man!!! God bless you 🙏..you said it right for we were totally fooled before and honestly speaking we were just a vassal at that time...I was one of the people who was on the wrong side and used to regurgitate what the dictatorship said...was I wrong..ohh yes..but now we know the truth...I am free to think from my own position not someone else's imotion...never again...
Always love to hear our honorable patriot Al Keysi, and would like to assure everyone that there are a lot of Eritreans that believe in united Eritrean identity. But they need a leader to organize them. In politics, you need only 51% to win. So, do not be discharged by the extremist Ageazian, regionalists, and tribalists. We need a strong movement that can win over all the divided sectors. We need Christian and Muslim leaders leading a formidable organization. Majority of our people want unity and success comes by focusing on the needs of the majority.
He point of is different from you understood he called etinic than calling it Beheir as Tigrina is only having written language its own but other etnic is more relay to arabic as their religion is written in Arabic so his point of view is to look as Arabic and Tigrina national language indirectly nationalism comes That was the View of Great Eritrean mind Martyr Osman Saleh Sabe which no body know of him this generatotion because of TPLF spoiled his effort and History by lies and puposly worked on it.
ዝኸበርካ መ/ም ኣሕመድ ኣል ቀይሲ፡ ከም ወትሩ ዓሚቕ ትንታነ ሚሂርካና፡ ብጣዕሚ ነመስግነካ። ትምህትኻ ስለንናፍቖ ፡ ቀልጢፍካ ተመለሰና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
Very informative interview! Thank you ገዲም ተ/ጋ አሕመድ አልቀይሲ።
ኣብዚ ቪድዮታት ናይ ሱዳን ፡ ደድሕሪ ፖሊስ ሱዳን ናታቶም ዱላን ኣባትርን ዓቲሮም ነዞም ኤርትራውያን ካብ ገዛውቶም ጎቲቶም ዘውጽኡን ዝጥቁሙን ንብረቶም ውን ዝወርሱ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ተወልጀ እዮም። እዚኦም ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ እዮም ፡ ንብረት ይወርሱ ሞቕሺሽ ውን ካብ ፖሊስ ሱዳን ይረኽቡ። ዘገርም እዩ ክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ በዓል ኢትዮጵያ ፣ ኡጋንዳ ፣ ኬንያ ፣ ኣንጎላ ፣ ደቡብ ሱዳን ብኽብረት ይነብሩ። ኣብ ሃገራት ኣስላመ ዓራብ ኣብ በዓል ሱዳን ቱኒዝያ ሊብያ ግብጺ ኸኣ ይዋረዱ። እዞም ምስ መንግስቲ ሱዳንን ፖሊስ ሱዳንን ዝተሓባበሩ ዘለዉ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ሱዳን ዝዓበዩ ናይ ሱዳን ዜግነት ዘልዎም ተወልጀ እዮም። እዚ ሎሚ ዝጀመረ ኣይኮነን ፡ ኣብ በዓል ከሰላ ገዳርፍ ቃሩራ ንመሳኪን ኤርትርውያን መብዛሕትኦም ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ንዝኾኑ ግዳያት ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራ እንዳጨውዩ ናብ በደዊን ዓረብ ናብ ዓረብ ራሻይዳ ዝሸጥዎም እዚኣቶም ተወልጀ እዮም።
ኣብዚ ቀረባ ግዜ በዞም ቀደም ንሱዳን እተሰዱ ተወልጀ ፡ ኣብ ከባቢ ቃሩራ ናይ ሱዳን ተጨውዮም ንልዕሊ ሹድሽተ ኣዋርሕ እተኣስሩ ከበሳ ኤርትርውያን ፡ ሓደ ካብኦም ስለዘምለጠ ናጻ ምውጻኦም ኣብ ዜና ዚዝከር እዩ።
እቶም ገለገለ ሓሰውቲ ኣባላት ጉጀልታት ተቓውሞ ኢና ዝብሉ ፡ ነዚ ሓቂ ክዛረብሉ ኣይደልዩን እዮም። ብዛዕባ ስደተኛታት ዶ ግፍዒዶ ናይ ካለኦት እናጨደሩ ብዛዕባ መሰል ስደተኛታት ናይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ብሒም ኣይብሉን እዮም።
መብዛሕትኡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ግብጺ ሊብያ ዝግፋዕ ፣ ዝጭፍጨፍ ፣ ዝጭወይ ፣ ዝእሰር ፣ ኩሊቱ ዝምዝሓቕ ፣ ገንዘቡ ዚዝመት ፣ ወዱን ጓሉን ብወሲብ ዝዕመጽ ፣ ንባርነት ዓረብ ዝሽየጥ ልዕሊ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ እዩ።
Thank you Henok and Ahmed, I found your interview very informative, direct and trustful.
ኩብር ብጻይ ቀይሲ ክብርትን ዕድመን ይሀብካ። ለባምን ቁንዕን ሓቀኛ አዛራርባ ልክዕ እቶም አብ ደገ ንነብር ብቅንዕና ሃገር ትጠፍእ አላ ቀይሲ ሐውይ፡ ስጋብ ሕጂ ፡ደምናን ፡ ዓጽም ብጾትና የሕዋትናን ክስኪስናን ስጋብ ትማሊን ብዘይ መፍትኪ ንደቅና እርኪቡሉ ፍቅዶ ሰሃራ ባሕርን ይጥሕሉ አለዉ ንሕና እሞኸ አብ ዶመክርሲ መሰልና ዝሕሉ ሃገር እንዳ ተቀመጥና እሂን።
ሚሂን ዘይምባልና ጥፍአት ሃገርና፡ ከም ብርቱዕ ዝናብ ኮይኑ ክዝንብ ይረኤ አሎ።
ክቡር ብጫ ሐውና ምስ ኩበር ሐውና ዝገበርኩሞ ለባም ኣዛራርባ ክብርት ይሃብኩ።
We always appreciated Ahmed Keysi service and education. Thanks!
