ህፃናት ቀስ እሎም ሓመዶም ተፃዊቶመእ ንኽዓብዩ ናይ ወለዲ ሓላፍነት እዩ። ስለዚ ( unattainable ) ዘይኮን ሕልምታት ካብ ህፃኖም ልኪዕ ኮኑ አይራየኒን። ትምህርቶም ብአግባብ ኪከታተሉ ይምረፅ ከምኡውን ባህሎም ክማሃሩ ነይ ግድንእዩ። እዛ ቆልዓ ድሓር ንወለዳ አይትእዚን እያ ከምኡወን ካብ social media ክትርሕቅ አለዋ። that’s my advice to the parents! It’s not ስልጣነ to grow up in social media, first let her grow as a child!! ናይ አቢዪ አሕመድ አዲኡ ኢያ 7 king ኪትኮን እኻ እላ አብዘ ኩሉሺግር።😂💛❤️
ዕድማይ ጥዕናይ ይሃብኺ መቀረት ኣኻዳድና ግን ሓደራ ተስተካክል ጽቡቁ ነሩ😍
❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ዓዲ 3 ጥንቆላ እውን ዶ ናብ ትግራይ አትዩ ብዝኾነ ሃፃን ጥራሕዝባና መቅራብ ፅብቅ አይኮነን
ብህፃናስ ጥርሓ ዝባና ኣካዳድና እባ ኣእዙይላ ዋይ ፈጣሪ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
ብትክክል❤😢
ብሓቂ ህፃውንቲ ብዝ/ዩ ነገራት ክባላሸዉ ፅቡቅ አይኮነን
ሓሳባታ ፅቡቅ ከሎ አከዳድናአ ግን ካብ ሐዚ ዝጀመረት ክሳብ ማዓዝ እያ
ብትክክል
❤❤❤
ኣቱም ኣሓተይ እቲ ጃኬት ኣይትሪእዎን ዘለኩም ማለት ድዩ
ህፃዉንቲ ፅቡቅ ክዳን ክክደኑ አለዎም
Yes true
እዋይይይይ ዛቆልዓስ መጪጫ ሐዝስ
ዕድመን ጥዕናንን ይሃብኪ
ኣቱም ሰብ ኣካዳድና ኣካዳድና ትብሉ ዘለኩም ጃኬት ነይርዋ እዩ እኮ ሎሚ መቀለ ሙቆት ሰለ ዘሎ እዩ ኣውፂኣቶ ዘላ እምበር ኣሕዋተይ
ልሎም ወዲ ትግራይ ለዉጥማ አሎ ይበል ሰላም ንትግራይና እሰይ ምቅሩትየ❤❤❤❤❤❤ እሰይ አረ ወደይ ኣቅርበለይ አብ ሰደት እየ ዘለኹዋ
ኣቱም ሰባት እዝኣስ ብህፃና ጥራሕ ዝባና ክቡራት ወለድና ናበይ መንገዲ እና አትሕዞምና ህፃዉንቲ ቆልዑ😢😢😢 መ/ር ልሎም እዉን እናኣረምካ ናብ መንገዲ የማን ንክምርሑ ምክሪን ምዓዳን ግበር እካ❤❤❤
ብሓቂ ትክክል ኢለኪ ፈጣሪ ሆይ😢
እመቤት ትባሃል ኣላ ጋል ሓወይ ኣቕርበለይ❤plis
ፈውልሎም❤
ልኣይውን ጏል ሓወይ ኣቅርበለይ😂😂
@@gualwejerattigray2754 የቕርበልና🤣🤣
ጀጋኑ አሕዋትና ብአንደበት ህፃናት እዩም ልኽበሩ መራሕቲ ትግራይ ከምቱ ዝሃብናዮም ኽብሪ ኾይኖም አይፀንሑይ ዛጓለይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አብ ዓብይ ቦታ ክሪኤኪ ይምነ 🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምቅርቲ ኣከዳድና ግን ብከዚኣ ጥርሓ ዝወፀትስ ምስዓበየት ታይ ትኮን ማለተይ ህፃን እያ እዚ ኣከዳድና ኣይ ናትናን ኣይ ባህልናይ ወለዲ እንተዝከታተሉ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጅብዕተይ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ፈጣሪ🙏❤❤❤
መ/ር ልእሎም በጃካ ኣብ ኣካዳድና ህጻያት ከምዚ ዓይነት ብጣዕሚ ኣጸዬፊ እዩ ካብ ሐዚ ከምዚ ዓይነት ክተቅርብ የብልካን ብኩሉ መዳዮም ባልሎም ቋንቆኦም ኣካዳድናኦም መንፈሳዊ ት/ቲ ዘመእከለ ክከውን ኣለዎ
ከምዚ ዓይነት ኣካዳድና እሞ ካዓ ህጻን ዓገብ😢😢😢😢😢😢
ታይ እዩ ኮይኑ ዘከዳድና እዚ ሕጂ
@@AmanualHumera ክቡር ሓወይ እዚኣ እኮ ገና ህጻን እያ ዘላ ካብዚ ዝከፈአ ዳኣ እንታይ ክትክደን ጥብ ዘየብላ ኮይና እምበር ኩሉ ደረታ እኮ እያ ጥርሓ ዘላ ኣሕዋተይ ከምዚ ርኢና ኩላትና ወሎዶና ብባህሉ ማዕሪጉ ክከይድ ከም ኣዴታትና ክንከውን ሓግዙና ክቡር ሓወይ❤
Bitaemey eza melekti kisimae alewa beal show tikiret giberelue mehiferi eue !
