𝐄𝐑𝐈𝐒𝐀𝐓: ኣብርሃም ንኢሰያስ ክትክኦ ዓቅሚ የብሉን | ነዚ ኣብ ኤርትራ ዘሎ ክርኢ ብሂወት ምትራፈይ ይሕዝነኒ| ተጋ. ኣሕመድ ቀይሲ | 2ይ ክፋል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 188

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 5 หลายเดือนก่อน +1

    ነቢሳ አይቲኺኢሊኒያ መን ዋናኻ ኢሊዎ ኢትዮጱያ ኢዩ።መን ተቆኖና ተኹሓላኢሊኪኒ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 ปีที่แล้ว +4

    Brother Ahmed keisi very smart in political science, Eritrea needs him!!!!

  • @gergishgergish1130
    @gergishgergish1130 ปีที่แล้ว +6

    ኩቡር ኣቦና ተጋዳላይ ኣልቀይሲ ኣጆኻ ንስኻ እንቃዕ ጥራይ ንሓቂ ደው በልካ እንበር ስኽፍ ኣይበልካ ወትሩ ኣብ ልቢ አርትራዊ መንእሰይ ኢኻ። ወይልኦም ጠላማትን ካሕዳማትን ህዝቢ እናጸነተ ዘዳኽሩ ዘለው።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      Wedi Adi said, ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

  • @letischsamuel7908
    @letischsamuel7908 ปีที่แล้ว +1

    ንዝሓለፉ መንግተሰማያት የዋርሶም
    ንዘለና ሰላም የዉርደልና

  • @adamismail9137
    @adamismail9137 ปีที่แล้ว +1

    Very top and we looking more.
    This era is All Eritreans we need participants our mandatory national political task to do .

  • @abrahatewolde5438
    @abrahatewolde5438 ปีที่แล้ว +1

    መርሐባ፡ተጋ፡ኣሕመድ፡ቀይሲ፡ተስፋ፡ኣይትቁረጽ፡ጅግና፡ተቃላሳይ፡ኢካ።እዝን፡ወድከምዝን፡ኢዩ፡ቃልሲ፡መሪር፡ዝባሃል፡።ዋላኾ፡ናህና፡መሪር፡ተኾነ።ዕድመን፡ጥዕናን፡ይሃብካ። ግቡእካ፡ገርካ፡ኢካ። ጅግና።

  • @meharytesfu8262
    @meharytesfu8262 ปีที่แล้ว +10

    ይገርም'ዩ ናይ ነባር ተጋ/ይ ቀይሲ፡ ብዛዕባ መስዋእቲ ኢብራሂም ዓፋ፡ ንጹር ሪኢቶ ወይ መግለጺ ክገብር ዘይምኻሉ። ኣብዚ ቀረባ እዋን ሓቂ ዝፈልጦ ዘበለ ብዘይ ቀልዓለም ክትንትን ቃል ኣትዩ፡ ከተግብሮ ግና ትብዓት ሲኢኑ። ነታ ሽርሒ ቅትለት ወዲ ዓፋ ዝጠፍአት ጋንታ ናይ ጸላኢ ዝበላ (ናይ ጸላኢ ስለያ) ተቐቲሎምን ተታሒዞምን ኢልዎም፡ ኣብ ጐቦታት ዓጋማት ስለያ መጺኦም ከጥቅዑ እንተኺኢሎም፡ ካልእ ድሕረ-ግንባር ህግ ዋሕስነት ኣይምረኸበን ሓዉና ቀይሲ ኣብ ሕጂ ኰንካ ክትጠራጠር ነርካ። ኢሰይስ ሕጂ ዘይኰነ ብንግሁ ንኤርትራን ህዝባን ከዳኽምዩ ወፊሩ። ንሓሳባትካ ዳግመ ሪኢቶ ግበረሉ፡ ምስ ሙሉእ ከበረታ።

    • @fitsumhagos9504
      @fitsumhagos9504 ปีที่แล้ว +2

      ብርግጽ ቀይሲ ከም ኣባል እታ ሕብእቲ ሰልፊ መጠንን ኣባል እንዳ ዘናን ቤ/ት ካድርን እንከሎ ኣቃትልኡ ኣይ ፍልጥን ዘይ ኮነ ኣብ ምቅታሉ ሓደ ካብቶም ሃንደስቲ እዩ ሕጂ ግን ቀይስን መስፍን ሓጎስን ናይዚ ጨካን ውድብ ጸሊም ሳንዱቅ እዩም ኣብዚ ጸሊም ሳንዱቅ ድማ ንሳቶም ውን ተሓተቲ ሰለ ዝኾኑ ሓቂ ካብ ኣቶም ኣይ ትጸበ ወድ ህዝቢ 59:40

    • @AlyeGheryeGhebrehiwot
      @AlyeGheryeGhebrehiwot 10 หลายเดือนก่อน

      አይገረምካ ትብዓት የብሎምን እንተተዛረቡ ሳቡኡት ከይመስለካ፡ሐቂ ደአ ተሕቅቆም እንድያ፡በር ክገርመካ ተኸታቲልዮ አይጎሰ ጎስዋ እንተዝሐልፍ ከማን ምሐሽ፡አይነበርኩን እንተዝብል፡

  • @lewhatchannel2983
    @lewhatchannel2983 ปีที่แล้ว +25

    ድሕሪ ኢሰያስ ዝመጽእ ኣዝዩ በሊሕን ርጉእን ነዚ ኣረመንየ ኢሰያስ ዝወልዖ ሓዊ ዘጥፍእ ክኾነልና ንምነ።

    • @osmanmhamed3594
      @osmanmhamed3594 ปีที่แล้ว +2

      bdhri Esyas Aforki tgrna aymrhan eu n Ertra wala Ertra btntn tbl kab tgrna zmerhuna nay haymanot dmawi kunat hidhid yhaysch

    • @osmanmhamed3594
      @osmanmhamed3594 ปีที่แล้ว +2

      kab 1945 ksab lomi kulu schgr nay Ertra bsenki tgrna eu andnt kumandis Ganhoy mexyu bsemay weylka aslamay higdf tgray tgrna agazyan bruh mexai eziom kulom nay tgrna eyom tgrna himam kanser nay Ertra eyom

    • @medhanealemeritreaybark3478
      @medhanealemeritreaybark3478 ปีที่แล้ว

      አታ ብስብስ ብሕጂ ዝመጽእ መንደላይ ትሰካሚ ሕድሪ እዩ
      ብፍላይ ንዓኻትኩም ሓዊ ዘይኮነ ክምክኽኹም እዩ ኢሱ ወዲ አፌ አንዲድኩም ጥራሕ አይኮነን አብ ኤርትራ ሰብ ሰሪሑ እዩ ንሕና ኤርትራውያን ድሕሪ ደጊም ስኽፍ አይብለናን እዩ (ሰለስተ) ሚልዬን ኢሰያስ አፍወርቂ እለውዋ ሃገረይ

