ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እስኽስ እንቃዕ ህያብና ኾንኪ ጽብቕቲ ፍጥረት ❤️🇪🇷❤️ Thank you Dr ሳሮN
Dr sharon🎉 The percentage of caffeine is higher in tea than in coffee
Sei dolcissima sorella
ናይ ብሓቅይ 100% ኤሪትራውይት ባህልን ስነ-ምግባርን ልቦናን ዝተዓደልኪይ ክብርትይ ጋልኩቡራት ምቅልልትይ ኤሪትራዊት ዋዕሮ ከማኺይ የብዝሓልና ኤሪትራውያን የሕዋትና ተስፋ እገብር ናሃትኪይ ኣሰር ክኽተላ፡ ካብ ኣብ ቲክታክን ፍስቡክን ኣትየን ካብ ስነ-ምግባር ናይ ኤሪትራውይ ኢናወጻ ዘይስነምግባር ክዛረባን ክዓብዳን ንዕዘብ ኣለና ኢሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪይ ዶ/ር ሳሮን ኢንኻዕ ክኣ ኤሪትራውት ሓፍትና ኮንኪይ ካብዚ ንላዕሊይ ክትቅጽልዮ ክኣ ንላቦ።ብወገን ተኽታተልታ ክኣ ነዚ ዓቢይ ትምህርትይ እንረክበሉ ቻነል ዩቱብ ብሽርን ሳብስክራይብን ላይክን ሃናጺን መሃርን ሪይቶን ኢናገበርና ከነዕብያ ሓደራ ይብል፡ምክንያቱ ካብ ኣብዘይ ከውን ራብሓን ትምህርትይ ዘይንረኽበሉ ቲክታክን ፋስቡክን ምክትታል ገዲፍና ኣብ ከምዚ ዓይነት ቻነላትምክትታል ትምህርትይ ንረክበሉን ግዜና እንተነወፍዮ ዝያዳ ትምህርት ምረኽብናሉ ወድሓንኩም።
ናይዚ ከይተሓለልኪ ጥዕናዊ ሞያኺ ትልግስልና እግዛኣብሄር ኣምላኽ ጻማኺ ይኽፈልኪ ❤️❤️❤️🙏
Thanks Dr Sharon. The world 🌎 needs more doctors like you ❤❤❤🙏🙏🙏
በዓልቲ ሰፊሕ ልቦናን ምቕልልትን ዶክተረ ብእትህና ጥዕናዊ ምኽርን ለበዋን የቐንየልና
የቐንየልና ስለቲ ኩሉ ንህዝብኺ ብዝዕባ ጥዕናዊ ኣፍልጦ ንክህልዎ ትገብርዮ ዘለኺ ዘይሕለል ጻዕሪ ብልቢ ኢና ነመስግን ዶክቶር ዕድመን ጥዕናን ከኣ ንዓኺ ንምነየልኪ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ፣ ዶተሬሳ ሻሮን። 👑👑👑👑
ሰላም ድክተር ነቲ ትገብርና ናይ ጥዕና ትምርቲ ኣዝየ'የ ዘመስግነኪ። ብዛዕባ pancreas inflammation ኣመጋግባና ከመይ ክከውን ኣለዎ
ብጣዕሚ ጽቡቅ አገላልጻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብረት ትዓደል
I'am Proud to be Eritrea Thank you Doctor Sharon 💪🇪🇷 💚❤️💙
"Highly disciplined..."...your lectures are greater than the tea...Sharoney...aytitfiey...
Shekorey nattey galley I Love you my sweethart ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መምህረይ ፡ ኣዚና ኢና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።
We love Dr. Sharon God bless you Suster❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤God Bless you with your family
She seems like a humble person. Thank you so much for this great information my gual hagerey mearey .
Our blessing Dr ,may God bless and be with.
