ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣንታ ናይ እግዝኣብሄር ሰብ። መፍቀሪ ድንግል ወላዲት ኣምላኽ። ውሉድ ናይታ ሓንቲ. ቅንዕቲ. ጽንዕቲ. ተዋህዶ እምነት። ቃለ ሂወት የስመዓልና።
ሕቶ ንደቂ ተዋህዶ ኣየናይ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ኢዩ ንዝሞቱ ቅዱሳን ስእልን ምስልን ታቦትን ቀሪጹ ሰገደ ? ? ? ናይ ዳዊት ናይ ኣብርሃም ናይ ኢዮብ ናይ ሚኪኤል ናይ ገብርኤል ናይ ማርያም ናይ ኢሳያስ ናይ ኤርሚያስ እነበለ ታቦታት ሰሪሑ ዝሰገደን ኣብ ርእሱ ዝተሰከመን ነብዪ ወይ ሃዋርያ ወይ ጻድቕ ሪኢኹምን ኣንቢብኩምንዶ ትፈልጡ ? ( ኣበደን)?)ናይ ቅዱሳት ቤተመቅደስ ሰሪሑ በዓላት ናይ ሙሴ ናይ ዳዊት ናይ ኤልያስ ናይ ኢሳያስ ናይ ማርያም ናይ ገብርኤል ናይ ሚካኤል እናበለ ንቤተመቅደስ ዝሰገደን በዓላቶም ዘኽበረን ዝኽሮም ዝዘከረ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ሪኢኹም ወይ ኣንቢብኩም ዶ ትፈልጡ? ? ? (ኣበደን) ንስኻትኩም ኸ ኣየናይ መልኣኽ ኣየናይ ጻድቕ ርኢኹም ኢኹም ዳኣ ኢኹም እትሰግዱ ዘለኹም ? ? ?ቅድስቲ ማርያም ገድሊ መከራ ከተሕልፍ እንከላ ብኣካል ኔርኩም እንተትኮኑ ሞ መሕደሪ ስኢና ክትጭነቕ እንከላ ኣብ መብልዕ ማል ክትሓርስ እንከላ ፡ ናብ ግብጺ ስደት ከርተት ክትብል እንከላ ተቀቢልኩም እንተተኽብርዋ ጣሳ ማይ እንተተስትይዋ ቅዱሳን ወንጌል ክሰብኩ ከርተት ክብሉ ከለዉ ተቐቢልኩም እንተተኽብርዎም ጣሳ ማይ እንተተስትይዎም ዓስቢኹም ኣይምሰኣንኩምን ።ጣሳ ማይ ሲ ነቶም ኣብ ስብከት ወንጌል ከርተት ዝብሉ ቅዱሳን ኢዩ እምበር ነቶም ኣገልግሎቶም ፈጺሞም ዝሓለፉ ቅዱሳን ስዋ ምጽማቑ ኣይኮነን ። እዚ ኣብ ተዋህዶ ዝግበር ዘሎ ኣብ ፍጡራት ምውካልን ምእማንን ተስፋ ምግባርን ብስእልን ብምስልን ብታቦትን ጌርካ ምስጋድን ካኣ ንፈጣሪ ዘሕዝን ትእዛዝ ኣምላኽ ዝጠሓሰ እምነት ኢዩ ። ብዘይካ ኣብ ኢትዮጲያን ኤርትራን ኣብ ካልእ ዓለም ዘየለ ዋላ ኣብ እተን ኦርቶዶክስ ዝባሃላ ሃገራት ዘይግበር ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ፍንፉን እምነት ኢዩ። ደብተራታት ተዋህዶ ምሂዞሞ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተለመደ ተለሚዱ ተለሚዱ ተለሙዱ ከምዚ ወልፊ ኮይኑ ናይ ኣቦታትና ሃይማኖት ተባሂሉ ርስቲ ኮይኑ ተሪፉ ፡ ሓጥያት እንተተዳጋገመስ ጽድቂ ይመስል ዝበሃል ምስላ እኮ ነዚ ኢዩ ተመሲሉ ።እጾም ናይ ጸጋ ስግደት እናበሉ ንህዝቢ ናብ ስእልን ምስልን ሓወልትን ዘስግድዎ ዘለዉን ህዝቢ ኣብ ፍጡራት ኣማልኽቲ ከምዝውከልን ከም ዝኣምንን ጸሎቱን ተስፉኡን ትጽቢቱን መብጹዑን ኣብ ፍጡራት ከም ዝገብር ዝሰብኩ ካህናትን ሊቃውንትን ግን ኣብ መዓልቲ ፍርዲ መልሓሶም ክትቁረጽ ኢያ ።
@@AmanAman-uy3uh ሰላም ንዓኻ ይኹን ክቡር ሓው ብቀዳምነት ክቡር ሰላምታይ ናይ ልዑል እግዚኣብሄር ጎይታ ሰራዊት ኢየሱስ ክርስቶስን ጸሎት እመ ኣምላክ ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ኣይፈለኻ፡፡ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ነገር እንተ ሃሊዩ እዚ ዝህበካ ቃል ክመርሓካ ኢዩ (ማቴዎስ 10 ፡40፤ ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል፡ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚቕበሎ።41፤ ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ።42፤ ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲ፡ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።ስለዚ እዚ ቃል እዚ ዋላ እካ ጸሓፊኡ ሃዋርያ ወ፡ማቲዎስ እንተኾነ ፡ነዚ ቃል ዝተዛረቦ ግን እቲ ንስለይን ስሌኻን ክብል ካብ ሰማይ ሰማያት ወሪዱ ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነፍሳ ነፍሲ ወሲዱ ኣብዚ ዓለም ተወሊዱ ፡ ብዕለተ ዓርቢ ኣብ ቀራንዮ(ጎልጎታ) ኣብ መስቀል ተሰቂሉ በጃና ዝሓለፈ ኢዩ ዝተዛረቦ ።(ዕብ፡6፥10) ከመይ እግዚኣብሄር ነቲ ምእንቲ ፍቅሩ ኢልኩም ነቶም ቅዱሳን ዘገልገልኩሞምን እተገልግልዎምን ዘለኹምን ዚርስዕ ገፋዒ ኣምላክ ኣይኮነን ፡ እዚ ቃል እዚ ኸ እንታይ ክትብሎ ኢኻ ። ስማዕ ፍቁር ሓው ንሕና እነገልግሎም፡ንዓና ክጥዕመና ደኣ እንበር ንሶም'ሲ ቅዱሳን ኢዮም። ግን ብጸሎቶም መታን ክድግፉና ናብኦም ንልምን። (1ይ ነገስት 17 ፡10፣24)16፤ ከምቲ ቓል እግዚኣብሄር ብኤልያስ እተዛረቦ፡ እቲ ሓርጭ ካብ ዕትሮ፡ እቲ ዘይቲውን ካብ መቐርሰሚቶ ኣይጐደለን።17፤ ኰነ ድማ፡ ድሕሪ እዚ ነገር እዚ ወዲ እታ ሰበይቲ፡ እታ ብዓልቲ ቤት፡ ሐመመ። እቲ ሕማሙ ኸኣ ትንፋሱ ኽሳዕ ዚሰአን በርትዖ።19፤ ንሱ ግና፡ ወድኺ ሀብኒ፡ በላ። ካብ ሕቑፋ ወሲዱ ኸኣ ናብታ ዝነበረላ ደርቢ ኣደየቦ እሞ ኣብ ዓራቱ ኣደቀሶ።21፤ ኣብ ልዕሊ እቲ ቘልዓ ሰለስተ ሳዕ በጥ ኢሉ ድማ፡ ዎ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ፡ በጃኻ፡ ነፍሲ እዚ ቘልዓ እዚ ናብ ውሽጡ ምለሳ፡ ኢሉ ናብ እግዚኣብሄር ተማህለለ።22፤ እግዚኣብሄር ከኣ ደሃይ ኤልያስ ሰምዔ፡ ነፍሲ እቲ ቘልዓ ድማ ናብ ውሽጡ ተመለሰት እሞ ህያው ኰነ። እዚ ነገር እዚ ኸ ደኣ መን ብመን ተሰሪሑ ክትብል ኢኻ ክቡር ሓው ልቢ በል እሞ ኣሰውዕሎ።(እዮብ 42፡7፣10)7፤ እግዚኣብሄር ንእዮብ እዚ ምስ ተዛረቦ፡ ንኤሌፋዝ ቴማናዊ በሎ፡ ብዛዕባይ ከምቲ እዮብ ባርያይ ዝገበሮ ጌርኩም፡ ቅኑዕ ስለ ዘይተዛረብኩም፡ ኣባኻን ኣብ ክልቲኦም መሓዙትካን ኲራይ ተቓጺሉ እዩ።8፤ ሕጂ ኸኣ ሾብዓተ ዝራብዕን ሾብዓተ ድዑልን ሒዝኩም ናብ እዮብ ባርያይ ኪዱ እሞ ብናይ ርእስኹም መስዋእቲ ምሕራር ኣዕርጉ። እዮብ ባርያይ ኪጽልየልኩም እዩ፡ ንእኡ ክቕበሎ እየ። ከም እዮብ ባርያይ ጌርኩም ብዛዕባይ ቅንዕና ስለ ዘይተዛረብኩም፡ ምእንታኡ ኢለ ኸምቲ ንዕሽነትኩም ዚግባእ ኣይክገብርን እየ።9፤ ሽዑ ኤሊፋዝ ቴማናዊ፡ ቢልዳድ ሹዋዊ፡ ሶፋር ናዕማዊ ኸይዶም ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞም ገበሩ። እግዚኣብሄር ከኣ ንእዮብ ተቐበሎ።10፤ እዮብ ምእንቲ ፈተውቱ ምስ ጸለየ፡ እግዚኣብሄር ንምርኮ እዮብ መለሶ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ንእዮብ ኣብ ልዕሊ እቲ ቐደም ዝነበሮ ዕጽፊ ገይሩ ወሰኾ።ኣብዚ ውን ኣስበህል እሞ ኣቦና ኢዮም ብቅድስና ካብቶም፡ኣዕርኹቱ ናብ እግዚኣብሄር ስለዝ ቀረበ እግዚኣብሄር ኣምላክና ድማ ነቶም ኣዕሩኽ ጻድቅ ኢዮም ፡ንሱ ክጽልየሎም ምኻኑ ነገሮም። ስለዚ ኢና እንበኣር ናብ ቅዱሳን እንምሕጸንን እንጽልን ንከመልዱልና ድማ ብምሉእ ተስፋ ንጽበዮምን እቲ ዝደለናዮ'ውን እንረኽቦን ። ግን ነብስኻ ተመሊስካ ፈትሽ እሞ ሽዑ ምለሲ ክትህበካ ኢያ ።ማለት መን ኢየ ኣነ ብዛዕባ ቅዱሳን ዝዛረብ በል ኣስተንትን ኣስቆርቁር እሞ ክበርሃልካ ኢዩ።እንበኣር እዚ ድያቆን ሃውና ዝሰብኮ ዘሎ ስብከት ውን ነዞም ከምዚ ከማና ድኽም ዝበልና ኢዩ ።ፍቁር ሓው፡
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeana ezgabihier amlakna xegeu yebzehalkum nay agolgulot edmekum ybrkelkumn yqedselkumn
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህር ዲያቆን ኣስመላሽ ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና እግዚኣብሔር ኣብ ተዋህዶ የጽንዕኻ ከምኡውን ኣጎልጉለትካ ይቀበለልካ።
ቃል ሂወት የስመኣልና ናይ ዘመን እድሜኩም ይባረክ ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓና ኣምላክ ፀጉ የብዘሐልካ
አሜን አሜን አሜንቃል ሂወትሰ የሰመዓልና ንሐዉናነዓና ከአ ልቦናና የሰፍሐልና ጌታ የሕዋተይ
ኣሜን, ❤️🤲🙏ኣሜን, ❤️🤲🙏ኣሜን❤️🤲🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኡን ጥበቡን ኣብዚሑ ይዓድልካ ልዑልን ኩቡሩን ዝኮነ እግዛብሄር ኣምላክና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
ኣሰይ ደስ ዝቡል ቃል ሂወት የስማዕልና መምህርና ዲያቆን ኣስማላሽ ሓውና እግዝኣቤሄር ኣምላክ ዕድመ ቁድሳን ዝባረከ ዕድሚካ ይባርክ ።
Ame Amen Amen Kale hiwet yesmealna memhr Egzabhier xegau ybzehalkum
Amen qale hiwet yesmealna memhrna dyaqon Ashmelash
Amen amen amen qal hwet yesmalnaNhawunan memhrnan diyaqon egzabhier amlak xegu yebzhaka
Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen
ኣሜን(3)ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ ተባዕ ናይ ዘመናት ሃዋርያዊ ኣገልጋሊ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትምህርትካ ንብዙሓት ሰባት ናብ ሂወት ዝመለሰ እዩ
Kalehiwet yesmalna, Amen.