ኣብዚ ቪድዮታት ናይ ሱዳን ፡ ደድሕሪ ፖሊስ ሱዳን ናታቶም ዱላን ኣባትርን ዓቲሮም ነዞም ኤርትራውያን ካብ ገዛውቶም ጎቲቶም ዘውጽኡን ዝጥቁሙን ንብረቶም ውን ዝወርሱ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ተወልጀ እዮም። እዚኦም ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ እዮም ፡ ንብረት ይወርሱ ሞቕሺሽ ውን ካብ ፖሊስ ሱዳን ይረኽቡ። ዘገርም እዩ ክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ በዓል ኢትዮጵያ ፣ ኡጋንዳ ፣ ኬንያ ፣ ኣንጎላ ፣ ደቡብ ሱዳን ብኽብረት ይነብሩ። ኣብ ሃገራት ኣስላመ ዓራብ ኣብ በዓል ሱዳን ቱኒዝያ ሊብያ ግብጺ ኸኣ ይዋረዱ። እዞም ምስ መንግስቲ ሱዳንን ፖሊስ ሱዳንን ዝተሓባበሩ ዘለዉ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ሱዳን ዝዓበዩ ናይ ሱዳን ዜግነት ዘልዎም ተወልጀ እዮም። እዚ ሎሚ ዝጀመረ ኣይኮነን ፡ ኣብ በዓል ከሰላ ገዳርፍ ቃሩራ ንመሳኪን ኤርትርውያን መብዛሕትኦም ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ንዝኾኑ ግዳያት ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራ እንዳጨውዩ ናብ በደዊን ዓረብ ናብ ዓረብ ራሻይዳ ዝሸጥዎም እዚኣቶም ተወልጀ እዮም።
ኣብዚ ቀረባ ግዜ በዞም ቀደም ንሱዳን እተሰዱ ተወልጀ ፡ ኣብ ከባቢ ቃሩራ ናይ ሱዳን ተጨውዮም ንልዕሊ ሹድሽተ ኣዋርሕ እተኣስሩ ከበሳ ኤርትርውያን ፡ ሓደ ካብኦም ስለዘምለጠ ናጻ ምውጻኦም ኣብ ዜና ዚዝከር እዩ።
እቶም ገለገለ ሓሰውቲ ኣባላት ጉጀልታት ተቓውሞ ኢና ዝብሉ ፡ ነዚ ሓቂ ክዛረብሉ ኣይደልዩን እዮም። ብዛዕባ ስደተኛታት ዶ ግፍዒዶ ናይ ካለኦት እናጨደሩ ብዛዕባ መሰል ስደተኛታት ናይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ብሒም ኣይብሉን እዮም።
መብዛሕትኡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ግብጺ ሊብያ ዝግፋዕ ፣ ዝጭፍጨፍ ፣ ዝጭወይ ፣ ዝእሰር ፣ ኩሊቱ ዝምዝሓቕ ፣ ገንዘቡ ዚዝመት ፣ ወዱን ጓሉን ብወሲብ ዝዕመጽ ፣ ንባርነት ዓረብ ዝሽየጥ ልዕሊ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ እዩ።
There is no perfection but your narration is franc and more scientific. I hope you would write a book.
Excellent interview!!! Thank you both!!!
Perfect, Abu Ahmed!!
Bravo brother Ahmed K.
ብጣዕሚ ጽቡቅ ዘረባ!!!
Thank you, Mr. Keisi and Henok. I have learned a lot from you guys!
Thanks
✊✊✊✊🎤🔉🏳💝✅ፍትሔ ንህዝቤ።።።።
This man is an honest member of the eplf. He also has a logical analysis of what is happening today in Eritrea.
ሓው ሄኖክ ነዞም ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ውህሉል ፖለቲካ ኤርትራ ዝውንኑ ኣብ መድረኽ ምቕራብካ ንጋሻኻ ኮነ ናኣን መሳርሕትኻን የመስግን።
man!!! God bless you 🙏..you said it right for we were totally fooled before and honestly speaking we were just a vassal at that time...I was one of the people who was on the wrong side and used to regurgitate what the dictatorship said...was I wrong..ohh yes..but now we know the truth...I am free to think from my own position not someone else's imotion...never again...
Jigna abona Gedim tegadalay Ahmed Alkeysi fre gedlkum mekerakumun subuk naxinet keyrekebkum keyrekebnan ab sdet mhilawina azyu yhizneni gin kiwegih yu ❤all respect
ዝነኣድ ትንተናን ሓቂ መሰረት ዝገበረ። ሃገር ዘጋብር በብወገና ዝሓተና ሓላፍነት።
Great speech our hero Ahmed kiyese. God bless you and long live 🙏 ❤ because you are always telling the truth about Eritrea 🇪🇷
ኣብዚ ቪድዮታት ናይ ሱዳን ፡ ደድሕሪ ፖሊስ ሱዳን ናታቶም ዱላን ኣባትርን ዓቲሮም ነዞም ኤርትራውያን ካብ ገዛውቶም ጎቲቶም ዘውጽኡን ዝጥቁሙን ንብረቶም ውን ዝወርሱ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ተወልጀ እዮም። እዚኦም ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ እዮም ፡ ንብረት ይወርሱ ሞቕሺሽ ውን ካብ ፖሊስ ሱዳን ይረኽቡ። ዘገርም እዩ ክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ በዓል ኢትዮጵያ ፣ ኡጋንዳ ፣ ኬንያ ፣ ኣንጎላ ፣ ደቡብ ሱዳን ብኽብረት ይነብሩ። ኣብ ሃገራት ኣስላመ ዓራብ ኣብ በዓል ሱዳን ቱኒዝያ ሊብያ ግብጺ ኸኣ ይዋረዱ። እዞም ምስ መንግስቲ ሱዳንን ፖሊስ ሱዳንን ዝተሓባበሩ ዘለዉ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ሱዳን ዝዓበዩ ናይ ሱዳን ዜግነት ዘልዎም ተወልጀ እዮም። እዚ ሎሚ ዝጀመረ ኣይኮነን ፡ ኣብ በዓል ከሰላ ገዳርፍ ቃሩራ ንመሳኪን ኤርትርውያን መብዛሕትኦም ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ንዝኾኑ ግዳያት ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራ እንዳጨውዩ ናብ በደዊን ዓረብ ናብ ዓረብ ራሻይዳ ዝሸጥዎም እዚኣቶም ተወልጀ እዮም።
