Tigrigna Audio Bible, The Book of Colossians | መልእኽቲ ናብ ሰብ ቆሎሴ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 26

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py 2 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር ይባርኻ ክቡር መምህረይ❤❤

  • @zerayeyobweldeab7614
    @zerayeyobweldeab7614 4 ปีที่แล้ว +8

    ኣምላኽ ይባርኽኩም ።ከመይ ተጠቂምና መስልኩም። ስለ እቲ ዘይንገር ውህቦቱ ንኣምላኽ ስብሓት ይኹኖ። ኣሜን

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +1

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @atmsq
    @atmsq ปีที่แล้ว +2

    ቃል ህይወት የስምዓልና።

  • @mimitekulu7296
    @mimitekulu7296 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን 🙏💖ቃለ ሕይወት የስምዓልና 🙏🥰⛪️

  • @binimilli788
    @binimilli788 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @joshalomshalom8461
    @joshalomshalom8461 ปีที่แล้ว

    ጸጋ ኣምላኽ ይብዝሐልካ:ዓቢ ስራሕ እዩ:: ተባሪክናሉ ኢና እሞ እጽፊ በረከት ይክነልካ::

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 หลายเดือนก่อน +1

    Colossians 1 (ትግ) - ቆሎሴ
    15: ንሱ መልክዕ እቲ ዘይርኤ ኣምላኽ፡ በዅሪ ዅሉ ፍጥረትውን እዩ።
    16: ኣብ ሰማያትን ኣብ ምድርን ዘሎ፡ ዚርኤን ዘይርኤን፡ ዝፋናት ኰኑ ወይስ ጕይትነት፡ ሕልቅነት ወይስ ስልጣናት፡ ኵሉ ብእኡ ተፈጢሩ አሎ እሞ፡ ኵሉ ብእኡን ንእኡን እዩ እተፈጥረ።
    17: ንሱ ኸኣ ቅድሚ ዅሉ እዩ፡ ኵሉውን ብእኡ ቘይሙ አሎ።

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox หลายเดือนก่อน +2

    Colossians 3 (ትግ) - ቆሎሴ
    12: እምብኣርሲ ኸም ሕሩያት ኣምላኽን ቅዱሳንን ፍቁራትን ኴንኩም፡ ምሕረት ልቢ፡ ለውሃት፡ ትሕትና፡ ዓቕሊ፡ ትዕግስቲ ልበሱ።
    13: ንሓድሕድኩም እናተጻወርኩም፡ እቲ ሓደ ኣብቲ ሓደ ኽሲ እንተለዎ፡ ይቕረ ተባሃሃሉ። ከምቲ ክርስቶስ ይቕረ ዝበለልኩም፡ ንስኻትኩምውን ከምኡ ይቕረ በሉ።
    14: ኣብ ልዕሊ እዚ ዅሉውን ፍቕሪ፡ ማእሰር ፍጻሜ እያ እሞ፡ ልበስዋ።

  • @NaodTesfay-mm9rp
    @NaodTesfay-mm9rp 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበይ ክሮክቦ ይክእል እዚ ስብከት ብምልኣ ህጉዝኒ

  • @selameyob8177
    @selameyob8177 4 ปีที่แล้ว +6

    Bruk eka🙌🙌🙌

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox หลายเดือนก่อน +2

    Colossians 1 (ትግ) - ቆሎሴ
    18: ንሱ ነቲ ስጋኡ ድማ ርእሱ እዩ፡ ማለት ንማሕበር፡ ብዅሉ ነገር ቀዳማይ ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ ንሱ መጀመርታ እዩ፡ ካብ ምዉታትውን በዅሪ እዩ።
    19: ብዘሎ ምልኣት አብኡ ኺሐድር፡ ኣቦ ሰሚርዎ አሎ እሞ፡
    20: ብእኡ ብደም መስቀሉ ገይሩ ሰላም ምስ ገበረ ኸኣ፡ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎን ኣብ ሰማያት ዘሎን ዘበለ ዅሉ ንርእሱ ተዓሪቕዎ እዩ።

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว

    God Bless You.

  • @AllApp-i1g
    @AllApp-i1g 6 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ሊቀ ልቃዊንት ኣቦና🙏😍🙏

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen.

  • @teklitsuyum7349
    @teklitsuyum7349 4 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen

  • @eyobhaile2321
    @eyobhaile2321 26 วันที่ผ่านมา

    0:14 መእተዊ
    3:40 ምዕራፍ 1
    8:18 ምዕራፍ 2
    12:18 ምዕራፍ 3
    16:18 ምዕራፍ 4

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 3 หลายเดือนก่อน +1

    Colossians 3 (ትግ) - ቆሎሴ
    18: ኣትን ኣንስቲ፡ ከምቲ ንጐይታ ዚግባእ ጌርክን ንሰብኡትክን ተኣዘዛኦም።
    19: ኣቱም ሰብኡት፡ ነንስትኹም ኣፍቅርወን እሞ ኣይትምረርወን።
    20: ኣቱም ውሉድ፡ እዚ ኣብ ጐይታ ባህ ዜብል እዩ እሞ፡ ንወለድኹም ብዅሉ ተኣዘዝዎም።
    21: ኣቱም ኣቦታት፡ ሕሊናኦም ከይዓርብ፡ ነቶም ውሉድኩም ኣይተዀርይዎም።

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox 4 หลายเดือนก่อน +1

    Philippians 3 (ትግ) - ፊልጲ
    18: ከምቲ ብዛዕባኦም ብዙሕ ሳዕ ዝበልኩኹም፡ ሕጂውን እናበኼኹ እብል ኣሎኹ፡ ብዙሓትሲ ጸላእቲ መስቀል ክርስቶስ ኰይኖም ይመላለሱ እዮም።
    19: መወዳእታኦም ጥፍኣት እዩ፡ ኣምላኾም ከብዶም እዩ፡ ክብረቶምውን ኣብ ነውሮም እዩ፡ ሓሳቦም ከኣ ናይ ምድሪ እዩ።
    20: ንሕና ግና ሃገርና ኣብ ሰማያት እያ፡ ካብኣውን መድሓኒ፡ ንሱ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ፡ ንጽበ አሎና።

  • @4stargeneral542
    @4stargeneral542 2 ปีที่แล้ว

    GOD bless you

  • @yohannesbelay3152
    @yohannesbelay3152 ปีที่แล้ว

    Bruk eka paster Eskyas

  • @Yosief_7
    @Yosief_7 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berihutesfai6171
    @berihutesfai6171 5 ปีที่แล้ว +1

    M

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen.

  • @IsraelMosazghiLebasiOrthodox
    @IsraelMosazghiLebasiOrthodox หลายเดือนก่อน +1

    Colossians 1 (ትግ) - ቆሎሴ
    18: ንሱ ነቲ ስጋኡ ድማ ርእሱ እዩ፡ ማለት ንማሕበር፡ ብዅሉ ነገር ቀዳማይ ምእንቲ ኪኸውንሲ፡ ንሱ መጀመርታ እዩ፡ ካብ ምዉታትውን በዅሪ እዩ።
    19: ብዘሎ ምልኣት አብኡ ኺሐድር፡ ኣቦ ሰሚርዎ አሎ እሞ፡
    20: ብእኡ ብደም መስቀሉ ገይሩ ሰላም ምስ ገበረ ኸኣ፡ ነቲ ኣብ ምድሪ ዘሎን ኣብ ሰማያት ዘሎን ዘበለ ዅሉ ንርእሱ ተዓሪቕዎ እዩ።

  • @henokteshome143
    @henokteshome143 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 🙏🏾 ❤