መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, March 30, 2024
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 29 มี.ค. 2024
- ERi-TV, Eritrea - መልሲ ኣብ መስመር | melsi ab mesmer - Eri-TV Game Show, March 30, 2024
Unauthorized distribution of ERi-TV content is strictly prohibited.
Follow us on Telegram t.me/DendenMedia
Follow us on facebook: / dendenmedia
To subscribe to ERi-TV & DimTsi Hafash live streaming visit www.dendenmedia.com/
To access ERi-TV Official TH-cam Chanel visit / eritveritreaofficial
To access DimTsi Hafash Official TH-cam Chanel visit
/ @dimtsihafash-official... - บันเทิง
መርሓባ ኤረና ናይ ሰላምን ሓቅን ማዕከን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቀዳማይ ደዋሊ @ዳኒኤል ተስፋይ፡ንፉዕ! ጼጥሮስ ድማ ኣንፈት ንዘለዎ ምሕጋዝካ 👍🏿👌🏿።
ሰላም ሰላም መልሲ ኣብ መሰመር መደብኩም ብጣኣሚ ጽቡቅ ኣሎ ግና ዝይዳ ኣብ ታሪክ ሃገርና እንተ ዝኬውን ጽቡቅ ነሩ
ከመይ አለኩም ደኪ ኤረይ አነ ን ብዐልቲ ቤተይ እኮ ኩሉግዚ ኢና ንከታተል ናፍኮትና ብአ ኢና ነውጽእ
ብሓቂ መሃርን ኣዛናይን መደብ ዩ ነቲ፡ብ ኣብ ባህላውን ዛንታት ገድሊ ህዝቢ ኤርትራን ኣስፍሕ ኣቢዎ ንብል ❤❤❤❤
እንዳ አዛናገዐት ትምህር ጽብቅ መደብ ደቂ ሪመይ❤🇪🇷💞 ንዝበርተዖቶ ክትሕግዝዎ ከለኩም ሲ ከመይ ሕጉስስ ይብል❤ ዓይኒ ጸላእኩም ይደፈና ❤️🇪🇷❤️
ኣቐዲመ ሙውቅ ሰላምታይ ይብጻሕኩም
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ ኢኹም
ክትሓል ካብዘይብለን ትግርኛ ዜና ወሲኽካ እየን
ይበል ዘብል ክትቅጽልዎ ይላቦ
ሰላም ኣዳለውቲ መልሲ ኣብ መስመር መደብኩም ብጣፆሚ ጽቡቅ እኳ እንተኾነ ኣብ ታሪኽና እንተ ዝዛይድ ዝበለጸ ምተማሃርናሉ ብዝተረፈ ፆድመን ጥፆናን ይሃብኩም የቀንየልና።
❤ደቂ ኤረይ ጽቡቅ መደብ ኢዩ ክንደይ ማሃሪ ዝኾነ ሕቶታት ኢኹም ተቅርቡ ቀጽልዎ❤ ተስፋ ሂወት ወልዱ ካብ ጀርመ❤
❤መርሓባ ሰላም መልሲ ኣብ መስመር❤ኣንፈት ምሃብ ኣይ ጽላኣን ኢዩ ማለተይ ኣንፈት ንዘለው ብዝኾነ ማራ ቤላ ዕድመን ጥዕና ያምነየልኮም ❤ካብ ጁባ❤❤❤❤
Nice programm deki Eri.countinue.
ሰላም ደቂ ኤረይ መደብኩም ብጣዓሚ ጽቡቅ ኢዩ። ሓንቲ ሪኢቶ ኣላትኒ ነዞም ኣብ ወጻኢ ንነብር ኣብዚ መደብኪም እንተዘይ ተሳተፍና ምመረጽኩ ኜረ። ምክኒያቱ መንነቶም ዘይፍለጡ ዉሑዳት ሃሱሳት ትሕቲ ሃገራውንነት ስለ ዘለዉ. 1🇪🇷9🧍♂️6🏞️2⛪️🕌🇪🇷 ::
Great job guys. We really appreciate.❤
We are so proud of you guys .