    • @eritrawimalet2385
      @eritrawimalet2385 ปีที่แล้ว +3

      ​@@osmanmhamed3594 1981 kea trekba ዓkar

    • @ጨዓሎ
      @ጨዓሎ ปีที่แล้ว

      ​@@osmanmhamed3594 ዶ ኣይ ሙስልማን በቃ ኣክልኩም ደም ጥራይ ክትብሉ

  • @Hayet-m1x
    @Hayet-m1x ปีที่แล้ว +4

    Edmen tienan kibrin yihabka amlak/zelealem nebari eka ab libi wedhager/thank you for speaking your hearts out regardless the hopelessness of eritreans asthewhole **** hero Ahmed Qeysi 😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @TsegaiAsefaw
    @TsegaiAsefaw 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ኢሳያስ ዝብሀል ሰብ ዲክታተር ጥራይ አይኮነን እዚ pollpot ናይ አፍሪቃ እዩ.

  • @abduali2
    @abduali2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓፈሻ ሕጂ ቡዙሕ ዝጣዕስ የይብልካን መም ኣሕመድ ቀይሲ። ብርግጽ ኩላትና ተበድልና አና

  • @russomghebremicael3414
    @russomghebremicael3414 ปีที่แล้ว +5

    ረኪስካ ባራ ሀገረይ ሐዚነልኪ 😢

  • @fusfv877
    @fusfv877 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤🤲🤲🤲

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +6

    ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

    • @assefagebremichael4826
      @assefagebremichael4826 ปีที่แล้ว

      My brother, the more you tighten the snooze on Issayas and his cohorts, the more they fight for their life. Pointing finger on one another is going to destroy Eritrea the country. If there is no Eritrea, there will be no Eritreans. Count your loss, avoid future loss at any cost and spare Eritrea. Issayas is one person with few years left, compared with the ice span of Eritrea. Vengeance and settling scores will lead to zero sum. Every Eritrean has someone to hate and accuse. When Eritrean "elites" and "mehurat" think of Mike Hammer, a devil incarnate, to bring them a just and democratic Eritrea, I wonder what the average citizen is like.

  • @yiki7528
    @yiki7528 ปีที่แล้ว

    ተጣዕሰ ቡሩህ ዩ መጻእካ ተጋ ኣሕመድ

  • @nosacurry4257
    @nosacurry4257 ปีที่แล้ว +2

    Yes indeed you were part of the system I admire you for your clean explanation

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 ปีที่แล้ว +6

    ንኢሳያስ ዉልቀ መላኺ እንዳበልካ ኣይተታዓባብዮ: ኢሳያስ ብስቓይ ደቂ ሰባት ሩፍታ ዝስሙዖ ሑሙም ሰብ እዩ። ብክኢላታት ስነ ኣእሙሮ ጥራሕ እዩ ክትንተን ዘለዎ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 ปีที่แล้ว +2

      @@koala10ish አላኻዲኻ ክሩኩር ሕግደፍ አብይ አይኣሰረካን ድዩ ናበይ ገጽካ ዳ ሐደምካ ።እሞ ትዳሎ ዶ አለኻ ክትብድሕ ካብ አአ ዝፍነወልካ ድሮናት ሚሳይል & ሺሾ ብሄረሰብ ኢትዮጵያ & አናብር ትግራይ ተደመሮ ክትብድሕ ትኽእል ዶ ዳሐደምካ ፈኸራ ።በል ኪድ ዝገደፍካያ ማሽንጋን ሕዝ ዘረባ ቦሮቁሮቅ ዋጋ ዬብሉን አብዘይ መንጠብኽን ኢድክን አይተእትዋ እዚ እዩ ዋጋ ዘኽፍለካ።

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 ปีที่แล้ว

      @@koala10ish ተኾሊፈ ብኸመይ ኮንትራት ተቃቢጻ ዶላር ካበይ ይምጻእ።ከይሰራሕካ ሓሸካ አዴ ንኤርትራዊት ወዳ :ጓላ እኳ እያ ብወረቀት ዶላር ንመስዋእቲ ገበል ኣምሓራ ተዋሂቦም።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +1

      Wedi Adi said, ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

  • @hdebesai3033
    @hdebesai3033 ปีที่แล้ว +7

    ምስኩሉ ኣክብሮት ኣቦና ቀይሲ ሓንቲ ነገር ኣብዚ social media ዝሰማዕክዋ ብዛዕባካ ዘይ ስነ ተግባራት ንስካ ሓደ ካብ ቶም ኻድር ዝነበርካሉ ነቶም ሓያላት ሃገራዉያን ባዕልኩም ማለት ንስካ ሓደ ካብቶም ካድራት ኮንኩም ነቲ መራሕቲ ኣኬባ ኣብተካይድሉ ነቶም ሙሁራት ከም በዓል ዶክተር በእምነት ነቀፈታን ነብሰ ነቀፌታን እንዳ በልኩም ብ ኢትዮጵያ ትበሃል ተጋዳሊት ተነቂፉ purposely targeted ዝዓይነቱ ንክታጥፍእዎ ዝሰራሕካ እካ ዪ ዝበሃል ብዝዕባ እዚኣ ሓዉና ሄናግ ይተሓትት እሞ ይቅረ ዉን ይሕተተሉ። ምንጪ ናይዚ ኣብ interview ናይ ኣቦና ተስፋይ ተምነዎ እዪ Henok please put it in concentration in your next interview with

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว +2

      Wedi Adi said, ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

  • @abduali2
    @abduali2 ปีที่แล้ว +3

    ግን ንምንታይ ኒ አስያስ ዘይ ቅጽልዎ ምክንያቱ ይፈልጡ አዮም በላዒ ሰብ ምኻኑ ንስኹም አኩም ሰብ አልኩም ሸጣን ኣምጽኩሙልና ለክምኩምና ።ክንደይ ዓመታት ምሳኩም ከይዱ ዘይ ፈለጥክሞስ