የቐንየልና ደኮተርሻሮን ስለቲ ዝበለጸ ኣስተምሁረኽናጋላልጻኽን❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፅቡቅ ትምህርቲ ካብ ኩሎው ካዓ አዛራርባኪ ፁፉፍ ትግርኃ
ሰላም ዶክተር ብዛዕባ ጥዕናዊ ጉዳያት ብእተቅርብዮ ጽቡቅ አስተምህሮ ምስጋና ይግብኣኪ ። ብዛዕባ Moringa tea ንጥዕና ኣዝዩ ጽቡቅ ክበሃል ይሰምዕ እንድየ ገለ እንተትብልና
የቀንየልና ዶክ ሻሮን ውዑይ ጸሊም ሻሂ ኣዝየ እየ ዝፈቱ ሕጂ ግን ውዑይ ክገድፎ ኣለኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጹብቕ ሰራሕ d ሻሮን ግዜ ተሃልይኽ ናይ ኣእምሮ ሕማማት Bipolar disorder and mood disorder ገለ በልና please gele belina thank you
Dr. Saron thank you so much 🙏🙏 I admire you just natural beauty, no makeup or anything. You are our Model and we respect you our sister🙏❤️❤️
You're amazing Dr. Sharon.Proud of you.
ብጣዕሚ ደስ ዚበለኒ ናቲክ ትምህርት ዶ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ የቀንየልና🙏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Very great to your age!. Continue, climb and go up!!!. Best!!!.
Dr.ሻሮነይ ቅጭን❤ ብጣዕሚ ፈተኪ ኣለኹ ተመርዓውኒ ባ። ጽብቅቲ ፍጥረት😘❣️ ስለቲ ሞያኺ ትልግስለና ጻማኺ ይሃብኪ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም🙏❤❤❤❤
እሞ ንነቦኻ ጉግል ሽማግሌ ለአኮም 😅
Thanks You galey ❤🎉
D/r you are blessed we say thankyou to God you are awaer gift
Dr Sharon thank you very much.
God bless you abundantly D/r Sharon ❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
Ane sahi ab malty selste gize kilte gize yseti zkone seb kithamy eyki ybilen temsgen hamime ay felitn bhji ka qisanet fetiriley ❤❤❤thanks D.r.s
ዕድመ ናይ ፈጣሪ እንድዩ ነተን ኣምላኽ ዘሃበካ ዕድመ ብጥዕና ከትሕልፈን ግን ጸጋ ዩ ሞ ክብረት የሃበልና ነቲ ኩቡር መያዊ ምኽርኺ ዝለግስክልና 🥰🥰🥰
Nice to see you dotoresa❤
ወትሩ ከም ኩሉ ግዜ እትምህርዮ ትምህርትኺ ዶክተር ሻሮን ሓፍትና ጠቓምን ኣገዳስን እዪ እሞ የቀንየልና ተባረኪ ዝሓፍተይ
ብጣዕሚ ዝምስገንን ኣገዳስን ሰራሕ ' ዩ ኣጀኺ ቀጽልዮ!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጠሪ የቀንየልና ጽቡቅትምህርቲ ምስ አኽቡረትኪ
ሰላም ክብርቲ ሓፍትና ሻሂ ንጥንሲ ይሰደድ እዩ ዝባሃል ሓቂ ድዩ
Edmen Tienan yehabki ❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤thank you 🙏🌺🌺🌺