ኣብዚ ቀረባ ግዜ በዞም ቀደም ንሱዳን እተሰዱ ተወልጀ ፡ ኣብ ከባቢ ቃሩራ ናይ ሱዳን ተጨውዮም ንልዕሊ ሹድሽተ ኣዋርሕ እተኣስሩ ከበሳ ኤርትርውያን ፡ ሓደ ካብኦም ስለዘምለጠ ናጻ ምውጻኦም ኣብ ዜና ዚዝከር እዩ።
እቶም ገለገለ ሓሰውቲ ኣባላት ጉጀልታት ተቓውሞ ኢና ዝብሉ ፡ ነዚ ሓቂ ክዛረብሉ ኣይደልዩን እዮም። ብዛዕባ ስደተኛታት ዶ ግፍዒዶ ናይ ካለኦት እናጨደሩ ብዛዕባ መሰል ስደተኛታት ናይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ብሒም ኣይብሉን እዮም።
መብዛሕትኡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ግብጺ ሊብያ ዝግፋዕ ፣ ዝጭፍጨፍ ፣ ዝጭወይ ፣ ዝእሰር ፣ ኩሊቱ ዝምዝሓቕ ፣ ገንዘቡ ዚዝመት ፣ ወዱን ጓሉን ብወሲብ ዝዕመጽ ፣ ንባርነት ዓረብ ዝሽየጥ ልዕሊ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ እዩ።
Ya knlbm alena knneqh alena xegmna felitna xegemna knali alena wedhankum deqi Eritrea ❤
ጅግና አያና ገዲም ተጋዳላይ አሕመድ ቀይሲ
ኢሰያስ ዲክታቶር ኣይኮነን ጠባይና ስለዝፈለጦ ኢዩ። ጽብቅ ገይሩ ዝድክረና ዘሎ።
Bring him back as often as you can Henoka pls
Thank you , for the good discussion about the dictator.
ጹቡቅ ትንታነ ኢዩ ኣቦ ቀይሲ
Ahmed keysi is the only unbiased rational truth speaking person from the entire eritrean opposition. This is the truth!
Thank you henok ne abona Ahmed keysi sel zeadmekalna 🙌🏾💙
❤️🙏🏾❤️
ዝኾነ ሰብ ኣብ ነብሱን ፍልጠቱን ዘይትኣማመን ምስዝኸውን ፍራሕ'ዩ:: እዚ ዓይነት ሰብ እዚ ዕድል ስልጣን ምስዝረክብ ዲክተተር ይኸውን:: ንኣብነት ርሑቅ ከይከድና ኢሰያስ ኣብ መጅማር ብረታዊ ቃልሲ ቀንዲ ታርጌቱ ዝገበሮም ምሁራት ዮም ኔሮም:: ስም እናኣጠመቀ ርእሶም ከምዘድንኑ ብምግባር ተማእዘዝቲ ናይ ሸቃሎን ገባሮን ጌርዎም ዩ ሓሊፉ:: እዚ ክሳብ ሕጂ ዝሰርሓሉ ዘሎ ሜላ ዩ:: ኢሰያስ ኣንጻር ኣፍራዪ ዜጋ መንእሰይ: ኣንጻር ሃብታምን ምሁርን ኣንጻር ተፈተውቲ መራሕቲ ሃይማኖትን ትካላትን ዝኮነሉ ምኽንያት እምብኣር ፈራሕ ስለዝኾነ'ዩ:: ብሓጺሩ ንሰብ ከምኡ ኣደንቂሩ ክገዝእ ዝደሊ ፈራሕን ጸረ ምዕባለን ዝኾነ ፍጥረት ዩ::
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና @kebirates
ብሙሉእ እሰማማዕ።
ኣብዚ ቪድዮታት ናይ ሱዳን ፡ ደድሕሪ ፖሊስ ሱዳን ናታቶም ዱላን ኣባትርን ዓቲሮም ነዞም ኤርትራውያን ካብ ገዛውቶም ጎቲቶም ዘውጽኡን ዝጥቁሙን ንብረቶም ውን ዝወርሱ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ተወልጀ እዮም። እዚኦም ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ እዮም ፡ ንብረት ይወርሱ ሞቕሺሽ ውን ካብ ፖሊስ ሱዳን ይረኽቡ። ዘገርም እዩ ክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ በዓል ኢትዮጵያ ፣ ኡጋንዳ ፣ ኬንያ ፣ ኣንጎላ ፣ ደቡብ ሱዳን ብኽብረት ይነብሩ። ኣብ ሃገራት ኣስላመ ዓራብ ኣብ በዓል ሱዳን ቱኒዝያ ሊብያ ግብጺ ኸኣ ይዋረዱ። እዞም ምስ መንግስቲ ሱዳንን ፖሊስ ሱዳንን ዝተሓባበሩ ዘለዉ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ሱዳን ዝዓበዩ ናይ ሱዳን ዜግነት ዘልዎም ተወልጀ እዮም። እዚ ሎሚ ዝጀመረ ኣይኮነን ፡ ኣብ በዓል ከሰላ ገዳርፍ ቃሩራ ንመሳኪን ኤርትርውያን መብዛሕትኦም ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ንዝኾኑ ግዳያት ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራ እንዳጨውዩ ናብ በደዊን ዓረብ ናብ ዓረብ ራሻይዳ ዝሸጥዎም እዚኣቶም ተወልጀ እዮም።
ኣብዚ ቀረባ ግዜ በዞም ቀደም ንሱዳን እተሰዱ ተወልጀ ፡ ኣብ ከባቢ ቃሩራ ናይ ሱዳን ተጨውዮም ንልዕሊ ሹድሽተ ኣዋርሕ እተኣስሩ ከበሳ ኤርትርውያን ፡ ሓደ ካብኦም ስለዘምለጠ ናጻ ምውጻኦም ኣብ ዜና ዚዝከር እዩ።
እቶም ገለገለ ሓሰውቲ ኣባላት ጉጀልታት ተቓውሞ ኢና ዝብሉ ፡ ነዚ ሓቂ ክዛረብሉ ኣይደልዩን እዮም። ብዛዕባ ስደተኛታት ዶ ግፍዒዶ ናይ ካለኦት እናጨደሩ ብዛዕባ መሰል ስደተኛታት ናይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ብሒም ኣይብሉን እዮም።
መብዛሕትኡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ግብጺ ሊብያ ዝግፋዕ ፣ ዝጭፍጨፍ ፣ ዝጭወይ ፣ ዝእሰር ፣ ኩሊቱ ዝምዝሓቕ ፣ ገንዘቡ ዚዝመት ፣ ወዱን ጓሉን ብወሲብ ዝዕመጽ ፣ ንባርነት ዓረብ ዝሽየጥ ልዕሊ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ እዩ።
Abi ertirea selam kimesti selam .gubono hasotiti kistefia aloweni haki kitinegis nifitihi hafita eya..abi sewerage ertirea fitihiya Steffan hasoti negisa westietu eniho......