  • @LifeisGod-d3m
    @LifeisGod-d3m 7 หลายเดือนก่อน

    Atumu resehat 😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅😅

  • @sinit2016
    @sinit2016 ปีที่แล้ว +5

    ብዛዕባ መንካዕ ተሓቲቱ እቲ ትፈልጦ ተባሂሉ ሲ ብኮለል ሓሊፍዋ ሕክያ ዶ ገለ ዶ ብዝብል ጎሲዋ ሓሊፉ

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk ปีที่แล้ว +4

    እቲ ዕላማ ነቲ ደቂ አባት ህዝብ እትፈእካ ሓድሽ ጀነረሽን ፈጥርካ ሰንጣንካ ሞቅጻል

  • @temenow
    @temenow ปีที่แล้ว +1

    ተጋዳላይ ኣቶ ቀይሲ ኣሕመድ፣ ኩሉ ዘረባኻ ርዱእ ኢዩ። እዛ ሳፋ ግን ግዜን ቦታን ኣይመረጽካላን።

  • @fitsumhagos9504
    @fitsumhagos9504 ปีที่แล้ว +1

    ተጋ/ህግሓአ ክሳብ እዛ ዝጽሕፍላ ዘለኹ ደቂቅ ተራ ሓይልታት ጅሚርካ ክሳብ መሪሕነት ሕጂ ኣዘዝቲ ሰራዊት ብዘይ ዋርዲያ ደቂሶም ኣይ ፈልጡን እዩም ግደፉ ኣብ ሰውራ ወላ ሕጂ ሃገር ተባሂሎም ማዓንኮሮም ዘይ ኣምኑ ኣብ ሳሕል ወድ-ዓፋ ዝኣክል ምስ ኦፕረተራቱ ብዘይ ዋርድያ ደቂሶም ነይሮም ክክክ
    ድሓር ቀይሲ ሰርዓት ድርግ ካብ ማዓስ ማዓንጣ ገይሩ ኣብ ደጀን ወይ ድሕሪ ግንባር ክሰሉኽ ኪኡሉ? ህግ ብ ምትሕብባር ሓፍሽ ውድባት ህዝቢ ሶሊኹ ናብ ጸላኢ ኣትዩ ክወጽእ ይኽእል ነይሩ ሕቶ ሰለያ ህግ ብ መሪሕነት ተጋ/ጰጥሮስ ሰለሙን ጸብለልትነት ኣብ ልዕሊ ጸላኢ ነይርዋ ኢልኩም ዶ ኣይ ማሃርኩምናን? ተጋ/ቀይሲ "ሓተ ቀትላይ ግባእ ኣው ቀትላዩ ሓብረና ወድ እሲት" 59:40 59:40 59:40

  • @abrahamjosue
    @abrahamjosue ปีที่แล้ว +3

    ሕቶ ንሓዉ ቀይሲ፡ እቲ አብ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ዝተወስደ ስጉምቲ ብኸመይ ትርእዮ ኢልካ ክትሓተለይ ሄኖክ እላበወካ

  • @zeruaraia2065
    @zeruaraia2065 ปีที่แล้ว

    Tegadalay Ahmed keysi kubur abona ajoka ayttas gubuka zgeberka eka zterefe nay hiji welodo u
    Hanti neger tgermeni zela si degafi hgdef hlawe nay esyas eya hager tinebir ybulka
    Bguday delay fithi ka
    Bmmatu esyas
    Nusu aykonen ati fitah koynu ysmani mhuratna bimtskatom ena komu nahasb zelena koynu ysmani 🙏 natey rieto eya kem hasab 👍👌

  • @jsai8144
    @jsai8144 ปีที่แล้ว

    Forum meaning, meeting or medium where ideas and views on a political issue can be discussed and or exchanged.

  • @khaledadam260
    @khaledadam260 ปีที่แล้ว

    😢

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha4109 ปีที่แล้ว +1

    ዘሕዝነካ እንተኮይኑ እንታይ ዘዛር አልካ ስሚ ምስታይ አሎ ወይ ገመድ ገዚእካ ሽቆቅ

  • @sandraadelman2512
    @sandraadelman2512 ปีที่แล้ว +10

    Indeed, Bixay Qe'yisi. The current leaderships have reached their limits due to mentally age decay , luck of physical dynamism and luck of updated education and IQ development. It is nature's process. However, we all Eritreans need to deciplene ourselves agree and think positively for Eritrea's well being first and foremost, instead of thinking of the individuals religion, Awraja ... We should invest our times, look, read and analysis the qualities, educations, experiences, dynamisms, backgrounds and reputations of the individuals who could lead Eritrea truly with absolute dedication and equalities for the entire population. Plus, qualified leaders from every part of Eritrea must participate in constructing the new government, to build and develop the country. It is not difficult to remove or to make him stepdown Issayas Afwerki from his Top position. But then, who will replace him ... during this strategic turmoil , mayhem, constant infused - wars, foreigners greed and control Frick Ness's situation ?!

    • @terhastewelde1538
      @terhastewelde1538 ปีที่แล้ว

      Ooooooooooooooooooooo de la o9k

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      ፖሊትከኛታትን ልሂቃንን መራሕቲ ሱዳን ፥ "ናሕኑ ሱዳኒን ኣፍሪቃውያን ኣይኮናን ፡ ዓረብ ኢና" ፡ ኢሎም ስለዝኣምኑ ፡
      ከምዚ ዝመስለኒ እዘን ሃብታማት ሃገራት ዓረብን ህዝቢ ዓረብን ኣኺሉ ዝተርፍ ረዲኤትን ፡ ልክዕ ከምዚ ንህዝቢ ሶርያን የመንን ዚሃበኦ ቆላሕታን ዑቕባ ንስደተኛታትን ከምዝገብራሉ እምነተይ ዝለዓለ እዩ።
      እስከ ካለኦት ኣብዚ ከባቢና ካብ ዘለዉ ፥ "ናሕኑ ዓራቢ" ፡ ኢሎም ዝኣምኑ መሳኪን ህዝቢ ፡ ሃብታማት ህዝቢ ዓረብ ከኣ ኣውያቶም ሰሚዑ ዝረድኦም ፡ ኣበይ ሃገር ኮን ይነብሩ ይኾኑ፧ "ናሕኑ ዓራቢ" :)

    • @ri-goblazt5894
      @ri-goblazt5894 ปีที่แล้ว

      @@zegdagmawi275 just for your information: your shot first name “Zeg” means 💩 in the Gulf Arabic dialect (for real!). I just thought you might want to change it before they “Arabize you” as you’re implying! Then again, from your comment, you seem to be full of zeg, Zeg!😅😅😅

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 ปีที่แล้ว

      Western countries are destroyed many African countries, like Iraq, Libya, Syria and others. By the name of democracy and human rights, in order to replace their puppet leaders,who obeyed to them .

  • @kudusanhabte3376
    @kudusanhabte3376 ปีที่แล้ว +5

    ኣጆካ ዘጣዕስ የብልካን፡ግዜ ንእስነትካ ንሃገር ወፊካ ኢካ ኣብቲ ዝተረድኣካ ትሓትት ትካታዕ ነርካ ኣብ ዉግእ ዘይዉዓለ ሃጥር ከም ዝብሃል ነዞም ነቀፍቲ ኣይትገደሰሎም፡ታሪክካ ስለ ንፈልጥ ሓደ ካብቶም ጀጋኑና ግቡኦም ዝገበሩ ኢካ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      Wedi Adi said, ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

  • @TsegaiAsefaw
    @TsegaiAsefaw 4 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራ ብዘይ ብረታዊ ቃልሲ መፍትሂ ንኢስያስ አበደን.

