ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
አሕሕሕሕሕሕሕሕ እዝ ኹሉ ረስዕና አብ ክንድ ነመስግን አብ 🙏ጭፈራ ንውዕል አለና😭
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ በረከቱ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ
አዛ ጽሕፍ ዘንብባ ዞሎ ኣብ ሂወቱ ጽንዕ ፍቅሪ አግዛቢሄር ይሃልዎ
Shkie gaji 22 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹልና 🙏🙏🙏
Amen amen amen
Amen Amen 🙏
ኣሜን (3)
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ደቂ እመብርሃን እግዚኣብሄር ኣምላክና ጸግኡ የብዝሓልኩም ንመም. ዓወት ሓውና ከኣ እግዚኣብሄር ኣምላክና ኣብ መንግስቱ ምስ ቅዱሳኑ ኣብ የማኑ የቑሞልና ኣሜን።
Amien Amien amien
አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ ስደት ክንደይ ሰብ አትሪፉ ስደትና ይሕፀርልና አምላክ አይይይይ
Kulatkum neza filim treywa zelekum ab srahkum asalto ymneyelkum hasab lbkum yesmrelkum Amen Amen Amen like dma agerachew
ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ማሕበር ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ። ሎምስ ደጊም ይኣኽለና ነዚ ኩሉ ሽግራት ሓሊፍና ፍርሓት ኣምላኽ እምበር ፍርሓት ሰብ ኣይነሕድር ኣብ ጎድኒ ህዝብና ክንኮውን ኣምላኽ ይደግፈና ኣሜን ።
አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ቅድስተ ቁዲሳን ድንግል ማርያም አሜን!!!!!
ኣሜን🙏🙏🙏 ኣሜን 👏👏👏👏ኣሜን👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏እግዛብሔር ፅሩይ ልቢ ይዓድለና ስደትናውን የሕፅረልና 🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👐
*እቲ ዓይንኹም ዝርኣዮ ነገር ከይትርስዑ ተጠንቀቑ* !ዘዳ፡፬፥፱ናይ ብሓቂ ውዕለት ኣምላኽ ረሲዕና ዘለና ብዙሕ ነገር ድሕሪት መሊሳ እዚ ዘለኻዮ ደረጃ ትፍትሽ መንፈሳዊት ፍልም" ናይ ብሓቂ ዓሲ ኣለኩም ኣምላኽ ጸጋኹም የብዝሓዮ ማሕበርኩም ድማ ይሓሉ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ!።
ኡፍፍፍፍፍፍ ስደት ጎድእካና በተለ ንክርስትያን በርትዑ እሕዋተይ ቃል.ህይወት የስመዐዓና ብጣዕሚ ፅብቅ ትምህርቲ.እዩ
እፍፍፍ ሰደት አሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏😢😢😢
ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አሕዋት ንዛፊልሚ እዚኣ ክርኢ ዘብቀዐኒ እግዚአብሔር ኣምላኬየ ሱሙ ንዘልኣለም ዝተከበረን ዝተመስገን ይኩን ዘይ ገብአና ከሎ ካም ዝገበአኒ ገይሩ ንብዚ ዘብቀዐኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተከበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና የሕዋት ተመስገንካ ኣምላክ ካብ ናይ ፊልም ዓለም ናብ ናይ መንፈሳዊ ፊልም ዘርኣካኒ : መቀረት ፍቅሪ: ምትሕቁቃፍ: ምድንጋጽ: የዋህነት ተራዳእነት ሓይሊ እግዚኣብሔር ዝግለጸላ ፊልም ብድጋሚ ቃል ሂወት የስምዓልና ግን ቅልጥፍ ድኣ በሉና እዛ ልብና ኣብ ጠልጠል ኢያ ዘላ።
Biniam Gebrengus kale Senaye ysemelin.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋተይ ኣኣግዛኣቢሄር ከምቲ ዘጀመረኩም መፈጸምቱኡ የርእየና የርእኩም ሓይሊ እግዛቢሄር ኣይፈለኩም ኣሜን ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን የ።ዓወትን ኣሳልጦን እንበር ኣየ እወ ዝሓለፈ ምስዞም ጨካናት።
ኦ እግዝኣብሄር ንስካ ግና ነቲ ዝመደብካዮ ዝክልክል ከም ዘየሎ ሎሚ እፈልጥ ኣለኩ ተመስገን ኣምላኸይ ንስካ ኣብ ሂወተይ ኩሉ ኢካ ማርያመይ ብኣኪ ኩሉ ተሰጊሩ ቅዱሥ ሚካኤል ኣቦይ ብ ረዲኤትካ ኩሉ ተሰጊሩ ተመስገን ኣምላኸይ ንቶም፡ኣብ ሳህሪ ብዘስካሕክሕ መከራ ዝጠፍኡ ድማ ንፍሳቶም የዕርፍ ውዕለትካ ዝረሳዕና ድማ ልብና ክፈቶ ኩሉ ኢካ ትክእል ኣምላኸይ ምስጋና ካብ ምድሪ ክሳብ ኣርያም ንዓካ ይኩን ኣሜን ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስዝመዓልና፥ አግዝኣብሄር ኣምላኽና ጸጉኡ የብዘሓልኩም የሕዋተይ
እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዚሃልኩም ክቡራት የሕዋኣት
Amen Amen Amen egziabher amelake tsega abe lieli xega yebzehlka nayi bahki dese zebel film etom kabe egziabher rekena zelena ezi kulu bezi halifena ne egziabher amelake welet resna zena nabe lebena yemelsna
ብሓቂ ነዛ film ከማይ ሃረር ኢልኩም ትጽበይዋ ዘለኩም ኣምላክ ብምሕረቱ ዝጠመተኩም ኡኩም አቲ ምንታይ ዝሓለፍናዮ ረሲዕና ኣብዘይ ተደለየ ዕንክሊል ንብል ዘለና ሓደን ክልተን ኣይ ኮናን
Ezegebher amlek beherto yebzehelna keb gebrena zeykenes beherto yetemtena Amen Amen Amen
Amen amen amen amlak ጸግኡ የብዝሓልኩም
Nay bahaki kal hiwet yesmalna egzaniher egzaniher asbu yebzhalkum yehwateye
ኣሜን ኣማን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዛኣብሔር ጸጋ የብዚሒ ናይ ብሓልቂ መሃርት ያ ናይ ብሓቂ እዚ ሃውት እዚ ኣብ ኤርትራዋ ዝተፍጸመ ሓቂ ዩ ብፍላይ ኣብ ክርስትያን ኦርዶቶክስ ተወሃዶ ዘጋጠመ ዪ ንሕዋትና ዝመቱ መንግስተ ስማይ የዋርሶም ነቶ ኣብ ልብያ ከርተት ዝብሉ ዘለው ከኣ እት ኩሉ ዝክእል ኤልሻዳይ እግዛኣብሔር ኣምላክና መዋጽእቶ ይፍጠረሎም እት ዓይንኹም ዝራኣዮ ነገር ሓደራ ከይትርስዑ ኣሕዋትና ከኣ እግዛኣብሔር ጸጋ ይዓድልኩም
endabekeku eye zketatela zeleku.Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna yehwatey.
አሕዋተይቃለሂወትየስምዐልናሰላምክሙንቅሳነትኩምንያብዝሐልናክንደየናይከብእ/ርከምዝርሓቅናኹሉነገርይርድአናእዩመቸምእዚኹሉእትሰርሕዎዘለኹምእቲየዋህአምላኽእዉንምስኩሉህዝብናከፋቅረናንከሳንየናንእዩእ/ርምሳኹምይኹንአሜን🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
Qale hiwet yesmealna nay agolgulot zemenkum ybarkelkum fetari yehwatey
ቃል ሂወት የስምዓና ኩብራት ኣሕዋተይን ኣሓተይን ምሕረትን በረከትን አግዝብሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ አግዛብሄር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ⛪️🙏⛪️🙏⛪️🙏
Ewayyyyyy Amlak Aboy Ajokum belu Fetari msakm ykun 💒💒💒
ኣሜን (((3)))
amien amien amien kale hiwet yesmalna amlak nay zemen agolgulotkum ybark ykedsn
Amen amen amen qale hiwet yesmealna egziabher amlak xegeu yebzhalkum Ahwatye nay agelglot zemenkum ybarek
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ የብዘሓልኩም እታ ናትካ ዝበላ እንጀራ ትስይሕ እምበር ዝበልዓ የብላን እሞ ነዓና ዝበሎ ኩሉ ፈጣሪ በዓሉ ሒዝዎ ኣሎ ኣይጨነቀሉ ሓንትሲ እቲ ዓይንኩም ዝረአዮ ነገር ከይትርስዑ ምሰአ ድማ መብጸዓናን ቃል ዝተናዮ .ጸጋ የብዘሓልኩም ደቂ እመ ብርሃን ሰላም ቅሳነት ነዓኩም
Egzabiher Amlak yeaklekum ybelena kabzi shigr ezi ysewrena Amlak kelhiwet yesmana ahwat Amlak msakum ykun
ኣምላኽ ፀጋኡ የብዝሓልልኩም ብሩካተይ
እዋይ ኣታም የሕዋት ብጣሚ ህዝቢ ክርሰትያ ቃል ሂወት የስምዓልና ግና በርቲዑ ነብሰ ሰጋኻ ድቅጥ ኮይኑ እዋይ እዛ ጨናዊት ነብሲ ክዳን ኣጻዒድያ ክደከይድ ከላሲ ከምዚ ዘሕለፈት ኣይትመሰልን ኢያ ብልቢ እዝጋኣብሄር እታኣይ ይእሳኖ
Amen Amen Amen keal hawet yesmalen
ነፈዓት የሕዋተይ ለበረካ ዘትከፈ አዮሰሰናዮ ይምየልኩም አጀሜሩ ዘፈፀመኩም ልኡል አምላክ ይመሰገን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዛኣብሔር ኣምላክ ናይ ብሃቂ ልብካ ትሰብር መንፈሳዊት ፊሊም ዓይነ ልቦናና ከፊቱ ምስትውዓሉን ጥበቡን ይዓድለና እግዛኣብሔር ኣምላክ፡፡
ማርያም ትሓልኩም
Ewayyy sdet sdi...egzabiher sdetna yehxro.....naybhaki meharit film egzabiher xeguu yebzhalkum yehwam......