@@AmanualHumeraezi nay kolea akedadina eue ? Wala niBeyti tsibuk ayikonen bahilina ayitebalashulina !!
Ado bitaemey tegagiki tsenihiki keyrinasihi ❤
ዋዉዉዉ መምህር ልሎም ብዘይ ቆቢዕ ካሊእ ሰብ መሲልኒ ነይ😂😂 እና ብጣዕሚ ደሰ ዝብል አካዳድናአ ግን አሰተካክሉላ ህፃን እያ ❤❤❤❤❤🥰❤❤🥰❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ስማ ትርጉም ናይ ኣምላኽ ዘማሪት እናበለትስ ደራፊት ክኾን ይደሊያ ብርሃንን ፀልማትን እሞ ዘይጋነይ
ኣምልኾ እግዚአብሔርን ኣምልኾ ድያብሎስን ስለዘይራኸብ 😢😢😢
ብምቅፃል ናብዚ ተቅርቦም ተለኻ መልአኽቲ ዘሕልፉ ተዝኾን ምኽንያቱ ህፃውንት ዓበይትን ክካታተልዎ ስለዝኽእሉ ምስ ይቅረታ ኣብዚ ዝመፁ ህፃውንቲ ዝመፁ ቅድሚዚኣ ብጣዕሚ ጥዑማት ላዛ ነይሮም ዋላኳ ደረፍቲ ይኾኑ ኣብ መንጎ ዘሕልፍዎ መልአኽቲ ግን ልዙቡን ምቁርን እዩ ነይሩ ብሓቂ ተመሲጠ እየ ዝሰምዖም ነይረ ብፍላይ ከዓ ቶም ዘመርቲ ሎሚ ግን ፍርቂ ከይበፃሕኹ ቅጪ ኣምፂኣትለይ ኣይ ካብ ክዳና ኣይ ካብ ዘረብኣ ኹሉ ደባሪ ቆልዓ ዘይትመስል ብሐዚኣ ብትዕቢት ተወጢራ እሺ ከምቲ ትብሎ ንግስቲ ትኹን ንበል ከምዚ ኢለ ተናእቲታ ድያ ተገልግል ንጉስ ወይ ንግስቲ ማለት እኮ ልዕሊ ሰብ ማለት ከይኾነ ኣገልጋሊ ህዝቡ ፍቃር ምስ ቆልዓ ቆልዓ ምስ ዓብይ ዓብይ ዓብይ ዝኾን ማለት እዩ በጃኹም ካብ ስቅ ኢልኹም ተጣቅዑ መስመራ ኣትሕዝዋ ቆልዓ ብንእሱ ቆርበት ብርሕሱ ስለዝኾነ ወድሓንኹ😢 😢
አረ ታደኣ ትገድድ ሰበይቲ መንግስትይ እየ ክኮን እየ ዝደልይ ትብለንይ ካብ ብቆልዓኣ በለት እሞ ሰደኛ ትስደደላ ንጌታቸው ረደ ኣጽለኣት ብገናኣ😢
ቆልዓ ኮ ካብ ወላዲኡ እዩ ዝማሃር እታ ኣዲኣ ከተፅለአካ ፎኦ
ብሎሚኡ ጥረሓ ዝከደት ምስዓበየት ታይ እያ ክትኮን😢 አረ ወለዲ ኣታዓባብያ ኣፀብቁ ይቅር ይበለልና ኣምላኽ🙏😌
ኣብቲ ወንበር ዘሎ ጃኬት ኣይርኣኽዮን ድኺ ኮይንኪ
ይግረ እዩ ንድሕረ ግን ፃቡቅ ኣይኾነነይ ትግርኛከ ናበይ ከይዱ እዩ😢😢😢
ኣምላክ ብጥበቡ የዕቢኪ ዛሓፍተይ🙏❤
ዋላ ኣይረድአና ግን ኣጥቅዑላያ ክቡር ሓወይ መምህር ሉኡሎም የድንቀካ እየ ግን ንቶም ህፃናት ኣብ ጌገኦም ትጣቅዐሎም ከይኮነ ኣርሞም ትርጉም ዘይብሉ ጣቅዒት ጉድኣት እምበር ጥቅሚ የብሉን ንቲ ለዋህ ህዝቢ ትግራይ እኳ የጠቀመን ዓቢይ ክነግስ ከሎ ዝተጣቐዐ ጣቅዒት ፀፊዑ ኣውዲቅና እምበር ኣይ ኣተሰአናንን
ምቅርት♥️ ልሎም መንእዩ እለ ኔሬ ማለተይ ብቆብዕ እየያ ዝፈልጠኻ😁😁
ልሎም ቀዊዑ ረሲዕዎ መፂኡ🥺