ነዚ መከራ ናይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሊብያ ፣ ሱዳን፣ ግብጺ ሲናይ ወዘተ ምስ ረኣኩ ፡ እቲ ቐደም እዋን መራሕቲ ጀብሃ ውያዳ ኣል ዓማ ሻዕብያ ፥ "ኤርትራ ዓረብ እያ። ቋንቋና ዓረብኛ እዩ። ካብ ህዝቢ ዓረብ ዝያዳ ዝቐርበና ሓው የብልናን :" ክብሉ እንከለዉ ይኣምኖም ኔረ። እንተ ሎሚ ነዚ ናይ ኤርትራውያን ሞት ፣ ማሕርድቲ ፣ መትኮሳ ሓዊ ፣ ስቅያት ኣዋያት "ሓውል! ሓውል!" ፣ ስርቅን ምዝሓቕ ኩሊትን ኣካላትን ኤርትራውያን ብሓኻይም ዓረብ ፣ ወሲባዊ ጾታዊ ዓመጽ ወዘተ ምስ ረኣኹ ብዛዕባ እንታይነትን ርክብ ዓረብን ባርነት ናይ ዓረብን በሪሁለይ።
Ezom habesha aslam wn kemana ab libya bzuh gfi e yhlifom eyom slezi nsom kemana eyom bsaba libiyawyan GN amlak nay edom yfdeyom
... እዚ ሎሚ ዝጀመረ ኣይኮነን ፡ ኣብ በዓል ከሰላ ገዳርፍ ቃሩራ ንመሳኪን ኤርትርውያን መብዛሕትኦም ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ንዝኾኑ ግዳያት ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራ እንዳጨውዩ ናብ በደዊን ዓረብ ናብ ዓረብ ራሻይዳ ዝሸጥዎም እዚኣቶም ተወልጀ እዮም።
ኣብዚ ቀረባ ግዜ በዞም ቀደም ንሱዳን እተሰዱ ተወልጀ ፡ ኣብ ከባቢ ቃሩራ ናይ ሱዳን ተጨውዮም ንልዕሊ ሹድሽተ ኣዋርሕ እተኣስሩ ከበሳ ኤርትርውያን ፡ ሓደ ካብኦም ስለዘምለጠ ናጻ ምውጻኦም ኣብ ዜና ዚዝከር እዩ።
እቶም ገለገለ ሓሰውቲ ኣባላት ጉጀልታት ተቓውሞ ኢና ዝብሉ ፡ ነዚ ሓቂ ክዛረብሉ ኣይደልዩን እዮም። ብዛዕባ ስደተኛታት ዶ ግፍዒዶ ናይ ካለኦት እናጨደሩ ብዛዕባ መሰል ስደተኛታት ናይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ብሒም ኣይብሉን እዮም።
መብዛሕትኡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ግብጺ ሊብያ ዝግፋዕ ፣ ዝጭፍጨፍ ፣ ዝጭወይ ፣ ዝእሰር ፣ ኩሊቱ ዝምዝሓቕ ፣ ገንዘቡ ዚዝመት ፣ ወዱን ጓሉን ብወሲብ ዝዕመጽ ፣ ንባርነት ዓረብ ዝሽየጥ ልዕሊ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ እዩ።
مع تحياتى لك استاذ احمد
بالرغم من اختلافك معك فى بعض النقاط التى تحاول فيها الارصاد حتى حتى الاعمى
رمضان كريم
والله يديك العافية
Good job both
Wellcome heni hawey ❤
👍👍👍
Thank you ሄኖክ፤ He is an honest person; and an excellent leader
ኣብ ሜዳ ቀሌበት ሓጺን ቀሌብ ኣብ ኣጻብዕቱ ገይሩ ርእሲ ብጾትኩም ኳሕኲሑ ርእሶምን ገጾምን ክሳዕ ዝሕብጥ ብኣረምነት እናኣሰክሐ መናእሰይ ቆልዑ ክንጋደል ኢሎም ዝመጹ ከም ደርሆ ብማይ ፍሊሕ
እናጠጠቐ ከምኡውን ፈቐዶ ጊፍን ጉንዲ እምንን ሓለዋ ሰውራን ምሁራትን በላሕትን እናህለቐ ጎይታይ ጎይታን እናበልኩም ኣብ ርእስኹም እናሸነ ብሒም ከይበልኩም ንህዝብን ተጋዳላይንጅ መን ኣሎ ከምኡ ኢልኩም እናጎስጎስኩም ኣዓዊንኩሞ መልኣኽ ኣምሲልኩም ሓዚልኩም ኣምጽእኩሞ፡ ዲክታተር ብዲክታተሩ ምጻምድቲ ዝመስሎ ወይ ዝምዓራረዮ ዘይብሉ ክኸውንን ፍጡር ከጽንትን ንብረትን ሃብትን ከዕኑን ናብ ዲዕ ዝበለ ድኽነትን መከራን ከእትወና ድምርጽ ዘይብሎ ኮይኑ ህዝቢ ገማሚዑ ከም ድላዩ ሸይሸይ ክብለናን ክዕንድረልናን ኣኽኢሉዎ እንሆ።
ዝአረባ ካብ ምድግጋም ሓቢርና ከም ንኣልዮ ግዳ ዘይትገብሩ።
Always love to hear our honorable patriot Al Keysi, and would like to assure everyone that there are a lot of Eritreans that believe in united Eritrean identity. But they need a leader to organize them. In politics, you need only 51% to win. So, do not be discharged by the extremist Ageazian, regionalists, and tribalists. We need a strong movement that can win over all the divided sectors. We need Christian and Muslim leaders leading a formidable organization. Majority of our people want unity and success comes by focusing on the needs of the majority.
