Film Sehara- ፊልም ሰሃራ - ኣብ ሓቀኛ ታሪኽ ዝተመርኮሰት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 224

  • @wedififi
    @wedififi 3 หลายเดือนก่อน +8

    እቶም በዚ ዝመጻኹም በሓቂ ኣምላኽ ሰቲሩኩም እዩ በዚ ተፈቲንኩም ምሕላፍኩም ኣብነታውያን ኢኹም ወርቂ መእታን ክጸሪ ብሓዊ ይሓልፍ። እቶም ዝኸዱ ኸኣ ወረስቲ መንግስቲ ኣምላኽ እዮም ስክፍ ኣይበለና ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም የሕዋት ኣብዘዘለኹሞ😊❤

  • @habtomberhane1541
    @habtomberhane1541 ปีที่แล้ว +19

    ነዚ ኩሉ ሽግር ሓሊፍና ስ ነማርር ዘይነመስግን ሂወት ሳህራን ላምባ ዶዛን ዘይርሳዕ ዝኽሪ ኣሎና thanks so much I remember that life 🧬 😢💔🖤😭

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 ปีที่แล้ว +40

    ሳህራ ፍጉር:21 መዓልቲ ኣብ ሳህራ:ስጋና ተወዲኡ:ከመይ ኢልና ብሂወት ኩልና ወጺእና:ናይ ኣሜላኽ ነገር ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ።

    • @hazhazinoyemane9760
      @hazhazinoyemane9760 ปีที่แล้ว +3

      Eti zehznka komo elkum adi seab atikom be awerjan haymontin ketbasu kelku eyu ko

    • @berhanetewolde3247
      @berhanetewolde3247 ปีที่แล้ว +2

      @@hazhazinoyemane9760 ሑልኩስ! እቲ ትገብሮ ትነግረና ኣለኻ።ዓዲ ስሄል እንተ ትብል ኔርካ:ወዲ ዓዲ ኢዩ ምበልናካ:ሓዝሓዝ ኢልካ ጺሒፍካ ግን:90% ተቐማጢ ኢኻ።ስለዚ ኣነ ግን ካብተን 5 ዓዲ ናይ ኣስመራ:ካብ ሓንቲአን ኢየ።ኣጸቢቕካ ትፈልጥ ኢኻ:ወዲ ኣስመራ ኣውራጃ ከምዘይብል።ወዮ ናታ ንሓማታ ዝብሉኻ:ከምዚ ኢዩ።

    • @ስዲኣይትበሉኒስደትኢዩበዲ
      @ስዲኣይትበሉኒስደትኢዩበዲ ปีที่แล้ว +1

      ​@@berhanetewolde3247 ትም በል ኣታ ሳሕሳሓ ኣውራጃ ኣብ ኩሉ ኤረትራ ኣሎ ኣስመራ ካኣ ይብለለይ ቆማል

    • @berhanetewolde3247
      @berhanetewolde3247 ปีที่แล้ว

      @@ስዲኣይትበሉኒስደትኢዩበዲ ኪድ ውዒጊን ዋሒድ! ትግራዋይ ምዃንካ ተገጢምካ ኣለኻ።ኣንታ ነፋጥ ሓንጎል:ጥሙይ ትግራዋይ:ሓዝሓዝ ኢልካ ኣቲኻ ሰብ ከተደናግር ኣይትኽእልን ኢኻ።ፎእ ዓጋመ ትጨንወኒ ኣለኻ!

    • @hazhazinoyemane9760
      @hazhazinoyemane9760 ปีที่แล้ว

      @@berhanetewolde3247 enaty tebil weday emo neskom endikom Seb rebskom zelkum tedakilkom ,kebabi Asmara teteblni keman mehasika kabtom xuruyat ,ember neskom si kusli Asmara ekom

