ክብደት ምምዕርራይ - ዝሰርሑን ዘይሰርሑን 7 ኣገባባት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 24 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 218

  • @robeltesfay3260
    @robeltesfay3260 5 หลายเดือนก่อน +6

    ዝኸበርኪ ሓፍትናን መምህር ቅዲ ህይወትናን ዶ / ር ሻሮን
    ሓንሳእ ግዜ ወሲደ ነቲ ንማሕበረሰብና እተካፍልዮ ብዋጋ ዘይሽነን ሕክምናውን ምርጫ መንብሮ ሂወትን እትህብና ምኽሪ ዓሚቝ ምስጋና ኽገልጸልኪ ምደለኹ። ድሕንነት ካልኦት ንምምሕያሽ ዝገበርክዮ እትገብርዮን ወፈያ ብሓቂ ዝነኣድ ኢዩ ጥበብኪ ድማ ኣብ ማእለያ ዘይብሉ ህይወት ኣወንታዊ ጽልዋ ከም ዝገበረ ኣየጠራጥርን ኢዩ።
    ንጥዕናና ንምድንፋዕ ዘሎኪ ባህጊ ብሓቂ ዘነቓቕሕ ኢዩ ክእለትኪ ድማ ጥዑይ ኣነባብራ ንምዕቃብ ፍሉይ ልማድ ክሳዕ ክንደይ ኣድላዪ ምዃኑ ንኽንርዳእ ይሕግዘና ። መምርሒኺ ንጥዕናናን ክንቈጻጸር ሓይሊ ሂቡና ኢዩ ነዚ ድማ ኣዚና ኢና እንረብሓሉ።
    ኣብዚ ናይ ጥዕና ጸገማት ኣስፋሕፊሑሉ ዘሎ ሕብረተሰብ ምኽርኺ ነቶም ጥዑያትን ሕጉሳትን ናብራ ክነብሩ ዝደልዩ ሰባት ከም መብራህትን ተስፋን መምርሕን ኰይኑ የገልግል ኢዩ። ርህራሀኺ ፍልጠትኪ ከምኡውን ንሕሙማት ዘሎኪ ተወፋይነት ነቲ ፍሉይ ባህርያትክን ንድሕንነት ካልኦት ዘሎኪ ነቕ ዘይብል ቈራጽነትን መረጋገጺ ኢዩ።❤

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 6 หลายเดือนก่อน +28

    ገለን ብማይ ገለን ሳኣን ማይ , ድኽነት (ጥሜት) ዝድለየሉ ግዜ ውን ኣሎ ኢዩ 😂😅 , ዘዘበንካ ኣልዎ

  • @salemmelue6084
    @salemmelue6084 6 หลายเดือนก่อน +6

    መርሓባ ሻሮን ሓፍትና ❤መርጉዲ ተሓባበርና ሻሮን ሓፍተይ እታይ ክንገብር ኣለና ግድን ግድን ቢዶ ስርሕልና ብፍላይ ኣብ ግዜ ጾም ማራ ይጎድል ስለዚ እንታይ ንግበር 🎉

  • @tsegaybelay6859
    @tsegaybelay6859 6 หลายเดือนก่อน +9

    ዶክተር ሻሮን አነ ብጣዕሚ ዘድንቐኪ ብሓቂ እትሰድዮ መደባትኪ ካብሕድሕድ እዩ ዝበላለጽ ቀጽልዮ ኣጆኺ

  • @heran5269
    @heran5269 6 หลายเดือนก่อน +10

    ብጣዕሚ ንፍዕቲ ፅቡቅ ምኽሪ እዩ D.r Sharon thank you❤

  • @DrWisdomForUSPresident
    @DrWisdomForUSPresident 6 หลายเดือนก่อน +5

    We are what we eat, how fast we eat, how much we eat, and how many times we eat.
    We are what we drink. I drink only water. Chewing food for 30 seconds before swallowing is key to digestion. Eating small portions is essential for losing weight. Avoiding junk foods, stopping soda consumption, and cutting sugar from your diet are also the best ways to lose weight.
    Remember, drinking homemade ginger root and turmeric juice is an effective way to lose weight quickly.
    You are what you eat: prevention is better than cure. Cook fresh food and avoid refrigerating meals. Cook only what you need for one meal. Cooking is a good physical activity.
    Thank you, Dr. Sharon Woldu, for your insightful and high-quality content. 🙏

