መንጨለት ናኸድኩ ሃነጊ ረኺቦምኒ😱 ካራ ናብ ክሳደይ ኣብ ገመድ ዝተዘርግሑ ክዳዉንትና ተሰሪቖም ሓዲሮሞ😱

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 644

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  4 หลายเดือนก่อน +163

    ተመስገን ቅዱስ ጨርቆስ ስለ ኩሉ ነገር 🙏🙏🙏

    • @sabai12167
      @sabai12167 4 หลายเดือนก่อน +6

      ምስገናኪ ይብዛሕ ሰሉዮ እንኳዕ ብኡ አሕለፈልኪ ኣብሳሪ መልኣክ ቅዱስ ገብሪኤል አሕሊፉ የሃበክይ🙏🙏🙏ብጥዕሚ ኣዩ ዝግዜ መፍረሒ😔

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@sabai12167ደምሪን🎉

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 4 หลายเดือนก่อน +2

      ሰሉየ ደምሪን🎉

    • @aynalemaynalem-xb9qo
      @aynalemaynalem-xb9qo 4 หลายเดือนก่อน +2

      እንኳዕ እግዚአብሔር አምላክ ብኡ አሕለፈልኪ ሰላመይ ❤

    • @MerryMerr-li8rb
      @MerryMerr-li8rb 4 หลายเดือนก่อน +2

      በቃ፡ኣነስ፡ዓደይ፡ፀሊእዮ😢😢😢

  • @ትዕግስቲዩቱብCanal
    @ትዕግስቲዩቱብCanal 4 หลายเดือนก่อน +124

    ናይ ሰላም ተኻታተልቲ TDF እየ ስብስኽራይብ በልለይ ተጋሩዋይ🙏🙏💛❤️

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      tdf ዓይነይ መልስለይ ክብረተይ🙏☘️

    • @kidan5256
      @kidan5256 4 หลายเดือนก่อน

      እሽኒ 🙏❤💛😍

    • @HelenKalay
      @HelenKalay 4 หลายเดือนก่อน

      እሺኒ

    • @ሞዴል
      @ሞዴል 4 หลายเดือนก่อน

      ቪድዮኺ ዘርጊሕክስ Tdf eye ኣረ ይድብር እዩ😡

    • @ትዕግስቲዩቱብCanal
      @ትዕግስቲዩቱብCanal 4 หลายเดือนก่อน

      @@ሞዴል ሰብ ኾይና ሓሳድ ንስብ ፅብቅ ተመነዪ ኽቀነዐኺ

  • @aduadu9133
    @aduadu9133 4 หลายเดือนก่อน +25

    No መንጨለት ማየ ጸሎት mearey btaemi eye zfetweki from🇪🇷

    • @abrhetknfe186
      @abrhetknfe186 4 หลายเดือนก่อน

      ኩሉ ሓደ እዩ

    • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
      @ራኪጓልአኽሱምፅዮን 4 หลายเดือนก่อน

      ሕጂስ ታይ ይመልከትካ ላህጃና እዩኮ ጦልቃም😞

    • @FiriHadad
      @FiriHadad 4 หลายเดือนก่อน +3

      መንጨለት እና ንብሎ አንሕና ይፉላለ እዩ ኮ በብ ከባብና አዛራርባና ክቡረይ

    • @ፈቃርእዩልበይ-ፈ1ወ
      @ፈቃርእዩልበይ-ፈ1ወ 4 หลายเดือนก่อน

      ንስኽስ እንታይ ምልከተኪ ዋይ ጡዑይ መልሲ ተስኢኑ ድዩ ❤❤😊​@@ራኪጓልአኽሱምፅዮን

    • @TianXing-ow4mq
      @TianXing-ow4mq 4 หลายเดือนก่อน +1

      ማጨለትor ማይ ፀሎት

  • @HIfti-H
    @HIfti-H 4 หลายเดือนก่อน +108

    ሓንት ግዘ😢ናይ ሰላም ትኻታተልት ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጀማሪት እየዋ🎉❤ከትሓልፉን

    • @suadabdelwahab9559
      @suadabdelwahab9559 4 หลายเดือนก่อน

      እሺ ንዓይ ውን ግበርለይ ገረልኪ ኣለኩ

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 4 หลายเดือนก่อน

      @@suadabdelwahab9559 ገረ አለኹ ማዓረይ💞

    • @yduedydygsys
      @yduedydygsys 4 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ ሓፍተይ❤