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ተጋዳላይ ኣልቀይሲ፣ እዚ ትገልጾ ዘሎኻ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር፣ ቅድሚ ገለ ዓመታት ወጺእኩም ገሊጽኩሞ እንተ ትኾኑ፣ ኩሉኹም እዞም ዓበይቲ ተጋደልቲ፣ ከም ሕጂ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ብኣሉታ ጥራሕ ዝግለጽ ዘሎ፣ ብሕልፊ ኣብ መንእሰያት ጌጋ መረዳእታ ሰፊኑ ዘሎ፣ ኣብዚ ደረጃ ኣይምበጽሐን ዝብል መረዳእታ ኣሎኒ።
    ሕጂ እውን ኩሉኹም ኣብቲ ውዕሎ ዝነበርኩም፣ ነቲ ታሪኽ ከም ዝነበሮ፣ ኣሉታዊን፣ ኣወንታውን ጉዕዞኡን፣ ክግለጽ ብዘይ ሕብእብእ፣ ሓጋዚ ሙኾነ ይብል።
    እዚ ጀሚርካዮ ዘሎኻ፣ ቀጽሎ፣
    የመስግነካ ክቡር ሓው።🙏👍

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      The Jebeli is very coward who would not even dare to tell the truth now.

  • @tarekeweldemichael2897
    @tarekeweldemichael2897 ปีที่แล้ว +2

    ክቡር ተጋዳላይ ቀይሲ ሱቕ ክበሃል ነሩ ድዩ ዝብለና ዘሎ ሕካያ እንዳበለ ዘነኣእሶ ዘሎ ጉድ ገድሊ ይገርም እዩ ። ሕማሙ ዘይፈልጥ ፈዉሱ ኣይርከብ ።

  • @AlyeGheryeGhebrehiwot
    @AlyeGheryeGhebrehiwot 10 หลายเดือนก่อน

    ክገርመካ ሄኒካ ጠንቂ እዚ ኩሉ ሽግርና እዞም ናይዚ ወድብ ገበርትን ሐደግትን ኮይኖም ዘተዉ እዮም፡
    ንአብነት እዚ ዝዛረብ ዘሎ ካብይ መጹ አብቲ ቁልፊ ናይ ቲ ፖሎትካል ቦታ ሒዞም አትዮም፡እዞም ሰባት እዜቶም ብዛዕባ ህዝቢ ኤርትራን ባህሉን ድልየቱን ዋላ ሐንቲ አፍልጦ አይነበሮምን፡ኢሳያ ድማ ነት ገርሂ ልቦም መዝሚዙ አብ ረብሕኡ አውዕልዎ፡፡
    ነቶም ቀንዲ ተቃለስቲ ናብ ቦታ ስልጣን ከይመጹን ጽባሕ ዕንቅፋት ክኾኑ እዮም ተባሂሉ PH ሒዞም ታራ ተጋደልቲ ኮይኖም ከም ዝስውኡ እንዳገበሩ እቲ ውድብ ብዜግነት በር በፍልጦ ሕብረተሰብ ክንዲ ፈረ አድሪ አፍልጦ ዘይብሎም ተኸቢቡ አትዮ፡እዚ ሕጂ ዘለናዮ ድማ ተፈጢሩ፡
    ግን በዚ ኮይኑ በቲ ጠንቂ ዕንወትና ንሳቶም እዩም።

  • @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ
    @እንተገጊኹማመለይእዩሽማ ปีที่แล้ว +1

    ሓቒ ቐቢርካ ፍትሒ ምድላይ ኮንቶ ኣይከውንን እዩ ከም ህዝቢ ሓቒ ንረግጻ ስለዘለና ኢና ግዳያት ንኸዉን ዘለና ናይ ገዛእ ርእስና ጸላእቲ ባዕልና ኢና ከምኡ ድማ ናይቶም ሓንቲ ገበን ዘይነበሮም ንጹሃት ኤርትራውያን ኣብዚ ውሽጢ 50 ዓመታት ደሞም እዩ ዘሳቕየና ዘሎ ንቡር እካ ኣይረኸቡን ኣብ ፈቐዶ ጎባታትን ስንጭሮታትን ተዛሕዚሖም ዘለው,,, ንጹህ ደም ኣይሰድድን እዩ.

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 ปีที่แล้ว +2

    ንተንኮል እንታይ ዓቅሚ ተደልይሉ ኢሰየሰ ኮ ተንኮል ኢዩ ዘለዎ እምበር ፖለቲካዊ ዓቅሙ ኮ ካብ ዘቤታዊ ዝሓልፍ ኣይኮነን።ብኾምኡ ኢዩ ኣብቲ ናይ ምዕራባያውን ሜዳ ክጻወት ዓቅሚ ዘይብሉ።ስለዚ ን ህዝቢ ኤርትራ ክትመርሕ ተንኮልን ንጻዕዳ ጸሊም ምባልን እኹል ዩ።

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว +1

    54:59 ኣብዚ ግን እንታይ ኢዩ ሓዋዊሱዎ፣ ሱቅ ኢልካ ኢዩ ዚ ይብል፣ እቶም ሰባት ተታሒዞም ኢዮም ይብል፣ መን ምዃኖም ኣይገልጽን፣ ጸኒሑ ኢትዮጵያ ከም ዝቐተለቶ ዘጠራጥር ኣይኮነን ይብል። እሞ፣ ኢሳያስ ንኢብራሂም ዓፋ ብኢትዮጵያውያን ኣቕቲሉዎ ድዩ ክብል ደልዩ? ኣዝዩ ዘይንጹር ሕውስውስ ዝበለ ኣገላልጻ ኢዩ።

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      The Jebeli is very coward who would not dare to tell the truth even now.

  • @AlyeGheryeGhebrehiwot
    @AlyeGheryeGhebrehiwot 10 หลายเดือนก่อน

    በዓል ቀይሲ ኮ አካላቶም እዩ አብቲ ውድብ ነይሮም፡ይደኽሙ ይጠምዮ፡ይጽርግቡ፡ይዓብዱ፡በቃ!!!!እቲ ወድብ እንታይ ይገብር አሎ??መን ይዝውሮ አሎ??ንምንታይ ከምዚ ይገብ አሎ ???ኢፖም ግን ክሓስቡ አፍልጦ ህዝቢ ኤርትራ አይነበሮምን።ብሕጽር ዝበለ መጋበርያ ኮይኖም አትዮም፡ነቲ ቦታ ናይ መሪሕነት ጋብ ከይፍጠር መምሊኢ ኮይኖም አትዮም፡ንኢሰያስ ጠቅላላ አይፈለጥዎን።

  • @fesehayegirmay
    @fesehayegirmay ปีที่แล้ว +3

    Why do so many in History hates the unity of Tigrians and Eritreans. But love the division and disintegration of Eritreans and Tigrians? Why why why ???

