🔥 ናይ ፍጹም ወሻሽም ኢና ኢለን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 เม.ย. 2024
  • 1 ) This video has no negative impact on the original works ( It would actually be positive for them )
    2 ) This video is also for informational purposes .
    3 ) It is not transformative in nature .
    4 ) I only used bits and pieces of videos to get the point across where necessary
    #eritrea #eritrean #eritreanmusic
  • ตลก

ความคิดเห็น • 83

  • @abelgoitom9045
    @abelgoitom9045 หลายเดือนก่อน +5

    ኣዚ ናይ ፍጹም ጉዳይ ኣዚኤን ኢለን ኢልኩም ምምጻኩም ተጋጊኩም

  • @yenat_fker2068
    @yenat_fker2068 หลายเดือนก่อน +5

    ማተብ ተትገብሩ ብታሚ ጽቡቕ ነይሩ🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @kibram6805
    @kibram6805 หลายเดือนก่อน +5

    Aye habsha entay geratkum nAdyam kab resa wredu atin baa tlagexa zelkin kndi ri ba yeblkinin.Ezia nAdyam ajoki kexlyo👏🏾👏🏾👏🏾💐

  • @senaitg773
    @senaitg773 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቃት እግዝኣብሄር ሓዳርኩም ውልድኩም ይባርክኩም ፍቱዋት ❤️.

  • @tsehaineshtekle6154
    @tsehaineshtekle6154 หลายเดือนก่อน +1

    ታስኪን ትበሀል ናይ ሰናቲም ሽሩፍ መቐጢት እያ ብሰናይ ዘበን ብሕርካም ሐሙሽተ ባኒ ከሎ ይዝከረኒ

  • @tasfutewolde6516
    @tasfutewolde6516 หลายเดือนก่อน +1

    ቀልጢፍካ ትዓብኣሉ ጅባ እያ ስለዚ ባንኪ ዳኒ shikor 💥🫶💥👈

  • @user-kb8nu4pb6r
    @user-kb8nu4pb6r หลายเดือนก่อน

    መታ ሓ ዚሳንቲም እያ ንሰዘይብላ ኣነ ኣይገዘአኩም እየ❤❤❤❤❤

  • @gzedhabesha
    @gzedhabesha หลายเดือนก่อน +1

    Dani beri reaktukum yfle eeyu fetyeyo eye ❤❤❤

  • @henokissac2976
    @henokissac2976 หลายเดือนก่อน +1

    Des behalti ekum ❤❤

  • @wesentv2080
    @wesentv2080 หลายเดือนก่อน +1

    Ezia nay sudan shelel elka aythlefnya btaka elom seb kesaqyu aynrsen kndey tbelo gezakray tkeflo zeybla tasira kfel ktbhal teresiu aye ezi hzbi tigrina mskin tetekailu sudan nshala yxnetu 😢😢😢😢😢

  • @yuel8254
    @yuel8254 หลายเดือนก่อน

    Hntay. Ahtewekum. Bzahba. Eritrawiyan? Natatkum gberu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @azalesharafeyne5599
    @azalesharafeyne5599 หลายเดือนก่อน

    Tasken eya tebahal nay sherf meqemti eya.

  • @Rashaida1980
    @Rashaida1980 หลายเดือนก่อน

    Agame agame bejakum gidefuna hasadat aytiemunin ekum

  • @mikeb2979
    @mikeb2979 หลายเดือนก่อน

    Do you guys make the traditional clothes

  • @user-uj6gp5nz8e
    @user-uj6gp5nz8e หลายเดือนก่อน +2

    Kedamety baeley

  • @KuwaitKuwait-dx4mb
    @KuwaitKuwait-dx4mb หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @user-bc4tp5om9p
    @user-bc4tp5om9p หลายเดือนก่อน +1

    Hiiii selam ab zezalkimo selam yemnayelkum ab tigriay srbait yechwayo allawo

  • @sjhshjsjs6154
    @sjhshjsjs6154 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍❤️❤️❤️❤️

  • @mihretkidau5047
    @mihretkidau5047 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ I love you guys. God bless your marriage kiss for your son.❤❤❤