    • @jastavms2119
      @jastavms2119 4 หลายเดือนก่อน

      ገይረልኪ

    • @FsefDwef
      @FsefDwef 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ግን ገይረ እየ ፀኒሐ እሺ ዛምቤተይ 😂❤❤❤

  • @sooqusabya2844
    @sooqusabya2844 4 หลายเดือนก่อน +45

    ብስመአም ወልደ መንፈስ ቁዱስ እዋይ ግዜ እዃዕ መሓረኺ ሓፍተይ😢😢🙏🙏

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 4 หลายเดือนก่อน

      ደምሪን🎉🎉

    • @abadithagos8245
      @abadithagos8245 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@HIfti-Hሊንክ

    • @MaaanjJopnj-pg2bu
      @MaaanjJopnj-pg2bu 4 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 4 หลายเดือนก่อน +39

    ማርያምን ከማይ ልዓዲ ልክከድ ዝፈረሐ ቀደማካ ስደት 😢ሰደት ምንባር ይሐሽ

    • @MerMeri-vi8ti
      @MerMeri-vi8ti 4 หลายเดือนก่อน

      ኣነ ኣለኩ ኣይ ንስድራና ናፊቅና ማዓዝ ንከይድ ኣንዳበልና ፀንሕናስ😢

    • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
      @ማርያመይኣዶፍቅሪ 4 หลายเดือนก่อน

      ኩላትና ኢና ፈሪሕና ክንሞት ኢልና😥😥😥

    • @lilitylility4864
      @lilitylility4864 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣነ ኣለኹ 😢😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน +4

      ኣጆና ፍቱዋተይ ስደት'ከ መዓዝ ካብኡ ዝሐሽ ኮይኑ: ብኹሉ ስቓይ እዩ ዘሎ እዚ ወለዶ እንድዒ ናበይ የብል ከም ዘሎ' እግዚአብሔር ይሓልወና ጥራይ እዩ ዘብል!
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

  • @Samera-og6fj
    @Samera-og6fj 4 หลายเดือนก่อน +28

    ቅድስ ጨርቆስ እልክ ፀውዕዮ ሰላመይ እንኳዕ ተረፍኪ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @GlaDesta-f2r
    @GlaDesta-f2r 4 หลายเดือนก่อน +33

    እዙይ ፈሪሕና ኢና ፀልማት ኣይትውፅኢ ንበለኪ ዘለና ሰላመይ😢😢😢❤❤❤❤

    • @MeazaTube12
      @MeazaTube12 4 หลายเดือนก่อน +1

      ማዓረይ ንደማመር🙏🥰🥰🥰

    • @GlaDesta-f2r
      @GlaDesta-f2r 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@MeazaTube12 ጨለ ደምረኪ ናተይ💜

    • @MeazaTube12
      @MeazaTube12 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@GlaDesta-f2r eshni welela💙

  • @fishiktaameley2645
    @fishiktaameley2645 4 หลายเดือนก่อน +28

    እንኻዕ እግዚኣብሂር ኣውጸአኪ
    ኣነ ክድሚ ስደት ምውጸአይ ኣብ ውቅሮ ኣብ ውሽጢ ከንሽሎ ገዛ ተካርየ ነይረ ካቡኡ ክዳውንተይ ሓጺበ ኩሉ ኣብ ክላሰይ መዘርግዚ ነይሩኒ ኣቡኡ ዘርጊሐዮ ካቡኡ ደቂስ ለይቲ ከፊቶም ኩሉ ክዳውንተይ ኣቁሒተይ ወሲዶምዎ ንጎሆ ተሲኤ ናብ ስራሕ ክከይድ ምንም የለን እታ ዓራትን ዝተከደንኩዎ ብጃማ ሒዘ ቀርየ ኣብቲ ኣስዑ ግዜ ሓዚኒ ግን ድማ እግዚኣብሂር ኣመስጊነ ምክንያቱ ኣብቲ ለይቲ እንተትስእ ነይረ ክቀትሉኑ ነይሮም እዮም እቶም ለይባቡ ።
    ግን ሐዚ እግዚኣብሂር ይመስገን ክዳንም ኣጥርዮዮ እንካን ገዛም ኣጥርዮዮ ማለተይ ኣይ ባዕለይ ኣብ ውቅሮ ብዘመናዊ ምንም ዘይጎዶሎ ገዛ ኣለኒ እንታይ ልምባል ደልየ እየ ፈተናስ ጽቡቅ እዩ ።ኩሉ ግዜ ብእግዚኣብሄር ኣመንቲ ክንከውን ኣለና ልብና ኣጽሪና ልእግዚኣብሄር ክልምን ኣለና በሀሊት እየ ።🙏❤🙏❤🙏❤ስላም ንኩሉ ሰብ ይሃበና ኣምላክ።🙏❤🙏🙏❤🙏

