @AaBb-uz2mr
      @AaBb-uz2mr ปีที่แล้ว +2

      ናይ ባሓቂ ኣላባበሳ ረጋዕታኣ ደስ እዩ ዝብል❤

    • @mahlettadesse6444
      @mahlettadesse6444 ปีที่แล้ว +1

      @@AaBb-uz2mr ብጣዕሚ 🙏

    • @hanakfle3681
      @hanakfle3681 ปีที่แล้ว

      Ööplkköljhttf

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 ปีที่แล้ว +1

      Tigraweyty dya weys eritrawit eya?

    • @rgbe----tigraweyti-
      @rgbe----tigraweyti- ปีที่แล้ว +3

      @@emteemte3985
      ትግራወይቲ እያ

  • @arsamabn1699
    @arsamabn1699 8 หลายเดือนก่อน +29

    ኩቡር ሓውና ፀሩይ እግዛብሔር ካብ ሕማቅ ነገር ይሓልካ ❤❤❤❤ ትግራይ ዓደይ እግዛብሔር ሰላምኪ ይመልሰልኪ❤❤❤❤

  • @merondebesay2123
    @merondebesay2123 ปีที่แล้ว +51

    ከምዚ ከማይ 10ግዜ ዝደጋገማ እሰኪ like ደስ በሃልቲ ትራወይቲ ምስ ኤርትራዊ ከሞኡ ገርኩም ፈቅሪ ስበኩልና ከማኩም የብዝሓዮ❤
    ሰላሙ የውርደልነ ፈጣሪ 🙏

  • @user-mh3ge8wo8y
    @user-mh3ge8wo8y ปีที่แล้ว +37

    ሮዲ ጓል ትግራይ ዝያዳ 🥰🥰🥰

  • @makumaku1144
    @makumaku1144 ปีที่แล้ว +186

    ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዋ ሙዚቃ ሰናይ ዕድል 🙏
    ግጥሚ 100 %
    ዜማ 100%
    ድምፂ 100%👌🥰
    ይብል ግርማ ይሕዋተይ ደስ ብሃልቲ
    ጓል ዓደይ ሽኮር ብኣካዳድናኪ ኮሪዐልኪ💛❤

  • @ZafuTgraweyti
    @ZafuTgraweyti ปีที่แล้ว +17

    ሮዲ ጋል ትግራይ😘♥️💊

  • @user-os9lm6ny6z
    @user-os9lm6ny6z ปีที่แล้ว +38

    ገለ ዓይነት ዘፈን ወዲ ናዙ ሓቢቢ ሰላም የውርደልና ፈጣሪ

  • @merryhani7954
    @merryhani7954 ปีที่แล้ว +51

    ጋል ሚዚን ሽኮር💗💗😍

  • @princess4698
    @princess4698 ปีที่แล้ว +51

    ጋል ሚዛን ኣከዳድና ገለ ዓይነት 😘 ፅብቅቲ ናዓኪ ክርኢ አየ መፅየ ብሓፈሻ ግን ፅቡቅ ስራሕ

    • @agame6058
      @agame6058 ปีที่แล้ว

      ትግራዋይ ድየ

    • @princess4698
      @princess4698 ปีที่แล้ว

      @@agame6058 ኤርትራዊ eba

    • @biniyamwolday2974
      @biniyamwolday2974 ปีที่แล้ว +2

      @@agame6058 nayna eyu 🤴😁🇪🇷 eta gal naykum 😁 tigrina qanqa nzelealem::

    • @biniyamwolday2974
      @biniyamwolday2974 ปีที่แล้ว

      @@princess4698 ane kea msaki kderif eye 😁👸❤️🤴

    • @princess4698
      @princess4698 ปีที่แล้ว

      @@biniyamwolday2974 ደርፊ ዳኣ ኖርማል ሓዳር ጥራሕ ኣይትበል አምበር 🤣

  • @zakariamera3601
    @zakariamera3601 ปีที่แล้ว +51

    ሞራል ንወዲ ናዙ ሽኮር ጥዑም ድምጺ ምስ ጽቡቕ. ህርመት ሙዚቃ ኣጆኻ በርትዕ ወገነይ 💐💐💐!!