Tigrigna is nation not tribe stupid. Biher in geez Hager in Tigrigna nation in English
ብሄረ ትግርኛ ገባራይ፤ሓረስታይ፤ሸቃላይ፤ነጋዳይ፤ኣውፋራይ፤ኣቅሽሽቲ፤እንዳበለ ከም ሙዕቡል ሕብረተሰብ እዩ ዝነብር።
Thanks Henok thanks Ahmed Keisi for your great clarification and vast experience. I feel sorry for Eritrean people very dormant fear of Esayas !
ብጣዓሚ ቡሱል ሰብኣይ። ተባዕ ናይባሓቅ ንበር
ኣብ ኤርትራ ሰሪቱ ዘሎ ጨቋኒ ስርዓት ብቐንዱ በቲ ትግርኛ ዝዛረብ ብሄር ዝምራሕን ዝዕብለልን ዝውነንን ኢዩ እንተ በልና ምግናን ኣይኮነን።
Ena men yetebes ..neftam😢agame 🦗
كلامك سليم لا تجد في مكاتب حكومه الا قوميه واحده هذا ليس جيد
Waw keysi you are the best please update us because you know as much as issias knows about EPLA and EPLF and PFDJ
ኣስላም የሕዋትና ኣነ ከምክርስትያን ሓዉኹም ብጀካ ኢሰያስ ጽላኢ የብልናን።እንተ ኣጋዚኣያን ቢኢሰያስ ንዓና ንምፍልላይ ዝተፈጥሩ ኣብ ጊዜ ሰላም ብዛዕባ ስልጣኑ ከይንዛረብ ዚዝዝዝ ዝብሉ ሃመማ እዮም። ነስተውዕል ሓደራ።
🎉🎉haqekha bro imo intay negber
Minister Ahmed kaysi / zeytblo dea Ahmed elka zentil tebilo henoke tekle
ሄኖጋ ሓወይ የቀንየልና
ቃንቃን ምካልን ሃገራዊ ቃንቃን ምግባርን ፈላልዮ
ኣግኣዝያን ይከታተሎም እየ ኢልካ ጽልኢ ኣግኣዝያን ኣብ ልዕሊ ህወሓት ተራእዩካ ጽልኢ ኣግኣዝያን ኣብ ልዕሊ ኣስላም ግን ክረኣየካ ኣይክኣለን። ኣግኣዝያን ምስ ህወሓት ጀነራላት ዝርከቦዎ ኣኼባ እንዳገበሩ ኣይረኣኻዮን ኣይብልን፣ጥባሕ ጥባሕ እዩ ቀቲሉና ኢሎም ክዛረቡ ከለዉ ኸ እንታይ ይመስለካ
ብዓል ቀይሲ ስግኣት የይብልናን እንዳበልኩም ኣብ ሓዊ የእቲኹምና ፥ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ግን ከማኹም ርእሱ ዝተሓጸበ ኣይኮነን ፥ ዕሽነትኩም ምሳኹም ክመውት እዩ ።
Men yebluka neska 😂,esu zenebrlun zehlefon eu yeElilu .NESKA Be WEREE brain wash neska eka....
💯 percent tigrigna is nation
Tegadaley Mehammed keysi kiltsi zkone zerebaka b sim Hzbie Eritrea yekeneley.
Erisat good job
ጉዳይ ዶብ ክልተ ሃገራት ብዓለም-ለኸ ሕጋዊ መስርሕን ብዓለም-ለኻዊ ዳኝነትን ጥራይ ድኣ'ምበር ብውግእ ወይ ድማ ብሥነ-መጎት ሓይሊ ፈጺሙ ክፍታሕ ኣይክኣልን ኢዩ ።
እሰያስ ዝሰሮ ዝነበረ ብዕራይ እንታይ ቁምነገር ክዛረብ ፥ ማርክስ እምነት ዘይብሎም ጸረ ሕብረተሰብናን ሃይማኖትናን እዮም ፥ መን ከምዝጅቀብሮ እዩ ዘተሓሳስበካ መስኪናይ ።
Tsebug Temherti
Nay bahake zedeneq qalemehtet thankyu a qayse
መርሓባ ብጻይ ቀይሲ ፡ናይ ሎሚ ቃለ ምልልስካስ፡ ኣይግድን
Ehi entay gegue nigero kimaharelu hawey natey❤
ማራ እዩ ዘኸይፈኒ ዘረቡኡ ቀይሲ
His a true men.he tell as true
Des zblu tegadalay nzrdo eti zereba glxi eyu edmen tenan yhabka
አቲ ሓቂ ኢሳያስ ካብ መጀመርያ ኣዛዚ ኢዩ ነሩ. አቶም መራሕቲ ድማ ቢኢሳያስ ተነርጺም ዝመጹ ኢዮም። አዚኣ ኢያ አታ ሓቂ ነዚኣ ግን ይቅረታ ኢሎም ክናሓሱ ኣለዎም።
ሐንቲ፡ዘይቲረቡሑ፡ኪንከታተል፡ከለና፡መቲከል፡ዘይቡ፡ሰማይም፡ምዲሪ፡ዚፈጠረ፡ኩሉዐለም፡ናይአላኽ፡ኢዩ፡ቢሰላም፡ኒበሩ፡ጺሒፍ፡ኢዪ፡
Ms hakele nerkas ms maonatu,