Sharon Brikti blixti .Btami ije znafqki .Ayttfina qrub intedengju programki intay keyna ile ije zshaqel. Imo ayttfina briktey. Amlak ybarki sle klu timhrtiki. ❤❤❤🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ዘክብረኪ ዶጉተር ሻሮ ንትህብና ኣስተምህሮ የመስግን ቀጺለ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ለሚን ምስ ሻሂ እንታይ ሳዕብየን ኣለዎ ኣነ ብጣዕሚ ካብዘዞውትሮ ሻሂ ብለሚን ኢዩ እሞ ኣብ ዚመጽእ መብርሂ እንተትገብርልና ደስ ምስ በለኒ ብድጋምየ የመስግን
Betami nexur astemhero,,yekenyelna Dr.haftena Saron
Dr sharon መልክዕኪ ጽብቅቲ ተግባርኪ ጽቡቅ ሓሳብኪ ጽቡቅ ኣገላልጻኺ ጽቡቅ ኩሉ እንትናኺ ፈጣሪ ጽቡቅ ጌሩ ዝፈጠራ ሄውን እንተ ኣላ ንስኺ ጥራሕ ኢኺ ኣነ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ብጣዕሚ ተሓጊሰ ንስኽስ ብልቢ እንቛዕ ናትና ኮንኪ ካስባናት ኢና ኣጆዂ ቀጽልዮ ኣምላኽ ዕድሜኺ ዕደመ ማትሶላ ይግበረልኪ ብጥዕና ብፍቅሪ ብሰላም ክኣ ንበሪ ክብረት ይሃበልና ምቅርቲ ፍጥረት 💖💖💖💖💖🙏
ደግቶር ሻሮን ይካታተለኪ ኢየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀጽልዮ ክሓተኪ ደልየ ዘለኹ መድሃኒት (ተውሳስ ) ኣሎዶ ?
መርሓባ ዶክተር ሳሮን ኣነ ተኸታታሊኺየ ቅድሚ ሰለስተ ወርሒ ይኸውን ብዙሕ ደም ብኣፍንጫይ ፈሲሱኒ ክሳብ ሆስፒታል በጺሐ ድሓር ዶክተር ጨው፡ዘይቲ ሻሂ ከይትሰቲ ቡን ከይትሰቲ ተባሂለ እንታይ ምኽሪ ትህብኒ ብዘይ ቡን ሻሂ ምንባር ከቢድዩሞ ገለ በልኒ ዓወትን ኣሳልጦን ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣቦኺ ተኽልማርያም።
Dr sharon hyab natna eki newih edmen mlue tenan yabki egziabher❤❤❤
እንቃዕ ደሓን መጻኺ ሻሮነይ... ብዛዕባ ሚቅሚቆ ዝበሃል ከም ሻሂ ዝስተ'ከ ታይ ሓሳብ ኣለኪ ገለ በልና
Thank you Dr.saron❤
Haben hezbi wawwww 👍❤❤❤❤❤❤ sharon shekor
ሰላም ሰላም ዶ ር ሻሮን ዓባይ ሰብ ኣብ ሂወትኪ ምሉእ ጥዕና ኣብስራሕኪ ድማ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ቀጺለ እተቕርብዮ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቅጺለ ዝብሎ ብዓቢኡ እቲ ዕድመ እዝግኣብሂር ኢዩ ዝህብን ዝኸልእን ኣብ ትሕቲ እግዝኣብሄ በዓል ምሉእ ጥዕና ኮይንካ ንኽትነብር ግን ንእዝጋኣብሄር ድማ ክትድግፎ ንበዓል ሞያ ዝህበካ መኽሪ ምስማዕ ሲ ኣገዳሲ ይመስለኒ ብወገነይ ስለዚ መደብኪ ብጥዕሚ መሃር ኢዩ እሞ ቀጽልዮ የቐንየለይ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
AY ZEYMFLAT AB ADNA NSETI NERNA SHAHN XEBAN ABZI KA QEXILEYO YEQEYELNA❤
Thank you Dr Sharon 🙏❤
Tebarki Dr. MayGBU as always
U welcome D. Shron ❤
Thank you Dr sharon❤❤❤❤
Thank dr.Sharon may God bless you ❤
Felite zey konku shahi yasimin kamamela kerikede sele zitikemiye 🙏🙏🙏🙏🙏. Meredaita
Thank you Sweety God bless you 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ. ነመስግነኪ። ዕድመ ይሃብኪ ።
Aemlak yibariki haftey natey
