ግርማይ አጽብሃ ተመችክኒ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ቃለ መሕተት ዝተዛረቦም ፍሉያት ሓሳባት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 4 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 152

  • @ዓጋመይጻዕዳ
    @ዓጋመይጻዕዳ 4 ปีที่แล้ว +95

    ዋውውውው ኣታ ከም ሎሚ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን እቲ ዝፈትዎ ብዓይነይ ሪአዮ ኣታ በጃኩም ላይክ ሃቡኒ ግርሙሸይ l miss you

  • @ኮሊለኮሊለናባኪእየናባኺእ
    @ኮሊለኮሊለናባኪእየናባኺእ 4 ปีที่แล้ว +47

    ግርምሸይ ዌል እንቃዕ ብሰላም መጻካ በር ከ ብሂወት ኣሎ ድዩ ኢለ ይጣራጠር ነይረ

  • @zenebugebrekidan
    @zenebugebrekidan 4 ปีที่แล้ว +27

    ውይ #ዘይሞተ ሰብስ ይራከብ ግርምሽ ብጣዕሚ ጠፊእካና እንካዕ ብደሓን መፃእካ

  • @ngstingsti8002
    @ngstingsti8002 4 ปีที่แล้ว +42

    ግርምሽ ተመችክኒ ከመይ ድየ ዝፈትዋ እንኳዕ በሰላም መፃኩም ዕድመን ጥዕና የሃብኩም ደቂ ትግራይ 💗💗ደስታ አብረሃ እባ አቅርቡልና እንታይ እየም ህልም ኢለም

    • @samrawit7393
      @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว

      ❤❤❤

    • @mu-ue1gs
      @mu-ue1gs 4 ปีที่แล้ว

      Temechieni antay malet u pls

    • @dearmom2633
      @dearmom2633 4 ปีที่แล้ว +1

      ደስታ ኣብርሃ ኣብ ስዑድ ኣረብ እዩ እኮ ዘሎ

    • @genetberhe4341
      @genetberhe4341 4 ปีที่แล้ว

      ደስታ ኣብ ሱዑዲ ዓረብ ዩ

    • @naniyealemey280
      @naniyealemey280 4 ปีที่แล้ว

      Desta baeley kekirbelka riyad eniho

  • @SaraSarah-vt6oc
    @SaraSarah-vt6oc 4 ปีที่แล้ว +16

    እንኳዕ ብሰላም መፃካ ግርሙሽ ተመሰገን ዳሃይካ ዘሰመዓካና ሰሰናዩ ናዓካ

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +13

    ግርምሸይ ኩርዓት ትግራይና ጠፊእካና እኮ ዞም ተጋሩ ላበይ ጠፊኦም ልምሓሩ ሓዲገምሎም ዋይይይይ በጃኩም ምፁና

  • @tesfayabraha1219
    @tesfayabraha1219 4 ปีที่แล้ว +26

    ዝፈትዎ ደራፋይ ድሕር ነውሕ ግዘ ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ

    • @chelseaforever9905
      @chelseaforever9905 4 ปีที่แล้ว

      Tesfay Abraha ኣበይ ድዩ ነይሩ After long time i see him

  • @khanali2910
    @khanali2910 4 ปีที่แล้ว +7

    ግርማይ ሓወይ ብጣዕሚ የ ዘድነቀካ ብተስፋ ንፅበ ❤ l Miss you

  • @akalutsegay4810
    @akalutsegay4810 4 ปีที่แล้ว +5

    ግርሙሸይ እንዃዓ ድሓን መፅኣኻ ጠፍኢኻና ነይርካ ብጥዓሚ ጎቦዝ ኢኻ ቀፅለሉ ደርፍታትካ እናሰማዓኹ ዓቢየ

  • @uyrrffhjj4760
    @uyrrffhjj4760 4 ปีที่แล้ว +9

    ግርምሸ ወዲ ትግራይ መዓረይ ንፈትወካ ኢና❤❤

  • @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ
    @ራያነኝሃልማጣየሞኾኒመይዳ 4 ปีที่แล้ว +8

    ወይ ኩሉ ግዜየ ኣብ ልበይ እዩ ፀንሑ ኣሎ ድዩ ብህወቴ ብት ናይ ቀደሜ ድምፅካ ክትመፀና ንፅበይ ግርምሽዋ ጋዜጠኛታት ደማ ብጣዕሚ ያቀንየልና ግን ኣጣያይቃ ካብ ሰይፉ ተማሃራ ምስ ይቅርታ