  • @sesinna1
    @sesinna1 หลายเดือนก่อน +1

    እስኹም ጽምዲ ኣዚኹም ተቕንኡ፣ ውሁዳት ትመስሉ። ሓደ ሓደ ግዚ ኸም ማናቱ ሓደ ቃል ተውጽኡ።ኣነ ድማ ኣሰይ ጽቡቓት ይብል። ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኽ።

  • @TeweldeMatiwos
    @TeweldeMatiwos หลายเดือนก่อน +1

    Deki shuke kmy alekum..❤❤😂😂😂😂

  • @Yaredtube23
    @Yaredtube23 หลายเดือนก่อน +2

    ንዝኣ ተንቡ ኹልኹም ደቂ ዓደይ ሳብስክራብ እስኪ በሉኒ የክፈሎንባ ሓብርና ንዕበ ❤❤❤

  • @negasiberhane1483
    @negasiberhane1483 หลายเดือนก่อน +1

    🌾🌾🌾🕊💐

  • @user-jk2ev9wk8o
    @user-jk2ev9wk8o หลายเดือนก่อน +1

    ጎልራያ ካላስ ሓጥያት ክህደት ስለዝገበርኪ ፍድሕርይ ሕጂ ማዓረስ ጥራይ ኢኺ ትኾን ካልእ ዕድል የ ብልክን ቻው እሞሆይ ካብሃ ይለስላሴ ጀምርክ ምስ ኮንተርክይ ኢኺ ሞ ይሓግዝክይ

  • @GebreTeshome
    @GebreTeshome หลายเดือนก่อน

    ❤❤

  • @aser8048
    @aser8048 หลายเดือนก่อน

    ❤suebukat

  • @FwetDwd-rl8re
    @FwetDwd-rl8re หลายเดือนก่อน +1

    😅😅😅😅❤

  • @eritre123
    @eritre123 หลายเดือนก่อน +1

    አየ ተጋሩ

  • @kibram6805
    @kibram6805 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤👍🏽👍🏽👍🏽🙏🏽

  • @tsegayfikadu3062
    @tsegayfikadu3062 หลายเดือนก่อน

    እቲ ዝቅድስ ዝነበረ ወዲ የሺ ዝበሃል ዒዋላ መቐለ እዩ።ፍትዋት።

  • @raheldani5697
    @raheldani5697 หลายเดือนก่อน +1

    Nay dhiruf meqemeti eyou

  • @SenaitBerhe-gg1pl
    @SenaitBerhe-gg1pl หลายเดือนก่อน +1

    Awey akemekum tezarebu

  • @habeshamehrer7962
    @habeshamehrer7962 หลายเดือนก่อน +1

    ታስኪን ናይ ሰናቲም መቀመጢ

  • @NetsnetTeklay
    @NetsnetTeklay หลายเดือนก่อน +1

    Tsbuqat kemey dikum des tblu❤❤❤❤❤

  • @user-mh1fn1ur3g
    @user-mh1fn1ur3g หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shamfesha4974
    @shamfesha4974 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @epicfriends4100
    @epicfriends4100 หลายเดือนก่อน +1

    Taskin tibahal eta nieshtoy juba mekemeti shuruf senatim eya. Italians mihizoma

  • @user-vf8ly4zh6q
    @user-vf8ly4zh6q หลายเดือนก่อน +1

    Abti gze ti njins sre kemeu ayney kis zserhulu mekemeti seat elom eyom yhwat

  • @MuzitDebesay
    @MuzitDebesay หลายเดือนก่อน +1

    ትደልይኦ አሞ ይዝንግዓክን ዶ ቦሉ

  • @sesinna1
    @sesinna1 หลายเดือนก่อน +1

    እታ ንእሽቶይ ጁባ ካብ ጥልያን ዝመጸ ቃል እያ መስለኒ ፣ታስኪን ንብላ። ስርሓ ድማ ሓንጨ መንጭ ሽሩፍ ሓጻውን ገንዘብ መቐመጢ ኢያ።

  • @lulasolomon9496
    @lulasolomon9496 หลายเดือนก่อน +1

    Senatem mekemeteeya mknyatu bkelelu aiwedkn (ayfes sn)

