ናይ ዩቱብ ትምህርቲ - YouTube setting tutorial
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 8 ก.พ. 2025
- This video explains how to adjust TH-cam settings.
If there is anything else you want me to do about TH-cam that you don't understand, write to me in the comment box and I will do it for you.
Thank you.
ናይ ዩቱብ ትምህርቲ - TH-cam setting tutorial
#ናይ_ዩቱብ_ትምህርቲ #youtube_tutorial #የዩቱብ_ትምህርት
ፅቡቅ ትምርቲ ቀፀለሉ ጀንቲራ ሽኮር❤
የቱብ ትኽኽልኛ ምኻኑባ ሓብረና plass bro👏👏
ያቀንየልና ጀንትራ ብሓቂ ፅቡቕ ትምህርቲ እየ ረኺበሉ ቀፅለሉ በርትዕ❤
ዋውውውውው
ቀፅለሉ ዝሓወይ ትፍለ ኢካ በቃ❤❤
ገና ከይወዳእኹ ኣስሒቅካኒ😂
welcome kaa brother🎉
ደምርኒ❤
God bless you
❤❤❤❤❤ tanks jentra hawey❤❤
thank you
የቀንየልና መቤ ሓወይ❤
የቀንየልና ዝሓወይ❤❤ ደሙሩኒ ተጋርዋይ
@@hiwi.youtob-x4j ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ
Thanks 💚💚
ፅብቅ ት/ቲ ❤ የቀንየልና በረትዕ 💪
እሺ❤❤
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤🎉🎉 ክምልስ እየ❤❤⓳ኣባቴ ካብሕማቅ ነገር ይሓልወና🤲🙏✝️
መልስ
መልሲ 😀
መልሲ
መልሲ👏
@@ሶሲናግሬስ ደምርኒ በል ደምረኪ ኣለኩ ዘሓፍተይ ናተይ
ቀፅል ወዲ ሩባይ🌹❤
ፅቡቅ bro ቀፅለሉ ንዓይ ውን ሕወሱኒ
ቀፅለሉ ጀግና ወድ ትግራይ ❤💛
@@EmuBirhanu-q3u thanks ❤🙏❤
ስልኪ ናይ ስዑዲ እንድሕር ተዓፅዮና ከሊኢ ስልኪ ምእታው ይካአል ዶ መልሰልና ናይ ሰዑዲ ዋሕስ ዘይብሉ እዮ
@@አዶግርማነሽ እወ ይከኣል እዩ
@@jentra1ሰላም ኹቡር ሓወይ ኩሉም እተቀርቦም ብጣዕሚ እዮም ኣገደስቲ ነገራታት ቀፃልሊ ሓደ ሕቶ ኽሓተኻ
1ናይ Facebook ኣኻውንት ኸመይ ገይርካ ገንዘብ ኽተውፀእ ትኽእል ?