  • @tembentube7234
    @tembentube7234 4 ปีที่แล้ว +2

    ናበይ ዳኣ ጠፊኡ ነይሩ ግርምሸ እንኻዕ ብደሓን መፃኣኻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😍

  • @abdulbabuabdulbabu6275
    @abdulbabuabdulbabu6275 ปีที่แล้ว

    ግሪምሸይ ሽኮሪ ደሕሪ ብዙሕ ግዜ ሰለብዓይነ ዙሮኦኽካ ብጣዕሚ ደስ እልኒ

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 4 ปีที่แล้ว +2

    ግርምሸይ እንቃዕ ብሰላም መፃካ ናበይ ጠፊኡ ኢለ ኩሉ ጊዜ ይሓስብ ነይረ ድሕሪ ነዊሕ ጊዜ መፂካና ኣይትጥፈአና ደኣ ደርፍካ ክሳብ ሐዚ ሰሚዕካዮ ኣይሙነንምፀና ደኣ

  • @Saratigray
    @Saratigray 2 ปีที่แล้ว

    ካብ ንፍትዎም ብሉፃት ሓደ ኢኻ እንኳዕ ብስላም ሃለኻ ጅግናና

  • @abrhamteame7641
    @abrhamteame7641 4 ปีที่แล้ว +11

    እንኳዕ ድሓን መጻካ ድሕሪ ክንደይ እዋን

  • @ፍቅርተሥላሴሰላምተስፋአም
    @ፍቅርተሥላሴሰላምተስፋአም 4 ปีที่แล้ว +11

    *ኣሰይይ ግርምሸይ ❤💘💋 እንቋዕ ብሰላም መጻእካ ❤👍የቀንየልና **#ድምጺተጋሩ** በጃኹም በጃኹም ኩሎም ኣምጹኡልና እቶም ናይቀደም ናቶም'ዩ ጥዑም ዘይርሳዕ ደርፍታት🎤 እንታዮም ኮይኖም ነንባዓል **#ደስታ** ኣብርሃ **#ሙሉጌታ** ሓጎስ (ፍዮና) **#ቢኒያም** የማነ(ፍርደይ😢)ወዘተ..... ሶ ኣይትጥፈአና ገርሜሶ❤👍*

  • @ካልባረከኝአለቅህም
    @ካልባረከኝአለቅህም 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሰይይይይ ሽኮሪናታት🙋‍♀️🙋‍♀️🙋‍♀️😘😍😍😍👍👍👏👏👏👏👍👈👈

  • @selamhaile2149
    @selamhaile2149 4 ปีที่แล้ว +4

    Grmshey enkan dahan metaka 👍👍

  • @mmm0mmmm125
    @mmm0mmmm125 2 ปีที่แล้ว

    ዕደመንነ ጥዕናን ይሃበካ ግርማይሽ ጥፍእካ ነይርካ

  • @ኣነትግራዊትእምብርኢትዮጵ
    @ኣነትግራዊትእምብርኢትዮጵ 4 ปีที่แล้ว +1

    ግርማይ እንካዕ ዳሕና መፀእካ ኩሉ ግዜ እና ናበይ እዩ ጠፊኡ እና ንብል

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣታ ኣለካ ድካ እዋይ ታይ ዳኣ እዙኩሉ ምጥፍእ ❤❤❤❤

  • @wedihumeraeygenwedimekelee8742
    @wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 ปีที่แล้ว +1

    Girmay shikorrrrrrr ❤️ ❤️ ❤️ ❤️. Nab German 🇩🇪 aytemexen deka Girmay shikorrrrrrr ❤️ ❤️ ❤️

  • @abrahaleybelay767
    @abrahaleybelay767 4 ปีที่แล้ว

    Welcome ተመችኪኒ ድሕሪ ነዊሕ እዋን ዳግማይ ባኣካል እንኮዓ ብስላም መጻካ

  • @akhbrtmama4237
    @akhbrtmama4237 4 ปีที่แล้ว +2

    Wewwww 🇪🇹🇪🇹🇪🇹🥰🥰🇻🇳🇻🇳

  • @jcfug3355
    @jcfug3355 4 ปีที่แล้ว +2

    Enkae bselam metakum grmushey💓💕💕💖💗💕💖💗

  • @samrawitmehari3014
    @samrawitmehari3014 4 ปีที่แล้ว +3

    Shikor derafi ❤❤❤❤❤👍

  • @ትግራይዓለመይናፈቅ
    @ትግራይዓለመይናፈቅ 4 ปีที่แล้ว +4

    💓💓❤❤💓💓💓እንካ በሰላም መፃኢከም

  • @beletsetekie9260
    @beletsetekie9260 4 ปีที่แล้ว +9

    ተመችክኒ ኣለካ ዲካ ብሂወት ዋይ ዝፈትዎ ደራፋይ አንቃዕ ደሃን መጻካ ኣድናቂካ አየ ወዲ ኤሪ ካብ ጅዳ

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ዝያዳይ

  • @ሶሎሜጓልባባ
    @ሶሎሜጓልባባ 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውው
    ኣታ ከም ሎሚ ተሓጒሰ ዘይፈልጥ ናይ ልበይ ደራፊ ኣምፂእኩምለይ