    • @DrWisdomForUSPresident
      @DrWisdomForUSPresident 6 หลายเดือนก่อน

      ንሕና ዉጲኢት ንበልዖ ኢና።እእንታይ ንበልዕ፡ ክንደይ ንበልዕ ብቅልጡፍ ዲና ንበልዕ፡ ክንደይ ንበልዕ፡ ክንደይ ግዜ ንበልዕ ክብደት ሰዉነትና ይውሰን።
      ንሕና እንሰትዮ ኢና። ማይ ጥራይ እየ ዝሰቲ። ቅድሚ ምውሓጥካ ን30 ካልኢት መግቢ ምሕያክ ንመሕቀቒ መግቢ ቁልፊ እዩ። ንኣሽቱ ምግቢ ምብላዕ ክብደት ሰብነት ንምጉዳል ኣገዳሲ እዩ። ምውሳድ ሶዳ ምቁራጽን ካብ ኣመጋግባኻ ሽኮር ምቑራጽን እውን ክብደት ሰብነትካ ንምንካይ ዝበለጹ መገድታት እዮም።
      ኣብ ገዛ ዝስራሕ ሱር ጅንጅብልን ጽማቝ ትምሪክ ምስታይ ክብደት ሰብነት ብቕልጡፍ ንምንካይ ውጽኢታዊ መገዲ ምዃኑ ኣይትረስዕ።
      ንስኻ እቲ እትበልዖ ኢኻ: ካብ ምፍዋስ ምክልኻል ይሓይሽ። ፍሩይ መግቢ ምብሳልን ኣብ ፍሪጅ ምግቢ ምቅማጥ ምውጋድን እዩ። ንሓደ መግቢ ዘድልየካ ጥራይ ምብሳል። መግቢ ምስራሕ ጽቡቕ ኣካላዊ ምንቅስቓስ እዩ።
      ዶክተር ሳሮን ወልዱ ንሕብረተሰብና ዝጠቅም ኣገዳሲ ትምህርትኪ ፥ሓጲርን ማሃርን ትሕዝቶን ትቅርብልና የቐንየልና። 🙏

  • @danielberhane327
    @danielberhane327 6 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ዶ/ር ሻሮን ጽቡቅ ሓበሬታ ቅድመ ኩነት ናይ ጥዕናና ክንገብሮ ዘለና ክብደት ከመይ ክንሕልዎ ከምዘለና ዘሃብክና ትምህርቲ ኣዚና ነመስግነኺ ❤❤

  • @feqereu1860
    @feqereu1860 6 หลายเดือนก่อน +11

    እዋይ ዶክቶረይ ሓሳብ ልብኪ ይስምረልኪ ካብ ዝጠንስ እኮ ገጂፈ ምቅጣን ሲኢነ 😢😢

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo9307 6 หลายเดือนก่อน +3

    Thank you so mach ጾም ምፍቲህ ንኩሉ❤🎉

  • @raei24phd
    @raei24phd 3 หลายเดือนก่อน +1

    Dr Sharon, this is my expertise- lots of hard-to-believe transformations ;)
    Send them my way 🤗

  • @negagebregergis7262
    @negagebregergis7262 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሻሎም ሻሎም ዶር ተባረኪ ብኩሉ ነገር ተባረኪ ዝተሃብኤን ዝተሰወርን ሚስጥራት ፈዉሲ ጎይታ የሱስ ይምላኪ።ኣነ ብጣሚ ኢየ ዝከታትለኪ በርቲዒ።❤❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @mezekrmezgebe8609
    @mezekrmezgebe8609 6 หลายเดือนก่อน +2

    ዶር ሻሮን፡ ንስኺ'ሞ ፈጣሪ ሰቚርልኪ ወሓለ ሰቛሪት ክትኮኒ ድማ በቒዕኪ። ተሰቘርቲ ድማ ዝስቆረና ይግበሮ ፈጣሪ 'ዛጓለይ!