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @hierantekle3091
    @hierantekle3091 4 หลายเดือนก่อน +12

    ወይኔ ታሪክ ሰላም ሓፍተይ እንኳዕ እመቤቴ ረደአትኪ ኩሉ ግዜ ስመያ ኢኪ ወረሒ ወርሒ ተመስገን ኢልኪ ዶሞ ኩሉ ግዜ ኣመስግኒ ንእግዚአብሔር ❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይ ገብረለይ❤❤❤❤

  • @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB
    @ሓፍቲጅግናኢልኩምፀውዑኒB 4 หลายเดือนก่อน +3

    😢ሰሉየይ እንካዕ መድሂን ኣለም መልኣኩ ቅዱስ ገብርኤል ረደአኪ አረ ዓድና ታይ ንገብር ንከድ ስደትካ ምሸት ናብ ዘደለክው ናከድኩሲ ዓድናማ እህህ😢😢

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

  • @ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
    @ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ 4 หลายเดือนก่อน +3

    እዋይ ዓድና ገይሩ ዘፍርሕ ከይኑ ዘሎ ብዝከነ እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 4 หลายเดือนก่อน +2

    ማሓረኒ ታይ ማዓቱ ሰሉዋይ እግዛቢሄር እንዃዕ ብሰላም ተረፍኪ በይንኪ ኣይትዉፅኢ😢😢😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @Calmhuman-br5pn
      @Calmhuman-br5pn 4 หลายเดือนก่อน +1

      ገይረልኪ​@@brhanzetigray

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 4 หลายเดือนก่อน +7

    እንካዕ ቅዱስ ጨርቆስ ኣውፅአኪ ዶሞ ፀልማት ኣይትውፅኢ ሰሉዋይ

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @AaAa-ec7gl
      @AaAa-ec7gl 4 หลายเดือนก่อน +2

      @@brhanzetigray እሺ ገይረልኺ

  • @زايد-د8ع
    @زايد-د8ع 4 หลายเดือนก่อน +2

    ቅዱስ ጨርቆስ እንኳዕ ኣዉፅአኪ ማዓረይ😢😢😢😢😢

  • @የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ
    @የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ 4 หลายเดือนก่อน +7

    አረ ደቅናይ አሕዋትናይ እግዚአቢሄር ይሓልወና እንበ ግዜ ኻፊኡ😢😢😢😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 4 หลายเดือนก่อน +1

    ውይይይይ ናይ ቅዱስ ገብርኤል አባቴ ስራሕካ ድንቂ የኔ አባት የኔ ደራሽ እና ቅዱስ ገብርኤል እንኳዕ ካብክፍእ ሓለወኪ እና እንተክኢልኪ ዘክርዮ እማይ🙏

  • @EyerusTsegay-yz7wt
    @EyerusTsegay-yz7wt 4 หลายเดือนก่อน +6

    ኣቱም ሰባት ድምፅና ነስምዕ😢😢😢
    ታይ ይኮኑሎ ዓዲ

    • @brhanbrhan6506
      @brhanbrhan6506 4 หลายเดือนก่อน +1

      ህዝቢ ክሳብ ታይ ዝኮን እዩ ዝርእሎ

    • @FiriHadad
      @FiriHadad 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሕግ ፈዝዙ ባእ ክተርር አለዎ ሕጌ

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@brhanbrhan6506ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 4 หลายเดือนก่อน +2

    ተመስገንካ ቅዱስ ገብርኤል & ተመስገንካ ህፃን ጨርቆስ 🙏🙏ሰሉ ሓፍተይ እንኳዓ ፈጣሪ ማሓረኪ🙏ደሞ ምሸት ከምኡ ውን በይንኪ ብዙሑ ኣይትድፈሪ ከሳብ እቲ ግዜ ቁሩብ ዝረጋጋእ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ፀጋገሃንስ
    @ፀጋገሃንስ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ዓድና ተባላሽዎ እያ ዋ ሰሉዋይ እንካዕ እግዚአብሔር አምላክ ረደአኪ ፈጣሪ ንሓጥያተኛታት የፈቅረና እዩ አምላክ ሲ ሰላም የዉርደለና 🤲👏👏👏