  • @NighistiTekeste
    @NighistiTekeste หลายเดือนก่อน

    Tgray kab kunat zeytmahru hsaday gorebeit

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 หลายเดือนก่อน +1

    ምስጢር ተኾይኑ ዳኣ ዘይዕቅቦ ደንቆሮ ኣቱም ተጋሩ ኣሕዋትና ምስጢር ምዕቃብ እንዶ ማሃርዎም ካብ ድንቁርና ኣጋላግልዎም

  • @eritre123
    @eritre123 หลายเดือนก่อน +1

    ሓሳዳት

  • @ZebibaBelay-dn4dt
    @ZebibaBelay-dn4dt หลายเดือนก่อน

    ትግርኛ ትዛረብ ከመይ ኣለኩም😂😂❤

  • @yeheysokubazgi8702
    @yeheysokubazgi8702 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበሃህላ ስለምንታይ ሱዳናውያን ስለ ምንታይ ንኤርትራ ዝኣትዉ ኣይኮነን እቲ ጉዳይ ኤርትራ ስለምንታይ እያ ንተጋሩ ኣብ ግዜ ሽግሮም ዶባታ ዓውደ ኩናት ገይራ ክተዕቁቦም ኣይካኣለትን ስለንታይ ኣብ ህዝቢ ዙዳን በጺሓ ዶባታ ምፉት ገይዳ ንሱዳናውያን ክተዕቅቦም ኪኢላ ኩሎም ከም ህዝቢ መጠን ብማዕረ ክተዕቅቦም ዶ ኣይኮነትን ክተዕቅቦም ዝግባኣ ነይሩ ፡ ስለዚ ንኩሎም ብሓንቲ ዓይኒ ክትጥምቶም ነይሩዋ እዩ እቲ መለእክቲ

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase1097 หลายเดือนก่อน +1

    seb elemo nay were ezgyo

  • @user-wq2rn8ik2n
    @user-wq2rn8ik2n หลายเดือนก่อน +1

    እታ ጸባብ ጁባ መቐመጢ ሰናቲም እያ 😁😁😁😁

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቃተይ ❤

  • @HabtomBayre-bk8nk
    @HabtomBayre-bk8nk หลายเดือนก่อน +1

    😂😂😂😂

  • @solomnmahray7253
    @solomnmahray7253 หลายเดือนก่อน +1

    Kunat tsebuk aykonen endiu gen zemetse aba tedeyo wela diaspora ena kenatu ne adi

  • @user-bc4tp5om9p
    @user-bc4tp5om9p หลายเดือนก่อน +1

    Ab you tub ketzarblom yezakkerkom

  • @user-zp7zu6ok7f
    @user-zp7zu6ok7f หลายเดือนก่อน +2

    Selam selam hanti rito alatni iti nay fxum gerkumo zelekum photo nmntay adleye izen teref Nigeria kemu ilen ilkums xbuq aykonen ok

    • @letumeksen2831
      @letumeksen2831 หลายเดือนก่อน

      👎👎👎👎👎

    • @russomghebremicael3414
      @russomghebremicael3414 หลายเดือนก่อน +1

      መን ይብሉኻ ወይ ይብሉኺ ርእሲ ኹቦ

  • @hamepostselemun5822
    @hamepostselemun5822 หลายเดือนก่อน +1

    Halifatni zeytfelt medeb wereya eye malet du😂😂😂 ?

  • @user-ux8jj7yt6b
    @user-ux8jj7yt6b หลายเดือนก่อน +2

    ቤክሪ ስቅ ኢልካ ኣይትዕፈር ነቶም ሱዳናውያን ናብ ኤርትራና ብምእታዎም ዝኮረዩ ብዓል ዓወት ካራ ዒባ በሎም

  • @mebratbereket2732
    @mebratbereket2732 หลายเดือนก่อน +1

    ብራዋ እዛ ጓለይ ልክዕ ኣምጺእኪያ እዚኣቶም ፍሉጣት ፖለቲከኛታት ከይመስልኹም ለኽበጥ ለኽበጥ ዝብል ፖለቲከኛ ዘይኮነ ብገንዘብ ዝተገዝኡ ናይ ህዝቢ ሰላም ምስኣን ዘይዓጅቦም ኣዛብእ እዮም ፍለጥዎም።

  • @almazhabte3862
    @almazhabte3862 หลายเดือนก่อน

    Seyɛ abereha aseb yblka masawa yeblka aryfka deqes sedi deq men kettfe eka deka ab qah zeblka aqmtka arget sedi