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 6 หลายเดือนก่อน +2

    የቕንየልና ዶኩተር ርሻን❤ ደስ ዝብል ትምርቲ እዩ እና ደኩተረይ
    ኣነ ግን ክረጉድ ይደሊይ ግን😢 ዝበላዕኽዎ ምግቢይ ኣይሓቅቕን ሰለስተ መዓልቲ ይፀንሕ😢 ገለ መፍትሒይ ተሃሊኪ እባ ተሓባበሩኒ በጃኺ🙏

    • @meramera7646
      @meramera7646 6 หลายเดือนก่อน

      ስፓርት ኣዘውትር

  • @fekareulbey7233
    @fekareulbey7233 6 หลายเดือนก่อน +2

    Dr sharon❤ Btami xbuk tmhrti gn bzaeba dandruff gele belna eba bzuh gize xhifelki nere Dr sharon btami teshegire bflay abzi 5 amet pls hagzni❤

  • @simreth3954
    @simreth3954 6 หลายเดือนก่อน +3

    ኣታ ገሌና ድማ እዛ ምግጃፉ ኣቅቢጻትና ኩሉ ፈቲንና

    • @KanariDawit
      @KanariDawit 5 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂😂 megjaf qelil u teriea alika seb meqtan abiyata ala🥴😅

    • @azmeraghebrezgabiher333
      @azmeraghebrezgabiher333 4 หลายเดือนก่อน

      ​@@KanariDawit emo dea negruna endoni bementay kengejf nekeyl

    • @atobrhanyemneab7207
      @atobrhanyemneab7207 3 หลายเดือนก่อน

      Kiketin deliye bzuh yfitin aleku

  • @TemesgenKubrom-px4bf
    @TemesgenKubrom-px4bf 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቲ መዓረይ ጠዓሞት እንታዩ ኣነ ረሲዐዮ እየ ጠዓሞት ቀደም ዝተረፈ

    • @nurayinabdu6091
      @nurayinabdu6091 หลายเดือนก่อน

      seat 4:00pm bhafesha naymshet dblaeyu kkkkkkkk neashitu kelena nbele nerna

  • @yekalosereke4037
    @yekalosereke4037 6 หลายเดือนก่อน

    መጀመርታ ሰላም ጥዕናን ንዓኺ ዶክተር ሻሮን፡ ንሕብረተ ሰብና ተገዲስኪ በቲ ዝርድኦ ቃንቃ ትግርኛ ብዛዕባ ጥዕና ኣፍልጦ ምሃብኪ የቐንየለና፡ ቀጺለ ናብ ሕቶይ ክኣቱ እዚ ዝጠቐስክዮ መድሃኒት ናይ መቕጠኒ ዝኾነ ጸገም ከምጻኣልና ይኽእል ድዩ ኣብ ህዋሳት ክፍሊ ኣካላት፡ ጽብቕ መደብ ቀጽልዮ ካብ NL Utrecht👍❤

  • @brebeldeab22
    @brebeldeab22 6 หลายเดือนก่อน

    ጽብቅ ስራሕ ዶክቶር ሳሮን ናይ መርጎዲ እስከ ገለ በልና ርግዲ ተሓሪምና❤

  • @MaekeleBerhe
    @MaekeleBerhe 6 หลายเดือนก่อน

    ብታዕሚ ኢኺ ንፍዕቲ ከይኣድነቕኪኺ ክሓልፍ ኣይደልን😮 የቐንየልና❤

  • @arayagebremeskel6661
    @arayagebremeskel6661 5 หลายเดือนก่อน

    ብቀዳምነት በዚ ትህብና አስተምህሮ ብትኢና ብዙህ ነመስግነኪ ብዶክተር ሳሮን ሀፍትና ኢድመን ትኢናን ይሀብኪ አነ ንነዊህ ግዝየ ህማም ጋስትራይት ዝሳቀ ስብ ኢየ ግን ኦልፊን ትብሀል ከኒና ሀደ አብ ምአልቲ ኢንተ ወሲደ ቃሀር ይገድፈኒ ሳላሳ ኢየን ኢተን መድሀኒት ህደ ንምአልቲ። 14:00 14:00 14:00