From Egypt - Cairo .❤
Merhaba adalwit medeb melsi ab mesmer bhankewta ye ztsbya medebkum buzh filtet ye zkesm emo ketslwo ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ንዓኩም ይኩን አዳለዉቲ መደብ❤, ብጣዕለሚ'የ ዝከታተለኩም አንዳዛናግዔት ትምህር መደብ ስድራቤታዊት'ያ። ታሪክና ንፈልጥ ብዙሕ ከአ ንምሀር በርትዑ ሰላምኩም ብዝሕሕሕ ይበል❤።
ይርጋአለም ካብ ነርወይ።
السلام عليكم ورحمه الله وبركاته يا شعب الارتري الله يحفظكم ابشروا نحن معاكم اخوكم عمر ترنتا❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 من السعوديه
ሰላም ሰላም ኣዳለውቲ መደብ መልሲ ኣብ መስመር ኣብ ሂወትኩም ምሉእ ጥዕና ኣብስራሕኩም ድማ ኣሳልጦ ይምነየልኩም ቀጺለ መደብኩም ብጣሚ ደስ ዝብልን መሃርን ብምኻኑ ደስ እንዳበለኒ ኢየ ዝከታተለኩም ንዝያዳ መሃርን ኣዛናጋዕን ክኸውንሲ ናይ ቀደም ታሪኽ እንተተብዝሕሉስ ክንደይ ፍልጠትና ምዓበየ ይመስለኒ ተውውሳኺ እታ ኣብደገ ዘለና ድማ እንተ ተሳትፉና ዝባላ ኣነውን ይድግፋ
ሰላም ንኩልኩም ኣዳለውቲ እዚ መደብ መጀመርያ ነመስግነኩም፡ ቀጺለ ገለ ሰባት ብዛዕባ ኢለክትሮኒክስ ካሊኦት ነገራትን ተተስፍሕዎ ይብሉ እዮም ጽቡቅ እዩ ግን ንሱ ኣብ ዝኮነ ክትረክቦ ይክኣል እዩ ታሪክና ግን ዘኩርዕን ኩሉ ግዝየ ክንዛረበሉ ዝግብኣናን ይጽንሓለይ ዘየድልዮን እዩ እሞ ኣብኡ ክንጸቅጥ ይግባኣና። Estif from Belgium
Haderakum za comment tenbbwa zelekum ertrawyan, bsenki sebat abzi ykun abti kemzi elomna elkum bsenki hagerkum mhsab keytequarxu. Eritrea nkulna hanti ya tbxehana mo qemsh adey hankilni aynbel, Rebi ybl ab Quran aygberelna da mber Weledka wn xelaeti kkonuka ykuluyom mo kbri aytklayom eti mntay meftuh jena ab ed weledka slezkone.
ህግደፍ ከ ሓበሬታ ኣሎካ ዶ መዓስ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ይዕረቁ ይኮኑ መዓስ ከ ቅዋምን ባይቶን ይገብሩ ይኮኑ?
❤❤❤❤🇪🇷✍
@akiyor3615 Ezi hji zelo gefet mefet ms taalye Quwam Ktgber u ♥️ ❤️ Aqli gierka texebe Eritrea 🇪🇷 for Eritreans by Eritreans only Period 🇪🇷 ✝️ ☪️ 1 Eritrea 🇪🇷 9 bhierat 2 Haymanot 6 zobatat Nezi zeyamn Ertrawi ente dea alo gedelu yeatu
@@rehasetesfalem8680
በዓል መን ኢዮም እቶም ገፈጥ መፈጥ ዝኮኑ ዘለዉ?