ፀጉሪ እኮ አትኪሉ ታይ ክገብሮ ካብ ድሕሪ ከዚ ቆቢዕ
ኣይ ናይ ደርፍ ነገር ግን 😁ትግርኛ ንቅድማት❤
ኣብ ተጋሩ ዛዕበዩ ዘለው ቆሉዒ እኮ ክነቁሑ ኣምላክ ብጥበበ ይዕቢኹም ዳኒኤል ተስፍይ ብጣዕሚ እና ንፈትወኻ ቀጽለሉ ❤
ዋይ ናበይ መንገዲ የመረሒ አለዎ ማለት እየ አግዚአብሔር አምላክ መሰተወዐሊ ዓይኒ ልብና ይሃበና ፈጣሪ😢😢😢
የዕብኺ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኪ እንተ ወለዳ ግን ኩሉ መጀመሪታ ናይ ዓዳ ባህሊ ምግቢ ሃይማኖታ ክትፈልጥ እውን ግበሩዋ
ሉሎም ብዘይ ቆቢዕ ሎሚ ሪኦዮ😂😂😂
ኸጥዕመሊ እባ ሐዝስ ዋይይይይ ፀላኢናከ ይሸፈንን ዛቆቢዕ ድሕሪ ሐዚ ከይትገብራ
ኦውው ሉሎም ኣወል ሲዒድ መሲልካ 😂😂
😂👍
ዋላ አነ😂omg😮
😁😁😁
😂😂😂😂
ሞይተ😁😁😁
ዋው smart እያ ስደተኛታት ዓድም ክመልሶም ትብል ኣላስ ማርያምን እንዲዒ ስደተና ኣሕፁሩ መሬት ዓድና ይመለስና ፈጣሪ😊 እንደርታና ዓዲ ሕምባሻ ❤❤
ኣዚያ ብልጽቲ ህጻን ናይ ብሓቂ በርቂ ዝኾነት ሕልማ ዝምጥና እዩ ቅዱስ ሕልሚ ❤❤❤
ሉሎም ካሊእ ሰብ መሲልካ ብዘይ ቆቢዕ 😂 ብዝኮነ እንቃዕ ደሓን መፃኩም❤🎉❤❤
ንግስቲ ማሪያና ርሕስትና ኩኒ... ኣብ ዓለም ካብ ዝነበራ ሓያላት ነገስታት ንግስነት ኣኽሱም ጥራይ እያ ዘይተንስአት ዘላ እሞ ንግስነት ኣኽሱም ትሕድሲ ይግበርኪ..ኣዳላዊ መደብ ነዛ ቆልዓ ምስ ጌታቸው ከም ትራኸብ ግበርዋ....
ገራሚት መንግስትይ ክምርዖዎ ይደል እየ ዋይ ትሕቲ ዕድመ ቆልዓ እያ ደሓር ሀዝይ ኣፍቅሮየ ተበለት ሰበብ ደ ኣየምጽእን ደሓር ከዓ ክምርዐዎ ተበለት በዓል ሐደር ሰብኣይ እዝይ ከም ኣነ ደስ ኣይበለንን
ወረኛ ዚከነት ቆሊአ ንሳ ንኢሺተይ እያ ግን ንቲዛረቦ ዘረባ ግን ቂንፊዝ እያ ደቢረፂየን አሪጉ እትብል ካብ መንትረኪቦ ንሳ ንጊሲቲ ትግራይ ኪትከዉን ተመነየት ዘራጊት ትምነዮኦማ እዩ ጌታቸው ግን ተንጠሊጢላ ኪትነብር ቀዳዳ ወረ ይባሐል እቲምነዩ ዘሪጊ እንበር ተማሂረ ኢላ እትምነዮ000000👌👌👌👌👌👌👌
አምላክ ይወደናል ልጆቹ እንድንሆን ነዉ የፈጠረን አምላክ ብርሃን ነዉ 1 ዮሐንስ 1 (1 John)
5፤ ከእርሱም የሰማናት ለእናንተም የምናወራላችሁ መልእክት፡- እግዚአብሔር ብርሃን ነው ጨለማም በእርሱ ዘንድ ከቶ የለም፡ የምትል ይህች ናት። ዮሐንስ 12 (John)
36፤ የብርሃን ልጆች እንድትሆኑ ብርሃን ሳለላችሁ በብርሃኑ እመኑ፡ አላቸው። ኢየሱስም ይህን ተናግሮ ሄደና ተሰወረባቸው። አምላክ የፈጠረን ወዶን ልጆቹ እንድንሆን እንደ ፈጠረን እንድናምነዉ በሃጥያታችን ምክንያት ከአምላክ እንደተለየን አምላክ ግን በሃጥያታችን ምክንያት ከሱ ተለይተን በሃጥያታችን እየተሰቃየን እንዳንኖር ከሃጥያታችን ልያድነን ቃሉ ፍጥረታት ሁሉ የፈጠረ ዮሐንስ 1 (John)