Amen amen amwn kale hiwet yesmealna memhrna diyacon Asmelash egziabhier aezizu xegueu yebzehalkaNay eme brhan amaladnetnBereketn Rediaitn nay kulom kudusann huryat egziabhier msaka ykun
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የሰመዓልና ዲያቆን።
ኩቡር ኃዋርያ ኢካ። ዕድመን ጥዕና ፍቅሪ መመሊሱ ይየብዛሓልካ ክትፍተወኒ።
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዐልና ፀግኡ ይብዘሐልኩም ድያቆን ኣስመላሽ አሜን አሜን አሜን እንማሃሮ ቃለ እግዚአብሔር አብ ልቦነና ንክሓድር ናይ እግዚአብሔር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና እሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🏻❤💒ቃለ ህይወት የስማዓልና
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓውና ዲያቆን - ኣሽመላሽ ገብሪሂወት፡ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ እግዚኣቢሀር ይባርከልካ፡ ነታ ብሓደራ ብክርስቶስ ኣቢላ ናብ ሃዋሪያትን ሰማእታትን ቅዱሳንን ኣቦታትናን ኣቢላ ዝተረከብናያ ቤትና ቤተክርስቲያና ከምዚኦም ዘበሉ ትጉሃት ኣገልግልቲ እግዚኣቢሄር ክሰደልና ናይ እግዚኣቢሄር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና፡ ፡ በረከት ረዴኤትንናይ እግዚእነ ማሪያም ኣይፈለየና ኣሜን ደቂ ተዋህዶ keep,up
ዲ፡ሃውና አግዝኣብሄር ጸጋ የብዝሃልኩም ኣበይ ድዮም ዘለዉ ሓውና ዲ፡ ኣሽመላስ
Kale hiwet yesmalna kubur hawna
አሜን አሜን አሜን ቃል ሃወት የስመአልና !!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ክል ሂወት የስምዓልና
ቃለህይውት የሰመዐልና መምህር ና ሙሉእ ዕድመን ጥዕናንንን ይሀብካ እግዚአብሔር አምላክ። አነሰ ክፍተዎ አብዚዘሎ መምህር ብሓቂ ሓንቲ ከይሓበአ እዩ ዝምህረና ንአና ደካማት ትትት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ከምዚ ከማይ ብትምህርቲ ዲኣቆን ኣሽመላሽ ዝምሰጥሲ ኣሎዶ እግዚኣቢሄር ሰማዕቲ ደይኮናስ ተግበርቲ ክንከውን እግዚኣቢሄር ይደግፈና
ቃለ ሂወት የስመዓልና
Kal hiwet yesmalna Memhr Dyakon Hawna🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷🙏🙏
ቃለ ሂወት የስመኣልና ሃውናን መምህርናን ዲያቆን ጸጉኡ የብዝሃልካ ፈታሪ
kal hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓውና ፡ንሕና ድኹማት ኣሕዋትካ ድማ ካብ ድቃስና ንክንትንስእ ልዑል እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና።
Kalhiwet yesmalna nay agelgulot zemenkum ybarek amen amen amen
Amen amen amen🌹🌹🌹🌹
Zemen ageliletka Amlak ykebelelka agelglot hawariyat ykunelka buruk hawey tebarekeley kindi shih million bzah ❤️
ከም ኣብ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ ዝሓደረ ቃል ኣምላኽ ኣባኹም ሓዲሩ ኣሎሞ. ንጉዕዞና ቀይርዎ እዩ።💖💒🔑።
Kale hiwetu yesmealna tebarek diakon asmelash
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
Kalhiwet yesmalna Diyakon hawey.
Amennn amennn kle hewte ysmalne zbnke ybreik
Amlak neakum kibil niana yzkirena and God bless you D. Asmelash you are so blessed 🙏🙏🙏♥️
Amen amen amen god bless
ቃለ ህይወት ያሰማልን
Amen (3) qalie hiwet yesmalna diakon Asmelash hawna .
Amen amen amen kale hiwet yesmalna nay zemen agelglotka ybarkelka Egziabhier amlak
Amen Amen Amen qal hewet yesmalna deykon Asmelash hawena
qale hiwet Yesmalna 🙏🙏🙏
ድያቆነይ ብሩኽ ኣንበሳ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርኽካ
@YONI 10 ኣባህላኻ?
@YONI 10 ተግባሩ"ንዳ"ዩ"ሞ ኣቢልዎ ብሩኸይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ድይቖን ሓውና ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና
Amen Amen Amen kale hiwate yesmalina Amlak xigeu yebezih
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Diakon Ashimelash hawnan memhrnan Egziabhier Amlak xegau yebzehalkum. Bhaki desss zebl tmhrty. fetary ab lbna yehdrelna.
Kale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna nay agelglot zemenkum ybarkelkum
ቃለ ሂወት የስምዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen kalehiawit yesmalna amlak edemen tinan yahabka nay agelegelet edmeka yibarikaleka
Amen amen amen kali hiwet yesmaelna kibur abona
ቃለ ህይወት የስማአልና
Ykreta btaemi tsbuk tmrti neru gn mkursts bezihwo brukey tebareku
Kal hiwet yesmalna
Amen kale hiwet yesmealna Dikon hwenan memhrnan ny agolgulot zbenka Fetari ybarkelka.
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna diyakon hawey
Kal hiwet yesmalna Egziabiher Amlak edmen tenan yahabka nay agolgulet edmeka ybark
Amen (3) kal hiwet ysmalna Abotatna edmen tenan yhabkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና
ቃል ሂወት ይስመዐልና ሓወና ድያቆን
Amen Amen Amen Thanks
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kab ezgiabiher rkebo asbka diyacon hawuna
Amen kal hiwet yesmealna
qale hiwet yesmalna memehr ,D: ASHMELASH mewalka ybzah zhawey.
Amen amen qale hiwet yesmalna hawuna
Amen Amen kalehiwet yesmealna
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Egziabiher amlak Nay zeben Agolguletkum ybarkelkum yekedeselkum
Amen Amen AAmen
Kbur Diakon hawna kalehiwet yesmalna sbketka mechem abet nebsi ye erf
Asey dyakon hawna semen agelglotka ysesn
Amen amen amen
Amen (3)❤❤❤❤
🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️❤️👑🥰
❤❤❤❤❤❤✝️🥰🥰🥰
ሰላም ክቡር ሓው ዲያቆን ኣስመላሽ ,ዝገበርካዮን ትገብሮ ዘሎኻን ብሕጂ ንትገብሮን ኣስተምህሮ እግዝኣብሄር ይሓግዝካ .ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ ,ጉዳይ ፓትርያሪክ ቅዱስ እንጦኒ ዮስ ሐቀኛ መግልጺ እንተትህበና ጽቡቕ ኮይኑ ይስምዓኒ
Abiet dn asmelash teberaber, baboka astemhr
መልሲ ን Aman Aman ፍቅሪ ናይ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ኣብ ልበይ ኣትዩ የቃጽለኒ ኣሎ። እተን 1997 ንኦሮታ ዘምርሓ የእጋረይ. ሎሚ ግን ኣብዛ ጽንዕቲ ተዋህዶ እምነት። ቅዱሳን ክጽልዩልካ ሓደራ ክብሎም እየ። ብሓባር ኣብዛ ተዋህዶ እምነትና 💒።
ኣታ ደቂስካ ዘለኻ ዲያቆን ኣስመላሽ ካብ ድቃስካ ተባራበር እሞ ኣጋንንቲ ደብተራታት ዝደረስዎም ጽውጽዋያት ምስባኽ ገዲፍካ ወንጌል ስበኽ ንስሽልን ንምስልን ምስጋድ ገዲፍካ ንፈጣሪ ብመንፈስ ስገድ። እግዚኣብሄር መንፈስ ኢዪ ብስእሊ ብምስሊ ኣይምለኽን
Aman Aman ewuy marey mhret yewrdelka kabti rukus menfes hzka zelo Egzabher mewatsati yfterelka eber ezi da Hiwet zhb tmhrti eyu menafkan gin aemrekum tatskum ekum
Aman Aman ktfelt ortodox Hakin bdem Krustos ztemesrete nayzelalem emnet eya entay eka ke abotatka txaref kbret nay SEB yhalkum atom menafkan aganont eska nbalka emnetka shetkayos SEB trbsh nebska shetka malet eyu
1ይ ህዝ 41፣ 17-20 አንብቦ ኢኻ ብሩኽ ሓወይ ኪሩቤል ውን ረቀቕቲ መናፍስት ዶ አይኮኑን
Kab nay pasterat xiwxway wxae bruk hawey
@@Mebr196 መጽሓፍ ግን ንኩሩቤል ስገዱ ኣይበለን ኣይተጻሕፈን ኣይተነበበን ። ኣየተሰገደን ካኣ ንኩሩቤል ዝሰገደ ኣይነበረን ። ስለምንታይ ግን ንስኻ ነቲ በዓል ስልጣን ፈጣሪ ኣምላኽ ዘይትሰብኽ ስለምንታይ ሰባት ኣብ ብዙሓት ኣማልኽቲ ፍጡራት ክኣምኑን ክውከሉን ትሰብኽ ኣለኻ ። ስለምንታይ በረከቶም ረዲኤቶም ኣማላድነቶም ኣይፈለየና ብእትብል ሰይጣናዊት ቃል ጌርካ ልቦምን ቀልቦምን ናብ ፍጡራት ኣማልኽቲ ከምዝኸውን ትገብሮም ኣለኻ ። ፈጣሪ ኣምላኽ ከ በረከቱን ረዲኤቱን ከሊኡኩም ዲዩ ወይስ ኣትሰምዕን ኢሉኩም ዲዩ።
Abona admen tanan yhbkom
ኢሳይያስ 49 (Isaiah)14፤ ጽዮን ግና፡ እግዚኣብሄር ራሕ ኣቢሉ ሐዲጉኒ፡ ጐይታ ረሲዑኒ፡ በለት።
መልሲ ኣብ ኮመንት ኣሎ።
ቃለ ህወት የስማልና፡ ድያቆን ሓውና። አንተኮነ ድያቆን ሓውና ፡ ስለ ህልው ኩነታት ቤተ ክርስትያን ፡ ስለ ጥፋአት ደቂ ቤተ ክርስትያን ፡ ስለ ምእሳር ኣቦታት፡ ስለ ስደት ቤተ ክርስትያን ፡ ስለ ሓቂ ፡ ስለ ምፍልላይ ዘይትዛረብ ፡ ሎሚ orthodox eritrea ሳኣን ሕጊ ወንገል ኣይተፋእናን ፡ አንታይ ዳኣ። መማህራና ትምህርዎን ትከድዎን በብይኑ ኮይኑ፡ ሓቂ ጠፊኡና ፋሕ አንዳበልና ኮሎና (1) መምሀር ወይ 1 ኣቦ ወይ ድያቆን ፡ ሲኢና ንጠፍእ ኣሎና እሞ ፡ ሃየ ዳኣ እቲ ዝጎደልና ብሓደ ንኩን ። ንድፈረትይ ይቅረታ፡
Ata ataliluni hakeia keshi mesiluni amet mlue share eloio
Eihi da tay sle zgebere kemu tbl. Sle zgesexena diyu?
