ኸይተፀበዮ ብታሕጋስ ነቢዑ😊ድሕሪ 12 ዓመት ተራኺቦም…እምነትን ፍቅርን ብሓደ💖💍…We welcomed her to the airport

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 1.5K

  • @ሜሪቾቻነል
    @ሜሪቾቻነል 15 วันที่ผ่านมา +130

    አረ ከምዚ ዓይነት ኣፍቃሪ ይፍለ እዬ😢 ፍቅርኩም ይባረክ❤🥰🙏

  • @Aduhaylu-ii8qv
    @Aduhaylu-ii8qv 15 วันที่ผ่านมา +99

    ርግኣተይ ጸቡቅ ሰራሕ እንድዩ
    ግን ንኣዴታት ከምዚ ፅቡቅ ኣይኮንን😢ከይድንግፃ ልበን ኣብ ቀረባ እዪ❤❤❤

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o 15 วันที่ผ่านมา +4

      ኣናዲዳተኒ😢

    • @azbgalweyentiytgray221
      @azbgalweyentiytgray221 15 วันที่ผ่านมา +1

      Bhaki😢

    • @brllabay3842
      @brllabay3842 15 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ😢❤❤❤

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 14 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 14 วันที่ผ่านมา

      ​ደምርኒ

  • @ህንፃባርያእመብርሃንየ
    @ህንፃባርያእመብርሃንየ 14 วันที่ผ่านมา +66

    ለከ ሓቀኛ እምነት ልሓዘለ ፍቅሪ ኣሎ እዩ ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኹም ይባርኽ ይፈፅመልኹም

    • @HayatHailu-z4u
      @HayatHailu-z4u 13 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ

    • @Museslomon
      @Museslomon 13 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ መልሲ

    • @Museslomon
      @Museslomon 13 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ እየ መልሲ በሊ 😂😂 ለለ ኣውዚ ኣግንየኪ

    • @jorygaltegray
      @jorygaltegray 13 วันที่ผ่านมา

      Amennn❤

    • @ፅዮንጨርቆስ
      @ፅዮንጨርቆስ 2 วันที่ผ่านมา

      ​@@HayatHailu-z4uመልሲ

  • @regberegbe9767
    @regberegbe9767 15 วันที่ผ่านมา +108

    ሰባት ደስ ይበልኩም ፍቅሪ ኣሎ እዩ።

    • @ሜሪቾቻነል
      @ሜሪቾቻነል 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ርግበየ❤🙏

    • @ፀጋጓልተጋዳላይ
      @ፀጋጓልተጋዳላይ 14 วันที่ผ่านมา

      @@regberegbe9767 ደምሪኒ ምዓረይ

    • @tigrayadijeganu2983
      @tigrayadijeganu2983 13 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ ተስፋ ኣብ ዝቖረፅናሉ ተስፋ ተርእየና ኣላ መደብ ደወል❤

    • @Suziሱዚ
      @Suziሱዚ วันที่ผ่านมา

      መልሲ❤❤❤

    • @MdMajatul-e9g
      @MdMajatul-e9g วันที่ผ่านมา

      ዋይ ማርያም ብጣዕም ዩኡ ዳብክ ሃሙኡ ኣቡሉ ይቀፅለሉኹም 😘😘😘🙏🙏🙏🙏🙏

  • @fsedfsd-ch9fk
    @fsedfsd-ch9fk 15 วันที่ผ่านมา +115

    ርጋአተይ ስራሕኪ ፅቡቅ እዩ ደስ ይብል ኣቲ ድምፂ ዝርብሽ ምስማዕ ይካልአናሎ እና አስተካክሊ ማዓረይ ዝተርፍና እውን ምስ ወልድናን ዓድናን ብሰላም የራክበና❤

    • @ናፂዩቱብ
      @ናፂዩቱብ 15 วันที่ผ่านมา

      amen🙏❤

    • @Mahder-f7t
      @Mahder-f7t 15 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ደሰ በሃሊ ብጣዕሚ❤

    • @Salm-y6b
      @Salm-y6b 15 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን❤❤❤❤

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 14 วันที่ผ่านมา +1

      @@ናፂዩቱብ ደምርኒ ክብረተይ🌺

    • @mohammedtselam
      @mohammedtselam 14 วันที่ผ่านมา

      @@Mahder-f7t ደምርኒ ክብረተት🌺🥰

  • @ሂዋንጋልትግራይ
    @ሂዋንጋልትግራይ 15 วันที่ผ่านมา +79

    ሓቀኛ ፍቅሪ ኣሎ ኣብ ክልተ ንፅሃት ልቢ ፍቅሪ ኣምላክ ብፍቅርኩም የንብርኩም❤❤❤❤

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 15 วันที่ผ่านมา +184

    ቅዱስ ጅወርግስ እዩ ሎሚ ሓላዊኩም ይኩን ናርግኣት ፈተዉቲ #ደምርኒ ክምልስ እየ

    • @ابوعلي-خ3د9ك
      @ابوعلي-خ3د9ك 15 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 14 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒመልሲ

    • @SdKn-z2b
      @SdKn-z2b 14 วันที่ผ่านมา

      ​@@ابوعلي-خ3د9كደምርኒ

    • @makitemesgen
      @makitemesgen 14 วันที่ผ่านมา

      መልሲ❤😁

    • @ፀጋጓልተጋዳላይ
      @ፀጋጓልተጋዳላይ 14 วันที่ผ่านมา

      @@ኣሉሓበሻዊት1921 ደምሪኒ ምዓረይ

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 15 วันที่ผ่านมา +134

    ስደተኛ ሓፍተይ ይግበኣኪ እዩ ንኩላትክን ከምዚ ዝበለ ፍቅሪ ይዓድልክን ❤❤

    • @janaka261
      @janaka261 15 วันที่ผ่านมา

      ብሓቀ ኣሜን

    • @سلامسلام-ز4ق1ش
      @سلامسلام-ز4ق1ش 15 วันที่ผ่านมา

      አሜን አሜን አሜን❤❤

    • @Abi-bj8qv
      @Abi-bj8qv 15 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤❤❤❤

    • @hayawe2767
      @hayawe2767 15 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤

    • @HabenYoutub
      @HabenYoutub 14 วันที่ผ่านมา +1

      ደምሩኒ ክምልስ እየ

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 15 วันที่ผ่านมา +50

    እውይ ናይ ለማዕንት እሞ ይፍለይ እዩ ኣነስ ቅዱስ ቅንእ ቀነአ ለካ ከምዝ እውን ኣሎ እዩ ❤❤❤❤😢😢😢😢

    • @ሜሪቾቻነል
      @ሜሪቾቻነል 15 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ህያበይ❤🥰

    • @AmenaAm-c5d
      @AmenaAm-c5d 15 วันที่ผ่านมา +1

      @@ሜሪቾቻነል እሽ ናዓይ እወን ግበርለይ ገብልኽ እየ 🥰

    • @jorygaltegray
      @jorygaltegray 14 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

    • @jorygaltegray
      @jorygaltegray 14 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

    • @HablTubeሃብልዩቱብ
      @HablTubeሃብልዩቱብ 14 วันที่ผ่านมา

      ንደማመር❤❤❤❤❤

  • @ወዲሓረስታይበላዕናቱ
    @ወዲሓረስታይበላዕናቱ 15 วันที่ผ่านมา +48

    ኣቅራቢት መደብ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣብ ኩሉ መደባትኪ ብቅዕቲ ምስ መስርሕትኪ ቀጽልሉ።
    ፍቁራት ድማ ፍቅርኩም ባሪኹ ኣብ ቁምነገርን ውላድን የብጽሕኩም ፈጣሪ

    • @ሜሪቾቻነል
      @ሜሪቾቻነል 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ክብረተይ❤🙏

    • @GhGg-b6k
      @GhGg-b6k 14 วันที่ผ่านมา

      ኣሜንንንንን👏👏👏

    • @HablTubeሃብልዩቱብ
      @HablTubeሃብልዩቱብ 14 วันที่ผ่านมา

      ንደማመር ተጋሩዋ❤❤❤❤

  • @jorygaltegray
    @jorygaltegray 15 วันที่ผ่านมา +92

    ተጋሩ እዋይ ብናይ
    ባዕልና ቻናል ኣብ ቀረባ ጊዜ ክንመፀኩም ኢና እሞ አብ ጀሪ ዩቱብ ዝብል በተሰብ ኮንኩም እንተኣሰ 1000 ሳብስክራይብ ኣብፅሑና ❤❤❤❤

    • @ዜዱኣዶሄሉ
      @ዜዱኣዶሄሉ 15 วันที่ผ่านมา +2

      ደምርኒ❤❤❤

    • @RigatAssefa
      @RigatAssefa  15 วันที่ผ่านมา +3

      ❤🙏እንካዕ መሬት ዓድኺ ብሰላም ኣርገፀኪ

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ 15 วันที่ผ่านมา

      ደሚረኪ

    • @ZFANMEKONEN
      @ZFANMEKONEN 15 วันที่ผ่านมา +1

      እሽኒ ብርክተይ❤❤❤

    • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
      @ሂወትለኩሉዮዳሄ 15 วันที่ผ่านมา +1