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @BrahnDesta
    @BrahnDesta 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ተመሰገን ዳኣ ንበል አምበይ ዋላ ናገዛና አዩ ተሰሪቁና ቅድሚ 4 ወርሒ ጓለይ ተብሳክ ፀገሙ ሰብ ጨኒቅው አዩ ዘሎ ዋ ፈጣሪ የቅልለልና አምበይ ይገርመኪ አዩ ሰሉዋይ😢😢

  • @user-in4hz6ew8oSelam
    @user-in4hz6ew8oSelam 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋላ ማይ ፆሎት ይኩን ፃሓይኪ ኣብሪቅኪ ንጉስኪ መርቂ ኪዲ ሰሉ ዓይነይ ዓድና እንዳ ዝብኢ እያ ተቀይራ ዘላ ኣምላክ ይሓልካ ንፁህ ህዝበይ🙏🥰

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @لمتب
    @لمتب 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ህዝበይ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን
    እንኳዕ ቅዱስ ጨርቆስ ሓለወኪ ሰሉየ ሰላምና ይመልሰልና🙏😥

  • @RgetiRgeti
    @RgetiRgeti 4 หลายเดือนก่อน +11

    ብሽም አመብርሃን ሳብስክራይብ ግበሩለይ🙏

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 4 หลายเดือนก่อน +1

      አነ ገረ አለኹ ሳብስክራይብ ግበሪለይ እስኺዉን🎉❤

    • @RgetiRgeti
      @RgetiRgeti 4 หลายเดือนก่อน

      @@HIfti-H እሽኒ

  • @ፀጋገሃንስ
    @ፀጋገሃንስ 4 หลายเดือนก่อน

    ኣንቦል ዘይከነሲ ሰሉዋይ ብቃትሪ ዋላ አሕዋተና ይቃትሉና ኣለዉ ዶ ዋ ፀለማት በይንኪ ኣይትዉጽኢ ዝሓፍተይ

  • @lilihafithalofom270
    @lilihafithalofom270 4 หลายเดือนก่อน

    ግዜ ከፉኡ😢እዩ ፈጣር ምሕረት ይላኣኸልና ዳኣም🙏🙏😥😥😥🙏

  • @mulugebreegziabher9544
    @mulugebreegziabher9544 4 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ለባመይ አወ ይሕግዘኪ ጎይታ ከምታ እምን አቢልክዮ ኩሉሳዕ ማንጨለት እናኸድኪ ንዝአመኖ እሙን እዩ ጎይታ እንቋዕ አትረፈኪ❤
    ንዓቶምለ ልቦና ይሃቦም

  • @HhBb-lr4tn
    @HhBb-lr4tn 4 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ንጽቡቅ ገበረልኪ ዘሓፍተይ ክብሪ ንግዚአብሔር ተመስገን ሕማቅ ለየርአየና❤❤
    #ቅዱስ ቄርቆስ በሊ ሰላም ሓፍተይ

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 4 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@brhanzetigrayገይረልኪ❤❤

    • @HhBb-lr4tn
      @HhBb-lr4tn 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@Grmaneshyoutubeገይረልኪ❤❤

  • @mashumash6776
    @mashumash6776 4 หลายเดือนก่อน

    ቅዱስ ጭርቆስ እንካዕ ኣወፅአኪ ሰሉየይ❤❤

  • @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
    @መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣምላክ እንኾዕ ኣትረፈኪ ኣምቶሉስ ለይቲ ፍቲሖም እዮም ዝወስድዎ ኣምላክ ደኣ ስላምና ይመልስልና እምበር😢😢😢

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @ክብርለእግዚአብሔርይኩን
    @ክብርለእግዚአብሔርይኩን 4 หลายเดือนก่อน

    ብመጀበርያ እግዚአብሔር ካብት ክፉኢ ዘበለ እንኳዕ አዳሓነክ ካዉኡ ክኣ ሰላመይ ማዓተብኪ ካብ ክሳድኪ አይተዉፅእዮ ቀድም ግበሪ እላኪ ነረ ገርኪ አይተዉፅእዮ ሕጂ ዉን እሰሪዮ🙏🙏👏❤😘

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 4 หลายเดือนก่อน

    እውይ በሰምአብ😢 እንኳዐ ደሓን መጸእኪ እግዝአብሔር ዬመሰገን ህጸን ጨርቆሰ ጸሎት አይፍለየና ሓላዊኪ ይኩን አጀክ❤

  • @fjgfjfg1826
    @fjgfjfg1826 4 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኣምላክ ታይ ይሳኣኖ ፈጣሪ እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ጋልነይ ማዓረይ

