ማይክ ሃመር ንኢትዮጵያ ክኸድ እዩ፣ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ብልፅግና ተቐንፂሉ፣ ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ከልኪሎማ፣ ህሊና ተኽለማራይም ስዒራ! 7/6/2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ค. 2024
  • ማይክ ሃመር ንኢትዮጵያ ክኸድ እዩ፣ ኣባል ማእኸላይ ኮሚቴ ብልፅግና ተቐንፂሉ፣ ኣትሌት ፍረወይኒ ሃይሉ ከልኪሎማ፣ ህሊና ተኽለማራይም ስዒራ! 7/6/2024 - Please join and become a member / @tigraionline
    www.gofundme.com/f/donate-to-...
    #Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
    www.tigraionline.com
    / tigraionline
    / tigraionline
    / tigraionline
    / tigraionline

ความคิดเห็น • 40

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 5 วันที่ผ่านมา +7

    የቀንየልና TOL እት ንውፁዕ ህዝቢ ትግራይ ካብ ዘለው ፀበባ ንምውፃእ እትግብሮ ቃልስ ብጣዕሜ ክንእደኹካ እይሐልፍን እት ትብላ ዝላኻ ኹሉ እብ መብዛሕቶኡ ደምፄ ዘይቡሉ ህዝብ ትግራይ ዝብላን ዝስመዕን እዩ ስለዝ እት ትብላ ኩሉ ንዐይ ትክክል እዩ እት እነ ክብላ ዝደልይ ግን ደማ ናብ ህዝብ ክብፃሕ እቅም ስለዘይብለይ ባእኻ እቤለ ግን ስለዝስማዕ ዘሉ ብጣዕሜ ሕጎስቴ እየ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @TDLF-ek7if
    @TDLF-ek7if 5 วันที่ผ่านมา +2

    thank you Tigray Online for bringing our athletics to our attention she needs Saport Ethiopia never think to be nice to Tigrayan

  • @_Eli_471
    @_Eli_471 5 วันที่ผ่านมา +3

    TOL absolutely you are right about what you are talking now. Please share and talk this with your friends in the diaspora ,specifically with the GSST and with those gsst members that have easy access with those authorities in Tigray.
    This is very important timely issues.

  • @semirberhe7592
    @semirberhe7592 5 วันที่ผ่านมา +2

    TIGRAY TSIER ❤️💛

  • @frewoinigore1782
    @frewoinigore1782 5 วันที่ผ่านมา +1

    They Tigrai Geverment and TPLF need to be strong at this moment !

  • @abrahaliehailu9828
    @abrahaliehailu9828 5 วันที่ผ่านมา

    Absolutely you're right that's only way.100%I am with you.

  • @gebremedhinkassadrar425
    @gebremedhinkassadrar425 5 วันที่ผ่านมา

    Conratulation

  • @gebrehiwotgebru5242
    @gebrehiwotgebru5242 5 วันที่ผ่านมา

    Bezihu

  • @FhBb-fn2fi
    @FhBb-fn2fi 5 วันที่ผ่านมา +3

    ትኽክለኛ ሓሳብ እዩ ከም ሰምዕዎስ ብናትካ ሓሳብ ብጣዕሚ ሕጉስ እየ። ዕድመኻን እጀራኻን ይባረኽ ኣያና

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 5 วันที่ผ่านมา +1

      አንጀርኡ አባ ዳኣ ንቑልቁል ይመለስ ኣብ ተግባር ዘየለ ሓሶት ጥራይ ዘቕርብ ክልል ትግራይ ድማ ብሙሉኡ ኣብ ትሕቲ ኣብይ ኢዩ
      ሓንቲ መቐለ ኢያ ዘላ ንሳ አኳ ኣመሪካ ደው ኣብሉዎ ዕርቂ ኢሉ ካብ ሞት ኣድሒኑ ንከንያ ውዕል ክገብሩ ወሲዱ ኣፈሪሙዎም ስለዚ ኣብይ ኢዩ ዘመሓድረኩም ብኣቢይ ተማአዚዝኩም ትኸዱ

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 5 วันที่ผ่านมา +1

      አንጀርኡ አባ ዳኣ ንቑልቁል ይመለስ ይመለስ ኣብ ባይታ ዘየለ እብ ርሑቕ ሰፊሩ ሓሶት ወረ ዘመሓላልፍ ባዕልኻ መጺኻ ግበሮ በልዎ

  • @WoldeM-jf9yc
    @WoldeM-jf9yc 5 วันที่ผ่านมา

    Sad Tegarus are still under oppression. My advise to her is follow the path of Netherworld athletes