Ah sdet bedilkana temesgen fetari abzi abxehana kale hiwet yesmealna yehwat
Amlak xniat yhabena, zkeberen ztemesgenen ykun fetari amen (3)
ኣሜን!እግዝኣቢሔር ኣምላክ ዓስብኹም ይሃብኩም ብጣዓሚ ልብኻ ትትንክፍ መንፈሳዊት ድራማ።ኢግዝኣቢሔር ኣምላክ ጀሚርናዮ ዘለና ጾም ንኸፈጽመና ናቱ ሰናይ ፍቃድ ይኹነልና።ኣጆኩም ቀጽልዎ ብጣዓሚ ኣገዳሲ ኢዩ ንዓና።
Yhwatey kale hiwet yesmalna naybhaki wualet egziabiher resiaina kab kulu rihikna
Betam tsbuku filim eyu zehelefekuwa nay sedet tezkeren way sedet hemak kal hiwet yesemelena ahwetey nay agaleglot zebenkum yebarekelekum amen amen amen
ኦ ጎይታና ከምቲ ንእስራኤላውያን ካብቲ ጸልማት ባርነት ኣውጺእካ ባሕሪ ኤርትራ ጨዲድካ ዘሳገርካዮም ናብ ሃገሮም ንዓና'ውን ኦ ጎይታ ነዚ ሕሱም ስደት ይኣኽለኩም ኢልካ ናብታ ናይ ርስቲ ሃገርና ኤርትራ ብሰላም ምለሰና፡ ክቡራት ኣሕዋተይ ኣምላክ ዓስብኹም ይኽፈልኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ
ዋይ ስደት ሕሱም።ጎዳእካና'ባ እግዚኣብሔር ስደትና የሕጽሮ።
Egziabiher tsegeu yebzehalkum kuburat yehwatey
Egziabiher nay agolgulet zebenkum ybarkelkum fkurat ahwatet xeguau yebzehalkum
ኣብ ኩሉ ክርናዓት ዓለም ዘለኩም ኤርትራውያን ሰላምታይ ይብጻሕኩም ማርያም ውን ትሓልኹም
Kal hiwet ysmeana ahwatey amlak tsegue berketu ayfeleyena
Agzabiher amlak xegau yebzhalkum yhwat
*ኣሜን ኣሜን ኣሜን*
ቃል ሂወት የስማዕልና እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ ፡
ኣሜን (((3)))ቃለሂወት የምዓና ናይ ንስሓ ዕድመ ይሃበና ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም ይባርኽ እግዚኣብሄር
Kale Hiwet yasmalna Ahewat
Amen. kal hiwet yesmalna yehwat.mezemuran awet kae mengste semay yewarso
Amlak tsegeu yebzhalkum ftuwat yehwat kem fkad egziabiher gn kurub gize anwh teteblulna tsbuk neru
Amlak xegu yebzehalkum yehwatey
Adena dengel mariyam xega tebzhalkum yhewatey
Egziabhier amlakna xegu yebzhalukum yhwateyyyy🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ንዝዓረፉ ኣብ ሕቁፍ ኣብርሃም ይሕሳቅ ያዕቆብ ይዕርፎም ብሂወት ንዘለና ንብል ከኣ እግዚኣብሄር ንንስሓ ሂወት የብቅዓና ኣሜን
ናይ ብሓቂ ዘይርሳዕ ሽግር ኢና የሕሊፍና ኣምላክ ይኣክለኩም ይበለና
እግዝኣብሄር ምሳኹም ይኩን ኣምላኽ ስደትና የሕጽረልና
Amen Amen Amen qal hiwt yesmalna Eegziabher tegu yebzhalkum Ahwetey
brukat yehwatey Amlak nay agolgulet oedmekom yenwhayo amen kale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen egzabiehr xegu yebzh brukatey amlak abzihu ybarkum
ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ባሓቂ ኑፉዓት
qale hiwet yesmealna yehwatey
Asey deqi embrhabey amlak tsega AB lieli tsega yeadlekum
nay bhaki nfuat amlak tbebkum ybarkelkum
Amlak xegu yebzhalkum
ቃለ ህይወት ያስመዓልና አሕዋተይ ስደት ኩፉኡ ዓይኑ ይጥፋእ 😢😢😢😢😢😢😢
እግዚኣቢሄር ይዕዚዙ ይባርከኩም፡መሪር ሂወት ጉዕዞ ሳህራ ።እግዚኣቢሄር ብዝሓለፈ ይቅረ ይበለልና።
አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክብራት አሕዋት
Tesfa gin alakum
Behqi xegu yebzhalkum ahwatey
Egzabher sdetna yehxrelana
ብሓቂ ኣብ ኑኡስ ዕድመና ክንደይ ኩፉእ ሪኢና ከርተት ዝበልና ስደት ሑሱም በሉ እስከ እ/ሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም ፉቁራት የሕዋተይ
Yes you
ኣምላኽ ዓስብኹም ይሃብኩም ንዓና መምሃሪ ዝሰረሕኩምልና ጽግኡ የብዝሓልኩም!"