  • @user-uu3tj1lu1l
    @user-uu3tj1lu1l ปีที่แล้ว +12

    "ወዲ ናዙ እቲ ኣዝዩ ብሉጽ ስነ ጥበባዊ ሃገርና።

  • @egziabhereregnayenewtemesi7846
    @egziabhereregnayenewtemesi7846 ปีที่แล้ว +194

    እሰይይይይ ሽኮርናታት እስኪ ከምዚ እናገበርኩም ፍቅሪ ስበኽልና አሪትራውያንን ትጋሩን👌👌👌👌💐💐💐💖💖💖💘💘💘

    • @haileslassiebrhane1902
      @haileslassiebrhane1902 ปีที่แล้ว +1

      ምስ መን እዩ እቲ ዝበፅሐ በደል ረሲዕኽዮ ድኺ ምስ እዞም ኣራዊት

    • @plal7101
      @plal7101 ปีที่แล้ว

      Eway nhnasi dem ahwatna keydeteke si mszom arawit kea fkri never ever fezaz

    • @siraksiku3091
      @siraksiku3091 ปีที่แล้ว +3

      @@haileslassiebrhane1902 emo men mexuna elkum ab gezana komal guhaf

    • @siraksiku3091
      @siraksiku3091 ปีที่แล้ว +4

      junta eza channel eko nay eritrea wexalna eska guhaf

    • @haileslassiebrhane1902
      @haileslassiebrhane1902 ปีที่แล้ว

      @@siraksiku3091 ሰብ መሰል ኣራዊት

  • @yonastesfay1365
    @yonastesfay1365 ปีที่แล้ว +33

    ደስ ትብል ግጥሚ ምስ ክሊፕ!
    ናይ ግዜና ደረፍቲ ጥራይ ነብሰን ከም መርወዪ ስምዒት ክቅርብወን ንሄዋናት'የ ዝዕዘብ ኣብዛ ክሊፕ ዘላ ሄዋን ግን ስርዓት ሄዋናት ዝለበስት ደስ ትብል ንፉዓት!

    • @gannatmehari9735
      @gannatmehari9735 ปีที่แล้ว +8

      ትግረወይቲ ስለ ዝኮነት እያ ባህላን መንነነታን ኣሕሊፋ ዘይትህብ

    • @yonastesfay1365
      @yonastesfay1365 ปีที่แล้ว

      @@gannatmehari9735 ሐራይ

    • @M.G.H..
      @M.G.H.. ปีที่แล้ว +2

      @@gannatmehari9735 ehi eritrawit ke bahlan mennetan aythlun elemuka hlkus

    • @bambelomlash1214
      @bambelomlash1214 ปีที่แล้ว +1

      @@M.G.H.. Tay felitna hafexta eyu ezis.

    • @lolamigos2381
      @lolamigos2381 ปีที่แล้ว

      @@gannatmehari9735 ኪዲ ሓኻኪት

  • @yonaskeshi1863
    @yonaskeshi1863 ปีที่แล้ว +13

    ወዲ ናዙ
    ጓል ሚዙ
    ስራሕኩም ሰብ ኣፍዚዙ
    ጽቡቕ ስራሕ

  • @AaBb-uz2mr
    @AaBb-uz2mr ปีที่แล้ว +36

    ደስ ዝብል ዩ ምስቲ ጥዕም ድምፂካ ሓወይ እስኪ ከም ዝይ እንዳ ገበርኩም ንሰለ ሰላም ን ፍቅርን ስበኩልና 🙏ኪናት ወዲ ኪናት ይኣኽለና ዳሃይ ስድራ ቤትና ካብ ዘይንረክብ ዓመታት ኣቁፂርና ብጣዕሚ ከቢድ😥💊🤝🇪🇷🙏

