ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Thank you so much, Mr. khalid for your lecture
Thanks Kalid Abdu what you are teaching and inspiring us is great. Supporters of Esayas why do they come from Eritrea?
Ezi siriat kihalf eyu tblu alekum etom dekom endyom bdhiriom zelewu tekaitom nsom eyom
💙💙💙💙👍💙💙
Thank you
.👍
ሓው ኻለድ ትምህትኻ ካብ ነዊሕ ዓመታት እዩ፡ ብሕልፊ ጠንቅን ሳዕበኑን ብተዳጋጋሚ ኣጠንቂቅካን ሚሂርካን ኢኻ ።ከምኡውን ምሁራት ሓላፍነቶም ንህዝቦም ክዋስኡ ተጠንቅቅ ነርካን ኣሎኻን ናይዚ ኹሉ ትምህርትኻ ውጺኢቱ ይረኣየኻዶ ኣሎ? ?
Merhaba Khalid 👍
❤️❤️❤️❤️💎
🙏🙏🙏🙏
Anta ezom barau entay eyom koynom zeytemaharu geda donakur class zeyblom koynkum terefkum beti hade hakukum
ፈሳዊ ሰበይታይ
Mefsekuka nere anta donkoro seki elka temhar degafay kun tekawamay hawina mukanka ayterfekan eka koynka eka already
ሰላም ሰላም መምህር ካልድ ብሉጽ ሓሳብ ከምኩሉ ግዜ ።ኣብዛ ናይ ሕጊ ዝበልካያ በጃኹም እዞም ምሁራትና ጸዓሩላ ።ሓንቲ ኮሜቴ ኣቁምኩም እዚ መንእሰይ ሂወቱ ኣድሕኑ።ምሉእ መርትዖታት እናሃለወ ሂወት ምንእሰያት ከነጥፍእ የብልናን።እታጉህለ ስራሕ ናይ ውልቂ ገዲፎም ወይ ጥሮታ ዝወጹ ገርኩም ኣብኩሉ እናኸደት መርትዖታታ ሒዛ ትሰርሕ።እዚመንእሰይ ካብ ሂወት ምክፋል ነዛጉጅለ ገንዘብ ምኽፋል ይሓይሽ።እቲ ኣድማዒ ስራሕ ከኣ ንሱዩ ንቲ ዝዛረብ መንገዲ ሕጊ ተርእዮ።ነቲ ስርዓት ሰነዳት እናሓዝካ መሓዉሩ ተልምሶን እምባሲታቱ ተዕጹን።በጃኹም ኣብዚ ደገ ዝኽፈል ሂወት ከይህልወና በርቲዕና ንስራሕ።እምበር እዚዝኸይድ ዘሎ እቲ ስርዓት ዝደልዮ ስራሕዩ ዝስራሕ ዘሎ።ከምዚ እንተ ቀጺሉ ከኣ ነቲ ስርዓት ጫፉ ዘይትንክፍ ኮይኑ ንዓና ከምህዝቢ ግን ኣብታ ንቃለሰላ ኣለና ንብላ ሃገር ብሰላም ከንብረና ዝኽእል ኣይኮነን።እቲ ዲክታተር ከኣ ንነብሲ ወከፍ ኤአትራዊ ብረት ምሃቡ ብሂወት ከሎን ምስሞተን ሰላም ከይንረክብ ኢዩ ድልየቱ።
ሰላም ኩቢር ሓው ኻልድ ስለቲ ኩሉ ጻዕርኻ ብጣዕሚ ዝናኣድ ኢዪ። ኾይኑ ግን እዚ ሕጂ ተርኪቡ ዘሎ ዝሓየለ ናይ plan A ዝብሃል ብልጫ ውጺኢት ናይቲ ብርጌድ ንሓመዱ ዝከፈሎ ኣብ ዝሓለፈ ረዚን ዋጋ ኢዩ። ምናልባት ሒጅ'ውን ካብ ሰናይ ድልየት ንላዕሊ ሓሊፉ በዚ ናይ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቖላ፡ ግን ኪኖ ገዚፍ ረጺሚ በየናይ መንገዲ ኢዩ በል ፍታሕ ዝረከበሉ።
ኤርትራ ናይ ኤርትራውያን እያ !!!