Deacon Asmelash hawna kalehiwet yesmalna Amlak nay agelglot zebenka ybark.
ዝኣረገ መሳርሒ ጨኮኖ ስርዓት መሳፍንቲ ዩ
ክቡር ዲያቆን ነዛ ሕቶ እዚኣ መልሱለይ እግዚኣብሄር ይባርኽኩምሰብ ምስ ሞተ ብተስካር ተድሕንዎ ዲኹም ዝኣሰርኩሞ እሱር ዝፈታሕኩሞ ፍትሕ ይኹን እንታይ ማለት ዲዩ ? ? ብሂወት እንከሎ ወንጌል ንዝጠሓሰ ሰብ ምምዓድ ተማዒዱ ንዘይሰምዕ ካኣ ምእሳር/ምውጋዝ ካብ ጌጋኡ እንተተመለሰ ድማ ካብ ውግዘቱ / ማእሰርቱ ምፍታሕ ኢዩ። ንዝሞተ ምእሳር ምፍታሕ ግን ኣይካኣልን። ካህን ኣብ ምዉት ስልጣን የብሉን። ንምኻኑ ኸ ፥----------* ኣየናይ ቀሺ ኢዩ ወንጌል ንዝጠሓሰ ሰብ ወንጌል ጥሒስካ ኢሉ ዝኣስረን ዝወገዘን * ኣየናይ ቀሺ ኢዩ ኣብ ርእሲ ሰበይትካ ዘሚኻ ውሽማ ጌርካ ብወሰን ወሊድካ ኢሉ ዝኣስርን ዝውግዝን ፡ * ኣየናይ ቀሺ ኢዩ ሰኺርካ ኢሉ ንሳኽራም ዝኣስርን ዝውግዝን፡ * ኣየናይ ቀሺ ኢዩ ኸ ኪዳን ኣፍሪስካ ኢኻሞ በኪ ነበር ሰበይቲ ፈትሕካ ካልእ ሰበይቲ ከተእቱ ኣይግባኣካን ኢዩ ኢሉ ዝኣስርን ዝውግዝን። መዓስ ዝኣሰርዎ ሰብ ዳኣ ኢዮም ምስ ሞተ መፍትሒ እናበሉ ገንዘብን እኽለማይን ካብ ሓዘንተኛታት ስድራ ቤት ምዉት ዝወስዱ ? ? ? ብመሰረቱ ኣጃማምራ ተስካር ንምብላዕን ንምስታይን ኢዩ ነይሩ። ቀደም ብሜስን ዝሕላን ኢዩ ይግበር ነይሩ፡ ካህናት እቲ ፍርቒ ብዕራይ ስጋ ወሲዶም ነናብ ገዝኦም ይማቐልዎ ፡ ነይሮም። እቲ ፍርቂ ጎኒ ብዕራይ ድማ ኣብቲ እንዳ ተስካር ከይዶም ይበልዕዎ ነይሮም ፡፡ ደሓር ካኣ ብገንዘብን ብድራር ካህናት እኽለማይን ቀይሮሞ። ኣረቂን ኮኛክን ዊስኪን ንዘምጸኤ ኣቡነዘበሰማያት ይደግሙሉ ። ዘይተተስከረ ሰብ ኣፉ ተከፊቱ ሃህህ ኢሉ ኢዩ ዝጽበ ። ኣፍ ምዉት ብተስካር ኢዩ ዝዕጾ ዝብል ምህሮ ኣብ ልቢ ሰብ ኣስሪጾም ነቲ ህዝቢ ኣእሙሮኡ ስለ እተቋጻጺሮዎ ሰብ ካብ ዘየለ ኣምጺኡ መፍትሒ ገንዘብ ክኸፍል ውራይ ክገብርን ይግደድ ኣሎ ቃል ኣምላኽ ኣብ እብራውያን 9 ፥ 27፤ ንሰብ ሓንሳእ ሙማት ብድሕሩኡውን ፍርዲ እተሰርዖ፡ ይብል ኣቦታት ክምስሉ ካኣ ድሕሪ ሓመድ ድበ ብተስካር ጽድቂ ኣይትጸበ ይብሉ ፡ * ሊቃውንቲ ካኣ ንተስካር ዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ ኢሎሞ ኣለዉ * ተዋህዶ ካኣ ካብ ቀብሪ ክሳብ ዓመታት ሸውዓተ ጊዜ ፍትሓት ይእዝዙ ናይ ፍትሓት ገንዘብን እኽለማይን ይቅበሎ። ገንዘብን እኽለማይን ዘይከፈለ ኣይፈትሕዎን ኢዮም ክፍሊት ዋጋ መፍትሒ ካብ ቀብሪ ክሳብ ዓመትን ዓመታትን ወሲኖም ንህዝቢ ኣፍሊጦም ኢዮም።ቃል ኣምላኽ ንዓያያይ ደመወዝ ይግበኦ ኢዩ ይብል ቆይሞም ከገልግሉ ዝሓደሩ ካህናት ካኣ ክምገቡ ይግባእ ። ግን ኣብ ክንዲ ብፍትሓትን ብተስካርን ብንግደትን ብዝኽርን ክትጸድቁ ኢኹም እናበልካ ምምጋብ ብቕንዕና ክምገቡ መሰሎም ብምዃኑ ህዝቢ ፈሊጡ ክገብሮ ዶ ኣይምሓሸን ንዝሞተ ሰብ ቀሺ ይኹን ጳጳስ ክኣስሮን ክፈትሖን ስለዘይኽእል ሰብ ብሂወቱ እንከሎ ብንስሃ ናብ ክርስቶስ ብምቐራብ ጥራይ ኢዩ ክፍትሕ ዝኽእል ፡
ስቅ በል
ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ንስኻኸ ነዘን ሰበይቲ እንታይ ኢልካ ትምልሰለንሽድሽተ ጊዜ ኣፍቲሔስ ኣይተፈትሔን እንደገና ኢሎሙኒ። ብሓደ ከለዉ መሳትይቲ ስዎኦም ኢዩ ነይሩ ። ተጋጊኻ በዲልካ ኣሲረካ ኢሎሞ ኣይፈልጡን ። ምስ ሞተ ክንፈትሖ መፍትሒ ሃቢ ካህናት ኣድርሪ እናበሉ ኣብ ርእሲ ሓዘነይ ላሕ ኣቢሎሙኒ ፡ ከይሃብካ ካኣ ዘይፈትሑ 1. ኣብ ቀብሪ ብኮቦሮን ጸናጽልን ዲቕ እናበሉ ፈቲሖም ኢዮም ቀቢሮሞ። ምዕሮ ካኣ ሂበ2. ኣብ ዓሰርተ ክልተ መዓልቱ ከኣ ፍትሕ ሓዲርና ኢሎሙና ኣድሪረ፥፥3. ኣርባዓ መዓልቱ ምስ ኣኸለ ከኣ መፍትሒን ድራር ካህናትን ቀርቢ ክንፈትሖ ኢና ኢሎሙኒ ክፈትሑ ሕዲርም፥ ካህናት ኣድሪረ ዝኽፈል ካኣ ከፊለ 4. ኣብ ሽዱሽተ ወርሑ ድማ ፈቲሕናዮ ኢሊሙኒ ኣድሪረ 5. መሊሶም ከኣ ኣፍ ሰብኣይኪ ዘይትዓጽዊ ኣፍ ምዉት ብተዝካር ኢዩ ዝዕጾ ። ዘይተተስከረ ከኣ ኣፉ ተከፊቱ ሃህ ኢሉ ኣብ ሲኦል ኢዩ ዝነብር ። ኸይትርስዒ ከኣ ተስካር ብዘይበጊዕ ኣይትከውንን ኢያ። በጊዕ መስዋእቲ ኢያ። ጣይታ ዝግንን ስዋን ዘይተርፍ ኢዩ ። ሜስን ዝሕላን ኣረቂን ንዘምጽኡልናውን ኣቡነዘመሰማያት ንህቦም ኢና ፡ ኢሎሙኒ ከዱ። ኣነ ካኣ ዝነበሩኒ ጽምዲ ብዕራይ እቲ ሓደ ንሕሩድ እቲ ሓደ ንእኽለማይ ገይረ ኣተስኪረ ። 6. ኣብ ቦኽሪ ዓመቱ ጸሚቘ ሓሪደ ኣፍቲሐመሊሶም ድማ ኣብ ዓመቱ ከኣ ክንፈትሖ ሲ ተድርሪ ዲኺ በሉኒ ። ብጀካ ሕራይ ኣፈይ ከፊተሎም ኣይፈልጥን ኢየ ሽዑኡ ግን ኣንቱም ኣቦይ ቀሺ ሕጂውን ብእሱሩ ኢዩ ዘሎ ፧፧፧ ሸውዓተ ጊዜ ኣፍቲሔስ ኣይተፈትሔን ? ? ? በልኩዎም ሞ ወረ ጋና ኣብ ዓዓመት ከተፍተሕዮ ኢኪ ደፋር ክንደናኣኸ ትደፍር ኢሎሙኒ ከይዶም ይብላ ኣደይ ዳሃብ
መናፍቅ ኣብ ተብልዎ የብልኩም ኩሉኹም መሰረትኩም ኦርቶዶክስ ኢኹም ግና ትቅየሩ ዘለኹም ንስኹም ኢኩም እዝስ ንቕሓት ዲዩ ክብሃል ክክክክ እግዝኣብሄር ካብ ኣብ ኣዳራሽ ኮይንካ ምዕባድ ናብታ ናይ ሰላም ወደብ ጥንታዊት ቤትኩም ተመለሱ
ናይ ዘመንና ነብያት ሓሶት ክመጹ ኢዮም እንተተኻእሎም ሲ ንቡዝሓት ከስሕቱ ኢዮም እሞ ተጠንቀቑ።ወረ እንታይ ክትገብር ኣብቲ ናይ orthodox ኣቲኻ ።ኣብ ኣዳራሽካ ኮይንካ ዝለል ምስ ፓስተርካ።
@@Meseret-G ሕቶ ንደቂ ተዋህዶ ኣየናይ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ኢዩ ንዝሞቱ ቅዱሳን ስእልን ምስልን ታቦትን ቀሪጹ ሰገደ ? ? ? ናይ ዳዊት ናይ ኣብርሃም ናይ ኢዮብ ናይ ሚኪኤል ናይ ገብርኤል ናይ ማርያም ናይ ኢሳያስ ናይ ኤርሚያስ እነበለ ታቦታት ሰሪሑ ዝሰገደን ኣብ ርእሱ ዝተሰከመን ነብዪ ወይ ሃዋርያ ወይ ጻድቕ ሪኢኹምን ኣንቢብኩምንዶ ትፈልጡ ? ( ኣበደን)?)ናይ ቅዱሳት ቤተመቅደስ ሰሪሑ በዓላት ናይ ሙሴ ናይ ዳዊት ናይ ኤልያስ ናይ ኢሳያስ ናይ ማርያም ናይ ገብርኤል ናይ ሚካኤል እናበለ ንቤተመቅደስ ዝሰገደን በዓላቶም ዘኽበረን ዝኽሮም ዝዘከረ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ሪኢኹም ወይ ኣንቢብኩም ዶ ትፈልጡ? ? ? (ኣበደን) ንስኻትኩም ኸ ኣየናይ መልኣኽ ኣየናይ ጻድቕ ርኢኹም ኢኹም ዳኣ ኢኹም እትሰግዱ ዘለኹም ? ? ?ቅድስቲ ማርያም ገድሊ መከራ ከተሕልፍ እንከላ ብኣካል ኔርኩም እንተትኮኑ ሞ መሕደሪ ስኢና ክትጭነቕ እንከላ ኣብ መብልዕ ማል ክትሓርስ እንከላ ፡ ናብ ግብጺ ስደት ከርተት ክትብል እንከላ ተቀቢልኩም እንተተኽብርዋ ጣሳ ማይ እንተተስትይዋ ቅዱሳን ወንጌል ክሰብኩ ከርተት ክብሉ ከለዉ ተቐቢልኩም እንተተኽብርዎም ጣሳ ማይ እንተተስትይዎም ዓስቢኹም ኣይምሰኣንኩምን ።