  • @hugfjfuhhg1555
    @hugfjfuhhg1555 4 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ግዘ ግን እንኳዕ ንዳሓር በለኪ ሓፍተይ ማዓረይ ፀሎት እስከ ኣይትፍለዪ😢😢😢😢😢

  • @الالال-س1ت
    @الالال-س1ت 4 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ እንኳዕ እግዚአብሔር ካብ ክፊእ ኣደሕነኪ😢😢
    ተጠቀቃ ዝሓፍተይ
    እንኳዕ ቅዱስ ጭርቁስ ኣድሕነኪ

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 4 หลายเดือนก่อน +4

    ሓላዊኻ ኣይግሽ ይብሉ ወለዲ አግዛብሄር አንካዕ ኣትረፈኪ መዓረይ ❤️😍🙏

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti 4 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን እንቃዕ ኣምላክ ኣድሐነኪ ሰላመይ❤🙏 ታይ ዓይነት ግዜ እዩ😢

  • @Aose-z5h
    @Aose-z5h 4 หลายเดือนก่อน +17

    ቅዱስ ጭርቆስ በሊ ሰላም ሓፍተይ እንኮዕ አወፀአኪ ሰላም ሓፍተይ 🙏❤

  • @bnnb1862
    @bnnb1862 4 หลายเดือนก่อน

    ቅዱስ ጨርቆስ ያሓልኽ እዛ ሓፍተይ🙏

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ተረፍኪ ሰሉዋይ ማዓረይ❤ ከፍርሕካ ዝግዘ❤

  • @hymiyoutubechanel6651
    @hymiyoutubechanel6651 4 หลายเดือนก่อน +8

    ሰሉዋይ እንኳዕ ኣዉጸአኪ❤😢

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራብ ሓግዝኒ ሰበይ❤

    • @hymiyoutubechanel6651
      @hymiyoutubechanel6651 4 หลายเดือนก่อน

      @@hiwettsegay1616 እሹኒ ገይረ ልኣይለ ግበርኒ😍

  • @سبحانالله-ط4ت7م
    @سبحانالله-ط4ت7م 4 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ እንካዕ ንፁብቅኪ ገበሮ ሰሉ ሓፍተይ ❤🙏❤🙏❤

  • @herilove7188
    @herilove7188 4 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር ኣምላክ ንገበርቲ ክፍእ ብኢዶምን እግሮምን ይእሰሮም ታይ ዓይነት ግዜ ኢና በፂሕና ዘለና😢😢

    • @ShamS-hp3vn
      @ShamS-hp3vn 4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @Dolar1219
    @Dolar1219 4 หลายเดือนก่อน +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ሰላምኪ ይብዛሕ ሰሉዋይ❤ ፈሊጡ ድያብሎስ ፈሪሕኪ ምእንታን ከይትጥመቂ ማንጨሎት ፈሪሕኪ ምእንቲ ክትገድፍዮ ዝሐሰቦ ድያብሎስ ይከውን ግን ህፃኑ ቅዱስ ቂርቆስ አክሽፍዎ እዩ ተመስገን ። ወላዲተ አምላክ ካብ ክፉእ ነገር ኩሉ ትሐልኩም ትሐልወና

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @Tsega-ent-27
    @Tsega-ent-27 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሰሉዋይ ማዓረይ ልፅብቅ ይግበሮ እ/ር ምሳኪ ዩኩን

    • @ShamS-hp3vn
      @ShamS-hp3vn 4 หลายเดือนก่อน

      🙏🙏🙏❤

  • @hgf6568
    @hgf6568 4 หลายเดือนก่อน +1

    ተምሰገን እንኳዕ ቅዱስ ገብሪኤል እና ቅዱስ ጨርቆስ አሕልፈም ዘይሃብኪ ተምሰገን ተመስገን ተምሰገን ሰሊተይ 💔😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @brhanzetigray
    @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ናይ ዓድና ነገርስ ጽዋ የብሉይ ኣዝዩ መስግኢ እዩ'ዋ እንቋዕ ኪዳነምሕረት ተወሓሰትኪ ሰላመይ: አምላክ ከዓ ሰማያዊ ምሕረቱን ሰላሙን ይልኣኸልና🙏🕊
    ፍቱዋት ተኸታተልቲ ሰላም ሓፍትና ንዓይ ሓፍትኹም ከዓ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፍቱዋተይ😍🙏

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

  • @almazalema
    @almazalema 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ዝዓድና ምሕረት ኣሞላክ ይውርደልና😢🙏