ቡዙሕ ሕማቕ ይሰምዕ ግን ንስኻ ብታአሚ ወረጃ hagerawi ሰብ ሙኻንካ ተስፋ አዩ ኣሕመድ ቀይሲ ::አምበር ናይ ገለ --ገለ ትግርኛ አንዳ በሉ,,ዝተተቀኣ ትግራዋይ ኤርትራዊ መልሶም ከክፉኡሉ :አንክትርኢ ዘሕዝን አዩ ብታአሚ
ኣብዚ ቪድዮታት ናይ ሱዳን ፡ ደድሕሪ ፖሊስ ሱዳን ናታቶም ዱላን ኣባትርን ዓቲሮም ነዞም ኤርትራውያን ካብ ገዛውቶም ጎቲቶም ዘውጽኡን ዝጥቁሙን ንብረቶም ውን ዝወርሱ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ተወልጀ እዮም። እዚኦም ልኡኻት ስርዓት ህግደፍ እዮም ፡ ንብረት ይወርሱ ሞቕሺሽ ውን ካብ ፖሊስ ሱዳን ይረኽቡ። ዘገርም እዩ ክርስትያን ኤርትራውያን ኣብ በዓል ኢትዮጵያ ፣ ኡጋንዳ ፣ ኬንያ ፣ ኣንጎላ ፣ ደቡብ ሱዳን ብኽብረት ይነብሩ። ኣብ ሃገራት ኣስላመ ዓራብ ኣብ በዓል ሱዳን ቱኒዝያ ሊብያ ግብጺ ኸኣ ይዋረዱ። እዞም ምስ መንግስቲ ሱዳንን ፖሊስ ሱዳንን ዝተሓባበሩ ዘለዉ ደገፍቲ ህግደፍ ኣብ ሱዳን ዝዓበዩ ናይ ሱዳን ዜግነት ዘልዎም ተወልጀ እዮም። እዚ ሎሚ ዝጀመረ ኣይኮነን ፡ ኣብ በዓል ከሰላ ገዳርፍ ቃሩራ ንመሳኪን ኤርትርውያን መብዛሕትኦም ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ ንዝኾኑ ግዳያት ፡ ኣብ ዶባት ኤርትራ እንዳጨውዩ ናብ በደዊን ዓረብ ናብ ዓረብ ራሻይዳ ዝሸጥዎም እዚኣቶም ተወልጀ እዮም።
ኣብዚ ቀረባ ግዜ በዞም ቀደም ንሱዳን እተሰዱ ተወልጀ ፡ ኣብ ከባቢ ቃሩራ ናይ ሱዳን ተጨውዮም ንልዕሊ ሹድሽተ ኣዋርሕ እተኣስሩ ከበሳ ኤርትርውያን ፡ ሓደ ካብኦም ስለዘምለጠ ናጻ ምውጻኦም ኣብ ዜና ዚዝከር እዩ።
እቶም ገለገለ ሓሰውቲ ኣባላት ጉጀልታት ተቓውሞ ኢና ዝብሉ ፡ ነዚ ሓቂ ክዛረብሉ ኣይደልዩን እዮም። ብዛዕባ ስደተኛታት ዶ ግፍዒዶ ናይ ካለኦት እናጨደሩ ብዛዕባ መሰል ስደተኛታት ናይ ከበሳ ኤርትራውያን ኣብ ሱዳን ብሒም ኣይብሉን እዮም።
መብዛሕትኡ ኣብ ሃገራት ዓረብ ኣብ በዓል ሱዳን ግብጺ ሊብያ ዝግፋዕ ፣ ዝጭፍጨፍ ፣ ዝጭወይ ፣ ዝእሰር ፣ ኩሊቱ ዝምዝሓቕ ፣ ገንዘቡ ዚዝመት ፣ ወዱን ጓሉን ብወሲብ ዝዕመጽ ፣ ንባርነት ዓረብ ዝሽየጥ ልዕሊ ቴስዓ ካብ ሚእቲ ክርስትያን ብሄረ ትግርኛ እዩ።
AHmed Qeysi Kab Geg'U Z'maHar BeLiH Politician.
ክቡር ጋሻ ሰላም እናበልኩ ንናጻ ዝኾነ ርእይቶኻ የደንቅ ቐጽሎ። ቀጹለ ኣብቲ ቀዳማይ ጻናሕትካ "እዚ ፖለቲካዊ ሕቶ እንተ ዘይተመሊሱ...ኤርትራ ኣብ ሓደጋ.." ብዝብል ዘካየድካዮ ትረኻ፣ ኤርትራ ኣብ ሓደጋ ዝኣተወት ኢሰያስ ስልጣን ካብ ዝሕዝ ኢዩ፣ ካልኣይ ህግ ለባማት ነይሮሞ...ወዘተ ኢልካ እቶም ለባማት ትብሎም ዘሎኻ ኣየናይ ሕቶ ኢዮም ብልዝብ ፈቲሔሞ? ንባዕሎም ኣበይ ኣለዉ? ብዛዕባ ታሪኽ ፈቲንካ ግን ከኣ ንጹር ኣይኮነን። ምስዚ ኩሉ ግን ተረድኦኻ ንክፈልጥ ዝደሊ ኣገዳሲ ኢዩ የቐንየለይ።
Xbuoqe hasabate
53:00 mi nay yemen zekewn zelo ze elelkana xbuk eyu...eti mergexi eritria kone eti Inters nay hagerat Drama yemelketena 😊 eyu ...
Al Seysi could really lead the country has he had a chance 👍🏼
this getleman seems able to build lasting bridge among the social spectrum.
Welcome Ahmed..
good analysis..👌🏽
extreme nationalism & fear of invasion seems to blind many people.
ኣብ ኢትዮጵያ ብሄር ዝብል ናይ ህዝቢ ኣከፋፍላ ዝጀመሮ ደርጊ እዩ። ኣብ ኤርትራ ዓረብ ዝዛረብ ህዝቢ፥ ትግረ ዝዛረብ ህዝቢ፡ ቢለን ዝዛረብ ህዝቢ.... እንተበልናዶ ኣይሓይሽን
Ezi seb tigrinya abahriromo zeblo zichibito tefiwo
, ንምንታይ ዲክታቶር ኮይኑ ??