Docterey❤❤❤ edmen tenan yhabki
Thank you doctor
Mkrti ftret edmen tenan yhabki fetari btaemi eye zfetweki kulu vidiotatki kab megemeriya eye zketatelo newih tegaeize aleku msaki bzuh ka feliten temahiren❤❤❤🎉🎉🎉
Thank,u,dr,Sharon,sHai,b,lemin,ke
ጽቡቅ ትምህርቲ የቀነለይ።
ደ/ር ሻሮን ጽቡቕ ትምህርቲ እዚ ብዝያዳ ቻይናውያን ይጥቀምሉ እዮም።
ሐፍትና ዶር ሻሮን ሐደ ጌጋ ተጋጊኺ ዝተባህለ ደጊምኪ እታ ዕድመ ምንዋሕ ምሕጻር አብ እግዚአብሔር እምበር አብ ሻሂ አብ ጡዑም ምዓዛ ዘሎም ምግብታት እንኮነን ሻሂ ንጥዕናና ጽቡቅ ኢዩ ኢልኪ አርምያ እንተ ወሐዳ 70 እንተ በዝሐ 80 ኡሉና ንጉስ ዳዊት
መርሓባ ዶክትሬ ሻሮኔ 🙏🙏🙏❤️❤️👍👍
Selam Amlak msaki ykun 🌸🥰Dr.Sharon haftey Selam Amlak msaki ykun Bzaeba PCOS and PCO gele ba belna bejaki tegediski ❤
So sweet advisor!
Good advice doctor sharon❤
ሰላም ዶክተር መደብኪ ንህዝብና ፍልጠት ዝዕድልም ሞያዊ ምክሪ ምካኑ ብጣዕሚ ክትምስገኒ ይግባኣኪ አዩ ቀጺለ ተሪኢኪዮ ሕቶ ኣሎኒ ክትምልስልና ካኣ ተስፋ ይገብር አዚ ፍረታት ኣብ ውሽጢ ዝተፈላለዩ ንበልዖም ፍረታትን ኣሕምልትን ሲ ጉድኣት ኣሎዎም ድዩ ከም ባዓል ፍረ ለሚን ፍረ ብርጭቅ ፍረ ፍረ ጉዕ በርበረን + ካሎትን ፍረታት አንተ ዋሓጥናዮም ሲ ገለ በልና ኢኪ
ከማኺ ይብዝሑ ደክተር
Thank you so much Dr Sharon btaimi why yfetu nere hdui abile kseti iye kab hijy ❤❤
Sharon haftey goal memhir weldu elomni tehagise barfolya am proud 👏 of you dream .God bless u❤❤❤❤❤
ዕድመ ናይ ፈጣሪዩ ሓፍተይ
Thanks Dear Dr. SharonMedebatki aziyu mehar eyu shikor haftina so edmen tanan yehabeley ftari ❤
Thank you for sharing Dr Sharon
Selam Doctor btami xbuq tmhrti nay ሽላን ሻሂ ዘሎዎ ጥቅሚ ገለ በልና
Mekrti haftey edmen tenan yehabki fatri habibit ana doktra Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Tank you Der.Sharon ❤❤❤
Well done ❤❤ keep going blessed ,ymighty Lord bless you!
Healthy life is understandable, but I'm not sure about giving you a long life. Thank you for what you do to enlighten us🙏.
Thanks more Dr.Sharon🙏😘😍🙏😘😍🙏
ዶክቶር ኣነ ዉዑይ ሽሂ ናይምስታይ ልምዲ ኣሎኒ ኣብጎሮይ ከኣ ቃንዛ ኣሎኒ ኩሉግዝየ ንጉሆ ትሰኢለ ሓፊስ ዓክታ ሓደ ሓደግዝየ ደም ዝተዝሃዎሶ ጡፍ ይብል ምስ ታይሮይድ ምተሳሳር ኣሎዎዶ ይኮውን አንታይከ ክገብር
Tykes. So.much❤❤❤
Thanks for your Advice Dr. Sharon
Thank you ❤🎉good advice
Doctor Saron tmhrtki btaemi tsubuk .Bzaeba mokmoko ke entay afluto aleki mebrhi do mhabkna..