  • @makueigarang9009
    @makueigarang9009 ปีที่แล้ว +18

    እዛ ስራሕ ግን ናይ ባሓቂ ዲያ ወላ ፍሊም ምርዳእ ይኣብየኒ ኣሎ ሰብኣይ እየ ብፊሊም ነቢዐ ይኹን ኣብ ስሚዒት ኣቲየ ኣይፈልጥን ሎሚ ግን ተፈቲነ ብዓይነይ ሲኢለዮ ከምዛ ዝጎነፈኒ ። ግን ከሓተኩም ኣበይ ኣለዉ እዞም ተዋሳእቲ ኩሎም ? ይበል ድርሰት ይበል ኣልያ ይበል ዳሪክተር ብሉጽ ስራሕ ምስ ፉሉይ ክእለት ምልከት ተዋሳእቲ ኣድኒቀ ኣይጸግበኩምን እየ ዕድመ ይሃብኩም ምስ ምሉእ ጥዕናን ኣኣብ ዘለኹሞ ❤❤🇪🇷🇪🇷❤️❤️

  • @kingtheking221
    @kingtheking221 ปีที่แล้ว +35

    ኣብ ዓለም እትይ ዝኸፈአ ሂወት ሳሃራን ባሕርን እዩ
    ኣነ ዝገርመንይ ዘሎ ኣብ ኤሮፓ ምሰ በጻሕና ሂወትና ምሉእ ንኣምላኽ ኣብ ክንድይ ነመስግን መገዲ ሸይጣን መሓዝና እዩ ዝገርመንይ 😭😭😭😭😭😭

    • @HanaTesfayTekle-cg6fv
      @HanaTesfayTekle-cg6fv ปีที่แล้ว +2

      ብሓቂ AGZIABHER ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና
      Azi kula ብሓይሉ ሰጊርናዮ ክንስና
      ነዚ ኩሉ ረስናዮ ባይነ ምሕረቱ ይጠምተና

    • @Abelgerea
      @Abelgerea 2 หลายเดือนก่อน

      Deqi sebat kemu ena amelak gen ms klatna ykun bedlen yhdglenea.❤❤

  • @senayeri433
    @senayeri433 ปีที่แล้ว +13

    ጽብቕ መዘከርታ ነዚን ካብዚ ዝኸፍእን ዝሓለፈ ኤርትራዊ፡ የቐኔልና።

  • @tdflove3582
    @tdflove3582 ปีที่แล้ว +7

    ስደት እኮ💔😭
    ኩሉ ግን ናይ ኣምላክ ነገር እዩ

  • @mymomismyword8398
    @mymomismyword8398 ปีที่แล้ว +1

    Uffff anta amlakey nay bhaqi bezi halifes bhiwet ynebr aleku temesgen amlakey😭🙏🏾 wletka resie abza gzawit resah alem keytalel hayli habeni 🥹😭🙏🏾

  • @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ
    @ኦርቶዶክስተዋህዶሀይ-ለ1ቈ ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ስደት ሕሱም ንኣፍሪካዉያን ወዲእና በተለይ ድማ ንኢትዮጵያውያን ኤርትራውያን 💔💔🖤😭😭😭😭😭

  • @ftsumteweldebrhan2572
    @ftsumteweldebrhan2572 ปีที่แล้ว +18

    ሰሃራ ብሰላም ወዲአ ናይ ሊብያ ከተማ ትሪፖሊ ኣለኹ ብሰላም ናይ ባሕሪ ከኣ ይወድኣለይ ዓርቢ ስቅለት ምድሩ ይሪኣ ኣለኹ ኣየ ኤርትራዊ ከርተተኛ 😢😢😢

    • @fevenfitsum6738
      @fevenfitsum6738 ปีที่แล้ว

      I will pray for you Hawey.

    • @lielanabein6967
      @lielanabein6967 ปีที่แล้ว

      Amlak msakum ykun yehwatna❤

    • @terhaskahsay
      @terhaskahsay ปีที่แล้ว +1

      Kemti beslam nab Berhane Tensu zebxhana nakum ka beslam yetkum ahwaty 🙏☦️⛪️

    • @SelamKelit
      @SelamKelit 2 หลายเดือนก่อน

      Hawey baka teshiqel bselam do atike tekwun ,,????