@@akiyor3615 Kabtom enafeletu Kolel zblu entezey koynka ezi zelo gefet mefet qrxi nay qalsi wn zeyblu Anfeta kem zetfeet Merkeb Enyny zbl zelo felalayi ab Aletnet ztemerkose
Nice program ❤❤
well come peter BTAEMI EYE ZEDNKEKA NIKULOM NIKIEWETU TETABABE SILE ZIKINKA Keep it
ሰላም ሰላም የሕዋት ፡ነዚ እተቅርብዎ መደብ ይከታተሎ እየ ፡ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዋ፡ፔተር &ስሌ ካኣ ናይ ብሓቂ ምስጋና ይግባኣኩም።
❤ ካብተን ባህ ኢሉኒ ዝከታተለን መደባት ኤሪ-ቲቪ; ሰላምኩም ይብዛሕ ሓላላት, ኣብቲ ሃገራውን ታሪኻውን ሕቶታት ምርጫ እንተ ዝግበረሉ ጽቡቕ ይመስለኒ: ነቲ ዝምልስ ርዝነት ክሳብ ዝሃለዎ። 🙏🇪🇷🇪🇷💙
ታሪኽ ዝነበሩ ኸዘንተውዎ ኸለዉ መቀረት አለዉ።ሒወቱ ምሉእ አብ ቃልስ ዘሕለፎን ዘሕልፎ ዘሎን ሙኹር ብ/ጀነራል አብርሃለይ ኽፍለ ምስጋና ይሃብካ።
Great job
ሰለም ደቂ ኤረይ መጀመርያ ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይምነ እዛ መደብ ብጣዕሚ ያ ትምስጠኒ እንዳ አዘነየት ትምህረካ ብፍላይ ኣብታ ሓግዘኒ ዘላ ምትሕግጋዝ ከኣ ሞ መሊሳ ያ ተመቅራ ብጣዕሚ ብልጽቲ መደብ ቀጽሉዎ ደቂ ሪምና 🇪🇷
ሓዉኹም ካብ ጀርመን
ናይ መጀመርያ ኦርተዶክሳዊት ቤትክርስትያን ዝተመስረትሉ ቦታጥራሕ ካብዝጥቀስ ዕለትን ዓመተምህረትን መብርሂ አንተዝዉሰኻ ጹቡቕኔሩ ብዉሑዱ ዋላዓመተምህረት ጥቐሱልና መደባትኩምግን ሊላይ አንታይክዎጾ ደቂኢሬይ ሽሕግዝየ ዓወትናሓፋሽ ደንደን ሳምሶም
💯 Merhaba ♥️ deki 🇪🇷 Eri ♥️ shikornatat 💯 good ♥️ job 💯♥️🇪🇷♥️💯♥️🇪🇷♥️🇪🇷
❤🎉❤🎉❤❤🎉❤🎉❤❤❤
Selame Merehba
Kulusalasabia ❤
መርሓባ ደቂ ኤረይ ጀጋኑ መዳባትኩም ቢጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ሃናጺን ማሃርን ምስ ሙቅሉል ባህሪያትኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃቢኩም ንሃገርና ሰላምን ምዕባለን ይምነ።
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናተይ ከ ናበይ ሓቢእኩሞ እዚ ኩሉ ሓሳብ ሰዲደ ❤
Etay hasabe Entay eyu zebile nayru ?
ሰላም መደብ መልሲ ኣብ መስመር መደባትኩም ይከታተሎ እየ ጽቡቕ ኣሎ ቀጽልዎ ካብዚ እንተነዊሑ ከየሰልቹ ንሰማዒ ብጥዑሙ ንዝመጽእ ሰሙን ክንጽበ እዩ ጽቡቕ ሰሰናዩ
Well come deki eri❤❤❤
Welcome habaybi peti and sulie ❤❤❤❤
❤❤❤
I love this program. Thank you so much guys!!!
መሓባ መደብ መልሲ ኣብ መስመር እንቃአ ብደሓን መጻኩም ብሩክ ቀዳመ ሰንበት፡ ሰላም ንዓካ ቤትሮስ ሓውና እዛ መደብ ነዞም ኣብ ወጻኢ ዘሎ ሰብ መስመር ተትከፍትሉ ጽቡቅ ኔሩ ክሳተፍ ዝደሊ ሰብ ብዙሕ ኣሎ ካባይ ጀሚርካ ስለዚ ኣብ ሕሰቡላ ደቂ ኤረይ ሓላላት❤🎉🎉❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Good job keep it up 👍🏾🇪🇷🇪🇷❤️🌹
Selam deqi erey ezi medbatkum begbuie ye zektatelo kexlelu kabti 40dekik sat tetgbrewa kulu seb metsatfe seb ka bezaba tarik hageru meflte nezom ab dege nenber ka tetsatfuna xbuk neru we love you deqi erey guys god blesse you
ሰላም ኤሬ ቲቪ❤❤❤ሰላም መልሲ ኣብ ምስመር❤❤❤
Medebkeum btami xbuk alo . ❤❤
Selam deki erey mearey Ezi medeb bteami u des zblni buzuh negere tarik nay adna zeynflto buzuh felitna. Hanti hito alatni eta nay dmxi hafash 6 qanqatat zeblkumen,,kiflten delye.ane eka tigrna tigre areb ele melse gin eten qanqa kifelten delye menyey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Good job deki erey aziye dfetwa medeb eya go head ❤🇪🇷
Selam Selam deki Eritrea ❤❤ blaming xbuk medeb
Kamye diki Ewayyy kemya alkuem ane kab Germany eya kinewadder do❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ደቂ አረይ ጽቡቅ መደብ አዩ።ኣስማት ንብረት አርትራውያን መብዛህትኡ ብጣልያን ኢዩ።እቶም ናይ ቀደም ከ እንታይ ይባሃሉ ? ኣስማት ናይ ቀደም ይሃሱና ኣለዉ እሞ ቁሩብ ካኣ ኣብዚኦም ኣተኩርልና
Btami des zebl kab kulu ms dewulti zeleka respekt des zebl 🤝🤝
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ድባርዋ
❤❤❤❤❤❤❤
Selam selam deqi Ereyy!! Medkum btami xbukn meharin eyu qxluwo
Nic program Dakin Eri❤
❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤
ኣብ ሓርነታዊ ቃልሲ መጸውዒ ሓኪም ጋንታ ዶተረ ይብሃል ኔሩ ።
Ewayyyyyyy endabele eko wielu.