,** ጣቋ ዘረባ ኣይ በኣል ንስኻ እንዲኹም ትም ኢልኩም ትርኢዎ ዝነበርኩም 😂😂😂
qeysi merahi hagerna ktkewun eka ajoka
ንእከይ ፡አጆኽ፡ክሪስትያን፡ሙሲሉም፡ሐደረቢ፡እዩ፡ተሰሚሪካ፡ኢትና፡ኢሲያስ፡ዊዱቲ፡ይፍሩስ፡ሲመሪ፡ኢንተተሰማምዕኻ፡ኢዩ፡ዝሰምሪ፡ኮሙኡ፡እዩ፡ዘዕዉት፡ጀሚሪ፡ኢስያስ፡ይዉደቅ፡ሳዐብቱ፡ይመለሱ፡ሙሱሉም፡ሀገሪ፡ኢናበለ፡ወገን፡አእምሮ፡አሲፍሐዮ፡ቢሀገሪ፡መደር፡ሰይጣን፡ኢዩ፡ዝጥቀመሉ፡ነዚመቢረሲ፡ተሰማማዕ፡፡አኺራን፡ከምዚጊዒዙ፡ኢሲዬስ፡ገበል፡በላዕ፡ናይሲኦል፡ሰቡ፡ቢአምላ፡ከሙሱሉ፡ኢተፈጠረ😮😮
Rahayda needs to study them as a society because they are uniqe ethinc in Eritrea
ቆማል ትግራዋይ ተረፍድሮን ስቅ ኢልካ ዘይትመሃር
❓️ ንስለምንታይ ሰውራ ኤርትራ ተመስሪቱ ሰውራ ኤርትራ ኸ ተዘይምስረት ኔሩ ሎሚ ብሐፈሻዊ ኩሎም ኤርትራውያን አብ ዝበለፀን ዝላዓለን ሂወታት ምሃለዉ ኔሮም ምኽንያቱ ምምስራት ናይ ሰውራ ኤርትራ ካብ ጥቕምታቱ ጉድአታቱ ስለዝበዝሔ ይፈልጥ ምናልባት ኤርትራ አብትሕቲ Ethiopia ተትማሐደር ኔራ ብባህልን ብቓንቃን languages ተዓብሊልና ኤርትራውነትና ምጠፈኤ ወይ ምስተዓብለለ ኔሩ ዝብሃል ሐሳብ ክህሉ ግቡእ ክኸውን ይኽእል እዩ ግን 👍 ሰውራኤርትራ ተመስሪቱ አብ ጀብሃ ብጀብሃ ብዙሐት ኤርትራውያን ተቐቲሎም ብዝገደደ እውን ሻዕብያ ዝብሃል መስሪቶም ብዝውሐደ ካብ 1970 ሐለዋ ሰውራ ዝብል ቤትማእሰርቲ መስሪቶም ንብዙሐት ኤርትራውያን ተጋደልትን መራሕትን ብዘይዝኾነ ምኽንያታት ኣሲሮሞም ቀቲሎሞም ሐሪዶሞም ንብዙሐት እውን ብሂወቶም እንከለዉ ቀቢሮሞም ነዚ ዝተዓዘቡ መራሕትን ተጋደልትን ሞት ብሞቱ አብውግእ ክንመውት አለና ብምባል ብሕርቃንን ብምብስጫውን ንኸንቱ ሂወቶም ዝሐለፉ ብዙሐት እዮም ማለት አብቲ ውግእ ክድሕንሉ ዝኽእሉ ተኽእሎታት እንከሎ ማለተይ እየ ብድሕሪት መራሕቲ ሻዕብያ ዝቕንጹልካ ዝኣስሩኻ አብ ፎርኖ ሐዊ ዝጠብሱኻ ሙኻኖም ምስፈለጥካ በቃ እንዳ ተዋጋእኩ ሙማት ይሕሸኒ ካብምባል አብዝኾነ ከቢድ ውግእ ጠኒንካ ክትዋጋእ ትመርፅ ማለት እዩ ብዝተረፈ ዋላ አብትሕቲ Ethiopia እንዳነበርና እውን ባህልናን Languages ክብርናን መንነትና ክንዕቅቦ እንኽእለሉ ዓቢ ተኽእሎ ኔሩ እዩ ምኽንያቱ ሻዕብያ ዝገበነ ዝገደደ ዝጨከነ ካብኩሎም ገዛእቲ ኤርትራ ዝነበሩ ስለዝኾነ ሰውራ ተዘይጅመር ኔሩ #1 ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራ 💯 ግዜ ምበዘሔ ኔሩ #2 ከይተሰደድና አብ ሃገርና ምነበርና #3 ብቑጠባን ብሐይልን ብምዕባለን ብርግኣትን ዝሓየልና ሙኾና ኔርና ከምኡዉን ባህልናን ክብረታትናን ፊደላትናን ብዝያዳ ምማዕበሉ ኔሮም ኤርትራውነት እንኮ ባርነት
ኣብ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ኩፉት ስለዝዛረብ ላብ ቡዙሕ ተዘይተሰማማዕኩ ኣብ ልዕሊኡ ክብረት ኣለኒ። ሄኖግ ግን እንታይ ዓይነት መልእኽቲ ኢኻ ከተሕልፍ ደሊዝካ ዘለኻ ኣስላም ኣስልም እና በልካ ነዛ ነይትግራይ ጉዳይ ደም ኣውጺኻያ ዘለኽ?
ኣብ አርትራ ንብሀር ዝበቅዕ ኣቋውማ የብልናን። ምናልባት ቀቢላን እንዳን ኢልና እንተንሰምዮ ትርጉም ምሃበ
ራሻይዳ ጂፕሲ ናይ ምዕራባዊ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ክንብሎም ንኽእል
ድሕሪ ሕጂ እቶም ዓረብ ዶ" ቀቢላ እትብሉ ሕቶኹም ቀይሲ መሊሱሉኩም ንቢሂር ቡቁዕ ዝኾነ ብሄረ ትግርኛ ጥራይ እዩ::
Shimizu Zayed afaliki Suriya diyu .Ariana belaying afaliki Suriya yibili neyuru......
Full of ads
ሄኖግ( ብጫ )Stop islamophobia.