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna amlak bxegu ydegfena
ብሓቂ እታ እግዝኣብሄር። ዝመደባ ማዓልትን ሳዓታን ኣይትትርፍን ኢያ ሞ ኩሉ ግዜ ተመስገን። ንበል
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁራት የሕዋተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ብሃረርታ ንጽበ
Amen (3) qal hiwet yesmalna zranayo aynresa yehwat
ኣነስ ኣይክኣልኩን ከብደይ
kale hiwet yesmaalna nay agelglot admekum ybarkelkum Yhiwateyn Ahateyn nay bhakiy eu Etiy aynkum zrayo nkeytrsau entay emo dekiy sebat kehadti endina emo.
Amen amen amen kal hiwet ysmalna egzabhir eti aynka zrau kytrsa nay bhaki
አግዛብኄር ኣምላክ ምስጢራቱ ይግለጸልኩም ብጣዕሚ ምሃሪ ከም ኡ ዉን ሕሉፍና ኣዘኪርኩምና ኣምላክ ጸጉ የብዝሕ⛪😍⛪😍⛪😍⛪😍.
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣህዋትና፡ ኣምላክ ካብዚ ከም ከውሒ ተሪሩ ዘሎ ልብና ይክፈተልና
kale hiwet yesmaelna egziebiher amlak nay zemen agolgulet ybarkn ykeds Ahwatey
ብጣዓሚ ጹቡቅ ናይ ባሓቂ ዉዑሎትኩም ካብ እዝጋብሂር ርኸብዎ ቁሩብ ግን እቲ ቃላት ትዛረቡዎስ ብጽሑፍ ኮይኑስ እንግሊሽ ተዝኾውን ከመይ ትሪኢዋ ምኽንያቱ እቶም ትግርኛ ዘይስሙዑ ኣብግምት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርክ ናይ ብሓቂ ብከምዚ ዝሓለፍና ከኣ ንኩሉ ኣይ ንረስዕ እመብርሃን ትሓልኩም ።
ኦ ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ብድመጽአን ብዞሎን ነመስግነካን ነክብረካን ኣለና ስለቲ ኩሉ ውለታትካ አስከ በል ንዓና ውጽዓት ድቅካ ኣብታ ትመጽአ መንግስትክ ዘክርና ኣሜንንንንንን !!! ነዚ ስራሕ ዝሰራሕኩም ይሕዋት ክኣ ኣምላክ ፍረ ጻማኩም ይሃብኩም ኣሜንንንን!!!
Amen amen amen qale hiwet yesmealna yehwat ሳህራ ጨካን ክንደይ ሰብ እዩ ውሒጡ
Egzabihar amelak xegu yebzahlekum yehewat natey buruk xum yegberelena
ቃል ሂወት ዕድመ ንሰናይ ይግበረላና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዛብሔር ናይ ዘበን ዕድሜኩም ይባርከልኩም ሑሉፉ ሂወትና እተዛካክር ካብ ጸጋም ናብ የማን እትመርሕ መንፈሳዊት ፍሉም ኢያ ማለት ብሓይልና ዘይኮነ ብሓይሊ እቲ ኩሉ ዝክእል መድሃኔ ኣለም ኣምላክ ከም ዝሰገርና ጻድቃናት ኮና ዘይኮነ ናይ ንስሓ ሂወት ክህበና ስለ ዝደለ ኢዩ
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna ezigabiher amlak xegue yebzhalkum nay aglglot zemenkum ybarkelkum yqedselkum 4ይ ክፍል ከኣ ብሃንቀውታ ንጽበ ።
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕኣምላኽ ጸጋ የብዛሓልኩምየሕዋት
ኣምልክ ባዕሉ ጸጋኩም የብዛሓዮ።
OEgzabiher eti zey wdae mhretka laek hzbka adhn 😭ahwatey ka Egzabihier amlak nay agolglot zebenkum ybark🙏🙏🙏