  • @almazngatu9984
    @almazngatu9984 6 หลายเดือนก่อน +1

    ንበርልና እሰከ ሐፉትና

  • @kokobhagos2670
    @kokobhagos2670 6 หลายเดือนก่อน +1

    Mejemerta yekeniyelna doctor sharon kehateki zideleku bizaeba ayenay distiu nitienana kintikem zelena gele belina bejaki ❤

  • @dubdub8927
    @dubdub8927 6 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላም ብርክቲ እዚ ትምህርትኪ ክሳብ ክንደይ መጽናዕቲ ትወስድሉ?

  • @SamiKeren-r7d
    @SamiKeren-r7d 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ኣሰይ ከማኺይ ይብዝሓ እግዛቢህር ይባኽኪይ

  • @ኩሉዎዮ
    @ኩሉዎዮ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሞሪንጋ ወይለ ሽፈራዉ ዝብሃል ከ ታይ ጥቅሚ አለዎ ደክተረይ ❤❤

  • @kasay67
    @kasay67 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ትምህርቲ❤🎉

  • @GEBREHIWETGEBREMEDHN
    @GEBREHIWETGEBREMEDHN 9 วันที่ผ่านมา

    Khateki endo melsiley sharoney

  • @ሱርያልዕዝራሱቱኤል
    @ሱርያልዕዝራሱቱኤል 6 หลายเดือนก่อน +16

    ክብደት ንምቅናስ፦ ፍቱን መድሃኒት፥ ዝተጠቀምኩሉን፥ ዝጥቀመሉ ዘለኹን፥
    1 ቺያ ሲድ ሓንቲ ማንካ ንግሆ ቅድሚ መግቢ ሓንቲ ማንካ ከኣ ምሸት ድሕሪ መግቢ፥ ን 30 ደቂቅ ብማይ ዘፍዚፍና ምስታይ፥
    2ይ) 2ተ ለሚን፥ ጅንጅብል፥ 2ተ ቅራፍ ለሚን ኣፍሊሕካ፥ ብመዓር ገርካ ቅድሚ መግቢን ድሕሪ መግቢ ምሸትን 2ተ ንመዓልቲ፥
    ካብኡ ብዝተረፈ ዝኾነ ሽኮራዊ ነገር፥ ጋዝ ዘለዎ ከም በዓል ኮካ ዘይምስታይ፥ ፋስት ፉድ፥ ፕሮሰስ ዝኾነ መግቢ ዘይምብላዕ፥ ምሸት ድሕሪ ሰዓት 6ተ ዘይምብላዕ፥
    ዋና ነገር መግቢ እዩ፥ ስለዚ ኣበላልዓና እንተ ተቆጻጺርና፥ ጅም ምኻድ ዉን ኣየድልየናን እዩ፣

  • @ngstiyanet8866
    @ngstiyanet8866 6 หลายเดือนก่อน +1

    ብራዎ ቀጾልዮ ተባረኪ

  • @-tv2682
    @-tv2682 6 หลายเดือนก่อน

    ጽብቕቲ ትምህርቲ ዶክተር፡ ናይ ኣጋጣሚ ነገር፡ ምሳሐይ እናበላዕኩ አ ዝከታተላ ዘለኹ፡ ኣብኡ ከለኹ ኣተሓያይኻይ ክቕይር ይፍትን ኣለኹ😉፡
    ሕቶ ኣለኒ፡ ትሕቲ 5% ሽኮር ዘለዎ ምስሩሕ ጽማቕ መዓልታዊ ምስታይ ከ ሽግር ዶ ይህልዎ፧😍
    ክብረት ይሃበለይ ክትምልሳለይ ተስፋ ይገብር።

  • @elsatawalday9713
    @elsatawalday9713 5 หลายเดือนก่อน

    ተባረኪ ሐቢብት❤❤❤❤❤

  • @lovelyfamily3622
    @lovelyfamily3622 6 หลายเดือนก่อน

    Mizana godelo gn kebdna zgegefe ke

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 6 หลายเดือนก่อน +1

    ❤የቀንየልና ደኽተር ሻሮን ሓፍተይ❤

  • @RobielRobiel-n1s
    @RobielRobiel-n1s 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ደክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ነዛም ልዕሊ ዕድመ ግን ከኣ ትሕቲ ሚዛን ክንገብሮዘለና ሚዛና ከነመዓራሪ ገለ እባ በልና