    • @Filipos610
      @Filipos610 ปีที่แล้ว +6

      Eritrea 🇪🇷 And Tigray ❤️💛 Selam yewrdelna 💕💕💕

    • @aygermekumdo4914
      @aygermekumdo4914 ปีที่แล้ว

      Amen yehwat selam yewredlena 🙏🏼❤

    • @lloveyoumami82
      @lloveyoumami82 ปีที่แล้ว

      😊😊

  • @user-ih3ks1iz4j
    @user-ih3ks1iz4j ปีที่แล้ว +13

    ጓል ሚዚን ቆንጆ ❤🥀

  • @dlietproduction7194
    @dlietproduction7194 ปีที่แล้ว +23

    ከም ህጻን ቆልዓ እግሪ ዘይተከለ
    ካብ ሕቁፎ ዲኡ ፈጺሙ ዘይፍለ
    ምውዓለይ ኣብዛ ሕቁፎኪ
    ምሕዳረይ ኣብዛ ጎንኪ
    ኣይመንዎን ኩሉ ነግርኪ
    ኣጸሊሉኒ እንድዩ ፍቅርኪ
    ምሉእ ኣካላትኪ ዝተቅብአ ፍቅሪ
    ንነብሰይ ከይበልኪ ንስለይ ትነብሪ
    ሪኤዮ ዘይፈልት ኣፍሊጥክኒ ሂወት
    የማነ ጸጋመይ ከቢቡኒ ዓወት
    ኣሰይ ትዓዲለ ኣሰይ ሳላኪ በቂዐ ክኸውን ምሉእ ሰብ
    ሎሚ ርአ ዓለም ከምዘለዋ ሰብ
    ዋውውውው

  • @media2561
    @media2561 ปีที่แล้ว +8

    ወዲ ናዙ ናይ ብሓቂ ንፉዕ ስነጥበባዊ በዚ ትገብሮ ዘለኻ ንተዛረብቲ ትግሪና ተጋሩ ኤሬትራዎያን ከይበልካ ትሰርሖ ዘለኻ ክትምስገን ዝግብኣካ ኢኻ ጥበብካ ትሰስን ወዲ ናዙ

  • @mezenaywelodoy2670
    @mezenaywelodoy2670 ปีที่แล้ว +30

    ከምዚ ከማይ፣ ነዛ ደርፊ ኣብ ዝኸዶ ኣብ ርእሱ ትመጸሉ ዝዝክራ፡ ክሳብ ለይቲ ሎሚ ዝሰምዓ ዘሎ like ይወቕጠኒ!

    • @scott945
      @scott945 ปีที่แล้ว

      Gud eko rekibna 😂

  • @bigboy9099
    @bigboy9099 ปีที่แล้ว +73

    ወዲ ናዙ ቡሉጽ ስራሕ
    ወዲ ናዙ ሓደ ካብ ቡሉጻት ስነ ጥበብ ናይ ሃገርና ብ ግጥሚ ዜማ
    ን ኣብረሃም ኣለም(ኣቢ) ወይነይ፣ጎነይ፣ሀሩ፣መቁንነይ
    ናሆም መስተ ጉያ ጉያ፥ኣይተምርሪ፣ሰላም ኩኑለይ፣ስገመይ
    ስራሕ ዝሰርሐ አዪ።so please lets support him.

    • @SELEDAENTERTAINMENT
      @SELEDAENTERTAINMENT  ปีที่แล้ว +5

      🙏🥰🥰🥰🥰🥰🙏

    • @tmelles610
      @tmelles610 ปีที่แล้ว

      Q

    • @abielandom9187
      @abielandom9187 ปีที่แล้ว +3

      እዚ ጽሑፍካዮ ዘለኻ ግጥምን ዜማን ናቱ ካብ ኮነ ባዕሉ ዘይደርፎ ዝነበረ ። እዚ ወዲ ይበልጽ ካብዞም ዝጠቐስካዮም

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 ปีที่แล้ว +2

      Entay tbl ezen kulen ztekeskayen derftat mara eye zfetwen mara bluxat eyen
      Nwesi nazu kea ayfelton xenihe

  • @najemsanyiioromo6688
    @najemsanyiioromo6688 ปีที่แล้ว +64

    from Ethiopia 🇪🇹 I love you all Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 Nice songs 👏 👍 👌