አሕሕሕሕሕሕሕሕ እዝ ኹሉ ረስዕና አብ ክንድ ነመስግን አብ 🙏ጭፈራ ንውዕል አለና😭
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ በረከቱ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር አምላክ
አዛ ጽሕፍ ዘንብባ ዞሎ ኣብ ሂወቱ ጽንዕ ፍቅሪ አግዛቢሄር ይሃልዎ
Shkie gaji 22 ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹልና 🙏🙏🙏
Amen amen amen
Amen Amen 🙏
ኣሜን (3)
Amen amen amen
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ደቂ እመብርሃን እግዚኣብሄር ኣምላክና ጸግኡ የብዝሓልኩም ንመም. ዓወት ሓውና ከኣ እግዚኣብሄር ኣምላክና ኣብ መንግስቱ ምስ ቅዱሳኑ ኣብ የማኑ የቑሞልና ኣሜን።
Amien Amien amien
አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ ስደት ክንደይ ሰብ አትሪፉ ስደትና ይሕፀርልና አምላክ አይይይይ
Kulatkum neza filim treywa zelekum ab srahkum asalto ymneyelkum hasab lbkum yesmrelkum Amen Amen Amen like dma agerachew
ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ማሕበር ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ።
ሎምስ ደጊም ይኣኽለና ነዚ ኩሉ ሽግራት ሓሊፍና ፍርሓት ኣምላኽ እምበር ፍርሓት ሰብ ኣይነሕድር ኣብ ጎድኒ ህዝብና ክንኮውን ኣምላኽ ይደግፈና ኣሜን ።
አምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ቅድስተ ቁዲሳን ድንግል ማርያም አሜን!!!!!
ኣሜን🙏🙏🙏 ኣሜን 👏👏👏👏ኣሜን👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏እግዛብሔር ፅሩይ ልቢ ይዓድለና ስደትናውን የሕፅረልና 🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👐
*እቲ ዓይንኹም ዝርኣዮ ነገር ከይትርስዑ ተጠንቀቑ* !ዘዳ፡፬፥፱
ናይ ብሓቂ ውዕለት ኣምላኽ ረሲዕና ዘለና ብዙሕ ነገር ድሕሪት መሊሳ እዚ ዘለኻዮ ደረጃ ትፍትሽ መንፈሳዊት ፍልም" ናይ ብሓቂ ዓሲ ኣለኩም ኣምላኽ ጸጋኹም የብዝሓዮ ማሕበርኩም ድማ ይሓሉ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽ!።
ኡፍፍፍፍፍፍ ስደት ጎድእካና በተለ ንክርስትያን በርትዑ እሕዋተይ ቃል.ህይወት የስመዐዓና ብጣዕሚ ፅብቅ ትምህርቲ.እዩ
እፍፍፍ ሰደት አሕዋተይ ማዓረይ🙏🙏😢😢😢
ፀጉኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አሕዋት ንዛፊልሚ እዚኣ ክርኢ ዘብቀዐኒ እግዚአብሔር ኣምላኬየ ሱሙ ንዘልኣለም ዝተከበረን ዝተመስገን ይኩን ዘይ ገብአና ከሎ ካም ዝገበአኒ ገይሩ ንብዚ ዘብቀዐኒ እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተከበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና የሕዋት ተመስገንካ ኣምላክ ካብ ናይ ፊልም ዓለም ናብ ናይ መንፈሳዊ ፊልም ዘርኣካኒ : መቀረት ፍቅሪ: ምትሕቁቃፍ: ምድንጋጽ: የዋህነት ተራዳእነት ሓይሊ እግዚኣብሔር ዝግለጸላ ፊልም ብድጋሚ ቃል ሂወት የስምዓልና ግን ቅልጥፍ ድኣ በሉና እዛ ልብና ኣብ ጠልጠል ኢያ ዘላ።
Biniam Gebrengus kale Senaye ysemelin.
