ATV:ዝርርብ ምስ ገዳይም ተጋደልቲ ኣሕመድ ኣልቀይሲ፡ መሓመድ ብርሃን ብላታ ብኣጋጣሚ 1 መስከረም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 50

  • @kidaneberhe4925
    @kidaneberhe4925 4 ปีที่แล้ว +10

    You guys are living proof of the genesis for the political movement in Eritrea , true story thank you

  • @tiebeghebru2649
    @tiebeghebru2649 4 ปีที่แล้ว +2

    ጽቡቅ ስራሕ ATV. ኣሚር ሓውና ኣጆኻ ቀጽሎ 👍 እንቋዕ ኣብ መበል 59 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ኣብቃዓና ከምኡውን ክቡራት ሓርበኛታት ኣቦታተይ ድሕሪ መሪር ቃልሲ እዚ ክቡር ዕለት ኣብ ዓድና ከነብዕሎ ምተገበኣና ግን ሕማቅ ዕድል ኮይኑ ፋሕ ኢልና ክንስና እዚ ዕድል ረኻብና እሂን ምሂን ምባልና ጽባሕ እቲ ኣብዓድና ዘሎ ሓሳድ ኣጽናቲና ስርዓት ምስኣጥፋእናዮ ክሕግዘና እዩ እሞ ቀጽልዎ ኣብጎንኹም ኣለና የቀንየልና ኣጆኹም ኣጆና ዕመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🏽

  • @fitsumgerezgiher3495
    @fitsumgerezgiher3495 4 ปีที่แล้ว +8

    God Job keburat Gadayem Ayatatena be Hadnat Nb Mengady Awet Merhuna Ajokum

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 4 ปีที่แล้ว +3

    Both of them are heroes, no question about this , period!!!!!!!!🌹🌹🌹

  • @abeilhedguhedgu8994
    @abeilhedguhedgu8994 4 ปีที่แล้ว +4

    Thank you Mir Ahmed you ollways way's Man 🙏🙏.

  • @hello-nz4hy
    @hello-nz4hy 4 ปีที่แล้ว +9

    Ajona deleti fithi dekibat Eritreawan. 🇪🇷.

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +10

    ጽቡቅ ስራሕ ኣሰና & ክቡራት ሓርበኛታት ኣዚና ነመስግን

  • @freedomfreedom447
    @freedomfreedom447 4 ปีที่แล้ว +2

    Thanks assena very good programme and educational.

  • @ادريسمحمد-ك6د
    @ادريسمحمد-ك6د 4 ปีที่แล้ว +14

    ክቡር ሓው መሓመድ ብርሃን ብላታ ዓብዱራሕማን ከምኡ'ውን ክቡር ሓው አሕመድ አልቀይሲ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ይምነየልኩም ከም ገዳይም ተቃለስቲ ሰነድ ኤሬትራ ስለ ዝኾንኩም ተሞክሮኾም ብመጽሓፍ ጀረጃ ተጻሒፉ ናብ ህዝቢ ኤርትራ ክዝርጋሕ ጠቃሚ አበርክቶ ስለ ዘለዎ ተስፋ ይገብር ታሪኻዊ ሰነድኩም አብቤት መዘከራትን ቤተመጻሕፍትን ኤርትራ አብ መጻኢት ክንርእይ ተስፋ አሎና ::

    • @-kidane7756
      @-kidane7756 4 ปีที่แล้ว

      Idris, excellent idea! History is what unites us! ELF, EPLF, Sagem,
      higdef etc is our history. Mohammed brhan, open and inclusieve! is''t he.

    • @maromodus2600
      @maromodus2600 4 ปีที่แล้ว

      Ahmed Alkasy already start to write a book

  • @mestes4158
    @mestes4158 4 ปีที่แล้ว +1

    Thank you for your service three of you

  • @afeworkighebrehiwet1490
    @afeworkighebrehiwet1490 4 ปีที่แล้ว +1

    Great discussion with a lot of clarifications. Thanks.