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      .... because they are working hard to Arabize Eritrea and the region.

  • @nosacurry4257
    @nosacurry4257 ปีที่แล้ว

    Waw keisi fanaly you admit you were part of the system

  • @alemtekeste5757
    @alemtekeste5757 ปีที่แล้ว +2

    🌸🌸🌸🌸🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌷

  • @AlyeGheryeGhebrehiwot
    @AlyeGheryeGhebrehiwot 10 หลายเดือนก่อน

    ሄኖካ እዚ ሰበይ ኩሉ ነገራቱ reservation,አለዎ።
    መክንያቱ ባዓል እዚ ሰበይ አብቲ ጉዳይ ቀንዲ ደግርፍቲ ቲ ቅንጸላ እዮም ነሮም ዝኮኑ፡መኽንያቱ ዋላ እንተሐሰብካዮ ብሄርዊ ዓድታት የምንሉ እዪን ነሮም።ካልእ እቲ ወድብ ብተባዓት ደቂ ሃገር አይኮነን ተመስሪቱ ነይሩ፡ጨጋር ዳንጋ አብ ዘየቃርጽ ደማዊ ኩናት ተጸሚዶም እዜአቶምን ክምዜአቶምን ድማ አብ መሪሕነት ተኻይጦም፡ኢሰያስ ድማ ብቕዓቶምን ብስለቶምን ገምጊሙ ናብ ረብሑኡ አውዕልዎ።
    ክገርመካ እዚ ሰበይ አማውታ ወዲ ዓፋ ከመን አጽፊፉ አየምጸአን እዩ።
    እዚ ሰበይ ክገርመካ ሕጂ ድሕሪ ሞቱ እዩ ዓይኑ ዘንቅሕ ዘሎ፡

  • @fesehayegirmay
    @fesehayegirmay ปีที่แล้ว +2

    This Timely discussion. Eritreans should really look on the inside themselves than pointing fingers on others. Diffusing responsibility never works. Eritreans should define their true identity.The post Italians identity, That the Italians left in Eritrea. The source of the issue is Eritreans accept the diluted identity of the Italians. Esayas is more Tigrians than Meles Zenawi .Meles Zenawi is more Eritreans than Esayas is. Esayas extended family still leaves in Tigray.
    Wake up Tigrians!Wake up Eritreans! When you stand together you will win in game of politics, when you divided,rest assured you will fall.There are so many that they love your division. But hate your unity. Walk up!!!!!!’

  • @ri-goblazt5894
    @ri-goblazt5894 ปีที่แล้ว +1

    What was the most prevalent feeling among the great freedom fighters after all the excitement of Victory Day wore out and saw many of their old school friends and families who had been living abroad returning with higher degrees and wealth?
    Answer: I wish I had gone to Sudan, Jeddah and beyond, to America, Germany etc… Even their poor old Eritrean parents said or thought “why couldn’t you have been like the others?’ Soon after the joy of seeing them back alive wore out and they saw their sons/daughters’ snouty face childhood friend returning from America bling blinging in the old neighborhood, taking pictures by a memorial statue to his old friends heroic deeds, a statue of a dusty rusting old sandal similar to what their hero still wore about town feeling like a sucker. Given the opportunity most did leave town… But Isseyas stayed on course because he knew the hard part was yet come. He is no sentimental romantic revolutionary petty bourgeoisie hero, he a freaking old school Maoist (read history) and he is building a nation like Mao did! I don’t agree with the man… but I respect him. because despite his regime shortcomings he still wears the old sandal and marching on! Stubborn people need a more stubborn leaders to get them to Do The Right Thing. With all due respect, these old sentimental romantic “revolutionaries” are just that, crying out for the “good old days” that never really WAS!!

  • @tesfaldetabraha4109
    @tesfaldetabraha4109 ปีที่แล้ว +2

    የሕዝነካ እንተኮኑ ስሚ ስቲኻ ጋሕ ዘይትብል እንታይ ዘሕዝን አለካ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      Wedi Adi said, ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

  • @aduliszebdewos182
    @aduliszebdewos182 ปีที่แล้ว +1

    ኣይትፍራሕ ዝመስለካ ተዛረብ፣ጥውይውይ ኣይትበል።
    ብኽንድዚ ሚእታዊት ተቐንጺሉ ኢለ ይግምግም፥ወይ ኣይተቐንጸለን ኢልካ ኣቐምጦ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      Do you expect a Jebeli who grew up under Issaias to give you a direct answer?

  • @fitbrfilwha7171
    @fitbrfilwha7171 ปีที่แล้ว

    You guys have a fear if eritrea becoming Ethiopia , but do you really think those younger Ethiopians accept this ? Knowingly their country developed after separation of Eritrea and without Eritreans as i see it majority Ethiopians don’t want nothing from Eritrea but peaceful demarcation that’s all, we all, Ethiopians and Eritreans should stand and demand to our government for peaceful demarcation for sustainable peace to coming generations

  • @عليجابر-ل7ل
    @عليجابر-ل7ل ปีที่แล้ว

    تابعت معظم لقائك التي اجريتها، وكل مرة يسألونك عن الشهيد إبراهيم عافه
    وانت تلف وتدور مع ان الاجابه واضحه،
    وانت أصلا اتئكلت يوم أكله الثور الأبيض.

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ኤርትራ ነገር ብድብዱቡ ተቐቢሩ ይትረፍ ኢሳያስ ልኡኽ ሀይለስላሴ ምኻኑ ዝፈልጡ ብዙሐትዮም ብዘበነ ደርጌ ኩሉ ገዝኡ ክፍተሽ ናቱ አይፍተሽን ኔሩ::ምስ አስራተ ካሳ ይራኸብ ኔሩ ቃኘው ብዘይ ጸገም ይአትው ኔሩ አቢ ምስ መጸ ኸእ አግሂድዎ ኢትዮጵያ ክትከፋፈል አይደልን ኢና ተደሚርና ኢና ንሕና ኢናደቂስና እንበር ኩሉ እኮ ነጊሩና ኔሩ ::

  • @letustalkfacttruth2431
    @letustalkfacttruth2431 ปีที่แล้ว +2

    Transitional government should be formed that include all the parties including pro Isayas and justice seekers, all 7 ethnic in Eritrea. Then the people will decide.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      .... their plan of the Arabized few and the Arabic servants is to Arabize Eritrea and the region. They do not care about justice or democracy.