Selam yehwat azikum meklulat nezi tegebrwo buzuh zeynfelto felitna agokum
ሰላም ኣዳለውቲ መልሲ ኣብ መስመር ኣብ ስራሕኩም ዓወትን ኣሳልጦን እምንየልኩም ግና መደባትኩም ነዞም ኣብ ወጻኢ ዘለና ንሳተፈሉ መደብ እንተዝሕሰበሉ ምክንያቱም ኣብ ወጻኢ ዝውለዱ ብዝያዳ ታሪኾምን መንነቶም ንክፈልጡ ዝይዳ ስለዝሕግዞም ን ዓናውን ዘይንፈልጦ ምፈለጥና እሞ ደቂ ኤሬ ሕሰብሉ።
Selam deqi erey hanti Hito alatini tegediskom melusiley bizuh seb alo nizi medeb zikatatel gin tigrigna xibuq geru zey Felix silezi hanti maalti bi Arab wey bi tigre ente tigebrulna si xibuq neru mikniyatu bizuh sebat ab tik tok ziriewu Eritrawian kinisom hixret nay tigrigna sile zalatom Entay yibl olo ziblu sebat alewu selam nakum deki halal meret
ሰላም ሰላም ኩቡራት ይሕዋት እዚ ትገብርዎ ዘለኩም ብጣዕሚ ኣገዳስን ማሃርን እዩ ዝብል እምነት እዩ ዘለኒ ሓንቲ ከማሓላልፋ ደልየ ዘለኩ ካብ 10 ሳዓት ናይ ቀትሪ ድቃስ 5 ሳዓት ናይ ለይቲ ክንድቅስ ኣለና ዝብል እምነት ኣለኒ from gana west africa ?
ሰላም ኣዳለውቲ እዚ መደብ ኣብ ስርሓኩም ኣሳልጦ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ይምነየልኩም መደብኩም ብዝሰፍሐ ቀጽልዎ ማለት ነዞም ካብ ሃገርና ወጺና ንከታተልኩም ዘለና ንሳተፈሉ መደብ ክትገብሩልና ብኣክብሮት ይላቦ።
Abzi ""Periodic Table Of The Elements"" Dr´ayu 107 Elements TTray Iyom.*Kab´ziom Ab ""Industrial And Commercial Demands/Application Wu´iälom Dellowu 100_106 TTray Iyom*__Itom 11 Elements Kabey Inna Kenem´zeom..? WHERE DO WE HAVE TO GET THEM..?
ንክትሰምዖም ዝብህጉ ኤርትራውያን እንቋዕ ናትኩም ኮንኩ❤❤❤
ሰላም በርቱዑ
ፍልጠት ንኩሉ አብኩሉ ንዑ ተካፍሉ ሓጎልኩም አፈልፍሉ ሚክስድ ግበርዋ
Merhaba deki Erey halalat ab srahkum awetn asalton ymneyelkum btgebrwo maharn azangien azina nemesgnekum
My opinion is different than this but my opinion is why we’re exactly name it our currency by its name NAKFA?
Could lend me krshi or seldi like that. Let’s think it if we name it what we think it? So our currency is more important & it has meaning and we would to proud about our currency please.