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣሕዋተይ ኣኣግዛኣቢሄር ከምቲ ዘጀመረኩም መፈጸምቱኡ የርእየና የርእኩም ሓይሊ እግዛቢሄር ኣይፈለኩም ኣሜን ከየመስገንኩኩም ክሓልፍ ኣይደልን የ።ዓወትን ኣሳልጦን እንበር ኣየ እወ ዝሓለፈ ምስዞም ጨካናት።
ኦ እግዝኣብሄር ንስካ ግና ነቲ ዝመደብካዮ ዝክልክል ከም ዘየሎ ሎሚ እፈልጥ ኣለኩ ተመስገን ኣምላኸይ ንስካ ኣብ ሂወተይ ኩሉ ኢካ ማርያመይ ብኣኪ ኩሉ ተሰጊሩ ቅዱሥ ሚካኤል ኣቦይ ብ ረዲኤትካ ኩሉ ተሰጊሩ ተመስገን ኣምላኸይ ንቶም፡ኣብ ሳህሪ ብዘስካሕክሕ መከራ ዝጠፍኡ ድማ ንፍሳቶም የዕርፍ ውዕለትካ ዝረሳዕና ድማ ልብና ክፈቶ ኩሉ ኢካ ትክእል ኣምላኸይ ምስጋና ካብ ምድሪ ክሳብ ኣርያም ንዓካ ይኩን ኣሜን ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስዝመዓልና፥ አግዝኣብሄር ኣምላኽና ጸጉኡ የብዘሓልኩም የሕዋተይ
እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዚሃልኩም ክቡራት የሕዋኣት
Amen Amen Amen egziabher amelake tsega abe lieli xega yebzehlka nayi bahki dese zebel film etom kabe egziabher rekena zelena ezi kulu bezi halifena ne egziabher amelake welet resna zena nabe lebena yemelsna
ብሓቂ ነዛ film ከማይ ሃረር ኢልኩም ትጽበይዋ ዘለኩም ኣምላክ ብምሕረቱ ዝጠመተኩም ኡኩም አቲ ምንታይ ዝሓለፍናዮ ረሲዕና ኣብዘይ ተደለየ ዕንክሊል ንብል ዘለና ሓደን ክልተን ኣይ ኮናን
Ezegebher amlek beherto yebzehelna keb gebrena zeykenes beherto yetemtena Amen Amen Amen
Amen amen amen amlak ጸግኡ የብዝሓልኩም
Nay bahaki kal hiwet yesmalna egzaniher egzaniher asbu yebzhalkum yehwateye
ኣሜን ኣማን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዛኣብሔር ጸጋ የብዚሒ ናይ ብሓልቂ መሃርት ያ ናይ ብሓቂ እዚ ሃውት እዚ ኣብ ኤርትራዋ ዝተፍጸመ ሓቂ ዩ ብፍላይ ኣብ ክርስትያን ኦርዶቶክስ ተወሃዶ ዘጋጠመ ዪ ንሕዋትና ዝመቱ መንግስተ ስማይ የዋርሶም ነቶ ኣብ ልብያ ከርተት ዝብሉ ዘለው ከኣ እት ኩሉ ዝክእል ኤልሻዳይ እግዛኣብሔር ኣምላክና መዋጽእቶ ይፍጠረሎም እት ዓይንኹም ዝራኣዮ ነገር ሓደራ ከይትርስዑ ኣሕዋትና ከኣ እግዛኣብሔር ጸጋ ይዓድልኩም
endabekeku eye zketatela zeleku.Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna yehwatey.
አሕዋተይቃለሂወትየስምዐልናሰላምክሙንቅሳነትኩምንያብዝሐልናክንደየናይከብእ/ርከምዝርሓቅናኹሉነገርይርድአናእዩመቸምእዚኹሉእትሰርሕዎዘለኹምእቲየዋህአምላኽእዉንምስኩሉህዝብናከፋቅረናንከሳንየናንእዩእ/ርምሳኹምይኹንአሜን🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹
Qale hiwet yesmealna nay agolgulot zemenkum ybarkelkum fetari yehwatey
ቃል ሂወት የስምዓና ኩብራት ኣሕዋተይን ኣሓተይን ምሕረትን በረከትን አግዝብሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ አግዛብሄር ኣምላኽ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ⛪️🙏⛪️🙏⛪️🙏
Ewayyyyyy Amlak Aboy Ajokum belu Fetari msakm ykun 💒💒💒
ኣሜን (((3)))
amien amien amien kale hiwet yesmalna amlak nay zemen agolgulotkum ybark ykedsn
Amen amen amen qale hiwet yesmealna egziabher amlak xegeu yebzhalkum Ahwatye nay agelglot zemenkum ybarek
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ የብዘሓልኩም እታ ናትካ ዝበላ እንጀራ ትስይሕ እምበር ዝበልዓ የብላን እሞ ነዓና ዝበሎ ኩሉ ፈጣሪ በዓሉ ሒዝዎ ኣሎ ኣይጨነቀሉ
ሓንትሲ እቲ ዓይንኩም ዝረአዮ ነገር ከይትርስዑ ምሰአ ድማ መብጸዓናን ቃል ዝተናዮ .ጸጋ የብዘሓልኩም ደቂ እመ ብርሃን ሰላም ቅሳነት ነዓኩም
Egzabiher Amlak yeaklekum ybelena kabzi shigr ezi ysewrena Amlak kelhiwet yesmana ahwat Amlak msakum ykun
ኣምላኽ ፀጋኡ የብዝሓልልኩም ብሩካተይ
እዋይ ኣታም የሕዋት ብጣሚ ህዝቢ ክርሰትያ ቃል ሂወት የስምዓልና ግና በርቲዑ ነብሰ ሰጋኻ ድቅጥ ኮይኑ እዋይ እዛ ጨናዊት ነብሲ ክዳን ኣጻዒድያ ክደከይድ ከላሲ ከምዚ ዘሕለፈት ኣይትመሰልን ኢያ ብልቢ እዝጋኣብሄር እታኣይ ይእሳኖ
Amen Amen Amen keal hawet yesmalen
ነፈዓት የሕዋተይ ለበረካ ዘትከፈ አዮ
ሰሰናዮ ይምየልኩም አጀሜሩ ዘፈፀመኩም ልኡል አምላክ ይመሰገን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ እግዛኣብሔር ኣምላክ ናይ ብሃቂ ልብካ ትሰብር መንፈሳዊት ፊሊም ዓይነ ልቦናና ከፊቱ ምስትውዓሉን ጥበቡን ይዓድለና እግዛኣብሔር ኣምላክ፡፡
ማርያም ትሓልኩም
Ewayyy sdet sdi...egzabiher sdetna yehxro.....naybhaki meharit film egzabiher xeguu yebzhalkum yehwam......