  • @joehatu7130
    @joehatu7130 4 ปีที่แล้ว +2

    Al Keysi, is a revolutionary hero🌹🌹🌹

  • @aleksanderberhane2972
    @aleksanderberhane2972 4 ปีที่แล้ว +4

    Wow excellent speech thank you so much 🇪🇷❤👍💯🇪🇷

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 4 ปีที่แล้ว +2

    ብጣዐሚ ኣድሚቅኩማ ዐዋተ ዐውት እዮ ታሪኽ እውን ታሪኽ እዮ ። ብዙሕ ዘይንፈልጦ ተማሂርና ክብረት ይሃብኩም ። ጋዜጠኛ ኣሚር ኣብ ልብ ኤርትራዊያን ዘሎ ሓቲት ታሪኽን ህልውን መጻኢን ንኡድ ኢኻ ።
    የቀንየልና ኣስናን TV.

  • @fisahagebru2059
    @fisahagebru2059 4 ปีที่แล้ว +7

    Edimen.tina.yhebkum.kubrat.abotayy

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @abebaessak845
    @abebaessak845 3 ปีที่แล้ว +1

    👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷👍

  • @eritreawitgalhager3139
    @eritreawitgalhager3139 4 ปีที่แล้ว +4

    ክቡር መሓመድ ኣልቃይሲ ክሳዕ 1975 ዕግርግር ኢዩ ነይሩ ኢልካ ሓሊፍካዮ ግን ኣብቲ ጊዜ ዝተገብረ ምቕታል ናይ መንካዕ ኣይተንከፍካዮን ታሪክ ክትነግሩ ከሎኩም ብግልጺ አንተትዛረቡ ዝበለጸ ነይሩ።
    ፍርቂ ፍርቂ ታሪክ የለን

    • @kudusanhabte3376
      @kudusanhabte3376 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣብቲ ዝሓለፈ ቃለ ምሕትት ምስ ኣሰና ዝገበሮ ቅድም ስምዓዮ።

  • @AhmedIbrahim-yd6gr
    @AhmedIbrahim-yd6gr 4 ปีที่แล้ว +1

    Excellent interview Ayana monhaned Bilata from Ahmed Rabita

  • @hailemariamjoinhayness5725
    @hailemariamjoinhayness5725 4 ปีที่แล้ว +4

    Bhaqi xbuq meglexi I proud of you

  • @yoseftsehay8640
    @yoseftsehay8640 4 ปีที่แล้ว +2

    ንህና ኣሪትራውያን ፍረ ሃርበኛ መሃመድ ኢድሪስ ኣወተ ኢና ፥ህድሪ አድሪስ ኣዋተን ኣሽሃት ስዋኣት ሃርነት ምአንቲ አዛ ሃላል መረት ክቡር ሂወቶም ከፊሎም ፥ ኣብ ኣለም ኣሪትራ ከም ኩለን ሃገራት ልአልናኣን ባንደራን ከተለውልብ ገሮማ ሃሊፎም፥ አዚ ኮይኑ ኣብ ውሽጡ ዝኣብዩን ኣብቲ ቃልሲ ተንኮልን ህቡአ አላማ ሂዞም ነጻነት ኣሪትራዊ ጨውዮም ናብ ህልም ዝበለ ጨካን ፋሺታዊ ኣረመናዊ ስርኣት ሂዞም ህዝብን ሃገርን የጽንቱ ኣለዉ፥ ህግደፍ ኣብዚ አዋን ካብ ህዝቢ ድልየት ሪሆቁ ውሁዳት ተነልጽቲ ሂዙ ሎሚ ጽባህ ናብ ሲኦል ክኣሪብ ተቃሪቡ ዘሎ ትግሪኛ ዝዛረብ ህሉፍ ናይ ኣፍሪቃ ሂትለር ኮይኑ ኦሳያስን ውሁዳት ደቂ መዛምርቱን አታ ዝበደልዋ መረት ረመጽ ክትኮኖም ክርድኡ ውሂድ ግዘ ተሪፍዎም ከምዘሎ ፥