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 ปีที่แล้ว

    ማርሻል ቲቶ ናይ ዩጎስላቪያ ነበር ብፍላጥ ተካኢ ኣይገደፈን። ብድሕሪኡ ዩጎስላቪያ ፈሪሳ፡ ናብ ቡዛሓት ሃገራት ተፈናጪላ።

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh ปีที่แล้ว +1

    ተጋዳልይ ከይሲ!! ከድዕካ ሓንቲ ሜትሮ ዶብ ኤርትራ ምስ ሰገርካ እንታይ ተሰሚዑካ? ንሕናን ዕላማናን ትብል ሰልፊ እንተዘይ ትዕወት ሕጂ ኤርትራ ብመጠኑ ሉዕሉናትዋ ከምዚ ዘላቶ ማዓ ቀባቶዶ ነይራ ትብል??? ግለጽ : ተንትን :: ቀሺ ፈረስ ኮንካ :: ካብ ክብሪ --------::

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      Wedi Adi said, ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

  • @Simba-karumba
    @Simba-karumba ปีที่แล้ว +4

    I am surprised that ahmaed keisi is suggesting that kisha, monkey and others can grab the power than abraham esayas, i thought this is a bit of poor analyse.

  • @munithagos
    @munithagos 6 หลายเดือนก่อน

    ኣብርሃም ንኢሰያስ ክትክኦ ዓቅሚ የብሉን ፣ LOL! ኢሳያስ ከ ሃገር ከመሃድር አቅሚ ህሊዎ ዲዩ ሃገር ዘመሃድር። ኤርትራዊያን አያሹ፣ ጥርናፈ እዩ ንኢሳያስ አብስልጣን ኮፍ ዘበሎ፣ ን ወዱ ከማን ኩሙ እዩ ዝገብረሉ ዘሎ። ካብ ድቃስካ ምስተበራበርካ አብርሃም አብስልጣን ኮፍ ኢሉ ክትረክቦ ኢካ።

  • @afeworkighebrehiwet1490
    @afeworkighebrehiwet1490 5 หลายเดือนก่อน

    Sawa is simply a detention center. Young people are engine of a nation. If you control the engine, you control the nation.

  • @fitbrfilwha7171
    @fitbrfilwha7171 ปีที่แล้ว +2

    Those officials knew how EPLF was rotten front, they been keep following him till Asmera, Tekle Aden told us how many Eritreans killed by shabiya back in 1983, for ur information a lots of Eritreans went to scholarships to Russia, Hungary, checoslovacia , Romany, most of them they joined the struggle none of making it to Asmera specifically those went from addis or as you call them now days Amiche

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      Wedi Adi said, ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

  • @berhaneafeworki8804
    @berhaneafeworki8804 ปีที่แล้ว +1

    ሓው ተጋዳላይ ኣሕመድ ቀይሲ
    ኣብዚ እዋን መነባብሮኻ ኣበይ ትነብር ኣለኻ ?? መዓልታዊ መነባብሮኻ ብኸመይ ዓይነት ትነባበር ኣለኻ ? እሞ ነዚ ሕቶ ክትምልሶ ብኣኽብሮት ይሓተካ ?

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      He is Jebeli and his dad has lots of land many slaves

  • @cruushidaar2616
    @cruushidaar2616 ปีที่แล้ว

    ኣብዚ አታ ሓቂ ተትዛረብ ክንደይ ምከበረ ንሩ. ኢሳያስ ካብ መጀመርያ ገባርን ሓዳገን ኢዩ ነሩ.
    ኣብ 1973 ክአርሙ ዝፈተን ኣሽሓት ሰባት ብዕዋኑ ተኣልዮም ነዚኣ ብጥውይውይ ሓሊፍዋ። ኢሳያስ ቢሒም ኢሊ ዝዛረቦ ሰብኣይ ኣይተፈጥረን ክባሃል ይከኣል። ቅይሲ ኢዚ ኩሉ ጽቡቅ አናተዛረበ ነዚኣ ክደፍራ ኣይከኣለን። አቶም ኣብኡ ዝወዓሉ ጽቡቅ ገሮም ግሊጾሞ ኢዮም።

  • @funentertainmet
    @funentertainmet 10 หลายเดือนก่อน

    Subscriberskum sahabu ane hisihbe aleku

  • @kibromhabte4944
    @kibromhabte4944 ปีที่แล้ว

    እዛ ሰበኣይ ኣሪጋ እያ።ኢሰያስ በሊሕ ዝረግጾ ዝፈልጥ ንዝመጽእ እሞ ኣጸቢቁ ዝሓስበሉ ምካኑ ክይትዝንጉዑ

  • @lidyatumuzghi204
    @lidyatumuzghi204 ปีที่แล้ว +1

    ዋእ ኣነ ዚገርመኒ መስፉን ሓጎስ ኣልቀይሲ ኣድሓኖም ኣብደላ ኣደም ኮታስ ኩሎም መራሕቲ ህዝባዊ ጠንባር ን ኣብ መዳ ዚተግብሩ ገጋታት ድዩ ወይ ገበናት ንህዝቦም ከይ ነግሩስ ታሪክ ከውጸኦ ኢዩ ይብሉካ ንስኩም እኮ ኢኩም ኣካል ናይ ታሪክ ሕማኩን ጽቡቅን ንስኩም ክትጽሕፉዎ ይግባእ ክድሚ ዕድምርኩም ኣኪሉ ምሕላፍኩም ወይስ እቶም ሰይጣውቲ ምስ መትኩም ኣግራብን ጎቦታት ሳሕልን ኪጽሕፈልና ኢኩም ትጽበዩ ዘሎኩም

    • @mulubeiene3583
      @mulubeiene3583 ปีที่แล้ว

      Libya, you are so rude, you can pass your messages politely.