      ገይረልኪ መዓረይ

  • @gdugeu3625
    @gdugeu3625 15 วันที่ผ่านมา +15

    እይርሳሌም ጋል ክላሰይ እንኮዓ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኺ♥️♥️♥️

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 15 วันที่ผ่านมา +46

    ጎይታዋይ ከምዚ ዓይነት ወዲ ውን ዶ ኣሎ እዩ ኡፍ ኣይካኣልኩን ኣነስ ብኽያት እዩ ዝቅድመኒ 😥

  • @abaditesfa-hq1qp
    @abaditesfa-hq1qp 14 วันที่ผ่านมา +8

    ክልት ኣካል ግን ሓደ ኣምሳል
    ፍቅሮም ዝፍልፍል ከም ሓያል ማዕበል
    ፍቅሪን ናብራን ሓልፎም መስገደል
    ፍቅርኩም ይኩን ኣብርሃምን ሳራን
    ንኩሉ ስዕርኩም ናፍቆርን መከራን
    ወልድኩም ዘምድኩም ክንርኢ
    ንጽበ ኣለና ንመጻኢ
    ደቂ ሓንቲ ዓዲ ደቂ ሓንቲ ሩባ
    እንካዕ ኣራኣየኩም ፈጣሪ ሓቁፍኩም ዕንበባ
    ናይ ነዊሕ ግዜ ትጽቢት ዝበዝሖ
    ተስፋ ኣለና ክንራክብ እትብል ጭርሖ
    ሳዓታ ኣኪላ ተስፋ ብዘይ ምቁራጽ
    ንሱ ክጽበያ ንሳ ክትጽበ የለን ኢሎም ካልእ ምምራጽ
    ተራክቦም ዓስቢ ትጽብቶም
    ተስፋ ኣለና ክንሪኢየኩም ውላድኩም ሓቁፍኩም
    በሉ ተሓጎሱ ናፍቆትኩም ኣራግፉ
    ክንደይ መከራን ሽግሪን ሓልፉ
    ኣብ መወዳእታኡ ርእናዮ ኩሉ ጸፊፉ
    ስናይኩም ንምነ እንካዕ ተሓቃቆፉ
    ንፍዕ ወዲ ቃሉ ዘጽነዐ
    ብወገበይ ብፍቅርካን እምነትካን ኣዝየ ኮርዐ።
    ሰኒ ኢለካ ኣለኩ ፈቅር ወዲ
    እሙንን ፈቃርን ኩነላ ናይ ህወታ ኣባዲ።

    • @GebruTsegay-d7m
      @GebruTsegay-d7m 13 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበልና ፍቁራት ኣሕዋተይይይይ

  • @ZaydTubeዛይድ
    @ZaydTubeዛይድ 15 วันที่ผ่านมา +81

    ደቂ መዳም ኮምኡውን ኩልና ሰደተኛታት ሰደትና ኣሕፂሩ ገፅ ወለድና ንምርኣይ የብቅዐና አሜን፫❤❤❤🎉🎉🎉

  • @TitiNegesu
    @TitiNegesu 15 วันที่ผ่านมา +42

    ትዕድልቲ እዩ መባለይቲ ይግብርኹም ፅሩያተይ❤❤❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ቲቲ ሓፍተይ ሳፕስክራይብ ግበርለይ

    • @MsgnaYrgaw-g9h
      @MsgnaYrgaw-g9h 15 วันที่ผ่านมา

      Amennn❤

  • @ጓልእፅቢድራ
    @ጓልእፅቢድራ 15 วันที่ผ่านมา +32

    እየሩየይ አንኻዕ ብሰላም ኣተኺ ዛሓፍተይ ዝተረፋና ስደት ዘለና ናዓኺ የምስለና❤❤❤

    • @ሜሪቾቻነል
      @ሜሪቾቻነል 15 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን ጓል ኣፅቢ ዓደይ ደምርኒ💜🥰

    • @HablTubeሃብልዩቱብ
      @HablTubeሃብልዩቱብ 14 วันที่ผ่านมา

      ንደማመር❤❤❤❤ተጋሩዋ❤❤❤

  • @DestaDesta-qz4sd
    @DestaDesta-qz4sd 15 วันที่ผ่านมา +10

    ኣረ እምነት ናትካስ ይፍለ እዩ ፍቅርኩም የብዛሕዮ❤❤

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf 13 วันที่ผ่านมา +6

    ናይ ተጋሩ ካብ ስቕ እልኩም ብፍቅሪ ዶ ሃንግ ዝብሃል ፕራንክ ወጺእኩም ከምዛ ጓል ኩኑ፡ ኩሉ እቲ ቪድዮታታ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ እዩ ደስ በሃሊ። I appreciate you so that gbu gohead sis❤❤, from 🇪🇷🇪🇷.

    • @Sma-lo7jq
      @Sma-lo7jq 11 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @AkiGebreslasie
    @AkiGebreslasie 15 วันที่ผ่านมา +40

    ካብ ወላዲታ
    ዛጋለይ
    ክብረተይ
    ሓበነይ እንኳዕ ብሰላም መፃእክለይ❤❤❤❤❤❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ኣኪየ ሳፕስክራይፕ ግበርለይ❤

    • @brhaneye
      @brhaneye 14 วันที่ผ่านมา +1

      እንኳዕ ደስ በለክን 🙏☺

  • @fderfeet7866
    @fderfeet7866 14 วันที่ผ่านมา +10

    ሓቀኛ ኣፍቃር ብዝ ዘመን እዚ ምርካብ ትዕድልት እዩ
    እግዚአብሔር ኣምላክ ብፍቅር የንቡሩኩም👏🥰

  • @haditube3
    @haditube3 15 วันที่ผ่านมา +44

    ሳፕራይዝ ማለት ኣብዚ ኣሎ 🥰

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 15 วันที่ผ่านมา +40

    የካነይ እሱ ኣነ ነቢዐ ብታሕጋስ 😢❤ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይባለለይ ❤❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา +1

      የኔ ማር ሳፕስክራይፕ ግበርለይ❤

    • @HablTubeሃብልዩቱብ
      @HablTubeሃብልዩቱብ 14 วันที่ผ่านมา +1

      ንደማመር ተጋሩዋ❤❤❤❤

  • @ወጋሕታትግራይዩቱብ
    @ወጋሕታትግራይዩቱብ 15 วันที่ผ่านมา +29

    ናለማዕንት ይፍለ እዩ ብፍቅር ያንብርኩም ኣሕዋት❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @kalu546
    @kalu546 15 วันที่ผ่านมา +13

    አሰይ ፅሩያተይ ፍቕርኹም የብዘሐዮ 🎉❤አቱም ሑቡሸይ ፀልዩ ናተይለ ሃንቀውታን ተፅቢትን ዝበዘሖ አፍቃሪ አለኒ ከምዚአ ከሐጒሶ ኦ አምላክ ስደተይ አሕፅረለይ😢