2 ኣኻውንት ብዘለናዮ ሃገር እንትዘብለካ ብኸመይ መንገድ ኽተውፀኦ ገንዘብካ
እንትነ ካዕ Bpassport ኸመይ ገይርኻ ይምላእ ተገደስካ መልሲለይ ሰብይ👏❤
ደስ ዝብል ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ ሓወኒ ደሞ ናተደማመርና
መልሲ
የቐንየልና ቀጽለሉ🥰
@@ሚሊ-ኣክሱማዊት ❤🙏❤
ደሙሩኒ ኣሕዋት❤ ኽድምረኩም እየ
መልሲ🎉🎉
❤❤❤🎉🎉
@@ደስታ-ፃዲቅ 🙏❤🙏
ድሙሩኒ 🌹ኣሕዋተይይይይይይ 🎉
ደሚረኪ መልሲ
ደሚረኪ መልሲ
መልሰ ኣሕዋተየ ይይይይይ 🌹🌹
ደሚረኪ ደምርኒ❤
ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ
ናይ ፌስቡክ ስርሐልና ብሮኒ ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ
ፌስቡክ ካብ 20k follow አለና ግን አብ ኢትዮ ኮይንና ብከመይ ተኸፋሊ ትኾን እዚአ ስርሐልና ብሮኒ ናይ ብዙሕ ሪኢቶ እዩ
Gobez qexlo temahirna❤❤❤
@@Humanrightchannel 🙏🙏❤
ደሙሩኒ ኩቡራት አሓትይ ጀማሪት እየዋ🎉❤
ደምረኪ መሎሲ
መልሲ
@@ሜሪሃይሉሽ ደሚረኪ መልሲ
@@MulerTube-u2y ደሚረካ መልስ
@@msgnaSbhatu-m9s ደሚረካ ኣለኹ መልሰለይ
♥️♥️♥️♥️♥️
@@YyouTub-b2h ❤🙏❤
ደሙራኒ ክቡራተይ ጀማሪት እየዋ🙏♥️
እሸ🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
🎉🎉🎉
ደሙሩን አሕዋተይ ኩዱምረኩም እየ❤
መልሲ
እሺ መልሲ
ሰላሙኩም ይብዛሕ ኣሕዋት ደሙርን ❤
ደምረኒ ሙለር ሓወይ❤
መልስ
መልስ❤❤❤
ጽቡቅ ዝሓወይ ቃጽለሉ
💟💟💟
ደምሩኒ ብ 3 ክምልስልኩም እየ ኣብ ኾመንቲ መልሲ ኢልኩም ፃሓፉለይ ላይክ ግበርለይ ❤
ደምርኒ ክድመርክ አየዋ 🎉
ደምራኒ 2 ክድምር❤❤
እሺ መልሲ
@Seniyoutube-d2e እሹኒይ
@ሜሪይቱብMeriytb ደምራኒ 2,ክድምር
ፅቡቅ
ደስ ልብል ት/ቲ የቀንየልና
@@Lemi-channel1 ❤🙏❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ሰማዕባ እመልሲ አብ መጀመሪያ ዝመፀን አብ ካልአይ ሳልሳይ ዝመፀ መንአን እየን ዝተሓዛ ላትጋገኽ እዛ 1&2&3መንአን ክትሐዝ ❤❤
@@EeseraAdeyWejerate እቲ ጎግል back ኢልኪ ወፂኺ ናብ ናይ ስልኪ ሜሰጅ እንተኣቲኺ ኣይሰርሐልክን ፤ ካብቲ ጎግል ከይወፃኺ እቲ ኮድ ብላዕሊ ብመልክዕ ኖቲፊኬሽን ይመፀልኪ እዩ ። እቲ 1ይ ተጠቀሚ እንተኣብዩኪ resend code ኢልኪ ካልኣይ ከተልእኺ ትኽእሊ
@jentra1 የቀንየለይ 🙏
Wawww❤
Keep it up
thank you so much brinihigo ❤❤🙏🙏❤❤
@jentra1 genzebka natey kea subscribe gbereley esti seb gibereni tsbuk srah kiserh yhasb aleku
ደምረኒ ወዲ ዓበይቲ የቅንየለይ ❤🙏💝🌹🌹🌹🌹🌹
ደምርኒ ማዓረይ