  • @habtomtewelde7644
    @habtomtewelde7644 5 วันที่ผ่านมา

    ምዕራብ ትግራይ ንግዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ዝዋሃብ ኣይመስለንን እዙይ ሕመቕ ግምት እዩ።

  • @abadihalfom6089
    @abadihalfom6089 5 วันที่ผ่านมา +1

    ጀግና ትግራይ ኦንላይን

  • @misginagebremedhin7762
    @misginagebremedhin7762 5 วันที่ผ่านมา +1

    ንሱ አይደልዩን ግዝያዊ መንግስቲ ናይ ትግራይ እኮ አመሪካ ዘምፆኦም እዮም. ሰለዚ ኢትዮጵያ ምእንተ ክትቅፀል ትሓቂ እዙይ እዩ

  • @abrahaliehailu9828
    @abrahaliehailu9828 5 วันที่ผ่านมา

    You're advocates tigrai. Brother.

  • @tadesseteklehaimanot5727
    @tadesseteklehaimanot5727 5 วันที่ผ่านมา

    Hi TOL

  • @user-hz9xw3es8r
    @user-hz9xw3es8r 6 วันที่ผ่านมา

    Congratulations 🎈🎊Hilina❤

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 5 วันที่ผ่านมา +1

      ኣብ ራድዮ ኣይሰማዕናዮ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ወዲቑ ዝረኸበቶ ሓጺን ሒዛ ተስኣኢላ ወሪድዋ ናይ ስፖርት ሰብ ከማን ኣይትመስልን መቸም ሓሶት ናትኩም አንድዩ

  • @user-xd9gm8lf3k
    @user-xd9gm8lf3k 5 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ሰላም እትውሎ ዘለኻ ሓውና መስመር ትኽክል ሓሳብ እዩኣብ ኣ"ኣበባ ዝኾዱ ዝበሃሉ ተወከልቲ ናይ ትግራይ ዘኹሩዕ መልሲ ሒዞም ምኻድ ኣገዳሲ ሎሚይ ዶሮይ ንነውይኑ እዩ ኦኬይ

  • @actttig9753
    @actttig9753 5 วันที่ผ่านมา

    ሽዋውያን ተጋሩ ሃዊኾሙና

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 6 วันที่ผ่านมา

    Men akeba kiekebelom harirna tigray online

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 6 วันที่ผ่านมา

    Tigray online ahriromuna merahtna halawi zeyblu hizbey temelisu elomuna tsibah kaa yiketluwom ahhh😢😢😢

  • @gimjaamare509
    @gimjaamare509 5 วันที่ผ่านมา +1

    Thanks TOLfor your truth. Administration and Huwahat have to be bold.PP Should not be inTigrai. Enemy have to be out.

  • @actttig9753
    @actttig9753 5 วันที่ผ่านมา

    ንመርድእ ዝተሃወኽሉ ምኽንያት ንተጋሩ ንምስንባድ ንምድሃል ከይጋደሉ ብፍርሕን ራዕድን ተዋሒጥና ክንተርፍ ቦጅቧጃት ፈራሐት ክንከውን ብደቂ ደርግን ብፒፒን ዝተቓናጀወ ስራሕ እዩ::
    እሞ ክንደይ ኢልና ክንዛራቦዋ...

  • @DawitTekle-vq6bz
    @DawitTekle-vq6bz 6 วันที่ผ่านมา +1

    ኪሮስ እለማየሁ ፤ ውነይ ዝምት፤ ኣንጉዓይ ፍስስ: ልሳነይ ልጉም፤ ስነይ ክምስ......እናበለ ትደርፍ ተሎ ተጋሩ ጥራይ ዘይኮናስ ምልእቲ ሃገረ ጦቢያ "ኣንጓይ ፍሲስ" ኢላ ኔራ ፤ ዋላ ሕፃዉንቲ ከይተረፉ፤ንስካ ግና እብ ጊዘ ኢሕአዴግ ኢካ ተወሊድካ ማለትዩ፤ፍሉጥ ከምኡ እዩ!! I thought you would be a little older than that,

  • @user-bm7wf3js6c
    @user-bm7wf3js6c 5 วันที่ผ่านมา +1

    አብ ጋዜጠኛታትን ተደራደርትን ዘቀረብካዮ ርዒቶ ይበል ዘብልዩ፡ ናይ ብዙሐት ሰምዒት ስለዝኾነ ኣብ ኩለን ፕሮግራማትክ ክትደጋግሞ እላቦ።

  • @abrahaliehailu9828
    @abrahaliehailu9828 5 วันที่ผ่านมา

    If you're snooze you lose.