  • @almazbirhane6348
    @almazbirhane6348 4 ปีที่แล้ว

    Wa nska ewun do aleka eka ab alem ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ልእልትብሪሃኑ
    @ልእልትብሪሃኑ 3 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ለእናንተ ይሁን ውዶቼ ግርምሽ በጣም ነው የማደንቅህ ደስታ አብርሃ ደሞ ብታቀርቡት ደስ ይለኛል ግን በሰላም ነው የጠፋው?

  • @ጓልዘርኢራያትግራይ
    @ጓልዘርኢራያትግራይ 4 ปีที่แล้ว +5

    ግርምሸይ
    ፍቅረይ ማዓረይ ውይ ኣሪጉ በሰምኣብ
    ሓዳር ገይሩ ድዩ
    like ወቅጡ ወቃቅጡ ብሽም ግርምሸይ ናይ ልበይ

  • @fjdhhdhdvehdhdhd6338
    @fjdhhdhdvehdhdhd6338 4 ปีที่แล้ว

    Wow good. Gob🙏🙏🙏🙏

  • @natilove3855
    @natilove3855 4 ปีที่แล้ว +1

    እንቃዕ ብሰላም መጸካ እንቃዕ ኣምጻእኩምልና ጠፊእካና ካብ ሙዚቃ ካብ ትጠፍኣና ክንደይ ኮይኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣይትጥፍኣና

  • @AliJan-lb7jv
    @AliJan-lb7jv 4 ปีที่แล้ว +2

    wellcome back bro,

    • @AsdAsd-sj4xd
      @AsdAsd-sj4xd 4 ปีที่แล้ว +1

      ግርማይሑቢ

  • @samrawit7393
    @samrawit7393 4 ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤

  • @adenkiros1894
    @adenkiros1894 4 ปีที่แล้ว

    🌹🌹🌹🌹 kestilelu

  • @ኣድይማርያምሃድራኪህዝበይ
    @ኣድይማርያምሃድራኪህዝበይ 4 ปีที่แล้ว

    ዋውውውውውው ናፍቆት ኣለካዮ ኢይ ማዓርይ

  • @hautehaute486
    @hautehaute486 4 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ዝያዳይ

  • @tesfaygeber1058
    @tesfaygeber1058 4 ปีที่แล้ว

    እምበር ተመችክኒ ንስካ ውን ንኩሉ ትግራዋይ ተመችካና ኢካ።እንኳን ብሰላም መፃካ ተመችካና።

  • @azebaidsablasabela516
    @azebaidsablasabela516 4 ปีที่แล้ว

    Wowww germeshu konjo ❤️💖💖💞🌹🌹👍👍🎤

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 4 ปีที่แล้ว +1

    ግርምሸይ የኔ ትዝታ የኔ ቆንጆ

  • @meriwelday8275
    @meriwelday8275 4 ปีที่แล้ว +2

    Btaemi eye zfotwo

  • @ሊሊጋልቶምወየንቲ
    @ሊሊጋልቶምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว +2

    ዋዉ ብጣዕሚ ዝፎትዎ ደራፊ ተስፉሽይ ሙቁር እንቃዕ ድሓን መፃካ

  • @iloveyoumama7755
    @iloveyoumama7755 4 ปีที่แล้ว +5

    እንኳን እደረሳቹ የትግራይ ልጆች እግዚአብሔር ከእናንተ ጋር ይሁን ሁሉም

  • @vandamfiseha6741
    @vandamfiseha6741 4 ปีที่แล้ว +2

    ተመችኻኒ ግርምሽ

  • @Fana-p5c
    @Fana-p5c 4 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ግርምሸይ

  • @naserathyope8621
    @naserathyope8621 4 ปีที่แล้ว +2

    ጠፍእካ ብጣዕሚ እና ንከይትጠፍእ ሐደራ ይብለካ።

  • @LL-pt6ub
    @LL-pt6ub 4 ปีที่แล้ว

    Grmsh we love you 😍😍😍😍😍

  • @tww5946
    @tww5946 4 ปีที่แล้ว

    Btaemi. Zifetwo derafay 🥰❤️

  • @sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret
    @sjjejwjwjwjsjsjee4261Meseret 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @semiryesue3587
    @semiryesue3587 4 ปีที่แล้ว +6

    ግርምሽ ሽኮር ማራ ናፊቀዮ ኔረ ብሓቂ

  • @deenh9960
    @deenh9960 4 ปีที่แล้ว +2

    2011 -2014 ab camp Mai Aini btami ysemae neru ezi Wedi
    tefika gn well come back!