    • @Manjuse252
      @Manjuse252 ปีที่แล้ว +1

      The model girl is from Tigray May be the musician can be an Eritrean

    • @robelmukur8982
      @robelmukur8982 11 หลายเดือนก่อน

      @@Manjuse252 by go to

    • @bekayealex7421
      @bekayealex7421 8 หลายเดือนก่อน

      ናሁም

    • @user-bu8ce7cy1f
      @user-bu8ce7cy1f 6 หลายเดือนก่อน

      🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑

    • @jemilayihdego4713
      @jemilayihdego4713 6 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Manjuse252 true she is from tigray

  • @maryamaaqq2400
    @maryamaaqq2400 ปีที่แล้ว +56

    ፁቡቅ ስራሕ እዩ ከመዚይ ናገበሩኩም ፍቂሪ ስበኩ ኣሕዋተይ ❤❤❤🌺🌺🌿🌿

    • @Debas97
      @Debas97 ปีที่แล้ว +1

      Yes 🕊

  • @aselin7015
    @aselin7015 ปีที่แล้ว +7

    ፅቡቅ ስራሕ ፅቡቅ ድምፂ ሸገታት 💊💊💊💊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @tigrignaculture1555
    @tigrignaculture1555 ปีที่แล้ว +8

    ትጭነቅ ዘለኻ ኣይትጨነቕ like ሃቡኒ

  • @Erisunentertainment
    @Erisunentertainment ปีที่แล้ว +177

    ትጭነቅ ዘለካ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ ፡፡ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ፡፡የቀንየለይ

    • @fkriumengedey4242
      @fkriumengedey4242 ปีที่แล้ว +1

      Kemzi natka yhaysh merika subscribe gberuley mbal wedy
      Ember nrieo lena bhayli u koynu kkkkkkkkkkk fetyeya ayxlaekuwan hasabka 😍😍

    • @amanuelfisshaye6597
      @amanuelfisshaye6597 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen wedi halal

    • @selamtsegay6555
      @selamtsegay6555 ปีที่แล้ว

      Amen amen

    • @alainuae6192
      @alainuae6192 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @welilaasefa9891
      @welilaasefa9891 ปีที่แล้ว

      አሜን 🙏ሳብስክራይብ ገይረ አለኩ ማዓረይ🥰

  • @SamiraSamira-ke6ep
    @SamiraSamira-ke6ep ปีที่แล้ว +3

    አሳይይይይ ምቁረታይ ፍቅረም የብዝሕለይ 💊💊💪💪💪💪💪💪💪🌹🌹🌹🌹💊💊💊

  • @maryamaaqq2400
    @maryamaaqq2400 ปีที่แล้ว +13

    ወዲ ናዙ ብጣዓሚ ደስ ዘቡል ስራሕ እዩ ከብ ዝተፀበኩዎ ነላዓሊ ደለይ ሰላም ዕደምን ጥዕናን ይሃብኩም ጋል ማዛን ሽኮር 🌺🌺🌿🌿❤❤

  • @helenukbe4886
    @helenukbe4886 ปีที่แล้ว +38

    አብ ትንሳኤ ሰነጥበብ ኤርትራ ብዜማ ግጥሚ ብምድራፍ ዓቢ አበረክቶ ዝገብር ዘሎ ሰነጥበባዊ

  • @bergvinetsegay1744
    @bergvinetsegay1744 3 หลายเดือนก่อน +3

    ትግራይን ኤርትራን ምሉእ ዕርቂ ፈጢረን ካብ ምርኣይ ዝምነዮ ካሊእ ነገር የለን ሰላም ንክልተ ግን ከኣ ሓደ ዝኮነ ህዝቢ።

  • @robielhabtom6789
    @robielhabtom6789 ปีที่แล้ว +42

    ወዲ ናዙ ጡዑም ድምጺ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ኢንዳ በልኪ ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ኣብ ሂወትካ ሰናይ ይምነየልኩም ኩሉኹም ምስ መሳርሕቱ።ደቂ ሓላል መሬት

  • @abulenatey683
    @abulenatey683 ปีที่แล้ว +11

    መርሓባ ወዲ ናዙ ወናኒ ጡዑም ድምጺ እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ኩሉ ጌዜ ምስ ቡሉጽ ስራሕ