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ቃሉየ ደምረኒ❤

  • @tube9434
    @tube9434 15 วันที่ผ่านมา +10

    ገሬ ሓወይ ወዲዓደይ እንካዕ ደስ በለኩም ፍቅርኩም የብዝሓዮ

  • @ትግራይ-ዐ4ጨ
    @ትግራይ-ዐ4ጨ 15 วันที่ผ่านมา +10

    ተመስገን ኣምላከ ፍቕሪ✝️
    ብፍቕሪ ንበሩ ኣሕዋተይ ክንደይ ደስ ይብል ኣብ እምነተካ ምፅናዕ ዋግኡ ከንደይናይ ዓብዪ ምዃኑ ነዚ ይመስል😍

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ዛናተይ❤

  • @hgdgk-pp3fn
    @hgdgk-pp3fn 15 วันที่ผ่านมา +8

    እፋ ጀሪየይ ይግበኤኪ እዩ ዛሓፍተይ እንካዕ ንዝኩሉ ሓሊፍኪይ ናብዚ ኣብቀዐኪይ ኣምላክ ፍቅርኪሙ ይባርከልኩሙ❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ማዓረይ ደምርኒ❤

  • @TemesgnAmlaky
    @TemesgnAmlaky 15 วันที่ผ่านมา +10

    ተመስገን ጀሪየይ ናይ ስደት ማሓዛይ ጠንካራ ላባም ዓቃል እንኳዕ ደስ በለኪ ዝያዳይ 🥰🙏🙏🙏🙏

  • @MuchotMuchot-n9j
    @MuchotMuchot-n9j 15 วันที่ผ่านมา +16

    ርጋአተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ዘድንቀኪ ሓደ ነገር ዝብለኪ አነ ሓፍቲኪ ግን ልወለዲ መፅእለኩ ካይበልካ ናዑ ርእዩ ማለት ግን ከቢድ እዩ ወለላይ ናይ ቡዙሕ ዓመት ናፍቆት ሰለ ዘሎ ይከብድ እዩ ዛበይተይ ደሞ ልኩላትና ቁሪቡ ሰጊዱ ዘእቲ ሰብአይ ይፍጠርልና ስደትና የሕፅርልና🤲🤲🤲🙏

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ሙቾተይ ሳፕስክራይፕ ግበርለይ ማዓረይ❤

    • @Maebel6-p7k
      @Maebel6-p7k 15 วันที่ผ่านมา

      ​@@Seniyoutube-d2eደምርኒ 2 ክድምር❤❤

    • @GmhlHpyu
      @GmhlHpyu 11 วันที่ผ่านมา

      ትክክል

  • @HcjcjcjJjcjc
    @HcjcjcjJjcjc 14 วันที่ผ่านมา +6

    ከምሎሚ ኣይተገረምኩን ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዩ መርዓኩም ኣበባኩም የርእየና መቃርብቲ መስግድቲ መባልይቲ ይግበረልኩም🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤

    • @GjKj-cq8kx
      @GjKj-cq8kx 12 วันที่ผ่านมา

      ኣገራሚ እዩ❤❤

  • @Sameh-s4m
    @Sameh-s4m 9 วันที่ผ่านมา +1

    ርገአተይ የኔ ማር አነ ከብ ስደት ክምለስ ከለኩ ከምዚ ንክትገብርለይ ተስፋ ይገብር ዓለመይ ድምፅኪ ክፋትወ አነስ ❤❤❤❤❤❤

  • @HxHs-q5o
    @HxHs-q5o 15 วันที่ผ่านมา +29

    ናይ ልመዓት የፈለ እዩ እንካዓ ደሰሰሰሰ ብልኩሙ ኣሕዋተይ❤❤❤ራጋኣትዊኒ ምቅሪቲ ቀጽሉሉ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤

  • @ZafuNiguse-n2m
    @ZafuNiguse-n2m 15 วันที่ผ่านมา +10

    መን እንሆ ብብኽያት ጀምሩ ብብኽያት ድወድኣ ፈጣር ኣለም ስደትና ኣሕጭረልና ❤️😢

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ዛፉሸይ ደምርኒ

  • @WezamAdahane
    @WezamAdahane 15 วันที่ผ่านมา +8

    የርሱየይ እንኳዕ ደስበለኪ ክብረተይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ረጊፅኪ ከምዚኢልኪ ናፉቆትኪ ኣውፃእኪ ጓልነይ❤❤❤

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 15 วันที่ผ่านมา +16

    ከሙዙ ኣነ ዝቃንእ ዶ ይህሉ❤🎉

  • @MaMa-c5i9b
    @MaMa-c5i9b 15 วันที่ผ่านมา +38

    እዩዋይ ዛቤተይ እንኳዕ ብሰላም ኣተክለይ ገሬየዋይ ዉን እንኳዕ ደስ በለካ😢❤

  • @اللالل-ش8ف
    @اللالل-ش8ف 12 วันที่ผ่านมา +2

    ፍቅረይ ከምዙይ ገይሩ
    የራክብና ኡፍፍ ናፊቀካኮ
    ፍቅረይ ማዓረይ💋💋💋
    😢 ኣየ ስደት 😢😢

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
    @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 13 วันที่ผ่านมา +4

    እውነት ጎይታ ፀባይ ይመስል ርግዕ ምባሉ።

  • @Selvein
    @Selvein 13 วันที่ผ่านมา +2

    ብነብስና ኣዋልድ ነጻነት ዝህበና ኢና ንፎቲ ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባረክ ❤️🙏