ጣሳ ማይ ሲ ነቶም ኣብ ስብከት ወንጌል ከርተት ዝብሉ ቅዱሳን ኢዩ እምበር ነቶም ኣገልግሎቶም ፈጺሞም ዝሓለፉ ቅዱሳን ስዋ ምጽማቑ ኣይኮነን ። እዚ ኣብ ተዋህዶ ዝግበር ዘሎ ኣብ ፍጡራት ምውካልን ምእማንን ተስፋ ምግባርን ብስእልን ብምስልን ብታቦትን ጌርካ ምስጋድን ካኣ ንፈጣሪ ዘሕዝን ትእዛዝ ኣምላኽ ዝጠሓሰ እምነት ኢዩ ። ብዘይካ ኣብ ኢትዮጲያን ኤርትራን ኣብ ካልእ ዓለም ዘየለ ዋላ ኣብ እተን ኦርቶዶክስ ዝባሃላ ሃገራት ዘይግበር ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ፍንፉን እምነት ኢዩ። ደብተራታት ተዋህዶ ምሂዞሞ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተለመደ ተለሚዱ ተለሚዱ ተለሙዱ ከምዚ ወልፊ ኮይኑ ናይ ኣቦታትና ሃይማኖት ተባሂሉ ርስቲ ኮይኑ ተሪፉ ፡ ሓጥያት እንተተዳጋገመስ ጽድቂ ይመስል ዝበሃል ምስላ እኮ ነዚ ኢዩ ተመሲሉ ።እጾም ናይ ጸጋ ስግደት እናበሉ ንህዝቢ ናብ ስእልን ምስልን ሓወልትን ዘስግድዎ ዘለዉን ህዝቢ ኣብ ፍጡራት ኣማልኽቲ ከምዝውከልን ከም ዝኣምንን ጸሎቱን ተስፉኡን ትጽቢቱን መብጹዑን ኣብ ፍጡራት ከም ዝገብር ዝሰብኩ ካህናትን ሊቃውንትን ግን ኣብ መዓልቲ ፍርዲ መልሓሶም ክትቁረጽ ኢያ ።
@@AmanAman-uy3uh ezi hatitkayo zeleka hto kmlselka Aziyu sefih sle zkone dewilka rkebeni
@@AmanAman-uy3uh 0046729450558 bezi dewul eika
ሳጥናኣል ሱሉጡን ነሩ ግና በቲ መንገዲ ኢግዛኣብሂር ሲለ ዘይተማኣዘዘ ሰይጣን ኮነ ንሲካ ካኣ በቶም ሓደ ኣበሳ ዘይብሎም ኣኢላፋት ኢረትራዊያን የሕዊትካ ኣብ ጎኖም ኩን ኢሞ ሹዑ ሲብክ
ቀሽን ድያቆንን ስለ ዉጹዕ ህዝቡ ዶ ኣይኮነን ዝጽሊ እንታይ ዓዚምዎም ስለ ኡሱራት ብጩቅ ዘይብሉ።
S T ewe haqka Abona bzey hgi teasirom kelowu, hanti mealti kzarebu zeydelyu diakonat kahnat ymerhuna alewu
ኣማላድነት ክርስቶስካብ ቃሉ ወጽኢኣይትስበኽ ዮሃንስ 14 (John)1፤ ልብኹም ኣይሸበር። ብኣምላኽ እመኑ ብኣይውን እመኑ።እብራውያን 7 (Hebrews)18፤ እቲ ዝሐለፈ ትእዛዝ ድኹምን ዘይጠቅምን ስለ ዝዀነ እዩ እተሳዕረ፡19፤ ሕጊ ንሓደ እኳ ኣብ ፍጻሜ ኣየብጽሖን፡ ግናኸ ናብ ኣምላኽ እንቐርበላ፡ እትሐይሽ ተስፋ ኣተወት። 22፤ ከምኡ ድማ ኢየሱስ መድሕን ዝሔሸ ኺዳን ኰነ።I 23፤ እቲኣቶምሲ ኸይነብሩ ብሞት ስለ እተኸልከሉ፡ ብዙሓት ካህናት ነበሩ። 24፤ እዚ ግና ንዘለኣለም ዚነብር ስለ ዝዀነስ፡ ዘይሐልፍ ክህነት አለዎ።25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።ዮሃንስ 14 (John)6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።1ይ ዮሃንስ 2 (1 John)1፤ ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ።1 ጢሞቴዎስ 2 (1 Timothy)5፤ ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ።ሮሜ 8 (Romans)34፤ እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።ገላትያ 1 (Galatians)8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ።ዘዳግም 4 (Deuteronomy)2፤ ነዚ ኣነ ዝእዝዘኩም ዘሎኹ ትእዛዛት እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ምእንቲ ኽትሕልዉ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣነ ዝእዝዘኩም ነገር ኣይትወስኹ፡ ካብኡ ኸኣ ኣይትነክዩ።ምሳሌ 30 (Proverbs)6፤ ከይዘልፈካ፡ ሓሳዊ ዄንካ ኸኣ ከይትርከብሲ፡ ናብ ቃሉ ሓንቲ እኳ ኣይትወስኽ።ራእይ 22 (Revelation)18፤ ኣነ ቓላት ትንቢት እዚ መጽሓፍ እዚ ንዚሰምዑ ዅሎም እምስክረሎም አሎኹ፡ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሰኸ፡ ኣምላኽ ከኣ ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፉ ዘሎ መዓት ኪውስኸሉ እዩ።19፤ ሓደ ሰብ ከኣ ካብ ቃላት እዚ ትንቢት እዚ እንተ ኣጕደለ፡ ኣምላኽ ካብተን ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፈን ዘለዋ ኦም ህይወትን እታ ቕድስቲ ኽተማን ግዲኡ ኼጕድለሉ እዩ። ኣሜን
መናፍቅ ኮሊልኩም ኮሊልኩም ናብ ኣጥብያ ዘዕበይትኩም ቅድስት ቤትክርስትያን ክትምለሱ ኢኹም ከይትሓፍሩ ብዙሕ ሃተፍተፍ ኣይትበሉ ምሳሌ ናይቲ ጥፋእ ወዲ ካብ ገዝኡ ኮብሊሉ ግን ቤት ኣብኡ ናፊቁ ተመሊሲ ኢዩ ከም ናቱ ይፍጠረልኩም
@@Meseret-G ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Aman Aman menafkani entay eka halewulew tbli kid gezaka taxka aewuy
Kale hiwet yesmaelna Dyakon hawna ab Lbna yehdro
ጀነራል ኣሽመላሽ ገዲፍኩምስ ዲያቆን ትብሉ ጌጋ ።
Medhanie Yosief ሰናይ ነገር ሕሰብ
@@Mebr196 ኣሜን ኢለ ዘይከድኩ ዲኻ ደሊኻ ሓቢቢ ።
Xbuq entezarebka entay ygodleka kbur haw
ቃል ሂወት የስማዓልና መምህረይ እቶም ኣብዚ ኮይንኩ ብዙሕ ትዛረቡ ዘለኩም እቲ ናይ ዓለም ኣታሓሳስባ ዘረባ ኣቆርጽዎ ብቃል ኣምላኽ ምውዛይ የለን ።መምህርና ቃል ሂወት የስማዓልና
አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዐልናን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Amen Amen Amen 🙏kal hiwet yesmalna 🙏
ኣሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና
Aman kale hiwet yesmeana
ኣንታ ናይ እግዝኣብሄር ሰብ። መፍቀሪ ድንግል ወላዲት ኣምላኽ። ውሉድ ናይታ ሓንቲ. ቅንዕቲ. ጽንዕቲ. ተዋህዶ እምነት። ቃለ ሂወት የስመዓልና።
ሕቶ ንደቂ ተዋህዶ
ኣየናይ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ኢዩ ንዝሞቱ ቅዱሳን ስእልን ምስልን ታቦትን ቀሪጹ ሰገደ ? ? ?
ናይ ዳዊት ናይ ኣብርሃም ናይ ኢዮብ ናይ ሚኪኤል ናይ ገብርኤል ናይ ማርያም ናይ ኢሳያስ ናይ ኤርሚያስ እነበለ ታቦታት ሰሪሑ ዝሰገደን ኣብ ርእሱ ዝተሰከመን ነብዪ ወይ ሃዋርያ ወይ ጻድቕ ሪኢኹምን ኣንቢብኩምንዶ ትፈልጡ ? ( ኣበደን)?)
ናይ ቅዱሳት ቤተመቅደስ ሰሪሑ በዓላት ናይ ሙሴ ናይ ዳዊት ናይ ኤልያስ ናይ ኢሳያስ ናይ ማርያም ናይ ገብርኤል ናይ ሚካኤል እናበለ ንቤተመቅደስ ዝሰገደን በዓላቶም ዘኽበረን ዝኽሮም ዝዘከረ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ሪኢኹም ወይ ኣንቢብኩም ዶ ትፈልጡ? ? ? (ኣበደን)
ንስኻትኩም ኸ ኣየናይ መልኣኽ ኣየናይ ጻድቕ ርኢኹም ኢኹም ዳኣ ኢኹም እትሰግዱ ዘለኹም ? ? ?