  • @rttr3992
    @rttr3992 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️👍👍👍👍👍👍👍👍

  • @asliruessom3573
    @asliruessom3573 ปีที่แล้ว +1

    ኢኒታይ፡እም፡ሂዚቢ፡ዙይገበረ፡ተቀሉ፡አጒሲዎ፡ዎይ፡ዎይ፡፡ሕዚካ፡ኒሱን፡ሳዐቢቱን፡አበይሞ፡ቢአኻትኩም፡ተጋደልቲ፡ባአኻቲኩም፡የሒሊፍኩም፡ሂቢኩም፡ኒሲዎአት፡ረጒጪኩም፡ኒሂዚቢ፡ኢናጎሺጎሽኩም፡ሰራዊቲ፡ዐሺዩ፡ቀደም፡ፊሊጢናዮ፡ጊን፡ሂዚቢ፡ተጋማሚዑ፡ደቂሩ፡እቲዘስተዉዒል፡ይፍለጥ፡ነቶም፡ዳሒራይ፡ወለዶ፡ሰራውት፡የዒዊዎም፡ኢዩ፡ኪጪፍጪፍ፡ኪገክ

  • @MedhanieSolomon-bg3oi
    @MedhanieSolomon-bg3oi ปีที่แล้ว

    ቲብሎ ዘለካ ኩሉ ሊክዕ እዩ ኒሓደ ሕብረተሰብ መለለይኡ ባህሉን ልምዱን እዩ ሕጂ ከምዚ ኣይደንጎየን ዶ ኢሰያስ በይኑ ዚገቦሮ ድዩ ናቱ ኣፈጸምቲ ዚነበርኩምን ዚነበርካን ኢንዲኩ ሓዲሽ ሕብረተሰብ ኪንፈጢር ኢልኩም ቲቺርሑ ዚነ፣አኩም ኢኮ ኢኩም ኩላትኩም ኣብ ላዕሊ ጺፍሒ ብሓላፍነት ኣብ ህግ ዚነበርኩም ኑጹሃክ ኮንኩም ክትቀርቡ ቲፍትኑ ኣብ እዚ ኩሉ ጊደና እንታይ !አይሩ ኢልኩም ቅድሚ ኩሉ ኒነብሱኩም ሕተቱ ሚስ ነብሱኩም ክትተዓረቁ ፈትኑ ካብ ተሓታትነት ኪትሃድሙ ኣይትፈትኑ ነፍሱክም ኣታሊኩ ኒህዝቢ ኪተታልሉ ኣይትፈትኑ ኒሕና ኣብዚ ዘብጻናዮ በሉ ህዝብና እቅረ በሃላይ እዩ

  • @esuzemuy9283
    @esuzemuy9283 ปีที่แล้ว

    Nberrlna dea kemaka ybzu

  • @mnbar_tum_eyu
    @mnbar_tum_eyu ปีที่แล้ว +8

    ዝተሓተትካዮ ትምልሶ የለኻን።

  • @jemalnegash3124
    @jemalnegash3124 ปีที่แล้ว +2

    ሄኖክ ተበርክቶ ዘለካ ዝናአድ ኢዩ በርትዕ አሕመድ ቀይሲ ሐደ ጊዜ ምስ ኤሪሳት አብ ዝገበሮ ቃል መሕተት ሐቂ ክዛረብ ኢየ ኢሉ ኔሩ ተትሐቶ ህዝቢ ክፈልጥ

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 ปีที่แล้ว

    Thanks Ahmed Keisi .You were following Marcisit edeology while Russian soldiers were captured by Hisbawi Ginbar?Up to now!

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      Wedi Adi said, ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 ปีที่แล้ว

    እዚ ሕቶታት በልዩ ኣብ ኣእዛንና ዳርጋ ከምዝተሰቆርናዮ ኮይኑ ግን ኣብዛ መወዳእታ ንብጻይ ቀይሲ ዝሓተትካዮ ሄኖክ ኣቢ ንኢሰያስ ኢድካ ካብ ኢትዮጵያ ኣልዕል ኢልዎ እትብል ሕቶኻስ ቁሩብ ኣይስከፈካን ድዩ ?
    እቲ ሕቶታት ንህዝቢ ዶ ኣይኮንካን ተቅርቦ ዶስ ነብሰ ቅሸሻ ኢኻ ትገብር ዘለኻ ?
    ኤሪ እሳት ንህዝቢ ኤርትራ እንተትገድፍዎ ዓቢ ሓገዝ ኔሩ።

  • @TsegaiAsefaw
    @TsegaiAsefaw 4 หลายเดือนก่อน

    አፈታትሀ ቁሩ ከምወያኔ ንስደት ትልእኮም እዚ ሀደ መፍትሂ ኔሩ ወያኔ ብመኪና እያ ንሱዳን አብጺሀቶም.

  • @زكرياعبود-س4ت
    @زكرياعبود-س4ت ปีที่แล้ว

    የርምም ዩ ሓሳባት ገሊኦምስ... ኣየናይ ገጽ ዩ እቲ ከቢድ???...

  • @esaysemere7c114
    @esaysemere7c114 10 หลายเดือนก่อน

    ሄኖግ አደይ ብጫ እሲ እኮ ጭጭ ዝበልኪ ዓጋመ ትግራውቲ ቆፍቃፍ ኢኺ። ኤርትራ ኤርትራውያን አለናላ ኪዲ ኩዕንትኺ እርየ እንቲ ቆማል አደይ ብጫ።

  • @abrahamjosue
    @abrahamjosue ปีที่แล้ว

    ሕጂኸ መፍትሒ ንሽግር ኢርትራ እትብሎ እንታይ እዩ ቀይሲ

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      Wedi Adi said, ኣብቲ ኣብ 1973 ኣብ ልዕሊ ሰውራውያን ተቓለስቲ ዝተፈጸመ ኣረሜናዊ ቅንጸላ፣ እታ ሽዑ ምስ ጉጂለ ኢሳያስ ዝተሓወሰት ናይ ደቂ ቀይሕ ባሕሪ ጉጂለ፣ ኣሕመድ ቀይሲ ውን ኣባላ ዝነበረ፣ ኣብቲ ቅንጸላ ዓቢ እጃም ኣበርኪታ ኢያ። ንኢሳያስን ነቲ ሽዑ ዝነበረ መሪሕነትን፣ ኣብ ልዕሊ እቶም ተቓላስቲ ዝተወስደ ቅንጸላ ንኽውሰድ ንጡፍ ተራ ተጻዊታ ኢያ። ስለዚ ሳልሕ ቀይሲ ይኹን ካላቶም እቶም ኣብቲ ቅንጸላ እጃም ዘበርከቱ ኣባላት ናይቲ ውድብ ተሓተትቲ ኢዮም። ኢሳያስ ደገፍቲን ኣሳሰይትን እንተ ዘይነብሩዎ ክሳብ ሎሚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣይምሸነን ነይሩ።

  • @MTO2024
    @MTO2024 ปีที่แล้ว

    Kila gexi safa gexka trehak

  • @MullerH.
    @MullerH. ปีที่แล้ว

    Hate doesn't have an endgoal 😢

  • @ed2821
    @ed2821 9 หลายเดือนก่อน

    How do you know??? The whole point is you spread nonsense. As any Eritrean if he is efficient he has all the right to contribute to his country.