  • @user-gn1qo5kf5x
    @user-gn1qo5kf5x หลายเดือนก่อน

    Kef zelkom tigaru 😂😂😂

  • @YonusTeklemikal
    @YonusTeklemikal หลายเดือนก่อน

    Da Dani sebayn sebeytn kab 1yfteru endyu zbehal klte 1 hameyti ekum gn😅😅😅😅😅

  • @motshopping1299
    @motshopping1299 หลายเดือนก่อน

    እታ ጁባ ንእሽቶ ናይ ሳናቲም መከቢት እያ

  • @eyersalemabrahtu5764
    @eyersalemabrahtu5764 หลายเดือนก่อน +2

    Husband and wife I have a question for you you don't have any subject to talk without Eritrean people Why you are so obsessed?

  • @azmarina
    @azmarina หลายเดือนก่อน

    Wufuy bdknet sle zeabey ab adi keyeh baelu kem zblo.maletu wedi swuea eyu kea dehar kemzi.nabra sle zeskahkeho kimta hizu eyu abeu afot azmadun.deki adu belo.wala neta ertrea hji kemzi hne.zfedi zelo.mesilwo eyu.akndey eta denkoro.resu badla nay turki.zle.zgebere ane zbele tentani geru nnebsu ywesda ezi seb ezi bzeaba bostwana abey kem.zela.zey felt texahifu zeztewahabo kzareb trah eyu zkeal.ente.ti.hne.mfday gn.hade.mealti kerena eyu nezi denkoro wala.ms nebsu.du.tebasu ms azmadu ay haku.endu dea afu zezhabo kzareb kefenfneni etom.zsemeawo kea ugedu 😢😢

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 หลายเดือนก่อน +3

    ውፉይ ጠምባር ተጋሩ ኣሕዋትና ምካኖም ማንም ኤርትራዊ ብሄረ ትግርኛ ይፈልጥ ዩ ተጋሩ የሕዋትና ኣይኮኑን ዝብል ኤርትራዊ የለን እወ የሕዋትና ዮም ግን ክልተ ኣሕዋት ኣብ ገዛ ኣይነብሩን ዮም ክንዲ ሰብ ኣኪሎም ይምርዓዉ ሓሓዳሮም ሒዞም ከኣ መመሬቶም ይወሓቡ ካብ ሓንቲ ኣደ ካብ ሓንቲ ኣቦ ዝወጹ ሶ ተጋሩ ኣሕዋትና ግን ሓዳሮም ትግራይ ወጽዮም ንሕና ኤርትራ ሓዳርና ክንወጽእ ኮለና ኣብ መግዛእቲ ንዝበረት ኤርትራ ንምውጻእ ቃልሲ ጀሚርና ተጋሩ ከኣ ኢትዮጲያ ንምቁጽጻር ምስ ሻዕብያ ታዕሊም ጀሚሮም ክልተ ብርጌድ ውን ምሳና ኮይኖም ተዋጊዕም በዚ ሻዕብያ ኤርትራ ተቆጻጺሩ ንተጋሩ ከኣ ሞሳ ቃልሶም ክሳብ ኣዲስ ኣበባ ከይዱ ንተጋሩ ኣረኪቡ ስለዚ ተጋሩ ትግራይ ያ ናቶም ኤርትራውያን ከኣ ኤርትራ ያ ናትና ኣኣብ ናትና ኮይና ተከባቢርና ተፋቂርና ንንበር ኣዕራብ ኣብ ዓለም ክንደይ ሃገራት ኣለዋ ንምንታይ ደኣ ኩላትና ዓረብ ኢና ኢለን ብሓደ ዘይነብራ ኢንግሊሽ ዝዛረባ ክንደይ ሃገራት ኣለዋ ኣብ ዓለም ንምንታይ ደኣ ኢንግሊሽ ስለ ዝዛረባ ብሓደ ዘይነብራ ውፉይ በዚ ትብልዎ ዘለኩ ሰላም ክመጸእዩ ኢልኩም ትሓስቡ እንተለኩም ብጣዕሚ ዩ ጌጋ እዚ ተጋሩ ኢትዮጲያውያን በዚ ናትኩም ሓሳብ ገና ናብ ዝዓበየ ደም ምፍሳስ ኢኩም ትከዱ ዘለኩም ተጋሩ ነዚ ነግራት ኣጽንዕዎ በዚ መንገዲ ነዞም ደናቁር እንተስዒብክሞም ገና ብሕጂ ውን ብዙሕ ደም ክፈስስ ዩ ማለት ዩ ምስቲ ኤርትራዊየ ኢሉ ዝኣምን ቀዳማይ ቃልሲ ኣሎ ክንደይ ዓመት ወይ ክንደይ ወርሒ ዩ ክወስድ ኣይዶኖ ቀጺሉ ከኣ ምስቲ ኢትዮጲያዊ ኢሉ ዝኣምን ቃልሲ ኣሎ ክንደይ ዓመት ወይ ክንደይ ወርሒ ዩ ክወስድ ኣይዶኖ ሶ ነዚ ነገራት ንሕሰበሉ እዞም በዓል ዉፍይ ዶ ገለ ወላ ኣተሓሳስባ የብሎም ብዘይካ ጽልኣት ኢሰያስ ሓደ ሰብ ጸሊእካ ክንደይ ህዝቢ ክትልክም ገና ኣይተሰቆሮምን ኣሎ ሕጂ ዓቅሚ የብሎን ምስ ግዜ ፈኸም እንዳበለ ክትስእ ይክእል ዩ ንኩሉ ህዝቢ ዝረብሕ ኣይኮነን እንትርፎ ዘጥፍእ ተጋሩ & ኤርትራውያን እዚ ነገር ቀሊል ከይመስለና ብመጀምሪኡ ኮሎ ነደቅሶ እወ ኣሕዋት ኢና ኣብ ክልተ ግን ንነብር ንፋቀር ሰላም ነምጽእ እተተፋቂርና ኮ ኩሉ ክመጸእ ዩ ኩሉ ምስ ሰላም ዩ ዝመጸእ እዚ ስየ ገለ ዝዛረቦ ዘሎ ዕድሚኡ ምሉእ ጌጋ ባጽዕ ሰላም ተጌሩ ክጥቀመሉ ጥራይ ዘትኮነ ክሕንብሰሉ ውን ይክእል ዩ ሶ ቀዳማይ ሰላምን ፍቅርን ንግበር ኤርትራውያን &ትጋሩ ❤እዞ ብርጌድ ንሓመዱ ዶ ገለ ቂም ኣለዎም ብቂም ከኣ ኣብ ወላ ሓንቲ ኣይብጻሕን ዩ ህውሓትን ህግደፍን ብቂም ዝለኮምና ይኣክለና ፡፡