ቅድስቲ ማርያም ገድሊ መከራ ከተሕልፍ እንከላ ብኣካል ኔርኩም እንተትኮኑ ሞ መሕደሪ ስኢና ክትጭነቕ እንከላ ኣብ መብልዕ ማል ክትሓርስ እንከላ ፡ ናብ ግብጺ ስደት ከርተት ክትብል እንከላ ተቀቢልኩም እንተተኽብርዋ ጣሳ ማይ እንተተስትይዋ ቅዱሳን ወንጌል ክሰብኩ ከርተት ክብሉ ከለዉ ተቐቢልኩም እንተተኽብርዎም ጣሳ ማይ እንተተስትይዎም ዓስቢኹም ኣይምሰኣንኩምን ።
ጣሳ ማይ ሲ ነቶም ኣብ ስብከት ወንጌል ከርተት ዝብሉ ቅዱሳን ኢዩ እምበር ነቶም ኣገልግሎቶም ፈጺሞም ዝሓለፉ ቅዱሳን ስዋ ምጽማቑ ኣይኮነን ። እዚ ኣብ ተዋህዶ ዝግበር ዘሎ ኣብ ፍጡራት ምውካልን ምእማንን ተስፋ ምግባርን ብስእልን ብምስልን ብታቦትን ጌርካ ምስጋድን ካኣ ንፈጣሪ ዘሕዝን ትእዛዝ ኣምላኽ ዝጠሓሰ እምነት ኢዩ ። ብዘይካ ኣብ ኢትዮጲያን ኤርትራን ኣብ ካልእ ዓለም ዘየለ ዋላ ኣብ እተን ኦርቶዶክስ ዝባሃላ ሃገራት ዘይግበር ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ፍንፉን እምነት ኢዩ።
ደብተራታት ተዋህዶ ምሂዞሞ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተለመደ ተለሚዱ ተለሚዱ ተለሙዱ ከምዚ ወልፊ ኮይኑ ናይ ኣቦታትና ሃይማኖት ተባሂሉ ርስቲ ኮይኑ ተሪፉ ፡ ሓጥያት እንተተዳጋገመስ ጽድቂ ይመስል ዝበሃል ምስላ እኮ ነዚ ኢዩ ተመሲሉ ።
እጾም ናይ ጸጋ ስግደት እናበሉ ንህዝቢ ናብ ስእልን ምስልን ሓወልትን ዘስግድዎ ዘለዉን ህዝቢ ኣብ ፍጡራት ኣማልኽቲ ከምዝውከልን ከም ዝኣምንን ጸሎቱን ተስፉኡን ትጽቢቱን መብጹዑን ኣብ ፍጡራት ከም ዝገብር ዝሰብኩ ካህናትን ሊቃውንትን ግን ኣብ መዓልቲ ፍርዲ መልሓሶም ክትቁረጽ ኢያ ።
@@AmanAman-uy3uh
ሰላም ንዓኻ ይኹን ክቡር ሓው ብቀዳምነት ክቡር ሰላምታይ ናይ ልዑል እግዚኣብሄር ጎይታ ሰራዊት ኢየሱስ ክርስቶስን ጸሎት እመ ኣምላክ ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ኣይፈለኻ፡
፡ቀጺለ ክብለካ ዝደሊ ነገር እንተ ሃሊዩ እዚ ዝህበካ ቃል ክመርሓካ ኢዩ (ማቴዎስ 10 ፡
40፤ ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል፡ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚቕበሎ።
41፤ ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ።
42፤ ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲ፡ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።
ስለዚ እዚ ቃል እዚ ዋላ እካ ጸሓፊኡ ሃዋርያ ወ፡ማቲዎስ እንተኾነ ፡ነዚ ቃል ዝተዛረቦ ግን እቲ ንስለይን ስሌኻን ክብል ካብ ሰማይ ሰማያት ወሪዱ ካብ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ካብ ስጋኣ ስጋ ካብ ነፍሳ ነፍሲ ወሲዱ ኣብዚ ዓለም ተወሊዱ ፡ ብዕለተ ዓርቢ ኣብ ቀራንዮ(ጎልጎታ) ኣብ መስቀል ተሰቂሉ በጃና ዝሓለፈ ኢዩ ዝተዛረቦ ።
(ዕብ፡6፥10) ከመይ እግዚኣብሄር ነቲ ምእንቲ ፍቅሩ ኢልኩም ነቶም ቅዱሳን ዘገልገልኩሞምን እተገልግልዎምን ዘለኹምን ዚርስዕ ገፋዒ ኣምላክ ኣይኮነን ፡ እዚ ቃል እዚ ኸ እንታይ ክትብሎ ኢኻ ።
ስማዕ ፍቁር ሓው ንሕና እነገልግሎም፡ንዓና ክጥዕመና ደኣ እንበር ንሶም'ሲ ቅዱሳን ኢዮም። ግን ብጸሎቶም መታን ክድግፉና ናብኦም ንልምን።
(1ይ ነገስት 17 ፡10፣24)
16፤ ከምቲ ቓል እግዚኣብሄር ብኤልያስ እተዛረቦ፡ እቲ ሓርጭ ካብ ዕትሮ፡ እቲ ዘይቲውን ካብ መቐርሰሚቶ ኣይጐደለን።
17፤ ኰነ ድማ፡ ድሕሪ እዚ ነገር እዚ ወዲ እታ ሰበይቲ፡ እታ ብዓልቲ ቤት፡ ሐመመ። እቲ ሕማሙ ኸኣ ትንፋሱ ኽሳዕ ዚሰአን በርትዖ።
19፤ ንሱ ግና፡ ወድኺ ሀብኒ፡ በላ። ካብ ሕቑፋ ወሲዱ ኸኣ ናብታ ዝነበረላ ደርቢ ኣደየቦ እሞ ኣብ ዓራቱ ኣደቀሶ።
21፤ ኣብ ልዕሊ እቲ ቘልዓ ሰለስተ ሳዕ በጥ ኢሉ ድማ፡ ዎ እግዚኣብሄር ኣምላኸይ፡ በጃኻ፡ ነፍሲ እዚ ቘልዓ እዚ ናብ ውሽጡ ምለሳ፡ ኢሉ ናብ እግዚኣብሄር ተማህለለ።
22፤ እግዚኣብሄር ከኣ ደሃይ ኤልያስ ሰምዔ፡ ነፍሲ እቲ ቘልዓ ድማ ናብ ውሽጡ ተመለሰት እሞ ህያው ኰነ።
እዚ ነገር እዚ ኸ ደኣ መን ብመን ተሰሪሑ ክትብል ኢኻ ክቡር ሓው ልቢ በል እሞ ኣሰውዕሎ።
(እዮብ 42፡7፣10)
7፤ እግዚኣብሄር ንእዮብ እዚ ምስ ተዛረቦ፡ ንኤሌፋዝ ቴማናዊ በሎ፡ ብዛዕባይ ከምቲ እዮብ ባርያይ ዝገበሮ ጌርኩም፡ ቅኑዕ ስለ ዘይተዛረብኩም፡ ኣባኻን ኣብ ክልቲኦም መሓዙትካን ኲራይ ተቓጺሉ እዩ።
8፤ ሕጂ ኸኣ ሾብዓተ ዝራብዕን ሾብዓተ ድዑልን ሒዝኩም ናብ እዮብ ባርያይ ኪዱ እሞ ብናይ ርእስኹም መስዋእቲ ምሕራር ኣዕርጉ። እዮብ ባርያይ ኪጽልየልኩም እዩ፡ ንእኡ ክቕበሎ እየ። ከም እዮብ ባርያይ ጌርኩም ብዛዕባይ ቅንዕና ስለ ዘይተዛረብኩም፡ ምእንታኡ ኢለ ኸምቲ ንዕሽነትኩም ዚግባእ ኣይክገብርን እየ።
9፤ ሽዑ ኤሊፋዝ ቴማናዊ፡ ቢልዳድ ሹዋዊ፡ ሶፋር ናዕማዊ ኸይዶም ከምቲ እግዚኣብሄር ዝኣዘዞም ገበሩ። እግዚኣብሄር ከኣ ንእዮብ ተቐበሎ።
10፤ እዮብ ምእንቲ ፈተውቱ ምስ ጸለየ፡ እግዚኣብሄር ንምርኮ እዮብ መለሶ፡ እግዚኣብሄር ከኣ ንእዮብ ኣብ ልዕሊ እቲ ቐደም ዝነበሮ ዕጽፊ ገይሩ ወሰኾ።
ኣብዚ ውን ኣስበህል እሞ ኣቦና ኢዮም ብቅድስና ካብቶም፡ኣዕርኹቱ ናብ እግዚኣብሄር ስለዝ ቀረበ እግዚኣብሄር ኣምላክና ድማ ነቶም ኣዕሩኽ ጻድቅ ኢዮም ፡ንሱ ክጽልየሎም ምኻኑ ነገሮም።
ስለዚ ኢና እንበኣር ናብ ቅዱሳን እንምሕጸንን እንጽልን ንከመልዱልና ድማ ብምሉእ ተስፋ ንጽበዮምን እቲ ዝደለናዮ'ውን እንረኽቦን ። ግን ነብስኻ ተመሊስካ ፈትሽ እሞ ሽዑ ምለሲ ክትህበካ ኢያ ።ማለት መን ኢየ ኣነ ብዛዕባ ቅዱሳን ዝዛረብ በል ኣስተንትን ኣስቆርቁር እሞ ክበርሃልካ ኢዩ።
እንበኣር እዚ ድያቆን ሃውና ዝሰብኮ ዘሎ ስብከት ውን ነዞም ከምዚ ከማና ድኽም ዝበልና ኢዩ ።ፍቁር ሓው፡
Amen Amen Amen qal hiwet yesmeana ezgabihier amlakna xegeu yebzehalkum nay agolgulot edmekum ybrkelkumn yqedselkumn
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር መምህር ዲያቆን ኣስመላሽ ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና እግዚኣብሔር ኣብ ተዋህዶ የጽንዕኻ ከምኡውን ኣጎልጉለትካ ይቀበለልካ።
ቃል ሂወት የስመኣልና ናይ ዘመን እድሜኩም ይባረክ ጸጋ ኣብርእሲ ጸጋ ይዓድልኩም ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወት የስመዓና ኣምላክ ፀጉ የብዘሐልካ
አሜን አሜን አሜን
ቃል ሂወትሰ የሰመዓልና ንሐዉና
ነዓና ከአ ልቦናና የሰፍሐልና ጌታ የሕዋተይ
ኣሜን, ❤️🤲🙏ኣሜን, ❤️🤲🙏ኣሜን❤️🤲🙏 ቃል ሂወት የስምዓልና ጸግኡን ጥበቡን ኣብዚሑ ይዓድልካ ልዑልን ኩቡሩን ዝኮነ እግዛብሄር ኣምላክና 🤲🤲🤲🙏🙏🙏
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ
ኣሰይ ደስ ዝቡል ቃል ሂወት የስማዕልና መምህርና ዲያቆን ኣስማላሽ ሓውና እግዝኣቤሄር ኣምላክ ዕድመ ቁድሳን ዝባረከ ዕድሚካ ይባርክ ።
Ame Amen Amen Kale hiwet yesmealna memhr Egzabhier xegau ybzehalkum
Amen qale hiwet yesmealna memhrna dyaqon Ashmelash
Amen amen amen qal hwet yesmalna
Nhawunan memhrnan diyaqon egzabhier amlak xegu yebzhaka
Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen kalhwet jsmalna Amen Amen Amen
ኣሜን(3)ዲያቆን ኣስመላሽ ሓውና ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጸጋኡ የብዝሓልካ ተባዕ ናይ ዘመናት ሃዋርያዊ ኣገልጋሊ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትምህርትካ ንብዙሓት ሰባት ናብ ሂወት ዝመለሰ እዩ
Kalehiwet yesmalna, Amen.
Amen amen amwn kale hiwet yesmealna memhrna diyacon Asmelash egziabhier aezizu xegueu yebzehalka
Nay eme brhan amaladnetn
Bereketn Rediaitn nay kulom kudusann huryat egziabhier msaka ykun
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል-ሂወት የሰመዓልና ዲያቆን።
ኩቡር ኃዋርያ ኢካ። ዕድመን ጥዕና ፍቅሪ መመሊሱ ይየብዛሓልካ ክትፍተወኒ።
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዐልና ፀግኡ ይብዘሐልኩም ድያቆን ኣስመላሽ አሜን አሜን አሜን እንማሃሮ ቃለ እግዚአብሔር አብ ልቦነና ንክሓድር ናይ እግዚአብሔር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና እሜን
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን🙏🏻❤💒ቃለ ህይወት የስማዓልና
ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ፍቁር ሓውና ዲያቆን - ኣሽመላሽ ገብሪሂወት፡ ናይ ኣጎልጉለት ዘበንካ እግዚኣቢሀር ይባርከልካ፡ ነታ ብሓደራ ብክርስቶስ ኣቢላ ናብ ሃዋሪያትን ሰማእታትን ቅዱሳንን ኣቦታትናን ኣቢላ ዝተረከብናያ ቤትና ቤተክርስቲያና ከምዚኦም ዘበሉ ትጉሃት ኣገልግልቲ እግዚኣቢሄር ክሰደልና ናይ እግዚኣቢሄር ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና፡ ፡ በረከት ረዴኤትንናይ እግዚእነ ማሪያም ኣይፈለየና ኣሜን ደቂ ተዋህዶ keep,up
ዲ፡ሃውና አግዝኣብሄር ጸጋ የብዝሃልኩም ኣበይ ድዮም ዘለዉ ሓውና ዲ፡ ኣሽመላስ
Kale hiwet yesmalna kubur hawna
አሜን አሜን አሜን ቃል ሃወት የስመአልና !!!