1፤ በመጀመሪያው ቃል ነበረ፥ ቃልም በእግዚአብሔር ዘንድ ነበረ፥ ቃልም እግዚአብሔር ነበረ።
2፤ ይህ በመጀመሪያው በእግዚአብሔር ዘንድ ነበረ።
3፤ ሁሉ በእርሱ ሆነ፥ ከሆነውም አንዳች ስንኳ ያለ እርሱ አልሆነም። ዘፍጥረት 1 (Genesis)
1፤ በመጀመሪያ እግዚአብሔር ሰማይንና ምድርን ፈጠረ።
3፤ እግዚአብሔርም፡- ብርሃን ይሁን፡ ኣለ፤ ብርሃንም ሆነ። ዮሐንስ 1 (John)
14፤ ቃልም ሥጋ ሆነ፤ ጸጋንና እውነትንም ተመልቶ በእኛ አደረ፥ አንድ ልጅም ከአባቱ ዘንድ እንዳለው ክብር የሆነው ክብሩን አየን። ቃሉ ስለ እኛ ሰዉ ሆኖ ተወለደልን ሃጥያታችን ተሸክሞ ስለ ሃጥያታችን ሞተልን እኛን ለማጽደቅ በ 3 ተኛ ቀን ከሙታን መካከል ተነሳ ሮሜ 10 (Romans)
8፤ ነገር ግን ምን ይላል? በአፍህ በልብህም ሆኖ ቃሉ ቀርቦልሃል፤ ይህም የምንሰብከው የእምነት ቃል ነው።
9፤ ኢየሱስ ጌታ እንደ ሆነ በአፍህ ብትመሰክር እግዚአብሔርም ከሙታን እንዳስነሣው በልብህ ብታምን ትድናለህና፤
10፤ ሰው በልቡ አምኖ ይጸድቃልና በአፉም መስክሮ ይድናልና።
11፤ መጽሐፍ፡- በእርሱ የሚያምን ሁሉ አያፍርም፥ ይላልና። ሮሜ 4 (Romans)
24-25፤ ስለ በደላችን አልፎ የተሰጠውን እኛን ስለ ማጽደቅም የተነሣውን ጌታንችንን ኢየሱስን ከሙታን ባስነሣው ለምናምን ለእኛ ይቈጠርልን ዘንድ አለው። እየሱስ ክርስቶስ ሃጥያቴን ተሸክመህ እንደተሰቃየህልኝ እንደሞትክልኝ እኔን ለማጽደቅ በ 3 ተኛ ቀን ከሙታን መካከል እንደ ተነሳህ አምናለዉ ሐዋ. ሥራ 2 (Acts)
38፤ ጴጥሮስም፡- ንስሐ ግቡ፥ ኃጢአታችሁም ይሰረይ ዘንድ እያንዳንዳችሁ በኢየሱስ ክርስቶስ ስም ተጠመቁ፤ የመንፈስ ቅዱስንም ስጦታ ትቀበላላችሁ። 1 ጴጥሮስ 2 (1 Peter)
24፤ ለኃጢአት ሞተን ለጽድቅ እንድንኖር፥ እርሱ ራሱ በሥጋው ኃጢአታችንን በእንጨት ላይ ተሸከመ፤ በመገረፉ ቁስል ተፈወሳችሁ።(* በግዕዝ እንዲህ ተጽፎአል፡- ወበእንተ ኃጣውኢነ ውእቱ ተሰቅለ ዲበ ዕፅ በሥጋሁ ከመ ያውፅአነ እምኃጣውኢነ ወበጽድቁ ያሕይወነ። *) የሃጥያት ምንጭ ሰይጣን አጋንንት ናቸው ሃጥያቴን ሁሉ ይቅር በለኝ በክርስቶስ እየሱስ ደም እጠበኝ 1 ዮሐንስ 1 (1 John)