  • @bibiagame9923
    @bibiagame9923 ปีที่แล้ว +8

    ዋውውው ካብ ዝተጸበክዎ ንላዕሊ ረኪበያ ጽቡቅ ስራሕ ብሮ🥰ጓል ሚዛን ምጭውቲ

  • @hermonwedi7859
    @hermonwedi7859 ปีที่แล้ว +24

    ካብቲ ዝተጸበክዋ ንላዕሊ ኾይነ ረኪበያ ወዲ ናዙ ሓወይ ጽብቅቲ ደርፊ😍🇪🇷 ከምኡ ቆጽሎ!
    ን ወዲ ናዙ ከአ share subscribe like እንዳ በልና ነታባብአዮ ወዲ ናዙ ንፉዕ ድምጻውን ገጣምን ዜያምን እዩ💪🇪🇷።

  • @rahwarahwa7436
    @rahwarahwa7436 ปีที่แล้ว +14

    ዋዉ ሰናይ ዘበን ይግበረልና ደስ ዝብል ደርፊ 💙💙💙

  • @chelseathebest3382
    @chelseathebest3382 ปีที่แล้ว +2

    Bienvenue 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 selam abe zelekumo berukat yhwatna love you Natey ❣️❤️❣️❤️❣️❤️❣️❤️🙏🙏🙏🙏

  • @LiliKing-ku6dt
    @LiliKing-ku6dt ปีที่แล้ว +9

    ፅብቅ ሰራሕ ክብርተይ ሮዲሰይ ምቅረት 😘

  • @keyadema4025
    @keyadema4025 ปีที่แล้ว +4

    ምን እንደሚል ባይገባኝም ዘፈኑን ግን ወድጄው ልሞት ነው በተለይ ልጁ🤦🥰❤️

  • @meri6087
    @meri6087 ปีที่แล้ว +10

    ሮዳሶይ ምቅርቲ ደስ ዝብል ስራሕ👸⛱

  • @dareragirma-cx5gn
    @dareragirma-cx5gn 8 หลายเดือนก่อน +7

    I am oromo, I love this song and also my brother tigraway.

    • @godisgood7456
      @godisgood7456 7 หลายเดือนก่อน +4

      He is not tigray he eritrean

    • @Sol-vl8xq
      @Sol-vl8xq 6 หลายเดือนก่อน +1

      We love you too ❤💛💪💚❤😘

    • @ruftatv2209
      @ruftatv2209 3 หลายเดือนก่อน +1

      Take care this song is not from tigray this is from eritrea respect

    • @nurkahssay689
      @nurkahssay689 2 วันที่ผ่านมา

      Eritrean not Tigraway

  • @fanielhawihelen5707
    @fanielhawihelen5707 ปีที่แล้ว +13

    ከምዚ ከማይ ንትጽቢት ከፊእዎ
    ዝከነየ ትራ like 👍 ይርገጸለይ
    So ጽቡክ ስራህ ሃቢቢ ኣና 👉👌

  • @ghirmaytewelde1299
    @ghirmaytewelde1299 ปีที่แล้ว +4

    ወዲ ናዙ ሓወይ ብታዕሚ ኢየ ብኣካሕጉስ
    ጸዓራም ኢካሞ ሂወት ብኩሉ ፈትና 👏👍🇪🇷

  • @akberetgormai2120
    @akberetgormai2120 ปีที่แล้ว +2

    Gol mizen shkoier 💊👑💘💘💘💘

  • @user-pt6jt6su4k
    @user-pt6jt6su4k ปีที่แล้ว +4

    ሮዳስ ሚዛን💖💛💙

  • @adualem906
    @adualem906 ปีที่แล้ว +1

    Ybel blxti srah wedi nazu degagimkaya zeytmno derfi 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷

  • @tesfalemyikalo6599
    @tesfalemyikalo6599 ปีที่แล้ว +3

    ኣብ 2022 ንመጀመርያ ግዜ ጥዕምቲ ደርፊ ናይ ፍቕሪ ደርፊ ምስምዐይ ደስኢልኒ ደስ ይበልኩም ብፍላይ ከኣ ባህላዊ ኣከዳድና ምዃና ብጥዓሚ ከየድነቕኩኹም ክሓልፍ ኣይደልን ቀጽልዎ ብጥዓሚ ጽቡቕ ስራሕ👌።

  • @user-co1hi6vq7h
    @user-co1hi6vq7h ปีที่แล้ว +6

    ጓል ሚዘን ሽኮር ❤💛
    ብፍሉይ ኣከዳድናኪ ይድነቅ 'ዩ በርትዕልና...
    ፅቡቅ ስራሕ ከኣ ወዲ ናዙ 💙💚

  • @rahelalem5401
    @rahelalem5401 ปีที่แล้ว +8

    ወዲ ኤረይ ሽኮር ዜማካ መድሃኒት ዩ ብሉጽ ስራሕ 🎼💪

  • @jdhh7610
    @jdhh7610 ปีที่แล้ว +8

    አካዳድና 100%ሮዲ ሽኮር

  • @mrmideahagagi445
    @mrmideahagagi445 ปีที่แล้ว +17

    ናተይ ከለኺ ናይበይነይ
    ዘይትፍለይ ካብ ጎነይ
    ከይምጡሉለይ እንዳበልኩ
    ሰለም እኳ ዘየበልኩ
    ኣብ ከውታ ለይቲ ይብህርር
    ክሕልወኪ ይሓድር
    ቀትሪ ብሓሳብ ይሽመመም
    ትፍቅርኺ ዋዛ ኣይኮነን🎼⌚️

  • @Erifunny333
    @Erifunny333 ปีที่แล้ว +13

    ትጭነቅ ዘለካ ካኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓስብ ልብካ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድካ ጥጡሕ ይኩነልካ።ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ከኣ ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ።የቀኒለይ

  • @starking7144
    @starking7144 ปีที่แล้ว +11

    ወዲ ናዙ ሕቡእ ወርቂ ❤❤❤❤

  • @user-hw5gr4rs8g
    @user-hw5gr4rs8g ปีที่แล้ว +2

    Rodasey mekeret @wedi nazu kelete shkorinatatt♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @kkesete
    @kkesete ปีที่แล้ว +23

    ወዲ ናዙ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ! ኣጆኻ በርትዕ ኣብ መጻኢ ከኣ ኣብ'ቲ ዚላዕለ ደረጃ በጽሕኻ ክረኤካ ተስፋ ይገብር። ♥️

    • @Debas97
      @Debas97 ปีที่แล้ว +3

      በጺሑ እንዲዩ።

  • @akberetgormai2120
    @akberetgormai2120 ปีที่แล้ว +2

    Redo sweet Kelpun asmershliet💊💊💊👑👑💘💘💘💘🥰🥰🥰🥰🥰

  • @filmonandebrhan9633
    @filmonandebrhan9633 ปีที่แล้ว +3

    Wedi Nazu blus getamay zeyamay &vocalist ✌✌

  • @peaceyo7998
    @peaceyo7998 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ግጥሚ ዜማ ኩሉ ብሉጽ ስራሕ ካብዚ ንላዕሊ ተውህቦ ከምዘለካ ይራኣየኒ !! Keep up the good work 🇪🇷💕🇪🇷💕🇪🇷✅✅✅

  • @eritreamusic2024
    @eritreamusic2024 11 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሚአ ዘይጸግባ ደርፍይ wedi nazu nicc music

  • @astergebremedhin8161
    @astergebremedhin8161 ปีที่แล้ว +10

    Wow beautiful songs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️

  • @musietemelso1215
    @musietemelso1215 ปีที่แล้ว +5

    🙏🇪🇷👍🏽👋👋ዘረባ ዘይብሉ ቡቕ ስራሕ ሐወይ ኤርትራ ንቕድሚት

  • @user-np5it3qr3s
    @user-np5it3qr3s ปีที่แล้ว +4

    𝚁𝚘𝚍𝚒𝚜𝚑𝚒𝚔𝚘𝚛♥️💛🥰

  • @gualtdf1995
    @gualtdf1995 ปีที่แล้ว +3

    Model Gal Mizu shkorrr 💗💗💗

  • @tsegaykesete4056
    @tsegaykesete4056 ปีที่แล้ว +5

    ብርሂን ዓርከይ ብዓል ብሩህ ራኢ ኣጆካ እስከ በርትዕ ቀጽሎ SO GBU you, you are smart man fantastiskt My best Friend.

