ቲታኒክ ታሪኽ ክሰርሑ ታሪኽ ኮይኖም ዝተረፉ ሰብ ጸጋ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 25

  • @hagosmeasho3569
    @hagosmeasho3569 ปีที่แล้ว +2

    #ሳማሪን
    ተማሂሩ እንተኣምጽአ ድግሪ
    እንተሰረሐ ብምኽሪ ብግብሪ
    እንተማሃዘ ጃኬት ፈውሲ ቁሪ
    እንተማሃዘ መርከብ ናይ ባሕሪ።
    እንተማሃዘ ኣየር ናይ ሰማይ
    እንተኾነ ዋሓለ ኣላማይ
    ሂወት ግን ኣይትርከብን ዳግማይ።
    እንተማሃዘ ሓጺን ተሽከርካሪ
    እንተሃብተመ እንከሎ ኣብዛ ምድሪ
    ፍጹም ረሲዕዎ ስራሕ ናይ ፈጣሪ
    ሓጺር ምዃኑ ናቱ ዕምሪ።
    ሕጂ ፍለጡ ሂወት ናይ መን ምዃኑ
    ሓጺን ሳማሪን ሒዝኩም ትጠኑ
    ናይ መን 'ያ ሂወት ሕጂ ፍለጡ
    ባሕሪ ኣቲኹም ተጽቕጡ።
    ተማራመር ሞት ዶ ሂወት
    ባሕሪ ኣቲኻ መኽሰብ ዶ ዕንወት
    ብላሽ መኽሰብ ብዘይ ዓወት
    ሓጎስ መዓሾ
    26/06/2023

  • @aemabest1264
    @aemabest1264 ปีที่แล้ว +4

    ሓሙስ ተስፋ ገይሩ ነይሩ ኩሉ ህዝቢ ኣለም ግና 1% ዓድል ነይርዎም ክድሕኑ ስድራብቶም ቅሳነት ኣረክቡን አዮም 2009 ኣፍተይ ሕፍተይ ምስቶም 300 ዝኾኑ ጥሒላ ቅሳነት ዝበሃል ኣነበረናን ምክንያቱ ሬሳ አንተ ረኺብካ ትቀብጽ ኢኻ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ሕማቕ ኣማውታ ሞይቶም ❤👍🙏🙏🙏

  • @merihyemane6569
    @merihyemane6569 ปีที่แล้ว

    Nayziom xgab tray eu ,mhzan aydlyomn eu

  • @HTThegreat-qi4ns
    @HTThegreat-qi4ns ปีที่แล้ว

    Bzaba ezi kal ztehabe mistir kem zelo ab gele gele getsat ywets alo hubush alem nabey getsa tguaz ala astwul

  • @Longtime-mw1jq
    @Longtime-mw1jq ปีที่แล้ว +1

    ከባቢ 1500 ሰባት ዝበልዐ ውልቅያኖስ ቅድሚ 100 ዓመት ሕጂ ኣቲኻዮ ከመይ ኢሉ ኽሰደካ ዝሕዝን ዩ 😢😢

  • @abrhamtadese1220
    @abrhamtadese1220 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ዕዉት ስራሕ
    ንሞት ደልዮም ረኺቦማ

    • @awet.524
      @awet.524 ปีที่แล้ว

      Kkk well Said

    • @tomasmogos6239
      @tomasmogos6239 ปีที่แล้ว

      ኣቦታትና ክምስሉ፡ "ጽጋብ ትወልዳ ንእኪት"

  • @TesfalemHaile-i5o
    @TesfalemHaile-i5o ปีที่แล้ว +1

    መምሃሪ ኮይኖም ኢንታይ ገደሶም ግዳ ሃብቶም ኢንዳ ኣስተማቀሩ ዘይነብሩ

  • @YonasGrhmay-b4l
    @YonasGrhmay-b4l ปีที่แล้ว +1

    ብገንዘብ ዝስራሕ ታሪኽ የለን ።ኮነ ኢሎም ኢዮም ቀቲለሞም

    • @YounasGrhmay
      @YounasGrhmay 10 หลายเดือนก่อน

      ምሳኻ ኣለኹ ።

  • @ahmedidris890
    @ahmedidris890 ปีที่แล้ว

    Thanks brother Fnan

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 ปีที่แล้ว

    ዘገርም'ዩ!

  • @mich706
    @mich706 ปีที่แล้ว +2

    ነዚኦም ታይ ከተምጻሎም ቢዛዕባ ሩስያ ዘይ ተምጻልና ዘገድሰና

  • @shewitfsahaye6492
    @shewitfsahaye6492 ปีที่แล้ว

    Welcome brother

  • @rttr3992
    @rttr3992 ปีที่แล้ว

    👍👍👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @AbrahamAhforom-v3h
    @AbrahamAhforom-v3h ปีที่แล้ว

    Thanks bro

  • @ንጥበብመንዩጥበቡ
    @ንጥበብመንዩጥበቡ ปีที่แล้ว +2

    ብገዛእ ኢድካ ንኽሳድካ ምሕናቕ እንክብልኹምሲ ከምዚ እኳዩ ።ብገንዘብካ ዶ ንሞት ኣበይ ኣለኺ እንዳበልካ ትደልያ ኢኻ ደቀይ ብጣዕሚ እዩ ዝገርም።

    • @Longtime-mw1jq
      @Longtime-mw1jq ปีที่แล้ว

      ናትኻ እንተኾይና ኣይትተርፈኻን ያ፣ ኣማውታና የጸብቀልና ዩ ዝብሃል 😢

  • @awettadese8085
    @awettadese8085 ปีที่แล้ว

    😢😢

  • @yonasteklhaimanot1715
    @yonasteklhaimanot1715 ปีที่แล้ว +4

    Ab Alem hanti gize eka Tfter ntfetwo neger ktgebr entemetka kea tsega eu. Amlak ab yemenay edu yqebelom❤❤❤❤❤

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem ปีที่แล้ว +1

    እንቃ ኸሮው በሉ

  • @yonasteweldemedhin9912
    @yonasteweldemedhin9912 ปีที่แล้ว

    Kxbeyeka xenihe

  • @mehari8066
    @mehari8066 ปีที่แล้ว

    ሕማቅ ስማዕ መግስተ ሰማይ የዋርሶም እታይባሃል ኮይን ንስሮሖም ክብሉ እታ ዘይቲ ትካእ ሂወቶም ከፊሎም