    • @sesinna1
      @sesinna1 หลายเดือนก่อน +1

      ጽቡቕ ኣበሃህላ እዩ ንኣብነት Switzerland ትብሃል ዓዲ ብጀርመን፣ ጥልያን ፈረንሳ ዝቖመት ሃገር እያ። እዞም ሕዝቢ ግን ጀርመን ጥልያን ፈረንሳ ኢና ኣይብሉን። ከምኡ ውን ቱሲ ዝብሃሉ ዓሌት ኣብ ርዋንዳ ብሩንዲን ኮንጎን እነብር ተመሳሳሊ፣ ።ናይ ትግራይን ኤርትራ ትግርኛ ብኣንጻሩ ተመሳሳሊ የብልናን ከም እዞም ዝጠቐስክዎ ኣሕዛብ። ንኣምነት ደቀይ ኣብ ስደት ተወሊዶም ዓብዮም ትግርኛ ጽቡቕ እዛረቡ። ግን ናይ ትግራይ ትግርኛ ( ትግሓርኛ) ተርጓማይ ይደልዩ ምኽንያቱ 60% ኣምሓርኛ ዝተሓወሶ ስለ ዝኾነ።

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 หลายเดือนก่อน

      @@sesinna1 ናይዚኦም ብጣዕሚ ዩ ዝገርም

  • @Fache316
    @Fache316 หลายเดือนก่อน

    ክላእ እዚ ውዲ እዚ ከኣ ገይ ገጽካ ትርሓቅ

  • @user-tn9kb2yl3o
    @user-tn9kb2yl3o หลายเดือนก่อน

    Xbkti mstir kis tbahal eta ab jns zela

    • @user-tn9kb2yl3o
      @user-tn9kb2yl3o หลายเดือนก่อน

      orthodox tewahdo tekoynkum kea mateb gberu kulu gizie ab comment thtetu ekum shkorinatat sebayn sebeytn nay teazebtkum xexbuku comment tekebelu msh do