  • @tomyteame9909
    @tomyteame9909 ปีที่แล้ว +3

    ኩሉ ጸጽቡቅ ኢሎሞ ኢዮም እዞም የሕዋት ናይ በሓቂ ቡሉጽ ስራሕ ኣብ ካልእ እዋን ቡሉጹን ጽቡቁን ስራሕ ሒዝካልና ክትመጽእ ብተስፋ ክንጽበ ኢና ኣብ ስራሕካ ዓወት ኣብ ሂወትካ ድማ ሙሉእ ጥዕና ይምነየላ

  • @selamdesta219
    @selamdesta219 ปีที่แล้ว +7

    ♥️💊🇪🇷🤝🙏😍

  • @dsegtjioojgvvfv
    @dsegtjioojgvvfv 18 วันที่ผ่านมา +1

    ወድናዙ ጥዑም ድምፅ ሮዳሰይ ንግስት ኩለን ኣስል ❤❤

  • @gibrhannegasi9428
    @gibrhannegasi9428 ปีที่แล้ว +3

    Wedo nazu hawey biela srah . Qexlo ,,,,!!!!!!!. And seleda intertnment we love you!!

  • @selamyeabsira8286
    @selamyeabsira8286 ปีที่แล้ว +6

    በጣም ጎበዝ ወዲ ናዙ ሸኮር

  • @isseyerione2738
    @isseyerione2738 ปีที่แล้ว +12

    My wife and I love this song so much. Thank you for your hard work to entertaining us, loads of respect.

  • @user-df8rl4mw4c
    @user-df8rl4mw4c 4 หลายเดือนก่อน +1

    ግጥሚ 100
    ዜማ 100
    ድምጺ 100
    ኮታ ኩሉ ምሉእ ጎዶሎ ዘይብሉ ቀጽሎ ወዲ ናዙ

  • @albadralbadr933
    @albadralbadr933 ปีที่แล้ว +3

    ሰሚዐ ምሙናይ ኣብየያ💙💘💘💘💘💐💝💊

  • @zeromtadese8172
    @zeromtadese8172 ปีที่แล้ว +2

    Oh hamime dye gele Beza derfi🥺❤️ Qexlo brhiney beal tuem dmxi 1000000000000%

  • @user-lq2rs4sv7n
    @user-lq2rs4sv7n ปีที่แล้ว +3

    ጋል ሚዛን ምቅርቲ❤️❤️❤️

  • @hiwets5815
    @hiwets5815 7 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሚዕካያ ዘይትምኖ ደርፊ። 100%. ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።