ቀጽለሉ ካብ ብዙሕ ተማህረ እየ ኢና የቀንየልና❤❤❤❤
ደምሩኒ🤲
ደምርኒ❤
@@ወንበርታyoutube ደምረክይ ደምርንይ
@@Seniyoutube-d2e እሹኒ
@@MediYtub እሹኒ
ብ4ክደምረኩም እየ ደሙሩኒ
መልስ
መልሲ በል
@አወሩየቱብ ደሚረኪ ማአረይ
መሊሲ
@@AbrehetAlem-s4sእሺ ወለላዋ
ደምራኒ ክቡራተይ ጀማሪት እየዋ👏
መልሲ
@አፍርካዊኣሞራ መሊሰ መዓረይ
መልሲ🎉🎉
Melsi❤
@@Nani-c5b መሊሰ
ደሙሩኒ❤
መልሲ
ጀማሪት እየዋ ንደማመር ተጋሩዋይ
መልስ
@አወሩየቱብ ደምርኒ❤
ደምረኒ
መሊሲ
መልሲ ❤
ደምረና እካ ዛሓወይ
❤❤❤❤
የቀንየልና ንዳማማር አሕዋት
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@@AbxhdBsjs-fl2ec 🙏❤🙏
tanx marey😂
እናመሰግናለን ዝሓወይ ከመልሰ አየ
የሕዋተይ ደመራኒ
ደምርኒ❤
መልሲ
@Seniyoutube-d2e መልሲ ❤
መልሲ🎉🎉🎉
መልሲ
ብጣዕሚ መምሃሪ እዩ ዝሓወይ ቀፅለሉ።
ጀንትራ ሓወይ በጃኻ ከይትሓልፈኒ ኮድ ጠፊኡን ኣበይ ይርኸብ መልስለይ ወይ ናይ fd ንገረኒ ዝሓወይ በጃኻ ከይትሓልፈኒ🙏🎉🎉🎉
@@ሶሲናግሬስ 0933383333
ብዋትስኣፕ ፀሓፈለየ/ለይ 🙏
@@jentra1 እሺ ዝሓወይ🙏
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋኑዋኒ ንደማመር የሕዋት ♥️🙏
መልሲ
demruni jemaa
መልሲ
ደሙሩኒ ደቂ ኖ ዋ ❤❤❤
ኩሉኹም የሕዋተይ ደሙርኒ ክድምረኩም ስደተኛ ሓፍትኹም አየ
ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤
ደሚረኪ ኣለኩ መልስለይ
ፅቡቅ ቀፅለሉ ዝሓወይ
@@rozatube4844 thanks
ደምርኒ ሮዚ❤
ሰላም እንኳዕ ዳሓን መፃእካ
ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ቀፅለሉ ግን ሓደ ሕቶ ክሓተካ ናተይ ዩቱብ ብናይ ሱዑዲ ቁፅሪ እየ ሞልአዮ ናይ ኢ/ያ ቁፅሪ ስልኪ ክቅይሮ ኣብ ዝደለኩ ግዜ ይቅየረለይ ዶ ፀገም የምፅእ ድዩ ተገድስካ መልሰለይ ዛሓወይ🙏🙏
@@Tsegu321 ይቅየር እዩ ።
ስብክራይብ ግበርና ጋሻ አየዋ ተጋርዋይ❤❤❤🎉🎉🎉
ሳብክራይብ ግበሩለይ❤🎉🎉
እሺ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍
ደምረን ❤😅
ደምርኒ ክድምረክ እየዋ
ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ
@@Brhan-m6fደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ
ደምርኒ 2 ክድምር❤❤
@ቤትዳዊትBetdawit ደምርኒ 2 ክድምር
ኩለኩም ደሙሩኒ ክምልስ እየ
ደሚረኪ መልስለይ
ደምራኒ ኪምልስ እየ
እሺ የቀንየልና ሓወይ እና ሕቶ ካሓተካ copy right ሒዙና ድዩስ ኣይሓዘናን ኣብ ምንታይ check ክንገብሮ ንክእል ሕቶይ ንምንፃር ንኣብነት ኣነ ሙዚቃ ዝኣተዎ ባዕለይ ዘቃናበርክዎ video ሰሪሐ ተዘጋጅየ youtube ቅድሚ post ምግባረይ copy right ዘይምህላው ኣበይ ከረጋግፆ ተገዲስካ video ስርሓልና ብዝተረፍ በርትዕ ዝሓወይ❤❤❤