  • @Samuelmeb-ie9kg
    @Samuelmeb-ie9kg 4 หลายเดือนก่อน

    Bravo haftey

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 6 หลายเดือนก่อน

    ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ንዓኪ ዶክተር ሻሮን ንእትብህና ጥዕና ትምህርቲ ክብሪ ይሃብኪ በጃኪ ብዛዕባ ኣብ ህጻናት ዝመጽእ ኣላርጂክ ካብ ምንታይ ይመጾም ምስ መጾም እንታይ ፈውሲ ኣለዎ? ኣላርጂክ'ከ ናይ( nerve) ነርቭ ጸገም ከምጽእ ይኽእል'ዶ? ነርቭ ጸገም ከየምጽኣልካ እትጥቀመሉ ኣቀዲምካ ፈውሲ እንታይ ኣሎ? በጃኪ እዚኣ ብቅልጡፍ ኣስፊሕኪ ብዛዕባ ኣላርጅክን ነርቭን ዝብል ክትምልስልና ሓደራ ሓደራ ይብለኪ

  • @asmaitweldemichael624
    @asmaitweldemichael624 6 หลายเดือนก่อน

    Wawwww fewsi lbi iki, ezia ab seata nay eya teseriha 🫡🫡🫡🫡❤️❤️❤️ thank you doctor sharon!!!! Edmen tenan yhabki, aemroki memelisu ybarek, bereketna iki ❤️‍🔥❤️‍🔥❤️‍🔥

  • @RahwaBeyene-yq2eh
    @RahwaBeyene-yq2eh 6 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ምኽሪ ዶኩተር ሻሮን የቀኔልና
    ሓንቲ ሕቶ ኽሓተኪ ብዘይ ሽኮር ምስታይ ሻሂ ፡ቡን ጽቡቅ ኢልኪ
    ብዛዕባ ዜሮ ሽኮር እዚ ናይ ዲያቤቲት ዝጥቀምሉ ብኡ ተሰተኻስ እንታይ ሰዓብየን ኣለዎ ፡
    መልሲ ጸሓፍለይ

  • @mamaynataymaminaty4936
    @mamaynataymaminaty4936 4 หลายเดือนก่อน

    Pls dr saron mrgudi nbsi hgzna pls video kxbyki ktsrhlna knrgud nfli bzhat ina zlna pls pls pls 😢

  • @RimBrhane-vl6sl
    @RimBrhane-vl6sl 5 หลายเดือนก่อน

    Beti thbna btami ena nemesgneki bzaba yest infection ba amxlna plsss ❤❤❤

  • @yohannesnebi-st7mm
    @yohannesnebi-st7mm 4 หลายเดือนก่อน

    Thanks Dr .sharon Tsbuq Timhrt

  • @MahariHaile-k1w
    @MahariHaile-k1w 6 หลายเดือนก่อน

    Eza seb gin bejaki elkaya bwschti mhgol ya bunet harirna ko rato suk tbl

  • @HanaAbdulwahab-sb5fb
    @HanaAbdulwahab-sb5fb 6 หลายเดือนก่อน

    Selam doctor mejemerta ab srahki asalto ab hiwetki dmam tena ymne qexile khateki zdeleku bzaeba ezi keto power gummies eu emo bzaebueu eba mebrhi habna kbrti haftey

  • @HadasGebremikael
    @HadasGebremikael 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you Dr...khateki delie zeleku gna....gastric aleni gna qdmi 4 months abilu ykewn ezi edey.egrey..right chest....kemzi yehmmeni and xbuk aysmeanin zelo......bejaki bzaoba gastric treatment and symptoms ngerni kxbeyeki eye.........and we love you so much ❤❤❤❤❤❤❤❤kab habtki