ጽቡቅ ትምህርቲ good job dr sharon, your lesson help to much us so please continue it.
Nei Doctor Edeme Amlak U Zewesek Aytegageyi
Thank you. dott. Shron
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 edmenn tienani ymneyelki sharon ❤❤❤❤
Thanks alot doctor Sharon 🎉🎉🎉
Thank you🎉🎉🎉
Tank You Dr Sahron🙏🙏🙏
Thank you so much ❤l❤❤
Thanks Dr.Sharon
😊😊😊😊😊😊😊
Thank you God bless you ❤
Asey sharony shkor
እስኽስ እንቃዕ ህያብና ኾንኪ ጽብቕቲ ፍጥረት ❤️🇪🇷❤️ Thank you Dr ሳሮN
Dr sharon🎉 The percentage of caffeine is higher in tea than in coffee
Sei dolcissima sorella
ናይ ብሓቅይ 100% ኤሪትራውይት ባህልን ስነ-ምግባርን ልቦናን ዝተዓደልኪይ ክብርትይ ጋልኩቡራት ምቅልልትይ ኤሪትራዊት ዋዕሮ ከማኺይ የብዝሓልና ኤሪትራውያን የሕዋትና ተስፋ እገብር ናሃትኪይ ኣሰር ክኽተላ፡ ካብ ኣብ ቲክታክን ፍስቡክን ኣትየን ካብ ስነ-ምግባር ናይ ኤሪትራውይ ኢናወጻ ዘይስነምግባር ክዛረባን ክዓብዳን ንዕዘብ ኣለና ኢሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪይ ዶ/ር ሳሮን ኢንኻዕ ክኣ ኤሪትራውት ሓፍትና ኮንኪይ ካብዚ ንላዕሊይ ክትቅጽልዮ ክኣ ንላቦ።
ብወገን ተኽታተልታ ክኣ ነዚ ዓቢይ ትምህርትይ እንረክበሉ ቻነል ዩቱብ ብሽርን ሳብስክራይብን ላይክን ሃናጺን መሃርን ሪይቶን ኢናገበርና ከነዕብያ ሓደራ ይብል፡ምክንያቱ ካብ ኣብዘይ ከውን ራብሓን ትምህርትይ ዘይንረኽበሉ ቲክታክን ፋስቡክን ምክትታል ገዲፍና ኣብ ከምዚ ዓይነት ቻነላትምክትታል ትምህርትይ ንረክበሉን ግዜና እንተነወፍዮ ዝያዳ ትምህርት ምረኽብናሉ ወድሓንኩም።
ናይዚ ከይተሓለልኪ ጥዕናዊ ሞያኺ ትልግስልና እግዛኣብሄር ኣምላኽ ጻማኺ ይኽፈልኪ ❤️❤️❤️🙏
Thanks Dr Sharon. The world 🌎 needs more doctors like you ❤❤❤🙏🙏🙏
በዓልቲ ሰፊሕ ልቦናን ምቕልልትን ዶክተረ ብእትህና ጥዕናዊ ምኽርን ለበዋን የቐንየልና
የቐንየልና ስለቲ ኩሉ ንህዝብኺ ብዝዕባ ጥዕናዊ ኣፍልጦ ንክህልዎ ትገብርዮ ዘለኺ ዘይሕለል ጻዕሪ ብልቢ ኢና ነመስግን ዶክቶር ዕድመን ጥዕናን ከኣ ንዓኺ ንምነየልኪ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ፣ ዶተሬሳ ሻሮን። 👑👑👑👑
ሰላም ድክተር ነቲ ትገብርና ናይ ጥዕና ትምርቲ ኣዝየ'የ ዘመስግነኪ። ብዛዕባ pancreas inflammation ኣመጋግባና ከመይ ክከውን ኣለዎ
ብጣዕሚ ጽቡቅ አገላልጻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ክብረት ትዓደል
I'am Proud to be Eritrea Thank you Doctor Sharon 💪🇪🇷 💚❤️💙
"Highly disciplined..."...your lectures are greater than the tea...Sharoney...aytitfiey...