7፤ ነገር ግን እርሱ በብርሃን እንዳለ በብርሃን ብንመላለስ ለእያንዳንዳችን ኅብረት አለን፥ የልጁም የኢየሱስ ክርስቶስ ደም ከኃጢአት ሁሉ ያነጻናል። ሰይጣን አጋንንት የሃጥያት ምንጭ የሆነ ሃጥያት እክዳለዉ እጠላለሁ ለሰይጣን ለአጋንንት ለሃጥያት እሞታለሁ አምላክ እንደ ምትወደኝ ልጅህ እንድሆን እንደ ፈጠርከኝ አምንሃለዉ የሃጥያቴ እዳ እንደ ከፈልክኝ አምናለዉ አምላክ ስለኔ ቃል ሰዉ የሆንክልኝ ሃጥያቴን ተሸክመህ በመስቀል እንደ ሞትክልኝ በ 3 ቀን እኔን ለማጽደቅ እንደተነሳህልኝ በልቤ አምናለዉ በአፌም እመሰክራለዉ አምላክ አንተ ብቻ አምናለዉ አምላክ አንተ ብቻ እወዳለሁ አምላክ አንተ ብቻ አመልካለዉ ብለን ከአምላክ እንድንታረቅ ያጠራናል 1 ጴጥሮስ 2 (1 Peter)
24፤ ለኃጢአት ሞተን ለጽድቅ እንድንኖር፥ እርሱ ራሱ በሥጋው ኃጢአታችንን በእንጨት ላይ ተሸከመ፤ በመገረፉ ቁስል ተፈወሳችሁ።(* በግዕዝ እንዲህ ተጽፎአል፡- ወበእንተ ኃጣውኢነ ውእቱ ተሰቅለ ዲበ ዕፅ በሥጋሁ ከመ ያውፅአነ እምኃጣውኢነ ወበጽድቁ ያሕይወነ። *) ዮሐንስ 1 (John)
12፤ ለተቀበሉት ሁሉ ግን፥ በስሙ ለሚያምኑት ለእነርሱ የእግዚአብሔር ልጆች ይሆኑ ዘንድ ሥልጣንን ሰጣቸው፤ በማመናችን የእግዚአብሔር ልጆች እንሆናለን ዮሐንስ 1 (John)
12፤ ለተቀበሉት ሁሉ ግን፥ በስሙ ለሚያምኑት ለእነርሱ የእግዚአብሔር ልጆች ይሆኑ ዘንድ ሥልጣንን ሰጣቸው፤
13፤ እነርሱም ከእግዚአብሔር ተወለዱ እንጂ ከደም ወይም ከሥጋ ፈቃድ ወይም ከወንድ ፈቃድ አልተወለዱም። ዮሐንስ 3 (John)
3፤ ኢየሱስም መልሶ፡- እውነት እውነት እልሃለሁ፥ ሰው ዳግመኛ ካልተወለደ በቀር የእግዚአብሔርን መንግሥት ሊያይ አይችልም፡ አለው።
5፤ ኢየሱስም መለሰ፥ እንዲህ ሲል፡- እውነት እውነት እልሃለሁ፥ ሰው ከውኃና ከመንፈስ ካልተወለደ በቀር ወደ እግዚአብሔር መንግሥት ሊገባ አይችልም።
6፤ ከሥጋ የተወለደ ሥጋ ነው፥ ከመንፈስም የተወለደ መንፈስ ነው።
ህፃናት ቀስ እሎም ሓመዶም ተፃዊቶመእ ንኽዓብዩ ናይ ወለዲ ሓላፍነት እዩ። ስለዚ ( unattainable ) ዘይኮን ሕልምታት ካብ ህፃኖም ልኪዕ ኮኑ አይራየኒን። ትምህርቶም ብአግባብ ኪከታተሉ ይምረፅ ከምኡውን ባህሎም ክማሃሩ ነይ ግድንእዩ። እዛ ቆልዓ ድሓር ንወለዳ አይትእዚን እያ ከምኡወን ካብ social media ክትርሕቅ አለዋ። that’s my advice to the parents! It’s not ስልጣነ to grow up in social media, first let her grow as a child!! ናይ አቢዪ አሕመድ አዲኡ ኢያ 7 king ኪትኮን እኻ እላ አብዘ ኩሉሺግር።😂💛❤️
ንእዛ ጠሊ ቆልዓ ዘዕበዩ ቤተስብ ሓላፉነቶም ስለዘይተዋፅኡ እሞ እኽሎማይ መቐለ እንዳበልኡ ሽይኖምላ ዝኸዱ ስለዝኾኑ ናብ ዝመፁሉ ክጉሓፋ አለዎም ማለተይ ምስ ሕዝሎን እንጥልጥሎምን::