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ክል ሂወት የስምዓልና
ቃለህይውት የሰመዐልና መምህር ና ሙሉእ ዕድመን ጥዕናንንን ይሀብካ እግዚአብሔር አምላክ። አነሰ ክፍተዎ አብዚዘሎ መምህር ብሓቂ ሓንቲ ከይሓበአ እዩ ዝምህረና ንአና ደካማት ትትት
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ከምዚ ከማይ ብትምህርቲ ዲኣቆን ኣሽመላሽ ዝምሰጥሲ ኣሎዶ እግዚኣቢሄር ሰማዕቲ ደይኮናስ ተግበርቲ ክንከውን እግዚኣቢሄር ይደግፈና
ቃለ ሂወት የስመዓልና
Kal hiwet yesmalna Memhr Dyakon Hawna🙏🙏🙏🙏❤️🇪🇷🙏🙏
ቃለ ሂወት የስመኣልና ሃውናን መምህርናን ዲያቆን ጸጉኡ የብዝሃልካ ፈታሪ
kal hiwet yesmealna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓውና ፡ንሕና ድኹማት ኣሕዋትካ ድማ ካብ ድቃስና ንክንትንስእ ልዑል እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና።
Kalhiwet yesmalna nay agelgulot zemenkum ybarek amen amen amen
Amen amen amen🌹🌹🌹🌹
Zemen ageliletka Amlak ykebelelka agelglot hawariyat ykunelka buruk hawey tebarekeley kindi shih million bzah ❤️
ከም ኣብ ዮውሃንስ ኣፈወርቂ ዝሓደረ ቃል ኣምላኽ ኣባኹም ሓዲሩ ኣሎሞ. ንጉዕዞና ቀይርዎ እዩ።💖💒🔑።
Kale hiwetu yesmealna tebarek diakon asmelash
Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen
Kalhiwet yesmalna Diyakon hawey.
Amennn amennn kle hewte ysmalne zbnke ybreik
Amlak neakum kibil niana yzkirena and God bless you D. Asmelash you are so blessed 🙏🙏🙏♥️
Amen amen amen god bless
ቃለ ህይወት ያሰማልን
Amen (3) qalie hiwet yesmalna diakon Asmelash hawna .
Amen amen amen kale hiwet yesmalna nay zemen agelglotka ybarkelka Egziabhier amlak
Amen Amen Amen qal hewet yesmalna deykon Asmelash hawena
qale hiwet Yesmalna 🙏🙏🙏
ድያቆነይ ብሩኽ ኣንበሳ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርኽካ
@YONI 10 ኣባህላኻ?
@YONI 10 ተግባሩ"ንዳ"ዩ"ሞ ኣቢልዎ ብሩኸይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቆን ሓውና
እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ድይቖን ሓውና ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና
Amen Amen Amen kale hiwate yesmalina Amlak xigeu yebezih
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Diakon Ashimelash hawnan memhrnan Egziabhier Amlak xegau yebzehalkum. Bhaki desss zebl tmhrty. fetary ab lbna yehdrelna.
Kale hiwet yesmealna
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna nay agelglot zemenkum ybarkelkum
ቃለ ሂወት የስምዕልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amen Amen Amen kalehiawit yesmalna amlak edemen tinan yahabka nay agelegelet edmeka yibarikaleka
Amen amen amen kali hiwet yesmaelna kibur abona
ቃለ ህይወት የስማአልና
Ykreta btaemi tsbuk tmrti neru gn mkursts bezihwo brukey tebareku
Kal hiwet yesmalna
Amen kale hiwet yesmealna Dikon hwenan memhrnan ny agolgulot zbenka Fetari ybarkelka.
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna diyakon hawey
Kal hiwet yesmalna Egziabiher Amlak edmen tenan yahabka nay agolgulet edmeka ybark
Amen (3) kal hiwet ysmalna Abotatna edmen tenan yhabkum
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና
ቃል ሂወት ይስመዐልና ሓወና ድያቆን
Amen Amen Amen Thanks
Amen amen amen qale hiwet yesmealna kab ezgiabiher rkebo asbka diyacon hawuna
Amen kal hiwet yesmealna
qale hiwet yesmalna memehr ,D: ASHMELASH mewalka ybzah zhawey
.
Amen amen qale hiwet yesmalna hawuna
Amen Amen kalehiwet yesmealna
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna Egziabiher amlak Nay zeben Agolguletkum ybarkelkum yekedeselkum
Amen Amen A
Amen
Kbur Diakon hawna kalehiwet yesmalna sbketka mechem abet nebsi ye erf
Asey dyakon hawna semen agelglotka ysesn
Amen amen amen
Amen (3)❤❤❤❤
🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️❤️👑🥰
❤❤❤❤❤❤✝️🥰🥰🥰
ሰላም ክቡር ሓው ዲያቆን ኣስመላሽ ,
ዝገበርካዮን ትገብሮ ዘሎኻን ብሕጂ ንትገብሮን ኣስተምህሮ እግዝኣብሄር ይሓግዝካ .
ሓንቲ ሕቶ ግን ኣላትኒ ,ጉዳይ ፓትርያሪክ ቅዱስ እንጦኒ ዮስ ሐቀኛ መግልጺ እንተትህበና ጽቡቕ ኮይኑ ይስምዓኒ
Abiet dn asmelash teberaber, baboka astemhr
መልሲ ን Aman Aman ፍቅሪ ናይ ድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላኽ ኣብ ልበይ ኣትዩ የቃጽለኒ ኣሎ። እተን 1997 ንኦሮታ ዘምርሓ የእጋረይ. ሎሚ ግን ኣብዛ ጽንዕቲ ተዋህዶ እምነት። ቅዱሳን ክጽልዩልካ ሓደራ ክብሎም እየ። ብሓባር ኣብዛ ተዋህዶ እምነትና 💒።
ኣታ ደቂስካ ዘለኻ ዲያቆን ኣስመላሽ ካብ ድቃስካ ተባራበር እሞ ኣጋንንቲ ደብተራታት ዝደረስዎም ጽውጽዋያት ምስባኽ ገዲፍካ ወንጌል ስበኽ ንስሽልን ንምስልን ምስጋድ ገዲፍካ ንፈጣሪ ብመንፈስ ስገድ። እግዚኣብሄር መንፈስ ኢዪ ብስእሊ ብምስሊ ኣይምለኽን
Aman Aman ewuy marey mhret yewrdelka kabti rukus menfes hzka zelo Egzabher mewatsati yfterelka eber ezi da Hiwet zhb tmhrti eyu menafkan gin aemrekum tatskum ekum
Aman Aman ktfelt ortodox Hakin bdem Krustos ztemesrete nayzelalem emnet eya entay eka ke abotatka txaref kbret nay SEB yhalkum atom menafkan aganont eska nbalka emnetka shetkayos SEB trbsh nebska shetka malet eyu
1ይ ህዝ 41፣ 17-20 አንብቦ ኢኻ ብሩኽ ሓወይ ኪሩቤል ውን ረቀቕቲ መናፍስት ዶ አይኮኑን
Kab nay pasterat xiwxway wxae bruk hawey
@@Mebr196
መጽሓፍ ግን ንኩሩቤል ስገዱ ኣይበለን ኣይተጻሕፈን ኣይተነበበን ። ኣየተሰገደን ካኣ
ንኩሩቤል ዝሰገደ ኣይነበረን ።
ስለምንታይ ግን ንስኻ ነቲ በዓል ስልጣን ፈጣሪ ኣምላኽ ዘይትሰብኽ
ስለምንታይ ሰባት ኣብ ብዙሓት ኣማልኽቲ ፍጡራት ክኣምኑን ክውከሉን ትሰብኽ ኣለኻ ።
ስለምንታይ በረከቶም ረዲኤቶም ኣማላድነቶም ኣይፈለየና ብእትብል ሰይጣናዊት ቃል ጌርካ ልቦምን ቀልቦምን ናብ ፍጡራት ኣማልኽቲ ከምዝኸውን ትገብሮም ኣለኻ ። ፈጣሪ ኣምላኽ ከ በረከቱን ረዲኤቱን ከሊኡኩም ዲዩ ወይስ ኣትሰምዕን ኢሉኩም ዲዩ።
Abona admen tanan yhbkom
ኢሳይያስ 49 (Isaiah)
14፤ ጽዮን ግና፡ እግዚኣብሄር ራሕ ኣቢሉ ሐዲጉኒ፡ ጐይታ ረሲዑኒ፡ በለት።
መልሲ ኣብ ኮመንት ኣሎ።
ቃለ ህወት የስማልና፡ ድያቆን ሓውና።
አንተኮነ ድያቆን ሓውና ፡ ስለ ህልው ኩነታት ቤተ ክርስትያን ፡ ስለ ጥፋአት ደቂ ቤተ ክርስትያን ፡ ስለ ምእሳር ኣቦታት፡ ስለ ስደት ቤተ ክርስትያን ፡ ስለ ሓቂ ፡ ስለ ምፍልላይ ዘይትዛረብ ፡
ሎሚ orthodox eritrea ሳኣን ሕጊ ወንገል ኣይተፋእናን ፡ አንታይ ዳኣ። መማህራና ትምህርዎን ትከድዎን በብይኑ ኮይኑ፡ ሓቂ ጠፊኡና ፋሕ አንዳበልና ኮሎና (1) መምሀር ወይ 1 ኣቦ ወይ ድያቆን ፡ ሲኢና ንጠፍእ ኣሎና እሞ ፡ ሃየ ዳኣ እቲ ዝጎደልና ብሓደ ንኩን ።
ንድፈረትይ ይቅረታ፡
Ata ataliluni hakeia keshi mesiluni amet mlue share eloio
Eihi da tay sle zgebere kemu tbl. Sle zgesexena diyu?
Deacon Asmelash hawna kalehiwet yesmalna Amlak nay agelglot zebenka ybark.
ዝኣረገ መሳርሒ ጨኮኖ ስርዓት መሳፍንቲ ዩ
ክቡር ዲያቆን ነዛ ሕቶ እዚኣ መልሱለይ እግዚኣብሄር ይባርኽኩም
ሰብ ምስ ሞተ ብተስካር ተድሕንዎ ዲኹም
ዝኣሰርኩሞ እሱር ዝፈታሕኩሞ ፍትሕ ይኹን እንታይ ማለት ዲዩ ? ?
ብሂወት እንከሎ ወንጌል ንዝጠሓሰ ሰብ ምምዓድ ተማዒዱ ንዘይሰምዕ ካኣ ምእሳር/ምውጋዝ ካብ ጌጋኡ እንተተመለሰ ድማ ካብ ውግዘቱ / ማእሰርቱ ምፍታሕ ኢዩ። ንዝሞተ ምእሳር ምፍታሕ ግን ኣይካኣልን። ካህን ኣብ ምዉት ስልጣን የብሉን።
ንምኻኑ ኸ ፥----------
* ኣየናይ ቀሺ ኢዩ ወንጌል ንዝጠሓሰ ሰብ ወንጌል ጥሒስካ ኢሉ ዝኣስረን ዝወገዘን
* ኣየናይ ቀሺ ኢዩ ኣብ ርእሲ ሰበይትካ ዘሚኻ ውሽማ ጌርካ ብወሰን ወሊድካ ኢሉ ዝኣስርን ዝውግዝን ፡
* ኣየናይ ቀሺ ኢዩ ሰኺርካ ኢሉ ንሳኽራም ዝኣስርን ዝውግዝን፡
* ኣየናይ ቀሺ ኢዩ ኸ ኪዳን ኣፍሪስካ ኢኻሞ በኪ ነበር ሰበይቲ ፈትሕካ ካልእ ሰበይቲ ከተእቱ ኣይግባኣካን ኢዩ ኢሉ ዝኣስርን ዝውግዝን።
መዓስ ዝኣሰርዎ ሰብ ዳኣ ኢዮም ምስ ሞተ መፍትሒ እናበሉ ገንዘብን እኽለማይን ካብ ሓዘንተኛታት ስድራ ቤት ምዉት ዝወስዱ ? ? ?