ኣብ ጉዳይ ትግራይ ኣስላም ኤርትራ ዓቢ ኢድ ነይርዎም ኢልካ ትግስግሶ ዘለካ ንባዕልካ ዋጋ ክትከፍለሉ ኢካ ።
Etay eka kitgebir jeljal
Nsaka balka kesi nety zgadel znebere tegadalay mis Hailey konkan tmhr do aineberkan
ሄኖክ ንዓብደላ ኣድም ወይ መስፍን ሓጎስ እባ ምስ'ዚ ዘሎ ኩነታት ኣምጽኣዮም ። ተጋዳላይ ኣሕመድ ኣልቀይሲ ቅኑዕን ንጹህን ሰብኣይ ኢዩ ። ሓንቲ ተጋግዩ ብሄር ዝብሃል ኣይነብረን ህግ ትማሊ ዝመጸ ኢዩ መስሪትዎ ዝበሎ ብፍጹም ጌጋ ኢዩ ። ንባዕሉ ቀቢላ (የመናዊ) ስለ ዝኾነ ዶ ምስ ረብሕኡ ኣታኣሳሲርዎ ይኸውን? ምበር ትግርኛ ኔሩ ትግረ ኔሩ ኩሉ ብሄራት ሲ ኔሩ ኢዩ ብዘይካ ራሻይዳ ኢሳይያስ ከም ብሄር ዝሃቦም ።
He point of is different from you understood he called etinic than calling it Beheir as Tigrina is only having written language its own but other etnic is more relay to arabic as their religion is written in Arabic so his point of view is to look as Arabic and Tigrina national language indirectly nationalism comes That was the View of Great Eritrean mind Martyr Osman Saleh Sabe which no body know of him this generatotion because of TPLF spoiled his effort and History by lies and puposly worked on it.
@@eritreandream9745 I understood all his thoughts properly. However, as a human being he made a few mistakes.
@@sinit2016 You are right my dear he can make a mistake,and he admits in many events that is his good side I respect you replay
Biher malet hager malet eyu bi geez. Nation b English bizeka tigrigna Hager kikewun zikil yelen hade aynet values zelewo mahberawi kuteba filsfina zelewo higi endaba
ሳዲስት ኢሰያስ ከም ፖሎቲካ ንግዲ ንኮንትሮባንድ ንግዲ ደቂ ሰባት ዝጥቀመሎም ራይሻዳ ከም ቢሀር ይኩን ከም ኣሪትራውያን ዘቁጽሮም ምንም መለኪኢ የብሎምን፥ብዛአባ ራሳዳ ከመዛረቢ ክንገብሮም ኣይግባአን፥ከም ሱኡዳውያን ስደተኛታት ኣብ ኣሪትራ ብህጊ ፓርላማ ክንብሩ ዘጸግም ኣይኮነን ብዝኮነ ኣብዚ አዋን ሃደ ኣቢ ቃልሲ ኣንጻር መጥፈአቲ ሃገርን ህዝብን ዝኮነ ጉልሃይ ስርኣት ኣብ ሃገርና ደኩኑ ዘሎ ኣሸባሪ ጉጂለ ካብ ሱሩ ክንበትኮ፥ኣብ ሃገርና ሰላምን ምአባለን ከም ዝመጽአ ሙሉአ ኣድህቦና ክከውን ይግባአ፥
አቶ ከይሲ! ምስ ኢሰያስ ኣብ ቻይና ተማሂ ርካ ዶ? መልሲ ሃበኒ ::ንሕናን ዕላማናን መሰረት ሶውራ ኣንጺፋዶ? ልዑላዊት ሃገር ክትከዉን ከተብጽሕ ክላዶ? መስመር ኣትሒዛቶ ዶ? ብመክደን ብራሾ ትንፋስካ ዝመለሰ ሂዎት ኣሎዶ? ከምተዘንተዎልና ሓቂ ድዩ? እዚ ሕጂ ዘለናዮ ወይ ዘላቶ ኤርትራ ትሕበንዶ?? ኣሜን ::
ዓሚቕን ገላጽን ትንተና ኣሕመድ ቀይሲ
ካብ ንሓደ ቢሄር ከተሕጉስ 50 ዓመት ሰሪሕካ ኣብመጨረሽታ ደርቢዮምኻ
ግቡኡ ዝፈጸመ ምሁር በሊሕ ጅገና ተቃላሳይ ኤርትራዊ = ኣሕመድ አልቀየሲ።
Keysi mis ezi kulu kieletika kab sirah segugomika zegerim eyu nay susuat atehasasiba
Thank you.
Eseyans b denakur eyu diktater, hager zedhane merahi eyu, usubat kea yhswu.
Nay behaki bsul haki zzareb jgna tegadalay Abona kemzi nrieyo zelona childsh zkone atehasba b tigray tigrini zbl zeyele hasotn halwesan b tselie tigray asabibka tefetiru zelo hadegena agenda already wn n hzbi tigray waga zekfelo kemziom zeameselu Nkuhat kab amenti mslmnan kaleot bheratn degagimkum bmkrab hzbi knekh alowo
አዚ ህሙም ከልቢ ከመይ ቢሉ ግዝያዊ ረብሃ ድኣ አምበር ናብ ነዊህ ዝጠመተ ንረብሃ ሃገር ዝሃስብ ስትራትርጂ ዝትቀም ሰብ ወይ ስርኣት ኣይኮነን፥ኣቅሙ ዘይፈልጥ ምስ ሃንቲ ንአሽተ ኣውራጃ ክናቆት 22 ኣመታት ዝወሰደ ፥ህጂ ድማ ኣብዘይኣቅሙ ምስ ኣመሪካ፥ዝገርም ሙሽሙሽ ስርኣት ኣሸበርቲ ከም ምካኑ ፥ኢሰያስ ክሳብ ዘሎ ምስኮነት ሃገር ስላማዊ ርክብ ገሩ ኣይፈልጥን፥ስለዝኮነ ሳዲስት ኢሰያስ ኣብ ህመቅ ህዝቢ ኣሪትራ ኢዩ ዝነብር ፥
Donkoro
በዓል ሚኒን ካን ናይ ዘይተባህለ ዘይተገብረ ከተዉሩዩ መሬት ዓሪቡኩም። ከምዚ እየ ነይረ ዋጋ የብሉን በናና ምስረገጽካ።
With all due respect tell us from Day one things you have done or things you have seen about menkai,yemin,siriyat Addis May be more.
Higy entay terekibu
Because Eritrean people are Dom. Senfat