  • @mebrahtubeserat5742
    @mebrahtubeserat5742 ปีที่แล้ว +4

    ምሕረቱ የዉርደልና ከምዚስ አይደገም
    ካብዚ አበሳ እዚ እታብርክቲ ዓድና መስጠአ ከይወርደና መፍቶ ጎሐላሉ አይንኩን ሐደራ

  • @HabeshaGamerMom
    @HabeshaGamerMom ปีที่แล้ว +5

    ኣክክክክ 😭😭😭😭😭 ሳሃራ 2006 ሕማቅ በሰላ ገድፍካለይ 3 ተፈልዮምና ን ሞት ኣትየ ወጸያ አዋይ 😭😭😭😭 ነፍስ ጾር ናይ 8 ወርሒ ነረ ሞት ምስ ሓሸን ነሩ ኣታ ፈጣሪ ስደትና ደው ኣቢል ንብደል ኣለና

  • @erione8641
    @erione8641 ปีที่แล้ว +6

    it reminds my way , when i was crossing the sahara to Libya and italy, it was very terrible and hard jorney.

  • @almazzeray5767
    @almazzeray5767 ปีที่แล้ว +2

    Kiwdea aykealkun I feel your pain guys especially blibya ziatekhum.kabzi sahra bhiwet mihlawkum you are lucky guys.sidet kertet. Selam yukhunelna nabta kibrti betna kinmles.

  • @luwamhaile8758
    @luwamhaile8758 ปีที่แล้ว +12

    አንታይ ገበርናኩም ብንብዓት ሎሚ ዓይነይ😢💔 ምርኣይ ኣቢዩኒ
    ቁሱሉና አባ ኣይትጉዱኡና

    • @brktiselemun3495
      @brktiselemun3495 ปีที่แล้ว +5

      ይርዳኣኒ እዩ ከም ዝዛኻኸረኩም ኣነ ኸማን ቡኡኡ ብሳህራ ብሊባ ዘይ መጻኹ ከለኹሲ ናይ በሓቂ ተገሪመ ተሰሜዒኒ 😂😂😂
      ግን ናይ በሓቂ ኑፉዓት እዮም እንቃዕ ሰነድዎ ብከምዚ ከምዚ ከም ዝሓልፍ ከም ዝሓለፎ እቲ ሰብ ቡኡኡ ዝሓለፎ ጥራይ እዩ ዝፈልጦ ዝርዶኦ!!!!
      ከምዚ ኸ ኣሎ ድዩ 😂😂😂
      ንሃገርና ሰላም ንምነየልያ🙏🙏🙏🙏

    • @Hevennatsnet
      @Hevennatsnet 4 หลายเดือนก่อน

      😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @yonitesballatoli6901
    @yonitesballatoli6901 ปีที่แล้ว +21

    እቲ ዘሕዝን ኣብ ሳህራ ኮይነ ይርእያ ምህላወይ'ዩ፡ምናልባት ቅድሚ ናብዚ ምውሳነይ ርእየያ ተዝኸውን ብርግጽ ኣብ ውሳነይ ለውጢ ምሃለወ ነይሩ፡እቲ ዘሕርቀካ ከኣ መንእሰይ ብዛዕባ መንገዲ ናይ ሊብያ ነጊርካዮ ዘይሰምዕ ምዃኑ'ዩ፡ወይ ከኣ ብዓይኑ ነቲ ሽግር ከይረኣዮ ዘይኣምን ምዃኑ'ዩ፡ነቶም ዝኣተው ስለ ዝሪኢ ንነብሱ ኣብ ቦታ እቶም ኣብ ሽግር ዝተርፉ የእትዩ ክቀርጻ የሸግሮ'ዩ ወይ ውን ከምቶም ሰብ ዕድል ዝዕወት ጥራይ'ዩ ዝመስሎ።
    ናይ ብሓቂ ገለ ክፋል ናይቲ ሕማቅ ሂወት እዛ ፊልም ተንኪፋቶ'ያ፡ግን እዚ ጥራይ ኣይኮነን ሰብ ልዕሊ ኣብ ሳህራን ኣብ ባሕርን ፎቆድኡ ኣብ መኻዚንን እሱር ቤትን ብሕማምን ጥሜትን ዝጠፍእ ይበዝሕ።
    ፈጣሪ ስደትና የሕጺሩ ኣብታ ምጭውቲ ቤትና ይኣኻኽበና።