  • @tiktok07rnm
    @tiktok07rnm ปีที่แล้ว +1

    ኣነስ በዚ ዘሎ ደርፍታት ተስፋ ቆሪጸ ተኣልየ ጸኒሐ ሞ'ሕጂ ግን ተመሊሰ ኣለኹ በቓ ኩሉ 💯%ሂበካ ኣለኩ ❤️👌👌👌

  • @leyimaabraham2497
    @leyimaabraham2497 ปีที่แล้ว +6

    Much love from Ethiopia 🇪🇹🔥

  • @Blackben74
    @Blackben74 6 หลายเดือนก่อน +2

    Wow xbqti srah❤❤🇷🇪🇷

  • @user-lc8hg9zu9h
    @user-lc8hg9zu9h ปีที่แล้ว +1

    Waww wedi nazu xbuk srah kexilo 👏👏👏👏👏

  • @awethagos5873
    @awethagos5873 ปีที่แล้ว +1

    Wedi nazu hawey betaemi xubuq serah 👏👏👍👍👍👏👏👏👍👍👍👍👍👍💯💯💯

  • @ghfh1957
    @ghfh1957 ปีที่แล้ว +3

    ሮዳስ ምቅርቲ እንድብቲ 🤲🤲🤲

  • @Tigraweyti_Queen
    @Tigraweyti_Queen ปีที่แล้ว +6

    ተጋሩ ዓይነይ እዛ ሞዴል ኣበይ እየ ዝፈልጣ🙄

    • @user-kg7kt4er2e
      @user-kg7kt4er2e ปีที่แล้ว

      ጋል ሚዛን ተስፋይ እየ 🥰🥰🥰🥰♥️💋🤘

  • @luwamteklit6308
    @luwamteklit6308 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ወዲ ናዙ ጸብቅ ስራሕ ኩሉ ሙሉእ 👌👌👌👌👌👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐

  • @luckyboy7236
    @luckyboy7236 ปีที่แล้ว +2

    I like wedi nazu betami bela srah qexelo 😘🥰🥰🥰💯💯💯👊

  • @solina__chanel___3910
    @solina__chanel___3910 ปีที่แล้ว +2

    ሮዳሰይ ግርማ ትግራይና 💛♥️✊

  • @user-hr7fl9pt7g
    @user-hr7fl9pt7g หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤ wedi nazu hawey eden tenan yhabeley fetari❤❤❤❤

  • @user-jo5ce8bs8m
    @user-jo5ce8bs8m ปีที่แล้ว +3

    ኣታ ወዲ ገለ ዓይነት ድምፅ% 🤗🤗
    ሓብቢ ኣነ ደስ ክበል እዝ ወዲ
    ካብ ድምፅኻ እት ኣካዳድናካ
    ካብ ኣካዳድናካ እት እት ፍሽኽታካ ።
    ኦይ ኣይፀላእኩኻን 😥😌➳➳➳➳💝❤️
    ጓል ሚዛን ሽኮረይ ኣስጥምክ ሓዝዮ ንዝወዲ ።ነጥብ ኣቕርበ እየ🙄🤷‍♀️👫

  • @uealarudjd
    @uealarudjd ปีที่แล้ว +1

    Wedi erey shikor 🇪🇷🙏

  • @gualhager9030
    @gualhager9030 ปีที่แล้ว +8

    Wedi Nazu u never disappoints🥰🥰✌🏽

  • @user-my9wd8ni7h
    @user-my9wd8ni7h หลายเดือนก่อน +5

    27.Mai 24. 5,Mio👍❤

  • @samigashie2325
    @samigashie2325 ปีที่แล้ว +26

    ወዲ ናዙ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ግን ቁሩብ ክትርስዓ ዘይብልካ እዞም ብሉጻት ዜማታትካን ግጥምታትካን ቅድሚ ንሰብ ምሃብካ Plz ነነብስካ ኣይትረስዕ ። Thank U So Much !! God Job !!

  • @user-jf7ts5wv6n
    @user-jf7ts5wv6n ปีที่แล้ว +4

    ኩሉኩም ፅቡቃት♥♥♥♥

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 ปีที่แล้ว +2

    💛❤️rodiy modeley

  • @user-qf1vs3bn5u
    @user-qf1vs3bn5u 7 หลายเดือนก่อน +1

    ግጥሚ 100
    ዜማ 100
    ዕድመን ትዕናን ይሃብካ

  • @meritigraweyti2778
    @meritigraweyti2778 ปีที่แล้ว +3

    𝚛𝚘𝚍𝚊𝚜𝚎𝚢 𝚖𝚔𝚛𝚝𝚒 ፅቡቅ ስራሕ ክኣ❤

  • @birukseleshi2640
    @birukseleshi2640 ปีที่แล้ว +1

    እኔ ከ ኢትዮጵያ ነኝ ግን ይህን ዘፈን ሳልሰማው አልውልም! አንደኛ!

  • @zeritberhe8569
    @zeritberhe8569 ปีที่แล้ว +1

    Waww nay bhaqi sebuk thzto ajeka eske wedi eri jiegna ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ ❤️ 💞💞🇪🇷🇪🇷👍👍❤️❤️❤️💞🇪🇷💕