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ መድኃኔዓለም አቦይ ከለለኪ ሰላመይ እንታይ ዓይነት ግዜ እዩ ልብካ መልእካ ዘይትከደሉ😢😢😢

  • @ssafua8682
    @ssafua8682 4 หลายเดือนก่อน

    ታይ ማአቱ እዝይ እንድዩ ዘፍረሐና ዘሎ እና እንካእ አምላክ አትረፈኪ

  • @DadddDazs
    @DadddDazs 4 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ብሰላም ኣዉፀአኪ ሰላመይ ለይቲ ኣይትዉፅኢ በይንኪ ግን ዝግዜ ገይሩ ከፊኡ እንዮ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓልይኪ❤❤❤❤❤

  • @ngstihylemaryam7540
    @ngstihylemaryam7540 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኻዕ ንፁቡቅ ገበረልኪ ሰሉዋይ ክብሪ ንእግዚኣብሄር ተመስገን ሕማቅ ለየርአየና ❤❤🙏🙏

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ በሉለይ ህያበይ❤

    • @ShamS-hp3vn
      @ShamS-hp3vn 4 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኩርዓተይ🙏🙏🙏🙏🎉❤

  • @GfGcf-fq5bv
    @GfGcf-fq5bv 4 หลายเดือนก่อน

    ሰሊተይ ማዓረይ ተመስገን እንኳዕ ቢሂወት ተረፍኪ🙏💕💕🙏

  • @selammekonen1792
    @selammekonen1792 4 หลายเดือนก่อน

    ውይይ ሰላመይ እካእ እክዛአብህር ሐገዘኪ ማአረይ ግን ዝትግራይስ ናበይ ናበይ እዩ እፍፍፍፍፍ

  • @MuluGebremichael-b8o
    @MuluGebremichael-b8o 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየ እንኳዕ ቅዱስ ጭርቆስ ኣትረፈኪ ማዓረይ

  • @ራኪጓልአኽሱምፅዮን
    @ራኪጓልአኽሱምፅዮን 4 หลายเดือนก่อน

    እዙ ላሰማዕኻ ከመይ ገይረና ዓድና ናአቱ አምላኬይ ገል ግበር💔😭😭😭😭

  • @hiyabTubehiyab
    @hiyabTubehiyab 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቤት ኣምላኬ🥺🥺🥺ኣት ሰሉየይ ግዝኡ ሓሚቁ እዩንሀዋ ኣብ ትሕት ፈጣሪስ ብዝተኽኣለክ መጠን ጥንቃቐ ግበሪ ዛምበይተይ እመብርሃን ትሓልወልና ንኩሉ የዋህ ህዝብና🥺🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤❤

  • @EyerusaliemYouTubeእየሩሳሌም
    @EyerusaliemYouTubeእየሩሳሌም 4 หลายเดือนก่อน

    በጃክን ዓድ ዘለክን ኩሉ ይቅረይክን ዘን ኣሕዋተይ መርርና ለሙስ ከሙይ እልና እና ዓድና ነኣት 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @almazamanal8643
    @almazamanal8643 4 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚኣብሔር ኣምላኽ እንቋዕ ኣተረፈኪ ሰሉዋይ

    • @HIfti-H
      @HIfti-H 4 หลายเดือนก่อน +1

      ደምሪን🎉

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 4 หลายเดือนก่อน

    አዋይ አግዝአብሔር አምላክ አንኳዓ አትርፍኪ ክብረተይ ፈጣሪ ይመስግን ልይቲ አይትዉፅኢ 🙏🙏🙏🤲😢😢

  • @hanit726
    @hanit726 4 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ፅቡቅ ገበረልኪ ሰሉዋይ ጥንቅቅ በሊ ምስ ፈጣሪ😢❤

  • @dhsh6276
    @dhsh6276 4 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን ኣንኳዕ ተረፈኪ ሰሉየይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝርያኪ ይኩን ዛሓፍተይ😢😢

  • @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ
    @ፍቅሪኣምላክኣለዎሓለ-ቈ5ቀ 4 หลายเดือนก่อน

    ኣምላክ እንዃዕ ብቃሊል ኣሕለፈልኺ ሓፍተይ ግን ፈተና ንጽቡቅኪ አዩ ካብኡ ተማሃሪ😌

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 4 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ኣምላክ እንኳዕ ብሰላም ኣውፃኺ