  • @Sara-sr4sg
    @Sara-sr4sg 4 ปีที่แล้ว +1

    💕💕💕💕💕💕💘💘💕💕

  • @kndahaftimahari173
    @kndahaftimahari173 4 ปีที่แล้ว

    grmye enqae bselam metsekana egziabher msaka ykun ayttfae

  • @abetesfay5583
    @abetesfay5583 4 ปีที่แล้ว

    ፅሩይ ትግራዋይ ግርሙሽ ጅግና

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ዐ7ጐ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ዐ7ጐ 4 ปีที่แล้ว

    የኔ ልዩ

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 4 ปีที่แล้ว

    እንካን ብሰላም ምጣህ ማሬዋ 😍😍😍

  • @rahelkahsayw7187
    @rahelkahsayw7187 4 ปีที่แล้ว

    Oh my God kurub wedi keshi koynka kab derafay kitkewin zemari kitkewin yikeleka neru uffff alemawinet sierikayumo nab amlak timileselu gze yifterelika hawey

  • @yutub1531
    @yutub1531 3 ปีที่แล้ว

    Wedi tigray shikor aleka do

  • @ትግራይ-ቀ3ቘ
    @ትግራይ-ቀ3ቘ 4 ปีที่แล้ว

    ዋዉዉዉ

  • @rihananeymar1373
    @rihananeymar1373 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣድናቂትካ እየ

  • @ተመስግንአምላኬ
    @ተመስግንአምላኬ 4 ปีที่แล้ว

    ዋውው ግርምሸ ሸኮራ 💓💓💓💓

  • @fgdf3277
    @fgdf3277 4 ปีที่แล้ว +7

    ኡውይ ሓሚቅኻ 😢

  • @akberet9753
    @akberet9753 4 ปีที่แล้ว

    Germshe konjoo enpan beslam metska betime tefekan wedi Tigray adey Edman tienan yehbka

  • @solomongebrewahid4739
    @solomongebrewahid4739 4 ปีที่แล้ว

    Well come btaemi zfetwo derafi

  • @kndahaftimahari173
    @kndahaftimahari173 4 ปีที่แล้ว

    i miss you tenafaki tefiekana💕💕💕💕💕💖💖💖💖💖💖

  • @ethiopiaislovelove9620
    @ethiopiaislovelove9620 4 ปีที่แล้ว

    Enqae bselam metsaka

  • @dearmom2633
    @dearmom2633 4 ปีที่แล้ว +2

    ተመቺኽኒ ኣቤት ትዝታ

  • @abdulbabuabdulbabu6275
    @abdulbabuabdulbabu6275 ปีที่แล้ว

    ዋይ ግሪምሸይ ዙፎትዎ ደራፊይ ወድ ሃገሪ ትግራይ

  • @በስምህልጠራጌቱ
    @በስምህልጠራጌቱ 4 ปีที่แล้ว

    ግርምሽ ቡውነት ጥኣሚ እየ ዳድንቕካ እድመጥና ለማት ካልበይ ትደሰትኩሉ ማልቲ ግርምሽ ስለድረኩ ደስ ብሉኒ

  • @hekfburyshtf3527
    @hekfburyshtf3527 4 ปีที่แล้ว

    Mar

  • @mbrankmbrank5376
    @mbrankmbrank5376 4 ปีที่แล้ว +2

    Eten gazetegnatat bektitat
    Wela hanti kelet yelon garnish gn ayttfana welcome grmish

  • @heatheat7064
    @heatheat7064 4 ปีที่แล้ว

    Well grmsh mar

  • @naserall5292
    @naserall5292 4 ปีที่แล้ว

    ግርምሽ እንካዕ ደሓን መፃካ

  • @ገኒሰቲ
    @ገኒሰቲ 4 ปีที่แล้ว

    Waw desa zebale enekoa besalem matsekane

  • @chelseaforever9905
    @chelseaforever9905 4 ปีที่แล้ว

    እውይ ኣዝየ ዝፈትዎ ዝነበርኩ ደራፍይ እንቃዕ ገጽካ ኣረኣየና ሓወይ ናተይ : ናይ ድሓን ዲዩ ጠፊኡ ንገሩኒ ባ ፕሊስ ጋይስ::