  • @selamawitabraha2409
    @selamawitabraha2409 4 ปีที่แล้ว +3

    ኤርትራ ነጻ ሃገር ትኹን እምበር ካብ ጭቆና ናይ ሃ/ስላሰን መንግስቱን ናብ ዝኸፍኤን ዝመረረን ጭካነ ናይ ኢሳያስ እያ ወዲቓ።

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 ปีที่แล้ว +2

    ብዓል ስውእ ስዪም ዑቅባሚካኤል ' ስውእ ወልደዳዊት ተመስገን ' ብዓል ድሩዕ ' ስውእ ሙሴ ተስፋሚካኤል ' ኣጥፊእካስ ብ እሰያስ ከዳዕ ኣብዚ ክንወድቅ ዘሕዝን እዪ '።

  • @asliErda62
    @asliErda62 5 หลายเดือนก่อน

    Hanti meAlti la ISAIAS OFF ... TANKS QEISI BRO ,all needed be all correct ..❤❤

  • @MicFreetalks
    @MicFreetalks 4 ปีที่แล้ว

    ኣምሺ!!!!

  • @sirageabdalla9383
    @sirageabdalla9383 4 ปีที่แล้ว +1

    ቂምታ ኣፍራሲ እምበር ሃናጺ ተግባር ኣይኮነን ኣቦታትና መሲሎሞ እዮም "ገበረኒ ያኢ ክገብር ዓዲ ነየጋብር" ስለዝኾነ ህልኽን ሒነ ምፍዳይን ኣፈራሲ ስለ ዝኾነ ጉጉይ መስርሕ ስለ ዝኾነ ምውጋዱ ይምረጽ። Mistakes big or small prevent them all.

  • @-kidane7756
    @-kidane7756 4 ปีที่แล้ว +1

    ahmed, mehammed-brahn, mesfin etc please join hands and help the young to finish the evil divisive dictator, PIA.

  • @erias5065
    @erias5065 4 ปีที่แล้ว +1

    ክቡራት ኣቦታት ሱር ገድልና ኢኩም እግዜኣብሂር ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ቅዳሕ ድዩ ቅዳሕ ናይ ጽቡቅ ኣብነት ክትወስድ ጽቡቅ ኢዩ ። ካብ1961ክሳብ1964 ክሳብ1975 ክሳብ1991ክሳብ2020 ነዚ ክሉ ምዕራፋት ኢዩ ነናቱ ክስተት ኣሎዎ። ክሉ ምክያት ትፈልጥዎ ኢኩም። ንስኩም ንበሩልና ካብ ተሞክሮኩም ምውፋይ ኣይተቋርጹ

  • @abebaessak845
    @abebaessak845 3 ปีที่แล้ว

    ya ya ya ya ya ya ya ya

  • @salihawate367
    @salihawate367 3 ปีที่แล้ว

    What is the exact translation of Independence (استقلال) in Tgrinya?!

  • @ገብሪኤልዘርእሰናይ
    @ገብሪኤልዘርእሰናይ 4 ปีที่แล้ว +3

    ግን ኣማኒኤል ስለምንታይ ዩ ምስ መንእሰያት ኤርትራ ኤርትራ ዝርርብ ዘይገብሮሎም፡ን ኣብነት ብሩህ መጻኢ ኣለው፡ባዓል ዮናስ እውን ኮ ነዛ ሃገር ደምዮምላ ዮም ኣብ ወራር ወያነ፡ስለምንታይ ዩ ናይ ህዝባዊ ግንባር ጥራይ

  • @adamismail3017
    @adamismail3017 4 ปีที่แล้ว

    يا أمير حياك حياك ابشر حنتصر ك شعب ارترين.