ባሕሪ ኸብዲ ኹለን ዓይኒ ናይ እንደርታ
ጉድ ርእያ / ስሚአ መቐለ ንበይኑ እዩ ናታ
ድዩ ዝበለ እያሱ ሎቕማፅ መዕበይ ዝበደላ::
ዋይ ከብዚ እንታይ እዩ ከምሃረ ሰብ እግዚአብሔር አምላክ ልበና ሃበና አቶም ወልደና በጀካትኹም ህፃን ብራሕሱ ቀርበት በርሐሱ የበሉ ወለደና ኣይተከዳና ህፃን እንሃለይተስ ቅጭ ተመፀ ዋይ ኣነሰ እወነት በዘይ መገናን ጭረሸ የኮነይ መራሒሰ ሃፍትም በቅረሺ አይመነይ እወነት ሃፍትም ባብአታሓሰስባ እንበረ አብ ትግራይና እኾ መብዘሐትአም ብናይ ዓለም ትምህርት ዋይ ከዓ መዝቃ እንበረ ትምህርት ሰንበተስ ሰብ ኣይነቀሐን ዘሎ ጎይታ ማዓረይ ከብዚ ማሓረና ኣረ ኩሉሰ ጨብ ጨብ እንበለና ህፃውንቲ ኣይነበለሺ😢😢😢
መጀመርያ ሐታቲ ንህፃናት ዝምጥን አና ንትውልዲ ዝሃንፅ ሕቶ እንተትዘጋጅየሎም ይምረፅ
ካልኣይ ነባዕልኻ አጠቃቅማ ቃላት ምረፅ
ክትዛረብ ከለኻ ድምፂኻ ህፆናት ዘይርብሽ እንተዝኸውን
ብሓፈሻ ንባዕልኻ ኮርስ ዘድልየካ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ይመስለኒ ናብዚ ሞያ ብዝኾነ አጋጣሚ ዝአተኻ የመስለኒ
ናይ መጨረሻ ቀረፃ ግን ጭራሽ ክሓልፍ አይነበሮን ደብረ ፅዮን እኮ አባሕጎኣ እዩ ንፀወታ እሞ ዋላ ይኩን አዲአ ከማኡ ኢላታ ግን ህፃን ዝሃብካዮ እዩ ዝቅበል ብትክክል ክተረድኣ ይግባእ ኔሩ
ንደብረፅየን ክትምርዓዊ አለኪ ንጌታቸው እየ ልደሊ በጭራሽ ምንም ትምህርቲ የብሉን እካ ዳኢ ናይ አተሓሳስባ ድክመት እዩ :: ግሥቲ ናይ ምካና ባህግን ድልየትን ፅቡቅ እዩ የስምረልኪ :❤
ኣይ ኣታዓባብያ ቆልዓ ትዕበ እንታይ እዩ እዚይ መጨጨጭ ብጊዘኡያ ዘነቆየ ዝብእስ ኣይሕደረናን ዶ በሉ ኣራኣእያ እና ኣዘራርባኣ ከፅልእ መምህር ሎሎም እውን ንዝትገገዩ እርም እናበልኻ በይዛኻትኹም መንፈሳዊ እውን ሕተቶም ካብ ደርፍን ሳዕሲዕትን ትገብሩ ቃል ኣምላኽ ክፈልጡ ንገሮም 😢
እንታይ ግበሩና ኢኩም እዚ ተቅርቡ ንካልኦት ህፃናት እንታይ ኢኹም ተምህሩ እንታይ ተልእኾ እዩ ዘለካ መካብ መጀመርኡ ኮፒካት ንባዕልኻ መሲልካ ከይትመፅእ ንእሸቱ ምምሳልካ ዊሒጥና እናራእናካስ ከምዚ ዓይነት ፅዋታ ሒዝካ ትመፅእ ንዕቀት ተመልከቲ እዩ እዚ
ኪዲ መጀመሪያ ነብስኪ ምርሒ ዋጣ በሐዚኪ ከምዚ ዓይነት ክዳን ዝተከደንኪ ምስ ዓበኪ ጥራሕኪ ክትመፂ ኢኪ እንታይ ኣታዓባቢያ እዩ ብጣዕሚ ተሕዝኑ ወለዲ ኣቱም መደለዊቲ ካዓ እንታይ እዩም ክማሃሩ ካብዚ ናብ ሚድያ ዝምፃክሙሉና እረ ከይድግም ስነስርዓት የብላ ኣካዳድና ❌
ልእሎም. ቃውዕ. ኣትግበር. ❤❤❤
መምህር. ልሎም. መን እዪ ኢለ ኔረ 😂😂❤❤❤ይመቸይካ ከዓ❤❤❤❤