  • @bsigaltgray
    @bsigaltgray 15 วันที่ผ่านมา +9

    ውይ ተመስገን እንካዕ ብሰላም ተራከብኩም ዞምሓተይ 💚🙏🥺ግን ደኔጊፆም ሃንደበት ግንህከብድ🥺🙏💚

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ዛናተይ ደምርኒ❤

  • @marym9462
    @marym9462 13 วันที่ผ่านมา +2

    ለከ ሓቀኛ እምነት ልሓዘለ ፍቅሪ ኣሎ እዩ እግዚአብሔር ኣምላኽ ፍቅርኹም ያብዘሐልኹም ❤❤❤❤❤❤

  • @milihabesawit8861
    @milihabesawit8861 14 วันที่ผ่านมา +5

    ኩሎም ከማካ ተዝኮኑ ታይ ነይርዎ ማቦ ዓቅሊ❤🎉🎉

  • @annopyjvvcfhtuo536
    @annopyjvvcfhtuo536 14 วันที่ผ่านมา +2

    ምሳኦም ተሓጊሰ ነቢዐ ኡፍ እንቋዕ ብሰላም ተራከብኩም ፅቡቃት😢

  • @aedf4837
    @aedf4837 15 วันที่ผ่านมา +9

    ዋውውው ናይ ሎማዕንቲስ ይፍለ አዩ ብስሩ ብሓጎስ ነብዐ😢 ፍቅርኹም ይብዛሕ❤❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ኤዲየ ደምርኒ❤

  • @HayatHayat-g5y
    @HayatHayat-g5y 13 วันที่ผ่านมา +2

    ለከ እምነት ፍቅሪ ቦታ ዘይግድቦ እሙን ኣፍቃሪ ይዓድለና ❤❤❤

  • @ZufanAlem-2277
    @ZufanAlem-2277 14 วันที่ผ่านมา +3

    ዋውውው ብጣዕሚ ፅቡቅ ፍቅሩኩም ይብዘሐዮ ደሙሩኒ ተጋሩዋይ ማዓረይ❤

  • @MdRh-r2i
    @MdRh-r2i 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤ከምዚ ዝበለ ኣፍቃሪ ንምርካብ ትዕድልቲ ፀጋ እግዚኣብሔር እዩ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤

  • @ልውሃትፃዕዳልባ-ጰ2ፈ
    @ልውሃትፃዕዳልባ-ጰ2ፈ 14 วันที่ผ่านมา +6

    ኣነስ ተስፋ እበር ገይረ ተመስገን ውልድኹም የርኢና ፈጣሪ🙏 ማዕሮኹም ታሓጉሰ ብንብዓት ወድአያ😢

  • @cjrcnf4212
    @cjrcnf4212 13 วันที่ผ่านมา +2

    ኡፍፍፍፍ ደስ ክብሉ ነኩላትና ኣብ ስደት ዘለና መሬት ዓድና ኣርጊፁ ገፅ ወለድና ንምስዓም የብቅዐና ኣምላክ🥺🙏💝
    ዋውውውው ፍቅርኩም የብዝሓዮ ውለድ ዘምድ🙏❤️🥰

  • @Selam-q3f4k
    @Selam-q3f4k 15 วันที่ผ่านมา +8

    ሂዋነይ ይግባኣኪ እዩ እንኳዕ መሬት ዓድኪ ንምርጋጽ ኣብቃዓኪ❤🎉

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ሰሉየ ደምርኒ❤

  • @mengstaeb925
    @mengstaeb925 12 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ፍቅርኹም የብዝሓዮ ኣቅራቢት መዱብ ካኣ ንፍዕቲ ቀጽልዮ

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 15 วันที่ผ่านมา +24

    እንካዕሞ ብሰላም ኣተኽ ማርያምን ደጋግመ እየ ዝረአኽዎ እዝ ቭድዮ እዛ ማዕልት ከመይ ከም ዝናፈቀትን😢

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @jorygaltegray
      @jorygaltegray 14 วันที่ผ่านมา

      Ajki ab karba

  • @Azebgbretsadk
    @Azebgbretsadk 13 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ኣምላኽ ይመስገን ብሰላም ዘራከበኩም ኣነ እዉን ንዓኹም የምስለኒ 8 ዓመት ካብዘይንራከብ ኣቦ ጋለይ 👏👏👏

  • @GgG-zr5db
    @GgG-zr5db 15 วันที่ผ่านมา +4

    ኣምላኽ ኣቦይ ነዛ መዓልቲ ክርአ ሓግዘኒ እምነት ማለት ፍቅሪ ማለት 🥰

  • @TesfuGere
    @TesfuGere 13 วันที่ผ่านมา +2

    ፅቡቅ ፕሮግራም እዩ በዚ ቀፅልሉ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብል❤❤❤❤❤❤❤

  • @AllBaad-xv2fe
    @AllBaad-xv2fe 15 วันที่ผ่านมา +14

    ዉይይይ በስመአብ ናይ ብሓቂ ብልበይ ሕዉስ ዉስ ዝበለ ስሚዒት ብጣዕሚ ቅዱስ ቅንኢ'ዩ ዝሕዘካ ብዝኮነ ፈጣሪ ሓዳርኩም የፅነዐልኩም💝💝💝