    • @Wwjd_y
      @Wwjd_y ปีที่แล้ว +3

      Amlak yihalweka bruk hawey ab xelotey kizikireka eye

    • @yonitesballatoli6901
      @yonitesballatoli6901 ปีที่แล้ว

      @@Wwjd_y 🙏🙏🙏thanks bro

    • @afewerkikidane8998
      @afewerkikidane8998 ปีที่แล้ว +4

      ሓወይ ናይ ባሓቂ እድሕር አብ ሳሃራ ሃልካ ብምልዕ ብዶ ግርካ ንይሕዋትካ እቲ ሓቂ መልእክቲ የሔልፍሎም

    • @peacefortheworld2101
      @peacefortheworld2101 ปีที่แล้ว

      Ajoka zhawey

    • @Silmat
      @Silmat ปีที่แล้ว

      Nay bihaqi,

  • @Abelgerea
    @Abelgerea 2 หลายเดือนก่อน

    Ahh ezklu nezi hlifna ab zbxh bxhna sdrana nrse adeda basen nkwen blu amelak ms klatna ykun bflay ab shger hemam zlkum amelak mesakum ykun.🙏🙏🙏

  • @fasillllll
    @fasillllll 3 หลายเดือนก่อน

    Ab sawa zareyuna zenberu film

  • @michaelabebe1216
    @michaelabebe1216 ปีที่แล้ว

    ንዝሓለፍናዮ ሂወት ሳህራን ባሓርን ትገልጽ ሓቂና ፊልሚ / ኣምላኽ ጻማኩም ይኽፈለኩም ንኹሉኩም ኣብዚ ዓውዲ ስነ ጥበብ ዝነጠፍኩም ኩቡራት ኣሕዋትን ኣሓትን

  • @Wedihabtom-mw2po
    @Wedihabtom-mw2po ปีที่แล้ว

    Aze film kra hasba jmery ner gen zaydl sme gadfey abe liby eyi zelki 2023 4 9

  • @fserdss1437
    @fserdss1437 ปีที่แล้ว +3

    እዝ ቢድዮ ግን ናይብሓቂ ድዩስ ንፊልሚ እዩ ተሰሪሑ

  • @lucchi3902
    @lucchi3902 ปีที่แล้ว

    Welcome deki hlal meryet 🇪🇷🌴❤🇪🇷🌴🇪🇷🌹🌹

  • @MyKing296
    @MyKing296 ปีที่แล้ว

    Nay behaki meharit film😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @amanuelh210
    @amanuelh210 ปีที่แล้ว +12

    ኣነ ዘሕዝነኒ ነገር ተሎ
    ካብ ሙሉእ ኣፍሪቃ ንሕና ኤርትራውያን ጥራይ ተሰዲድና እሞ ድማ ናብዚ ጓሓፍ ኣውሮጳ 😭😭😭😭😭😭😭😭

    • @OnlyGod096
      @OnlyGod096 ปีที่แล้ว

      Nay bihaki yihizen 😭

    • @nromenrome7193
      @nromenrome7193 ปีที่แล้ว

      Eritrawuya tray dina nsded abey dika zeleka sdet ember do aleka

    • @suncdybv2889
      @suncdybv2889 ปีที่แล้ว +4

      ምስዳድስ ኤርትራውያን ጥራሕ ዘይኮነስ ኩሉ ኣፍሪካዊ እዩ ናይ ኤርትራ ፍሉይ ዝገብራ ከምድሌትካ ክትወፅእን ክትኣቱን ዘይምክኣል እዩ

    • @roha9947
      @roha9947 ปีที่แล้ว

      Emo nab adeka zeytemelis

    • @amanuelh210
      @amanuelh210 ปีที่แล้ว

      @@suncdybv2889
      ኩሉ ኣፍሪቃ ኣይተሰደደን ብጀካ ኤርትራውያን ሶማል ካኣ ! ኣብ ፎቖዶ ዓድ ጓና ከም ጥሪት ዝሽየጥ ዝልወጥ ዘሎ ኤርትራዊ ጥራይ ኢዩ ስለዚ ንሙሉእ ኣፍሪቃ ኣይንውክሎን ኢና።

  • @tesfamichaelandemichael7155
    @tesfamichaelandemichael7155 8 หลายเดือนก่อน +1