ብመሰረቱ ኣጃማምራ ተስካር ንምብላዕን ንምስታይን ኢዩ ነይሩ። ቀደም ብሜስን ዝሕላን ኢዩ ይግበር ነይሩ፡ ካህናት እቲ ፍርቒ ብዕራይ ስጋ ወሲዶም ነናብ ገዝኦም ይማቐልዎ ፡ ነይሮም። እቲ ፍርቂ ጎኒ ብዕራይ ድማ ኣብቲ እንዳ ተስካር ከይዶም ይበልዕዎ ነይሮም ፡፡ ደሓር ካኣ ብገንዘብን ብድራር ካህናት እኽለማይን ቀይሮሞ። ኣረቂን ኮኛክን ዊስኪን ንዘምጸኤ ኣቡነዘበሰማያት ይደግሙሉ ። ዘይተተስከረ ሰብ ኣፉ ተከፊቱ ሃህህ ኢሉ ኢዩ ዝጽበ ። ኣፍ ምዉት ብተስካር ኢዩ ዝዕጾ ዝብል ምህሮ ኣብ ልቢ ሰብ ኣስሪጾም ነቲ ህዝቢ ኣእሙሮኡ ስለ እተቋጻጺሮዎ ሰብ ካብ ዘየለ ኣምጺኡ መፍትሒ ገንዘብ ክኸፍል ውራይ ክገብርን ይግደድ ኣሎ
ቃል ኣምላኽ ኣብ እብራውያን 9 ፥ 27፤ ንሰብ ሓንሳእ ሙማት ብድሕሩኡውን ፍርዲ እተሰርዖ፡ ይብል
ኣቦታት ክምስሉ ካኣ ድሕሪ ሓመድ ድበ ብተስካር ጽድቂ ኣይትጸበ ይብሉ ፡
* ሊቃውንቲ ካኣ ንተስካር ዓሻ ዝተኸሎ ለባም ነይነቕሎ ኢሎሞ ኣለዉ
* ተዋህዶ ካኣ ካብ ቀብሪ ክሳብ ዓመታት ሸውዓተ ጊዜ ፍትሓት ይእዝዙ ናይ ፍትሓት ገንዘብን እኽለማይን ይቅበሎ። ገንዘብን እኽለማይን ዘይከፈለ ኣይፈትሕዎን ኢዮም
ክፍሊት ዋጋ መፍትሒ ካብ ቀብሪ ክሳብ ዓመትን ዓመታትን ወሲኖም ንህዝቢ ኣፍሊጦም ኢዮም።
ቃል ኣምላኽ ንዓያያይ ደመወዝ ይግበኦ ኢዩ ይብል ቆይሞም ከገልግሉ ዝሓደሩ ካህናት ካኣ ክምገቡ ይግባእ ። ግን ኣብ ክንዲ ብፍትሓትን ብተስካርን ብንግደትን ብዝኽርን ክትጸድቁ ኢኹም እናበልካ ምምጋብ ብቕንዕና ክምገቡ መሰሎም ብምዃኑ ህዝቢ ፈሊጡ ክገብሮ ዶ ኣይምሓሸን
ንዝሞተ ሰብ ቀሺ ይኹን ጳጳስ ክኣስሮን ክፈትሖን ስለዘይኽእል ሰብ ብሂወቱ እንከሎ ብንስሃ ናብ ክርስቶስ ብምቐራብ ጥራይ ኢዩ ክፍትሕ ዝኽእል ፡
ስቅ በል
ክቡር ዲያቆን ኣስመላሽ ንስኻኸ ነዘን ሰበይቲ እንታይ ኢልካ ትምልሰለን
ሽድሽተ ጊዜ ኣፍቲሔስ ኣይተፈትሔን እንደገና ኢሎሙኒ። ብሓደ ከለዉ መሳትይቲ ስዎኦም ኢዩ ነይሩ ። ተጋጊኻ በዲልካ ኣሲረካ ኢሎሞ ኣይፈልጡን ። ምስ ሞተ ክንፈትሖ መፍትሒ ሃቢ ካህናት ኣድርሪ እናበሉ ኣብ ርእሲ ሓዘነይ ላሕ ኣቢሎሙኒ ፡ ከይሃብካ ካኣ ዘይፈትሑ
1. ኣብ ቀብሪ ብኮቦሮን ጸናጽልን ዲቕ እናበሉ ፈቲሖም ኢዮም ቀቢሮሞ። ምዕሮ ካኣ ሂበ
2. ኣብ ዓሰርተ ክልተ መዓልቱ ከኣ ፍትሕ ሓዲርና ኢሎሙና ኣድሪረ፥፥
3. ኣርባዓ መዓልቱ ምስ ኣኸለ ከኣ መፍትሒን ድራር ካህናትን ቀርቢ ክንፈትሖ ኢና ኢሎሙኒ ክፈትሑ ሕዲርም፥ ካህናት ኣድሪረ ዝኽፈል ካኣ ከፊለ
4. ኣብ ሽዱሽተ ወርሑ ድማ ፈቲሕናዮ ኢሊሙኒ ኣድሪረ
5. መሊሶም ከኣ ኣፍ ሰብኣይኪ ዘይትዓጽዊ ኣፍ ምዉት ብተዝካር ኢዩ ዝዕጾ ። ዘይተተስከረ ከኣ ኣፉ ተከፊቱ ሃህ ኢሉ ኣብ ሲኦል ኢዩ ዝነብር ። ኸይትርስዒ ከኣ ተስካር ብዘይበጊዕ ኣይትከውንን ኢያ። በጊዕ መስዋእቲ ኢያ። ጣይታ ዝግንን ስዋን ዘይተርፍ ኢዩ ። ሜስን ዝሕላን ኣረቂን ንዘምጽኡልናውን ኣቡነዘመሰማያት ንህቦም ኢና ፡ ኢሎሙኒ ከዱ። ኣነ ካኣ ዝነበሩኒ ጽምዲ ብዕራይ እቲ ሓደ ንሕሩድ እቲ ሓደ ንእኽለማይ ገይረ ኣተስኪረ ።
6. ኣብ ቦኽሪ ዓመቱ ጸሚቘ ሓሪደ ኣፍቲሐ
መሊሶም ድማ ኣብ ዓመቱ ከኣ ክንፈትሖ ሲ ተድርሪ ዲኺ በሉኒ ። ብጀካ ሕራይ ኣፈይ ከፊተሎም ኣይፈልጥን ኢየ ሽዑኡ ግን ኣንቱም ኣቦይ ቀሺ ሕጂውን ብእሱሩ ኢዩ ዘሎ ፧፧፧ ሸውዓተ ጊዜ ኣፍቲሔስ ኣይተፈትሔን ? ? ? በልኩዎም ሞ ወረ ጋና ኣብ ዓዓመት ከተፍተሕዮ ኢኪ ደፋር ክንደናኣኸ ትደፍር ኢሎሙኒ ከይዶም ይብላ ኣደይ ዳሃብ
መናፍቅ ኣብ ተብልዎ የብልኩም ኩሉኹም መሰረትኩም ኦርቶዶክስ ኢኹም ግና ትቅየሩ ዘለኹም ንስኹም ኢኩም እዝስ ንቕሓት ዲዩ ክብሃል ክክክክ እግዝኣብሄር ካብ ኣብ ኣዳራሽ ኮይንካ ምዕባድ ናብታ ናይ ሰላም ወደብ ጥንታዊት ቤትኩም ተመለሱ
ናይ ዘመንና ነብያት ሓሶት ክመጹ ኢዮም እንተተኻእሎም ሲ ንቡዝሓት ከስሕቱ ኢዮም እሞ ተጠንቀቑ።ወረ እንታይ ክትገብር ኣብቲ ናይ orthodox ኣቲኻ ።ኣብ ኣዳራሽካ ኮይንካ ዝለል ምስ ፓስተርካ።
@@Meseret-G
ሕቶ ንደቂ ተዋህዶ
ኣየናይ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ኢዩ ንዝሞቱ ቅዱሳን ስእልን ምስልን ታቦትን ቀሪጹ ሰገደ ? ? ?
ናይ ዳዊት ናይ ኣብርሃም ናይ ኢዮብ ናይ ሚኪኤል ናይ ገብርኤል ናይ ማርያም ናይ ኢሳያስ ናይ ኤርሚያስ እነበለ ታቦታት ሰሪሑ ዝሰገደን ኣብ ርእሱ ዝተሰከመን ነብዪ ወይ ሃዋርያ ወይ ጻድቕ ሪኢኹምን ኣንቢብኩምንዶ ትፈልጡ ? ( ኣበደን)?)
ናይ ቅዱሳት ቤተመቅደስ ሰሪሑ በዓላት ናይ ሙሴ ናይ ዳዊት ናይ ኤልያስ ናይ ኢሳያስ ናይ ማርያም ናይ ገብርኤል ናይ ሚካኤል እናበለ ንቤተመቅደስ ዝሰገደን በዓላቶም ዘኽበረን ዝኽሮም ዝዘከረ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ሪኢኹም ወይ ኣንቢብኩም ዶ ትፈልጡ? ? ? (ኣበደን)
ንስኻትኩም ኸ ኣየናይ መልኣኽ ኣየናይ ጻድቕ ርኢኹም ኢኹም ዳኣ ኢኹም እትሰግዱ ዘለኹም ? ? ?
ቅድስቲ ማርያም ገድሊ መከራ ከተሕልፍ እንከላ ብኣካል ኔርኩም እንተትኮኑ ሞ መሕደሪ ስኢና ክትጭነቕ እንከላ ኣብ መብልዕ ማል ክትሓርስ እንከላ ፡ ናብ ግብጺ ስደት ከርተት ክትብል እንከላ ተቀቢልኩም እንተተኽብርዋ ጣሳ ማይ እንተተስትይዋ ቅዱሳን ወንጌል ክሰብኩ ከርተት ክብሉ ከለዉ ተቐቢልኩም እንተተኽብርዎም ጣሳ ማይ እንተተስትይዎም ዓስቢኹም ኣይምሰኣንኩምን ።
ጣሳ ማይ ሲ ነቶም ኣብ ስብከት ወንጌል ከርተት ዝብሉ ቅዱሳን ኢዩ እምበር ነቶም ኣገልግሎቶም ፈጺሞም ዝሓለፉ ቅዱሳን ስዋ ምጽማቑ ኣይኮነን ። እዚ ኣብ ተዋህዶ ዝግበር ዘሎ ኣብ ፍጡራት ምውካልን ምእማንን ተስፋ ምግባርን ብስእልን ብምስልን ብታቦትን ጌርካ ምስጋድን ካኣ ንፈጣሪ ዘሕዝን ትእዛዝ ኣምላኽ ዝጠሓሰ እምነት ኢዩ ። ብዘይካ ኣብ ኢትዮጲያን ኤርትራን ኣብ ካልእ ዓለም ዘየለ ዋላ ኣብ እተን ኦርቶዶክስ ዝባሃላ ሃገራት ዘይግበር ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ፍንፉን እምነት ኢዩ።
ደብተራታት ተዋህዶ ምሂዞሞ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተለመደ ተለሚዱ ተለሚዱ ተለሙዱ ከምዚ ወልፊ ኮይኑ ናይ ኣቦታትና ሃይማኖት ተባሂሉ ርስቲ ኮይኑ ተሪፉ ፡ ሓጥያት እንተተዳጋገመስ ጽድቂ ይመስል ዝበሃል ምስላ እኮ ነዚ ኢዩ ተመሲሉ ።
እጾም ናይ ጸጋ ስግደት እናበሉ ንህዝቢ ናብ ስእልን ምስልን ሓወልትን ዘስግድዎ ዘለዉን ህዝቢ ኣብ ፍጡራት ኣማልኽቲ ከምዝውከልን ከም ዝኣምንን ጸሎቱን ተስፉኡን ትጽቢቱን መብጹዑን ኣብ ፍጡራት ከም ዝገብር ዝሰብኩ ካህናትን ሊቃውንትን ግን ኣብ መዓልቲ ፍርዲ መልሓሶም ክትቁረጽ ኢያ ።
@@AmanAman-uy3uh ezi hatitkayo zeleka hto kmlselka Aziyu sefih sle zkone dewilka rkebeni
@@AmanAman-uy3uh 0046729450558 bezi dewul eika
ሳጥናኣል ሱሉጡን ነሩ ግና በቲ መንገዲ ኢግዛኣብሂር ሲለ ዘይተማኣዘዘ ሰይጣን ኮነ ንሲካ ካኣ በቶም ሓደ ኣበሳ ዘይብሎም ኣኢላፋት ኢረትራዊያን የሕዊትካ ኣብ ጎኖም ኩን ኢሞ ሹዑ ሲብክ
ሕቶ ንደቂ ተዋህዶ
ኣየናይ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ኢዩ ንዝሞቱ ቅዱሳን ስእልን ምስልን ታቦትን ቀሪጹ ሰገደ ? ? ?