  • @mbrakshikor1060
    @mbrakshikor1060 5 หลายเดือนก่อน

    Thanks dr saron izi moringan. Macha shai inty tikumu

  • @azmeraghebrezgabiher333
    @azmeraghebrezgabiher333 4 หลายเดือนก่อน

    Ane kea bementay keme zegejef tefiyni alo megejfi entelo kea eski negerni kebrti haftey

  • @kemaitsemharay2753
    @kemaitsemharay2753 6 หลายเดือนก่อน

    Selam wesenay Dotara Sharon Long time ago O didnot see you Abayki thanks for Your Hard work N teaching us God Bless u

  • @MerhawitBiru
    @MerhawitBiru 6 หลายเดือนก่อน

    You are blessed Dr. Sharon❤

  • @mihret-hh7ny
    @mihret-hh7ny 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሻሮነይ ፅብቅቲ
    ተባረክለይ ማዐረይ
    መምህርና ደምስስ ደሀይ አለኪዶ ከመይ ኮይኑ ሐውዩዶ

  • @SabrinaMogos-uv1iv
    @SabrinaMogos-uv1iv 6 หลายเดือนก่อน

    Megbi zeymblae ke kbdet twsk dika wey tgejif dika pls tegediski melsley saron haftey 🙏

  • @akiYYY
    @akiYYY 5 หลายเดือนก่อน

    Dr. Yqeniyaley ezia burn shikor ayergudn ybel heqnat alewo giu Yqeniyaley

  • @haileafendi1158
    @haileafendi1158 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዕሮ ሓፍተይ ቀጽልዮ።

  • @PocoX3-s5s
    @PocoX3-s5s 6 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ንፊዕቲ
    Thanks more

  • @tsegezaebweldegebriel4396
    @tsegezaebweldegebriel4396 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you, Dr.sharon. God bless you, and remember to put the link of the other video you mentioned.

  • @rutimati8436
    @rutimati8436 6 หลายเดือนก่อน

    Dr.Sharon ,thank you for your interesting educational videos, can you make video about cortisol??? Thanks again.

  • @GJ_HENOK
    @GJ_HENOK 6 หลายเดือนก่อน

    Selam Dr, ane kulgzye nebsey khxeb keloku xelaela yblen bejak nay buzhat huto kikewn ykiel yeu emo nezi zikewn habereta habina ❤❤❤❤❤

  • @NtNt-b4c
    @NtNt-b4c 5 หลายเดือนก่อน

    Hello Dr Sharon mejemerta nkulu thbyo tmrti btaemi ye zemesgneki...kabu qexile l m suffering with H pylori , ykeal tekoynu video ktserhlna ,specially dhri beti hmam ttehazka ktgebrom zeleka tnqaqetat specially ab amegagba ms nay habesha tetahahizu zkeyd

  • @EmebeteTes
    @EmebeteTes 6 หลายเดือนก่อน

    Waaaaawww btami yekenyelna ane ka frukter kem snakis kwesdo plan gere nere

  • @rafis1966
    @rafis1966 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thank you Doc u always genuine ♥️

  • @remedienegoytay
    @remedienegoytay 6 หลายเดือนก่อน

    Selam dr haftey hto aleni (pcos and cysts hade aynet dyom weys yfalaleyu eyom hakaym cysts aleki eilomni hji ane kea teshakile abwlad xegem kemxaley ykeil do entay tblni kbrti dr

  • @selamselam
    @selamselam 6 หลายเดือนก่อน

    Dr. Sharon Shikor btaemi eye zedniqeki ❤ kihateki eta low corb zebelkiya abrih teteblilna yekenyeley

  • @SamrawitTv
    @SamrawitTv 6 หลายเดือนก่อน

    Selam Dr sharon kulu melektki nsemo Ena meharn agrdasn Eyu❤
    Hanti hto Alatni bzaeba gastrayt Eya kulu zbelaekwo yehmeni kabmntay Eyu wey Entay kemale Aleni melski kxbe Eye Thanks 🙏❤❤

  • @ghebrehiwottekleab1370
    @ghebrehiwottekleab1370 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣነ ግን ብላዓ ይህልኩ ብስፖርቲ ኣየ ዝብል