Ah sdet bedilkana temesgen fetari abzi abxehana kale hiwet yesmealna yehwat
Amlak xniat yhabena, zkeberen ztemesgenen ykun fetari amen (3)
ኣሜን!እግዝኣቢሔር ኣምላክ ዓስብኹም ይሃብኩም ብጣዓሚ ልብኻ ትትንክፍ መንፈሳዊት ድራማ።ኢግዝኣቢሔር ኣምላክ ጀሚርናዮ ዘለና ጾም ንኸፈጽመና ናቱ ሰናይ ፍቃድ ይኹነልና።ኣጆኩም ቀጽልዎ ብጣዓሚ ኣገዳሲ ኢዩ ንዓና።
Yhwatey kale hiwet yesmalna naybhaki wualet egziabiher resiaina kab kulu rihikna
Betam tsbuku filim eyu zehelefekuwa nay sedet tezkeren way sedet hemak kal hiwet yesemelena ahwetey nay agaleglot zebenkum yebarekelekum amen amen amen
ኦ ጎይታና ከምቲ ንእስራኤላውያን ካብቲ ጸልማት ባርነት ኣውጺእካ ባሕሪ ኤርትራ ጨዲድካ ዘሳገርካዮም ናብ ሃገሮም ንዓና'ውን ኦ ጎይታ ነዚ ሕሱም ስደት ይኣኽለኩም ኢልካ ናብታ ናይ ርስቲ ሃገርና ኤርትራ ብሰላም ምለሰና፡ ክቡራት ኣሕዋተይ ኣምላክ ዓስብኹም ይኽፈልኩም እግዚኣቢሄር ኣምላክ
ዋይ ስደት ሕሱም።
ጎዳእካና'ባ
እግዚኣብሔር ስደትና የሕጽሮ።
Egziabiher tsegeu yebzehalkum kuburat yehwatey
Egziabiher nay agolgulet zebenkum ybarkelkum fkurat ahwatet xeguau yebzehalkum
ኣብ ኩሉ ክርናዓት ዓለም ዘለኩም ኤርትራውያን ሰላምታይ ይብጻሕኩም ማርያም ውን ትሓልኹም
Kal hiwet ysmeana ahwatey amlak tsegue berketu ayfeleyena
Agzabiher amlak xegau yebzhalkum yhwat
*ኣሜን ኣሜን ኣሜን*
ቃል ሂወት የስማዕልና እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም ይባርኽ ፡
ኣሜን (((3)))ቃለሂወት የምዓና ናይ ንስሓ ዕድመ ይሃበና ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ናይ ኣገልጉሎት ዘበንኩም ይባርኽ እግዚኣብሄር
Kale Hiwet yasmalna Ahewat
Amen. kal hiwet yesmalna yehwat.mezemuran awet kae mengste semay yewarso
Amlak tsegeu yebzhalkum ftuwat yehwat kem fkad egziabiher gn kurub gize anwh teteblulna tsbuk neru
Amlak xegu yebzehalkum yehwatey
Adena dengel mariyam xega tebzhalkum yhewatey
Egziabhier amlakna xegu yebzhalukum yhwateyyyy🙏
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ እግዚኣብሄር ንዝዓረፉ ኣብ ሕቁፍ ኣብርሃም ይሕሳቅ ያዕቆብ ይዕርፎም ብሂወት ንዘለና ንብል ከኣ እግዚኣብሄር ንንስሓ ሂወት የብቅዓና ኣሜን
ናይ ብሓቂ ዘይርሳዕ ሽግር ኢና የሕሊፍና ኣምላክ ይኣክለኩም ይበለና
እግዝኣብሄር ምሳኹም ይኩን ኣምላኽ ስደትና የሕጽረልና
Amen Amen Amen qal hiwt yesmalna Eegziabher
tegu yebzhalkum Ahwetey
brukat yehwatey Amlak nay agolgulet oedmekom yenwhayo amen kale hiwet yesmealna
Amen amen amen
Amen Amen Amen egzabiehr xegu yebzh brukatey amlak abzihu ybarkum
ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ባሓቂ ኑፉዓት
qale hiwet yesmealna yehwatey
Asey deqi embrhabey amlak tsega AB lieli tsega yeadlekum
nay bhaki nfuat amlak tbebkum ybarkelkum
Amlak xegu yebzhalkum
ቃለ ህይወት ያስመዓልና አሕዋተይ ስደት ኩፉኡ ዓይኑ ይጥፋእ 😢😢😢😢😢😢😢
እግዚኣቢሄር ይዕዚዙ ይባርከኩም፡መሪር ሂወት ጉዕዞ ሳህራ ።እግዚኣቢሄር ብዝሓለፈ ይቅረ ይበለልና።
አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ክብራት አሕዋት
Tesfa gin alakum
Behqi xegu yebzhalkum ahwatey
Egzabher sdetna yehxrelana
ብሓቂ ኣብ ኑኡስ ዕድመና ክንደይ ኩፉእ ሪኢና ከርተት ዝበልና ስደት ሑሱም በሉ እስከ እ/ሄር ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም ፉቁራት የሕዋተይ
Yes you
ኣምላኽ ዓስብኹም ይሃብኩም ንዓና መምሃሪ ዝሰረሕኩምልና ጽግኡ የብዝሓልኩም!"
Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna amlak bxegu ydegfena
ብሓቂ እታ እግዝኣብሄር። ዝመደባ ማዓልትን ሳዓታን ኣይትትርፍን ኢያ ሞ ኩሉ ግዜ ተመስገን። ንበል
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዓልና ፍቁራት የሕዋተይ እግዚኣብሄር ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልኩም ብሃረርታ ንጽበ
Amen (3) qal hiwet yesmalna zranayo aynresa yehwat
ኣነስ ኣይክኣልኩን ከብደይ
kale hiwet yesmaalna nay agelglot admekum ybarkelkum Yhiwateyn Ahateyn nay bhakiy eu Etiy aynkum zrayo nkeytrsau entay emo dekiy sebat kehadti endina emo.
Amen amen amen kal hiwet ysmalna egzabhir eti aynka zrau kytrsa nay bhaki
አግዛብኄር ኣምላክ ምስጢራቱ ይግለጸልኩም ብጣዕሚ ምሃሪ
ከም ኡ ዉን ሕሉፍና ኣዘኪርኩምና ኣምላክ ጸጉ የብዝሕ⛪😍⛪😍⛪😍⛪😍.
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣህዋትና፡ ኣምላክ ካብዚ ከም ከውሒ ተሪሩ ዘሎ ልብና ይክፈተልና
kale hiwet yesmaelna egziebiher amlak nay zemen agolgulet ybarkn ykeds Ahwatey
ብጣዓሚ ጹቡቅ ናይ ባሓቂ ዉዑሎትኩም ካብ እዝጋብሂር ርኸብዎ ቁሩብ ግን እቲ ቃላት ትዛረቡዎስ ብጽሑፍ ኮይኑስ እንግሊሽ ተዝኾውን ከመይ ትሪኢዋ ምኽንያቱ እቶም ትግርኛ ዘይስሙዑ ኣብግምት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ ይባርክ ናይ ብሓቂ ብከምዚ ዝሓለፍና ከኣ ንኩሉ ኣይ ንረስዕ እመብርሃን ትሓልኩም ።
ኦ ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ብድመጽአን ብዞሎን ነመስግነካን ነክብረካን ኣለና ስለቲ ኩሉ ውለታትካ አስከ በል ንዓና ውጽዓት ድቅካ ኣብታ ትመጽአ መንግስትክ ዘክርና ኣሜንንንንንን !!! ነዚ ስራሕ ዝሰራሕኩም ይሕዋት ክኣ ኣምላክ ፍረ ጻማኩም ይሃብኩም ኣሜንንንን!!!
Amen amen amen qale hiwet yesmealna yehwat ሳህራ ጨካን ክንደይ ሰብ እዩ ውሒጡ
Egzabihar amelak xegu yebzahlekum yehewat natey buruk xum yegberelena
ቃል ሂወት ዕድመ ንሰናይ ይግበረላና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና እግዛብሔር ናይ ዘበን ዕድሜኩም ይባርከልኩም ሑሉፉ ሂወትና እተዛካክር ካብ ጸጋም ናብ የማን እትመርሕ መንፈሳዊት ፍሉም ኢያ ማለት ብሓይልና ዘይኮነ ብሓይሊ እቲ ኩሉ ዝክእል መድሃኔ ኣለም ኣምላክ ከም ዝሰገርና ጻድቃናት ኮና ዘይኮነ ናይ ንስሓ ሂወት ክህበና ስለ ዝደለ ኢዩ
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna ezigabiher amlak xegue yebzhalkum nay aglglot zemenkum ybarkelkum yqedselkum 4ይ ክፍል ከኣ ብሃንቀውታ ንጽበ ።
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏
ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ
ኣምላኽ ጸጋ የብዛሓልኩም
የሕዋት