Krshido melekahkani or seldi mhabkani zbl ente zterf. Also to name by the name of our currently zones and also if rename it by our historical names it would be good.
ሰላም ዝከበርኹም ኣዳለውቲ መልሲ ኣብ መስመር ኣነ ነዛ መደብ ብሃቀውታ ቀዳም ቀዳም እየ ዝጽበያ ካብቶም መብዝሕትኡ ዝምልሱ እየ ውን መወዳእታ ከማሓላልፎ ዝደሊ ግን ነዞም ካብ ሃገር ወጻኢ ዘለና ብመንገዲ ዙም ገርኩም መንገዲ እንተትፈጥሩልና ዝያዳ ደቅናን ነብስናን ምስ ተማሃርናን ምስ ተሳተፍናን ኔርና:: ኣብ ሓጺር ግዜ ዕድል እንተዝወሃበና ብትሕትና ይሓትት::❤❤❤
እዚ መደብ ብጣዓሚ ኩሉጊዜ ኢና
ንኻተል እየ ቀጽሉዋ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም መልሲ ኣብ መስመር ሰናይኩም እንዳ ተመነኹ:- ናይ ሜዳ ደርፍታትና ሓደ ካብ ዝዓበዪ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ስለዝኾኑ ዘይምቶም እንተተቅርቡልና ንደቅና ውርሻ ብምዃኑ የቀንየለይ።🌹🇪🇷🇪🇷💝
? No eza nay dege tbl aytxketela beter mknyatu zey halafnetawyan sebat alena
Germany
any way xibuk serah adelweti medeb deqe erey gezie qrub yehxrkumo qexlwo deqe erey ❤
ሰላም ደቂ ኤረይ ኣደለውቲ መልሲ ኣብ መስመር ኣብ ስራኩም ዓወትን ኣሳልጦን ኣብ ሂወትኩም ጥዕናን ክሳነትን ይምነየልኩም ብጣዕሚ ጽቡቅ ሕቶታት ግን ኣብ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትና ዝበዝሐ ታሪኽና ክንፈልጥ ኣብኡ ዘተኮረ ክኸውን ተስፋ ይገብር so የቀንየለይ።
መርሓባቦ ደቂ ኤረይ ጸዓዲ, ኣነ ክብል ዝደሊ ዝያዳ ቀንዲ ኣብ ታሪክ ኤርትራ ካብቲ ዝነበረ ብረታዊ ቓልሲ ዘይተበርበረ ድንግላዊ ታሪክ ኣለና ብመልክዕ ሕቶ ኣምሲልኩም ዝያዳ ንዑኡ እንተ ተምጹልና ጽቡቅ ኔሩ! ዓወት ንሓፋሽ!
1997
eti ab wshti adi zelo ke bkemey comment kxhfelkum eyu dos Internet alo eyu 😂😂😂😂
ከምዛ መንደቅ ናይ ጀርመን ኣብ ሞንጎ ትግራይን አሪትራን ተድልየና ኣላ።
Berki
China
ኤሪ ቲቪ መጀመርታ ሰላምታ መልሲ ኣብመስመር ኣብደገ ዘለናውን ብተገዳስነት ንከታለሎ ኢና ስለዘይናቱምበር ኣብዘለናዮ ኮይና ንምልስ ኢናሞ ናኣፍልጦ ስቡቕ ተኾነ ዝያዳ ምስ ታሪኽ ጀጋኑናን ቅያታቱን ተኾነ ይሓይሽ ኣብራሃም ማንጆስ
AITE ISEYAS NSEYUM MENGHESHA DO WALAS N ETSE YEWHANES YEKEREB? MELSI NKELITEOM SWEB TEMBIEN.
ሰላም መልሲ ኣብ መስመር። ብደወልቲ ብዙሕ ግዜ ዝደጋገም ዘሎ፡ናይ ድምጺ ጉዳይ'ዩ። ካብቶም ናይ ደወልቲ ጸገም ዲዩ ወላስ ከምቲ ሓደ ክልተ ዝብልዎ ድምጺ ናይ ጴጥሮስን ሱሌማንን ድምጾም ይትሕት ስለዘሎ'ዩ? ወይስ ካብ Eri-TV ድምጺ ስለዘትሕትዎ'ዩ (ካብ Eri-TV ድምጺ ክውስኹሉ'ዮም ክትብሉ'ውን ስለዝሰምዓኩም)?