  • @temesgenfetari2232
    @temesgenfetari2232 6 หลายเดือนก่อน

    Thank u dr ane khata zdeleku gn pancher girna kebdna ytefalna do wey mshet mshet wey dma qetri b cherqi girna temtimnayo tewielnas ygodlo kebdi degime thanks dr

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 6 หลายเดือนก่อน

    🎉🎉🎉wwwo Thanks so much my best 👌 Queen ♥️ 👸🏽 👑💎GBU all your family 🙏🏻
    Nice to see 👀 u ✌️

  • @abebaabraha2919
    @abebaabraha2919 6 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you Dr Sharon🙏

  • @BenjaminOrtodox
    @BenjaminOrtodox 6 หลายเดือนก่อน

    D.r ane kea bomit mbal yabyeni kbl ydeli eye hade hade shae kebdey knfah keleku ksab znefseley mgbi n 2 malti kemti zbelo aykonkun bomit ele kewtsio ydeli gn mbal yabyeni bzaba ezia ba mefthi bomit zeyblelu ke nab kebid gudat yebtsih do?.... 🙏

  • @yordanos1544
    @yordanos1544 6 หลายเดือนก่อน

    Hey Dr.Sharon
    can you please make a video about how to improve slow metabolism to faster metabolism

  • @biniyamzemicaell2489
    @biniyamzemicaell2489 5 หลายเดือนก่อน

    Dr. Slaku yemsgnki ezi burn shikor ayrgudn ybhel 0 fett yqrta

  • @fretasltan2480
    @fretasltan2480 5 หลายเดือนก่อน

    Thank you doctor, bzaeba spider veins and varicose vein tenkun afewawsieun gele do mibelikna Thank you again❤

  • @edenkahasi2251
    @edenkahasi2251 5 หลายเดือนก่อน

    Tanks Dokter 🎉

  • @MdhanByesus-w3p
    @MdhanByesus-w3p 6 หลายเดือนก่อน

    GBU❤ Dr Sharon haftey. Bzaeba morknga eba gele belna bkemey nwesdo teqmu gudatu.Amlak zemen hiwetki ybark xbuq srah qexlyo❤❤❤

  • @sirakhabtom8529
    @sirakhabtom8529 5 หลายเดือนก่อน

    Megjefi delina gierna doctor Sharon????

  • @Mewarsti123
    @Mewarsti123 6 หลายเดือนก่อน

    ዶክተር ሻሮን ሐቂ ድዩ vitamin E ን peyronie disease የሕውዮ እዩ ዝብሃል??? 🤔

  • @rutaabraha6882
    @rutaabraha6882 6 หลายเดือนก่อน +1

    Tebareki docteresa ❤❤❤

  • @hagosmehari6953
    @hagosmehari6953 6 หลายเดือนก่อน

    Nfti doctor saron
    Hanti hto alatni
    Ab srah keleku xrur ybleni merat yzereni kab mntay eiu
    Thanks very

  • @betelihemghebrehiwet502
    @betelihemghebrehiwet502 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thank u so much ❤❤❤ dr. Sharon what about cappuccino without sugar?

  • @DanielAdhanom-gs4wz
    @DanielAdhanom-gs4wz 6 หลายเดือนก่อน

    Doctor sarone really admire you!!please i won't ask you about benefits of powder protein???

  • @LetinaWeldekiros
    @LetinaWeldekiros 6 หลายเดือนก่อน

    Tebrki enqa habety konki❤

  • @robel2604
    @robel2604 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you 🫶🏾👏Dr. sharon

  • @zetamful
    @zetamful 6 หลายเดือนก่อน

    I have done the 2nd one it works on me

  • @ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ
    @ተዋህዶሃይማኖተይ-ዠ6ዘ 6 หลายเดือนก่อน

    Hello Doctor Sharon,
    I hope you're doing well. I would like to ask if there is any news regarding the Chronic Hep B Cure? I look forward to your reply. Thanks.
    Best Regards