  • @rigatgirmay8848
    @rigatgirmay8848 ปีที่แล้ว +3

    ስለምንታይ እዩ.ድኣ ባራክ ኦባማ ሓደ ጊዜ ኣብ ናይ ክሊንተን ፎርዩም "" ንሰሜን ኮርያን ነኤርትራን ኣጊድናየን ኣለና.ካብ ኤርትራ ኣንስትን ቆልዑን ነዉጽእ ኣለና.ነዚ ክኣ ዝተሓባበሩና አለዉና"" ኢሉ ዝተዛረበ. ?????? ክቡር ኣሕመድ ቀይሲ
    ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ
    ዓወት ንሓፋሽ

  • @gizegize4486
    @gizegize4486 ปีที่แล้ว +1

    አልቄሲየእሳያሰለወደፋሀሳቡምንድነው?መልሰየተከበርኸአልቄሲሰሆንእደጀነራልጻድቃንበሙረኩሰበረሀመውረድነበረብህየመንተቀምጠህአአአ

  • @mengeshawelehslassie5403
    @mengeshawelehslassie5403 4 หลายเดือนก่อน

    Wey god Atom sebat Eseyas entay seriho yfelt gedfwo emo asemera keren batsea Aseb kab ketemaneten wetsien ferisen aneyen selezi enkilalo Abraham nezi kgebr mnem aysaanon eyu

  • @erivoice4633
    @erivoice4633 ปีที่แล้ว +3

    He was also part of the crime in 1973, that’s why he don’t want to tell the story

    • @blm5287
      @blm5287 ปีที่แล้ว

      Yes sir he is

  • @osmanmhamed3594
    @osmanmhamed3594 ปีที่แล้ว +3

    kab 1945 ksab lomi kulu schgr nay Ertra bsenki tgrna eu andnt kumandis Ganhoy mexyu bsemay weylka aslamay higdf tgray tgrna agazyan bruh mexai eziom kulom nay tgrna eyom tgrna himam kanser nay Ertra eyom

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      What about the Arab slaves who burned Tigre books to Arabize Eritrea

  • @melahiwet9752
    @melahiwet9752 ปีที่แล้ว +3

    Abey tifelto, lemani.

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjns ปีที่แล้ว +1

    Henok ; zihateykayo hito kemles alewo . Bi shifinfin yihalfo alo

  • @samuelweldamemaryam1802
    @samuelweldamemaryam1802 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ

  • @emanuelmsgun8463
    @emanuelmsgun8463 ปีที่แล้ว +4

    ሐሰዉቲ ካድራት ሻዕቢያ ሐቂ ተለካ ምስ ባዓል ሰምሀር, ተካታዕ ሀለዉለዉ ግደፎ

  • @coolgrapes2709
    @coolgrapes2709 ปีที่แล้ว +1

    ቀይሲ ፈሺልካ . ፎእ ሌው በል

  • @MTO2024
    @MTO2024 ปีที่แล้ว

    Why eka tiferh please ngerena

  • @dawitkidanay
    @dawitkidanay ปีที่แล้ว

    ሕክያኻ ናይ ሻርዕ ኮይና እሕመድ ። መስኪን ኣደንጊጽካኒ ነበር ምኻን

  • @Rocky-life518
    @Rocky-life518 ปีที่แล้ว +1

    Veteran Qayse why don’t you
    Ask Djibouti for base so we can fight iseyas?

    • @michaelmichael5251
      @michaelmichael5251 ปีที่แล้ว

      That’s not a solution. It’s better to work hard to change the mentality of the young generation for change

    • @Rocky-life518
      @Rocky-life518 ปีที่แล้ว

      @@michaelmichael5251 come on man it will take years to change the mindset of Eritrean youth , they have been brainwashed for many years under iseyas. Those of us who are willing to sacrifice for change can overthrow iseyas by any means necessary.

    • @zegdagmawi275
      @zegdagmawi275 ปีที่แล้ว

      Only an idiot would dream to fight from the desert of Djibouti

  • @kidanehabteselassie7043
    @kidanehabteselassie7043 ปีที่แล้ว

    ብነብስኻ ምትእምማን!!!!።

  • @sandraadelman2512
    @sandraadelman2512 ปีที่แล้ว

    What is going on in Eritrea is not the fault of Gedim Tegadelti. For sure it was the Leadership problems. They were divided and didn't have long term vision. They were just moving for the immediate issue the survival of the revolution and Eritrea's independence. However, there were few, who preserved themselves to grab power when the opportunity avails it : with the hard works and sacrificers. We call them opportunistic Parasites of Eritrea Revolution.

    • @robeltewelde1199
      @robeltewelde1199 ปีที่แล้ว

      Eritrean people know the evilness of western countries, who prevent Eritrea to gain independence by USA British As the result forced to struggled for 30 years.while Sudan and Somalia gave independence by United nations.

  • @gm5215
    @gm5215 ปีที่แล้ว +2

    ሕሳብና ክንገብር ኣለነ

  • @mussieweldemicael3325
    @mussieweldemicael3325 ปีที่แล้ว +1

    እምበር ተጋዳላይ ህግሓኤ ነይሩ ኢዩ ገለ ገለ ከም ሓዊሶም እንተጋደሎዋ ቁም ነገር ዝገበረቶ መሲልዋ ስጋብ ትቕደድ ትጃሃር ሓንቲ ግን ክሕብረካ ዝፈቲ ብሂይወት የለኻን ዝንቃሳቀስ ሬሳ ኢኻ ጠላም ንሃገሩ ንብጾቱ ንባንዴርኡ

  • @gizegize4486
    @gizegize4486 ปีที่แล้ว +1

    ደደባትገጺኩይርሐቅሲኩላትአኢሙሮ

  • @tarikgoitoum7912
    @tarikgoitoum7912 ปีที่แล้ว

    ሄኖክ ኣቀድመ ሰላም ስማዕ አይትሓፍሩ ክስብ ሕጂ ከምዚ ኢልኩ ክትዛረቡ እቶም ሓዚሎምኹም ክኣትው ዝሓሰክሞም ስሪኦም ፍትሐ ም ክልት ኤረትራዊ ነቕሒልኩም እይ ዋላ እዚ ምሳኻ ድል ጋሓፍ።

  • @yohannesghebremedhin562
    @yohannesghebremedhin562 ปีที่แล้ว

    Kubur abona qaisi , Abraham aymerhn aytbel ,esseyas bkaletu aykonen zimerh zelo , Basedow bchweyo , nisu abraham kemu Tegebere , kem esseyas kialet aynwusedo yeqeniyelna,,,

  • @estifanosghebrezghi3526
    @estifanosghebrezghi3526 ปีที่แล้ว +1

    Eta zibelestiti Meredith kuwam mitigibari eyu.......

  • @hdhjsjns
    @hdhjsjns ปีที่แล้ว +1

    Ahmed keysi . Nisika nibalka gebenegna ika . Bzuh geben zeleka seb ika . Ni hizbi Ertra yikreta hitet . Abal eta mistirawit selfi ika nerka

  • @mica9414
    @mica9414 ปีที่แล้ว +1

    Your guest don't know nothing about geopolitics and economy tell him to go to shool again.