ናይ ዳዊት ናይ ኣብርሃም ናይ ኢዮብ ናይ ሚኪኤል ናይ ገብርኤል ናይ ማርያም ናይ ኢሳያስ ናይ ኤርሚያስ እነበለ ታቦታት ሰሪሑ ዝሰገደን ኣብ ርእሱ ዝተሰከመን ነብዪ ወይ ሃዋርያ ወይ ጻድቕ ሪኢኹምን ኣንቢብኩምንዶ ትፈልጡ ? ( ኣበደን)?)
ናይ ቅዱሳት ቤተመቅደስ ሰሪሑ በዓላት ናይ ሙሴ ናይ ዳዊት ናይ ኤልያስ ናይ ኢሳያስ ናይ ማርያም ናይ ገብርኤል ናይ ሚካኤል እናበለ ንቤተመቅደስ ዝሰገደን በዓላቶም ዘኽበረን ዝኽሮም ዝዘከረ ነብዪ ወይ ሃዋርያ ሪኢኹም ወይ ኣንቢብኩም ዶ ትፈልጡ? ? ? (ኣበደን)
ንስኻትኩም ኸ ኣየናይ መልኣኽ ኣየናይ ጻድቕ ርኢኹም ኢኹም ዳኣ ኢኹም እትሰግዱ ዘለኹም ? ? ?
ቅድስቲ ማርያም ገድሊ መከራ ከተሕልፍ እንከላ ብኣካል ኔርኩም እንተትኮኑ ሞ መሕደሪ ስኢና ክትጭነቕ እንከላ ኣብ መብልዕ ማል ክትሓርስ እንከላ ፡ ናብ ግብጺ ስደት ከርተት ክትብል እንከላ ተቀቢልኩም እንተተኽብርዋ ጣሳ ማይ እንተተስትይዋ ቅዱሳን ወንጌል ክሰብኩ ከርተት ክብሉ ከለዉ ተቐቢልኩም እንተተኽብርዎም ጣሳ ማይ እንተተስትይዎም ዓስቢኹም ኣይምሰኣንኩምን ።
ጣሳ ማይ ሲ ነቶም ኣብ ስብከት ወንጌል ከርተት ዝብሉ ቅዱሳን ኢዩ እምበር ነቶም ኣገልግሎቶም ፈጺሞም ዝሓለፉ ቅዱሳን ስዋ ምጽማቑ ኣይኮነን ። እዚ ኣብ ተዋህዶ ዝግበር ዘሎ ኣብ ፍጡራት ምውካልን ምእማንን ተስፋ ምግባርን ብስእልን ብምስልን ብታቦትን ጌርካ ምስጋድን ካኣ ንፈጣሪ ዘሕዝን ትእዛዝ ኣምላኽ ዝጠሓሰ እምነት ኢዩ ። ብዘይካ ኣብ ኢትዮጲያን ኤርትራን ኣብ ካልእ ዓለም ዘየለ ዋላ ኣብ እተን ኦርቶዶክስ ዝባሃላ ሃገራት ዘይግበር ኣብ ቅድሚ ፈጣሪ ፍንፉን እምነት ኢዩ።
ደብተራታት ተዋህዶ ምሂዞሞ ካብ ጊዜ ናብ ጊዜ እናተለመደ ተለሚዱ ተለሚዱ ተለሙዱ ከምዚ ወልፊ ኮይኑ ናይ ኣቦታትና ሃይማኖት ተባሂሉ ርስቲ ኮይኑ ተሪፉ ፡ ሓጥያት እንተተዳጋገመስ ጽድቂ ይመስል ዝበሃል ምስላ እኮ ነዚ ኢዩ ተመሲሉ ።
እጾም ናይ ጸጋ ስግደት እናበሉ ንህዝቢ ናብ ስእልን ምስልን ሓወልትን ዘስግድዎ ዘለዉን ህዝቢ ኣብ ፍጡራት ኣማልኽቲ ከምዝውከልን ከም ዝኣምንን ጸሎቱን ተስፉኡን ትጽቢቱን መብጹዑን ኣብ ፍጡራት ከም ዝገብር ዝሰብኩ ካህናትን ሊቃውንትን ግን ኣብ መዓልቲ ፍርዲ መልሓሶም ክትቁረጽ ኢያ ።
ቀሽን ድያቆንን ስለ ዉጹዕ ህዝቡ ዶ ኣይኮነን ዝጽሊ እንታይ ዓዚምዎም ስለ ኡሱራት ብጩቅ ዘይብሉ።
S T ewe haqka Abona bzey hgi teasirom kelowu, hanti mealti kzarebu zeydelyu diakonat kahnat ymerhuna alewu
ኣማላድነት ክርስቶስ
ካብ ቃሉ ወጽኢኣይትስበኽ
ዮሃንስ 14 (John)
1፤ ልብኹም ኣይሸበር። ብኣምላኽ እመኑ ብኣይውን እመኑ።
እብራውያን 7 (Hebrews)
18፤ እቲ ዝሐለፈ ትእዛዝ ድኹምን ዘይጠቅምን ስለ ዝዀነ እዩ እተሳዕረ፡
19፤ ሕጊ ንሓደ እኳ ኣብ ፍጻሜ ኣየብጽሖን፡ ግናኸ ናብ ኣምላኽ እንቐርበላ፡ እትሐይሽ ተስፋ ኣተወት። 22፤ ከምኡ ድማ ኢየሱስ መድሕን ዝሔሸ ኺዳን ኰነ።
I
23፤ እቲኣቶምሲ ኸይነብሩ ብሞት ስለ እተኸልከሉ፡ ብዙሓት ካህናት ነበሩ።
24፤ እዚ ግና ንዘለኣለም ዚነብር ስለ ዝዀነስ፡ ዘይሐልፍ ክህነት አለዎ።
25፤ ስለዚ ድማ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚመጹ፡ ኵሉ ጊዜ ምእንታኦም ኪልምን ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ፈጺሙ ኼድሕኖም ይኽእል እዩ።
ዮሃንስ 14 (John)
6፤ የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።
1ይ ዮሃንስ 2 (1 John)
1፤ ኣቱም ደቀየ፡ ሓጢኣት ምእንቲ ኸይትገብሩ፡ እዚ እጽሕፈልኩም አሎኹ። ሓደ እኳ ሓጢኣት ዝገበረ እንተሎ፡ ጠበቓ ኣብ ኣቦ አሎና፡ ንሱ የሱስ ክርስቶስ፡ እቲ ጻድቕ፡ እዩ።
1 ጢሞቴዎስ 2 (1 Timothy)
5፤ ማለት፥ ኣምላኽ ሓደ በይኑ እዩ እሞ እቲ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰብን ዘሎ ማእከላይውን፡ እቲ ሰብ፡ ክርስቶስ የሱስ፡ ሓደ በይኑ እዩ።
ሮሜ 8 (Romans)
34፤ እቲ ዚዅንንከ መን እዩ፧ ክርስቶስ የሱስ፡ እቲ ዝሞተ፡ ኤረ ኻብ ምዉታት እኳ ዝተንስኤ፡ ኣብ የማን ኣምላኽ ኰይኑውን ምእንታና ዚልምን ዘሎ እዩ።
ገላትያ 1 (Galatians)
8፤ ግናኸ ንሕና እኳ እንተ ዀንና ወይስ መልኣኽ ካብ ሰማይ፡ ብዘይ እዚ ንሕና ዝሰበኽናልኩም ወንጌል ካልእ ወንጌል እንተ ሰበኸልኩም፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን።
9፤ ከምቲ ቕድም ዝበልናዮ፡ ሕጂውን ከም ብሓድሽ፥ ብዘይ እቲ እተቐበልኩምዎስ ካልእ ወንጌል ዚሰብኽ እንተሎ፡ ንሱ ውጉዝ ይኹን፡ እብል አሎኹ።
ዘዳግም 4 (Deuteronomy)
2፤ ነዚ ኣነ ዝእዝዘኩም ዘሎኹ ትእዛዛት እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ምእንቲ ኽትሕልዉ፡ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣነ ዝእዝዘኩም ነገር ኣይትወስኹ፡ ካብኡ ኸኣ ኣይትነክዩ።
ምሳሌ 30 (Proverbs)
6፤ ከይዘልፈካ፡ ሓሳዊ ዄንካ ኸኣ ከይትርከብሲ፡ ናብ ቃሉ ሓንቲ እኳ ኣይትወስኽ።
ራእይ 22 (Revelation)
18፤ ኣነ ቓላት ትንቢት እዚ መጽሓፍ እዚ ንዚሰምዑ ዅሎም እምስክረሎም አሎኹ፡ ሓደ እኳ ናብዚ እንተ ወሰኸ፡ ኣምላኽ ከኣ ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፉ ዘሎ መዓት ኪውስኸሉ እዩ።
19፤ ሓደ ሰብ ከኣ ካብ ቃላት እዚ ትንቢት እዚ እንተ ኣጕደለ፡ ኣምላኽ ካብተን ኣብዚ መጽሓፍ እዚ ተጽሒፈን ዘለዋ ኦም ህይወትን እታ ቕድስቲ ኽተማን ግዲኡ ኼጕድለሉ እዩ።
ኣሜን
መናፍቅ ኮሊልኩም ኮሊልኩም ናብ ኣጥብያ ዘዕበይትኩም ቅድስት ቤትክርስትያን ክትምለሱ ኢኹም ከይትሓፍሩ ብዙሕ ሃተፍተፍ ኣይትበሉ ምሳሌ ናይቲ ጥፋእ ወዲ ካብ ገዝኡ ኮብሊሉ ግን ቤት ኣብኡ ናፊቁ ተመሊሲ ኢዩ ከም ናቱ ይፍጠረልኩም
@@Meseret-G
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
Aman Aman menafkani entay eka halewulew tbli kid gezaka taxka aewuy
Kale hiwet yesmaelna
Dyakon hawna ab
Lbna yehdro
ጀነራል ኣሽመላሽ ገዲፍኩምስ ዲያቆን ትብሉ ጌጋ ።
Medhanie Yosief
ሰናይ ነገር ሕሰብ