  • @ZakiyaZakiya15
    @ZakiyaZakiya15 12 วันที่ผ่านมา +2

    እዉይ ናይለማዓንትስ ይፍለ እዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉😢

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 15 วันที่ผ่านมา +12

    ዋይ ኣይካኣሉኩን 😢😢 ይፍለ እዩ ፍቅርኹም ይብዛሕ ርጋኣተይ ለ ቃፅሉሉ ❤❤❤❤

  • @briGebrehiwet
    @briGebrehiwet 15 วันที่ผ่านมา +2

    _OH ናሰብ ሓጎስ ክርኢ ከለኹ ለየኽእለኒ ነገርከ በስመአብ ደስ ክብል🥺❤_

  • @agh65ngjlc12
    @agh65ngjlc12 15 วันที่ผ่านมา +9

    ናለሚ ይፈለ እዩ ደስ ክቡሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤

  • @Berhanekiflu3065
    @Berhanekiflu3065 12 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ፍቅሪ ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ኣሜን፥ኣብዚ ዓለም ብዙሕ ብኣፍ ጥራይ ዝግለጽ ፍቅሪ ኣሎ ፥ከምዚ ናትኩም ራኢ ዘለዎ ፍቅሪ ግን ሰብን እግዚኣብሔርን ዝሕጎሰሉ ኢዩሞ ደስ ኢልና ኣሎ ደስ ይበልኩም

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 15 วันที่ผ่านมา +5

    ትምህርቲ ስማ ኩለናዶ ተማሂርናይዋ😂 ዝሮ እንኳዕ ብሰላም ኣራኸበኩም ይመልአልኩም ፈጣሪ❤

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 15 วันที่ผ่านมา +2

    ኣቱም ህዝቢ ከምዙይ ዝበለ ፍቅሪኸ ኣለ ድዩ ኡፍ 😮😢ናይ ገለና ዕድል ግን 😢ከውሒ

  • @Grmi-wr5lu7do5x
    @Grmi-wr5lu7do5x 15 วันที่ผ่านมา +5

    ኣዳመይ እባ ኣበይ ኢካ ዘለካ😁😃ረጋኣተይ በርትዒ ዛምበይተይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ❤❤❤ ኣቱም ስባት 👍ግጨውላ ኢኩም ሪኢኩም ኣይትውፅኡ ሶ ይፈትወኩም እየ ዋ ❤❤❤

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 13 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቀኛ ፍቅሪ አሎ አብ ክልተ ልቢ እግዚብሔር አምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም❤🎉🎉❤❤

  • @ጋልዴስኣተት
    @ጋልዴስኣተት 12 วันที่ผ่านมา +3

    እፍ ኣቤየት ትዕድልቲ ፍቅሪ ማለት ይባርክልኩም ኣሕዋተይ💋💋❤

  • @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና
    @እግዚአብሔርእረኛዬነውእና 13 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይይ ማርያምን ኣነ ኣይኽእለንይ እዳ ማማ ጀሚላ እላ ምጥያቓ በፈጣሪ

  • @MuluMila-q4e
    @MuluMila-q4e 14 วันที่ผ่านมา +3

    አረ ስልኩ ፀሓፍልና ርግኣት መምህረይ እዩ ነይሩ 🥰🥰🥰🥰

  • @SelamA-xb3zq
    @SelamA-xb3zq 14 วันที่ผ่านมา +2

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናብ ቅዱስ ሓዳር የዉቅዕኩም ኣሕዋተይ 💙👏

  • @CbjBbgd
    @CbjBbgd 14 วันที่ผ่านมา +4

    ናተይ ከ ማኣዝ ትከውን ኣምላክ ኣቦይ🙏🙏🙏🙏እንካዕ ብሰላም ኣራከቦኩም ፁሩያተይ❤❤❤

  • @ብሬዩተብ
    @ብሬዩተብ 13 วันที่ผ่านมา +1

    እንኾዕ ብሰላም ኣራከብኩም አሕዋተይ እፍፍፍ ዝናፈቃ ማዓልቲ ፍቅሪ ማዕዶ ንማዕዶ ካቢድ እዩ 😢❤

  • @SenaTigray
    @SenaTigray 14 วันที่ผ่านมา +4

    ገብሩ ዓርከይ እንኳዕ ብሰላም ተራኸብኩም ወዲ ዓደይ ማዓረይ

  • @MeryeM-js1us
    @MeryeM-js1us 13 วันที่ผ่านมา +2

    ብፍቅሪ የንብርኩም ሽኮራተይ❤ርግኣተይ ከም ስምኪ ርግእቲ እኪ ማዓረይ❤

  • @DhgF-f7h
    @DhgF-f7h 15 วันที่ผ่านมา +3

    ስድተኛ ሓፍተይ ይግበኣኪ እዩ ንኩላትክን ከምዚ ዝበለፍቅሪ ይዓድለና❤❤❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 15 วันที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ብሰላም አተኪ ማዓረይ ገፅ ወለድኪ አረአየኪ ዝተረፈና አሕዋትኪ ንዓኪ የምሰለና ፍቅርኩም አምላኽ የብዘሐልኩም መርዓኩምን ዉላድኩም የርአና❤❤❤

  • @DestaKebede-t2j
    @DestaKebede-t2j 13 วันที่ผ่านมา +5

    አብ መሳጋገሪ ናይ ፍቅሪ ሙዚቃ ግበርሉ ❤❤

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 15 วันที่ผ่านมา +3

    ተዓዲላ ከምዚ ዓይነት ፍቅሪ ይምነ ኣነስ ዘይረክቦ ግዲ ኮይነ ብፍቅሪ ንበሩ ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትቡሉ❤