  • @dawaentertainment6791
    @dawaentertainment6791 หลายเดือนก่อน +1

    መደብኩም ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለኩም ካብ ዝተዓዘብክዎ ግን ቤሪ ዘረባ ክትጅምር ከላ ዳኒ ብዙሕ ግዜ አይተወድአን ኢኻ አብ ሞንጎ ትኾልፋ

  • @samiD220
    @samiD220 หลายเดือนก่อน

    ትግርኛ ትዛረቡ ከመይ ኣለኹም ዶ ኢልኩም ና ... ተኸታተልትና ከማይ ኣለኹም ኣይምሓሸክሙን ዶ ስ ወላ..🤣😂ኣየ ተጋሩ ዋኒ

  • @YordanosYordanos-ew9mw
    @YordanosYordanos-ew9mw 10 วันที่ผ่านมา

    ዕላማኹም ንኤርትራዉያን ዳዉን ንምግባር ድዩ ኩሉ ተቅርብዎ ቪድዮታት ናይ ኤርትራዉያን ጥራይ ናይ ተጋሩ ግና ምስጢር እዩ ሓቀይ

  • @faligali6690
    @faligali6690 หลายเดือนก่อน

    ሽሩፍ ሰልዲ ኢኻ ተቐምጠላ(5--10---50 ሳንቲም)መሳሊ ተቐምጠላ

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 หลายเดือนก่อน +1

    Sis get real indian human hair not Eeeka 😂

  • @hagosyohanns9443
    @hagosyohanns9443 หลายเดือนก่อน +1

    ኣየ ኣምሓራይ ካብ ድቃስ ተበራበር፡ ሳዕብያ ንጉስ ኣፍሪቃ ዩ። ኣይኮነን ህወሓት ዘምጻእኩም ኣምጺእኩም እነሆ ሜዳ እነሆ ፈረስ፡ ጆነሳይ ኢልኩም ክትእውዩዩ ዲኩም ደሊኩም።

  • @yonasaraya3159
    @yonasaraya3159 หลายเดือนก่อน +2

    Atum xbuqat mexamdti azikum bluxat endikum. Gn neqefeta aleni. Please too much tqorxwo alekum. Good example learn from shiden reacts TH-camr….

  • @Eritreafirst1
    @Eritreafirst1 หลายเดือนก่อน

    አንተ ግማታም ዘምባል ሸዕቢይ
    ኢይኮ ንዓካ ኢይ ካብ ተጋሩ ዘደሐንኩም አንቱምጠላማት አም
    ሰቡኡት ኩኑ አቡኡ ትረክብዋ
    ሸዕቢይ አንኮይ ንሰካትኩም ዓላም
    ምሉአ አይካአሎቶን ዕደመን ጥዕናን ንአጎልጉሎትን ንመንግሰት
    ደቂ ሪመይ ንሕበረ ንፊቀረ መጻኢና
    ብሩህ አንዳኮነይመጸአ አሎ
    አጆና አጆኩም። አምላክ አሎ

  • @user-qq7xx5tr6v
    @user-qq7xx5tr6v หลายเดือนก่อน

    አበባ ዳንጋ ዶርሆ አድያም ሞይታ ትበልጸኪ ቤትሮ ራይ ባባ ሓዲሽ ቅድሚ ኢሳያስ ጋህ ክትብል ኢካ ለማኒ

  • @user-vs4bl6ws8e
    @user-vs4bl6ws8e หลายเดือนก่อน

    Sudanist is our blood we love them if necessary we can give them citizenship they are our ppl we have good relationships with them but { Ethiopia/ tegaru } ur our enemies pls find documentary what he did Alula abanega to Eritrea ppl and hailesilasea and mengstu gurila and meles zenzwi that’s way I said ur knowledge free we don’t have no good history about tegaru ::jubutu/ Somali/ Sudan they are good neighborhood:: I know u just doing for money but don’t interfere to Eritrea ur good do drama with ur ppl all tegaru ur drama queen

  • @user-tm5hm6jb3d
    @user-tm5hm6jb3d หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @rosettazavarize1258
    @rosettazavarize1258 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