Shekorey nattey galley I Love you my sweethart ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መምህረይ ፡ ኣዚና ኢና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ።
We love Dr. Sharon God bless you Suster❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤God Bless you with your family
She seems like a humble person. Thank you so much for this great information my gual hagerey mearey .
Our blessing Dr ,may God bless and be with.
የቐንየልና ደኮተርሻሮን ስለቲ ዝበለጸ ኣስተምሁረኽናጋላልጻኽን❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ፅቡቅ ትምህርቲ ካብ ኩሎው ካዓ አዛራርባኪ ፁፉፍ ትግርኃ
ሰላም ዶክተር ብዛዕባ ጥዕናዊ ጉዳያት ብእተቅርብዮ ጽቡቅ አስተምህሮ ምስጋና ይግብኣኪ ። ብዛዕባ Moringa tea ንጥዕና ኣዝዩ ጽቡቅ ክበሃል ይሰምዕ እንድየ ገለ እንተትብልና
የቀንየልና ዶክ ሻሮን ውዑይ ጸሊም ሻሂ ኣዝየ እየ ዝፈቱ ሕጂ ግን ውዑይ ክገድፎ ኣለኒ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጹብቕ ሰራሕ d ሻሮን ግዜ ተሃልይኽ ናይ ኣእምሮ ሕማማት Bipolar disorder and mood disorder ገለ በልና please gele belina thank you
Dr. Saron thank you so much 🙏🙏 I admire you just natural beauty, no makeup or anything. You are our Model and we respect you our sister🙏❤️❤️
You're amazing Dr. Sharon.
Proud of you.
ብጣዕሚ ደስ ዚበለኒ ናቲክ ትምህርት ዶ/ር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ የቀንየልና🙏❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Very great to your age!. Continue, climb and go up!!!. Best!!!.
Dr.ሻሮነይ ቅጭን❤ ብጣዕሚ ፈተኪ ኣለኹ ተመርዓውኒ ባ። ጽብቅቲ ፍጥረት😘❣️ ስለቲ ሞያኺ ትልግስለና ጻማኺ ይሃብኪ ፈጣሪ ኩሉ ኣለም🙏❤❤❤❤
እሞ ንነቦኻ ጉግል ሽማግሌ ለአኮም 😅
Thanks You galey ❤🎉
D/r you are blessed we say thankyou to God you are awaer gift
Dr Sharon thank you very much.
God bless you abundantly D/r Sharon ❤🇪🇷❤🙏🙏🙏
Ane sahi ab malty selste gize kilte gize yseti zkone seb kithamy eyki ybilen temsgen hamime ay felitn bhji ka qisanet fetiriley ❤❤❤thanks D.r.s
ዕድመ ናይ ፈጣሪ እንድዩ ነተን ኣምላኽ ዘሃበካ ዕድመ ብጥዕና ከትሕልፈን ግን ጸጋ ዩ ሞ ክብረት የሃበልና ነቲ ኩቡር መያዊ ምኽርኺ ዝለግስክልና 🥰🥰🥰
Nice to see you dotoresa❤
ወትሩ ከም ኩሉ ግዜ እትምህርዮ ትምህርትኺ ዶክተር ሻሮን ሓፍትና ጠቓምን ኣገዳስን እዪ እሞ የቀንየልና ተባረኪ ዝሓፍተይ
ብጣዕሚ ዝምስገንን ኣገዳስን ሰራሕ ' ዩ ኣጀኺ ቀጽልዮ!