  • @selamgdey7977
    @selamgdey7977 4 ปีที่แล้ว

    Ankao bselam mexeaka

  • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
    @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ግርሙሽ ኣይትጥፍኣና በይዛኻ

  • @wedikeshi2875
    @wedikeshi2875 4 ปีที่แล้ว

    ኣንታ ቆንጆ ግርምሽ

  • @formafireck3833
    @formafireck3833 4 ปีที่แล้ว

    Geremy atitfena

  • @tesfomtesfagergish4175
    @tesfomtesfagergish4175 4 ปีที่แล้ว

    I miss hem

  • @ትግራይወርቂኢትዮጵያጨርቂ
    @ትግራይወርቂኢትዮጵያጨርቂ 4 ปีที่แล้ว

    ወዳኢተ ኣታ ንስኻ ኣለኻ ድኻ ብሂወት በል እስኪ እንኳዕ ብሰላም መፀኻ ግርምሽ ተመችኻኒ

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 4 ปีที่แล้ว +5

    እምባእ እዚ ወዲ ኣበይ ጠፊኡ ይብል ኔረ ንቡዙሕ ስብ ሓቲተ። 2 ጥዑማት ደርፍታት ስንድው ኣቢልልና ጠፊኡ ኔሩ። ሕጅ ግን እንቃዕ ብሰላም መጻካ።

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ዐ7ጐ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ዐ7ጐ 4 ปีที่แล้ว

    ፍትውውውውውውውውው ግርሙሽይ

  • @fddd3703
    @fddd3703 4 ปีที่แล้ว

    💘💘❤️❤️👍👍

  • @siluafro4227
    @siluafro4227 4 ปีที่แล้ว

    Ata lka dika zymotes yrea dea btmi u des zbl gle hadsh clip nxebe welcome

  • @rahelkahsayw7187
    @rahelkahsayw7187 4 ปีที่แล้ว

    Its been long time temechikini hah abilatna nera

  • @sooqusabya9200
    @sooqusabya9200 4 ปีที่แล้ว +1

    ሓላለይ ክፈትወካ መዓት ወዲ ዓደይ

  • @tdf1266
    @tdf1266 4 ปีที่แล้ว +1

    Eka dahan metsaka grmsh shkorrrrr

  • @zaminozami2574
    @zaminozami2574 4 ปีที่แล้ว

    mara tefika temechikini zifetwa song

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 4 ปีที่แล้ว

    ኣታ ሰበይ ታይ ደኣ ህልም'ልካ ተመቺኽኒ ምስ በልካ ተመቺኻና ኔርካ ግን ህልም ብምባልካስ ናፊቐካ ብሩረይ

  • @ኣቤልወዲቀሺ-ፀ5ነ
    @ኣቤልወዲቀሺ-ፀ5ነ 2 ปีที่แล้ว

    እዋይ ግርማየ ኣለኻ ድኻ ብሂወት
    እንኳዕ ብድሓን ወይ ክትመችወኒ እኮ?

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ዐ7ጐ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ዐ7ጐ 4 ปีที่แล้ว

    ግርማይ ሽኮር

  • @MgGg-kr6ki
    @MgGg-kr6ki 4 ปีที่แล้ว

    E,r edmen tienan yhabka gn aey ttfaie grmush I love you

  • @ይርጋለምሓፍቲሃፍቲሽ
    @ይርጋለምሓፍቲሃፍቲሽ 4 ปีที่แล้ว

    Grmushey enkae bselam metsaka slezreakuka btaemi eu des iluni

  • @ተስፋእዩስንቀይ-ዐ7ጐ
    @ተስፋእዩስንቀይ-ዐ7ጐ 4 ปีที่แล้ว +1

    እው ግርሙሸይ አቡኡ ቀሺ ስለ ዝኾኑ እዩ ና አቦቀሺም ምንም ስሕተት የቡሎምንና ለለ ንግስት አፅብሀም ተቃዋምትኻ እያ ነይራ

  • @ሚልካናጓልትግራይ
    @ሚልካናጓልትግራይ 4 ปีที่แล้ว +1

    ግርሚሶ ደርፊ ብኣካቱም ሓሊፉ ቅጭን ወድ ትግራይ