@@EyerusTsegay-yz7wt
ሕራይ 🙏❤
ደምሩን አሕዋተይ ❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉ሰላም ደሚረ ኒ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ደምረኒ ወለላይ
ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ
ደሙሩኒ ኣሕዋተይይ❤
@@SelamHailu-c3x 🙏❤🙏
@@SelamHailu-c3x ደሚረኪ መልስለይ
ኣነ ክዓ video ኣብ YT Studio እየ ዝጽዕን ኣብ ኖርማል ዩቱብ ግን ናይ + ምልክት ምስጠወቅኩ ቲ ናይ Gallery ቪድዮታተይ ኣይመጽእይ ጀንትራ ሓወይ
@@ሚሊ-ኣክሱማዊት ዩቱብኪ ኣጥፊእኺ እንደገና ፀዓንዮ ወይ update ግበርዮ
@jentra1 ናተይ እውን ከምኡ ኣቢኒ liveእውን ምእታው ከሊኡኒ ልዕሊ 150 ኣለኒ ሳብስክራይፕ ተሓባበረኒ ዝሓወይ የተረድአኒ
ደሙሩኒ ተጋሩዋይ ንተሓላለ
@@emugolmhirey-j6r ደሚረኪ ኣለኹ እሺ ደምርኒ ንስኺ ከኣ
ጀንትራየ ገና ከየዳመፅኹ እየኮ ልኩምት እዋይ ሽኮላ መሊሰ ለለ ኣዳሚፀ ይኩምት ክልተ ግዜ😅
የቀንየለይ ቲጂዋ 😂
ትግርኛ react ትደልዪ ጎብኑዩኒ🙏
ደምሩና የሕዋት❤
ደምራኒ ኣሕዋት ክምልስ እየ
@@meargMehariyutb 🙏❤🙏
ቅድስ ገብሪኤል ይሓልክም ደምሩኒ❤❤❤
ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ
ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ
መልስለይ🎉🎉🎉
@@Nani-c5b መሊሰልኪ ኣለኹ
ተጋሩ ደሙሩኒ ጌደፉ
ጀማሪ ዩቱበራት ንዑ ሓቢርና ቻነላችን ነዕቢዮ❤
ደምና አሕዋትይ ከምልስ እዬ
ሴብ መልስ ወድኖ🎉
ደምሩኒ ኣሕዋተይ
ደምሩኒ❤❤
@@NetsiHabeshawit 🙏❤🙏
ፎለዉ በሉኒ😢😢
Kla suk bel lexmax
ደምረረረረረረረረረረረረረረረና😊😢
ጀንትራ ሓወይ እዚአ እባ ተገዲስካ ስራሓለይ ዩቱብ 1000 ሳብስክራይብ 4000 ሳዓታት ምስ በፃሓናስ ተከፈልቲ ንክንከዉን ወይ ድማ ክንገብሮ ከመይ ገርና ኢና ሓደራ መልሰለይ❤❤
@@BrakTube ቀሊል እዩ AdSense ኣመላልኣ ይሰርሕ ኣለኹ እየ ወይ ብዋትስኣፕ ፀሓፍለይ
0933383333
@@jentra1 እሺይ ማዓረይ
ደምርኒ ክድምረኩም ኣሕዋተይ
Subcribe ዝገበረለይ ኣነ ውን ክገብረሉ እየ ብሓባር ንዕበ❤❤❤❤
እሺ መልሲ
ደምሩኒ ኣሕዋተይ 🥰🥰🥰
ደሚረኪ ደምርኒ
ደምራኒይ ኣሕዋተይ
ደሚረኪ ኣለኹ መልስለይ
ደሙርኒ
ደሙሩና አቱም ህዝቢ
ትሕቲ 8ደቂቃ ሸር ንብል ንኽእልዶ
@girmiso ብደምቢ ❤
ብውሽጢ ክድውለልካ 😅🤗
ደምሩኒ
ደምሩኒ የሕዋተይይይ❤❤❤
ደሚረኪ ኣለኹ ደምርኒ
ብህድሞና ባ ሰብስክራይብ ግበረለይ መብሬ😂