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 15 วันที่ผ่านมา +4

    እረ የሞቺኪ ርጋኣተይ ሽኮር ፍቁራት እወን ናዓና መርእያ እኩምእግዛብሄር ኣምላኽ ሓደርኩም የባረኽ❤❤❤❤❤

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ማዓረይ ደምርኒ❤

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ናይ በሓቂ አዚ ወዲ ከምቲ እታ ኣፍቃሪቱ ዝበለቶ ምእዙዝ'ዩ ።

  • @ወዲትግራይ-ተ2አ
    @ወዲትግራይ-ተ2አ 15 วันที่ผ่านมา +35

    ርጋኣተይ ጅግና ኣድናቂኺ እየ ናብ ኣደታትና እትኸዲ ግን ኣኻዳድናኺ ኣማሕሺ እኺ ጥልፊ ወሰኹሉ

    • @ጓልሓዉዜንገረዓልታ
      @ጓልሓዉዜንገረዓልታ 15 วันที่ผ่านมา

      ደምረኒ እባ ክብረተይ

    • @Bobo-oe7df
      @Bobo-oe7df 15 วันที่ผ่านมา +5

      አብዘይ እትወክን አይትእተዋ ናትክን ራአያ ሓሳዳት🤔

    • @akberettsegay7712
      @akberettsegay7712 15 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤☑️​@@Bobo-oe7df

    • @Lemi__21yutb
      @Lemi__21yutb 15 วันที่ผ่านมา

      ሰብ ናይ ባዕሉ ዝርኢ ምኮነ ሕስድና አይምተፈለጠን ነይሩ ሁቢ​@@Bobo-oe7df

    • @TsegaBsrat
      @TsegaBsrat 15 วันที่ผ่านมา

      ናተይ ሓሳብ ቀድምካኒ ❤

  • @ፍሬያት
    @ፍሬያት 13 วันที่ผ่านมา +2

    አሰይ ፍቅሪ ኣሎ አዩ ትጋሩዊይ ተፋቁሩ❤❤❤

  • @ቃልኪዳን-ቀ2በ
    @ቃልኪዳን-ቀ2በ 15 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤ብታሕጋስ ነቢዐ ቁዱስ ቅንኢ እውን ቀኒአ ብፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 15 วันที่ผ่านมา +11

    ይግበኣኪ እየ ሰደተኛ ሓፍተይ ብሓቂ ፍቅረኩም ይብዛሕ😊😊😊😊😊😊😊

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ማዓረይ ደምርኒ❤

  • @BriAregawi-c9k
    @BriAregawi-c9k 12 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢ኡፍፍ እንታይ ኮይነ ነቢዐ🥺 ❤❤ጎይታዋይ ናይ ውሽጢ ስሚዒት ገሊፁ❤🥺

  • @ጋልትግራይ-ዐ2ገ
    @ጋልትግራይ-ዐ2ገ 15 วันที่ผ่านมา +6

    ውይ ምዓረይ ምስኡ በኽየ😢እካዕ ብሰላም ትራኸብኩም🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @lionhotel5087
    @lionhotel5087 11 วันที่ผ่านมา

    ደወል መድያ ናይ ባሓቂ ልቢ ዘረስርስ ሓጎል ዘሕድስ መድብ ተኻታቲልና ከይተረደኣኒ እውን ውሽጣዊ ንብዓት ነቢዕ ኣጆኺ በርቲዒ ዛሃፍተይ

  • @selam801
    @selam801 15 วันที่ผ่านมา +20

    ዛመዓልቲ እዚኣ ናፊቀያ😢❤

    • @ሜሪቾቻነል
      @ሜሪቾቻነል 15 วันที่ผ่านมา

      ኣጆኪ ሰላመይ😢 ደምርኒ🥰

  • @ሚዛንጋልሳዕሲዕ
    @ሚዛንጋልሳዕሲዕ 14 วันที่ผ่านมา +2

    ሓደ ሓዲኦም ክዓ ብድሕረካ ላብ ውላድ ሓደሓዲኦም ክዓ ብአምነት ምጽባይ ክንደይ ደስ ክብል አዩ ደሙሩኒ ደሞ ጋይስ ❤

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 15 วันที่ผ่านมา +22

    ለመጀመሪያ እንኮዓ በሰላም ኣተኺ ኣረከበኺ እንኮዓለ ደስ በለኪ ግን ኣሕዋተይ ለዶስ ከቢድ ዩ በተለይ ኣብ ስደት ኮይነካ ከይተዘረብካ ምኻድ ሰርቭራይስ ልካሎኦት እንበር ለዶ ዋይ ከቢድ ዩ ካም ኣነ እንኳዓ ደኣ ዘይመወደቃ እንበር😢ብጣዕሚ እየን ደንጊፀን ለለ ዘናደደንስ ማርያምን ምጭኻና ወይስ ዓቅሊ ዩ ዝበለኩሉ ዩ ለ ኣብ መንገዲ ኣሪኤኒ እንዳ ጀሚላ ክትበለ ክከዳ ከለዋስ ኣነ ትተኾነ ዓቅሊ የመሀበንን ተሪኤያ ውን ላዘለልኹ ምሓነቅኩዋ ክሰዳ ኣይ ናፍቆት ኣደዋይ😢 ስበኣያ ግን ኣቤት ትሕተና ለባም ካብ ገፁ ይንበብ ተዓዲላ ብቁሩባን ኮ በለ ኣስጥሚኪ ሓዚ ጄሪዬ😅