ስለዚ፡ናይ ድምጺ ጉዳይ ቆላሕታ ይገበረሉ። ካብ ጴጥሪስን ሱሌማንን እንተኾይኑ፡ድምጾም ቁሩብ ዓው ይበሉ፡ካብ ኔትርክ እንተኾይኑ ርዱእ'ዩ፡ካብ Eri-TV ድምጺ Settings ትሒቱ ይጸንሕ እንተሎ ኮይኑ ድማ፡ፕሮግራም ቅድሚ ምጅማሩ ነቲ ድምጺ እንተትውስኹሉ። ካብ ደወልቲ ድምጺ እንተኾይኑ፡ድማ ደወልቲ'ውን ዓው ኢሎም እንተዝዛረቡ። 🙏🙏🙏
NESEMIEN TEGHARU HUTO ENDAHATEKA DEAA KURUB HAFESHAWI FELTETOM YE EBIYO.
Btaeml zhgs eyu blamieren zkatatoo Mehring exu ksulu
Medebkum xbuk yu gn nayzom shefatu sahl kem tarik qoxirkum hafeshawi fltet aytemxewo please miknyatu is not good for kids especially
Selam Kiburat Ahwatey Medeb Melsi Ab Mesmer Ab Kulu Tekayidw Medebkum Azye Eye Zehigos Edmen Tena Yehabkum ❤ Azeu Mehari Medbat Ekum Teqrbulna Kexliw Be Filay Ka Ab Tarik Eritrea 🇪🇷 Kikwen Kelo ❤ Hafashe Ka Intay Keyblena ❤❤
MEAAS AMETE MEHRET EYU HZBAWI GHENBARN WOYANE HARNET TIGHRAYN TELAFINOM N TEGHADLO HARNET ASHIHAT WAGHA KEFILOM SUDAN ZE ETEWUWA ?
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🐫 🐫 🐫 🐫 🐫
ኣጋር ሓኪም ዩ መጸዊዒ ኔሩ
الووو
ኤርትራ ለውጢ የድልያ ኣሎ እንተ ብህግደፍ ድዩ እንተ ብካልእ። ኣብ ፈቆዶ ኣፍሪቃ ፋሕ ኢሎም ዘለዉ ሰብ ጸጋ ኤርትራውያን ሃገሮም ተመሊሶም ሃገሮም ከዕብዩ ይፈቀዶሎም 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
غللللق٤٤
ግርም ዝኾነ ምህሮ ዩ, ምስቲ ታሪኽ ሓፈሻዊ ሕቶ ምእታውኩም ኣድንቅናኹም ኣለና, እዛ መጽሓፍ ናይ ማንደላ m3ን ተርግምዋ, ኣበይ ኸ ክንረኽባ ንኽእል, ን ኩሉ መብርሂ እንዳ ሃብካ ነዚኣ ረስካያ ተዲ man
Ane kula gze zbla bwlqi msay bdlayka ktkatae ykun ktetahalalek tkiel eka, i know any way that you lost. Abta zfetwa hagerey bmeskot hagereyn mexika hji neay hansab muhur hansa beal meanta ktkoneley gn dmu mukanka eka tray tnegreni zeleka. msaka mbasey malet ms ertra mbeas aykonen. slezi nertra wekilka msay mnin aytbel msh kemaka ab dazena bwardya tekebibka abzi ab afnchom nqales alena wekarya wahid.
Debre Bizen
103680
Selam neakum bemeketsal Zebezehe fidelat zelewo qanqa Korean eyu mesleni 1.100.373 fidelat alewo tezey tegagye bezeterefe tsbuk medeb @denden media
How Many Words in the Dictionary?
LanguageWords in the Dictionary
Korean1,100,373
Japanese500,000
Italian260,000
English171,4763 .......
በጃኹም Google ተወኪስኩም ኣዳልዉዎ ሰብ ኣይተጋግዩ Tv eri ዝብሉኹም::
ሰላም መልሲ ኣብ መስመር ኣብ ስራሕኩም ኣሳልጦ ኣብ ህይወትኩም ምሉእ ጥዕና ይምነ እቶም ተሳተፍቲ ምሉእ ስምኩሙን ኣዳራሻኹምን ነግርኩም እተው ንሃልኪ ግዜ መታን ክሕግዝ Afewerki Bahta from france❤❤❤❤❤❤❤