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራብ በሉለይ ፅጋበይ❤

  • @سلامالحبشي-ع2ل
    @سلامالحبشي-ع2ل 4 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ዚሄር ኣውፀአኪ ሰላመይ❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉዋ እኳዕ አምላክ አውፀኪ ሓቢቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤️❤️❤️❤️

  • @meremere5079
    @meremere5079 4 หลายเดือนก่อน

    ሰሉዋይ ማዓረይ ኩልኹም አሕዋት አትውፅኡ ምሸት❤❤

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp 4 หลายเดือนก่อน

    ኣታ አምላክ ኣቦይ ከመይ ዝበልዎ ግዜ ኢና በፂሕና😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @SaSa-uc7es
    @SaSa-uc7es 4 หลายเดือนก่อน +5

    ተመሰገን እንኳዕ ተረፍኪ ሰሉየ

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ስበይ ሳብስክራብ በሉለይ❤

  • @تعهه-ج4ذ
    @تعهه-ج4ذ 4 หลายเดือนก่อน +3

    ኣየ ግዜ ኣዝግዮ ማሓርን ክርስቴስ ሰሌዋይ ኣንኳዕ ኣግዝብሄር ኣትረፍክ 🤲😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @በሪሃጓል70እገላ
    @በሪሃጓል70እገላ 4 หลายเดือนก่อน

    ዋይ ሕጂ ስ ቅጥወጡወ ኣብዘሕኪ ማሪያም ን ሐደ ማይጨሉት ኣና ተሓፅቢኪ ፅብቅ ኣይክንኒ ስቅ ብሉ

  • @lolyalsomaly3184
    @lolyalsomaly3184 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ቁዱስ ጨርቀስ ኣውፀአኪ ሰላዋይ ጥንቅቅ በሊ መዓረይ❤🙏

  • @Woubnesh
    @Woubnesh 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ፈጣሪ ኣውፀአኪ ብዝኾነ ብፀልማት በይንኺ ምውፃእ ኣይተዘውትሪ ግዝይኡ ሓሚቁ እዩ ዘሎ ምዓረይ❤❤❤❤😢😢😢

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 4 หลายเดือนก่อน

    እንኻዕ ኣምላክ ማሓረኪ ስላመይ ❤❤❤እንታይ ዓይነት ግዜ እና በፂሕና

  • @ሚዙጓልተዋህዶእየ
    @ሚዙጓልተዋህዶእየ 4 หลายเดือนก่อน

    ተመስገን እንኳዕ ኣትረፈኪ ፈጣሪ ሰሉዋይ ማዓረይ ❤️❤️❤️ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ዶሞ ንስኺ ውን ጥንቅቕ በሊ እዚ ዓዲ ሕማቕ እዩ ዘሎ 😥

  • @تيتايايابا
    @تيتايايابا 4 หลายเดือนก่อน

    Way mengeza adkas kemdletka zeytregtho zro enkae fetari tewhaseki halaley ❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 4 หลายเดือนก่อน +2

    በስምኣብ 😢እንኳዕ ኣምላኽ ኣትረፈኪ መዓረይ❤🙏

  • @AbiGaltigray-ce3yt
    @AbiGaltigray-ce3yt 4 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር እንካዕ ኣውፀአኪ ሰሉየ ትግራይ ዓደይ ግን ለማን ድዩ ዓዲ ጨካናት ኮይና ተራእዩ ዘይፈልጥ እህህ😭😭😭

  • @Shewitshewit-ze8fb
    @Shewitshewit-ze8fb 4 หลายเดือนก่อน

    ተመሰገን እንካእ ተረፈኪ ዛሓፈተይ

  • @TmesgenTgray
    @TmesgenTgray 28 วันที่ผ่านมา

    አንዃዕ ኣምላክ ኣውፀአኪ ሰሉየ🙏🙏❤❤❤❤💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @Tigray122
    @Tigray122 4 หลายเดือนก่อน

    ወይ ጉድ 💔😭🖤እህ እንኳዕ እስኪ ብሰላም ወጻኪ ንእስነትኪ እንኳዕ ርኣየልኪ እና ጥንቅቅ ክኣ በሊ እኪ እዚ ምፍናውኪ እንተ ድኣ ፈሊጡ ከይትሓዝ ብሕጊ ከይ ሕተት ክብል ሕማቅ ስ እኳ ሕማቅ እዩ ሓሳቡ ካብ ንጉሁኡ💔 ልቦንኡ ይኽፈተሉ 🙏🏻ግን ንዝኮነ ግዜ ኩሉ ሰብ ምጥቃቅ ጽቡቅ እዩ ::