ዛ ቆልዓ ግን ሰማ ኬሊእ ስራሓ ካሊእ. ባይ ዘዎይ ቆንቃኪ ከኣሊ❤❤❤
ፅቡቅ እዩ ዝመደብ.. ቀፅለሉ.. ንፈትወካ ኢና. ሕጉሳት ኢና በአካ... ግን ናይ አድኣ ንመንግስቲ እሞ ክንደቦጎይተናኣ ዝኾን ካብ ትምነየላ ዛቆላዓ ድማ ካብ ንጌታችዉ ካብ ኣቡኣ ዝዓቢ ካብ ትምነ.... ንግስቲ ትኾኒ ኢኺ ግን ብርትዕኪ ተምሃሪ ዘይትብላ 🤔ደሓር ለ ናይ ባህላ ደርፊ መዝሙር.. ድሕሬኡ ድማ ካልእ.. ክተፅንዕ እዩ ዘለዋ... ኣከዳድና ለ ጌጋ እዩ.. ንምንታይ ድዩ ደኣ ባህልና ቃንቃን ኽነዕቢ ዝግበኣና 🤔🤔🤔ዝገርም እዩ... እንተ ንቅሓታ ግን ብዘይከዉን መገዲ ኮይኑ እምበይ ዝድነቅ እዩ
ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ገበረሩኒ❤
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
እቶም ሰብ ኮሞንቲ ዘይራኣኹም ዱኹም ትጽሑፍ ጎልፎ ኔይሩዋ እዩ እኮ ድሓረ ሙቁት ስለ ዙኾኒ ኣውጹኣቶ
መዝሙር ሕዝክልና ንፀበ ሚጣዋይ
ፈጣሪ ሓሳብ ልብኪ የስምረልኪ ማዓረይ❤ ዳኒ እውን እንኮዕ ናብዚ አብቀዐካ ካብ ቆቢዕ ተጋላጊልካ❤❤❤
ካብ ዘይኩንነት ሕልሚን ተስፋን ዉፁታ ቆሉዑን መናእሰይን ትግራይና ከም አባይ ሓመድ ከትኮኑታ ??
ወለዲ ደቅኹም ብገንኦም ጥዑይ ኣከዳድናን ኣዘራርባን ኣምህሩዎም😥ካብ ጓላስ ኣዲኣ ትገድድ ዓባይ ዕትሮ🤦♀️ ወለዲ ኣደብ እንተዘይሃልዩና ደቅናውን ኣደብ ኣይክህልዎምን እዩሞ ደቅና ብኣግባቡ ነዕቢ👌
ህፃንስ ግርህ ተበለ እዩምበይ ናመን ነቃፅያ ቶምወለዲኸ ሓላፍነት ለይዋፅኡ ጥራሓ ዝስድዋ
ኣቡዚ ኮመንት ዝተምሃርክዎ ግን ምድረ ቀናእ😮😮😮
Comment on that "wish to marry Dr.Debretsion or Getchaw Reda and blah blah..."
The Mother ❌
The interviewer❌
The child: Innocent
ጉልበት ካብ ፃፀ
ብልሒ ካብ ሰበይቲ
❤❤💝❤❤❤❤❤❤❤
አካዳድና እናማዓራረኩም አቅሩቡ ፁቡቅ መደብ
ትርጉም ደርፊ ባ ታሓባበሩና ተጋሩዋኒ😂
እግዚአብሔር አቦይ ናበይ እና ንከይድ ዘለና ከመይ ዝበለ ሓጥያት እዩ ብህፃና ከምዙይ ዝበለ አካዳድና 😢😢ቱ
🙄🙄🙄🙄
ሕልሚ ህፃናት ምርዳእ ሰናይ እዩ ግና ህፃናት ትምህርቲ ክማሃሩን አብ ትምህርቶም ክጥምቱ ይግበኦም
😅😅😅 ጌታቸው ኲንካ ,የ😅😅😅
ፅቡቕ ዳኾንካ ዘለኻ ብጣዕሚ ደስ ልብልእዩ ግን ታናይ እሸቱ ግን ሙሉእ ንሙሉእ ትኩርጅለኻ ዚኣ ተትቅይራ
ታይ ችግር እኑዩ ሰብ ዝመስሉይስርሕ
ሉሎም ብዘይቆቢዕ አይፈልጦይ😂😂😂
ብጣዕሚ ሓሪፍ መደብ እዩ ካብ ኩለይ ደስ ዝበለኒ ህፃውንቲ ብነፃነት ዝዛረብሉ መደብ ስለ ዝኾነ ቀፅለሉ !!