Nmnty da Ethiopia ketfrs 70,000 shi serwt Eritrea tekflu?
@@almazeyasu7388 ንኢትዮጵያ ኣየፍረስናያን ንኸደምቲ ስርዓታት ኢትዮጵያ ምስ ሐይላትን ሀብታማትን እዩ ዝተኸፍለ ዋጋ እንበር ኢትዮጵያ ደኣ ዝብላዕ እንጀራ ንህዝባ ዘየብለዒት እንታይ ከተፍርሰላ እታ ንመዋእላ ኣብ ዓጸቦን ጥሜትን ዘላ ህዝቢ ዓለም ዝፈልጣ እንታይ ክትዋጋኣላ
ዑቅባይ ሓጎስ
እዚኣ ኢያ ንዓይውን ተገርመኒ ስለምንታይ ኢዮም እዞም ተቃወምቲ ዝበሓሉ ካብ ኣከለጉዛይ ኣውራጃ ጥራይ ኮይኖም? ኣነ ብኣለይ ዓደይ ኣከለጉዛይ ኢዩ ግን ኢትዮጵያ ተወሊደ ዝኣበኹ ድሓር ተሰጊግና ንኤርትራ ዝኣተና ኢየ። ኣነ ግን ከምኣቶም ኣይኮንኩም ። ጉዳይ ትግራይ ንተጋሩ ይምልከት ጉዳይ ኤርትራ ንኤርትራ ይምልከት በሓሊት ኢየ።ሰብ ክቃወምን ክድግፍን መሰል ኣለዎ ጉዳይ ኤርትራውያን ብኤርትራውያንን ኣብ ኤርትራን ኢዩ ክፍታሕ ዘለዎ ዝብል መርገጺ ኢዩ ዘለኒ
Esyas gn geday Ethiopia be Eritrea eyu zefth eyu zebl 70,000 shi serwt ewan ne Ethiopia ketfrs keflu , hji ewam mas fano kenkom tesrhu zelkom ,
ሓሳዊ ኣበይ ነይርካ ድ ኣ በል ንሕናስ ከም ብሓድሽ እና ጠሚርና ወያነ እንታይ ከ ኣእተወካ ዘይምልከተካ
ሳዕቤን ሳዕቤን'ያ ትወልድ ከምዛ ጡብ ኣድጊ'ያ። ጠንቂ ኣደ ሳዕቤን እንተ ኣለሊናያ ግን ፈውሳ ቀሊል'ዩ። ስለዚ ናይዚ ኩሉ ሳዕቤን (ስደት፡ ምፍልላይ፡ ምትፍናን፡ ምቕትታል) ዋንኡ ጠንቃም ኢሳያስ'ዩ።
ዓብድ ሕንጉጉ ኣደብ ግበር😅😅
Denqoro.. temahar tiray. Wey teqami enteleka tezareb... metfaeti hager
@@Stepbystep1991ኣንታ ፈሳዊ
ትግራይ ዕድኻ ፋሕ ትብል ኣላ፡ ከብድኻ ካብ ምግዛፍ ነታ ኩዕንቲ ትኣሪ ዘላ እኖኻ ኣመታ ግበር ፡ ናይ ኤርትራውያን ጉዳይ ግደፍ።
Suq bel loqmax.. kemu endabelkum hager atfiekuma😊
@@Stepbystep1991ፈሳዊ
😂😂😂😂 fah tebl delka da neska eka hgdaf wehd
Thank you so much, Mr. khalid for your lecture
Thanks Kalid Abdu what you are teaching and inspiring us is great. Supporters of Esayas why do they come from Eritrea?