  • @EriOneMood
    @EriOneMood 6 หลายเดือนก่อน +1

    Thanks Dr Sharon ❤

  • @1979amanuel
    @1979amanuel 6 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዶክተር ሻሮን ከመይ ትኾኒ ኣቐዲመ ነቲ ኩሉግዜ ተቕርብልና ትምህርቲ ከመስግነኪ ይደሊ ቀጺለ ሓንቲ ውልቃዊት ሕቶ ኔራትኒ እሞ ብከመይ ክረክበኪ ይክእል በጃኺ ተገዲስኪ መልስለይ

  • @faidaiibrahim6697
    @faidaiibrahim6697 6 หลายเดือนก่อน +1

    You are the best thanks 🙏 ❤❤❤❤

  • @Ambes-gf7bp
    @Ambes-gf7bp 6 หลายเดือนก่อน +1

    Ne thyroid sport xebuqe du

  • @edenmesfin8585
    @edenmesfin8585 6 หลายเดือนก่อน

    Thank you Dr Sharon 🙏❤

  • @solomonghebreslassie7667
    @solomonghebreslassie7667 6 หลายเดือนก่อน

    Hi Doctor bezi etihbiyo zeleki bqelilu zeyrkeb azyu teqami tmhrtawi video btaemi emesgneki. Abzi qereba gzie iye kkatatekeki jemire. Htoy bzaeba "kerbe" entay ktblna tkeili? Kanser zelewa seb nsu wesida ab dahan kunetat ala semie emo gele belna.

  • @yemanelikanos227
    @yemanelikanos227 6 หลายเดือนก่อน +1

    ሓፍትና ንጥዕና ጠማዕ ቤት ልዋ ማለት እዩ

  • @mangismelake5764
    @mangismelake5764 6 หลายเดือนก่อน

    Selam Dokter

  • @ksanettekle1805
    @ksanettekle1805 5 หลายเดือนก่อน

    ሻሮነይ ሓፍተይ ናይ ሸፋሽፍቲ ዓይኒ ዝረግፍ እንታይ ክንገብር ኣለና እባ ኣምጽእልና

  • @Finanloveunitednex
    @Finanloveunitednex 6 หลายเดือนก่อน

    carbohadred beal meneyom tegediski melseley please please😢😢❤❤❤🎉🎉🎉

    • @shary_ta
      @shary_ta 7 วันที่ผ่านมา

      Refined carbs beal pasta xaeda bani enjera ruz

  • @misganamahari5589
    @misganamahari5589 3 วันที่ผ่านมา

    Anes kiwisik eye zideli

  • @DawitLidya
    @DawitLidya 6 หลายเดือนก่อน +4

    ዶኩተር ሻሮን ብተምጽዮ መደባት ኣዝየ የ ዘምስግነኪ ረስኒ ጻዕዳ እግርኻ ንክገድፈካ ክንታይ ክትገብር ኣለካ ሶሪ ተገዲስኪ መልስለይ 🙏

  • @selebaseleba5036
    @selebaseleba5036 6 หลายเดือนก่อน

    ዋኣ።ዶክተር ሻሮን ኣነ ደኣ ቢ ሰኒያን፣ ቢሂላብን ኢንተዘይ በላዕኩ ዝብላዕኩ ኮይኑ ዘይሲማኒ፦ ይቀኒየልና፣ ሰለምን ጥዕናን ኒኣኺ🙏

  • @kibromberhe9492
    @kibromberhe9492 6 หลายเดือนก่อน

    Dr Sharon

  • @HenokRobiel
    @HenokRobiel 6 หลายเดือนก่อน

    Ansyie 8 gze xeflkyie nere comment aytnbeben dekyie fwesiye nay temlas enaty eyou elkyie 8 gze zeblakyo yemlseka wela may testeka zezeblakyo temlso kab menaty eyou bitte eza mlsilye betetena d.reshan

  • @MahariHaile-k1w
    @MahariHaile-k1w 6 หลายเดือนก่อน

    Ati saron bwschti knrekbeki delina bmntay knrekbeki nkl hmam hagzna endo

  • @Merimeri-d2p
    @Merimeri-d2p 6 หลายเดือนก่อน

    ሰልኪ ባ ብ what's up ክረክበኪ

  • @samrawitteklu8185
    @samrawitteklu8185 6 หลายเดือนก่อน

    Thanks for sharing 👍🏾