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጠሪ የቀንየልና ጽቡቅ
ትምህርቲ ምስ አኽቡረትኪ
ሰላም ክብርቲ ሓፍትና ሻሂ ንጥንሲ ይሰደድ እዩ ዝባሃል ሓቂ ድዩ
Edmen Tienan yehabki ❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤thank you 🙏🌺🌺🌺
Sharon Brikti blixti .Btami ije znafqki .Ayttfina qrub intedengju programki intay keyna ile ije zshaqel. Imo ayttfina briktey. Amlak ybarki sle klu timhrtiki. ❤❤❤🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ዘክብረኪ ዶጉተር ሻሮ ንትህብና ኣስተምህሮ የመስግን ቀጺለ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ለሚን ምስ ሻሂ እንታይ ሳዕብየን ኣለዎ ኣነ ብጣዕሚ ካብዘዞውትሮ ሻሂ ብለሚን ኢዩ እሞ ኣብ ዚመጽእ መብርሂ እንተትገብርልና ደስ ምስ በለኒ ብድጋምየ የመስግን
Betami nexur astemhero,,yekenyelna Dr.haftena Saron
Dr sharon መልክዕኪ ጽብቅቲ ተግባርኪ ጽቡቅ ሓሳብኪ ጽቡቅ ኣገላልጻኺ ጽቡቅ ኩሉ እንትናኺ ፈጣሪ ጽቡቅ ጌሩ ዝፈጠራ ሄውን እንተ ኣላ ንስኺ ጥራሕ ኢኺ ኣነ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን ብጣዕሚ ተሓጊሰ ንስኽስ ብልቢ እንቛዕ ናትና ኮንኪ ካስባናት ኢና ኣጆዂ ቀጽልዮ ኣምላኽ ዕድሜኺ ዕደመ ማትሶላ ይግበረልኪ ብጥዕና ብፍቅሪ ብሰላም ክኣ ንበሪ ክብረት ይሃበልና ምቅርቲ ፍጥረት 💖💖💖💖💖🙏
ደግቶር ሻሮን ይካታተለኪ ኢየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀጽልዮ ክሓተኪ ደልየ ዘለኹ መድሃኒት (ተውሳስ ) ኣሎዶ ?
መርሓባ ዶክተር ሳሮን ኣነ ተኸታታሊኺየ ቅድሚ ሰለስተ ወርሒ ይኸውን ብዙሕ ደም ብኣፍንጫይ ፈሲሱኒ ክሳብ ሆስፒታል በጺሐ ድሓር ዶክተር ጨው፡ዘይቲ ሻሂ ከይትሰቲ ቡን ከይትሰቲ ተባሂለ እንታይ ምኽሪ ትህብኒ ብዘይ ቡን ሻሂ ምንባር ከቢድዩሞ ገለ በልኒ ዓወትን ኣሳልጦን ሰላምን ጥዕናን ይምነየልኪ ኣቦኺ ተኽልማርያም።
Dr sharon hyab natna eki newih edmen mlue tenan yabki egziabher❤❤❤
እንቃዕ ደሓን መጻኺ ሻሮነይ... ብዛዕባ ሚቅሚቆ ዝበሃል ከም ሻሂ ዝስተ'ከ ታይ ሓሳብ ኣለኪ ገለ በልና
Thank you Dr.saron❤
Haben hezbi wawwww 👍❤❤❤❤❤❤ sharon shekor
ሰላም ሰላም ዶ ር ሻሮን ዓባይ ሰብ ኣብ ሂወትኪ ምሉእ ጥዕና ኣብስራሕኪ ድማ ኣሳልጦ ይምነየልኪ ቀጺለ እተቕርብዮ መደብ ብጣዕሚ ጽቡቕ ቅጺለ ዝብሎ ብዓቢኡ እቲ ዕድመ እዝግኣብሂር ኢዩ ዝህብን ዝኸልእን ኣብ ትሕቲ እግዝኣብሄ በዓል ምሉእ ጥዕና ኮይንካ ንኽትነብር ግን ንእዝጋኣብሄር ድማ ክትድግፎ ንበዓል ሞያ ዝህበካ መኽሪ ምስማዕ ሲ ኣገዳሲ ይመስለኒ ብወገነይ ስለዚ መደብኪ ብጥዕሚ መሃር ኢዩ እሞ ቀጽልዮ የቐንየለይ። ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