  • @abebaabbay6883
    @abebaabbay6883 4 ปีที่แล้ว +1

    Keysi! Why are you telling us that Esayase changed to 360 D.C after 1991? you know better than us what was happening in 1973, 1975, 1976 "Menkae" "Yemine" ...act. how many dedicated & educated brothers & sisters
    Do we lost? And what was the purpose to finish them while they were struggling for Eritrean FREEDOM? My Friend what he was doing at that time is what he is still doing until he accomplishe his gool. IF HE CAN

  • @ghebremedhinzerai8053
    @ghebremedhinzerai8053 5 หลายเดือนก่อน

    እታ ቁዋም ንኸይትትግበር ባዕሉ በቶም ሱባቱ ንባድመ ሰዲዱ ንወያነ አቅቲሉ ከምሰል ንሱዑዲ ገይሹ ክምለሰ ከለኹ ወያነ ከናት ጀሚሮም ኢሎምኒ ክብል ከሎ ገርሂ ህዝቢ አሚኑዎ እሞ ደአ ወያነ ተቀቲሎምዶ ሱቅ ክብሉ ወዲመድሂን ሐንጎሉ ብተንኮል ዝጸልመተ ኢዩ

  • @yohanneszeratsion1128
    @yohanneszeratsion1128 ปีที่แล้ว

    ንስኻ ናይታ ናይ ወያነን አሜሪካ ዕስብቲ ሓሰና ቻነል ቀሪብካ ናይ ነብስኻን ናይ መወልትካን ድልየት ከተማልእ ምቕራብካ ኣዝዩ የሕዝን :: ኣንታ ሓሳዊ መን ከም መንግስቲ ኤርትራ :: ኣብ ኣፍሪቃ ንልእላውነቱን ነህዝቡን ዝሓሊ ከም መንግስቲ ኤርትራ ዘበት :: ኣናብስ ሳሕል ሓንግሮም ኣብ ዓዲ ኣእትዮምካ :: እዚ ሕጂ ትብሎ ዘለኻ ናይ ብሕትኻ ጽልኢ ንምውጻእ ትውርዮ ዘለኻዩ :: ናይ ብሓቂ ተጋዳላይ ካብ ሃይማኖት ካብ ዓዲ ዝምባለ ባሕርን የብሉን :: ንስኻ ተጋዳላይ ዘይኮንካ ድጉል ወያኔ ኢኻ ኔርካ :: ከምዚ ናትካን ናይ ካልኦትን ሃገር ምኽሓድ ትግራዋይ ይኹን አትዮጵያዊ ኣይገብሮንዩ :: ንስኻን እቶም ከማኻ ዝኣመሰሉ ምሉእ ህወትኩም ከይ ቀሰንኩም ክትነብሩ ኢኹም ::

  • @Betri-HaqI
    @Betri-HaqI ปีที่แล้ว

    ኮለል

  • @yohennestewolde8706
    @yohennestewolde8706 4 ปีที่แล้ว +1

    Sorry milki Isaias 1973 eti jemiru but you do not know

  • @amanueltecleberhan3848
    @amanueltecleberhan3848 4 ปีที่แล้ว

    ጊ15 ኢድካ ዝሃብካ

  • @bahabplombeyene1713
    @bahabplombeyene1713 3 ปีที่แล้ว

    THIS MAN MOHAMMED BERHAN BLATA IS VERY WEAKGUY

  • @barukh3373
    @barukh3373 4 ปีที่แล้ว

    ትግርኛ ተዋሪዱ!
    እዋይ ትግርኛ ኣፍኛ ሲኢኑ! ዓዋተ ብረታዊ ቃልሲ ኤርትራ ጀሚሩ ዝብል ጽውጽዋይ ክሳብ ማዓስ? ጎቦ ኣዳል ዝባሃል የለን ሰብ እዩ ኣዳል ኢልኩም ኣወል ሲዒድ ወይጦ፡ ኣግኣዝያን ጥራይ እዩ ተኣማኒ

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @teametesfazion8190
    @teametesfazion8190 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