ከምዚ ዓይነታት ኣከዳድና ህፃናት ካብዚ እንታይ እዮም ክመሃሩ😢
ኢልናካ ምስማዕኮ አቢካና እንበር ህፃውንቲ ዳአ ዘይብሉ ገዛ ዶ አሎ እዩ ግን አይገበርካዮን ብአካል ንዝበለካ ኢካ ተታባብዕ ዘለካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩልኩም
መህር ሉሎም ናብይ ከይዲ ካሊእ መፂኡ ኢለ ነይረ ብዘይ ቆቢዕ❤❤😂
ዋላ ኣነ😂😂😂
ኣነ እዉን😂😂😂
ሓሳብ ልብኪ የሰምረልኪ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪይ 🙏🥰🥰ምቅርተይ
እንካዕ ደስ በለካ ሉሎም ብዘይ ቆቢዕ ሪኢናካ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ብትግርኛ ይተርጎመልና ዋይ ዓለም😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 ብዝካነ የዕቢኪ ምቅርተይ❤❤❤😊
ዋይ መርገም ደብረፅዮን ኣሪጉ እዩ ጌታቸው ረዳ ይሕሸንያ😂😂
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም መጩውት❤❤❤❤❤❤
ንቀደም ናይ ትግርኛ ክተማዕብል ኣለዋ ካብኡ ኣከዳድና ውን ፕሊስ 🙏🙏
ዳኒ ቋንቋ፤ ባህልን ክብርታት መንነትን አብ ምዕባይ ትግበሮ ተበግሶ ክብሪ አለኒ ቀፅሎ
😹😹
Thank you my dear 😘 queen 👸 humera
አላ ዕጎ ኩላትኩም ሐደ ሕማም እዩ ተሐዚኪም ሕማም ናይ አቢ ሐሊፍዋ 😂😂😂
ዋይ ነገር መዚቃ ግን 😂😂😂
አረ ናይዚ ደርፊ ነገር ገረሠኒ በይዛኹም ተርጉምለይ😅😅
እዋይ ብለሙኡ ጥራሕ ነብሳ እንታይ ጉድ እዩ ኣቤቱ ወላድት ኣምላክ ክንደይ ትሓዝን መስለኩም
ኣገባብ ኣክዳድና ግበሩ ትውልድ ኣይትበርዙ
መምህር ሉሎም ፀጉርኩም😂 ቆቢዕ የጥዕመልኩም😂ሶ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤
ዘማሪት እምበር ደራፊት ኣይትኹን ወይ ሺምኪ ቀዪሪ
ትጭነቅ ዘለኻ ክኣ ኣምላክ ጭንቀትካ ናብ ዓቢ ሓጎስ ይቀይረልካ፤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ሕሰም ኣይትርከብ መንገድኻ ጡጡሕ ይኹን። ኣብዛ ፕሮፋይለይ ኣቲኹም ከኣ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ። የቀኒየለይ😊😊😊
Weeee❤👸🫶🫶
She is very right about Mekele. I am from Mekele I love “Hambesha”
እዚኣ ቆልዓ ኣብ ደገ ማለት ኣብ ውጪ ክትነብር እያ ትደሊ ምኽንያቱ ኣብ ዓዳ ክትነብር ሓሳብ እንተዝነብራ ናይ ዓዳ ደርፍን ባህልን ምዘከረት ነይራ እያ
አረ ቆቢዕካ ግበር ልዑሎመይ ገንጋን😊
ዓገብ አካዳድና አዛራርባ ዓገብ ነውሪ መሕፈሪ መሰከፉ
ዶርሆስ ይፅላእ
አነስ ካብ ኩሉ ደርሆ እየ ዝፈቱ💝❤💝❤
😂😂😂😂
😂😂😂😂
አብ ዓመት 2 ግዜ ናረከብናስ😂😂😂😂
@@ጓልትግራይ-ወ4ጀ
አነስ ፅብፅባሕ እየ ዝረክቦ ዘለኩ ዓድና ምስተመለስና ዳአ እንድዒ እንበር
ዋላ ዋላ ምንም ክርድኣኒ ኣይኻኣለን እንግሊዝ ❤❤❤
ኣሰይ ፅቡቃት ❤❤❤
Ata fetari aboy bzkone yeebki weledi gen akedadna astkakulula
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ልሎም ዘይመሰለኒ ፀንሑ 😂😂😂😂😅
አሰይ ዕድመን ጥዓናን ያሃብኪ ፈጣሪ ትምኒትኪ ይስመረልኪ ብትክክል ንቅሕቲ ቆላዓ 💞💞💞💖💖💖💖
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ናትካ ከአ እንታይ ንማለት ሐሲብካ ጠይቅ👌👌👌👌
ገፂኪ ትራሓቅ ሕማቅ ኣታዓባብያ😂
wow❤️💛💃💃💃💃🔥🔥🫶🫶
እጭ መፅፅ ቆልዓስ ቆልዓ ተመሰለ እዩ ፅቡቅ ሓሰባ ግን ፅቡቅ
አታዓባብያ ዘብደላ ፎእእእእ አብዘይ ምፀፁ😢😢
በጣም ታስጠላለች የህፃን ባህሪ የላትም
ነአ ግን ጉልበት ካብ ፃፀ ብልሒ ካብ መላፀ እየ ዝፈልጣ