    Mera asli kulu filmka yketatelo ye nay bluxat bulux eka so ab hwetka selam teanan ksanetn andatemenkulka qexlo

  • @SaymonSaymon-e3k
    @SaymonSaymon-e3k 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሕ ሂወት ኤርትራዊ ነዚ ይመስል 😢😢😢😢😢😢😢😢ይይይ😢😢😢😢ይይይይይ

  • @filmentertainment409
    @filmentertainment409 ปีที่แล้ว

    Hiwetna nabzi kemzi kab adna awxiom zefrduna ruksat shabya ferdom newih aykekewn u never forget gize trah kuslna ab zebana u delo

  • @OnlyGod096
    @OnlyGod096 6 หลายเดือนก่อน

    I remember 2017 sudan Egypt libya Sahara bahri kab mot ziwesakulu temesgen 😭

  • @tesmussie4310
    @tesmussie4310 ปีที่แล้ว +2

    Ab hiwty krsea zydlie film 💔🖤

  • @MaekeleFkre
    @MaekeleFkre 3 หลายเดือนก่อน

    ahhhh ስደት ቀዛፊ😢😢😢

  • @KevenErmias
    @KevenErmias 3 หลายเดือนก่อน

    Eway sedet seidi kemzi eyu etom beza zhlefna sebat bjakm nemsgn 😢😢😢😢😢😢😢

  • @futsumteklegebremedihin994
    @futsumteklegebremedihin994 3 หลายเดือนก่อน +1

    I was very sad😢😢😭😭

  • @musazghiasfha8361
    @musazghiasfha8361 ปีที่แล้ว +3

    Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌸❤️✅

  • @wedihager
    @wedihager ปีที่แล้ว +5

    ጉዕዞ 8 መኣልቲ ሳህራ 5 ሰባት ሞይቶምና ኣብሂወተይ ዘይሃስስ ሕማቅ ዝክሪ

    • @alemxewar1825
      @alemxewar1825 ปีที่แล้ว

      Omy sorry bmtay tefeliyokum b xmin tmetn dyu

  • @ማሂጋልትግራይክሕሎ
    @ማሂጋልትግራይክሕሎ ปีที่แล้ว

    ዓኽኽኽኽኽ ሰደት😢😢😢😢

  • @abeltesfealem6169
    @abeltesfealem6169 ปีที่แล้ว +1

    ሓደ ሰብ"ከ ዘይተእትው ወደይ ኩላ ቀቲልኩማ እንታይ ኢና ክንብል ኮፍ ትበልካ ሞት እንተ ወጻካ ሞት ናበይ ዳኣ ክንከይድ 😢😢😢😢

  • @SaymonSaymon-e3k
    @SaymonSaymon-e3k 3 หลายเดือนก่อน

    Ahhhhh kemzi ahlifkasi abzike nbeas alena nestewuel welodey

  • @Tesfu-ek9ks
    @Tesfu-ek9ks 3 หลายเดือนก่อน

    Nay behaqe

  • @EriLove-op8es
    @EriLove-op8es ปีที่แล้ว +4

    ጉዶም ከምዚ ጌርኩም ኣውጽእዎ ዳኣ ባዓል መራ😭

  • @FikaduTewalda
    @FikaduTewalda ปีที่แล้ว

    Weye Ehwateye sega Mase

  • @fiyorigalqeshi2022
    @fiyorigalqeshi2022 ปีที่แล้ว

    Ezi dricker gn aloe du btami u haiyli .

  • @desalekahsay7504
    @desalekahsay7504 ปีที่แล้ว

    ሳህራ ዋላ ብተለብጅን ክርእዮ ከለኩ ብፍርሒ ይዋሓጥ ናብ ሳህራ ዝተበገስኩላ ጸላም ዕለት ግን ኣይክርሳዓን የ ኣምላክ ጡዑም ግን ናብ ልበይ ተመሊሰ ኣገልጋሊ ጽጉማት ክከወን የደግፈኒ