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ንግስቲ ሓፍተይ ደምርኒ❤

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o 15 วันที่ผ่านมา

      @Seniyoutube-d2e ገይረልኺ ስሞይ ስለ ዝፀዋዕክኒ 😉😅

    • @Liya-h8o
      @Liya-h8o 15 วันที่ผ่านมา

      አታ ጓለን ከ ከብዳ ክጭክን ነዲኣስ ኣይናፈቀተንን ዲያ ደኣ ገዛ ስጋዕ ዝሕብርኣ ከብዳ ከመይ ኢሉ ገይሩላ።

    • @NgstiNgsti-j7o
      @NgstiNgsti-j7o 14 วันที่ผ่านมา

      @@Liya-h8o ኣነስ ማርያምን ሕርር ናበለኩ ኣብዘይ ምልከተኒስ ለከሚራ ኢላ እያ ይመሰለኒ ኣብ በሪ ብቅድሚኣ ከሚራ ምስ ረአየት እንደያ ዝሓቆፎተን ዋ ቅድሚኡ ድኣ ረኪባተን ንይራ ተኮነ ኣነ ግን ዓቅሊ ኣይማሀበንን ኣይኮነን በሰሩ ለ ዓቅሊ የፈጠረለይ ኣነስ ዋ😪 በኣደዋይስ ብወዲኖይ ውን እፍፍፍ ኣበይሞ😪

    • @Love-ow7tv
      @Love-ow7tv 14 วันที่ผ่านมา

      ​@@NgstiNgsti-j7oዋጦት እኮ ኮይነን ልመና🤣😂😂

  • @SHSHAYHAGOS
    @SHSHAYHAGOS 14 วันที่ผ่านมา +1

    ዋው ለከ ከምዚ ዝበለ ፍቅሪ እውን ኣሎ ትዕድልቲ እዩ በእውነት ኣምላኽ. ዘልአለማዊ ፍቅሪ ይዓድልኩም ኳዕ ብሰላም ኣተኪ ኳዕ ምስ ኣፍቃሪኪ ብሰላም ተራከብኪ ዝሓፍተይ❤️

  • @Kndhafti
    @Kndhafti 15 วันที่ผ่านมา +13

    ፍቅሪ ትዕድልቲ እዩ ሞ ይፈፅመልኹም ኣሕዋተይ

  • @FTWILBEYፍትዊልበይYOUTUBECha
    @FTWILBEYፍትዊልበይYOUTUBECha 15 วันที่ผ่านมา +2

    ኣፅባውያን ❤ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ደቂ ሪመይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤❤

  • @SabiyaDazc
    @SabiyaDazc 15 วันที่ผ่านมา +4

    ዊይይ በስመኣም ምስኣቶም በኽየ😢 ማርያምን እንካዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤❤❤

  • @GebrehiwotZerezghi
    @GebrehiwotZerezghi 12 วันที่ผ่านมา +1

    Love lover Eritrean, congratulations, both of you are honestly deserve this.

  • @mahitube-m2w
    @mahitube-m2w 15 วันที่ผ่านมา +3

    አፍፍ አስካብ ዘልኣለም ኣይፈላሊኩም ደቂ መዳመይ ንኹልኽን ከምዚ ይኹነልኽን ይግበአና አዩ አውን

  • @amlesetgebretsadik9368
    @amlesetgebretsadik9368 11 วันที่ผ่านมา +1

    እሰይ ዓበይትን ደቂ ዓበይትን ተባረኩ ሕጉስ ኢለልኩም🎉❤

  • @LiLiTigray-f3b
    @LiLiTigray-f3b 15 วันที่ผ่านมา +12

    ትክክለኛ ሳፕራይዝ በቃ እዚይ እዩ😢❤ ነቢዐ ምሳኩም ደቂ ኣፅቢ ዓደይ❤❤

  • @AshenafiKebede-o5v
    @AshenafiKebede-o5v 15 วันที่ผ่านมา +8

    ርግኣተይ መደብኪ ኩሉ ግዜ ይካታተሎ እየ ብጣዕሚ ደስ በሃላይን መምሃራይን እዩ ናይሎምዓንቲ ከዓስ ብፍልይ ዝበለ ኢኺ ኣቅሪብክዮ ❤ ንግጥምኺ እውን ብርዕኺ ይሰስን እናበልኩ ነዞም ኣሕዋተይ እውን ኣምላኽ ስደትኪ ኣሕፂሩ እንኳዕ ብሰላም ኣራኸበኩም 🎉🎉🎉 ፍቅርቁም ይብዛሕ ይብለኩም 🙏🙏🙏

    • @Seniyoutube-d2e
      @Seniyoutube-d2e 15 วันที่ผ่านมา

      ኣሹየ ደምረኒ ❤

  • @ZaydTubeዛይድ
    @ZaydTubeዛይድ 15 วันที่ผ่านมา +10

    ናይ ሎሚ ፍልይቲ እያ እንኳዕ ደስስስ በለኩም ፍቁራተይ ናይ ፍቅሪ አምላክ ፍቅርኩም የብዝሐልኩም አሕዋተይ❤❤❤🎉🎉🎉