  • @actttig9753
    @actttig9753 5 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ነናብ ገዝኡ ይመለስ እምበር ብመን ይመሂደር ዘገድስ አይኮነን እንተደልዩ መፂኡ ይረኽበና እንተደሊና ኬድና ንረኽቦ ቃል ጌታቸው ረዳ እያ::

  • @gebrehiwotgebru5242
    @gebrehiwotgebru5242 5 วันที่ผ่านมา

    Tay ke alena?
    Tormet aytisbek mot ayakolena

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 6 วันที่ผ่านมา

    TLO ትብሎ ትኽክል እዩ: ወረርቲ ኽንዲ ካብዝወረርዋ መሬት ዝወፁ ንሶም ፈቐድትን ኸልከልትን ኾይኖም: ምምሕዳር ትግራይን ፀጥታ ትግራይን ቐዲሙ ከየማቻቸወ ተፈናቐልቲ መሊስኻ አብፍርሒ ክነብሩ ድዮም? ኽልል አምሓራ ሕጊ መኽበራይ አይኾነን ፅባሕ ተፅነቱናኸ? ታይ ውሕስነት አለና?
    TDF ካብ አምሓራን ዓፋርን ይውፃእ እንትብሀል ወፂኡ: ወረርቲ አምሓራ ኤርትራ ፌደራል ሰራዊት ( ጥምር ጦር)ንምንታይ ካብትግራይ ዘይወፁ? መከላከያ ገለልተኛ ዘይምዃኑ ጀነራል በላይ ስዮም ተዛረቦ እኹል እዩ:
    ምምሕዳርና ይመለስ ተዘየሎ በዚ ሕዚ ዝግበር ዘሎ መጨረሽኡ አይፅቡቕን: ብዘይ ናይትኸባቢ ፈቓድ አብሙሉእ ኢትዮጵያ መሬት ገዛ ምሓዝ አይክአልን: "የጨረቃ ቤት" ተባሂሉ ይፈርስ: ንምንታይ ወረርቲ ትግራይ መሬት ትግራይ ብነፃ ይሕዙ: ሰብና እናጠመየ ፈደራልን አምሓራን መሬትና ባዕሉ ንዝደልዮ እንትዕድል ተጋሩ በገዛ ዓድናስ አምሓሩ ክፈቕዱልና?
    ሕዚ ዝፍፀም ዘሎ ብፕሪቶርያ ውዕል ከይኾነ እታ "መን ከምዘምሓድሮ ብዘየገድስ" ትብል ዘረባ እያ ትፍፀም ዘላ:

    • @eritrealemlem7872
      @eritrealemlem7872 5 วันที่ผ่านมา

      ምስ ኣብይ ይዕንድሩ ኣለዉ መራሕትኹም ናይ ነብሶም አምበር ናይ ህዝቦም ኣይግድሶምን ዊስኮም ይጭልጡ ኣለዉኡ

  • @user-wj4fb2gr5s
    @user-wj4fb2gr5s 5 วันที่ผ่านมา

    ገጺካ ከፉትካ ልቢካ ነፉካ ዘይትወጽእ ቀጣፉ ለሐሲ

  • @eritrealemlem7872
    @eritrealemlem7872 5 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታዮ tigrai online ኣባኡ ኮንካ ገጽካ ሓቢአካ ካብ ምንጋር ብኣካል መጺኻ ከም ተናገርኻ ኢዩ አምበይ ባዕላቶም መራሕቲ ሕወሓት ምስ ፈድርራል ኢግሪ ኣብይ አንዳተሳለሙ ኣብ ዓበይቲ ሆተላት ኣዲስ
    ኣበባ ዊስኪ አንዳሰተዩ ኮፍ ኢሎም ዓቕሚ
    የብሎምን ንሳቶም ጎይትኦም ከይፈቐደሎም
    ዳሓር ድማ ትግራይ ሙሉአ ኣብ ትሕቲ ፈደራል ኢዩ አኮ ዘሎ ሓንቲ መቐለ ኢያ ንሳ አኳ ኣመሪካ ደው ኣብልዎ ኢሉ ፕሪቶሪያ ከይዶም
    ከምዝፍርሙ ገሪዎም አዚ ኢዩ ኢቲ ሓቂ ኣታዮ
    ሃሳስ