Ezi siriat kihalf eyu tblu alekum etom dekom endyom bdhiriom zelewu tekaitom nsom eyom
💙💙💙💙👍💙💙
Thank you
.👍
ሓው ኻለድ ትምህትኻ ካብ ነዊሕ ዓመታት እዩ፡ ብሕልፊ ጠንቅን ሳዕበኑን ብተዳጋጋሚ ኣጠንቂቅካን ሚሂርካን ኢኻ ።ከምኡውን ምሁራት ሓላፍነቶም ንህዝቦም ክዋስኡ ተጠንቅቅ ነርካን ኣሎኻን ናይዚ ኹሉ ትምህርትኻ ውጺኢቱ ይረኣየኻዶ ኣሎ? ?
Merhaba Khalid 👍
❤️❤️❤️❤️💎
🙏🙏🙏🙏
Anta ezom barau entay eyom koynom zeytemaharu geda donakur class zeyblom koynkum terefkum beti hade hakukum
ፈሳዊ ሰበይታይ
Mefsekuka nere anta donkoro seki elka temhar degafay kun tekawamay hawina mukanka ayterfekan eka koynka eka already
ሰላም ሰላም መምህር ካልድ ብሉጽ ሓሳብ ከምኩሉ ግዜ ።
ኣብዛ ናይ ሕጊ ዝበልካያ በጃኹም እዞም ምሁራትና ጸዓሩላ ።
ሓንቲ ኮሜቴ ኣቁምኩም እዚ መንእሰይ ሂወቱ ኣድሕኑ።
ምሉእ መርትዖታት እናሃለወ ሂወት ምንእሰያት ከነጥፍእ የብልናን።
እታጉህለ ስራሕ ናይ ውልቂ ገዲፎም ወይ ጥሮታ ዝወጹ ገርኩም ኣብኩሉ እናኸደት መርትዖታታ ሒዛ ትሰርሕ።
እዚመንእሰይ ካብ ሂወት ምክፋል ነዛጉጅለ ገንዘብ ምኽፋል ይሓይሽ።
እቲ ኣድማዒ ስራሕ ከኣ ንሱዩ ንቲ ዝዛረብ መንገዲ ሕጊ ተርእዮ።
ነቲ ስርዓት ሰነዳት እናሓዝካ መሓዉሩ ተልምሶን እምባሲታቱ ተዕጹን።
በጃኹም ኣብዚ ደገ ዝኽፈል ሂወት ከይህልወና በርቲዕና ንስራሕ።
እምበር እዚዝኸይድ ዘሎ እቲ ስርዓት ዝደልዮ ስራሕዩ ዝስራሕ ዘሎ።
ከምዚ እንተ ቀጺሉ ከኣ ነቲ ስርዓት ጫፉ ዘይትንክፍ ኮይኑ ንዓና ከምህዝቢ ግን ኣብታ ንቃለሰላ ኣለና ንብላ ሃገር ብሰላም ከንብረና ዝኽእል ኣይኮነን።
እቲ ዲክታተር ከኣ ንነብሲ ወከፍ ኤአትራዊ ብረት ምሃቡ ብሂወት ከሎን ምስሞተን ሰላም ከይንረክብ ኢዩ ድልየቱ።
ሰላም ኩቢር ሓው ኻልድ ስለቲ ኩሉ ጻዕርኻ ብጣዕሚ ዝናኣድ ኢዪ። ኾይኑ ግን እዚ ሕጂ ተርኪቡ ዘሎ ዝሓየለ ናይ plan A ዝብሃል ብልጫ ውጺኢት ናይቲ ብርጌድ ንሓመዱ ዝከፈሎ ኣብ ዝሓለፈ ረዚን ዋጋ ኢዩ።
ምናልባት ሒጅ'ውን ካብ ሰናይ ድልየት ንላዕሊ ሓሊፉ በዚ ናይ ድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቖላ፡ ግን ኪኖ ገዚፍ ረጺሚ በየናይ መንገዲ ኢዩ በል ፍታሕ ዝረከበሉ።