AY ZEYMFLAT AB ADNA NSETI NERNA SHAHN XEBAN ABZI KA QEXILEYO YEQEYELNA❤
Thank you Dr Sharon 🙏❤
Tebarki Dr. MayGBU as always
U welcome D. Shron ❤
Thank you Dr sharon❤❤❤❤
Thank dr.Sharon may God bless you ❤
Felite zey konku shahi yasimin kamamela kerikede sele zitikemiye 🙏🙏🙏🙏🙏. Meredaita
Thank you Sweety God bless you 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ. ነመስግነኪ። ዕድመ ይሃብኪ ።
Aemlak yibariki haftey natey
Docterey❤❤❤ edmen tenan yhabki
Thank you doctor
Mkrti ftret edmen tenan yhabki fetari btaemi eye zfetweki kulu vidiotatki kab megemeriya eye zketatelo newih tegaeize aleku msaki bzuh ka feliten temahiren❤❤❤🎉🎉🎉
Thank,u,dr,Sharon,sHai,b,lemin,ke
ጽቡቅ ትምህርቲ የቀነለይ።
ደ/ር ሻሮን ጽቡቕ ትምህርቲ እዚ ብዝያዳ ቻይናውያን ይጥቀምሉ እዮም።
ሐፍትና ዶር ሻሮን ሐደ ጌጋ ተጋጊኺ ዝተባህለ ደጊምኪ እታ ዕድመ ምንዋሕ ምሕጻር አብ እግዚአብሔር እምበር አብ ሻሂ አብ ጡዑም ምዓዛ ዘሎም ምግብታት እንኮነን ሻሂ ንጥዕናና ጽቡቅ ኢዩ ኢልኪ አርምያ እንተ ወሐዳ 70 እንተ በዝሐ 80 ኡሉና ንጉስ ዳዊት
መርሓባ ዶክትሬ ሻሮኔ 🙏🙏🙏❤️❤️👍👍
Selam Amlak msaki ykun 🌸🥰Dr.Sharon haftey Selam Amlak msaki ykun Bzaeba PCOS and PCO gele ba belna bejaki tegediski ❤
So sweet advisor!
Good advice doctor sharon❤
ሰላም ዶክተር መደብኪ ንህዝብና ፍልጠት ዝዕድልም ሞያዊ ምክሪ ምካኑ ብጣዕሚ ክትምስገኒ ይግባኣኪ አዩ ቀጺለ ተሪኢኪዮ ሕቶ ኣሎኒ ክትምልስልና ካኣ ተስፋ ይገብር አዚ ፍረታት ኣብ ውሽጢ ዝተፈላለዩ ንበልዖም ፍረታትን ኣሕምልትን ሲ ጉድኣት ኣሎዎም ድዩ ከም ባዓል ፍረ ለሚን ፍረ ብርጭቅ ፍረ ፍረ ጉዕ በርበረን + ካሎትን ፍረታት አንተ ዋሓጥናዮም ሲ ገለ በልና ኢኪ
ከማኺ ይብዝሑ ደክተር
Thank you so much Dr Sharon btaimi why yfetu nere hdui abile kseti iye kab hijy ❤❤
Sharon haftey goal memhir weldu elomni tehagise barfolya am proud 👏 of you dream .God bless u❤❤❤❤❤
ዕድመ ናይ ፈጣሪዩ ሓፍተይ
Thanks Dear Dr. Sharon
Medebatki aziyu mehar eyu shikor haftina so edmen tanan yehabeley ftari ❤