  • @wuwjusdjdjdhh7176
    @wuwjusdjdjdhh7176 4 หลายเดือนก่อน

    ሰላምየ እንካእ ፈጣር ኣውፀአክ ኩሉ ህዝብ ፁሎትን ምህለላን ይግበር ፈጣር ዓድና ሰላም ክገብረልና 😢

  • @merilave
    @merilave 4 หลายเดือนก่อน

    ከፍርሐኻ ዓድና እፍ😢 በሰላም እንኻዕ ኣተርፍኪ 🙏

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብስላም ወፀኪ ዝሓፍተይ ዋይ ዛዓደይ ዝኩሉ መስዋእቲ ኡፍ😢😢❤

  • @vhdghhd9687
    @vhdghhd9687 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብሰላም ተረፍኪ ሰሉዋይ ተመስገን ፈጣሪ

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ በሉለይ ክብረተይ❤

  • @SelamTeklay-s2n
    @SelamTeklay-s2n 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብክዳንኪ ኣሕለፎ

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605 4 หลายเดือนก่อน

    ኣትዮ ሰሉዋይ እንኳዕ ማሓረኪ ዝሓፍተይ ሓደራኪ በይንኪ ኣይትዉፅኢ ምስ ስብኣይኪ ኢኪ ትከዲ 😢😢😢

  • @Albaadallbadr
    @Albaadallbadr 4 หลายเดือนก่อน +1

    ስባኣይኪ ዶ ኣይፋኒየኪ ዋ

  • @Medi-m3u
    @Medi-m3u 4 หลายเดือนก่อน

    ግዜ ሓምቁ እዩ ዘሎ💔ሰሉየይ እንኳዕ ፈጣሪ ኣትረፈኪ

  • @ቲቲTube-p5p
    @ቲቲTube-p5p 4 หลายเดือนก่อน +9

    ቅድስት ክዳነምህረት ቅዱስ ጭርቆስ በሊ ዝሓፍተይ ክብር ንዝግበኦ ግብር ንሃብ እንኮዕ እግዚአብሔር ኣትረፈኪ ቅዱሳን ብስርዓት ክነክብሮም ይግባእ መብዛሕትና ተጋሩ ንቅድሳን ንቅድስቲ ድንግል ማርያም ብጣዕሚ እና ንዝንጥሎም ንምንታይ ?ኣስተካክሊ ዛሓፍተይ😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 4 หลายเดือนก่อน

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 4 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ማሓረኪ ብዝኮነ ብጣዓሚ ሕማቅ ግዜ ኢና በፅሕና ዘለና

    • @hiwettsegay1616
      @hiwettsegay1616 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራብ በሉለይ ማዓረይ❤

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 4 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ንድሕረት በለስ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዛሓፍተይ ዓዲስ ገለ እያ ትከዉን ዘላ ዋ

  • @Hiyablovefili
    @Hiyablovefili 4 หลายเดือนก่อน

    እንቃዕ ተረፍኪ ምዓረይ ታይ ዓይነት ጊዜ አዩ 😢

  • @hiwothiwot2113
    @hiwothiwot2113 4 หลายเดือนก่อน

    እግዚአብሔር አምላክ እንኳዕ ብስላም ኣውፃኺ ስሉየ

  • @HhHjh-t3g
    @HhHjh-t3g 4 หลายเดือนก่อน

    Ankan fetari amlak bselam ኣወትሰኣኽ sili❤❤❤❤

  • @samhothy4878
    @samhothy4878 4 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብኽዳንኺ አሕለፎ ሰላመይ

  • @qspm6706
    @qspm6706 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፀብቁ አባ ቅዱሰ ጨርቆሰ ከምቲ አብ ምድር ዘምሰክርኩሉ አብ ሰማያት የመሰክርልኪ ከምዚ መሰክር ፀቡቁ አዩ እንካዕ አወፅአኪ ከብ ፍተና

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 4 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 4 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ፈጣር ኣዉፀአክ ሰሉየ ማዓረይ ጥንቅቕ በላ በይንኽን ኣይትኽዳ

  • @KhangKhan-d2w
    @KhangKhan-d2w 4 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ቁድስ ጅዎርግስ አዉፅአኪ ሰሉየይ ግን ለይቲ አይትዉፅኢ

  • @Yxufu
    @Yxufu 4 หลายเดือนก่อน

    እኳዕ እግዚኣብሔር ሓለወኪ ግን ናበይ ከም እንከድ ዘለና ከቢድ እዩ