  • @Beyney-r5t
    @Beyney-r5t ปีที่แล้ว

    Ohhh kndey gezi deliye sieineya eza move 😢🥺💔

  • @kusukusu1541
    @kusukusu1541 ปีที่แล้ว

    Eway hzbey😢😢😢

  • @yonnie5293
    @yonnie5293 ปีที่แล้ว

    It’s makes us human search for better life

  • @shaiebya437
    @shaiebya437 ปีที่แล้ว

    Akkkkkk mdre Saharan bahri Libya. Tekefilu zeywidaie eda aleki. Eda nixuhatn eshelatn gifuatn yehwatey kihatekin eye 😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Natan0755
    @Natan0755 ปีที่แล้ว +1

    ሓሊፉ ሳህራ ጨካን 2010🥺

  • @qal.bitaw.nezkar8437
    @qal.bitaw.nezkar8437 ปีที่แล้ว

    sedat 😭😭😭😭😭😭😭

  • @gebresuskesete7559
    @gebresuskesete7559 ปีที่แล้ว +7

    😂ኦፍፍ 😂እዚ ክትዝክሮ ቀሊል ከም ኖርማል ፊልም ኮይኑ ክስምዓም ይክእል እዩ ንዘይፈተኖ እዚ ግን ሓቄና ዛንታ ዝሓለፍናዮ ክንደይ ብጾትና ድማ ኣብ ፍቆዶ ስህራ ቀቢርናዮም ብጣዓሚ ዝሕዝን መዋእል ዝይርሳእ በሰላ ገዲፍልና ነዚ ኩሉ ተሳጊርና ክኣ ኣብ መካዚኖታት ንነዊሕ ዓመታት ገንዘብና ከፊልና ኣደዳ ሕማም ሞት ኮንና ምስቶም ደላሎ ኣሰጋገርቲ ናይ ባሕሪ 😢 ድሕሪኡ ውን ምዓስ ተወዲኡ ሽግርካ ባሕሪ ኣለካ ሓንቲን ናይ መወዳእታን ገሊኣ ትሰግር ገሊኣ ድራር ዓሳ ትከውን ዘገርም እዩ ሂወት ንምንታይ እያ ክንዲዚ ክርተት ነዛ ሓላፊት ሽግር ንዓይ ዝግርመኒ ግን ክሳብ ሕጂ ድቃስ ዝከልኣኒ ምሳይ ዝነበሩ ቡጸተይ ብክልተ መራክብ ተፈላሊና ንሳቶም ኣበይ ከም ዝኣተው ክሳብ ሕጂ 6 ዓመት ኮይኑ ሞይቶ ኣይሞይቶም ስድራቤቶም ኣብ ከቢድ ሻቁሎት ይርከቡ በጃኩም ነዚ ናረኣየ ዘከይድ ሕሰበሉ እዚ ብፊልም ዝቀረበ ሓቄና ማሃሪን እዩ ሕጂ ዓደና ራሕዋ ሰላም ኮይኑ እዩ

  • @DfcEdx
    @DfcEdx หลายเดือนก่อน

    😭😭😭😭😭😭😍

  • @misakkibrom0740
    @misakkibrom0740 ปีที่แล้ว +1

    This is the real our Life 😭😢 uff

  • @temporary995
    @temporary995 ปีที่แล้ว

    ሕቶ ፣ ድሕሪ እዚ ኩሉ ሕሰምን መከራን ጉዕዞ ሳሃራ ካብዞም ተዋሳእቲ ስ ባዕሎም በዚ ምድረበዳ ሳሃራ ጌሮም ንኤውሮጳ ዝኣተውዶ ይህልዉ ?

  • @nebyatokbagaber8052
    @nebyatokbagaber8052 ปีที่แล้ว +3

    እንታ ጌርናኩም ንድሕሪት መሊስኩምና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @shewithadsh4475
    @shewithadsh4475 ปีที่แล้ว

    Ahhh sdet chenawi nebie hazine 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @yonnie5293
    @yonnie5293 ปีที่แล้ว

    I rather try then stay in Eritrea
    Never ending war after war!
    the fact that we believe it’s ok to die in our country
    but not to better ourselves and others
    I have lost all my friends brothers
    What do you want from Eritrean people

  • @GodismyPower
    @GodismyPower ปีที่แล้ว

    ሰላም የሕዋተይን ኣሓተይን ሰራሕቲ እዛ ፊልም: ብጣዕሚ ጽቡቕ ፊልም ኢኹም ስርሪሕኩም የጋጥም እዩ ከኣ ዘየጋጢም ኣይኮነን::

  • @selemawitgiday7476
    @selemawitgiday7476 ปีที่แล้ว

    Very sad story Nay beheki Amlaki sdetna yhxiro

  • @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ
    @ፍናን-ኣፕ-ዛሩንጣ ปีที่แล้ว +4

    ኣነ ብወገነይ ካብ ኣብ ኤርትራ ምእንቲ እዚ ሹፍታ ስርዓት ጉጅለ ህግደፍ ካብ ሙማት ኣብ ከምዚ ናይ ሳሃራ ሙማት ይመርጽ

  • @sammluye6528
    @sammluye6528 ปีที่แล้ว

    Oh so sad story 😭😭😭😭

  • @Fyh5Yuh
    @Fyh5Yuh หลายเดือนก่อน

    ኣኽኽኽኽኽ😢😢😢😢

  • @FfSs-x3q
    @FfSs-x3q ปีที่แล้ว

    Meshem eritrawi mikha kemzi eyu gena ayhalfelnan eyu anes minbar xeliyeyyo 😭😫😭😫

  • @habenbiniam6612
    @habenbiniam6612 ปีที่แล้ว

    Eza filmi qedem ab eritrea keleku sdet ay hasbon neyre zatu shu gin temesgen eyu zbehal kulu halafay eyu.

  • @WintaYohannes-wk4du
    @WintaYohannes-wk4du 3 หลายเดือนก่อน

    Kola keleku rieyo mlue leyti kbeki haderi hji ka😢😢

  • @HenokUTD
    @HenokUTD 3 หลายเดือนก่อน +1

    ነዛ ፊልም ዘይረኣየ ብ the goat life ይግረም 😂

  • @فهدالدوسري-ذ2ث
    @فهدالدوسري-ذ2ث ปีที่แล้ว +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ShaSha-v3b
    @ShaSha-v3b ปีที่แล้ว

    ❤❤❤

  • @FnanTekie
    @FnanTekie ปีที่แล้ว

    Eway sahara fugur ahhhhh 7 maelti Lbey tefieni niru

  • @wegahtatesfayohanns172
    @wegahtatesfayohanns172 ปีที่แล้ว +1

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @solomunyohannes4588
    @solomunyohannes4588 ปีที่แล้ว

    😭ahh Nayi bhaqi blxti film 🎥
    Nayi bahaqi dima bluxat tewosati.

  • @NatnaelAma
    @NatnaelAma 3 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢❤😢😢😢😢❤❤

  • @geriemussie7772
    @geriemussie7772 ปีที่แล้ว

    😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @danayabrham1249
    @danayabrham1249 ปีที่แล้ว +2

    Nay bhaki zehzn tarik sdetegnatat erirtea u bunet ezi kulu meswaetisi nezi hji nnebro nabra ewayy zehzn u zterefkum ahwat ahat melebemin aygberka melebemi ayklaeka u zbehal amlak sdetna afeximu bselam nhagerna yebkana

    • @samigo5865
      @samigo5865 ปีที่แล้ว

      እዛ ፊልም ኣብ ኤርትራ ሃይስኩል፡እንዳ ትርመሃርና ኣርኢዮምና ኔሮም ሹዑ ከላ ንሕና ክይንወጺእ ኢሎም ዝሰርሕዎ ድራማ ኢዩ ኢልና ኣይተገደስናሉን ኣብ ሳህራ ምስ መጻኩ ግን በርሁለይ

  • @almazhampel9473
    @almazhampel9473 ปีที่แล้ว +2

    😭😭😭😭🙏🙏🙏

  • @tekeatekle7559
    @tekeatekle7559 ปีที่แล้ว +2

    Nay kedem a,temxu ufffff nay Hiji geberu

  • @Edengirmay794
    @Edengirmay794 ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @makameko4435
    @makameko4435 ปีที่แล้ว

    ፊልሙ አሪፍ እና አስተማሪ ሆኖ ከኃላ ያለው ማጀቢያ ሳውንድ ይረብሻል

  • @በርጌድንሓመዱ-ሰ1ረ
    @በርጌድንሓመዱ-ሰ1ረ ปีที่แล้ว +6

    እዋይ ጉድ ገበኖም ባዕሎም ይምስክሩ ኣለው

  • @teklugirmay1
    @teklugirmay1 ปีที่แล้ว +1

    Very sad Story

  • @HeriheriHeriheri-u5y
    @HeriheriHeriheri-u5y ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉😢

  • @Balla291
    @Balla291 ปีที่แล้ว +9

    OMG mezo Arkey kemza Elu wediku kabza Mekena Nehna dena moshomae dewdke mesluna gedfnayo keydna 😢😢😢

  • @rodasnemariam1519
    @rodasnemariam1519 ปีที่แล้ว

    💔🖤😭💔🖤😭

  • @Hiyab2323
    @Hiyab2323 ปีที่แล้ว +3

    ቅድሚ 9 ዓመት ከምዚ ከማይ ዝራኣያ ኣሎ ዶ

    • @terhaskahsay
      @terhaskahsay ปีที่แล้ว

      Ja anen alku abti medri kewsdo kolo melda yebhrer nere😢besmam

  • @letezghitessema3974
    @letezghitessema3974 ปีที่แล้ว +4

    በጃኹም መንእሰያት አርትራ ካብዚ ተማሃሩ አዚ ዓቢ ትምህርቲ ኑኹሎም መንእሰያት አትይርስውያን ክኸውን አሎም የርእይዎ ኣሎዉ በጃኹም መንእሰያት አርትራ ስደት ዉርደት አዩ, ብሕልፊ ናይ ሳሃራ ድደት.
    ዓወት ንሓፋሽ ህዝቢ አርትራ ዉድቀት ንጸላእቲ ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @rehabotMrehabotM
      @rehabotMrehabotM ปีที่แล้ว

      who want to go through this but the truth is that our country gov had failed us. also they know they will die either way so its not there fault of moving country illegal way and they got no choice but to try to escape from the difficult life.

  • @fisahayedebessay6876
    @fisahayedebessay6876 ปีที่แล้ว +2

    Nay behaqi blixti film eya Tewasaiti kemu ewen derasi kemesgnekum yideli. Edmen teenan yihabkum.

  • @AnesAnes-ng8ly
    @AnesAnes-ng8ly ปีที่แล้ว

    Very very very sad storry

  • @luwamteklom5507
    @luwamteklom5507 ปีที่แล้ว

    Nay za sebeyti hlmi si yhwatey sdet mse wetsu adey buzuh hmaq hlmi thalm nera gen fetari lewah entay yseano bselam adi seb ytiwom

  • @luwamkidane-kk6qr
    @luwamkidane-kk6qr ปีที่แล้ว +1

    😔😔

  • @HabeshaGamerMom
    @HabeshaGamerMom ปีที่แล้ว

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @fifihaftidanayit2123
    @fifihaftidanayit2123 ปีที่แล้ว

    💔💔💔

  • @AaAa-eu1il
    @AaAa-eu1il ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢🖤💔💔💔

  • @ኮማንደርሮቦርቲ
    @ኮማንደርሮቦርቲ ปีที่แล้ว +1

    2010 ሪኤያ እዛ ፊሊም

    • @BMFT14
      @BMFT14 ปีที่แล้ว

      So what

  • @KertetKertet-yn5vc
    @KertetKertet-yn5vc ปีที่แล้ว

    Gele sebat gin katwu nerwom hakey

  • @luwambrhane9345
    @luwambrhane9345 ปีที่แล้ว

    😢😢😢😢😢

  • @samiwedihabesha7175
    @samiwedihabesha7175 ปีที่แล้ว +2

    ብሰንኪ ህግደፍ ስደተኛ ኮይኑ ስመይ ኣኽ

  • @helengebrhiwet4060
    @helengebrhiwet4060 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😭😭😭😭😭

  • @eritrea5289
    @eritrea5289 ปีที่แล้ว

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @makueigarang9009
    @makueigarang9009 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤😢

  • @erishow1929
    @erishow1929 ปีที่แล้ว

    😢😢

  • @ihavehope7119
    @ihavehope7119 ปีที่แล้ว

    ا😮😮😢😢😢

  • @NahomNahom-y4c
    @NahomNahom-y4c ปีที่แล้ว

    Ahh Libya